MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ወልፊ, Seb Elomo Part 15. By Memhr Teame Arefaine Eritrean Comedy 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    © Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    MARA E.- Eritrean Comedy 2020, ሰብ ኢለሞ, Seb Elomo Part 15. By Memhr Teame Arefaine
    Mara Entertainment is an Eritrean Entertainment Channel is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.
    SUBSCRIBE AND SHARE; bit.ly/ሳብስክራይብs...
    Follow us
    Facebook: www.facebook.c...
    Instagram: / mara_entertainment_off...
    #MaraE. #SebElomo #EtitreanComedy2020 #EritreanMusic #EritreanMusic2020 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
    © copyright : MARA ENTERTAINMENT 2020

ความคิดเห็น • 197

  • @MaraEntertainmentEritrea
    @MaraEntertainmentEritrea  3 ปีที่แล้ว +37

    ዝከበርኩም ተከታተልቲ ማራ ኢንተርተይመንት
    ኣኣብዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና
    በቲ ኣቀዲምኩም ዘሓተትኩምና ጠለባት ቃለ መሕትት ምስ ደራስን ዳሪክተርን መም ጠዓመ ኣረፋይነ (ደራስን ዳሪክተርን ናይ ሰብ ኢሎም፣ እንዳዝማም፥ ቡርቱካን.....) ኣብ መስርሕ ስለ ዘሎ፣ ካባኩም ካብ ደገፍቱ ኣድነቅቱን ከተቅርብሉ እትደሊዩዎ ሕቶታት ክሳብ ሰንበት ዕለት 06/12/2020 ኣብ ኮመንት ወይ ከኣ ኣብ ፈይስቡክ Mara-Entertainment ክትጽሕፉልና ከም እትክእሉ ብ ኣክብሮት ንሕብረኩም።
    ሸር ምግባር ኣይንረስዕ ኩቡራት የሕዋት 🙏😍🙏

    • @unknoww.4245
      @unknoww.4245 3 ปีที่แล้ว

      ጸገም የለን ደቂ erey ❤🇪🇷

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 3 ปีที่แล้ว +1

      Eniqea dihan mexakum deki Erey mearey kiteqearxibyeblan eza filim eye kiblekum zideli wela 200 300 kifalat tbxahi

    • @semharmehari4847
      @semharmehari4847 3 ปีที่แล้ว +2

      ሺሻ ጌጋ

    • @ስደተኛመከረኛ-ጸ3መ
      @ስደተኛመከረኛ-ጸ3መ 3 ปีที่แล้ว

      መርሓባ

    • @meronsat7665
      @meronsat7665 3 ปีที่แล้ว +2

      Mara Entertainment
      ሕቶይ ናብ መምህር ጠዓመ
      እዛ ሎሚ ኣቅሪብዋ ዘሎ ስራሕ ከመይ እያ ማለት ኣብ ኤርትራ ሽሻ ፍቁድ ኣይኮነን ብፍላይ ኣብ ኣስመራ እሞ ዘይሕሰብ እዩ
      ንሕና ምስ ወጻና ጀሚሩ ኮይኑ ድዩ ኣብዚ ፊልም ተጠቂምሉ ዘሎ ትብል ሕቶ ሕተቱለይ ።
      ማለት ሽሻ ኣብ ኣስመራ ኔሩ እዩ ግን ወግዓዊ ዘይኮነ ተሓቢእካ እዩ ኔሩ

  • @eritreamovie5843
    @eritreamovie5843 3 ปีที่แล้ว +15

    ሹሻ ኣብ ኤርትራ? ብቅጽበት ደው ክብል ኣለዎ።

    • @filmonafewerki7884
      @filmonafewerki7884 3 ปีที่แล้ว

      ውላ እንተሎ ሲ ኣብዚ ኮ የዋዓዋዑ እዮም ዘለዉ ኣይይይ

  • @lemlemteweldeberehan3186
    @lemlemteweldeberehan3186 3 ปีที่แล้ว +27

    እዚ ሺሻ አብ ኤርትራ!!! ከምዝመስለኒ ንነአሽቱ አሕዎትኗ ሕማቅ ትምሕርቲ እዪ ዝብል..

  • @hiyemaneab
    @hiyemaneab 3 ปีที่แล้ว +6

    ተገዲሰ እየ ዝከታተለኩምን ዘድንቐኩምን። ሚዛን ሓልዉ በጃኹም ክትርእዮ ስግድግድ ዝብል ገጸባህሪ መንእሰያት ኔው በልዎ። ብኻልእ መልክዕ ክትእርምዎ ጸዓር። ን3 ክስብ 5 ሚእታዊት ክንእርም ክንብል ነዚ ዘይፈልጡ 97% ኣይነርእዮም። ኣብ ኩሉ ዞባታት ተኸታታሊ ከም ዘለኩም ዝዘንጋዕኩም ትመስሉ

  • @mhreteababay1410
    @mhreteababay1410 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣብዚኣስ ፋሕ ትብለኩም ኣላ ኣብ ቃል ኣምላክ ኣቲኩም ትዘናጠሉ ኣለኩም ዓገብ ደራሲ ሃይማኖት መጻወቲ ግዳም ሓደር ትገብሮ ኣለካ።

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 2 ปีที่แล้ว +4

    ሄለን ክሳብ ሕጂ ኣካዳድናኺ ኩሉ ስራሕኪ ንነብስኺ መሲልኪ ትኸዲ ዘለኺ ዘድንቓ ምቅርቲ ኤርትራዊት ኢኺ ✅👏💐💗🇪🇷💗

  • @shemaineshweldai7561
    @shemaineshweldai7561 3 ปีที่แล้ว +8

    ማሕዛ መጠን ክንደይ ወሳኒት ሙኮና ትምህረካ በቲ ሐደ ወገን ካአ ሕማቅ ትምህርቲ ኢያ ምክንያቱ ሺሻ አብ ኤርትራ ልሙድ አይኮነን ብፍላይ አብ አስመራ ግን አምላክ መንገዲ የማን ትመርሕ ማሕዛ ይፍጠረልና

    • @rahwa7401
      @rahwa7401 3 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @na2y651
      @na2y651 3 ปีที่แล้ว +1

      Eza mehaza zela mehazay eya kef alewa

  • @flchristisaiah1123
    @flchristisaiah1123 2 ปีที่แล้ว +1

    😲ኣብ ኤርትራ ሽሻን ሓሽሽን ይፍቀድ ድዩ?🙄
    th-cam.com/users/TsegaTube1

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 3 ปีที่แล้ว +12

    ንስልጣን ኣምላክ ምድፋር ዶ ኮይኑ ሓቀይ ደራሲ ሎሚ ኣይግድን

  • @gerimagerima2637
    @gerimagerima2637 3 ปีที่แล้ว +1

    መርድእ ንኤርትራ!
    ሎሚ ምዓልቲ ካብ ወሃቢ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ፥ ተጋዳላይ ገብረ ገ/ጻድቃን፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ትግራይ ንወርሒ መመላእታ ክኸይድ ዝጸንሕን፥ ገና’ውን ዝቕጽል ዘሎን ኩናት፥ ናብ ዝሓለፍ ሰለስተ ምዓልታት ዘሰንብድ ጸብጻብ ሰሚዕና።
    ብመሰረት እዚ ሎሚ ተዋሂቡ ዘሎ ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ ክበሃል ብዝከኣል መንገዲ፥ ብሉዑል ተሳትፎን ናይ ህይወት ዋጋን ኤርትራውያን ይካየድ ከምዘሎ ምሰናይ ዝርዝራቱ፥ ሰፊሕ ትንታኔን መግለጽን ሂቡ። በዚ መሰረት፥ እተን ኣብዚ ኩናት ግጥም ዝካየደለን ዘሎ ግንባራትን፥ ኣብኡ ዝሳተፋ ዘለዋ ክፍላተሰራዊታትን ብርጌዳትን ኤርትራ፥ ብመሰረት እዚ ሎሚ ዝቐረበ ጸብጻብ፥ እንበኣርከስ፥ እተን ዝሳተፋ ዘለዋ፥ ናይ ኤርትራ ምክልኻል ሓይልታት እዘን ዝስዕባ እየን
    ኣብ ግንባር ሰሜንን ሰሜናዊ ምዕራብ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    18, 21, 26, 31, 35, 37, 57, 65, 46 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት), 48 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    ኣብ ግንባር ራማ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    53, 39, 525 (ኮማንዶ), 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    ኣብ ግንባር ዛላምበሳ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    11, 17, 19, 27, 33, 22, 49 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    ኣብ ግንባር ገርሁሰናይ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    39, 525 (ኮማንዶ), 36, 13, 55, 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    እዚ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ብቕንዱ፥ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን፥ ሕድ ሕድ ኩናት ኢትዮጵያውያን እዩ እኳ እንተተባህለ፥ ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥ ደቅና፥ ኣዝማድና ዝርከቡሉ ክፍላተሰራዊትን ብርጌዳትን ይሳተፍ ከምዘለው ብቐጻሊ ይሕበር ኣሎ። እሞ እዚ ካብ ኮነ እቲ ሓቂ፥ ሞትን መቁሰልትን ንዓና ንኤርትራውያን ሎሚ ዋላ ክንኣምኖ እንተደይደለና፥ ጽባሕ ግን ባዕሉ በቤትና ኳሕኩሑ ከርድኣና እዩ።
    ንምዃኑ ስለምንታይ ምስታፍ ኣብዚ ኩናት?
    ስለምንታይ ሞትን መቕዘፍትን የህዋትናን ኣያታትናን ኣብዘይ ምልከተና፥ ኣብዘይጉዳይና፥ኢልና’ዶ ነብስና ንሓትት ኣለና?
    እቶም ኣብዚ ሞት ክናና ክንጸንት ዝፈርዱና ዘለው፥ ብሞትና ዘይኮነስ፥ ብስንክልናና’ውን ዘይግደሱ፥ ካብ ሞት ድሒና፥ ሰንኪልና ምስዝረኽቡና’ውን ምእንታን ክንመውት ዘዳግሙና እዮም።
    ነዞም ብዘይ ሓላፍነት ኣብደይ ናቶም ኩናት ብከንቱ ዝጠፍኡ ዘለው ኤርትራውያን የሕዋትና፥ ከነእውየሎም ዝግብኣና፥ እቶም ፍንጫሕ መሰንገሎምን መዋልዶምን ኤርትራውያን ኢና ክንከውን ኔርና።
    እሞ ነእውየሎም ዲና ዘለና ወይስ ነቲ ኣብዚ ዝበሃል ዘሎ ኣሕላቒ ኩናት ምስታፎም’ን’ውን ብቐጻሊ ኣብ ምክሓድ ኢና ንርከብ?
    ኣምላኽ ነቲ ተገዲዱ ኣብ ሓዊ ክጥበስ ዝግበር ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ የድሕን!
    ነቲ ብቦምባታትን መዳፍዕን ዝድብደብ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ።
    ሰላምን ድሕነትን ንህዝብታት ኤርትራ፥ ትግራይን ኢትዮጵያን!
    ኤልሳ ጭሩም

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሽጋራ ንጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ዕርቃኑ ዝርአየትያ ነስተውዕል ጸሐይ ፣ ወርሒ ከዋኽብቲ ንጎይታና እየሱስ ክርስቶስ አይንርእን ዕርቃኑ ዝበላየን ሽጋራ ግን ደፋርያ እታ ተኽሊ ማለትዩ ። እንድሕር አንቢብኩማ እዛ ኮመንት ሽጋራ አቛርፅ አቛርጺ

  • @ኤርትራሃገርይክብረተይ
    @ኤርትራሃገርይክብረተይ 3 ปีที่แล้ว +12

    አብ ኤርትራ ፈጺሙ ሺሻ የለን አብዚ ፊልም ብምርአይና ብጣዕሚ ይሕዝንኩምና

    • @filmonafewerki7884
      @filmonafewerki7884 3 ปีที่แล้ว

      ውላ እንተሎ ሲ ኣብዚ ኮ የዋዓዋዑ እዮም ዘለዉ፡ እዚ ብዘረባ ውን ክሕለፍ ዝኽእል እዩ።

    • @teberabermenisey1
      @teberabermenisey1 3 ปีที่แล้ว

      Ayfeletkayon wey ayfeletkiyon koynki mber ashahat alo

    • @teberabermenisey1
      @teberabermenisey1 3 ปีที่แล้ว

      Gn xbuk araaya aykonen hakka ika wey hakki iki

    • @robidider3815
      @robidider3815 3 ปีที่แล้ว +1

      Ente zeyele dea kabay amxiomo zeytfelit ente koynka ayfelit eye bel kab zeyedlyeka tzareb

    • @wegahtagedey7294
      @wegahtagedey7294 3 ปีที่แล้ว

      Ya btkkl hawey xbuk aleka ab adna shsha yelen zeyele dea ketela eta xriti adi

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 3 ปีที่แล้ว +3

    Eweyy ane besmeam
    Derasi kurub eba frhat amlak yehaleka
    😢😢😢 amlak zeyfetwo zerebabat gedefu bejakum 💒💒💒❤🇪🇷
    ab Eritrea shisha tefekidu malet diyu ahhh😭😭

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 3 ปีที่แล้ว +3

    ከምዚኣ ጌሩ ዝምስጠኒ የለን ። እምብዛ'የ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ። ግን ርእይቶ ንEditor:- ናይ ኮንቲኒቲ ርኡይ ጌጋ ኣሎ ንቀጻሊ ኣርምዎ ። ንኣብነት :- ኣብ 9፡53 ደቂቅ ሽጋራ ክረግጻ ኣርኢና'ሲ ፡ ድሕሪ 3 ካልኢት ድማ እታ ሽጋራ ፍርቂ ከላ ኣርኢና ። እዚ ደቂቅ ግን ከኣ ገጅፍ ጌጋ'ዩ ። ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ።

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 3 ปีที่แล้ว +13

    ምስ ምትእትታው የእዱግ ኣምሓሩ ከምዚ ዓይነት ባህርያት ኣትዩ ኣብ ዓድና ወረ ገና ካለእ ክንጽበ ኢና ካብ የእዱግ ደኣ።

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 3 ปีที่แล้ว +1

    What kind of comedy is this, this is not family friendly. Very disappointing smoking shusha so sad and horrible show.

  • @elsadanielweldemichael5013
    @elsadanielweldemichael5013 3 ปีที่แล้ว +6

    Zey bhlna ab Adna bmtettawu bteni yhzen😭😭😭🇪🇷🇪🇷

  • @yodittsegay3632
    @yodittsegay3632 3 ปีที่แล้ว +5

    የሕዋትና ብከምዚ ሕማቅ ወልፊ ክንሪኤን ኣይግድንን ግን መሃሪ ስለዝኮነ ኣይጽላእን ካብ ከምዚ ሕማቅ ወልፍታት ይሰውረና ፈጣሪ ።

  • @user-Eri
    @user-Eri 3 ปีที่แล้ว

    ዚኸበርኩም ኣቕረብቲ እዛ ፊልም ከምኡው'ን ደራሲ ከምዚ ዓይነት ኣብ ስነ ምግባርን ባህልን ኤርትራ ዘይቅቡል ግዕዙይ ተግባራት ካብ ምቕራብ ምቑጣብ ተመራጺ ኢዩ። እዚ ጽዩፍ ነገራት ዋላ ኣብ ሃገርና ኣትዩ እንተኾነ እውን ዚምልከቶ ኣካል ምስ ሕብረተሰብ ብምትሕብባር ዕቱብ ምክትታል ጌሩ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከእትዎም ይግባእ። ኣይደገም ።

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 3 ปีที่แล้ว

    ሹሻ አብ ኤርትራ ብጣዕሚ ዘሕፍር ስብ ኢሎሞ እፈትዋ እንዴ ኔረ ዝገደደ ማስትሺ ኽአ ይባሃሊ ጽርይቲ አስመራስ ንአሽቱ አብ ጎዳና ዋሐጥዬ ተበልክዋስ ትተፍኦ ሕማቅ ድራማ
    እቲ ምምሕዳር ድአ ሐባሪ ረኺቡ ገለ እንተገበረ እምበር ስለምንታይ መንግስትናን ሕዝብናን ኢድን ጎንትን ስለዝኾና በጃኹም ኤርትራውያን ገለ ግብሩ ዘጉህየካ ሰድታት መድሐኒያለም ኤርትራ ካብዚ ገለመለ ዝምሕሩ አጥፍአልና አሜን ዓወት ንሐፋሽ ረዚንን ክብርን ንስውአትና

  • @robirobi7430
    @robirobi7430 3 ปีที่แล้ว +7

    Weyley Hager da ኢትዮጵያ ተቀይራ ደይትብሉና ሺሻ ካብ ተጀመረ ዳ ጫት ጀሚሮም አለዉ ማለት ንኪድ ብቅድሚት

    • @mhaymanot1290
      @mhaymanot1290 3 ปีที่แล้ว +1

      EwaE ane wun nsu eyu gerimuni, dro ezom YeEdug atyom ab hagernas shisha mshab elka alo wey gudd. Msdeqey knria jemirnas endatesekefku teketatileya.

  • @lonewolf2439
    @lonewolf2439 3 ปีที่แล้ว

    ሃሃ ብሰሓቅ ክመውት እየ ኣብ ኤርትራ ሽሻን ሓሽሽን ነቶም ዘይፈልጥዎ ደኣ ሕማቅ ትምህርዎም ኣለኩም እምበር ካብቀደሙ ኣይነበረን. ይዋእኩም ከም ሕንጻይ ደራሲ ዝሃበኩ ክትደግሙ ተዋሪድኩም ። 👎😡

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 ปีที่แล้ว +1

    welfi malt nebse ketelt mefxam eyu kulu sedra deku kemden kektatlen alwo. Kulu dobat xenu mektetal yedeli.

  • @Adha1991
    @Adha1991 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ እቲ ፖሊስ ጌርዎ ዘሎ ዩኒፎርም ናይ ወያነ ምልሻ ኣምሲልክሞ ካራባት የብሉ ኣይተስታረረ ቆቢዕ ሓንቲ ዝተሸማቀቀት ብግቡእ ኣይተኸደኖ ብደገ ካምቻ ዝወጽእ ኦፊሰር ኣይርኣናን ድሓር ክኣስ እታጓል ፖሊሰ ዝገበረቶ ዩኒፎርም ነቲ ወዲ ሂብክሞ ቁሩብ እዚ እኮ ሲት-ኮም እዮ ፡ብዝኾነ እቲ ሓሳብ ጽቡቅን ምሃርውን እዮ እንተ እቲ ዝበልናኮም ግን በጃኹም ይርድኣና እዮ እቲ ኩሉ ትጽዕርዎ ኣታዊ ከምዘይብሉ ብዝኾነ ምስናይ ኣኽብሮት እየ ።

  • @peaceisneeded8383
    @peaceisneeded8383 2 ปีที่แล้ว

    ሺሻ ሺሻ ሺሻድአ አብ ከባቢ ማይጃሕ ጃሕ ካብ ዓድ ዓረብ ቀይሕ ቀሕሪ ተሳጊራ ንማለቱ ቤት ብልዒ ዝብል ከፊታ ወጃሕጃሕ ካብትብል ዓ መ ታ ት እያ አቑጺራ።

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 3 ปีที่แล้ว

    RAII zeybulu menesey do Iliki? Hmmm ,Hgdf mendef dea esu endyu Elamu!!

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 3 ปีที่แล้ว

    ዊንታ ማዕተብኪ አውጽዮ አይምልከተክንዩ

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 3 ปีที่แล้ว

    memhr ጠዓመ ክዳን ፖሊስ ዝተከድነ ኢዪ

  • @unknoww.4245
    @unknoww.4245 3 ปีที่แล้ว +6

    ካብዚኣ ፊልሚ ዝተማህረ Like ይግበር 🙏

  • @ኤርትራሃገርይክብረተይ
    @ኤርትራሃገርይክብረተይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብዝሕ ነገራት እካ ጽብቕ እንተኮነት እዛ 15 ክፍል አብ ገለ ሽነካታ ግን አይግደ ብፍላይ እዚ ሺሻ ካልእን
    ስለዚ ካብ ወልፍታት ፊልም? ?

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 3 ปีที่แล้ว +1

    Love deki ereyi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫💪💪💪💪💪💪🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💐💐💐💐💐💐💐🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇⚘⚘⚘⚘⚘⚘

  • @Riceናይብሓቂ
    @Riceናይብሓቂ 3 ปีที่แล้ว +10

    ሙቁራተይ አንቃዕ ደሓን መጻኹምና፡ ካብ ሕድሕድ ዘይበላለጹ ብሉጻት ተወሳእቲ ኢዮም፡ ናይ ጆሚራ ግን ፍሉይነት ኣለዎ፡ ድርሰት ውን ይበል ዩ ዘብል፡ መሃሪ ሕብረትሰብ ዩ፡

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 3 ปีที่แล้ว

    Eway Adnake atewe do zi!!! Mastsh si kab Ethiopa n Adna enbar mxia!! Eway Gado!!!!

  • @dallastesfalem562
    @dallastesfalem562 ปีที่แล้ว

    Bejakum ezi shisha wala shushu dbahal ab eritrea key jimer hadera meneseyatna key balashew ab merab hagerat bhashshn shishann eyo dtslelu dgebruwo ay feltun eyom bejakum ka dtefalaleye sdet wey hagerat nab eritrea dmetsu kttnkekulom alekum ab airport butsunue teftsh kgberolom alewo hagernan hbretesebnan key balasho hadera hadera

  • @እየሩስጋልትግራይ
    @እየሩስጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +4

    እንኻዕ ዳሓን መፃኩም የኔ ቆናጁ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abitii
    @abitii 3 ปีที่แล้ว +2

    Eza nay shigara Gega si ab zkone film ala twudaieee melisa tnewuh trgexx nexiha tmles thaxrr tnewuhhh hhhhhhh

  • @selamtesfa988
    @selamtesfa988 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣደደድ! ሕማቕ ኣመላት!
    ክንድዚ ዝብዕልጋ: ምሒር ናይ ገንዘብ ኣምልኾ ዘሕደራ ኣመንዝራታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብታ ብርኽቲ ኤርትራና ኣሎዋ ኢልካ ምእማን ብጣዕሚዩ ኣጸጊሙኒ። እቲ ዘሎ ግን ንስኹም ስለ እትፈልጥዎ ብኣግኡ address ምግባርኩም thank you.

  • @luwamyohanes6627
    @luwamyohanes6627 3 ปีที่แล้ว

    Ewe entay aynet srah eu ezi himak raei no belwo dehar gin tsbuk mezazemi gerkumla 🤔🤔🤔

  • @אריתריאהאסמארה
    @אריתריאהאסמארה 3 ปีที่แล้ว +4

    ሽሻ ኣብ ኤርትራ ኣትያ ንዑባ ግደፉ ደቀንስዮ ከይተባላሽዉ እዘን ኣብ ስደት ዘለዋ ብሽሻ ዉሉፋት ከማን የጉህያና ኣለዋ እበዕዕ

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Wow, wo, What the Hel is going on? Ab Eritrea Shishaa, Designer Clothes, wina kaab Gezaa Wetziaa kithadiir, WI ta diaa whatever Different Boyyfriens. Indirectly izaa film iziia, Ni Meniseyaat, Intaay Ayineet timhiritii Iyaa Timhiir Zelaa. Boring, ugly and disgusting. Serawiitnaa ezii Aykoneeen Tekalisouuvguys. Please change Yout Scripts.

  • @selamselam266
    @selamselam266 3 ปีที่แล้ว +1

    ማሃርን አዛናጋኢ'ዩ ኔይሩ ትህዝቶኩም 😇፡ ናይ ሎሚ ግን አይግድን ። ንመናአሰያትና ግናይ
    ትምህርቲ ዝህብ ንዮ በልዎ😖

  • @ተባዕንሓቀኛንኢያትፈቱዓለ
    @ተባዕንሓቀኛንኢያትፈቱዓለ 3 ปีที่แล้ว

    Xbkti comedy gen meneseyat seb Moyà ka weskula Meknyatu meneyat kabsdrom kxbeyu kemzey blom nmflat

  • @SaraSara-ob5dl
    @SaraSara-ob5dl 2 ปีที่แล้ว

    ዋዛ ምስ ቁምነገር ንዘስተዋዓላ

  • @jerusalemlewah6262
    @jerusalemlewah6262 3 ปีที่แล้ว

    Ya sekutu suk elkum niskum si kab filmi triuu metshafkum deytenbubu gumamatat

  • @senaibaraki9012
    @senaibaraki9012 3 ปีที่แล้ว

    Weed sigae kemzi betsihu an Eritrea very sad

  • @ከምኬፈይባ
    @ከምኬፈይባ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዊንተይ ሽኮር ከም ዘለክያ ቀብዘርዘአርኪ

  • @arongerigos9073
    @arongerigos9073 3 ปีที่แล้ว +2

    Tafalatu do eti police mamahare teame arefyana kme zakuna dersi nay eza falim enda zamama ka

  • @wedebtewelde5870
    @wedebtewelde5870 ปีที่แล้ว

    Ewae shesha yeseteyu alewu nay behaqi

  • @avikoko843
    @avikoko843 3 ปีที่แล้ว

    Shisha maere kedezi ayekonen ayeteganenewo ahewate abe eri adena gen ayefejekeden eyu haki tsebuk ayekonen ane keman welefi koynini alo hasheshe bejakume gedefu ayeteatewewo ahewat

  • @gerimagerima2637
    @gerimagerima2637 3 ปีที่แล้ว

    መርድእ ንኤርትራ!
    ሎሚ ምዓልቲ ካብ ወሃቢ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ፥ ተጋዳላይ ገብረ ገ/ጻድቃን፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ትግራይ ንወርሒ መመላእታ ክኸይድ ዝጸንሕን፥ ገና’ውን ዝቕጽል ዘሎን ኩናት፥ ናብ ዝሓለፍ ሰለስተ ምዓልታት ዘሰንብድ ጸብጻብ ሰሚዕና።
    ብመሰረት እዚ ሎሚ ተዋሂቡ ዘሎ ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ ክበሃል ብዝከኣል መንገዲ፥ ብሉዑል ተሳትፎን ናይ ህይወት ዋጋን ኤርትራውያን ይካየድ ከምዘሎ ምሰናይ ዝርዝራቱ፥ ሰፊሕ ትንታኔን መግለጽን ሂቡ። በዚ መሰረት፥ እተን ኣብዚ ኩናት ግጥም ዝካየደለን ዘሎ ግንባራትን፥ ኣብኡ ዝሳተፋ ዘለዋ ክፍላተሰራዊታትን ብርጌዳትን ኤርትራ፥ ብመሰረት እዚ ሎሚ ዝቐረበ ጸብጻብ፥ እንበኣርከስ፥ እተን ዝሳተፋ ዘለዋ፥ ናይ ኤርትራ ምክልኻል ሓይልታት እዘን ዝስዕባ እየን
    ኣብ ግንባር ሰሜንን ሰሜናዊ ምዕራብ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    18, 21, 26, 31, 35, 37, 57, 65, 46 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት), 48 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    ኣብ ግንባር ራማ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    53, 39, 525 (ኮማንዶ), 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    ኣብ ግንባር ዛላምበሳ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    11, 17, 19, 27, 33, 22, 49 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    ኣብ ግንባር ገርሁሰናይ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን
    39, 525 (ኮማንዶ), 36, 13, 55, 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት)
    እዚ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ብቕንዱ፥ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን፥ ሕድ ሕድ ኩናት ኢትዮጵያውያን እዩ እኳ እንተተባህለ፥ ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥ ደቅና፥ ኣዝማድና ዝርከቡሉ ክፍላተሰራዊትን ብርጌዳትን ይሳተፍ ከምዘለው ብቐጻሊ ይሕበር ኣሎ። እሞ እዚ ካብ ኮነ እቲ ሓቂ፥ ሞትን መቁሰልትን ንዓና ንኤርትራውያን ሎሚ ዋላ ክንኣምኖ እንተደይደለና፥ ጽባሕ ግን ባዕሉ በቤትና ኳሕኩሑ ከርድኣና እዩ።
    ንምዃኑ ስለምንታይ ምስታፍ ኣብዚ ኩናት?
    ስለምንታይ ሞትን መቕዘፍትን የህዋትናን ኣያታትናን ኣብዘይ ምልከተና፥ ኣብዘይጉዳይና፥ኢልና’ዶ ነብስና ንሓትት ኣለና?
    እቶም ኣብዚ ሞት ክናና ክንጸንት ዝፈርዱና ዘለው፥ ብሞትና ዘይኮነስ፥ ብስንክልናና’ውን ዘይግደሱ፥ ካብ ሞት ድሒና፥ ሰንኪልና ምስዝረኽቡና’ውን ምእንታን ክንመውት ዘዳግሙና እዮም።
    ነዞም ብዘይ ሓላፍነት ኣብደይ ናቶም ኩናት ብከንቱ ዝጠፍኡ ዘለው ኤርትራውያን የሕዋትና፥ ከነእውየሎም ዝግብኣና፥ እቶም ፍንጫሕ መሰንገሎምን መዋልዶምን ኤርትራውያን ኢና ክንከውን ኔርና።
    እሞ ነእውየሎም ዲና ዘለና ወይስ ነቲ ኣብዚ ዝበሃል ዘሎ ኣሕላቒ ኩናት ምስታፎም’ን’ውን ብቐጻሊ ኣብ ምክሓድ ኢና ንርከብ?
    ኣምላኽ ነቲ ተገዲዱ ኣብ ሓዊ ክጥበስ ዝግበር ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ የድሕን!
    ነቲ ብቦምባታትን መዳፍዕን ዝድብደብ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ።
    ሰላምን ድሕነትን ንህዝብታት ኤርትራ፥ ትግራይን ኢትዮጵያን!
    ኤልሳ ጭሩም

  • @haregeweiniyebiyo2638
    @haregeweiniyebiyo2638 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwww aziya meharit......👌👌👌
    Ajokum bertiu❤️🌹🌷🌺

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane213 3 ปีที่แล้ว +1

    entay aynet movie eyu ufff gahfat

  • @wt7061
    @wt7061 3 ปีที่แล้ว +1

    በጣእሚ ጽቡቅ ስራሕ ከምዚኢታት እነዳሳእረረ ከይከይድ ንመንእሰያትና ምምሃር እዮ ደረስቲ ኣለይቲ ተዋሳእቲ የመስግነኩም ደቂኤረይ።

  • @teklomteklom3284
    @teklomteklom3284 3 ปีที่แล้ว +1

    Ja Plissee nab Eritrean keyatu 🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @babibabi4721
    @babibabi4721 3 ปีที่แล้ว +5

    qedamay✌👌👍😂

  • @945er3
    @945er3 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza police gual jelaelae ktbl tsewag

  • @merontesfu7040
    @merontesfu7040 3 ปีที่แล้ว

    ይሃሉ ኣይ ሃሉ ኣብ አርትራ ኢዚ ወሊፊ ! ብጣዒሚ ሕማቅ ኣራኣያ ኢዩ፣ 99/ ኣበረጅ ኣይፈልጦን ኢዩ, ብዝኮነ ግን ፍለጢዎ ማለት ኢዩ ገጋ ኢዩ እዚ !!!

  • @ፅናዓትንዘይተሪፍዓወትኣዶ
    @ፅናዓትንዘይተሪፍዓወትኣዶ 3 ปีที่แล้ว +2

    Kalay 2y

  • @genetteklemengesha9164
    @genetteklemengesha9164 3 ปีที่แล้ว +1

    Wayyy ata ezke iabti adna atyudyu. Eway mtsotattt. Anta fetari telemenba kulih belena .

  • @Kuburyosi
    @Kuburyosi 3 หลายเดือนก่อน

    Hielu lebam

  • @misgnabahlbi3943
    @misgnabahlbi3943 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ከመይ ኣለኹም ኢዛ ተካልት ገርብ ስ
    ኣብ ስደአት ኢንዳ ጸላኣና ስ ኣብ ኣድና መጹ
    ኢውይ ፍየሪ ሓብተይ ቁሩብ ገጅፍክ ኢስቦርት ግበረ ኢዛ ክብድኽ ኣጥፊያ ።ኢዚኣ ጽብቕት ቆሞናኽ ክይትባላሽወክ።
    ጽቡቅ ስርሓ ዩ። ክትቅጽልዎ ኣለኩም ምኽንያቱ፡ ከምዝ ምሃር ስነሓሳብ ዘድልዮ'ኳ ሕብረተ ሰብናኣ።

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane615 3 ปีที่แล้ว +1

    eway kab kemzitat si ykdena Hagerna halal

  • @TF-fo6wq
    @TF-fo6wq 3 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ደራሲን ዳርክተርን ወዲ ኣረፋይነ!
    ከም ድፍረት ኣይትርኣዮ እዛ ድራማ ኣይኮነን ክትሓልፈኒ ሓሙሽተ ደቒቕ እካ ምስ ወረደት ከይበጽሐት'የ ዝካታተላ፡ግን ንምንታይ ስለ'ምንታይ ሽጋራ ክስሕብ ተደልዩ ግርማይ ባኮ?ኮሙ ድማ ዊንታ ሽሻ ቢራ?

  • @frewayne
    @frewayne 3 ปีที่แล้ว

    Nay lomi menaseyat zey kem abotatkum shame on you. Iti zfeterekum Amlak mfrah gedifkumo. Amlak kbur iyu, bsdnet zykone btxdki iyu zkebr. Repeant, kabti guguy mengedi hizkumo zelekum. Nay lomi filmy serhti ab kndi nhzbom nab xbuk zmrhu yetfawo alewu western movie copy indageberu.

  • @ናቲኣንበሳ
    @ናቲኣንበሳ 3 ปีที่แล้ว

    Xbuk sirah Gina eza ab Haymanot atika midfar xbuk aykonen neti zmexhi weledo qelil eiyu zmeslo malet ab amlak zelena areaeya abi ms mukanu kab kemzi aynet gega rdiet zhib meliekit kintnqeq alena. Dersin memhirn nayza sirah.

  • @teanergebrengus2102
    @teanergebrengus2102 3 ปีที่แล้ว +1

    Ablbna yehdro ezi halal hzb ab galun wedun ayeriana eza hagerna hegere selamn tienan

  • @gelila7118
    @gelila7118 3 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👄👄👄👄👄

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 ปีที่แล้ว

    Abe eritrea sheha hashe behegi kemzehetet eye zeflet.eza doeb mes tekftet bezuh himak neger nab hagerna atyu ageb abe sedet enda aguhynas abe adna kemzi ketsem azyu yehzen.

  • @tesmoktes1143
    @tesmoktes1143 3 ปีที่แล้ว

    Werzeyzey gedifna abti ab bayta zelo haki netekur, hade mensey nay hanti hager nay e'abet e'dlat ente zey fetirkalu ab zey rebih negerat ketekur nay geden u . Deresti hagerna kea nezi eyom mebdah sinom zelewu, kab ab ሳዕቤን ምዝራብ ኣብ ጠንቂ ነተኩር።

  • @yohannesanday620
    @yohannesanday620 3 ปีที่แล้ว

    bmejemerta kemey alekum nay eza Film getemti kab 1,14 kfal xbuk nera ab 15 kfal bzaeba nay amlak shsha sihbka nab amlak tbl gega kab lomi aykrian eye soriy

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ኤርትራ ሽሻ ኣይኮነን ካርቱሽ ጎማ ናይ ማይ እዩ ንፍልም ዝተገብረ ንመምሃሪን እዩ

  • @beyenebelay2022
    @beyenebelay2022 3 ปีที่แล้ว

    አይደገም ከምዚ ሃገርና ብከምዚ ዝተጋነነት አምሲልክሞ ብሐደ ክልተ

  • @asmarabella2629
    @asmarabella2629 3 ปีที่แล้ว

    Aexrwa Eza Heger.. Ezom Agame Hesadat Zeygebrwo Neger Yelen. Etom Police 🚔 Nay Eritrea Gn Entay Eyom Kserhu Zwuelu Endei?

  • @nipseyhussle6584
    @nipseyhussle6584 3 ปีที่แล้ว +1

    Hab hegdef zekfe horowin alo du zanbi

  • @helkidhelkid3032
    @helkidhelkid3032 3 ปีที่แล้ว +1

    Eway shisha dea jemiru dyu ab Eri🤦🏽‍♀️

  • @ririrrkri4i278
    @ririrrkri4i278 3 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy dhaykum aythabae deki adey sesu kexlwo tray des zebl srah eyu

  • @yodita874
    @yodita874 3 ปีที่แล้ว

    Eizi aynet limdi Ab eritrea keyserir nay manm ertreawi halafnet u . Ab dege kemnriao bezi limidi ztegeda ember zmaebele yelen atrirna sgumti knwesid alena

  • @ከምኬፈይባ
    @ከምኬፈይባ 3 ปีที่แล้ว

    ቮሊሰይ ሽኮር ሓንቲ መዓልቲ ሲሒበስ ናብ ሓራሙ ዛንዛን ኣቢልኒ ❤❤❤❤

  • @neimatewfik1158
    @neimatewfik1158 3 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi gerimuni ab adena zelo aymeselenen nearu azi shisha please atfeuwo eritrea shkor kemutat kehlewa yeblun

  • @tesfaxbahmekeretalem4409
    @tesfaxbahmekeretalem4409 3 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen deki erey xbuk srah

  • @weinisolomon8337
    @weinisolomon8337 3 ปีที่แล้ว

    Iza nay lomi mieraf xibqti aykonetin kab kulu kea biqal Amlak aytixawetu ab zeybotu ayteitwiwo please

  • @yordi1683
    @yordi1683 3 ปีที่แล้ว

    Nice job 👍🏾 deki Ery shashama ilena adina nemaebl aytekmekumn eyu ezi

  • @dawitwedihagos2480
    @dawitwedihagos2480 3 ปีที่แล้ว

    Aye hagerey trekbo. Kab Adi kubur bahlin tarikn haftam hbretesebn. Nab Adi Shshan mastishn do keyromkn Remisomkn nay edom dea ayseanu beal yhudasi 😂😂😂

  • @selameychanel9224
    @selameychanel9224 3 ปีที่แล้ว +2

    Bjakum kbri amlak aytdferu

    • @degudegu6277
      @degudegu6277 3 ปีที่แล้ว

      Entay maletki eyu,

    • @selameychanel9224
      @selameychanel9224 3 ปีที่แล้ว

      @@degudegu6277 maletey dea entay dyom zblu zelewu bzoba adamn hgi amlakn

    • @degudegu6277
      @degudegu6277 3 ปีที่แล้ว

      @@selameychanel9224 oh ok 👍🏾.

  • @melest5645
    @melest5645 3 ปีที่แล้ว

    Amlak metsaweti gerkumo btami teheznu

  • @piptika8083
    @piptika8083 3 ปีที่แล้ว

    ኣሕዋት ሰላም እንዳ በለናኩም ኢና ዋ ከይደንጎኹም እንደ ልቐቑልና ከመይ ዲኹም ትምቸውኒ

  • @mileynatey6286
    @mileynatey6286 3 ปีที่แล้ว

    Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 3 ปีที่แล้ว

    Abi tmhrti eyu Gn si ane zgermeni Entay eyu temeles kabzi hmak zbl zeyele trah askrya adeksa wa dahar keas ms amlak mxrar do ykewn alo mengste semay bkemzi do yrkeb eyu

  • @michaelbahribara9692
    @michaelbahribara9692 3 ปีที่แล้ว

    Tsibikti comedy memharit kemu dea serhu , nimeniseyat mehari please meniseyatna yitefu alewu !!

  • @helenfisha2565
    @helenfisha2565 3 ปีที่แล้ว

    ጭሕሚ ብጻይካ ክላጸ ጭሕምካ ማይ ልኸ ይገርም'ዩ

  • @diletbrhane9130
    @diletbrhane9130 3 ปีที่แล้ว

    Merhaba btaemi des zebl meharn azenagaen srah endu gn qrub qal amlak ab mntay ntqemelu nflet sory gn slezfetwekum ye deqi arey

  • @tdf9673
    @tdf9673 3 ปีที่แล้ว

    ዳ ዘብራኣብሩክ መሲላ ወዮ ስድራ😂❤

  • @yonasamanuel7667
    @yonasamanuel7667 3 ปีที่แล้ว

    Reywo belu eritrewan yaeye shuosha see hearken yebluna aloweu ahii ane eritrewan mukaney yeghiyaney

  • @nahommhretab4261
    @nahommhretab4261 3 ปีที่แล้ว

    Bhaki mhari kemzi srah srhu deresti and ezom ab dege delena mebzahtena bflay thti 30 amet zelena tebelashina alena ezi hashsh do shgra bejakum nekarxo please

  • @filichekan8649
    @filichekan8649 3 ปีที่แล้ว

    Shgara entay gebarit seb rugum anes kem shgara welieka dshab entezkewn msehabkukum nare

  • @fekeriiyuementey6336
    @fekeriiyuementey6336 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcome

  • @filiyo1162
    @filiyo1162 3 ปีที่แล้ว

    Haqi dresuo bejakom srha tezhluo nabzi aymatewn seb

  • @abieltedros4394
    @abieltedros4394 3 ปีที่แล้ว

    Tekeyfkum mstekeyayefkum polis kmemxie neyruwo kkkk

  • @dawitwoldu680
    @dawitwoldu680 3 ปีที่แล้ว

    Ab eritrea Shousha wa newri

  • @arimastekele6937
    @arimastekele6937 3 ปีที่แล้ว

    Nay behaki xebkti comedy ajokum kexelewo