ጌታቸው ንሰንበት ዝሓዞ ቆፀሮ፣እንታይ እዩ? /2ተ ሓለፍቲ ተላዒሎም፣እንመን ተክእዎም? /ካብ ሱዳን ህፁፅ ዜና/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #ethiopia #ሰበር #ሰበርዜና #ethiopianews #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 56

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓድነት ተጋሩን ሠላምን የፅነዐልና።

  • @user-lr5yt7hg1i
    @user-lr5yt7hg1i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ሓንቲ እያ ሕዝቢ እውን ሓደ እዬ ሓድነትና ሰላምናን ንሓሉ ንፀላኢ ማዕፆ አይንክፈተሉ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ❤ጌታቸው ረዳ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ይብትን አሎ ብአውራጃዊነት❤ብቶሎ ክውገድ አሎዎ ባንዳ ብልፅግና ኮይኑ እዩ❤

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      We are sick and tired of those shibhat corrupted group living for their advantage narcissistic, dogmatic, self-righteousself-centered politic and ideology, the majority of tegaru are behind getachew and Tadesse wered,

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ❤❤🎉🎉❤❤ ክንመፅእ ሰዓት ክንደይ

  • @AsmeretYbrah-t6j
    @AsmeretYbrah-t6j 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ነዞም ሃወኽታ ብቻ ድያ ወሊዳ

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ትክክለኛ መራሒ ትግራይ እዩ

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዞም ህዝቢ ዘሰልቸዩ ብቅልጡፍ ክእለዩ አለዎም ፅቡቅ አለኻ ገች👍👍

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናትና ፋረም ግዛዊ መንግሰቲ

  • @SolomonGebrekidan-fx3mj
    @SolomonGebrekidan-fx3mj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትእዛዝ ተዋሒብ ዘይቀበል ድኣ ክባረር ግድን እዩ

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sihlom areena aomfeltemun

  • @user-vp5st6pk1x
    @user-vp5st6pk1x 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግምት ስርሑ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ትክክል ዩ።

  • @user-vt2uk8xy4c
    @user-vt2uk8xy4c 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንህዝቢ ከገልግል ተቀሚጡ አየገልግልን ዝበለ ይለቅቅ

  • @gezuseyoum9115
    @gezuseyoum9115 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓድነትና ንምሕያል ሓተቲ ክንከውን ኣለና። ትግራይ ናይ ተጋሩ እምበር ናይ ሓደ ጉጀለ ኮይና ክትነብር ኣይንፈቕድን።

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓጎስ ይሀብካ ሀገረይ አሰይ ተባረኽ!!!!!!

  • @user-jn5pu2ob8w
    @user-jn5pu2ob8w 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አይፈቀድም ዝገብሮ ዘሎ ሺብሺ ሕገ ወጥ እዩ❤❤💛🙏🙏

  • @KabherKa
    @KabherKa 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዚ እዋን ግዝያዊ መንግሰቲ እዩ ትአዛዝ ተዘይ ፈፂም ትሰጉምቲ ትኽከል አዩ

  • @HazaMelody
    @HazaMelody 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wey gizei ❤❤❤ HAZA Melody like follow 😂😂😂😂

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አገር ስለ ናይ ትግራይ መራሂቲ እንትዛረብአነ ከም ትግረወይቲ መህፈሪቲ እዮም ደጊመ መህፈሪቲ እዮምትግራይ ሪእሳ ኪተዲንን ዚገብሩ ረሳሐት እዮም ወራዳታት መራሂቲ እዩም እብል ትግራይ ዘዋረዱ መራሂቲ እዩም

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew banda iu tigraway aikonen adi amharuu yekid izi fezaw belahi

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    You can just write the letters and give to the peoples but on the ground. It doesn’t work cause Tigray is not Ethiopia you know!

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Alem , Fetle , Zara , dedebit, Horizone media , Tigray online assisgned many bandas to stablize Mekele

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከፋፈሉቱ አዲ እንበር መራሂቲ አይከናን

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብ ሙሉእ ዓለም ዞሎ ትግራዋይ ታይ ክፋጠር ይክል እዮ ኩሎም ደቂ ትግራይ ንህዝቦም ኢሎም ዋጋ ዝክፈሉ እዬም ህጂ ግን ቅድምያ ዝህብዎ ዘለው ንሰልጣን ንድጋፋ ኮይኑ ዋንጫ መን እዮ ክወሰዳ ዝብል ንህዝቢ ከብል ዋጋ ዝክፋል ሰብ ኢና ንፅበ ዘለና

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሰለካ አዮ ዘየሰራሕኻ መበላዕ ገነ አተደገፈ ህዘቢ ገዚያዊ መገሰቲ አዮዘደገፈ ዘሎ አደመ ዓኑ የጠአ

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንመንግስቲ እውቅና የብልናን ንመንግስቲም አይንእዘዝን እንተይሎም ዘሎ መማረፂ ካብ ዘሓዝዎ ሓላፊነት ክእለዩ ምግባሩ ኣማራፂ ዘይብሉ ጉዳይ እዩ።

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤ጌታቸው ረዳ ከም ደ/ር አንባቸው ናይ ክልል አምሓራ ፕረዝደንት ጥዋዕ ከብሉዎ እዮም ዝመረሮም❤ኩሉ ስሩሑ ናይ ብልፅግና እዩ ግን አየዋፆን❤

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግታቸው ርጉም ንሕዝብ ትግራይ ክብትን ላሕ ይብል አሎ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      We sick and tired of you narrow minded shibhat corrupted group living for their advantage, narcissistic, dogmatic, fanatic, self-righteous, self-centered self-importance old few tplf Clowns ideology and narratives enough is enough we the majority of tegaru are behind getachew and Tadesse wered

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጌታቸው እዚ አምሓራይ በአደባባ ክርሸን አለዎ

    • @solomongebre4774
      @solomongebre4774 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      አባል ዞም ቁርዲዳት ከይኮንካ አይትተርፍን ፡፡

    • @MeredKinfergb
      @MeredKinfergb 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ፈሰውቲ ሙሩዃት

    • @segedberhane7542
      @segedberhane7542 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      please focus on the unity and integrity of tigray and on the internally displaced people to return to their home land with secured safety both those in the Sudan and within Tigray try to feel the suffering of your people for over four years instead of power struggle come to one through constructive negociation.stop giving a loophole for your enemies if at all you are wiseand think for your people.take immediate action to resolve your differences now

    • @MchealayHafte
      @MchealayHafte 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰብ ብምቅታል ዝረክዕ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Kkkk try it ,We are at your neck, shibhat corrupted group living for their advantage would be the end soon, the majority tegaru are behind getachew and Tadesse, go to adwa tell them and kiss s shibhat asss dedeb

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤አቢይ አህመድ አብ ኢትዪጵያ ንተጋሩ tplf ካብ ስልጣን ነቃቂሉዎም ህጂ ካአ ጌታቸው ረዳ ብልፅግና ኮይኑ ን tplf ይነቃቅሎም አሎ ካብ ስልጣን❤የሕዝን

    • @user-nq1gm6rf3u
      @user-nq1gm6rf3u 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብኡ ደማ ክነቡሩ እዮም ይነቀሉ እንበይ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናትና ፎሮም እተቕርቦ ፀብፃብ ያዕሽ ሓቀኛ ሚድያ ብምዄንካ ደጋፊኻ በዚሑ ኣሎ ዋጋ ድኻምካ እዩ ቀፅለሉ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ አብ መቀለ እትግበር ሐዊ እባ ትንደዱ እዙም መህፈሪት ንሲልጣን ትግራይ ዚከፋፌሉ ዘለዉ😊

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ መንግስቲ ገንዘብ እናተከፈለካ ናይ ህዝቢን መንግስትን መደብ ምዕንቃፍ አበይ ተራእዩ ይፈልጥ?

  • @KidnGiday
    @KidnGiday 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቄሮ መቀሐ ዙረያ

  • @MuezTeklemariam
    @MuezTeklemariam 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መረደአታታት ናበ ኣየር አተውዕሉዎም እናመረፅካ ከኸውን ግቡእ አይመስለንን ፣ ወይ ቕዋምካ ብግልፂ መቕራብ፣ገለልተኛታት ኢና እነተኢልኩም ድማ ኩሉጉዳያት ፖለቲካ፣መሕበራውን ኢኮንያውን ወዘተ...ምሕላፍ ይግባእ። ኣብነት :-ኣብ ሆራይዞን እተብሃለ ሚድያ ዶ/ር ደ/ፅ ዘሕለፎ ክሳብ ሐዚ ከተሕልፉ ኣይረእኹን።
    ምድያኹም ይከታተሎ እየ።

  • @HayelomFisseha-t6c
    @HayelomFisseha-t6c 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ወስላት ህዝብና ብሰላሕታ ዘፅንት ዘሎ ግምት ግዚኡ ማዓዝ"ዩ ዘብቅዕ?መን ከ"ዩ መስሪትዎ?

  • @NaodSyum
    @NaodSyum 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃገር ሓወይ ከም ኣነ ህወሓት ዝብሃል ውዱብ ናይ ውሱናት ሰባት ኮይኑ እዩ ዝረኣየኒ ኣብ ግዜ ጦርነት ዝፈትዉኻ ወይ ድማ ዝደሊዩዃ ኣብ ግዜ ሰላም ዝፀልኡዃ ወይ ድማ ከም ገበነኛ ዝፅየፉኻ እዮም ስለዝዀነ እየ ድማ ዝቋወሞ ንስልጣኑ እምበር ንህዝቢ ሓሲቡ ዘይፈልጥ ጨካን ውዱብ ብምዃኑ ኣፀቢቐ እየ ዝፈልጦ ህዝቢ ግን ኣይርድኦን ህወሓት እንተዘይ ሃልያ ከም ህዝቢ ክንጠፍእና ዝብል ኣጉል ኣታሓሳስባ እዩ ዘለዎ ንኣብነት ሰበይትኻ እዛ ብቃል ኪዳን መሬት ትጥለመኒ ኢልካ ዘምፃኻያኳ እንተዘይ ተስማዕሚዓትካ ትፈትሓ ኢኻ ኣይኮነንዶ ንውዱብ እዚኦም ግን ዝዘረፍዎ ሃፍቲ ህዝቢ ጌሮም ካብ ስልጣን ከይወርዱ ይንቀሳቐሱ ኣለዉ

  • @ArayaKMGR
    @ArayaKMGR 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃገር ተ/ብርሃን ብኣቀራርባ ዜናኻ ኣድናቂኻ አየ፡፡
    ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ስራሕ ኣይነስረሐካን ንዝበልዎ ካድረታት ብቅልጡፍ ክኣልዮም ኣለዎ እዚ እምነተይ እዩ፡፡

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ሚዲያ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሀገር ቀብጠርጠር አይትበል እቲ ምደባ ዝምልከቶ ግ/መንግስቲ እምበ ሐደ ናይ ጽንተት ውድብ አይኮነን አይምልከቶን ። ደው ክብል ክዘራረቡ ምናምን ኢልካ ወገንነትካ ወይ ከም ስታሊን አፍልጥ ። አብቲ ናይ ስልኪ ምቅባል መደብካ ድንቁርና መግለጺ ገታቸው ኢልካ ድማ አብ ድርድር ግዜ አብ ዘጋጠመ አብ ዓጋመ ክዛረብ አይነበሮን ኢልካ ጠውለቅለቅ አይትበል አብ ምደባ ተዘይነጥፍ ትብል ??? ኢዱን እግሩ አሲሩ ስቅ ይበል ???
    ዓመት ሙሉእ አይሰርሐን ከምዘይበልካ ሐዚ ምስራሕ ምስጀመረ ግልብጥ ትብል ? መሕፈሪ !!!

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ግራ ታአቱወና አለካ መጀመሪያ አንብቦ ቅድሚ ምዝራብካ

  • @bg9694
    @bg9694 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጎሓፋት ንንባአልኩም ትባልዑ አለኩም!
    ህማቃት ሰካራማት ጫታማት ትግራይ ይጫወትዋ አለው

  • @Addisuyosef
    @Addisuyosef 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ናይ ሓለፍቲ ምብራር ዝብል ደጊምኻ ረአዮ

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሰይይ ጌች ጀግና 💪💊

    • @Tsehaye-tp9mn
      @Tsehaye-tp9mn 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሻእቢያ ሰራሪ በጊዕ ኩርኩር

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሞት ነዚ ጎጠኛ ረዳኢ ሓለፎምን ምሰ ጎይተኦምን

    • @solomongebre4774
      @solomongebre4774 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሕዝብና ብስብሃት ኔትወርክ አይመሀደሪን ፡፡