ዛንታ ኣብ ባጽዕ ዝነብረት ኣመንዝራ ብሰንኪ ሓደ ወዲ ምብራቕ ኣብቲ ዕራርቦ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 37

  • @terezasolomun786
    @terezasolomun786 28 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውውው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ዛንታ

  • @EriCoralo24
    @EriCoralo24 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ብጣዕሚ ማራኺት ዛንታ🌿💚🌿
    የቐንየልና🙏🙏❤

  • @EriCoralo24
    @EriCoralo24 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኩቡራት ኣቕረብቲ🌿
    ጽቡቕ ደስ ዝብል መደብ ኣለኩም💚
    ኣነ ግን ሓንቲ ምኽሪ ኣላትኒ። እቲ መደብ ዘይምልከቶ ነቲ ኣርእስቲ ዘይዉክል ስእሊ ኣብ ቅድሚት ምግባር እንተዝግደፍ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ።
    ምኽንያቱ ዓለም ቁሸት ኣብ ዝተቐየረትሉ ግዜ ንሓንቲ ህዝባ ይኹን ኩሉ ዝከታተላ ዘፍቅራ ህብብቲ ቱርካዊት ተዋሳኢት (Hande Ercel) ብኣመንዝራ ዝብል ኣርእስቲ እንተኣቕሪብካያ ሜድያ ዓለምና እዩ ዩቱብ።
    ስለዚ እታ ዛንታ ገዲፍካ እታ ስእሊ ናይ ማሳዋ ትኣኽለካ ምስ ይቕሬታ🙏

  • @Michaelhayelom1234
    @Michaelhayelom1234 25 วันที่ผ่านมา

    ቡዙሕ ግዜ የሕሊፈያ፡ ሎሚ ምስ ሰማዕክዋ ግን ብጣዕሚ ኢየ ተሓጊሰ

  • @etimeshaqeliwedi2005
    @etimeshaqeliwedi2005 หลายเดือนก่อน +6

    ኣስሜ ባዕልኻ ዘይተቅርበልና ናትካ ድምጺ ጥራይ እዩ ንኹሉ ዝሰማምዖ ናይ ብሓቂ እየ sorry sister ኣስሜ መወዳድርቲ የብሉን ❤

  • @user-yj6wm7mp8y
    @user-yj6wm7mp8y หลายเดือนก่อน +8

    ዋው ዝገርም ዛንታ!!!👌

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 17 วันที่ผ่านมา

    🤲🏽🤲🏽🤲🏽Temesgen fetari 🥲❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SsLl-sm3ds
    @SsLl-sm3ds 29 วันที่ผ่านมา

    ወውውውው ኣደናቂ ጽሑፍ የቀንየልና ቀጽሎ።

  • @samize6392
    @samize6392 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤

  • @yordanosghebreizgabher9884
    @yordanosghebreizgabher9884 29 วันที่ผ่านมา

    ብሰንኪ አናብባ ዘሰልቹ ታሪክ፡ መላመዲ ጌርኩሞ እዝንና

  • @BasebaKbriabBS-rj6te
    @BasebaKbriabBS-rj6te 17 วันที่ผ่านมา

    Things to God 🙏

  • @mebrakzeremariam1286
    @mebrakzeremariam1286 หลายเดือนก่อน

    WOW amazing, thanks for sharing 🙏

  • @user-cu5zr8op7r
    @user-cu5zr8op7r หลายเดือนก่อน

    Alhmdu llelah oooof 😢betaemi des tebleka zanta

  • @FilimonYemane-q8j
    @FilimonYemane-q8j หลายเดือนก่อน

    Xbuk xbuk ❤❤❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 29 วันที่ผ่านมา

    Ewayyy kemzi kitsemi kelkasi bitaemi desss ybleka ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @bereketberhe7101
    @bereketberhe7101 27 วันที่ผ่านมา

    Tsbuk Zanta ❤

  • @nghistyokbagabir7426
    @nghistyokbagabir7426 หลายเดือนก่อน

    ስለዚ ዩ ሰብ እዩ ሰጣን ዝባሃል.
    መስደምም ዛንታ.

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash หลายเดือนก่อน +1

    ዛንታ ጽቡቕ ኔሩ ግን እታ ኣመንዝራ ትብል ኣርእስቲ ምሳኣ ብፍጹም ዘራኽብ የብሉን ተጋጊኩም

  • @user-on9ow4ju4k
    @user-on9ow4ju4k 18 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ዛንታ ግን ኣብ ሸያጢ ዕድል ትብል መጽሓፍ ኣንቢበያ ኔረ ። ዝኾነ ክረዲት ናይ ደራሲ ግን ዘይብላ።
    Why ????

  • @abrahamweldeslassie4585
    @abrahamweldeslassie4585 15 วันที่ผ่านมา

    iam hopping if you can transfer to movie , therefore everyone can understand what is about. otherwise this is amazing describetion historical momu😢

  • @annakovalska703
    @annakovalska703 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤🫡

  • @romankflie389
    @romankflie389 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet5763 หลายเดือนก่อน

    Asseyyy asseyyyy xibukkkkk
    Nezian Dea kiwhden ko
    Hasewtti nskin teharfoee nmzrna leli deqi tebaetiyo

  • @edenalemayo9691
    @edenalemayo9691 29 วันที่ผ่านมา

    Xbuk zanta gn nmntay ekum zeyele aresti thbwo endie

  • @freweniyohannes2650
    @freweniyohannes2650 12 วันที่ผ่านมา

    Xbqti zanta eya gan treka kem qedemkum ay geberkumn eti znta si friu btami xbuk niru azanatwou gn ay sehabeben niay yeqenelna

  • @snitnekulu2976
    @snitnekulu2976 15 วันที่ผ่านมา

    እዛ ኣብ ቅድሚት ጌርካያ ዘሎኻ ጓል ኣንስተይቲ ሕብብቲ ቱርካዊት ተዋሳኢት ኢያ። ምስ ኣርእስትካ ዘይትከይድ ጥራሕ ዘይኮነ ተመሊሱ ዘሕትተካ እዩ። ናትካ መደብ ጽብቅቲ ጓል ሪኦም ክኸፍቱልካ ግን ባዕልካ ናይ ሕጊ ተሓታቲ ትከዉን ኣለካ። ግርህነት ጸዋዒ ሓደጋ ክሳብ ዝኾነ ንጠንቀቅ!!

  • @nezenetukbayAraia-jx9ov
    @nezenetukbayAraia-jx9ov หลายเดือนก่อน

    Amlak bruk.

  • @edendiev2823
    @edendiev2823 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መወዳእታ / ኣብ መዕጸዊ ኣይተረድኣትንን ኣዲኣ ኢያ እዚ ኩሉ በደል ፈጺማቶ ማለት ድዩ? ማለት እከይ ምሂዛ?

  • @luleytenafakit2705
    @luleytenafakit2705 หลายเดือนก่อน

    Nay bihaki bitaimi ena nemesgin

  • @AdiamYemane-dd3tx
    @AdiamYemane-dd3tx 27 วันที่ผ่านมา

    𝐁𝐭𝐚𝐞𝐦𝐢 𝐗𝐛𝐪𝐭𝐢 𝐙𝐚𝐧𝐭𝐚 𝐆𝐧 𝐀𝐫𝐢𝐞𝐬𝐭𝐢 𝟎 😢

  • @misghanamahary4515
    @misghanamahary4515 หลายเดือนก่อน

    Eta Amenzra tibl gn fixum misza zanta tikeid aykonetn 😢❤❤

  • @fesshaieyohannes8139
    @fesshaieyohannes8139 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዛንታ ሓሶት ኮይኑ እዛ ኣንባቢት ዶ ኣመንዝራ ነይራ : ይመስለኩም ::

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet5763 หลายเดือนก่อน

    Nfieti ade meknyatu kulen adetat kemu entezgebra ezom kulom Nigerawyan aymreanayomn
    Kulen eritrawyan kea tirehen ab dass ekle may zeykone gal mtemerawet nera
    Kulen neqalat foeeeee

  • @DanielGoitom-mm9wh
    @DanielGoitom-mm9wh หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤