(ወግዒ ቀዳሞት) ወላዲ ንዉልዱ ዝሓደገሎም ዓዲ ደቂ-በታኽ ስርዓት!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ส.ค. 2021
  • ወግዒ ቀዳሞት ወላዲ ንዉልዱ ዝሓደገሎም ዓዲ ደቂ-በታኽ ስርዓት!

ความคิดเห็น • 46

  • @Musie-ju9vy2fd10
    @Musie-ju9vy2fd10 2 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውውውውውው ይበል ይበል
    ቀጽል ቀጽል ብጣዕሚ ጽቡቕ
    ንሕና ክንምርቕ ንስኻ ከተጸብቕ
    ብጣዕሚ ዩ ጽቡቕ ወግዒ ቀዳሞት
    ከማኻ ይብዝሑ ዘውጽኡ ካብ ደልሃመት
    ኣየ ወግዒ ኣብዚ እነሀልካ
    ዓወት ይምነየልካ ኣብ ሂወትካ
    ቀጽሎ ድማ ከይተሓለልካ
    እዚኣ ያ ዓቕመይ ካልእ እንታይ ከይብለካ
    ቀጽሎ ድማ ከተሓለልካ
    ንሕና ድማ ላይክ ኮመት ንፍትን
    ኣኻኺብና ካብዝን ካብትን

  • @simretweldegergish5921
    @simretweldegergish5921 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ዛርውያን

  • @tekleweyniyemane2497
    @tekleweyniyemane2497 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ወግዒ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት መደብ እዩ ዘድልየና ብታዓሚ ምሃሪ እዩ።

  • @rchiwizhabeshawit1752
    @rchiwizhabeshawit1752 2 ปีที่แล้ว

    ባህሊ ቀዳሞት ክንደይ ደስ ይብልን ይጥዕምን ። እዚ ዝረአይዎ ዝፈረደሎምን ዝገለዘሎምን ደማ በጺሕናዮ ኣለና እቲ ሕማቅ ዘመን

  • @estifanosamanzgi7200
    @estifanosamanzgi7200 2 ปีที่แล้ว +4

    🍀 ባህሊ ቀዳሞት ሕጊ ቀዳሞት
    ዋላ እንተተቃተልካ ዘይፈርዱ ብሞት
    ንምለሶ እንዶ ሕጂ የሕዋት ንምለሶ
    ኣኣብ ውሽጥና ብፍቅሪ ነፍልሶ
    (ክብሪ ነቦታትና☘️🙌🏾)
    ቀጽሎ ሓወይ ብዙሕ ክንጽበ ኢና

  • @solo850
    @solo850 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ጸጋን በረኸትን ምርቃን ቅዱሳት ሓላላት ወለድና ዝወረስካን ዝተዓደልካን እኻ ክብሪ ዘለካ ዕድለኛ እኻ

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ኢና እግዝኣብሔር ይመስገን ካብኡ ዝኸፍእ ኣይምጻእ

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 2 ปีที่แล้ว

    Wwwwww ብጣሚ ልቢ ዝኩሕኩሕ ወግዒ ቀዳሞት ይቀንየልና

  • @sajnsajn4845
    @sajnsajn4845 2 ปีที่แล้ว

    Mukur ktsemo zeymno
    Shabi mhari
    Mehegosi
    Bah bel
    Anbesa haw na

  • @romarioestevao415
    @romarioestevao415 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል ቀጽሎ ኩቡር ሓው

  • @tsegazeabdesbele1249
    @tsegazeabdesbele1249 2 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ዝሓወይ

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile6285 2 ปีที่แล้ว +5

    ግሩም ወግዒ፡፡ለባም ብህሎ ቀዳሞት።

  • @NiceNice-ff3fb
    @NiceNice-ff3fb ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ዛንታ❤🎉🎉

  • @user-ti8pg4ul5v
    @user-ti8pg4ul5v 2 ปีที่แล้ว

    wow ደስ ዝብል ዛንታ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @debesaymengstab1525
    @debesaymengstab1525 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ የብዝሕ ናይ ብሓቂ በቃ ኣብዚን ሰዓትን ኩሉ ንርእዮን ንሰምዖን ኣለና እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልና

  • @tsegazeabwoldu6413
    @tsegazeabwoldu6413 2 ปีที่แล้ว

    ዋው!ዋው! ልክዕ%ካብ %

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom4569 2 ปีที่แล้ว

    ብታዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ማሃሪ ዝኾነ ነዚ እዋን ዝገልጽ ደስ ዘብል ቀጽሎ

  • @nakuragrimay4085
    @nakuragrimay4085 2 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ኣቦታትናስ ከይተማህሩ ኢዮም ሙሁራት
    ነይሮም ኣበት ወግዒ ቀዳሞት።

  • @user-kg7hk8zz4i
    @user-kg7hk8zz4i 2 ปีที่แล้ว

    በታኽ ስርዓት፣ፈለስቲ

  • @user-ws2dd2zu2v
    @user-ws2dd2zu2v 2 ปีที่แล้ว

    Wowww bxami xubqti maharti eya gn bxhufi abey yrekaba eza tarki

  • @tesfismertaeb6295
    @tesfismertaeb6295 2 ปีที่แล้ว

    ጽብቅ ወግዒ አዩ ቅጽሎ ክብር ሰብ

  • @simretweldegergish5921
    @simretweldegergish5921 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍😍😍😍😍

  • @zemenentertainment3014
    @zemenentertainment3014 2 ปีที่แล้ว +2

    ብዙሕ እኳ እንተዘይበልኩ ብመጠኑ ዩቱብ ይከታተል እየ፡ ንልበይ ዝመላለይን ደፊረ ኮመንት ክጽሕፍ ዝኽእል መደብ ግን ክሳብ ሕጂ ኣየጋጠመንን ንፈለማየይ ሕጂ ይጽሕፍ ኣለኹ እሞ ናይ ልበይ ረኺብኩሙኒ ወግዒ ኣቦታትን ባህሊ ናይ ቀደምን ከምዝፈቱ፡ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ፍቑራት ዛራውያን ቀጽልዎ፡ ሸር፡ ላይክ ሳብስክራብ ከኣ ካባና።

  • @hermonmehari4118
    @hermonmehari4118 ปีที่แล้ว

    Wawwwww qexluwo

  • @muluebahta2876
    @muluebahta2876 2 ปีที่แล้ว +1

    Betaemi mesati wegi

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 2 ปีที่แล้ว

    Wow very interesting 🤨 thx u❤️🙏🏽

  • @natsnetzemede7400
    @natsnetzemede7400 2 ปีที่แล้ว

    Xbuk srah eyu, kexlwo 👌👌👌

  • @user-mq8gt8og8w
    @user-mq8gt8og8w 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Nuyatokbay
    @Nuyatokbay หลายเดือนก่อน

    Wawwwwww

  • @fnanlovemeda1534
    @fnanlovemeda1534 2 ปีที่แล้ว

    Woww

  • @Norrsken03
    @Norrsken03 2 ปีที่แล้ว

    Wow kexlwo btami des zebl medeb🤗
    🇪🇷

  • @fnanlovemeda1534
    @fnanlovemeda1534 2 ปีที่แล้ว

    Texe

  • @user-np2yx9cl9x
    @user-np2yx9cl9x 2 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ዝውጊዒ ቀዳሞት ክንደይ ይጥዕም
    ከማይ ዝመቀሮ ዶ ይህሉ ርእሱ ዝሕደሶ
    ተተመሊስካ ወግዒ ቀዳሞት ዘብሎ
    ቡዙሕ ይምሃር ቡዙሕ ይዘነጋዕ ግና ሳል ዛ መደብ ያ ሰስኑልና ዛርያውያን
    ብልሳን ክንእደኩም ቃላት ዘያኽለኩም
    እንታይ ተገበርኩ ተበልኩ ዩ ምስገናይ ዘኣክለኩም
    ባህልን ወግዕን መመልስኩም ተዘክሮ
    ንሱ ዝበልጽ ሙኻኑ ኣብትገብርዎ ተአምቱ
    Thank you medeb zara

  • @aronhabeshawi
    @aronhabeshawi 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቅን ማሃርን እዩ ከምዚ ከማኻ ማሃሪ እዩ ዘገድሰና ኣብዚ ሕጂ እዋን

  • @truelife5925
    @truelife5925 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwww

  • @dontblameme596
    @dontblameme596 2 ปีที่แล้ว

    Heji germ wegi kedamot

  • @merathetewahdo2539
    @merathetewahdo2539 2 ปีที่แล้ว

    ባጃኹም እባ እቲ background ብብዝሒ ብጭራዋጣ ግበርዎ ንዝመጽእ ያታ ቀዳሞት

  • @bahabelommihreteab7851
    @bahabelommihreteab7851 2 ปีที่แล้ว

    Btami des zbln meharn wegai abotatna mas tum dmxi kexlo aka

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 ปีที่แล้ว

    👏👏👏👏👏👍😀😀

  • @absieawasie5216
    @absieawasie5216 2 ปีที่แล้ว

    Habaibi mara eka nfuie

  • @user-vc4fw2ci6j
    @user-vc4fw2ci6j 2 ปีที่แล้ว

    Hji grm drar ezni zkone wege abzi aloka

  • @gunbotdesale1279
    @gunbotdesale1279 2 ปีที่แล้ว

    aye melihase aye wegie 😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 2 ปีที่แล้ว

    Eway kolel 😂😂

  • @amankflit2039
    @amankflit2039 2 ปีที่แล้ว

    ሰሚኤያ ኔረ ብታሚ መሃሪት ኢያ ከጽልዎ

  • @cr7kkk453
    @cr7kkk453 2 ปีที่แล้ว

    Bitami des zibil wegiei

  • @hebeykendielhiwetey3828
    @hebeykendielhiwetey3828 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww