እቲ ገዛ ዑናዩ ኔሩ መሳኪን ሰባት ግን ይልከሙ ኣለው

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 46

  • @adhanaghebrab9612
    @adhanaghebrab9612 8 หลายเดือนก่อน

    Like you Adivice thanks

  • @Fili.eri-south
    @Fili.eri-south 8 หลายเดือนก่อน +2

    Nay bhaki zdnek zereba eyu. Fani kea ksab mewedaeta ትብዓትካን ቅንዕናኻን ቀጽሎ ኣብ ጎድኒ ሓቂ ካብ ምዃን ዝጥዕም ነገር የለን ። God bless you & wish you all the best. 🙏

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኻ ፋኒ ፡ኣብ ጽቡቅ መስመር ኢኻ ዘለኻ።

  • @AffectionateArmadillo-wq4gd
    @AffectionateArmadillo-wq4gd 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ብሱልን ተባዓን መንእሰይ።

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፖለቲካ እንዳ ፋፋ መጀመርያ ብኣውራጃ ቀጺላ ብወረዳ ካብኡ ናብ ዓዲን ስድራ ወሪዳ ፋሕ እያ ትብል።ንቃለስ ኣለና ከኣ ይብሉ ንቆራቖስ ኣለና ኣብክንዲ ዝብሉ

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 8 หลายเดือนก่อน +2

    ፋኒ እንኻዕ ብሰላም መጻኣኻና

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 8 หลายเดือนก่อน

    "👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤💐

  • @adhanaghebrab9612
    @adhanaghebrab9612 8 หลายเดือนก่อน

    tariki tedegegami kikewin kelo wey Aytidigimiwo Wey dima hasibikum Niberu Ab hiwetikum kunu xiegie Aytikunu

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 8 หลายเดือนก่อน +1

    ንኸባቢ ኣርባዕተ ዓመት፡ ንዉፉይ ክንካታተሎ ዝጸንሓና፡ ካብ ዓድነት እንተዘይ ወጺኢና፡ ሬሳታት ኢና።

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 8 หลายเดือนก่อน

    Anbesa

  • @Bilu689
    @Bilu689 8 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👌👌👌💙💙💙

  • @ኣቤል
    @ኣቤል 8 หลายเดือนก่อน

    ሙልየ ብራቮ ደመይ ሰብ ንሓቒ ክሓቕቕ ኣለዎ።

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 8 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙

  • @mi3652
    @mi3652 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዋት
    ክትነቃቀፍ ጽቡቅ ኢዩ።
    ግን ስነ ምግባር ብዘለዎ፡ኣዘናጠል
    ዘይብሉ ይኹን።

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 8 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ዝሓመቀ ነገር፡ ይቃለስ ኣለኹ እንዳ በልካ ኣብ ኣዉራጃዉነት ክትወድቅ ፡ ናይ ሞት ሞት እዩ።

  • @mebrahtomtemanu659
    @mebrahtomtemanu659 8 หลายเดือนก่อน

    bravo fnan 🎉🎉

  • @jameiabdu6688
    @jameiabdu6688 8 หลายเดือนก่อน

    ወፍይ አበይ አሎ አተን ናይ ተገራይ መሰከነ ገነዘበ አበ ከነደ ሐነሸሸወ አበይ አተዮ

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bruh Metsai Kem HGDF MENDEF U😢😢😢

  • @HabtomYemane-oh6mj
    @HabtomYemane-oh6mj 8 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ምንቅስቓስ ዘይዕወተሉ ምኽንያት ዓድዊ ስለዝኾነዩ ወሓጥዎ።

  • @robeldebesai7319
    @robeldebesai7319 8 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ኣፈ ጨለ ዘርባዕባዕ
    ፋኒ ግን ንምንታይ እቲ ሓቂ እንዳ ፈለጥካ ሸንኮለል ትብል

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 8 หลายเดือนก่อน

      እስከ ንስኻ ንገረና ቲ ሓቂ በጃኻ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 8 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዝኸፍአ ኣጓድ ሓዊ ሰልጠነ ኢዩ በጃኻትኩም ንሰላምን ሕብረትን ክሰርሕ ከማኻ ምዓዶ ፍናን ሓውና ወገንን ኣውራጃን ኣሪሒቕና ናብ ጸላኢና ነቕልብ ብሩህ መጻኢ ኣብዚ ክንወድቕ መፍቶ ህግደፍ ምዃንያ።

    • @MT45962
      @MT45962 8 หลายเดือนก่อน

      ንህግደፍ ምቅላስ ገዲፍካ ምስ ሰልጠነ ኣብ ምውዕዋዕኩም ዓቢ ታራ ዝተጻወተ ዘይናቱ ትህቦ ዘለካ፡ምንቅስቃስካ ከይፈርስ ቅንዕና የድልየኩም😊

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 8 หลายเดือนก่อน

      @@MT45962
      ኣንታ ሓወይ ካብቲ ንቕድሚት ዝኸድዮ ብዝተዓጻጸፈ ንድሕሪት ይመልሰና ከም ዘሎ ዘይርድኣካ እንጠኣዩስ ጸገም ኣሎካ፥ መፍቶ ህግደፍ ክንከውን ትሕጎሰሉ ኣሎኻ እመስለኒ ተሕዝን ንስለ ሻራ ምብጋስካ።

    • @MT45962
      @MT45962 8 หลายเดือนก่อน

      @@tsegaygebru9534 እቲ ኩሉ ሪኢቶ ዝሃበ ዝኮነ ከም ሻራ ኢኩም ትወስድዎ፡ጉድለት ንቅሓት እዩ እዚ።ንህግደፍ ደኣ ባዕልኩም 'ዶ ቀጠልያ መብራህቲ ኣይወላዕኩምሉን ።

  • @gerieyohannes9226
    @gerieyohannes9226 8 หลายเดือนก่อน

    Xubuk alewu malet Buruh mexae eza zranaya eya wofuy mexiu elom kndzi wedekdek kab egdef entay yfelyom seb zkales zelo ab wlke seb mnbrkak kterf enai

  • @wedihabtye1618
    @wedihabtye1618 8 หลายเดือนก่อน

    Mulye ❤❤❤

  • @Kidane13
    @Kidane13 8 หลายเดือนก่อน

    ስለ ዝተሰጎግካ ጥራይ ግን ንምንቅስቓስ ምሉእ ኳና ምባል ቅኑዕ ኣይመስለንን።

  • @adhanaghebrab9612
    @adhanaghebrab9612 8 หลายเดือนก่อน

    Bayto wifey neti Seb enitY mesele

  • @pettyJonny77988
    @pettyJonny77988 8 หลายเดือนก่อน

    እዚ ብድብድ ወዲ ተስፋዝጊ ይረውኦ ኔረ ብጢዙ ጨናዊ ብድብድ

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 8 หลายเดือนก่อน +1

    yonas edu nab hgdef kibh eyu dro hgdef yehwatna eyom kbl jemiru alo yonas mastika

  • @Kidane13
    @Kidane13 8 หลายเดือนก่อน +1

    ፈራስ ገዛ ውን ይጽገን ዩ።ኣባል ኣይኮንኩን ግን ዝሓሸት ኮይና ስለ ዝረኸብክዋ የ።

  • @mendreas1869
    @mendreas1869 8 หลายเดือนก่อน

    ዓዶም ከብዶም😂😂😂

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 8 หลายเดือนก่อน

    ሙሉእ ተስፍዝጊ ተባዕታይ

  • @Progressive2468
    @Progressive2468 8 หลายเดือนก่อน

    Fnann nebsi nbeal dessale Yonas wufuy endo admom

  • @monsorabduselam7152
    @monsorabduselam7152 8 หลายเดือนก่อน

    Selam atqaay ganta goal keetu kehnded kolo tifezo ny tekhelakhalay ganta awedaayo yeblu !!!

  • @jameiabdu6688
    @jameiabdu6688 8 หลายเดือนก่อน

    አዘ ከለ ደመ ናያ አሐወተና አበ አሰረአለ ኢዩ ገና

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 8 หลายเดือนก่อน

    ክትወድቅ ያ ዚኣ ምንቃስቃስ ትዕቢት በዚሑ

  • @Bilal-pe5dc
    @Bilal-pe5dc 8 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ብልዙብ መንገዲ ነቲ ዘሎ ጉድለት ዘይ ንዛረብ ፡ ከምዚ ትገብርዎ ዘለኹም ጌጋ እዩ፡ ብጣዕሚ ተሕዝኑ ባእ፡ ፍናን ብትገብሮ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እየ ጽቡቅ እዩ ፡ ኩላ ግዜ ኣብ ቃላትካ ጥንቁቅ ኩን፡ጸግዒ ኣይትሓዝ ፡ነቶም ተምጽኦም ኣጋይሽካ ድማ ካብ ሕማቅ ዘረባ ክትኣልዮም ኣለካ ወዳሓንካ።

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 8 หลายเดือนก่อน

      ንሱ ተተጠንቂቑ እኹል ዩ ኣጋይሹ ዳኣ ባዕሎም ዮም ዝሕልዉ

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 8 หลายเดือนก่อน

    ናይበሃኪ እሱ እዩ አንበሰ

  • @Kidane13
    @Kidane13 8 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ህዝቢ ፈቲና ጸሊእና ዝሓሸን ብዙሕ ህዝቢ ዘንቅሐን ብሩህ መጻኢ ዩ።ከመይ ግይራ ትጽገንን ረበሽቲ ሰባት ይወጹን ንጽዓር።

    • @pettyJonny77988
      @pettyJonny77988 8 หลายเดือนก่อน

      ከላ ዝመተ ውድብ ብድብድ 😂

  • @mebrahtomtemanu659
    @mebrahtomtemanu659 8 หลายเดือนก่อน

    bawraja mhsab ko hmam u abey eka elu khateka kelo sm adka awrajaka tteks lili ezia awraja elka mhsab hmam u

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 8 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙