ሌላ ምስ ንኡስ ዞባ ማይምነ | MaiMne subzone, South Eritrea, ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ሌላ ምስ ንኡስ ዞባ ማይምነ | MaiMne subzone, South Eritrea, ERi-TV

ความคิดเห็น • 92

  • @tesfaytesfay908
    @tesfaytesfay908 2 ปีที่แล้ว +19

    ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽልዎ። ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ግን ኣብ ጉዳይ መጓዓዛን ዩ፡ ካብቲ ክሳብ ሕጂ ቆላሕታ ዘይረኸበ ን/ዞባ ዩ። ኣሽሓት ህዝቢ ዝቅመጦን እሞ ከኣ ንኡስ ዞባ ዝኣክል ብሓንቲ ኣውቶቡስ ወይ ክልተ ኣውቶቡስ ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝኸውን ክገብር ብጣዕሚ የሐዝን ዩ ። ክሳብ መዓስ ዩ ዚ ሽግር ዚ ክቕጽል ይገርም ዩ። ኣብዚ ግዜዚ ብመጓዓዝያ ክትሸገር ብጥዕሚ ከቢድ ዩ። ስለዚ ጽርግያም መጓዝያን ሕጂውን ቆላሕታ ይገበረሉ ። ህዝቢ ዝሓለፈ ስቓይ ይኣኽሎ።

    • @Filmonተስፋኣይቆርጽንእየ
      @Filmonተስፋኣይቆርጽንእየ 2 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ብሓቒ ቕሓይን ማለት እኮ ፍርቒ ሕዝቢ ኤርትራ ማለት እዩ ናይ ሕክምና ናይ ጸርጋታት ቡስ ሞገዓዝያ ዝሎ ጽግማ ያክላ መንግስቲ ክርድእ ኣልዎ 17 ዞባታት ትውነን ከምዚ ጽግም። ክጋጥም ኣሽጋሪ እዩ

    • @tesfaytesfay908
      @tesfaytesfay908 2 ปีที่แล้ว +1

      @@winnermedia2583 እዚ ኮ ምውርዛይ ኣኮነን ።እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኢና ንዛረብ ዘለና።

  • @jimmyche4052
    @jimmyche4052 2 ปีที่แล้ว +12

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንዙርሞ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጠምት ንተዓዘባ 🇪🇷🇪🇷
    መንፈስ ዘበራብር ውቁብ ምድረ ማና
    ሳቡር ርእሲ ዓዲ ፍልፍል ሰለሙና
    ምልኣት ዓይንን ልብን ጀራዲን ናይ ዊና
    ዓንሰባ ዒላበርዕድ ንብረትና ዋካና
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    ብሕርሻ ዝነብር ሓረስታይ ህዝብና
    ፍርያቱ ሙቑር ለምለም'ዩ መርየትና
    🍊 🥬 🍇 🌽 🍉 🥒 🥭 🍆 🌶
    ብተፈጥሮ ሃብታም ዓዲ ይኹን ምሩር
    ሓረስታይ ሃገርና ሓሪሱ ይድረር
    🌾 🥀 🌾 🥀 🌾 🥀 🌾 🥀 🌾
    ጠላዕ መረበይ ምስ ጎላግል ዓላ
    ማይ ዓይኒ ሃዘሞ ለጎጭዋ ጽልማ
    ፍረ ኣባይ ዝሓሒ ዝጎንኽ በልማማ
    ብሓደ ዝላዓል ሳቮያ ፈለማ
    💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
    ኤርትራ ዝዓደይ ደምበላስ ቆሓይን
    መበቆል ሃባን እንካን ኣዱሊስን ዙላን
    ዳህላክ ናኹራ ቡሬ ባዳን ዓሰብን
    ትንግርታዊ ዓለም - ዓለም ባሕርን ሉልን
    🌊 💎 🌊 💎 🌊 💎 🌊 💎 🌊
    ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ናይ ብዙሕ ዘበናት
    ካብ ራስ - ቀሳር ክሳብ ራስ - ዱሜራ ናይ ምዕባሌ መሰረት
    📚 🛖 📚 ⚙️ 📚 ⛏ 📚 🛖 📚
    ነፋሲት ድግሳ ደጎሊ ባጽዔይ - ምጽዋዕ
    ንደይብ ጋሕተላይ ደንጎሎ ምስ ጊንዳዕ
    ሰማያዊ ስፍራ መዐንደሪ ኹባዕ
    ኣፍ - ልቢ እምባትካላ ዝሑል ኣየር ስራዕ
    🌿 🦜 🐘 🦚 🐏 🐪 🦌 🐩 🌿
    ብሓጋዝ ወሪድና ዓደርደ መንሱራ
    ተሰነይ ዓሊ ግድር ክሳብ ዶብ ሑመራ
    ኡም ሓጀር ዓረዳይብ ሰጣሕ ሩባ ዛራ
    ጎላጉል ጋሽ - ባርካይ ጀማሪ ናይ ሰውራ
    ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊
    ኣፍዓበት ምስ ናቅፋ ነቆልቅል ቃሮራ
    ማርሳ ተኽላይ ጉቡብ ማዓሚደ ኣዝሃራ
    ቀብርውኣት ኣልጌን ገረግር - ኣስመራ
    ዓራግ ምስ ሓሊበት ናይ ጀጋኑ ስፍራ
    💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
    ዓንሰባይ ዒላበርዕድ ማካላሲ ኦርተላ
    ማእከላይ ምቁር ኣየር ምጭውቲ ክትነብረላ
    ከረነይ ጻዕዳ እወ ጋሽ - ባርካ ትሰግረላ
    መጻብብ ገንፈሎም ጸላኢና ዝተዋሕጠላ
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
    ንጠምት ንደቡብ ጎቦ እምባሶይራ
    ለምለም ዓሚቕ መርየት ጎላጉል ናይ ዓላ
    🌾 🥀 🌿 🌾 🥀 🌿 🌾 🥀 🌿
    ምንጪ መራኸቢ ቀላይ ቀይሕ - ባሕሪ
    መራኽብ ጽዒንካ እምፖርት - ኤክስፖርት መሳገሪ
    🛳 ⚓️ 🚢 ⚓️ ⛴ ⚓️ 🛳 ⚓️ 🚢
    ጀራዲን ማይ ዓይኒ ጎላጉል ሃዘሞ
    ስቡሕ ለምለም መርየት ገዛውቲ ህድሞ
    ከምዚ እንድያ ዘዓደይ ምድረ - ለማልሞ
    ከርሳ ወርቂ ዛራ - ቢሻ ውርሻይ ዓደቦ
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @erey550
    @erey550 2 ปีที่แล้ว +5

    ክሳብ ሎሚ መጉዓዚያን ቴለፎንን እንታይ ዩ
    ትጸገም ሊዕሊ 60.000 ተቀማጢ ህዝቢ ዘለዋ ንኡስ ዞባ ብማሕበራዊ መራከቢታት ክዛረብ ከሎ
    ቁሩብ የሕፈረካ ኣተረዳኣኩምን እበር ሃገር መን ይሕልዋ ኣሎ ተትባሃሉ 50%ንሳቶም ምካኖም ዩ።
    ምክንያቱ እቲ ህዝቢ ሳላ ጸጋታቱ ስደት ኣይፈልጦን ዩ
    ከማን እዚ መንግስቲ ምስ መጸዩ ኣብ ጥሜት ክኣቱ
    ኪኢሉ ዚህዝቢ።

  • @amanuellayne4569
    @amanuellayne4569 2 ปีที่แล้ว +12

    ማይምነ ዓደይ ተናፋቂት ።
    ክሳብ ሕጂ ኣጎልግሎት መጎዓዝያን ክሓትት እቲ ህዝቢ ዕድሜና ምሉእ ኮይኑ ስለምንታይ ቆላሕታ ዘይግበረሉ?
    ኣገልግሎት ቴሌፎን ውን ክሳብ ሕጂ የብሉን ዝምልከቶ ኣካል ቁልጡፍ ፍታሕ ከናድየሉ ይግባእ ሓራይ ሰሚዕናኩም ኣለና ኢልካ ትም ምባል ግን ግቡእ ኣይኮነነ ዝምልከተኩም ኣካላት መንግስቲ ፍታሕ ኣምጽእሉ ነዚ ህርኩት ህዝቢ

    • @wolduaraya1489
      @wolduaraya1489 2 ปีที่แล้ว

      HGDF Rugum Daherit atrifuwa Adina

  • @ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ
    @ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ 2 ปีที่แล้ว +6

    ጋዜጠኛ (ጸሓፊ) ያቆብ ገ. ብሓቂ ትንኣድ ጸሓፊ ኢኻ። ኣበሃህላይ ማለት፡ ካብ “መደብ-ኒሚጎዕ” ኣብ ኣመጻጽኣ ኣስማት ከተማታት-ሃገርና 🇪🇷 ካበይ (ካብ እዩ) ንዝብል መደብ ኣቀራርባኻ ዝንኣድን ዘይርሳዕን'ዩ። ንተዓዘብቲ ክብሎ ዝደሊ ድማ፡ ክንኣድ ዝግበኦ ምዃኑ ከስምረልኲም እደሊ።
    ኣብ ታሪኻ'ውን(እውን) ቅርሳ'ውን ንተቕርቦ መሳጢ ትሕዝቶታትካን ንመጻኢ ግዜና ከነመስግነካ'ና(ኢና) ክንነብር፤ ምኽንያቱ ዓቢ እጃም ኣበርክቶኻ ንሰነዳ'ውን ታሪኻ'ውን ሃገር'ና(ኢና) 🇪🇷 ነባሪ ስም ተንብር ተትርፍን ስለ ዘሎኻ - ናይ መጻእቲ ወለዶታት ህያብ'ና ኢኻ ንዓና።
    ክብረት ይሃበልና! ንዝሃበ እ/ሔር (እዝጊኣብሔር) ይሃቦ ከም ዝብሃል።
    የቐንየልና/ንበረልና! 💎🙏🏽🇪🇷🙏🏽🌻! ዓቢ ምስጋና ስለ ዘሎኒ፣ ቊጽሪ-ስልኲ (Tel. No.) ክህበኒ ዝኽእል ብትሕትና እሓትት፧።

  • @yonitokyo7621
    @yonitokyo7621 2 ปีที่แล้ว +5

    I was born in maymine and this was very emotional for me to watch but thank you guys.🇪🇷❤️

  • @habtommasho6580
    @habtommasho6580 2 ปีที่แล้ว +10

    ንዞባ ማይምና እታ ክሳብ ሕጂ ቆላሕታ ዘይተግብረላ ዞባ ኢያ።
    ጽርግያ የለን ?
    ኤለትርግ የለን ?
    መስመር ቴለፎን የለን ?
    ብሓፈሻ ህዝቢ ቆሓይን ንመንግስቲ የገልግል እበር፡ ዘገልግሎ መንግስቲ የብሉን ።
    መሰሉ ክሓትት ዘይፍቀደሉ ሕብረተሰብ ኮይኑ ይነብር ኣሎ።
    ስለዚ ህጹጽ ሓገዛ ክግበረሉ ኣለዎ።

  • @erimonia6574
    @erimonia6574 2 ปีที่แล้ว +5

    ማይ ዓይኒ'ባ ኣብ መጻኢ ኣቅሩብልና ሃብታምን ዘይትፍለጥን ንኡስ ዞባ ኢያ ብጀራጅን ትፍለጥ ሃዞሞ ትውንን ዓዲ

  • @Abrahamweid291
    @Abrahamweid291 2 ปีที่แล้ว +15

    እቲ እንኮ ክሳብ ሕጂ መስመር ጽርግያ ዘይብሉ ኣገልጉለት ቴሌፎን ዘይብሉ ካብ ኤርትራ እዚ ንኡስ ዞባ ማይምነ ኢዩ ። እዚ ንኡስ ዞባ ክሳብ 17 መምሕዳር ከባቢ ዝውንን ክሳብ 77 ዓድታት ዝሓቆፈ እኩል ዝኮነ መደበር ጥዕና ዘይብሉ። ኣብ ግዜ ሕርሲ ናይ ኣዴታት ብሰንኪ ቀረብ መድሃኒትን መሳሪሕታትን ዘይብሉ ምስ እዚ ኩሉ ሕማምካ ምስ ዝከብድ ብቀሊሉ Ambulance ክትረክብ ኣይትክእልን ክልተ ንሰን ከማን ብሰንኪ ጽርግያ ቀልጢፈን ክረድኣ ኣይክእላን ኢየን ስለዚ እቲ ጸገማት ከም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ምኮነ ኣብ ጽርግያን Eritel ዘሎ ጸገም 100% ጠቅላላ ዝከበደ ኢዩ። ኣብ ጉዳይ ጽርግያ ኣብ ኣስመራ ካብ ቀጠና ሓንቲ Bus እንተተኣዚዛ ብክንደይ መከራ ኢዩም ዝከዱ ምክንያቱ ናይ ህይወት ሕቶ ኢዩ መኪና ክትከዶ ኣጸጋሚ ኢዩ። ጉዳይ ቴሌፎን ከኣ ከባቢ ፍረቂ ሰዓት ከድካ ኣብ ጎቦ ተሰቂልካ ንሱ ከማን ውሱን ግዜ ብፍላይ እዘን ክልተ ፍታሕ እንተዝግበረሉ እቲ ካልእ ከም ህዝቡ ምኮነ ቆላሕታ ይገበረሉ።

  • @abrahaleygebremichael1029
    @abrahaleygebremichael1029 2 ปีที่แล้ว +2

    ብደቡብ ምስ ትግራይ ትዳዎብ።? We don't recognize Ethiopia . Ethiopia already descriminated• No more Ethiopia .

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 ปีที่แล้ว +5

    SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
    ERITREA RESILIENT AS EVER
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ቀስተደመናናተይመምህርፍና
    @ቀስተደመናናተይመምህርፍና 2 ปีที่แล้ว +8

    ህዝበይ ማይ የብሉ መብራህቲ የብሉ መስመር የብሉ ሕክምና የብሉ መጎዓዝያ የብሉ 😭

  • @kiliawta
    @kiliawta 2 ปีที่แล้ว +11

    I am glad you came with this program to introduce us about maimine. In 1957 as a child of a police man we lived in Adi shimotombesa of police detachment and I hope one day to visit it. From a lost Eritrean dissent in canada for a half a century. I hope one May mine person will read this and respond to me.

    • @melhkyossief5295
      @melhkyossief5295 2 ปีที่แล้ว

      If u need any help you can contact me.

    • @kiliawta
      @kiliawta 2 ปีที่แล้ว +2

      @@melhkyossief5295 wow I have a lot of idea in my mind but short of cash, I would love to make maimine the tourist attraction of Eritrea. There is potential for maimine to become one.

    • @yonitokyo7621
      @yonitokyo7621 2 ปีที่แล้ว +1

      I was born in maymine it’s very emotional for me to watch this but I live in the uk now

    • @MickeyBeyene
      @MickeyBeyene 3 หลายเดือนก่อน

      Às to

  • @wedigere1549
    @wedigere1549 2 ปีที่แล้ว +1

    ቅድሚ 15 ዓመት ይፈልጣ እዛ ከተማ፡ ወልሓደ ለውጢ ዘይገበረት ዓንያ ከማን። ቀደሙ ህግደፍ የዕኑ እምበር ይሃንጽ ዝብል ማዓስ ሰሚዕና ጋሓፍ ዝኾነ ስርዓት ለኪምዋ ሃገር ካብ ዓለም ኣህሲስዋ ንባዕሉ 50 ዓመት ክገዝእ ክብል።

  • @hermontesfahiwet3192
    @hermontesfahiwet3192 2 ปีที่แล้ว +5

    ማይምነ ዓደይ ተናፋቂት ሓደ ማዓልቲ ደጊመ ክርእየኪ ንኣምላክ ይልምኖ ❤🥰

    • @kiliawta
      @kiliawta 2 ปีที่แล้ว +1

      Any thing is possible

    • @eyobfkadu8673
      @eyobfkadu8673 2 ปีที่แล้ว +1

      Ajoka

    • @onelove1272
      @onelove1272 2 ปีที่แล้ว +1

      meles arkey ktbexha eika Metabiti

  • @yonastewelde2879
    @yonastewelde2879 2 ปีที่แล้ว +3

    Ane zgermenis zey Hafru nezi kekrbwo Ezi donkor mengsti nab feras Euna keyrwas Eritrea hagery mewatseti yftrelki kabzi aregit hagorimatat higdefn zaebtun.

  • @eriboy6841
    @eriboy6841 2 ปีที่แล้ว +6

    Adey mearey 🇪🇷🇪🇷👌👌 thank you hagerey

    • @genetteklit5634
      @genetteklit5634 2 ปีที่แล้ว

      Antay geralka Thanks tbal Aleka may yele telofen yele Kulu 😭

    • @yonitokyo7621
      @yonitokyo7621 2 ปีที่แล้ว

      Me I am from maymine 🇪🇷❤️

  • @robeltekle8094
    @robeltekle8094 2 ปีที่แล้ว +1

    ህዝበይ ማይ የብሉ መብራህቲ የብሉ መስመር የብሉ ሕክምና የብሉ መጎዓዝያ የብሉ😭😭😭

  • @የማነባርያለዋህፍጥረት
    @የማነባርያለዋህፍጥረት 2 ปีที่แล้ว +1

    ማይ-ምነ ዓደይ ዓዲ ኩቡር ባህሊ ምስ ለዋህ ህዝብኪ ናፍቀኪ❤️😭 ህንጻ እንዳ ኣፍረስኩምስ ሲ ሓውሲ ከተማ ትብልዋ ኣለኩም ህግደፍ ቆማላት ብመደብ እባ ንድሕሪት ትመልስዋ ኣለኩ ህግደፍ ሓሳካት ህግደፍ ጸልማት

  • @fitsumabraham1903
    @fitsumabraham1903 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሐቂ አገዳሲን መሃሪን ኮይኑ ረኺበዮ እሞ ከምዚ ዓይነት መደባት ምስ ዝተፋላለየ ከባቢታት ናይ ሃገርና ዘላሊ ቀጻሊ ክኸዉን ለበዋይ ከቅርብ፞ እፈቱ።

  • @almazabraha
    @almazabraha 2 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቕ መደብ ሌላ ምስ ማይምነ።

  • @nasrbeshir8235
    @nasrbeshir8235 2 ปีที่แล้ว +1

    Bhaqi nebi may mine shukor des zbel zabekelu bota teftawi hbretseb kulu alewa tum halifu

  • @menghis1481
    @menghis1481 3 หลายเดือนก่อน

    ሸፋቱ ንምግጣም ኣብ መገርባ። ሽፋቱ ኣብ ዓዲ ሓንሰ። ሽሂፍትነት ንምግጣም፡ ሽፍታ ተቀይሩ።

  • @ablel9716
    @ablel9716 ปีที่แล้ว +1

    ማይ ምነ ለምለም ቆሓይን ♥️🇪🇷❤🇪🇷

  • @berihuhadish8975
    @berihuhadish8975 2 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ዝብል ሌላ ብሓቂ።

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 2 ปีที่แล้ว

    May yebla eltirk yebla nay megazeya autobus yebla higdef mendef eza 17 nus zoba tewenen ketma entay gerkumla

  • @LebasiDrar
    @LebasiDrar 5 หลายเดือนก่อน

    ማይምነ ማይምነ እንተተቆነና የምሕረልና እንተታሓነና የምረል ሓሶት ተኾይኑ ይራኣየልና ዳስና❤

  • @filawiwedimaymine5355
    @filawiwedimaymine5355 2 ปีที่แล้ว +1

    Maymine eru ady ata zyfetwa adey zabekula maymine shikor so ereyyyyy

  • @yonitokyo7621
    @yonitokyo7621 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you this was very a nice program

  • @kbromdengts7919
    @kbromdengts7919 2 ปีที่แล้ว +1

    that is true mesemer xirgeya maimn adi kala yelen so mengesti temete kegbrlena please God bless with eritrea 🇪🇷 🙏

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 2 ปีที่แล้ว +1

    Very sad but it's true

  • @debaetadese7430
    @debaetadese7430 2 ปีที่แล้ว +2

    adey marey 😍😍😍

  • @shkorinabowey7958
    @shkorinabowey7958 2 ปีที่แล้ว +3

    Waww beautiful 😻

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawe desi zibil ketsiliwo 👍🏽🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷

  • @natismadnessworld3063
    @natismadnessworld3063 2 ปีที่แล้ว +1

    Good work. Please introduce us other sub-regions of Eritrea, like ኢምኒሓይሊ

  • @ሙኩሕኤርትራዊ
    @ሙኩሕኤርትራዊ 2 ปีที่แล้ว +3

    ቀጽልዎ

  • @kokobbrhane9674
    @kokobbrhane9674 3 หลายเดือนก่อน

    ማይምነ ዓደይ❤❤❤

  • @ሸገ
    @ሸገ ปีที่แล้ว

    ማይምነ ሽኮር

  • @hzbawigimbar1854
    @hzbawigimbar1854 2 ปีที่แล้ว

    Eritrean adey selam naki adi fkriiiiiuu. Selam zelwa hager. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 ปีที่แล้ว +1

    aseyyy adey halal amlak msaki ykun amien bahaqi

  • @abrahamsebhatu3747
    @abrahamsebhatu3747 2 ปีที่แล้ว

    Atum deki er ezi gaztna ember ksllni dlu nays dimsu kitm ybel gaztna

  • @SahariarYTsf1
    @SahariarYTsf1 ปีที่แล้ว

    Sisi

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay5870 2 ปีที่แล้ว

    Xebok liela mis may mine

  • @onelove1272
    @onelove1272 2 ปีที่แล้ว

    ማይምነ ማይሲቲ 😍 ደጊም አምለሰኪ ይከዉን የቀንየልና ዝሓወይ ናይ ዘቅረብካልና

  • @SahariarYTsf1
    @SahariarYTsf1 ปีที่แล้ว

    Hiiiiii miamine

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว

    True desta zelwo akbibla 🥰🥰👌👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @sabazeru6665
    @sabazeru6665 2 ปีที่แล้ว +2

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 2 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @wolduaraya1489
    @wolduaraya1489 2 ปีที่แล้ว

    Kemtdle Kembel
    zegbo kebabi deherit terifa maymene habtam kinesu kolahta zeyrekebe kebabi kefal eu

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 2 ปีที่แล้ว

    Hizbina 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @omersalih812
    @omersalih812 2 ปีที่แล้ว +2

    wawww nayzom qolut gerimuni akrobat entaymo mengesti ayrekebun ..

    • @kiliawta
      @kiliawta 2 ปีที่แล้ว

      Wake up man, why is Eritrea the way it is, answer is simple. Eritrea been a victim of the west for the past 80 years. Cant you see that in iraq, Syria. Yemen, Libya and now who is supporting the dirty low life weyane. Wake up man. ‎سبحان الله العظيم

    • @stighehanaghebreyesus1696
      @stighehanaghebreyesus1696 2 ปีที่แล้ว +1

      Omer salih
      GAME OVER

  • @ablel9716
    @ablel9716 ปีที่แล้ว

    ♥️♥️♥️

  • @lilimehari1751
    @lilimehari1751 2 ปีที่แล้ว +2

    🥰🥰🥰

  • @amenaaman2253
    @amenaaman2253 2 ปีที่แล้ว

    ዋላዋላ እንዲዒ አማሓዳሪ ሕቶይ ንዓኹም ደቒ ኤረይ ብድብድቡ ትርዱና ትኾኑ መንፈስ እዉን ይሕብር ። ? ?

  • @yonitokyo7621
    @yonitokyo7621 2 ปีที่แล้ว

    The government must build a safe road and electricity to the people of maimine.

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዝብል ዕላል : ንናፍቆ ቦታታት ብተዘክሮ ተመሲጥና ጸኒሕና: ጽቡቕ መደብ 🇪🇷💖::

  • @hzbawigimbar1854
    @hzbawigimbar1854 2 ปีที่แล้ว

    Keribna ena kihalfelna eyu eritrawi gigna chwaaa hzbawi. Babmena hanxixna selam zelewa hager kungera ena

  • @filawiwedimaymine5355
    @filawiwedimaymine5355 2 ปีที่แล้ว +1

    Adey eru maymine

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan2506 2 ปีที่แล้ว

    xibuk lela mengsti kolahta kigebrela alewo

  • @temesghengoita5542
    @temesghengoita5542 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ኤርትራ ከተሕዝነካ: ነቢዕካ ኣይትጸግበላን።

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    The children need skate boarding.

  • @amanielhabtom8023
    @amanielhabtom8023 2 ปีที่แล้ว

    I’m glad to see my city

  • @ንስኺሓላለይኣደይ
    @ንስኺሓላለይኣደይ 2 ปีที่แล้ว

    Btami des zbli nay bhaki

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 ปีที่แล้ว

    Grand Canyon of Eritrea.

  • @amanuelhabtai6037
    @amanuelhabtai6037 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💯💯💯👌👌👌

  • @tombosatesfahiwet
    @tombosatesfahiwet 2 ปีที่แล้ว

    Adey meareyy nafikeki enber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sahrasahra2027
    @sahrasahra2027 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷❤️👍🐪🇪🇷❤️🐪

  • @okubayweldemichael8152
    @okubayweldemichael8152 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ብጣሚ ጽቡቅ በደብ መንግስቲ ዝረሳዓነና ኢና ዉጻዓትን ንፍዓትን ማይማነ

  • @filifilmon3741
    @filifilmon3741 2 ปีที่แล้ว

    Adey miareyyy

  • @gdehanshabtegergis8720
    @gdehanshabtegergis8720 2 ปีที่แล้ว

    ahh higdef dereseo hizeb

  • @samiroma6867
    @samiroma6867 2 ปีที่แล้ว

    Hgdef rshat adey ba ndhrit mlsoma ezom rshat