ፉርቱና ኣይትምለስንያ ብዕላማያ ተሪፋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ፉርቱና ኣይትምለስንያ ብዕላማያ ተሪፋ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    linktr.ee/josi...
    FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#furtunaeritrea#furtunaisrael

ความคิดเห็น • 275

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 5 หลายเดือนก่อน +35

    ናብ ናይ እስራኤል ኢሚግረሽን ፖሊስ ረፖርት ክትገብትዋ ኣለኩም ጉዱሳት ስባት

  • @ami_su
    @ami_su 5 หลายเดือนก่อน +37

    ጠላም አይቅናዕኪ
    ጸግዒ ናታስ ኮይነካ ነርካ ኢኻ ነታ ስበይቲ ምስፍርቱና ኮንካ አፋጢጥካላ ኢካ የቅሬታ ሕተተን።

    • @esseyhuruy8903
      @esseyhuruy8903 5 หลายเดือนก่อน +2

      Ya nay libey rekibkan

  • @TirhasMisgena
    @TirhasMisgena 5 หลายเดือนก่อน +63

    ከመይ ናይኢድኪ አይትስአኒ ከምቲሐሚመአለኹ ዝበለቶ እግዚእብሄር ናይኢዳ ይፍደያ አሜንበሉ አየቅናዓላ ርግምቲ ሰራቂት

  • @hshenbrhanu5033
    @hshenbrhanu5033 5 หลายเดือนก่อน +11

    ብጣዕሚ ኣገሪሃታ ኢያ ስዲ ዝኾነት ጋል ከይ ሓፈረት ድማ ብገበና ታኣሲራ ትብል ብሰንካ ከም ዝኮነ ፈሊጣ ድያ ፡ነተን ኣደ ግርህነተን ይራኣየለን ነዛ ጠላም ድማ ናይ ኢዳ ይሃባ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 5 หลายเดือนก่อน +25

    እዋይ ጥልመት
    ኣበይ በጺሕና ከምዘለና ኢዩ ዘርእየካ

  • @Razan-hx2ir
    @Razan-hx2ir 5 หลายเดือนก่อน +32

    ኣይቕናዕኪ ርግምቲ ኣምላኽ ይጥለምኪ ስዲ ።

  • @eristrongwomen9947
    @eristrongwomen9947 5 หลายเดือนก่อน +31

    ነዛ ነብሳ ኢንታይ ሒዛትላ አያ ገጻ ትከዎል

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 5 หลายเดือนก่อน +22

    እንታይ ዓይነት ሰብ እያ ግን ስብ ጹቡቅ ገሩላስ ክትኽሕድ እዋይ ተካል ዘበን ሕፍረት ከኣ ዘይብላ ።

  • @AblelomAblelom
    @AblelomAblelom 5 หลายเดือนก่อน +24

    ነዛ ክብርቲ ኣደ ሓሊኻታ ። ዘገርም ታሪኽ

  • @ወዲሱዳንሽወደን
    @ወዲሱዳንሽወደን 5 หลายเดือนก่อน +18

    Ok bel tehababrena telefon nata habena ab Israel ena zelena sebetey bet frdi eya tserh bkemey kem nmelsa nabana gdefo

    • @senaytfshaye7905
      @senaytfshaye7905 5 หลายเดือนก่อน

      Smeani weden keyxelas seyti weden yxela ezi nay mengsti gega eyu wy

    • @Wegawi_8
      @Wegawi_8 5 หลายเดือนก่อน +2

      bejakum nezen sebeyti ktblu hagzwa

    • @brhaneokbay9882
      @brhaneokbay9882 5 หลายเดือนก่อน +3

      ግድን አዝሓ ጉዳይ ክትምለስ ከም zelewa ክትገብሩ ኣለኩም

    • @Natan0755
      @Natan0755 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@senaytfshaye7905ረሳሕ ዘመድኪ ድያ ኮይና ጠልጠል ከንብላ ኢና

    • @bsratsahle247
      @bsratsahle247 5 หลายเดือนก่อน +2

      regmti sebyti kenday ke tedfer eya hzbi hagzni yebl ka tebal kkkkkk metalelti, serakit ketmlas tray eu zelwa

  • @biniamsium1531
    @biniamsium1531 5 หลายเดือนก่อน +7

    እዛ ጋሕባ ፍርቱና ጌና ቡዙሕ ከይተዛረበት ከላ ሰራቅም ሙኻና ቆብ ኣቢለያ ። ጆሲ ውን ነዘን ኣደ ኣግድዕኻየን ኢካ ንፍርቱና ክትሓታ ከለኻ ኮለል ምባል ኣየድሌካን ኢዩ ኔሩ። ወላ 30ሽሕ ትሃበን እታ ውዕል በጽሓ ንኽትምለስ ኢዩ ኔሩ ስለዝ ምዓስ ኢክ ውዕልክ ተተግብር ጥራይ ኢያ ኔራ እታ ሕቶ። ብዝኾነ ቤተ ሰብ እንተሃሊወን ኣብ እስራኤል ንጋሕባ ፍርቱና ኣብ ሕግ ከቅርብዋ ይኽእሉ ኢዮም። ወላ እት ወጅሃታ ውን ካብዘን ዓጣሮ ኢያ ትመስል።

    • @EliasTafla
      @EliasTafla 5 หลายเดือนก่อน

      Eway mskneyti ade

  • @aziebwelderufael340
    @aziebwelderufael340 5 หลายเดือนก่อน +15

    Good Job ጆሲ ጌጋ የለን keep it up👍😇

  • @seidibeyan7544
    @seidibeyan7544 5 หลายเดือนก่อน +5

    ንሳ ብዝገበረቶ ገበንስ ህዝቢ ክሕግዛ: ከመይ ደፋር እያ ግን! ሰብ እኮ ንዝጸገሞ እናተሓገዘ ብሰብኣውነት ደኣ እምበር: መባልጾ ከይኑ ኣይካነን::

  • @simonkudus7963
    @simonkudus7963 5 หลายเดือนก่อน +14

    ኣምላኽ መዓቱ የውርደልኪ😢

  • @senaitamanuel-wy1kt
    @senaitamanuel-wy1kt 5 หลายเดือนก่อน +5

    ፋርቱና መዳናገሪት ከይሐፈርኪ ንህዝበይ አዋጽኡለይ ክብልየ ትብልስ ንከምዚከማኲ መዳናገሪት አይኮነን ዝሕግዝ ላድሮ

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +23

    ርግምቲ ንዘን ሰበይቲ ብዘይ ጥቅም ገንዘብ ኣታልላትን ሕጂ ኣብ ዘይት ወጾ ዓዝቅቲ ይትያትን. አቲ ገጻ አኮ ባሪስታ ሙኻና የንገረላ ኣሎ ኣረጊት

    • @eritreaadey5961
      @eritreaadey5961 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኩሊ ቢዝነስ እዩ ንሳ ውን 30 ዶላር ክትበልዕ እያ ኣትያቶ እምበር ሊብሮቶ ንዘይትፈልጦ ሰብ ኣይኮነን ንሓውኻ ሓብትኻ ከማን ይጣራጥር እዩ

    • @Natan0755
      @Natan0755 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@eritreaadey596130 ሽሕ ከምተቀበለት ርግጸኛ ዲካ?

  • @seraytteklay8460
    @seraytteklay8460 5 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ፍሩትና ጸግዒ ኢካ ነርካ ናይ ባሀቂ

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 5 หลายเดือนก่อน +8

    eway eza rgmti serakit sebeyti 😡😡😡 kabzen sheramut xomakti swa zneberet eya tmesl

  • @danielasgedom9701
    @danielasgedom9701 5 หลายเดือนก่อน +5

    ጆሲ ሓወይ ኣብ ሲራሕካ ዓወቲን ኣሳሊጦን ዪሚነየልካ ኣቦ ሓቂቂቂቂ❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉

  • @yordanoskidane762
    @yordanoskidane762 5 หลายเดือนก่อน +11

    Betmi zahzin eiu

  • @ማንጃ
    @ማንጃ 5 หลายเดือนก่อน +10

    ety gexa keman gahba eya temasil eko

    • @eritreaadey5961
      @eritreaadey5961 5 หลายเดือนก่อน

      ብምምሳል ዳኣ አይከውን

    • @fetawihaki3672
      @fetawihaki3672 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@eritreaadey5961adieka dya koyna wedi atarit

    • @ማንጃ
      @ማንጃ 5 หลายเดือนก่อน

      ዘመድካ ዲያ ኮይና

  • @Azmarino123
    @Azmarino123 5 หลายเดือนก่อน +2

    ነዘን ኣዴና ንድሕነን ብዝተኻኣለ መጠን ኣደ ኩላትና እየን

  • @MulgitaTekle-wt5iy
    @MulgitaTekle-wt5iy 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኤርትራዊት ኣይኮነትን ትግራዊቲ እያ ቦባኣ 😢😢

    • @fokirmua1035
      @fokirmua1035 4 หลายเดือนก่อน

      ቦግ የብልካ አቦአ ጅግና ስውእ ብርሀነ ይባሀል ተዘይፈለጥካ ስቅ በል

  • @zowdi810
    @zowdi810 5 หลายเดือนก่อน +4

    Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to you jase you are amazing thanks ♥️ 😊 😀 🙏

  • @lewhatkafluyyuamlakey2788
    @lewhatkafluyyuamlakey2788 5 หลายเดือนก่อน +5

    Galza sdi sebeyti 😮 Bhiwet aytmelesi rip amlak b cancer yetfieki

  • @benamt9670
    @benamt9670 5 หลายเดือนก่อน +6

    አምላኽ እስራኤል ይፍረዳ

  • @Filihaile-e6u
    @Filihaile-e6u 5 หลายเดือนก่อน +9

    Josi nezen sebeyti bedilkayen eka kaliay gize akrben hzbi kem zhgzen gber pls

    • @luwammengisteab
      @luwammengisteab 5 หลายเดือนก่อน +3

      ባዕላ እዛ ሰራቂት ትኽፈለን ናይ ምንታይ ህዝቢ ዝሕግዘን ወርድዎ ዶ ህዝቢ ዘዝመጸ ክጻወተሉ

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@luwammengisteab
      Selam hawey haftey lomi kone seb telami ember eti kedmi si zerkeba bali lichnsa zlewo wey nbret zlewo eyu tewahsu bhalyoti zgbrelika bzey zkone nger enite nay lomi seb zemeni sile zeykone tewhseni elkayo zwahseka yelen slezi eza ade gega yeblan eta ztegageyeta neten 30 ktbli seb mimana eyu

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብዝኾነ ሕማቕ መዓልቲ ውዒላ ፍሩትና ካብ ገበረቶ ግን ሱሪሓ ዕዳ ናይዘን ሰበይቲ ተቃልለለን።

  • @elsaasmelash5926
    @elsaasmelash5926 5 หลายเดือนก่อน

    በመጀመሪያ ባለችበት ጤና ይስጣት በመቀጠል እንዴት አድርጋ ይሄንጉዳይ መዝጋት እንዳለባት የሰውቤት አስይዘሽ እንዴት እንቅልፍ ይወስድሻል እስራኤል የተባረከአገር ነው የሚሉሽን ገንዘብለመክፈል ችግር ይኖርሻል ብዬ አልገምትም በሰላም በፍቅር ክፈይ ነገሰርተሽ ትተኪዋለሽየስውንብረት ሃራም ነውእንባም ጥሩ አይደለምካልሆነ ግን በUnchr ቴሌፎን በይፋ ለቅቄ ደውለው ከኢምግሬሽን በቪዛቁጥርሽ ትገኛለሽ ደግም ህገወጥ ስለሆንሽ

  • @WintaTa-vt3nj
    @WintaTa-vt3nj 5 หลายเดือนก่อน +4

    ነጃኩም ኣብ እስራኤል ዘለኩም በጃኩም ከሲስኩም ኣታሕዝዋ ነዛ ከልቢ

  • @mussietewelde3546
    @mussietewelde3546 5 หลายเดือนก่อน +4

    Jossi ንዝጻሓፉ ነቀፌታት ተረዲአካ ብምምላስካ የመስግነካ።

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 5 หลายเดือนก่อน +2

    ከመይ ዝበለት መደናገሪት ኢኪ ፍልጥቲ እያ ሰራቂት ምካና ነቶም ደቅኪ እንታይ መርገም ተጽንህሎም ኣለኪ መሰጣ እዛ ኣደ ይውረድኪ😢😢😢

  • @NatnaelYEBYO
    @NatnaelYEBYO 5 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊት ሙካና ነጊረካ ኔረ ሰራቅት ሙካና
    ፉልጥ ኢዩ ኪኢላ ዘረባ ሙካና ክትግንዘባ
    ኒርካ

  • @Gaul_Sium
    @Gaul_Sium 5 หลายเดือนก่อน

    Seb. Naemanihu,,, ezgi. Nlemanihu. Amlak ahlifu. Yhabki. Seb. Aykonkin

  • @luwammengisteab
    @luwammengisteab 5 หลายเดือนก่อน +2

    ግናይ ክፍእቲ ኣይትሓፍርን ከማን ዝሓለፈ እቲ ጌጋ ናይተን ሰበይቲ ኣምሲላ ከኣ ትዛረብ ኔራ መስጥአን ይውረድኪ

  • @SiumArefeArefe
    @SiumArefeArefe 5 หลายเดือนก่อน

    ቲዋሃብ አያ ንቲከፍሎ ገንዘብ ፡ኣነ አስራአል ኣለኩ፡ ናያ መቅጻኣት መጺን ፡ካብ አሪትራ

  • @daud4299
    @daud4299 5 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ ኣብ ኩሉ ኣቀራርባኻ ናተይ ሓሳብ ኣብ ኢምባሲ እስራኤል ከምኡውን ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኩሉ ዝምልከቶ ስእላ ሽማ ሙሉእ ሓበሬታ ናታ ጌርኵም ኣብ ዘላቶ ቦታ ከም ትቅጻዕን ከም ዘይተምልጥ ግበሩ በጃዂም ኣብ እስራኤል ዘለዂም ❤❤❤❤

  • @mhretabtesfaldet5595
    @mhretabtesfaldet5595 5 หลายเดือนก่อน

    ብዝኮነ ነተን ኣደ ፍትሒ ንምነየለን እበር ጠላምስ ክንደይ ከይጥዕማ

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 5 หลายเดือนก่อน

    ሎቅማጽ ኣይምለስኪ ሰይጣን ግን ማርያም ምስ ዎዳ ከተርአየክያ ጠላም ንጊዚኡዩ አሞ ርኽስቲ ጆሲ አዚኣ ክትሳለም ዘይኮነት ቆላቢትያ ንፈጣሪ ግደፍዎ ኣጠርዝዋ በሎም በጃኻ ነቶም ኣካይድቲ ኣካል

  • @suadibrahim7957
    @suadibrahim7957 5 หลายเดือนก่อน +4

    Josis Hekena sab eke

  • @semereokubaslas577
    @semereokubaslas577 5 หลายเดือนก่อน +5

    ጠላም ጉሒላ ብ ሬሳኺ ተመለሲ

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 5 หลายเดือนก่อน +3

    Israel entezmelswa n eritrea shu ka hgdef teziasrwa sdi

  • @yordanos77
    @yordanos77 5 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ሐወይ ዝበዝሕ ጽቡቅካ እዩ ዝበዝሕ ገጋ ድማ ባህርያዊ እዩ ቡጽእ ሰብ የለን ግን አብዛ ጋል እዚአ ግን መልሐሰኛ እያ መዳናገሪት ምኻና ትፍልጥ ነራ እያ ፈሪሐ እግዝአብሄር ዘይብላ ሂወታ እንታይ ሒዛትላ

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታሊላተን እያ። ብደላሎ ረኺበየን ምስ በለት ናይ ቅንዕና መንገዲ ከምዘይኮነ ርዱእ እዩ።

  • @bvpprodactionbelijum8632
    @bvpprodactionbelijum8632 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ ናይዛ ፉርቱና ትበሃል ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ዘረባ ህዝብና ተሓጋጋዚ ህዝብና ከዋጽኣለይ እዪ ዝበለቶ ከመይ ባዕልኪ ዝጠለምክየን ከዋጻልኪ ከመይ ዓይነት ሕማቅ ሰብ እየ ፎእ ዝኮነት ሰብ😅😅😅

  • @Tesfaa-k8l
    @Tesfaa-k8l 5 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ጆሲ ሕጂ ድሕሪ ዝኹሉ ሰብ ተረዲእካ
    ድሓር ጸግዒ ደይኮንካ ዳርጋ የእሚናትካያ ጽቡቕ ነገሩ ግን ንዓኻ ጥራይ እያ የእሚና ኩሉ ታዓዛቢኻ ሰራቒት ምዃና ድሮ ተዓዚብዋዩ ቀንዩ
    ገርሂ ኢኻ ትመስል

  • @brktifkade641
    @brktifkade641 5 หลายเดือนก่อน

    Nska አውን ምስታ ካሃዲት ፍርቱና eka koinka ነይርካ

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 2 หลายเดือนก่อน

    ነዛ ሰበይቲ ተሓባቢሮም ሸይጦማ ኣለዉ ናብ ካልእ ወይ ኣብ ገዛ ዓጽዩ ኽም ሰብይቱ ድላዩ ይግብራ ይህሉ አምበር ጠፊኣ ከላ ከመይ የሕወል ኣሎ አቲ ዝቐበል ሓዋላ ተቐቢሉ ናብ eritrea ፖሊስ ገርካ ኣብቲ ገዛ ምኻድ ይሓይሽ ኣብ ገዝኡ ኣጽዩዋ ኣሎ...... ኣምላኽ ይሃልዋ ሰብ ጭካን 😭

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw 5 หลายเดือนก่อน

    Brother ሰብ ካብ ዝብኢ ይሃድም እምበር ናዝብኢ ክብላዕ አይኽየድን ዩ:ስለዚ በዘየገድስ እንታይ ዓነት ሰብ ኢያ:ናብ ኢሳያስ ክትከይድ ግን ገበን ኢዩ:መዓስ ጢዒሙና ኮይኑ አብ ስደት ካብኡ ዝገድድ ሃገር ስለ ዘለና እምበር::
    Jesus Christ is Lord.

  • @yohannesghebremedhin562
    @yohannesghebremedhin562 5 หลายเดือนก่อน

    Bhaqi yehzn eyu , ata ade kitrekb genzeb , zahabtna btenkol tekariben,,,,kem sebey aybehal eyu ,bagenda eye Tarife beli,,,,

  • @fatmahhagus8730
    @fatmahhagus8730 5 หลายเดือนก่อน

    ኢዛ ነውራም ኢም ከኣ ህዝቢ ይዋጸአለይ ትብል ኣላ ኢንታይ ኣምሲሉ ኢዮ ዘዋጸአላ ኢተን ሰበይቲ ግን ረቢ ምሰአን ይኩን ምትሕብባር ኢንተኮይኑ ነተን ኣደ ክተሓባበረን ኣለዎ ህዝቢ ኢስካ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ግርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ተን ኣደ ግን ኢንተትከታተሎ ጽቡቅ ኢዮ

  • @MichaelAlexander-dy6qf
    @MichaelAlexander-dy6qf 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ መደብካ ኩሉ እተቀርቦ ኣዙ ጽቡቅ እዩ ከም ኩሉ ግዜ ኣቀዲምና ኩሉ እንሓተካ ግን ምምላስ ኣይትሕመቅ ብዛዕባ ናይ ዓሸራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዓሸራ ምስ ገበርካ ክሳብ ክንደይ ዓመታት እዩ ዝዕቀብ ድሕሪኡ ኸ ናብ ካልእ ሃገር ክትቅይር ይካኣል ዶ ንኣብነት ካብ ጀርመን ናብ ዴንማርክ

  • @betriHaqi2462
    @betriHaqi2462 5 หลายเดือนก่อน

    ኣይትመለሲ ኣብ እስራኤል ኢኺ እምበር ኣበይ ዝተረፍኪ መሲሉኪ

  • @Tsigab
    @Tsigab 5 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤edmen tenan yhabka zkealka tegeber alka nsa kea nay ida aytsan

  • @samsonghebrehiwet350
    @samsonghebrehiwet350 5 หลายเดือนก่อน

    ቅብሊት (ረሲት) ገንዘብ ምስከፈልካ እዩ ዝዋሃበካ።እትን ኣደ ክምለስ እየ ስለዝበለተን አየን ብ 30 ሽሕ ናይ 2 ሚልዮን ሪስክ ወሲደን እዚ ዝኮነ ሰብ ክግምቶ ዝኽእል ሓቂ እዩ።ሕጂ ድኣ ኣሪምካዮ እምበር ብቀዳማይ ክተቅርቦ ኮለኻ መልሲ ናይ ፍርቱና ብጣዕሚ እዪ ገሪሙኒ ነይሩ።

  • @abrahamafewerkiaraya699
    @abrahamafewerkiaraya699 5 หลายเดือนก่อน

    ዝዓርከይ ይቕረታ ግበረለይ እምበር መጀመርያ ኣብ እስራኤል ጠፊኣ ምስ በልካ ሓሚመ ደቂሰ ምስ በለት ገሪሙኒ ኣበይ ትሰርሕ እንታይ ትሰርሕ ኣነ ባኣካል ይፈልጣ የ ነዛ ሰበይቲ እዚ ተመለሲ ዝበልካያ ሞ ማይ ከማን ኣየስትያን ዩ ነዛ ሰበይቲ ይፈልጣ ክብል ከለኹ ውሽጣ ኣይ ፈልጣን የ ኣበይ ትሰርሕ ግና ጽቡቕ ገይረ የ ዝፈልጥ ልክዕ ኪሒዳታ ያ ዝብል ብዕላማ ያ መጽያ ናይ ዛዓዲ ዘሎ ሰብ ንኽሕደካ ዘጸግም የብሉን ።

  • @FerwineHmekiel-pj7lx
    @FerwineHmekiel-pj7lx 5 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you for sharing great service🌹🌹🌹🌹🌹 brother ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @arsima9818
    @arsima9818 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ewyyy bsemam xbah entay tkewn tfelet dya, entay hizatla neza nbsa eff besmam

  • @janbessa7051
    @janbessa7051 5 หลายเดือนก่อน

    ነፋሪት ወይ ኣየር ብሰንኪ ፉሩቱና ተሪፋ ዝብል ሓቂ ዘይብሉ ውጹእ ሓሶት እዩ። ካብ ኤርትራ ብሕጊ ዎጽዮ ዝተረፉ ኣዲኦም ትቁጸሮም።
    30ሽሕ ናቕፋ እዩ መስለኒ ከፊለ ትብል ኣላ። ስምንታይ ተከፊሉ መን በሊዕዎ እዚ ናቕፋ? እዛ ሰበይቲ ግዳይ ደለልትን ኣራኸብትን ከምዝኮነት ንጹር እዩ። እዚ ጉዳይ ዝተሓለኸ ስለ ዝኮነ ትካላት መንግስቲ ውን ድሒረን ከምዝፈለጠኦ ኮይኑ እዩ ዝመስለኒ። ጌጋ እዛ ጉዳይ ኣብ ገያሽትን ተዋሓሲትን ዘሎ ኣይመስለንን። ኣብቶም ኣራኸብቲ ወይ ዘይሕጋውያን ደላሎ ዘሎ ኮይኑ ይመስለኒ።
    እታ ዝተዋሕሰት ሰበይቲ ብጌጋ ትቕጻዕ ቀንዲ ግን እቶም ሰምሰርቲ እዮም ነዚ ጉዳይ ሓላሊኮሞ ዘለው። ምስኣቶም እድ ክህልዋ ውን ይኽእል እዩ። ጌጋ እንተዘይ ህሉ ውን መንግስቲ ኤርትራ ኣይምኣሰራን። ጥራይ እቲ ዝተዋሓሰቶ ንክትከፍል ጥራይ ኢያ ትሕተት።

  • @ngstigirmay9271
    @ngstigirmay9271 5 หลายเดือนก่อน

    Eten sebeyti ktmles eya
    Elen zamena neten 30000 kbla eyen libreto athizen slezi eyen yfelta eye elenaka b gubo keyesera ferihen

  • @suadibrahim7957
    @suadibrahim7957 5 หลายเดือนก่อน +2

    Kem afki goita yihebki hemima elki himam yewridelki

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412 5 หลายเดือนก่อน

    I am glad you get to the bottom of this. This lady futuna is metaleli.eya. because of her now they stop because of her.

  • @Azmarino123
    @Azmarino123 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወላ ትርኢታ ወን ደስ ዘይትብለካ ገጻ ትርሓቅ ሰብ በዲላ ትድቅስ መስልዋ ።

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 5 หลายเดือนก่อน +1

    Who is SHE?

  • @helengebrezghi7162
    @helengebrezghi7162 5 หลายเดือนก่อน +4

    Hja weni ktksas eyu zgba b hzabi

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 4 หลายเดือนก่อน

    Eza seb kem seba terifa ala, kulatna hamime xenime eilna eina newexe, eta ab ASMERA zela sebyti gubo wesida eiya, nata gega eiu

  • @hanazeray-g1z
    @hanazeray-g1z 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ኣምልክ ዘይትፈርሒ እምነት ትጠልሚ ክንደይ ዓመት ክትነብሪኢኪ ፍሩቱና ጥልመት ሓጥያት ኢዩ 😢😢😢😢

  • @semirasli2728
    @semirasli2728 5 หลายเดือนก่อน +28

    ᴡᵉˡᵃ ᵉᵗⁱ ᵍᵉˣᵃ ⁿᵃʸ ˢʰᵉʳᵃᵐᵘᵗ ᵉʸᵃ ᵗᵐᵉˢⁱˡ

    • @elsaberhe3671
      @elsaberhe3671 5 หลายเดือนก่อน +4

      እዛ ዝበልክያ ቃል ነዉሪ ያ ተን አብ ከምዚ ዝኣትዋ ደቀን ስድርአን ክኣልያ ተገዲደን ዝኣተዉኦ ስራሕ ዩ እሞ ሕማቅ ቃል ኣይንጠቀም

    • @semirasli2728
      @semirasli2728 5 หลายเดือนก่อน

      @@elsaberhe3671 ˣᵇᵘᵏ ᵃˡᵉᵏⁱ ᵍⁱⁿ ʸᵉᵗᵉᵍⁱᵍ ᵉʸᵘ ᵇ 30 ˢʰⁱʰ ᵍᵉᶻᵃ ˡⁱᵇʳᵉᵗᵒ ᶻⁱᵃᵏⁱˡ ᶠᵉⁿʲⁱ ᵏᵗᵍᵉᵇʳᵉⁿ ʰⁱˡⁿᵃ ʸᵉᵇˡᵃⁿ ᵈⁱʸᵘ ᵃᵇ ᵉʳⁱᵗʳᵉᵃ ᵍᵉᶻᵃ ᵐᵒ ᵏᵉᵃ ᵇᵉᶻⁱ ˡᵒᵐⁱ

    • @tesfa7382
      @tesfa7382 5 หลายเดือนก่อน +2

      Ane Wn Bwegeney Ageb Ybleka Bgexa Meare Kndzi Xerfi Aydln Eyu

    • @AblelomAblelom
      @AblelomAblelom 5 หลายเดือนก่อน +1

      YES❤❤❤❤

    • @AblelomAblelom
      @AblelomAblelom 5 หลายเดือนก่อน +3

      ሕልክላኻት ከለዋ እዛ ሰብ !ነዛ ክብርቲ ኣደ ሓሊኻታ ሰይጣን ኣይምለሳ መርገመይ ኣይሰዳን እዪ።

  • @B.S6093
    @B.S6093 5 หลายเดือนก่อน

    እወ ኣብ መጀመርታ ጸግዒ ናይተን ኣደ ኔርካ፡ ኣብ ካልኣይ ከኣ ጸግዒ ናይ ፍርቱና ኮንካ ።

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 3 หลายเดือนก่อน

    Mergem abay sebeyti kiwerda iyu

  • @Thegunners-cx5mb
    @Thegunners-cx5mb 5 หลายเดือนก่อน +10

    Ktkses alewo b ezna hizka neab Eritrea kutmles alewa

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 5 หลายเดือนก่อน +1

    I guess ንዓኻ ቁሩብ ትምህርቲ ናይ ዚ ሞያ ዚ ዘድልየካ ይስለኒ፥ ሕጂ ኸማን ነዛ ሰብ እዚኣ ከየረጋገጽካ ትውንጅላን ሳይድ ናይተን ዓባይ ሰበይቲ ሒዝካ ኣለኻ፥ ሲም ካርድ ክህልዋ ይኽእል ዩ እንተኾነ ግን ዘይሰርሕ ክኸውን ይኽእልዩ፥ እዚ መንግስቲ ከይተቀየረ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ረኺቡ ማለት ዘበት ዩ።

  • @tirhasghezae7758
    @tirhasghezae7758 5 หลายเดือนก่อน

    Naye eda ketrekeb eya josi haway hansab teray gedefa kemzebeleto hamimea kethamimm eya

  • @heroartist8912
    @heroartist8912 5 หลายเดือนก่อน +3

    Hizwa nabti emgreshin amelktu

  • @adiamyemane9585
    @adiamyemane9585 5 หลายเดือนก่อน +3

    Ajoka sb eka giga zelo eyu ,ndhri hji tray 😊❤😊❤😊❤

  • @wt7061
    @wt7061 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይልብን ኮላሊትን ዝፈልጥ ኣምላኽ እንከሎ እዚኹሉ ክሕደት ኤህ ናይ ኢድኪ ርኸቢ።

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935 5 หลายเดือนก่อน +2

    To send an old mother in prison very sad

  • @meksebey854
    @meksebey854 5 หลายเดือนก่อน +2

    Eway nay bhaki Namanika metlame Xbuk Aykonen kahdame mkana bgexa tfelet Amlak aboy waga telmetki yhbki sedi😢

  • @habtomrussommebrahtu6147
    @habtomrussommebrahtu6147 5 หลายเดือนก่อน +1

    Josi jgna nay bhakti tsbuk melkti u nsa kone ila zgebereto u slezi ab esrael zelewu kkeswa alewom.

  • @EliasTafla
    @EliasTafla 5 หลายเดือนก่อน +2

    Eway aby amlak mhrey yewrdelen☝🏻☝🏻☝🏻☝🏻

  • @ወጊድይሁዳ
    @ወጊድይሁዳ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጌጋ ጌርካ እንዲኻ ፡ጌጋኻ ኣሚንካ ብግልጺ ይቕሬታ ምሕታትካ ኣዝዩ ዝምስገንን ልቦናኻ ዘማላኽትን ኢዩ።

  • @banamisghna-y2k
    @banamisghna-y2k 5 หลายเดือนก่อน

    yfelta ye abzi adi qurub hib abelka tserh ya bgenzeb sexam ya

  • @Selamhaile1811
    @Selamhaile1811 5 หลายเดือนก่อน +1

    Brother You are Humble…. Keep it going ….🇪🇷🇺🇸

  • @DejenDeke
    @DejenDeke 5 หลายเดือนก่อน

    Lemidkayo welfi geyrlka bzaba xegem malal.

  • @Sellu5956
    @Sellu5956 5 หลายเดือนก่อน

    Nisika gin kihidkayen eka kelbat sorry belen

  • @freabu1903
    @freabu1903 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሎቕማጽ ምዃና ድኣ ነግርናካ ኢኮ
    ሎቕማጽ ሰብ ፍሉጥ ዩ ።

  • @lovetube9672
    @lovetube9672 4 หลายเดือนก่อน

    እግዝያብሄር ይፍረዳ 🥺🙏🏽

  • @FikaduTeweldebrhan
    @FikaduTeweldebrhan 5 หลายเดือนก่อน

    Bzeyhgawi eya ab Israel tneber zela ktkses alewa

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash 4 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ትሓስም ኢያ ኣምላኽ ናይ ኢዳ ይሃባ

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 5 หลายเดือนก่อน

    Foe fonfinti sebeyti, edki aytseani

  • @B.S6093
    @B.S6093 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ግምጥል ግምጥል ኣታ እንታይ ደኣ ኮንካ።

  • @weynalem6166
    @weynalem6166 5 หลายเดือนก่อน +1

    Eti giega abten ade eyu zelo wahs kbehal kelo kelil aykonen emo bezi hji gzie mewsei enterekibunzkone seb kem zeymles flut eyu slezi maere milion kwehasa abi giega eyen gieren
    Eta ab esraeil. Zela kem kulu. Seb ktmles aydeleyetn slezi weden keyemrra seytweden yemrra aytgberwo babieu nati zwehas seb giega eyu nsa wn giegatat alewa gn bmedeb yedalya zgebereto eyu zmesl

  • @joelhabtetsion
    @joelhabtetsion 5 หลายเดือนก่อน

    Nay idki yfdeki hanti guhaf igziabher ydfaeki seraqit

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 5 หลายเดือนก่อน

    Hgawi tebeka geirom emo ab Israel zeikeswa

  • @AsmeretBesrat
    @AsmeretBesrat 5 หลายเดือนก่อน

    ኮነ ኢላ እያ ጌራቶ ሐሳዊት በላ!!!

  • @issaktsehaye4531
    @issaktsehaye4531 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብ እስራኤል ዘሎኹም ናብ ሕጊ ኽተቅርብዎ ኣለኹም እስራኤል በታ ዝመጻታ ኣየር ኽመልሳ እዩ ።🙏🙏🙏

  • @DejenDeke
    @DejenDeke 5 หลายเดือนก่อน

    Xegem ktfetu mat aka

  • @johnhagrseb5731
    @johnhagrseb5731 5 หลายเดือนก่อน +5

    Ezi da fulut endeyu nay furtuna gega eyu

  • @eyosahagos
    @eyosahagos 5 หลายเดือนก่อน

    ይቕሬታ ሓደ ነገር ክነግረካ እዛ ትብላ ዘለኻ ወዲኣቶ እያ መጺኣ ብዛዕብኡ ኣይኮንኩን እቶም ሓበሬታ ዝሃቡኻ ግን ብዙሕ ጌጋ ስለ ዝሰማዕኩ እቲ ሓቂ ከምኡ ኣይኮነን ።
    ኣብ እስራኤል ንኽትተርፍ ወላ ሓደ ጸገም የብሉን እንተደሊኻ ካብ ሆቴል ትወጽእ እንተደሊኻ ካብ ኤርፖርት ከቢድ ነገር ኣይኮነን፡ካልኣይ ሲም ካርድ ንማንም ሰብ እዩ ዝፍቀዶ ኩሎም ነጋድያን ክኣ ካብ መጀመርያ ዝኣተዉላ ትህቦም ኢኻ ፡ሳልሳይ ሕክምና ነርእየን ኢና ዝበሉኻ ጻዕዳ ሓሶት እዩ ብሰልድኻ ኢኻ ስድራኻ ክሳብ እታ ዝኸዳላ ሰዓት ኣብ ናይ ውልቂ ተሐክመን ።

    • @eyosahagos
      @eyosahagos 5 หลายเดือนก่อน

      እቲ ካብ ኤርትራ ምምጻእ ተሪፉ ዝብሃል ዉን ካብ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ካብ ኩሉ ዓለም እዩ ብሰንኪ ኣብ እስራኤል፡ዘሎ ኩናት እዚ ክኣ ሻምናይ ወርሒ ጌሩ ኣሎ ፡ኣብ ነብሲ ወከፍ ዝመጽሉ ዝተርፍ ሰብ ኣሎ ካብ ኢትዮጵያ ይኹን ኤርትራ ስለዚ እቲ ክውንነት ነዚ ይመስል ።እዛ ትብላ ዘለኻ ሰበይቲ ግን ገሊኦም ተወሺሞማ ኣለዉ ባር ወይ ናይ ጽሬት እንዳሰርሐት እያ ክትናበር ካብዚ ወጻኢ ዘሎ የለን።

  • @FikaduTeweldebrhan
    @FikaduTeweldebrhan 5 หลายเดือนก่อน

    Kndey ktchkn eya