ተጻወትቲ ኲዕሶ እግርን ቲፎዞኦምን ናብ ሲኦል፡ ምስክርነት ኢማኑኤል ኣግያርኮ 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 43

  • @truthalwaysprevails6669
    @truthalwaysprevails6669 หลายเดือนก่อน +8

    Anes aythazeley da ember ezi wedi zerbu mhwtat koynu ysmaka ...

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረኩ ተድን ስድራካን መሳርሕትካጎይታ ይባርኩም

  • @fitnet7422
    @fitnet7422 หลายเดือนก่อน +11

    እዚኣስ ጌጋ ዳኣ ይክላኣለይ እንበር ተጋኒና ኮይና ትስምዓኒ ።ኣነ ኩዑሶ ምርኣይ ይፈቱ ኢየ ግን ን ኣምላከይ ረሲዔ ኣይኮንኩን ዝርኢ ኣብ ትርፊ ግዜይ ኢየ ዝርኢ ብጎይታ ውን ኢየ ስለዝስ ብሰንኪ ኩዑሶ ምርኣየይ ኣብ ሲኦል ይኣቱ ማለት ዲዩ? ካልኣይ ድማ ክንደይ ካብዞም ትብሎም ዘሎካ ተጻወትቲ ናይ ግብረ ሰናይ ማሕበራት ኢዮም ንክንደይ ዝተጸገሙ ድማ ብ ፋይናንስ ይሕግዙ ኣለዉ ሓደ ክርስቲያ ኢየ ዝብል ከማን ክንዲ ርብዒ ናቶም ኣይሕግዝን ኢዩ ስለዝስ ኣቲ ሓገዝ ውን ካብ ሰይጣን ኢዩ ዲና ክንብል ? ካብ ሰይጣን ከ ገለ ጽቡቅ ነገር ይርከብ ዲዩ ?

    • @truthalwaysprevails6669
      @truthalwaysprevails6669 หลายเดือนก่อน

      @@fitnet7422 kemzi aynet neger mengedu zsehate mskrnet eyu pls bejakum nestewel...

    • @amine4019
      @amine4019 หลายเดือนก่อน +3

      ንዓይ ውን ሕቶ ያ እዚኣስ ከም ፓስተር ዳዊት ብዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኣለዉ ናብ ሲኦል ዮም ማለት ድዩ ትክክል ኣይኮነን ተደይ ካልእ ውን ብዙሕ ረኪበልካ ኣለኩ ክንዲ ቃል ኣምላክ ሰቢኽካ ምድሓን ንመሃር ራእታት ተብዝሕ ኣሎካ ኣስተውዕል ክቡር ሓው ምስናይ ፋቅሪ

    • @fitnet7422
      @fitnet7422 หลายเดือนก่อน +2

      @@amine4019 ጽቡቅ ኣሎካ ኩሉ ራኣእን ትንቢትን ሓቂ ማለት ኣይኮነን ንብዙሓት ኣብ ክንዲ ንበረከት ንምህዳም ከይከውን ቅድሚ ምዝርጋሕካ ጸሊካን ምስ ቃል ኣምላክ ኣረኣኢካን ክትሰዶ ይግባእ ቲዲ ሓውና።

    • @morninganointing777
      @morninganointing777 หลายเดือนก่อน

      who is greater man of God or the word of God.

    • @saliem-J-mati7721
      @saliem-J-mati7721 20 วันที่ผ่านมา

      Ab trfi gizena mis yehwat wey mes degef zeliyom gizie kenehlif nikil ena tezey koyinu kal amlak nenibi ane wun ezia Kuso aykibelan eye tekami timhriti wun yebilan kemkal amlak meseret gin gizie adigina kemey kinimelales alena mis kal amlak mizirab eyesus beyenten kifle gizie kem zimetsie aynifeltin silezi neti nirio kitmena kinkawem nikil ena tezey koyinu gin migdaf eyu tebarekuley❤

  • @fitsumkelati7147
    @fitsumkelati7147 หลายเดือนก่อน +2

    ምድሓን ብእምነት እዩ።

  • @halleluja9074
    @halleluja9074 หลายเดือนก่อน +3

    ዓገብ ሰይጣን ጋኒን ክትብል ብዛዕባ ኣምላኽ ከይሰበኽካ ግዜ ከይዓርበካ

  • @gergeshmehretab3512
    @gergeshmehretab3512 หลายเดือนก่อน

    Amennnnnn

  • @teklewgiorgis8111
    @teklewgiorgis8111 หลายเดือนก่อน +1

    ጽውጽዋይ ድዩ

  • @YosephhailuKebede
    @YosephhailuKebede หลายเดือนก่อน +1

    ስለ ሲኦል አስከፊነት በተደጋጋሚ ምስክርነት አቅርብልን።ስለ ሲኦል አስፈሪነት ክርስቲያኖች መስማት አለባቸው ።አለበለዚያ ለንስሀ አይተጉም።ሰነፍ ሰው ።ስለ ሲኦል መስማት አይፈልግም ።እኔ ግን ስለ ሲኦል አስፈሪነት ስሰማ ሁሌም።ስለምፈራ ለንስሀ እተጋለው።ድንገት መሞት ስላለ ሁሌ እንድዘጋጅ ያደርገኛል።አንተ በርታ።የሚድን ይዳን ።መስማት ማይፈልግ አይስማ።ስለ ቅድመ መከራ ንጥቀት ምስክርነት ሰዎችን አቅርብልን።አሜን

  • @ElhannaTitu
    @ElhannaTitu หลายเดือนก่อน +2

    Kemzi sle zsemee eyu amani kab nEgziabhier nlaeeli nseyTan zferh nay seyTan enatenegro

  • @wedimenges4943
    @wedimenges4943 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዱ ብሌና ገለ ኣይርኣያን

  • @Yeryreryryudrd6rgdbufu
    @Yeryreryryudrd6rgdbufu หลายเดือนก่อน

    Tebarek

  • @amlakeyhiwetey1177
    @amlakeyhiwetey1177 หลายเดือนก่อน +2

    ny mexehafe kudus zeytemherue noy hatewketew eue seytane eue ireyome Amlake iykonene

  • @freweyiniyohanns6164
    @freweyiniyohanns6164 หลายเดือนก่อน

    አመሰግናለሁ

  • @amine4019
    @amine4019 หลายเดือนก่อน +3

    ተመሊስካ ስምዓያ ኣብ 2020 ብዛዕባ መራሒ ኮንጎ መሰረት ጌርካ ዝሰራሕካያ ፡ ካብዚ ሕልምን ራእን ወጹእካ እቲ ትኹልቃል ምንባብ ምሓሸ ኔሩ ይብል

  • @tatamata6794
    @tatamata6794 หลายเดือนก่อน

    Amlka semay ybarek dnqi tmhrtn tamratn edahabe dequ zmerh....teddy bruk amlak abzihu ybarka

  • @godisgoodallthetime3681
    @godisgoodallthetime3681 หลายเดือนก่อน

    Selam amlak niaka teddy goyta keytekblka ente tewekitka ke 😢

  • @robielgoitom8884
    @robielgoitom8884 หลายเดือนก่อน

    Hkiya dia welas hlmi xlul eka gn hawey, kurub zamen zeytzareb

  • @milkiyasberihu7336
    @milkiyasberihu7336 หลายเดือนก่อน

    ብከመይ ኢካ ርግጸኛ ኮንካ ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኣማኑኤል ኢልካ ተምጽኦም ጡዑያት ኣይኮኑን ቕድሚ ሕጂ ኣማኑኤል ኣሞጽ ኢልካ ኣምጺካ ክንደይ ክርስቲያን ተናዊጹ ኣኔ ዝፈልጦም ብዙሓት ሓደሽቲ ነፍሳት ሰይጣን ዝገነነሉ ምስክርነት ዕቤት ኣምላክ ዘይራኣየሉ ምስክርነት ሓደራ ክብለካ ዝደሊ ኣገልጋሊ ቴድሮስ ዕቤት ኣምላክ ዘርኢ ታኣምራት ዘርኢ ኣምላክ ዝምስገነሉ ኣቅርብ ከም ሲድሮዝ ናይ ኣምላክ ሰብ

  • @dawithabteab1653
    @dawithabteab1653 หลายเดือนก่อน

    Shame 😳 😢

  • @frezemen888
    @frezemen888 หลายเดือนก่อน

    ኩዑሶ ሰይጣን እዩ ፈጢርዎ ዝበልካያን ኩዑሶ ምስዋትን ምዒዛብን ሓጥያት የብሉን ዝበልካያን ይጋጨዋ ዶየልዋን አተርዳ አንን

  • @tiblezteclehaimanot3600
    @tiblezteclehaimanot3600 หลายเดือนก่อน +2

    በጀካ ናይ ሰይጣን ናይ አምላከ ዘይትዛረቡ እግዚአብሄር ይምለስኩም

  • @genetberhe5481
    @genetberhe5481 หลายเดือนก่อน

    Mearemta nay Seetang metshaf kudus aybahaln eyu, metsiha nay Seetang wey rukus metsihaf kiblo yhaysh. beti bzuh tekami zikone tekrbo ghina goyta ybarka

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 หลายเดือนก่อน

    ሲኦል ዝባሃል ልክዕ እዚ ዘሎኻዮ ኣእምሮኻ ብግቡእ ዘይምጥቃም'ዩ ካልእ ትርጉም የብሉን ።
    ህውታትያ !

  • @milkiyasberihu7336
    @milkiyasberihu7336 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ዝበልዎ ጽንጽዋይ ዩ እዚ ኩዑሶ ሪኢካ ኢሉ ሲኦል ዘአቱ ኣምላክ መን ዩ ርግጸኛ የ እቲ ኣነ ዘምልኮን ዝክተሎን ጎይታ ኣይኮነን ኣነ ኩዑሶ ክርኢ ከለኩ ብኣፈጣጥራ ኣቦይ ደስ ዩ ዝብለኒ ኩዑሶ ይሪኢ ጥራሕ ዘይኮንኩስ ይጻወት ዊን የ ብከመይ ዩ ደጋፉ ኮይነ ወይ ተጻዊተ ሲኦል ዝኣቱ በል ሓደ ነገር ክብለኩም ኣነ ከም ቤቴክርስትያን ኩዑሶ ንጻወት ኢና ብዙሓት ባክ ዝገበሩ ሰባት ናብ ጎይታ ተመሊሶም የገልግሉ ኣለዉ ንሱ ጥራሕ ዘይኮነስ ምሳና ሓቢሮም ዝጸወቱ ዝነበሩ ዓለማውያን ሕጂ ኣብዚ ሳዓት ኣብ ጎይታ ኣለዉ የገልግሉ ዊን ኣለዉ ሶ እንታይ ዩ እቲ ሓጥያት ደቂስካ ኣሎካ ተበራበር በሎ ኹዑሶ ብዙሕ ጽቡቅ ኣለዎ ሕማቅ ካኣ ኣለዎ ነቲ ጽቡቅ ኢና ንክተል

    • @SEMAYTV
      @SEMAYTV  หลายเดือนก่อน

      ብሩኽ እቲ ምስክርነት ኣስተዊዕልካ እሞ ስምዓዩ፡ ኲዕሶ ምርኣይ ወይ ምጽዋት ሲኦል የእቱ ዝብል ኣይኮነን፡ ኣብ ኩዕሶ ህቡብ ክትከውን ብምባል ምስ ናይ ጥንቁልና ዓለም ምትእስሳር እንተጌርካ ግን ሓደገኛ ይገብሮ። እቶም ቲፎዞዉን ናብ ኣምልኾ ዝኸደ ደገፍ እንተኮይኑ፡ ሓደገኛ እዩ። ክንደይ እዮም ጋንትኦም ስለዝተሳዕረት ጥራሕ ዝበሳጨው፡ ዝጭነቑ፡ ገለ'ውን ንብረት ዝሰብሩ ኣለው። ስለዚ እዚ ዓነይት ስምዒት ጸገም የብሉን ዝብል ርድኢት የብልካን ኣይብልን እየ። ኲዕሶ ተጻወቲ እንተደኣ ጣኦት ዝኾኑኻ ኮይኖም፡ በዚ ኣብ ሓደጋ ክትኣቱ ትኽእል ኢኻ። ንኣምላኽ ቦታ ዝኸልእ ዘበለ ዝኾነ ይኹን ነገር ጣኦት እዩ። ኣምለኽቲ ጣኦት ድማ መንግስቲ ኣምላኽ ኣይኣትውን እዮም።
      ኲዕሶ ምርኣይን ንጽዋትን ግን ብገዛእ ርእሱ ሓጥያት ዘለዎ ነገር ኣይኮነን።

  • @temesgensibhatu2296
    @temesgensibhatu2296 หลายเดือนก่อน

    Who is Emanuel Amox? You trust his testimony very much. Very sad.

  • @ኣራራት
    @ኣራራት หลายเดือนก่อน

    ከም ደቂ ይሳኮር ዘለናዮ ዘመና ግዜና ነለሊ
    1ይ ዜና 12:32፤ ካብ ደቂ ይሳኮር ከኣ፡ እስራኤል እንታይ ኪገብር ከም ዚግብኦ ኺፈልጡ፡ ምስትውዓል ዘመናት ዘለዎም፡

  • @hannatesfaye1749
    @hannatesfaye1749 หลายเดือนก่อน

    መአረምታ መፅሐፍ ቅዱስ ናይ አምላክ አዩ አዚ ትብሎ ዘለካ ግን መፅሐፍ ናይ ካሎት ስለ ትዛረብ ስለ ዘለካ መጽሐፍ ናይካለአ እዩ

  • @11692
    @11692 หลายเดือนก่อน

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 bro what is it happening to these people

  • @Akriyawi
    @Akriyawi หลายเดือนก่อน

    Kla bla bla ata eti haymanot ab zekone aytechmalkewo guhafat hasawti konkum

  • @Princesses-h4b
    @Princesses-h4b หลายเดือนก่อน

    Please, before you bring to your audience why don’t you check with word of God. Read the Bible to check.

    • @morninganointing777
      @morninganointing777 หลายเดือนก่อน

      1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
      15: ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ። ሓደ እኳ ንዓለም እንተ ፈተዋ፡ ፍቕሪ ኣቦ የብሉን።

  • @KhanAli-j3w1q
    @KhanAli-j3w1q หลายเดือนก่อน

    ክላእ ነቲ ክርስትና ጽንጽዋይ ትገብሩዎለኹም።መንግስተ ሰማያት ክርስትናን አነባብርኡን አብ መጽሃፍ ቅዱስ ተጻሂፉሎ።ካብዝተጻሃፈ ወጻኢ ዘረባኹም ሃሶትዩ ብመሰረቱ ሃሶትዩ ንኣቦ ዝረአዮ ወላሃደ የለን እቲ አብሑቅፉ ዘሎ ወዱ ተረኮ።ረአኹ ረአኺ ክልእ ክንደይ ሃጢያት ከሎ ክንደይ ጎየይቲ ክደይ ..pls.ግደፉና መጽሃፍ ቅዱስ ጥራህ መሃሩና ጽንጽዋይ ግደፍዎ

    • @morninganointing777
      @morninganointing777 หลายเดือนก่อน

      1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
      15: ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ። ሓደ እኳ ንዓለም እንተ ፈተዋ፡ ፍቕሪ ኣቦ የብሉን።its time to separate the real ones and fake ones.For the time will come when people will not put up with sound doctrine. Instead, to suit their own desires, they will gather around them a great number of teachers to say what their itching ears want to hear.

  • @halublessed
    @halublessed หลายเดือนก่อน +1

    ብዛዕባ እቶም ብህይወት ዘለው ተጻወቲ ሞ ኣብ ሲኦል ዘለው ዝብል መብርሂ ሃበናባ።

    • @solomonshishay7074
      @solomonshishay7074 หลายเดือนก่อน +1

      John 3 ትግ - ዮሃንስ
      18: ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።

    • @saka7523
      @saka7523 หลายเดือนก่อน

      Emo kaka amani indiyu bikemey abzi kelo teferidu​@@solomonshishay7074