ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፈዳይ እንድዩ እንሆ ድሕሪ ዓመታት ተፈድዮማ ወያነን ሰዓብታን ኩሉ ንኣምላኽ ምግዳፍ ክጥዕም 🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለዲ. ማይድማ ሽኮር 🙏
መንጋጎኦም ፈልቂቅና ተረኪብናዮም ኢና ዞም ረሳሓት ዓጋመ።መንደላይ በል ክትድረር።
ህ ከተማ ማይ ድማ እንቃዕ ደስ በለኩም ነተን ካልኦት ከተማታትና ካኣ ከማኹም የማስለን።
ቆማላ ተጋሩ ኢዶም ረኺቦማ አለዉ እዞም ሰረቅቲ ቀነአት ደቂ ማይጠላሚት።
መሳርሕተይን ዓርከይን ኣብ ልምዓት ምግራብ ሰንዓፈ ዝነበርካ ወዳልኣዛር ከመይ ኣለኻ ? በዓል ሓቦን ሓቀኛን ትሑትን ጠባይካ ኣዚዩ ተገርም ዜጋ ምዃንካ ኣዚዩ የድንቐካ። ምሳኻ ኣብ ምግራብ ብዙሕ ጽዒርና ኢና። ብሓባር ዝተኸልናዮም እግራባት ይናፍቑኒ። ድሕሬና ዘኽቲሞም ኢዮም መን ከይክናኸኖም። ሃገር በዘይ ኣግራብ ናብ ምድረ በዳ ከይትቕየር እፈርሕ። ተገዳሲ የለን። እተን ኣብ ጎቦታት ከባቢ ካብ ብርሰት ዝደሓና ገረብ ታሶስ ተኸናኸነን ኢኻ። ብክረምታዊ ማእቶት ተማሃሮ ጌርካ ማይን ሓመደን ከምዝቁጠብ ግበር ኢኻ። እቶም ከማኻ ህርኩታትን በላሕትን ኢልካ ተዕልለኒ ዝነበሩ ደቅኻ ኣብ ዱባርዋ ከመይ ኣለዉ ? ምቁር ዕላልካ ኣብ ሰንዓፈ ሰላም ሆቴል እዝክርሞ ናብትዝታ እኣቱ። እተን ለይቲ ለይቲ እንዳዞራ ኣግራብ ከተማና ክበልዓ ዝሓድራ ዝነበራ ኣግማል ንዐአን ክንሓሉ ኮፍ ኢልና ዝሓደርናሉ ግዜ እዝከረኒ። ካብ ንጥፈት ምግራብ ብምርሓቐይ ብዙሕ እጭነቕ። ምስ ኮንጎን ወድዓከርን ፍቕሪ ዝመስል የለን። ኣብዚ ምስ ሙሉኣት ስድራይ ብሰላም ንነብር ኣለና። በዓልቲበተይ ትርሓስን ሰለስተ ተማሃሮ ደቀይን ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ። ደቅኻ ኣብ ዓዲ ክህልዉ ተስፋ እገብር። መም / ዓንደብርሃን ግደይ ካናዳ፣ ኦንታርዮ፣ ከተማ ኪችነር።
ክቡር ሓው ኪብረት ይሃብካ ወደ ኣራዘል ናይ ባሓቂ ክቡር ኢዩ ደቁ ኣለው ድባርዋ ሰላምካ ይብዛሕ
@@wedihadege1483 ክብረት ይሃበለይ ወዲ ሄጅ። ብዛዕባ ፍቱዋት ደቁን ስድራኡን ጽቡቕ ኣበሲርካኒ
ሓቦኛ ዝኾነ ሕዝቢ ፡ ሕዝቢ ኤርትራ !!!!
ሓደ ስጉምቲ ንቅድሚት ዩ ህዝቢ ማይድማ ጻዕራም ኢኻ ብሓቂ ኢንቛዕ ብርሃን ርኣኻ ዝተረፈ መሓበራዊ ኣጎልጉሎት ከም ጽርግያን ሕክምናን ኣብ ሓጺር ግዜ ክትረክብ ክኣ ይምነ።ግን ኣብ ገለ ገዛዉቲ ብርሃን ዘይረኸበ ኣሎ ንኣብነት ኣብ ከባቢ ጣሓኒት ኢንዳ ቦይ ገብርኣብ ፍልሖ ዘሎ ገዛዉቲ ድሕሪ 1991 ዝተሰርሐ ዩ ልቺ ግን ኣይኣተዎን። ምኽንያት ይህሉ ዩ ግን ከማልኦ ዘለዎ ቅጥዕታት ኣማልኡ ጸጋ ብርሃን ከም ሰቡ ክረክብ ክግበር ተስፋ ይግበር።
ማይድማ ምድሪወዲሰበራ ماءديما مدرءودءسبرا
ወይንቲ ሰረቅቲ ሻዕብያ ተቅያማይ እዩ ንብረቱ ኣይኮነን ሓርኡ ኣይግድፍን እዩ ንብረቱ ክመይ ጌሩ ክምዝመልሶ ኢድኩም ዶ ሪኢኩማ ረኪብኩማ ከኣ።
ጸባ ሰቲና እንካዕ ሓጎሰካ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
May duma Singapore's🙏💔❤❤❤❤
ማይ ድማ ዓደይ ክንሃንጸኪ ኢና እምበር ካብ ህግደፍ ምጽባይ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ እዩ።
ባዓልና ወ ኣበይ ኔሮም ኢዮም
@@ወዲምስግና ይገርመካ እዩ ወዲ ማዴክስ
@@Efidelu7 efu hawey nay behaki 🙏 zebher madex 🙏🙏🙏🙏 love you
@@chelseathebest3382 love you too ma lovely bro we build our city
May God protect my people Love 💕 u
Weyane zbxho ab lili hzbnaMezna yeblunSlazi Hzbi Ertra gin bze Zxad hzbi aykonn Ab hadnetun smratun gati elu Nxelatu namkenayu Hadnetna wtru hlagtnayu Selamn kisanetinNkubur Hzbi Ertira ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝👈
ወደ ኣልኣዛር ኣዝዩ ትሑትን ምቅሉልን በሊሕን ሰብ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ ማይ ድማ ኣዝያ ትንእሶ ኣማሓዳሪ ከተማ ኣስመራ ክከውን ይግብኦ
ባባ ገርግሽ& ባባ ኢዮብ እንዳ ስንኩላን እንካዕ ገጽኩም ርኣና ።
HASAWI GAZETENA. ETI GOMETRA ALEMSEGED KAB ERITREA HADIMU AB JUBA DEBUB SUDAN MSNA EYU ZELO AB ERITREA KEMZELO GERKA KETEQRBO MFTANKA ZGERIM EYU . HASAWI
Maydma's Renaissance after weyane cliques unprovoked destruction,theft and so many unspeakable acts. keep it up @Eri-TV👍
Ajena... brukatey hzbey edme tenan yhabkum ❤🇪🇷🐪🙏🏾
God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love you my country. I really miss you. When can I see you
Atta fegafikum enbear ketma atum Belaeti Gubo Areza ke nabey ketblwa delikum GBU adey mearey maydima
Yfdeywa alewu hji ezom qondafat agame
ማይድማ ጻዓዳ
መባእታ ቤት ትምህቲ ኣብ 1966ታት ነይርዋ እዩ
ኣጆኺ ማዴክስ ንዓኺ ኢዩ ኩሉ ሩሐይ
genet zftwa lewah sebeyti
Madma good place it has rich place
Mai duma aday dagmeya yereayki yakwen so Thank you 🙏
ምድራዊት ወደብ ማይ ድማ ዓደይ
Wedi adey Meary hji mes reakwo aykalkun edaga hamus ahhhh sedet gumama 😭😭😭😭😭 i love you zebher madex 🙏🙏🙏
ዕቤት የለን ዝብሉ ሰባት በሉ ረአይዎ ማይ ድማ ሐንቲ ኣብነት ናይ ዕብየት ኢያ ተቐማጦ ማይ ድማ ድማ እንካዕ ሓጎሰኩም!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወላካ ኣብታ ብዓቅሙ ዋጋ ዝከፈለላ ሃገሩ ዝኮነ ዜጋ ኣብ ደስ ዝበሎ ክነብር ምርጭኡን መሰሉን ገንዘቡን እንተኮነ፡ መንግስቲ ግን ከም ማይድማ ክምዕብላ ዕድል ክረክባ ከተባብዕ ኣለዎ፡ ምክንያቱ ከምዚ ደርጂን ዋሕዚ ማይ ዘድልዮ ክፈሪ ከተማታት ድማ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ረቃሒታት ብቀዳምነት ዋሕዚ ብዝሒ ሰብ ደራኪ ምካኑ ኢዩ ዝፍለጥ፡ ንኣብነት ኣብከም ብዓል ኣስመራ ምቅማት ምምራጽ ግን በቲ ካልእ ሸነክ ስስዐ ኢዩ ክብሃል ይከኣል፡ ምክንያቱ ኣብኡ ገዛ ገዚእካ ክትሸጦ ኣክሳቢ ይመስለኒ፡ ብፍላይ ኣብዘን ምዕቡላት ሃገራትኮ ገምገም ባሕሪ ኢዩ ብዝያዳ ዝምረጽ
merhaba hagoska hagosey eyu hzbey❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
NICE AND GONGRATS MAIDME!SHABIYAWIAN SHABIYAWINET SHABIYAWI KIBRITAT HIDRI METKEL W'DIB N'KHAT Q'ALSI AWET AWET N'SERAWIT ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Temsgen amilak ti aziu witsuae hizbey halifilu kisemiae wishtey hagos meliaewo
ሓሳዊ ዝብል ደርፊ ተአንገዱ ክክክክክክ
Eza ketema aytamnn ekum weyine ksekuwa keluuu tetew ele reyia kgebro zkel slezyibley kolaa sleznberkuu gn hzbnia tesfa aykortsn eyuu kb Tigray tngrwem eyom mtsem seb kynuu ktema ksrek kolo bezii metsaa zbahala nytsenet betahat n track gerom serikom an bzaa ketem tesfay tsenkik neraa Eritrea bzuuh habtii hager hzbawegbar arekbem n weyian aynrseaon
Woww nice..🥰😍😘 love u Eri😘😘
NICE AND CONGRATS MAIDME!SHABIYAWIAN SHABIYAWINET SHABIYAWI KIBRITATHIDRI METKELW'DIB N'KHAT Q'ALSI AWET AWET N'SERAWIT ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፈለማ ትግርኛ አጽርይ ዓባስ
EREI HAGEREY AMBBLEI AWET N HAFASH WETRU ZKRI N SWIHAT. ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍
ኢድኩም ኣይትስኣኑ ዘርኢ መርገም
Mehari hawey edmen tenan yehabka nberalna
Anty mama keyriyo shimky ethiopia 🙏
ሃገርና ህዝብናን ይባረኽ
ከዛብ
Waw Nice 💯💯💯🙏🙏🙏❤❤❤👌👌👌
God bless you my hero🙏🙏🙏💞
Nice !
great job
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌺🌺🌺
Entay aynet agelalxa eyu amharay dyu
አምቼ ነው ፈሳም እንዳንተ መሰልንህ ከኢትዮጵያ ወደ ኤርትራ ሄደን ነው የምናገለግለው እንዳንተ ከኤርትራ ወደ ኢትዮጵያ አንፈረጥጥም
Amiche eyu kabtom 1998 weyane zsegogotom eyu
መሃንዲስዩ። ትግርኛ ብዓቕሙ ፈቲኑ መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ። ቋንቋ ኣደኡ ተላሚዲ መሊኹ። ናእዳ ይግብኦ።
Addis ababa zabeyiuu yhwet km zelewna atzengae
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፈዳይ እንድዩ እንሆ ድሕሪ ዓመታት ተፈድዮማ ወያነን ሰዓብታን ኩሉ ንኣምላኽ ምግዳፍ ክጥዕም 🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለዲ. ማይድማ ሽኮር 🙏
መንጋጎኦም ፈልቂቅና ተረኪብናዮም ኢና ዞም ረሳሓት ዓጋመ።መንደላይ በል ክትድረር።
ህ ከተማ ማይ ድማ እንቃዕ ደስ በለኩም ነተን ካልኦት ከተማታትና ካኣ ከማኹም የማስለን።
ቆማላ ተጋሩ ኢዶም ረኺቦማ አለዉ እዞም ሰረቅቲ ቀነአት ደቂ ማይጠላሚት።
መሳርሕተይን ዓርከይን ኣብ ልምዓት ምግራብ ሰንዓፈ ዝነበርካ ወዳልኣዛር ከመይ ኣለኻ ? በዓል ሓቦን ሓቀኛን ትሑትን ጠባይካ ኣዚዩ ተገርም ዜጋ ምዃንካ ኣዚዩ የድንቐካ። ምሳኻ ኣብ ምግራብ ብዙሕ ጽዒርና ኢና። ብሓባር ዝተኸልናዮም እግራባት ይናፍቑኒ። ድሕሬና ዘኽቲሞም ኢዮም መን ከይክናኸኖም። ሃገር በዘይ ኣግራብ ናብ ምድረ በዳ ከይትቕየር እፈርሕ። ተገዳሲ የለን። እተን ኣብ ጎቦታት ከባቢ ካብ ብርሰት ዝደሓና ገረብ ታሶስ ተኸናኸነን ኢኻ። ብክረምታዊ ማእቶት ተማሃሮ ጌርካ ማይን ሓመደን ከምዝቁጠብ ግበር ኢኻ። እቶም ከማኻ ህርኩታትን በላሕትን ኢልካ ተዕልለኒ ዝነበሩ ደቅኻ ኣብ ዱባርዋ ከመይ ኣለዉ ? ምቁር ዕላልካ ኣብ ሰንዓፈ ሰላም ሆቴል እዝክርሞ ናብትዝታ እኣቱ። እተን ለይቲ ለይቲ እንዳዞራ ኣግራብ ከተማና ክበልዓ ዝሓድራ ዝነበራ ኣግማል ንዐአን ክንሓሉ ኮፍ ኢልና ዝሓደርናሉ ግዜ እዝከረኒ። ካብ ንጥፈት ምግራብ ብምርሓቐይ ብዙሕ እጭነቕ። ምስ ኮንጎን ወድዓከርን ፍቕሪ ዝመስል የለን። ኣብዚ ምስ ሙሉኣት ስድራይ ብሰላም ንነብር ኣለና። በዓልቲበተይ ትርሓስን ሰለስተ ተማሃሮ ደቀይን ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ። ደቅኻ ኣብ ዓዲ ክህልዉ ተስፋ እገብር።
መም / ዓንደብርሃን ግደይ
ካናዳ፣ ኦንታርዮ፣ ከተማ ኪችነር።
ክቡር ሓው ኪብረት ይሃብካ ወደ ኣራዘል ናይ ባሓቂ ክቡር ኢዩ ደቁ ኣለው ድባርዋ ሰላምካ ይብዛሕ
@@wedihadege1483 ክብረት ይሃበለይ ወዲ ሄጅ። ብዛዕባ ፍቱዋት ደቁን ስድራኡን ጽቡቕ ኣበሲርካኒ
ሓቦኛ ዝኾነ ሕዝቢ ፡ ሕዝቢ ኤርትራ !!!!
ሓደ ስጉምቲ ንቅድሚት ዩ ህዝቢ ማይድማ ጻዕራም ኢኻ ብሓቂ ኢንቛዕ ብርሃን ርኣኻ ዝተረፈ መሓበራዊ ኣጎልጉሎት ከም ጽርግያን ሕክምናን ኣብ ሓጺር ግዜ ክትረክብ ክኣ ይምነ።
ግን ኣብ ገለ ገዛዉቲ ብርሃን ዘይረኸበ ኣሎ ንኣብነት ኣብ ከባቢ ጣሓኒት ኢንዳ ቦይ ገብርኣብ ፍልሖ ዘሎ ገዛዉቲ ድሕሪ 1991 ዝተሰርሐ ዩ ልቺ ግን ኣይኣተዎን። ምኽንያት ይህሉ ዩ ግን ከማልኦ ዘለዎ ቅጥዕታት ኣማልኡ ጸጋ ብርሃን ከም ሰቡ ክረክብ ክግበር ተስፋ ይግበር።
ማይድማ ምድሪወዲሰበራ ماءديما مدرءودءسبرا
ወይንቲ ሰረቅቲ ሻዕብያ ተቅያማይ እዩ ንብረቱ ኣይኮነን ሓርኡ ኣይግድፍን እዩ ንብረቱ ክመይ ጌሩ ክምዝመልሶ ኢድኩም ዶ ሪኢኩማ ረኪብኩማ ከኣ።
ጸባ ሰቲና እንካዕ ሓጎሰካ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
May duma Singapore's🙏💔❤❤❤❤
ማይ ድማ ዓደይ ክንሃንጸኪ ኢና እምበር ካብ ህግደፍ ምጽባይ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ እዩ።
ባዓልና ወ ኣበይ ኔሮም ኢዮም
@@ወዲምስግና ይገርመካ እዩ ወዲ ማዴክስ
@@Efidelu7 efu hawey nay behaki 🙏 zebher madex 🙏🙏🙏🙏 love you
@@chelseathebest3382 love you too ma lovely bro we build our city
May God protect my people Love 💕 u
Weyane zbxho ab lili hzbna
Mezna yeblun
Slazi Hzbi Ertra gin bze
Zxad hzbi aykonn
Ab hadnetun smratun gati elu
Nxelatu namkenayu
Hadnetna wtru hlagtnayu
Selamn kisanetin
Nkubur Hzbi Ertira ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝👈
ወደ ኣልኣዛር ኣዝዩ ትሑትን ምቅሉልን በሊሕን ሰብ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ ማይ ድማ ኣዝያ ትንእሶ ኣማሓዳሪ ከተማ ኣስመራ ክከውን ይግብኦ
ባባ ገርግሽ& ባባ ኢዮብ እንዳ ስንኩላን እንካዕ ገጽኩም ርኣና ።
HASAWI GAZETENA. ETI GOMETRA ALEMSEGED KAB ERITREA HADIMU AB JUBA DEBUB SUDAN MSNA EYU ZELO AB ERITREA KEMZELO GERKA KETEQRBO MFTANKA ZGERIM EYU . HASAWI
Maydma's Renaissance after weyane cliques unprovoked destruction,theft and so many unspeakable acts. keep it up @Eri-TV👍
Ajena... brukatey hzbey edme tenan yhabkum ❤🇪🇷🐪🙏🏾
God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love you my country. I really miss you. When can I see you
Atta fegafikum enbear ketma atum Belaeti Gubo Areza ke nabey ketblwa delikum GBU adey mearey maydima
Yfdeywa alewu hji ezom qondafat agame
ማይድማ ጻዓዳ
መባእታ ቤት ትምህቲ ኣብ 1966ታት ነይርዋ እዩ
ኣጆኺ ማዴክስ ንዓኺ ኢዩ ኩሉ ሩሐይ
genet zftwa lewah sebeyti
Madma good place it has rich place
Mai duma aday dagmeya yereayki yakwen so Thank you 🙏
ምድራዊት ወደብ ማይ ድማ ዓደይ
Wedi adey Meary hji mes reakwo aykalkun edaga hamus ahhhh sedet gumama 😭😭😭😭😭 i love you zebher madex 🙏🙏🙏
ዕቤት የለን ዝብሉ ሰባት በሉ ረአይዎ ማይ ድማ ሐንቲ ኣብነት ናይ ዕብየት ኢያ ተቐማጦ ማይ ድማ ድማ እንካዕ ሓጎሰኩም!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወላካ ኣብታ ብዓቅሙ ዋጋ ዝከፈለላ ሃገሩ ዝኮነ ዜጋ ኣብ ደስ ዝበሎ ክነብር ምርጭኡን መሰሉን ገንዘቡን እንተኮነ፡ መንግስቲ ግን ከም ማይድማ ክምዕብላ ዕድል ክረክባ ከተባብዕ ኣለዎ፡ ምክንያቱ ከምዚ ደርጂን ዋሕዚ ማይ ዘድልዮ ክፈሪ ከተማታት ድማ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ረቃሒታት ብቀዳምነት ዋሕዚ ብዝሒ ሰብ ደራኪ ምካኑ ኢዩ ዝፍለጥ፡ ንኣብነት ኣብከም ብዓል ኣስመራ ምቅማት ምምራጽ ግን በቲ ካልእ ሸነክ ስስዐ ኢዩ ክብሃል ይከኣል፡ ምክንያቱ ኣብኡ ገዛ ገዚእካ ክትሸጦ ኣክሳቢ ይመስለኒ፡ ብፍላይ ኣብዘን ምዕቡላት ሃገራትኮ ገምገም ባሕሪ ኢዩ ብዝያዳ ዝምረጽ
merhaba hagoska hagosey eyu hzbey❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
NICE AND GONGRATS MAIDME!
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
SHABIYAWI KIBRITAT
HIDRI
METKEL
W'DIB
N'KHAT
Q'ALSI
AWET
AWET N'SERAWIT ERITREA
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Temsgen amilak ti aziu witsuae hizbey halifilu kisemiae wishtey hagos meliaewo
ሓሳዊ ዝብል ደርፊ ተአንገዱ ክክክክክክ
Eza ketema aytamnn ekum weyine ksekuwa keluuu tetew ele reyia kgebro zkel slezyibley kolaa sleznberkuu gn hzbnia tesfa aykortsn eyuu kb Tigray tngrwem eyom mtsem seb kynuu ktema ksrek kolo bezii metsaa zbahala nytsenet betahat n track gerom serikom an bzaa ketem tesfay tsenkik neraa Eritrea bzuuh habtii hager hzbawegbar arekbem n weyian aynrseaon
Woww nice..🥰😍😘 love u Eri😘😘
NICE AND CONGRATS MAIDME!