TBS TV| ምብራር 16 መሪሕነት “ህወሓት”/ሓዱሽ መግለፂ ወዲ ወረደ/ናይ ሕጊ ጥሕሰት ኣብ ትግራይ/መረረት ተጋደልቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tbstv #habesha #ethioforumኢትዮፎረም #debretsiongebremichael #tigrai #debretsiongebremichael

ความคิดเห็น • 39

  • @user-kv1mf1mr1m
    @user-kv1mf1mr1m วันที่ผ่านมา +8

    እኛ የአዲስ አበባ ልጆች ተጋሩ መሆናችን እንዳልኮራንበት እባካችሁ አታሳፍሩን 😢 እርስ በርሳችሁ ተግባቡ እና ሰላም አውርዱ ።

    • @habtomgebre1523
      @habtomgebre1523 วันที่ผ่านมา +1

      ayxoh ysmamalubmnm chgr yelem bro dont wory they are broghers

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 วันที่ผ่านมา +3

    ሓቂ ጉባኢ ምእታው ሓንጊዲ ቲሸርት አስሪሕኻ ሆሆ ሕመቅ ምሽፋን አንቀብልን።
    For ever TPLF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @girmaygtsadik7176
    @girmaygtsadik7176 วันที่ผ่านมา +4

    TBS ፅቡቅ አቀራርባ እዩ ቀፅልሉ።

  • @YohanesGebreyesus-i2e
    @YohanesGebreyesus-i2e วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ወረደ ትጥርጠር አለኻ ሓቂ ይሃልኻ ከም
    ሕማቅ ገላጋሊ ህዝቢ
    ትግራይ ከይተብልዖ

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 วันที่ผ่านมา

    brillant getachew wedi reda wedi werede geberal sadkan geganu agokum

  • @HayelomReda-e1p
    @HayelomReda-e1p 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝሐሸ መትከል ይመስል

  • @mulugettakassa2222
    @mulugettakassa2222 วันที่ผ่านมา

    Merci bantoln Kandahar Andi te eyu
    Wedi mender a 01
    ❤😂

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb วันที่ผ่านมา +1

    ቶም መራሕቲ ከ ናይ ህዝቢ ትግራይ አይኮንን ድዮም

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው እልፊ ሰረቅቲ አሰሊፉ እታይ እዩ ዝበለና ዘሎ አብትግራይ መናእሰይ ናብገደል ዘፅደፉ ለቂቁ ሕዚአነ የ አበይ ዝነበርካ ከዳዕ አምሓራይ

  • @LifeforJesus-k2d
    @LifeforJesus-k2d วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ምክትል ኾይኑ ንኣመታት አይፀንኋን ነፃ ዝኾነ ዜና ኣንብቢ!!!

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሙዃነ ጌታቸው አበይዝነበረ ሓዋዋሲዩ

  • @footballmoments-le6xw
    @footballmoments-le6xw 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህንደይ ኣዋልድ ተደፊረን መግለፂ ለየውፅኣስ
    ሕዚ ዘን ዓጣሮ ልምዓት ጉጅለ ምስተፀረፋ ተሰሚዑወን ሓሸውቲ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ወረደ ሰለ ዞም ሙሩኻት ወንጀለኛታት ክፈትሕ እንታይ መብት ኣሎዎ?ምስመን ተማኺሩ ,እዙይ ህጊ ምጥሓስ እዩ.አነ እየ ዝፈልጠልኩም እናተባህለ አብ ገደል የእትዉና አሎዉ.❤

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 วันที่ผ่านมา

    ድኹም መራሒ ንትግራ ዝጠለምኪ ትመስል 75/100

  • @user-gj4co9bc1z
    @user-gj4co9bc1z วันที่ผ่านมา +1

    ታደሰ መሲሉ ፀኒሑ ናብ ቀተልቲ ተደሚሩ የሕዝን ጥሮተኛ ኮይንካ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተቢኤሰ ትበሃሉ ሜደያ ወገናዊ አይትኹኑ በተለይ ሐደወዲ ዝሰማዕኹዎ ከመኒሰት ወዘተ ዝበል ተቀባልነት የበሉን

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ወደት እየሄደች ነው ። ስራትና ደንብ የማይከበርበት። እንኳን የፖርቲ ደንብ የእቁብም ደንብ መከፈል አለበት ።

  • @LeakeAregawi
    @LeakeAregawi วันที่ผ่านมา

    መንጎኛ ሙዃን አብ መዓዝ ደረጃ ምስበፀ አቲ ፓለቲካዊ አፈላላይ አዪ አይበል ግን ክሳብ መወዳእታ ምጥፍፋእ ክሳብ ዝብፃሕ ድዪ? ንምንታይ ዳአ ደገፍ ይኹን ተቃውሞ ሰልፊ ይኹን ከይግበር,ሓላፍነት ምውራድን ምድያብን ጠጠው ይበል ተባሂሊ

  • @KflomGs
    @KflomGs 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀነራል ናብዚ ናብዚ ኣይትበል
    ሕወሓት ኣይምልከቶን ስለ ሙሩኻት ምልቃቅ
    ዋእ ዓሪ ጀ/ል ታደሰ ምስ ጌታቸው ነውልቀ ሰብ
    ዋእ
    ታኢና ክንብል

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 วันที่ผ่านมา

    It is shameful to see TPLF's level Of consciousness is at zero level

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 วันที่ผ่านมา

    አይተ ጌታቸዉ ረደ አብ ክልተ ዓመት እንታይ ሰሪሑ ?0/100 this is failure. ሰለዚህ ጌታቸዉ እንተወሪዱ አፍቱ ናቱ ቦታ ዝሰርሕ ሰብ ይትካእ.❤❤

  • @taricbitewlign6543
    @taricbitewlign6543 วันที่ผ่านมา

    ክህተት ዝይደሊይ ጉጅለ አሎ

  • @AlemsegedTena
    @AlemsegedTena วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ብሮድ ባንድ ሰርቪስ ጌጋ መልእኽቲ ኣሕሊፍኩም ስለዘለኹም መአረምታ ተትገብሩሉ ፅቡቅ ይመስለኒ።
    ማለት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ም/ኣቦ ወንበር ኮይኖም ንዓመታት ፀኒሖም ዝብል'ዩ። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣባል፣ማ/ኮን ፈፃሚ ስራሕን ኮይኖም እዮም ንዓመታት ዝፀንሑ እምበር ብም/ኣቦ ወንበርነት ግን ይትረፍ ንዓመታትስ ን3 ወይ 4 ወርሒ ውን ኣይፀንሑን'ዮም።

  • @Goytahaleqa
    @Goytahaleqa วันที่ผ่านมา

    ህዋሐት በዓላ ዝመረፀቶ አለዋ ካብ መርየት ተልዕሉ ህዋሐት እየ ክብልሶ ከመይ ገሩ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 วันที่ผ่านมา

    ብግልጺ አድልዎ እዩ ። ሐደ ውድብ ንግ/መንግስቲ ክእዝዝ እየ ከፍርስ እየ ክምድብ አይክእልን ናበለ ጸጥታ ታይ ገብር አሎ ? ጸጥታ ሐይሊ ናይ ግ/መንግስቲ ተአዛዚ እምበር ክእዝዝ አይኮነን ወይ ምስ ሐደ ውድብ መዕረ እዮም ክትብል ሕፈር ወዲ ወረደ ።

  • @josigrmay6972
    @josigrmay6972 วันที่ผ่านมา

    ቢሓቂይ. ኢኻ. ቲጋገ. ዘለኻ. ኢቲይ. ናብቲይ. ጉባኤ. ኒኽሚረፁን. ኪመርፁን ዚኸልከሎም. ኣካል. የለን ጉባኤ. ረጊፁ. ዚኸደ. ካኣ ሃገር. ኪመሪሕ. ዘይኮነስ. ኪኢሰር. ኢዊን. ዚጊቦኦም. ኢዩ. ጊን. ባዒሎም. ይፈልጡ. ዘይኮነስ ኢቲዊሳነ. ናትኩም

  • @hailunegash9712
    @hailunegash9712 วันที่ผ่านมา

    ከነብ፣ከበለ ፣ከበሉ፣ከነብል፣ምባል ታይ ማለት ኢዮ፣ትርጉሙ፣ሐድሸ ቆንቋ

  • @EtetuYimer
    @EtetuYimer วันที่ผ่านมา

    እረ መቼ ነው እናንተ የምትጠፉት 😮😮

  •  วันที่ผ่านมา

    TBS⚠️ be smart stand by the people, know that neither of this losers so the people’s side.

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta วันที่ผ่านมา

    ንሰልፈ ንባጃጀ ፈረሰ ወዘተ ካበ 3000 40000 ብፀልማት ተኸፊሎ ተቀቢልና ኢሎም መስኪሮመም ኢዮመ ንዚ ሓሶት ትብሊ ተኮነኪ ንስኺከዳ እንታይ ትበሃሊ ውሽማ ዶ ክብለኪ

  • @hannesgebreh5692
    @hannesgebreh5692 วันที่ผ่านมา

    ጀ/ወረደ ሐደ ነገር ክሐተካ ዝደሊ ሐንቲ ውድብ ናይ ገዛርእሳ ሕጊ አለዋ ንሱኽአ አብ ማኸሎም ችግር ክፋጠር ኰሎ ብጉባኤ ይፈትሕዎ ይብል ሕውሐት ዝገበረቶ እውን ንሱ እዩ!አብ ጉባኤ ረግጹ ዝወጽኤ ብኡ ገሩ ይተርፋ!አብ ብዓል ጌታቸው በጽሑ ዝቅየር የለን!!!

    • @iyosiasyifru3584
      @iyosiasyifru3584 วันที่ผ่านมา

      እዚ ዝሰርሕ ሕጋዊ መረፃ እንትካየድ ጥራሕ'ዩ። እን ደብረ ዕንዝር ዘካየድዎ መረፃ ሕጋዊ አይኮነን። ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ዝተኻየደ ናይ እድር አኼባ'ዩ።

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp วันที่ผ่านมา +1

    ፦ህውሓት አብክልተ አይተኸፈለን። ዝሰረቀ ቀጣፍን ሃዲሙ ወፂኡ አሎ።

  • @rona7755
    @rona7755 วันที่ผ่านมา +1

    መረዳእታ ዘይብሎም፡ምዃኖም ብምንታይ ኣረጋጊፅኪ? ንስኺ ጋዜጠኛ እየ ባሃሊት፡ ወገን እኒገይታቸው ምዃንኪ ዘነፀረ ኣታሓትታ ኢኺ ትሓቲ ዘለኺ እሞ ዕግስ ምባል ከድልየኪ እዩ። ወጠምጠም ኣየድልን፡ኣይሃናፅን። ፈለጥኩ ፈለጥኩ ገደል እዩ ዘእቱ።

    • @iyosiasyifru3584
      @iyosiasyifru3584 วันที่ผ่านมา

      እዚ ዝሰርሕ ሕጋዊ መረፃ እንትካየድ ጥራሕ'ዩ። እን ደብረ ዕንዝር ዘካየድዎ መረፃ ሕጋዊ አይኮነን። ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ዝተኻየደ ናይ እድር አኼባ'ዩ።

    • @FaxieTeklu
      @FaxieTeklu วันที่ผ่านมา

      ኣታ ሓወይ ዋላ ትክክል ይኩኑ ሕወሓት ኣይንደልን ይኣኽላ ሰለስተ ትውልዲ በሊዓትልና ኣይንደልን