ጊላነት ብኣዕራብ ኮነ ኢልካ ክርሳዕ ዝተገብረ ግናይ ታሪኽ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ค. 2023
  • fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 63

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ዝግርም 'ዩ😢 ሓቂ ሙካኑ ምእማን ክሳብ ዝኣብየኒ ተገሪመ ወዲአዩ፡ እቲ ካብኡ ዝገርም ከኣ መልክዕ ድኣ ቀይርና እንበር ስኣን ድሑር ኣተሓሳስባ ዶናቁር መራሕቲ ኣህጉርና ክሳብ ሕጂ ካብ ጊላነት ዘይወጻና ሙካኑ እዩ። የቀንየልና ፍንና😚

  • @merhawi2328
    @merhawi2328 ปีที่แล้ว +9

    ሓይሊ ጸለምቲ ክምስረት ኣለዎ! ናይ ምዕራባውያንንን ኣዕራብን ሃይማኖትን ባህልን (እስልምናን ክርስትናን) ፈጺምና ካብ መሬትና ክንጉሕፎ ኣለና!!

  • @ghere2890
    @ghere2890 ปีที่แล้ว +3

    መወከሲ ታሪኸ ትጥቀመሉ ኩሉ ጊዝየ ወገን ዝሓዘ ኢዩ,

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +5

    ሃወልቲ ኣኽሱም ኣይታሪኸይን ኢልና ኣብ ኣስመራ ዘሎ ካቴድራለ ነምልኽ ህዝቢ ትግርኛ ኢና

  • @medebay1756
    @medebay1756 ปีที่แล้ว +5

    ብፍላይ ንኣመንቲ እስልምና ደቂ ዓድና ዘባህርር ታሪኽ ።

    • @siedabdela7559
      @siedabdela7559 ปีที่แล้ว

      Areba never conlnaize any Africa country the most conlinze Africa Are without question Europe so we have to stop spreading hated

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      @@siedabdela7559 There were Arab slave markets in Hirgigo, Suwakin, Zeila, Massawa and Tio. In Massawa, the Pasha Kiekia, the Hasebelas and Ali Hindi family had many slaves until 1950s as the Yemenis, Saudis and Sudanese, Mauritanians, Malis have.
      There is Islamic slavery now in Darfur, Khordofan ...

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ፍናን ሓወይ የዕራብ ጊላታት ከምዝሽጡ ምልክታት ኣሎ ሎሚ ኣብ ፍልስጤም ብሑሓት ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ኣለዉ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ፡ኢራን፡ዒራቅ ፡የመን ብዙሓት ጸሊምዪ ኣፍቃውያን ብጊላትነት ዝምጽ እዎ ሎሚ ዜጋታት ኮይኦም ይነብር ኣለዉ ።ኣልጀዚራ ክንደይ ይግብር ብዛዕባ እዞም ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ዝጋጥሞም ተነጽሎ ኣድልዎን ኣብ ፍልጤም ዘኦዉ ጸለምቲ መድብ ጊራ ኒራ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      .Tell us about the Arab Islamic slavery history on the Horn of Africa and East Africa. There were Arab slave markets in Hirgigo, Suwakin, Zeila, Massawa and Tio. In Massawa, the Pasha Kiekia, the Hasebelas and Ali Hindi family had many slaves until 1950s as the Yemenis, Saudis and Sudanese, Mauritanians, Malis have.
      There is Islamic slavery now in Darfur, Khordofan ...

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ግብጺ ዘሎ ፕራሚድ ስልጣነ ናይ ጸለምቲ ህዝቢታሪኽን ሃወልትን እዩ

    • @merhawi2328
      @merhawi2328 ปีที่แล้ว

      ስልጣነ ጸለምቲ ክምለስ እዩ፡ ብኣዕራብን ምዕራባውንን ዝተገዛእናዮ ይኣኽለና!

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 ปีที่แล้ว

    Welcome Back fne Bro 🎉🎉❤❤

  • @user-kv6ld2cy3q
    @user-kv6ld2cy3q ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ናይሎሚ

  • @mengsmulue5970
    @mengsmulue5970 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ፋኒ ኣነ ንባዕለይ ሓምሻይ ኣቦይ ግብጻዊ እዩ😢 ነዚ ህዝቢ ከኣ ከም ግብጽን፡ቱርክን፡ሻዕብያን ሓንጎሉ ይኩን ሂዎቱ ዝተጋሰስዎ የለውን ፈጣሪ ይኣክለኩም ይበለና ንሀለናካ ክሳብ ሕጂ ከምዛ 1000 ዓመት ንነብር ብሰንኪ ሸለልትነት ኣቦዋትናን እኖናትናን ኮለል ንብል😢😢😢

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ሚእትን ሓምሳን ዓመት ዘሕለፈ ፍጻሜታት ናይ ባዕዳውያን ዓረባውያን ግብጺ ወራር ፡ ኣበዋትና ነዚ ወራር ኣብ ምምካትን መንነትና ቋንቋታትና ኣብ ምሕላው ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ኤርትራ ኣይዝከርን እዩ።
      እዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብ በዓል ጉንደት ጉራዕ ጎዳጉዲ ኣንጻር ባዕዳውያን ወረርቲ ዓረባውያን ግብጺ እንተዘይምከቱ ኔሮም ፡ ሎሚ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ዘይኮነ ፡ ከምቶም ከምቶም ኣብ ባርነት ዝኣተዉ ህዝብታት ናይ ካርቱምን ዖምዱርማንን ብዓረብኛ ወይ ብቱርኪ ብጣልያንኛ ምደረፍና ምሳዕሳዕና ፡ ኔርና። ሎሚ ግና ነቶም ኣንጻር ነዚ ባዕዳዊ ዓረባዊ ግብጺ ዝመከቱን ዝተሰውኡን ፡ ይትረፍ ሓወልቲ ኣብ ናይ ኤርትራዊ መጽሓፍቲ ውን ኣይዝከሩን።
      እቲ ዘገርም ነዚ መስተንክር ታሪኽ ሓቀኛ ተጋድሎ ኣበዋት ፡ ብዙሓት እንግሊዛውያን ፈረንሳውያን ጀርመናውን ኣብ መጽሓፍቲ ሰኒዶሞ ኣለዉ።
      ኣብ ኤርትራ ግን ናትናን ናይ ገዛእ ርእስናን ስለዘይነኽብር ፡ ኣብ ሃገርና እተሓትመት ሓንቲ መጽሓፍ ውን ንሽም የላን። ንዝኽሮም እንተሃንጸ ሓወልቲ እሞ ብሕልሚ ውን ዝሓሰቦ መንግስቲ ወይ ዉዱብ የለን። ብዛዕባ ውልቀመለኽቲ ናይ ሃገራት ዓረብ እሞ ንፕሮፓጋንዳ ተባሂሉ ክንደይ ብዛዕባ ቱሩፋታት ናይ በዓል ቀዛፊ ፣ ሳዳም ሑሴን ፣ ጋማል ዓብደል ናስር ፣ ሓፌዝ ኣሳድ ተጻሒፉን ተለፍሊፉን እዩ።
      ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ

  • @kibromnegasi131
    @kibromnegasi131 ปีที่แล้ว

    Entay u ba xegemna afrikawyan mexaweti kulu ftur wedi adam zkonalu mknyat. Nay behaki meanta kebdka tkrex abohagotatna bzey wlwl aynefun

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ጸሊም ዋላ ናብ ኣዕራብ ብግላነት ተሸይጡ እዩ እቲ ዘሕዝን ክሳብ ሕጅ ተደርቢና ምህላውና እዩ

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 ปีที่แล้ว

    ዘሕዝን ታሪኽ

  • @abrahak28
    @abrahak28 ปีที่แล้ว +1

    ኣዕረብ ካብ መጠን ንላዕሊ እዮም ጭካናት እዮም

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢ ትግርኛ ናይ ጥልያን ኤርትራዊ መንነት ባርነት እዩ ክጉሓፍ ኣለዎ ኣጽንትና እዩ

  • @matitesfaldet7740
    @matitesfaldet7740 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ኹሉ ባርነት ክህሉ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ህዝቢ ትግርኛ የዕራብ ሓያል ግብረመልሲ ይመጾም ስለ ዝነበረ ኣይደፈርዎን ማዕረ ክንደይ ኣቦታትና ሓያልት ምንባሮም እዩ ታሪኽ ዝበግረና እቲ ዝገርም ኣብዚ ሙዑብል ግዜ የሕዋትና ኩሊቶም ተሸየጥ ሪኢና ብሰንኪ እዞም ረሳሕት ህግደፍ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      This is the reason you are speaking Tigre Tigrinya Bilen now but the Arab slaves in Yemen, Oman, Sudan, Egypt can not speak they own languages. The Sudanese were enslaved by the Arabs recently and are still Abeed!

  • @angosomtesfay
    @angosomtesfay ปีที่แล้ว

    HHazkuka ❤❤

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +7

    ጸሊም ህዝቢ ባዕሉ እዩ ባርያ ናይ ጽዓዱ ዝኾውን ሃይማኖቶም ንቅበል ቁንቋ ናቶም ንቅበል ባርያ ትኸውን ብፍቃድካ ኢኻ

    • @FilmonKfle-tr3xu
      @FilmonKfle-tr3xu ปีที่แล้ว

      barya eko barya mkanu sle zeyrido eyu barya zkewin nska endo rayo hji, barya nay esseyas eka ko

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      You may be Barya. Me, I have never been an Arab slave or Abeed. I still speak my own languages of Tigrinya or Bilen. ... then tell us what references are better. Tell us about the Arab Islamic slavery history on the Horn of Africa and East Africa. There were Arab slave markets in Hirgigo, Suwakin, Zeila, Massawa and Tio. In Massawa, the Pasha Kiekia, the Hasebelas and Ali Hindi family had many slaves until 1950s as the Yemenis, Saudis and Sudanese, Mauritanians, Malis have.
      There is Islamic slavery now in Darfur, Khordofan ...

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ሚእትን ሓምሳን ዓመት ዘሕለፈ ፍጻሜታት ናይ ባዕዳውያን ዓረባውያን ግብጺ ወራር ፡ ኣበዋትና ነዚ ወራር ኣብ ምምካትን መንነትና ቋንቋታትና ኣብ ምሕላው ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ኤርትራ ኣይዝከርን እዩ።
      እዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብ በዓል ጉንደት ጉራዕ ጎዳጉዲ ኣንጻር ባዕዳውያን ወረርቲ ዓረባውያን ግብጺ እንተዘይምከቱ ኔሮም ፡ ሎሚ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ዘይኮነ ፡ ከምቶም ከምቶም ኣብ ባርነት ዝኣተዉ ህዝብታት ናይ ካርቱምን ዖምዱርማንን ብዓረብኛ ወይ ብቱርኪ ብጣልያንኛ ምደረፍና ምሳዕሳዕና ፡ ኔርና። ሎሚ ግና ነቶም ኣንጻር ነዚ ባዕዳዊ ዓረባዊ ግብጺ ዝመከቱን ዝተሰውኡን ፡ ይትረፍ ሓወልቲ ኣብ ናይ ኤርትራዊ መጽሓፍቲ ውን ኣይዝከሩን።
      እቲ ዘገርም ነዚ መስተንክር ታሪኽ ሓቀኛ ተጋድሎ ኣበዋት ፡ ብዙሓት እንግሊዛውያን ፈረንሳውያን ጀርመናውን ኣብ መጽሓፍቲ ሰኒዶሞ ኣለዉ።
      ኣብ ኤርትራ ግን ናትናን ናይ ገዛእ ርእስናን ስለዘይነኽብር ፡ ኣብ ሃገርና እተሓትመት ሓንቲ መጽሓፍ ውን ንሽም የላን። ንዝኽሮም እንተሃንጸ ሓወልቲ እሞ ብሕልሚ ውን ዝሓሰቦ መንግስቲ ወይ ዉዱብ የለን። ብዛዕባ ውልቀመለኽቲ ናይ ሃገራት ዓረብ እሞ ንፕሮፓጋንዳ ተባሂሉ ክንደይ ብዛዕባ ቱሩፋታት ናይ በዓል ቀዛፊ ፣ ሳዳም ሑሴን ፣ ጋማል ዓብደል ናስር ፣ ሓፌዝ ኣሳድ ተጻሒፉን ተለፍሊፉን እዩ።
      ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ

  • @haqieyu
    @haqieyu ปีที่แล้ว

    Anta hijis bzuh seb abeu keydu endyu zishiqil zelo.

  • @blackyakuza7107
    @blackyakuza7107 ปีที่แล้ว

    Wela hanti sens zey belu seb 3:

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 ปีที่แล้ว

    Xubu medeb

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 ปีที่แล้ว

    እቲ ዘሕዝን ግን ሐዚ እውን ገዝኦም ምስራሕና እዩ ኣድጊ ናበሉ ከዓ ይፃረፉ ደኪሙኒ ተይልካ ካፈር ዶ ይደክሞ እዩ ይብሉ😢

  • @ItIsNotLate
    @ItIsNotLate ปีที่แล้ว +2

    ኣብ በዓል ሞሪታንያ ክሳብ ሕጂ ኣሎ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ... in the villages of Yemen, Sudan, Mali, Saudi Arabia and Jordan ....

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    ሚእትን ሓምሳን ዓመት ዘሕለፈ ፍጻሜታት ናይ ባዕዳውያን ዓረባውያን ግብጺ ወራር ፡ ኣበዋትና ነዚ ወራር ኣብ ምምካትን መንነትና ቋንቋታትና ኣብ ምሕላው ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ኤርትራ ኣይዝከርን እዩ።
    እዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብ በዓል ጉንደት ጉራዕ ጎዳጉዲ ኣንጻር ባዕዳውያን ወረርቲ ዓረባውያን ግብጺ እንተዘይምከቱ ኔሮም ፡ ሎሚ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ዘይኮነ ፡ ከምቶም ከምቶም ኣብ ባርነት ዝኣተዉ ህዝብታት ናይ ካርቱምን ዖምዱርማንን ብዓረብኛ ወይ ብቱርኪ ብጣልያንኛ ምደረፍና ምሳዕሳዕና ፡ ኔርና። ሎሚ ግና ነቶም ኣንጻር ነዚ ባዕዳዊ ዓረባዊ ግብጺ ዝመከቱን ዝተሰውኡን ፡ ይትረፍ ሓወልቲ ኣብ ናይ ኤርትራዊ መጽሓፍቲ ውን ኣይዝከሩን።
    እቲ ዘገርም ነዚ መስተንክር ታሪኽ ሓቀኛ ተጋድሎ ኣበዋት ፡ ብዙሓት እንግሊዛውያን ፈረንሳውያን ጀርመናውን ኣብ መጽሓፍቲ ሰኒዶሞ ኣለዉ።
    ኣብ ኤርትራ ግን ናትናን ናይ ገዛእ ርእስናን ስለዘይነኽብር ፡ ኣብ ሃገርና እተሓትመት ሓንቲ መጽሓፍ ውን ንሽም የላን። ንዝኽሮም እንተሃንጸ ሓወልቲ እሞ ብሕልሚ ውን ዝሓሰቦ መንግስቲ ወይ ዉዱብ የለን። ብዛዕባ ውልቀመለኽቲ ናይ ሃገራት ዓረብ እሞ ንፕሮፓጋንዳ ተባሂሉ ክንደይ ብዛዕባ ቱሩፋታት ናይ በዓል ቀዛፊ ፣ ሳዳም ሑሴን ፣ ጋማል ዓብደል ናስር ፣ ሓፌዝ ኣሳድ ተጻሒፉን ተለፍሊፉን እዩ።
    ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      mmm This is what they do not teach in history lessons of the schools and colleges of Eritrea, Sudan, Ethiopia and Somalia. Do you know that there was active slave trade on Eritrean sea coasts until during the British military occupation of Eritrea? Many Arabs including the Arab Rashaydas were transporting the enslaved people and many stolen children across the Red Sea to Saudi Arabia.
      The main slave trade ports were around Massawa, Tio, Bay of Zula, Somalia, Berebera, Suwakin and Port Sudan .... For more information, read the British and Italian documented sources:
      1. British Military Authority (Eritrea), Slave Trade Red Sea, 4 November 1947, FO371/68774, National Archive, London (hereafter NA).
      2. For a concise history of the Saudi-British diplomatic exchanges regarding slavery, see Suzanne Miers, ‘Slavery and the Slave Trade in Saudi Arabia and the Arab States on the Persian Gulf, 1921-63,’ in Abolition and its Aftermath in Indian Ocean Africa and Asia, ed. Gwyn Campbell (New York: Routledge, 2005), 120-36.
      3. Clarke to Foreign Secretary, 2 September 1947, FO371/62109, NA.
      4. British Military Administration (Eritrea), Slave Traffic Interim Report, December 1947, FO371/68774, NA.
      5. Jeddah Chancery to Foreign Office, 9 March 1949, FO371/75034, NA.
      6. Direzione Generale degli Affari Politici. Ministro dell’Africa Italiana, L’Italia E Le sue colonie prefasciste (Rome: Ministro dell’Africa Italiana, 1947) 34; Convention relative à la répression de la traite des esclaves dans le Sultanat de Tadjourah, 28 October 1889, FM, SG CFS//6, Archives Nationales d’Outre Mer, Aix-En-Provence (hereafter ANOM).
      7. This general logic informed not just the treaty regime in the SRSR, it also underpinned the international institutional architecture established in the nineteenth century by European officials to bring about the end of slavery in the world. For a more detailed analysis of the origin of this general logic and of these international institutions, see Suzanne Miers, Slavery in the Twentieth Century: The Evolution of a Global Problem (Walnut Creek, CA: Alta Mira Press, 2003), 1-46.
      8. For details of the British diplomatic pressure and their limited effects, see Ehud Toledano, The Ottoman Slave Trade and Its Suppression, 1840-1890 (Princeton: Princeton University Press, 1982); Gabriel Baer, ‘Slavery in Nineteenth Century Egypt,’ Journal of African History 7, no. 3 (1967): 417-41.
      9. William Ochsenwald, ‘Muslim-European Conflict in the Hijaz: the Slave Trade Controversy, 1840-1895,’ Middle Eastern Studies 16 (1980): 120.
      10. Lord Noel-Buxton, ‘Slavery in Abyssinia,’ International Affairs 11, no. 4 (July 1932): 517; Richard Pankhurst, Economic History of Ethiopia, 1800-1935 (Addis Ababa: Haile Selassie I University Press, 1968)

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว

    ህዝቢ ሱዳን ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን እንበር ዓረብ ኣይኮነን እስልምና ተቀቢሎም ክዳኖም ጉሒፎም ጀለብያ ተኸዲኖም ባርነት ሕሱም እዩ ኤርትራውነት ውን ፉንፉን ናይ ጥልያን መግዛእቲ እዩ ንህዝቢ ትግርኛ ኤርትራውነት ታሪኽና ኣይኮነንን

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ሚእትን ሓምሳን ዓመት ዘሕለፈ ፍጻሜታት ናይ ባዕዳውያን ዓረባውያን ግብጺ ወራር ፡ ኣበዋትና ነዚ ወራር ኣብ ምምካትን መንነትና ቋንቋታትና ኣብ ምሕላው ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኣብ ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ኤርትራ ኣይዝከርን እዩ።
      እዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብ በዓል ጉንደት ጉራዕ ጎዳጉዲ ኣንጻር ባዕዳውያን ወረርቲ ዓረባውያን ግብጺ እንተዘይምከቱ ኔሮም ፡ ሎሚ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ዘይኮነ ፡ ከምቶም ከምቶም ኣብ ባርነት ዝኣተዉ ህዝብታት ናይ ካርቱምን ዖምዱርማንን ብዓረብኛ ወይ ብቱርኪ ብጣልያንኛ ምደረፍና ምሳዕሳዕና ፡ ኔርና። ሎሚ ግና ነቶም ኣንጻር ነዚ ባዕዳዊ ዓረባዊ ግብጺ ዝመከቱን ዝተሰውኡን ፡ ይትረፍ ሓወልቲ ኣብ ናይ ኤርትራዊ መጽሓፍቲ ውን ኣይዝከሩን።
      እቲ ዘገርም ነዚ መስተንክር ታሪኽ ሓቀኛ ተጋድሎ ኣበዋት ፡ ብዙሓት እንግሊዛውያን ፈረንሳውያን ጀርመናውን ኣብ መጽሓፍቲ ሰኒዶሞ ኣለዉ።
      ኣብ ኤርትራ ግን ናትናን ናይ ገዛእ ርእስናን ስለዘይነኽብር ፡ ኣብ ሃገርና እተሓትመት ሓንቲ መጽሓፍ ውን ንሽም የላን። ንዝኽሮም እንተሃንጸ ሓወልቲ እሞ ብሕልሚ ውን ዝሓሰቦ መንግስቲ ወይ ዉዱብ የለን። ብዛዕባ ውልቀመለኽቲ ናይ ሃገራት ዓረብ እሞ ንፕሮፓጋንዳ ተባሂሉ ክንደይ ብዛዕባ ቱሩፋታት ናይ በዓል ቀዛፊ ፣ ሳዳም ሑሴን ፣ ጋማል ዓብደል ናስር ፣ ሓፌዝ ኣሳድ ተጻሒፉን ተለፍሊፉን እዩ።
      ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ

  • @danielgidey4258
    @danielgidey4258 ปีที่แล้ว

    ብርጌድ ንሓመዱ ዝባሃል ናይ ውድብ ኣይኮነን:ናይ ምንቅስቃስ ኣይኮነን:God waked up these people to face the dictator,the only way that you have to stop to talk against them or doing,
    I'm telling you the truths if you believed it or not,
    Jesus christ is Lord,

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    ካልኣይ ክፋል ፡ ባርነት ወይ ስርዓት ጊላነት ኣብ ናይ ሎሚ ዓረባዊት ሃገረ የመን ከመይ ይመስል፧ ነዚ ዝኸበረት ፍናን ኣፕ ብትርጕም ከተቕርበልና ብትሕትና ይሓትት። እዚ ብዓረባዊት ሜድያ ናይ ኣልጀዚራ ዝቐረበ እዩ።
    th-cam.com/video/XZVBdp86J5w/w-d-xo.html

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    ቀዳማይ ክፋል ፡ ባርነት ወይ ስርዓት ጊላነት ኣብ ናይ ሎሚ ዓረባዊት ሃገረ የመን ከመይ ይመስል፧ ነዚ ዝኸበረት ፍናን ኣፕ ብትርጕም ከተቕርበልና ብትሕትና ይሓትት። እዚ ብዓረባዊት ሜድያ ናይ ኣልጀዚራ ዝቐረበ እዩ።
    th-cam.com/video/hCVCKAC8WHo/w-d-xo.html

  • @saeedhashim6322
    @saeedhashim6322 ปีที่แล้ว

    እስልም ካብ ኣዳም ጀምሩ ዩ

  • @saeedhashim6322
    @saeedhashim6322 ปีที่แล้ว

    ከዛብ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      al aswad Abeed waheed!

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ቀዳማይ ክፋል ፡ ባርነት ወይ ስርዓት ጊላነት ኣብ ናይ ሎሚ ዓረባዊት ሃገረ የመን ከመይ ይመስል፧ ነዚ ዝኸበረት ፍናን ኣፕ ብትርጕም ከተቕርበልና ብትሕትና ይሓትት። እዚ ብዓረባዊት ሜድያ ናይ ኣልጀዚራ ዝቐረበ እዩ።
      th-cam.com/video/hCVCKAC8WHo/w-d-xo.html

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +3

    እስላም ዓረብ ክርስትያን ሸይጣን እብዳበልኩም ኣብ ኤርትራ ኣይትረብሹና ኤርትራ ናይ ሰብ እያ ሃይማኖት ዓረብ ኣብ ዓረብኩም ድለይዎ

  • @TribleMMoha-kt4hv
    @TribleMMoha-kt4hv ปีที่แล้ว +2

    እዋይይይይይይይ ኣዕራብ ኣስላም ኣዕራብ ኣስላም መዓስዩ ከሓውየልካዚ ሕማም ሓደ ሓደ ግዜስከ ኣወንታዊ ጎድኒታት ኣስላም ወይ ኣዕረብ ኣምጽኣልና ሰብ ከኣምነካ! ኣብ ዝሕካዮ ሕጂስ እዚ ሓቂ እንተዝኸውንሲ ምዕራባውያን መድያታትሲ እንታይ ድዩ ስርሐን! ያኢ እስኻ ካብኦም ንላዕሊ ተመራምርካ ኩላትና ዓረብ ኣይ ንድግፍን እና ሞ ናትካስ ናብ ካልእ ገጹ ከይዱ😂😂😂

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 ปีที่แล้ว +1

      @@nadelibrahim303 barayu Nay barayu Ab Saudi Arabia Iran Qatar nay kale hagher Arabia barayu ekum wehato

    • @user-zd4wy8gp4i
      @user-zd4wy8gp4i ปีที่แล้ว +1

      @@nadelibrahim303 ምቸም ደቂ ጥማዕ ማሕመድ ሓቂ ኣይትፍትወን እኩም ክክክክክክ

    • @siedabdela7559
      @siedabdela7559 ปีที่แล้ว +1

      @@user-zd4wy8gp4iorthodox radicals cancer orthodox kulme nabe bente temxe ala orthodox radicals

    • @matitesfaldet7740
      @matitesfaldet7740 ปีที่แล้ว +1

      ​@@siedabdela7559ጹቡቕ ኣለኻ እዚ ኹሉ ኣብ ሶማል ሶዳን ታንዛኒያ ደቂ ማሓመድ ጸለምቲ ክገዝኣ ኦርቶዶክሳዊያን ግን ርእሰን ስለ ቆረጽናየን ኣይተደፈርናን ሕጂ ብህግደፍ ወላ ኦርቶዶክስ ኣስላም ኮቶሊክ ከኒሻ ብንጠ ጆሆባ ኮላ ኣዳኺምዋ

    • @haqieyu
      @haqieyu ปีที่แล้ว

      They are not only Muslims arabs are also Christians . Specially at the biggning the Christian arabs were strong.