ንምንታይ ሰራዊት ትግራይ ኢዱ ከአቱ ፃውዒት ይግበረሉ ኣሎ? ብየማነን መንግስተኣብን።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #tigraybwne
    Donate- donorbox.org/a...
    To be a member- / axumawia
    AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
    Follow Axumawian Media Network on:-
    TH-cam, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
    Twitter- @MediaAxumawian
    Instagram - / axumawianmedia
    Telegram- t.me/axumawian...

ความคิดเห็น • 72

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 9 วันที่ผ่านมา +5

    ግደይ ሓወይ ከማኻ ዘኣመሰሉ ናይ ለውጢ ሓይሊ ንምምፃእ እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ አጆኻ ቀፅለሉ እተቅርቦም ዘለኻ ሰባት ድማ ብጣዕሚ ኣድናቂኦም እየ ብሱል ዝኾነ ሓሳብ እዮም ዘቅርቡ ዘለዉ ግን ግደይ ሓወይ ን50ዓመት ዝተነድቀ ጭቆና በሓደ ግዜ ክፈረስ ኣይኽእልን ንስኻን ከማኻን ዘኣመሰሉ እትገብርዎ ቃልሲ ካብ ምስዓር ዓዲ አይውዕልን ንምሳሌ ሓደ ነገር ክነግረካ ጀማይካ እትበሃል ዓዲ ሃይለስላሴ ፈጣሪ እዩ ኢሉ ኣሚኑ ዝነብር ማሕበረሰብ ከምዘሎ ክትኣምን ኣለካ ትግራይ እውን ከምኡ እዩ ገጢምዋ ዝኒሆ ምኽንያቱ ሕወሓት ካብ እትፍጠር ኢኻ ተፈጢርካ ተባሂሉ ዝተነግሮ ማሕበረ ሰብ በሓደ ግዜ ክልወጥ ኣይኽእልን ሓያል ቃልሲ የድሊ እና ጠንክር ቀፅለሉ ንድሒሪት ከይትምለስ አኹሱማውያን ምድያ ነሐግዝ ፍትሒን ዲሞክራሲን ክዕንብብ

  • @alemabay-sh5kw
    @alemabay-sh5kw 9 วันที่ผ่านมา +2

    It is great Gidey, Yemane & Mengsteab. I really appreciate your concern and effort for your people and Tigray|

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber 9 วันที่ผ่านมา +4

    እስታሊን ኣብ መከተ ብዙሕ ዘደናገረ ዝሸቀጠ ሐዚለ ምድንጋሩ ዝቀፀለ ዕዩ! ሹመት ምሿም ናይ መንግስቲ ስራሕ ዕዩ እቲ ሰራዊት ንመንግስቲ ዘይእዘዝ ተኾይኑ ሕዝባዊነቱ ብኸመይ ይግለፅ!

    • @alemkidane7964
      @alemkidane7964 9 วันที่ผ่านมา

      መንግስቲ ማለት ንምኻኑ እንታይ ማለትዩ መንግስቲ ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ናይ ህዝቢ ማለት ዶ አይኮነንዩ ስለዚ እቱ ህዝቢ ኸአ ብዝወከሎምን ዘቆሞምን አካላት ገይሩ ድልየቱ ብምርጫ ዶ ገሊፁ የለን ስለዚ ነቱ ብግዝያዊነት ውክልና ካብ ሽዋ ረኺቡ ብግዚያዊነት ክዓዪ ዝፀንሐን እሞ ሀዚ ኸአ ጠቅሊሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ማንዴት ዘይረኸበ ጉጅለ እንተኾንና ንዛረብ ዘለና ብግጉይ አመለኻኽታ ዓዊርና አለና ማለትዩ ፡
      ትግራይ ናይ ተጋሩ ሀገር ወይ ብሄር እያ ናይ መንም ፅግተኛን ካብ ህዝቡ ዝነፈፀን ፋሉል መኹዳዕድዒ መሬት አይኮነትን ፅግተኛ እንተደልዩን ተቐባልነት በቶም ሓርጎቱ እንተረኺቡ አፍቶም ለአኽቱ ኸይዱ የኹደዕድዕ አብ ትግራይ ቦታን ባይታን ክስርት ግን ከቶ ክፍቀደሉ የብሉን።

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 9 วันที่ผ่านมา +3

    ክብረት ይሃብልና አኽሱማውያን።
    የማነ ሓወይ ብትክክል አቅሚጥጎ ብናይዓለም ሓያላት መንግስታት ህዝቢ ትግራይ ብጉጅለ ማለሊት ምክንያት ባህጉን ታሪኩን ተጣሚሙ ስግ አት ገይሮም ልወስድጎ ልነበረ ህዝቢ አዳባባይ ወጽዩ ዋዕ ኢሉ ልፍትሕን ዲሞክራሲን ለለዎ ጽም አት ገሊጹ። ብመሰረቱ ናይትግረዋይ ባህግን ናይምዕራባውያን ባህግን ሓደ ኢዩ።
    ትግረዋይ አብልኮነ ዓዲ ምስልኮነ ህዝቢ ስሪሑ ሓፍቲ ክገብር ልክእል ህዝቢ ኢዩ፣ ምዕራባውያን ናይ ዓለም ሓፍቲን ፖሎቲካን ልቆጻጽርጎ ለለዉ ብናይግለ ኩባንያታት ልተፈጠረ ሓይሊ ኢዩ።
    ናይፕሪቶሪያ ስምምዕነት ተካቲልና ተሎ ኢልና ሓቛፊ መንግስቲ ተንምስርት ክሳብ ሀዚ ግዝ አታዊ ሓድነት ተመሊሱ ህዝብና ላብመረበቱብ ምተመለሰ ነይሩ። ዋና ናይትግራይ ጸገም ጉጀለ ማለሊት ልመርሖ ዕጡቅ ሓይሊ ኢዩ። ጉጅለ ማለሊት ተለይ ተቀይሩ ( ጠፊኡ) ካምህዝቢ ክንብተን ክንጠፍእ ንክእለሉ ዒድል ሰፊሕ ኢዩ። ኢዙ ጉጅለ ኢዙይ ብንቅሓተ ሕልኑኡ ትሑት ናይ ውግእ ወኒ ግን ለለዎ ግን ዘመናዊ ናይውግእ ስልትን ፖሎቲካን ለየጋናዝብ ብምኳኑ ልወስዶ ስጉምቲ ልህዝብን ልባዕሉን ልጎድእ ክኵን ይክእል።
    ሓደ ክስመረሉ ለለዎ ነገር ግን ኢዙ ጉጅለ ኢዙይ ብምንም ዓይነት ናይፖሎቲካ ይኩን ወታደራዊ ጽልዋ ክነብሮ አይፈቅዱን። ልናይምዕራባውያን ረብሓ ልጎድእ ልስርሐ ክንልስ ለይክል ክጠፍእ ካምለለዎ መለስ ከሎ ተወሲኑ ኢዩ።
    ምክኒያቱ መለስ ል፪፯ ዓመት ሓጊዞምጎን ነጊሮምጎን ኢምቢ ኢሉ ላብ ቻይና አዘምቢሉ። ልወድቅ ለለሎ ናይዓለም ሓይሊ ኢሉ ክሳብ ምዝራብ በጺሑ ነይሩ።
    ተጋሩ ካምህዝቢ ኢዙ ጉጅለ ሒዙና ከይጠፍእ አብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ህዝቢ ክዓስል አለዎ። ድከመቱ ካምለሎ ኮይኑ ካሊእ አማራጭ የለን።
    ናይዓለም ድጋፍን እውቅናን ለለዎ ጊዝያዊ መንግስቲ ኢዩ።
    ብሩህ ነገር ተገርናዮ ናቱ ካባቢ ናይዲሞክራሲ ማዕካን ኮና ክንወጽእ ንክእለሉ ዒድላት ኢውን አለና።

    • @tabay6305
      @tabay6305 9 วันที่ผ่านมา

      አክባቢነት ዘይእምን ነይሩ እዉን እዩ ኢለ ዘምን ስብ እየ ነይረ ድሕሪ 10 ዝወስደ ድርጀት አብ ትግራይ ክኽፍት ተቓሊስ ተስፋ ሴኢነ አዲ አምሐራ ኸፊተዮ ተቕቢሎምሊ ተጠቒሞም እዉ። አብዚ ቐረባ ወርሒ ክም ብሐዱሽ አብ ትግራይ አምልኪተ ተቐባልነት ረኺብ። ዋ እዉን አዉን ኢለ.። ለካ አዉራጃይዝም በይሩ እዩ ኢለ። ዝገረምኒ ነገር ድማ ሕዚ ዝፈቐደለይ ሐላፊ ወዲ ዓድዋ እዩ። i am really confused. Could you help me with the difference Now and Then?
      Tigrai prevail ❤

  • @AlemHagos-co5gk
    @AlemHagos-co5gk 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ንፁር ሓሳብ እዩ ቀፅልሉሉ

  • @dawitabera9775
    @dawitabera9775 9 วันที่ผ่านมา

    Congratulations Axumawian M.N

  • @tesfileG
    @tesfileG 8 วันที่ผ่านมา

    ትኽክል እዩ መንግተኣብ። ❤❤

  • @tesfileG
    @tesfileG 8 วันที่ผ่านมา

    ብጥሚ ሓርበኛ ተንታኒ የማነ❤❤❤

  • @AhmedAkadir-m6o
    @AhmedAkadir-m6o 9 วันที่ผ่านมา +2

    As wr wb, ናብ ኩለኹም ጉዳይ ሙስሊም ማሕበረሰብ ዘግድሰኩም ኣሓትን ኣሕዋትን ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ!! ኣብ ማእኸል ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ነባር መቃብር ብሊዝ ንኽሽየጥ ካቤኒ ዓድዋ ከም ዝወሰነ ዝተረጋገፀ ሓበሬታ በፂሑና ኣሎ። እዙይ ቅድሚ ምግባሮም ሓያል ወፍሪ ብምግባር ደው ክነብሎ ብሽም ኣላህ ፃዊዕትና ነቅርብ። ንመጅሊስ ብፍላይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ድፍኢት ንግበር። ጀዛኩም ኣላህ ኸይር።

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 6 วันที่ผ่านมา

    #OnlyOneTPLF.

  • @ZeradawitSenayAraia
    @ZeradawitSenayAraia 6 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ አሓዋት ተሰተኻኸሉ ኢልኩም ፅዕንቶ ፍጠሩ መቼም አብ አዶኹምን አሓትኩምን ሕማቕ እናበፅሐ ክትርእዩ ከም ዘይትደልዩ ፍሉጥ ሰለዘኸ.

  • @angesomgebregziabher19
    @angesomgebregziabher19 9 วันที่ผ่านมา

    Keep up the good work!

  • @tesfileG
    @tesfileG 8 วันที่ผ่านมา

    ኣኽሱማዊያን ❤❤❤

  • @HilufTesfayHindeya
    @HilufTesfayHindeya 9 วันที่ผ่านมา

    የማነ ሓወይ ብትክክል ኸለ ንምንጋር ዝመርፁልኻ እሶም እዮም ነይሮም

  • @mikiastafere-z6h
    @mikiastafere-z6h 9 วันที่ผ่านมา

    ዓሚቕ ትሕዝቶ ዘለዎ መደብ ነይሩኩም thank you

  • @RedaeAlemat
    @RedaeAlemat 8 วันที่ผ่านมา

    በርትዑ ኣክሱማውያን ሚድያ ህዝቢ መማረፂ ሓሳብ ይስማዕ

  • @gebrhiwetgebrmaskle3559
    @gebrhiwetgebrmaskle3559 9 วันที่ผ่านมา

    ናብ የማነ❤❤❤

  • @user-qe3mc9zf3p
    @user-qe3mc9zf3p 8 วันที่ผ่านมา

    Right

  • @Winning.Mentality
    @Winning.Mentality 9 วันที่ผ่านมา +1

    ትክክል ኣለኻ የማነ እቲ ቀዳማይ ደመኛ ፀላኢ ናይ ህዝቢ ትግራይ እቲ ክፉእ መጋብሩ እኩይ ሳይጣን ዲያብሎስ ዝኾነ ስብሃት ነጋ እዩ ዝመርሖ ነቱ ጉጅለ ህወሓት ኔትዎርክ ስብሃት ነጋ ደብረፅንተት ገ/ሚካኤል
    ፈትለወርቂ ገ/እግዚኣብሔር ሞንጆሪኖ
    ኣለም ገ/ዋህድ ብጥረ እኽሊ ዝዕሾ ኳኪናይ ደርሆ ምንም ዘየገናዝብ ዕሱብ ኣገልጋሊ እዩ
    እዛ ጉጅለ ናይ ግሉ ናይ ስብሃት ነጋ እኩየ‍እ ዲያብሎስ ::

  • @kirosbirhane7335
    @kirosbirhane7335 9 วันที่ผ่านมา

    አክስማውያን ረብሓ ህዝቢ ትግራይ አቐዲምኩም ስለ ትስርሑ ዝዓዘዘ ክብርን ምስጋናን ይግባአኩም ብፍላይ ድማ ግደይ ትግራይ መንግስቲ ንክህልዋ ፅኑዕ መርገፂ ሒዝካ ትገብሮ ዘለኻ ትብዓት ዝተመልኦ ህዝባዊ ቃልሲ ብጣዕሚ ዝናአድ እዩ አጆኻ ቀፅለሉ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ግደይ ጽቡቅ አስሚእካና ብፍላይ ትግራይ አብ ኩሉ ክስማዕ አቀዲምኩም አፋልጥዎ

  • @user-mb2kx9ch8n
    @user-mb2kx9ch8n 8 วันที่ผ่านมา

    ይበል ፖለቲካዊ ትንታነ ኣክሱማውያን ሚድያ

  • @zinabuabreha7110
    @zinabuabreha7110 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-rd9je9wx2f
    @user-rd9je9wx2f 9 วันที่ผ่านมา

    ትምኒተይ ሰሚሩ ተመስገን 🙏

  • @tabay6305
    @tabay6305 9 วันที่ผ่านมา

    ልቢ ይሀብኩም ዋ ናይ ዝትገብርዎ ለለኩ ብጣዕሚ ጡዑም ጠቓሚ ህዝቢ እዩ ቐፅሉሉ🎉❤

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 6 วันที่ผ่านมา

    There is no government in Tigray and no fascism in the name of change and democracy.

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 8 วันที่ผ่านมา

    ሕወሓት ናይ ትግራይ ሕዝብ ይጻወትሉ አለው

  • @alemkidane7964
    @alemkidane7964 9 วันที่ผ่านมา +1

    መልሲ ነቱ አቅሚጥኩምዎ ዘለኹም አርእስቲ ትግራይ ብሱራውን ናቱ ናይቱ ሰራዊት እያ ናይ ውልቀ ፅግተኛታትን ሰረቅትን ካሕዳማትን አይከነትን
    ስለዝኾነ ዓዲ ካብ ወዲ ዓዲ ንንየው ደኣሞ መን ከድሕና ትፅበ እዙይ እንትብል ዕሱባት ተጋሩ ናብ ካልእ ይጥምቱ ኸምዘለዉ ጠፊኡኒ አይኮነን።

  • @gbm5905
    @gbm5905 9 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ የህዋተይ ኤርትራን ሻዕብያን ከይኣልዕልኩም ኣኮነልኩምን እዩ።ንሰበይቱኹም እንተጠርጥኩማ ከማን ሽዕብያ እዩ ክትብሉ ኢኹም።😂

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 9 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ኣሕዋት ንምንታይ እዩ እቲ ካውንስል ለይምስረት, ንምንታይ??

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d 9 วันที่ผ่านมา +1

    Bejakum besatalite Niue hasabkum tium eyu

  • @yohannesbitewlgne2972
    @yohannesbitewlgne2972 9 วันที่ผ่านมา

    እንካብ ኩሉ ዘስሕቕን ዘሕዝንን ነገር እንተሃልዩ ፡ ኤርትራዊ ክጥዕም ዝጥዕር ትግራዋይ ምስማዕ እዩ። ንተጋሩ ቅድሚ ሓሳብ መሃብኩም ፡ ተጋሩ ክትጥዕሙ ፈትኑ።

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tsbuk tntane eyu ❤

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 9 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ክፈልጦ ዘለዎ መሰርታዊ ሓቂ፣ ትግራይ ትሕመስ ዘላ ብዎዋናነት ብጉጅለ ኣደመ ከይኾነስ ብዞም ቑፅሮም 4 ወይ 5 ዝኾኑ ድሑራት፣ ጉዕዙያት ጀነራላት ምዃኑ ክፍላጥ ኣለዎ። እኒ ደብረፀን፣ ሞንጀሪኖ፣ ኣልም ልበስበሱ ሓድሽ ሓሳብ ዘይብሎም ስላዝኾኑ ሓደ ጌታቸው ረዳ እኹሎም እዩ፣ ብፓለቲካ መሬት ከዝብጦም እዩ። እቲ ለውጢ ክይመፅእ ዓጊቱ ሒዙ ዘሎ እዚ ድሑር መራሒ ሰራዊት እየ ዝብል ዘሎ ባህላዊ ጀነራል እዩ፣ እዚ ክስመረሉ ይግባእ!

  • @birhanuwoldemichael8829
    @birhanuwoldemichael8829 9 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ወልቃይት ከም ዝዛረብዎ ጀነራል ምግበይ ወርቅ ዝወር ዘሎ እዩ

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl 9 วันที่ผ่านมา

    Yemane is a real deal. Keep it up bro!

  • @hagoskahsayhagos3854
    @hagoskahsayhagos3854 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣሚ ፅቡቅ እቱ ተቅርብዎ ምሁራዊ ሓሳብ ቀፅልሉ አነ ጥራሕ አነ ጥራሕ እየ ንትግራይ ዝፈልጠሉ ዝብል አተሐስስባ ግዜ አይብልናይ።

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መንገዲ ኢኹም ትኸድለኹም። ቀፅልሉ ድማ

  • @Asmera-s2o
    @Asmera-s2o 8 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ትግራይ ንትግራይ ብባዳታት ከይትጭዎ ዝሕሉ እዩ

  • @zafuamare7710
    @zafuamare7710 8 วันที่ผ่านมา

    እቲ ወታደር ወዲ ደቡብ ወዲ ዓጋመ ወዲ ተምቤን ወዲ ኣኽሱም ወዲዓድዋ ወዲ ሽረ ወዲ ሕሞራ ዶ ኣይኮነን ዩ ክዕፍነኩም የ እንተ ኢሉ ንወለዱ ነሕዋቱ ክንርኢ።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 9 วันที่ผ่านมา

    እዞም ኣብ ስዕሊ ኣቕሪብክሞም ዝነበርኩም ጀነራላት; ብትኽክል ለውጢ ንኸይመፅእ ህወሓት ተመሊሱ ስልጣን ክቆፃፀር ይፅዕሩ እንተድኣ ሃሊዮም: እዛ ጉዳይ እዚኣ ናብቲ ናይ ጊዜያዊ መንግስቲ ኣባል ዝኾነ ጀነራል ታደሠ ወረደ ( ውዲ ወረደ) እያ ትጥምጠም:: እዙይ ትኽክል እንተኾይኑ ወዲ ወረደ ኣብ ልዕሊ በዓል ጀነራል ፃድቃን ዓብዪ ክሕደት ክኸውን እዩ: ኣብ ትግራይ እውን ሰላም ኣይክህሉን::

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy 9 วันที่ผ่านมา

    Grim mezanage rekbkum gahefat

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 9 วันที่ผ่านมา

    ምክባድ እኮ አየድልን እንድሕር ፖለቲካ ትግራይ ዝጭወ እንተኮይኑ ሰራዊት ትግራይ መዚኖም ክአትው አለዎም

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 9 วันที่ผ่านมา +1

    ድንግርግር እቲፈጥሩ ዘለኹም ብዋናነት ንስኹም ኢኹም። መንግስቲ ኢና ንድግፍ እናበልኩም መንግስቲ አብትግራይ ከምዘሎ አምሲልካ ፕሮፖጋንዳ ትሰርሑ አለኹም። ሓደ ጉጅለ አይኮኑን ጌታቸው ካብ ደብረፅዮን ይሓይሽ እናበልኩም ህዝቢ ትግራይ እንደገና ን30 ዓመታት ብህዋሓት ክርገፅ ትሰርሑ አለኹም። እቲ ሓቂ ግን አብ ደብረፅዮንን አብጌታቸውን ምንም አፈላላይ የለን ኩሎም tplf ጌታቸው ትማሊ ኢንትሪም ገቨርንመንት ንመስርት እናበሉ እክሓቱ እከለው ሕንቁቃት እናበለ ዘላግፅ ዝነበረ ሰብ እዩ ። ህዋሓት ጠቅሊሉ ካብ ህዝቢ ትግራይ ከይጠፍእ ብጌታቸው ስም እንደገና ህዝቢ ክርገፅ ክፀንት ትሰርሑ አለኹም

  • @SekSoleman
    @SekSoleman 7 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይበይ ኣልዒለ ኣለኹ ትግራዋይ መሲሉኒ ኔሩ ግደይ ደንቆሮ

  • @gebrhiwetgebrmaskle3559
    @gebrhiwetgebrmaskle3559 9 วันที่ผ่านมา

    • @gebrhiwetgebrmaskle3559
      @gebrhiwetgebrmaskle3559 9 วันที่ผ่านมา

      ብትከከል ንሳ ኢያ ዕላማ ህወሐት ።የማነ ፅቡቅ ጌረካ ገለፅካዮ።❤❤❤

  • @user-qe3mc9zf3p
    @user-qe3mc9zf3p 8 วันที่ผ่านมา

    ግደይ ሓወይ ጌታቸው ወስጎኦ 25% ጀነራላት ይቋዎምዎ ሰለ ዘሎው እዩ። መ/ይን ሴ.ምዕራብን ዘሎው። ንጠንክር ብቻ

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 9 วันที่ผ่านมา

    You got side you will see soon what he we do Aby Ahmed.

  • @negasitesfamichale3205
    @negasitesfamichale3205 5 วันที่ผ่านมา

    አክሱም ሚድያ ቀድሚ ህጅ 5 ወር ሂ ተገዳላይ ወዲ አማረ ዝገበርኩሞ ቃለመጠይቅ ስለምንታይ ንዳዊት የህሊፎም ይህብዎ አለዉ ይጋገዩ አለዉ ኢለ ብመትከል ተቃውሞይ አስሜኤ ነይረ ሽኡ ትፈልጦ እንተለካ ነገረኒ ኢሉኒ አባልኩም የብለይን ኢለዮ ብተወሳኺ ወዲ ዘሞ ዝገበሮ ቃለመጠይቅ ዝነበረ አጀውጀው አብልእሊ ዳዊት ሽርሒ ከምዝነበሮ ቁልጭ ኢሉ ይረየካ ብዝኮነ ግን ደብረጽየን አብሪህዎን ቀላሊእዎን ስለዘሎ መልሲ ዝረኸብኩም ይመስለኒ ። ካልእ ግን አምሃራ ክምስል ከሎ ምን ያለበት ዝላይ አይችልም ይብሉ ፡ ክግለጽ ከሎ አመል ጥራጥ ዘለዎ ክዘልል አይክእልን ማለት እዩ ስለዚ ናይ ጌች ሃተፍተፍ ከአ ካብዚ ዝተበገሰ እዩ ። ብትእግስቲ አንቢብኩም ስለዝወዳኩማ ክብረት ይሃበለይ

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta 9 วันที่ผ่านมา

    too muc derty

  • @yonasTeferi
    @yonasTeferi 9 วันที่ผ่านมา

    ሰሜን እዝ ለ ምሳና እዩ ኢሎምና ነይሮም።ሀዚ ለለ ሰራዊት ምሳና እዩ😊😂😅

  • @swseir8874
    @swseir8874 9 วันที่ผ่านมา

    አርሚ 35 ወዲዓድ ድሮ ምክፍፋል ጀሚርኩም ዕንጉፋት ካልእዶ ከይተምህሩ

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 9 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ወታድራት እኮ ፓለቲከኛታት እዮም ግኡዛት አይኮኑን እንተኾነ ዝሓሸ ፓርቲ ንምህናፅ ንገስግስ እንተኪእልና ንህወሓት አመራዓዒና ንቀፅል ምናልባት ናይኒ ጌታቸው ሓይሊ አብ ምድሕሓር አብ ድሕረት ዝአተወ እዩ ዝመስለኒ

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim3253 9 วันที่ผ่านมา

    ወታደር ናብ ካምፑኡ እዩ ክኣቱ ዘለዎ እምበር ኣብ ፖለቲካ እንታይ ኣለዎ? ኣብ ፖለቲካ ክሳተፍ እንተደልዩ ካብ ሠራዊት ብዕሊ ክወጽእ ይግበኦ:: ኣብ እዋን ደርጊ: ዉድብ ኢህኣፓ ምስ ወታደራዊ ደርጊ ናብ ዓብዪ ጎነጽ ዘእተዎ: ወታደር ናብ ካምፑ ይመለስ ካብ ፖለቲካ ርሓቑ ዝብል እዩ ነይሩ::
    ብባኅሪኡ ወታደር ስልጣን ብጉልበቱ ዓምሪሩ ናብ ኮርቻ ስልጣን ይድይብ ምህላዉ ኣፍሪካዊ ተሞክሮ ምስ ምኻኑ ክእመን ኣይኽእልን ኢለ ይኣምን:: ተጋሩ ወላ እንተኾኑ: እሞ ድማ ነባር ኣባላት ህወሓት ምስ ምንባሮም ወገንተኝነት ናይቱ ኦልድ ግሩፕ ኮይኖም ከይራኣዩ ዕልዋ መንግስቲ ክግብሩ ዘኽእሎም ይመስለኒ::
    ህዝቢ ትግራይ ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ደርግ ትኣትወሉ ዕድል ዕጹው ኣይኮነን::
    ህዝቢ ዉዳበታቱ ከጠንክር ግድን ይብሎ::

  • @user-xg5wq1kz1t
    @user-xg5wq1kz1t 4 วันที่ผ่านมา

    ኣታ እሞ ንስኻትኩ ዲኩም ውሕስና ህዝቢ ትግራይ ኩትኮኑ? ብTDF ዝደራደር ትግራዋይ የለን። ከም ናተይ ርድኢት መፍትሔ ዘመፅእ TDF እምበር እላምኡ ዘየነፀረ ዓጀውጀው ፍታሕ አየምፅእን። ብጋንታ ጌታቸው ኮነ ብጋንታ ደብረፅዮን ዝመፅእ ፍታሕ የለነ ክልቲኦም ጠላማት እዮም ጭንቀቶም ብዛዕባ ምውሓስ ስልጣኖም እዩ። ሰባት ዝመስሎም ምግላፅ ጉቡእ እዩ ።

  • @danieladane3936
    @danieladane3936 9 วันที่ผ่านมา

    ግደይ ሓውና ግዱስ ትግራዋይ ኢኻ። ፕሮግራምኩም ንትግራይ ዝጠቅመ ውሕሉል መደብ እዩ። ብዝኾነ መለክዒ ኣብ ሓድነትን ሓድነታዊ ግዝኣት ትግራይ ብሓፈሻ ኣብ ረብሓ ህዘቢ ትግራይ ከይትደራደሩ ኣብዚአን ዝደራደር እውን ዝኾነ ይኹን ኣካል ኣብዚ ሚድያ ክቃላዕ ኣለዎ።

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 9 วันที่ผ่านมา

    አቶ ስብሓት ነጋ አቅሪብኩም
    ናይ ትግራይ አብደገ ለሎ ገንዘብን
    አብ ዓዲ ለሎ ኩነታት ልገብሮ ለሎ አስተዋጸኦን ይተሓተ ህዝቢ ይስመዓዮ።
    አብ TMH ልገበሮ ቃለምሕታት ኢውን ተቆሪጹ ኢዩ ይበሃል፧፧፧፧

  • @SekSoleman
    @SekSoleman 7 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ኣኹስማዊ ሚድያ መዳለዊ እየ ትብል ማለት እዩ እንታይ ድዩ ዕላማኻ ንጀነራላት እውን ክትወቅስ ብምንታይ ሞራልካ ንእሽተን ሕፍር በል

  • @AlemHagos-co5gk
    @AlemHagos-co5gk 9 วันที่ผ่านมา

    ማይን መብራህትን ብሞያ ክንድዙይ እዩ ሽፋኑ እንተእንተልካ
    ነኖብቤትፅሕፈት ብድምፅን ክንሪኦ ይብሉዃ
    ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ሽፈን ፅሩይ ዝስተማይ 36% ዘይመለአ ብድምፂ 98% ተባሂሉ ይፅብፀብ እዙይ እዩ መሕደራ
    ነዙይ ተዘይፍና ማዕረ ብሞያ ዝልካዕ ምሕደራ ነምፅእ

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 9 วันที่ผ่านมา

    I Thibg You Are Sided To getachew Sorry

  • @luluaual1873
    @luluaual1873 7 วันที่ผ่านมา

    Mungstu no moral you are from Eritrea can’t said in Eritrea one word but you have Tigarue

  • @selamselam8094
    @selamselam8094 9 วันที่ผ่านมา

    ሐባል እንተበልዋስ ትዃሐል አብ ኤርትራ ክትስምዑ ሕፍረት ዝብሃል መቸም አይትፈልጥዋን ኢኩም. ብኤርትራዊያን ድአሞ አዚኩም ፍንፉናት ንዑቃት ደመኛታቱ እንዲኩም .

  • @AlemHagos-co5gk
    @AlemHagos-co5gk 9 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ሓንቲ ቁሸት እያ እትምቀል ሓደ ካሬ መሬት የብላን
    እንድያውም ነበር ርስትና እነውስኸሉ እዋን ሐዚ እዩ
    እዙይ ኣብ ሓንቲ ትግራይዝዓሰለ ካውንስል የቁም ሓታትን ዘታይን ይሃሉ