ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ብሓቂ ኣብ ስምዒት ዘስጥም ታሪኽ ከምኡን ክንድኡን ስለዝገብሩ እስራኤላውያን ብቕልጽሞም ተኸቢሮም ይነብሩ ኣለዉ
ተጓምን ኣቕረብትን ክኣ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽልዎ ብሃንቀታ ክንጽበ ኢና
ሞኬ ሓወይ ስለ ዘበራበርካኒ ኣዝየ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነካ።ምርኻብና ብምኽንያት'ዩ፡፡
nemesgneka Angsha
ኣንጊሻ ንስኻውን ነዛ መደብ ኣበራቢርካያ ኢኻ ኣይትጥፋኣና ደኣ።
Angosom xbuk SRA mexhaftka bkemey yrekbo
@@peaceisalwaysgood450 ሓወይ መጽሓፍ እኳ ዛጊት የብለይን፡፡ዘከፋፍላ መጽሓፍ ናይ ሓደ ዓርከይ "ዘርፈደ ምሕረት"ግን ምስ ኣብ ኣሜሪካ እንተኾንካ ምስ ሞኬ ኣብ እውሮጳ እንተኾንካ ድማ ንክሕብረካ ኣብ መሰንጀር angosom tesfamicael ኢልካ ርኸበኒ።የቐንየለይ ድማ።
@@MosaicBahli😢😢🎉😂
ኣዝዩ ዝነኣድ ኣቀራርባን ኣዘናትዋን። ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል። ሓንቲ መኣረምታ ግን ማይክል ሃራሪ ኣብ 2009 ዘይኮነ ኣብ 2014 እዩ ሞይቱ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ።
እቲ ዝንገረና ይኩን እቲ ኣብ ሓቐኛ ዓለም እንረክቦ ጭብጢ ብዙሕ ፍልልይ ክህልዎ ከም ዝክእል ምሕሳብ የድሊ። ነዚ ትኣምራታዊ ዝኮነ ፍጻመ ንምክሓድ ዘይኮንኩ፡ እቲ ነዚእታት ምቹእ ዝኮነ ፖሊሲ በሎ ምድንጋጽ ከምኡ ውን ሉምዕ ጽላልን ማሙቕ ሽፋን ናይ ልዕለ ሓያል ዓለምና ኣብ ግምት ኣእትኻ፡ እቲ ጽውያ ምግንዛቡ የድሊ። ዓለም በቲ ዝበሃለናን ብዓይንና እንርእዮን ዘይኾነ በቲ ዘይመስለንስን ብዓይንና ዘይንርእዮ ጥንግናግ ግድላት እያ ትምራሕ፡ ንኣብነት ሓንቲ ሃገር፡ ንናይ ካልእ ሃገር ምጥቓዕ ይኩን ግዝኣታ ምውራር ብሕጊ የሕቲት እዩ ኢና ንብል፡ ይኩን እምበር እዛ ንብላ ዘለና ሃገር ኣብ ካርትኣ ዘየለ መሬት ንልዕሊ ሹዱሽተ ዑቑድ ኣይሓዘትን ድያ? ቀጻሊ ብዘይ ናይ ዝኮነ ኩኔኔን ወቐሳን ንልእላውያን ሃገራት ከም ንበዓል ሶርያ፡ ልባኖስ ሱዳን ብቀጻሊ ኣይድብደባን ድየን? እሞ እታ ብሕጊ ከም እትምራሕ እንጸውያ ዘለና ዓለምና ነዚ ዘይትፈልጦ`ዶ ይመስለካ? ኣይፋሉን ዓለም በቲ እንርእዮ ዘይኮነ በቲ ዘይንርእዮን ዘይመስለናን እያ ትምራሕ፡ እዚ ዘምበብካልና ድማ ብዙሕ ብግዳም ወጽኡ ዘይንረክቦ Conspiracy theory or political sympathy ከም ዘለዎ ኣይንዘንግዕ። እቲ ብልሖም ይኩን ናይ ምግባር ዓቅሞም ከየንኣእስና ብዙሕ ዘይርኣየና ከም ዘሎ ምፍላጥ ግን ፍልጠት እዩ ንበዕሉ። ካልእ ኣብ ኢስራኤል ስለዘለኹ፡ ሓደ ካብቲ ደስ ዝብለኒ፡ ኩሉ ጎደናታቶም ብስም ናይ ኢስራኤል ተቃልሶምላ ዝሓለፋ ሓርበኛታት እዩ ዝጽዋዕ። ንእግረ መንገድካ ኣብ መዓልታዊ ህወትካ ኣብ ኢትጥቀመሉ ጎደና ዘሎ ስም መን እንታይ ገይሩ ስለምንታይ ብስሙ ተሰይሙ ቡዙሕ ከይሓሰብካሉ ንእግረ መንገድካ ከም እትማሃሮ ይገብረካ፡ እሞ ንሕና ውን እዚ ኣጋባብ እዚ ክቅናኣና ይግባእ፡ ክንደይ ጅግንነት ተፈጽሙ ብኤርትራውያን ሓርበኛታት፡ ክንደይ ቅያን ታሪኽ ኢና ንፈልጥ? እሞ ታሪኽና ብቀሊል ደቂና ይኩን ዝመጹ ወለዶታት ክፈልጥዎ እቲ ዝቀለለ ኣጋባብ ንካልኦት እነሳጋግረሉ ዕድል ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ። ብመሰረቱ ድማ ንሓርበኛታትና ስለዝግበኦም። ንኣብነት እቲ ቀንዲ ጽርግያ ዝበሃል፡ ኣብ ኢስራኤል ማለት ካብ ባጽዕ ክሳብ ጾሮና፡ ወይ ካብ ባጽዕ ክሳብ ኡማሓጀር ዘሎ በቲ ካብ ሃንጋሪን-ኦስትርያን ዝመበቆሎም ኣይሁዳውያን ስድራ ከም ዝተወልደን ዝንገረሉ (2 ግንቦት1860. ) ጠበቃ ናይ ሕጊን ጻሓፊን ዝነበረ፡ ባዕሎም ኣይሁሳውያን ኣቦ ዘመናዊት ኢስራኤል ኢሎም ዝኣምንሉ Theodor herzl ይጽውዕዎ። እዚ መስራቲ ጽዮናዊ መሕበርን ኣብ ወጻኢ ከም ንድፊ ኣይሁዳውያን ንዓዶም ናይ ምምላስ ኢስትራተጂ ዝሓንጸጸ ኣብ`ቲ ኣዓራብ ሃገርና ዝብሉዎን ዝነብሩሉ፡ ንሱ ግን መሬትና እዩ ዝብሎ ናይ ምስፋር ፕላን ዝሓንጸጸ እዩ። ከም ዓስቡ ካኣ ኣብ`ቲ main road ናይ ኢስራኤል ኣብ ኩሉ ዘሎ ቀንዲ ጽርግያ ብስሙ ይጽውዕዎ። ንሱ እቲ ብዙሕ ሰምካዮ ዘለካ ዳቪድ በንጎሬን ድማ ብዓብኡ መዕርፎ ነፈርቲ ተልኣቪቭን ከምኡ`ውን ኣብ ብዙሕ ከተማታት ናይ`ዛ ሃገር ዘሎ ጎደናታት ይውክል። ዓባዮም ጎልደኣሚር ውን ከምኡ ብዙሕ ጎደናታት ኣለወን…
የቐንየልና ሓው ሶሎሞን!
@@SENDEKENTERTAINMENT ምናልባት ንስኻ እንተኮንካ ነዚ ጽሑፍ ዘዳለካ፡ ንሕና ኢና ክነመስግነካ ዘለና። መክንያቱ ተመክሮ ናይ ሓንቲ ዕውቲ ሃገር ምክፋል ቁዱስ ቅንኢ ክንቐንእ ስለዝገበርካና። ከም ናተይ ድሌት ኣብቲ ካብ ኣመሪካውያን ኣይሁዳውያን ክንማሃሮም ዘለና ኢልካ ኣስፊርካዮ ካብ ዘለካ ጽሑፍ ከም ዝገለጽኩዎ፡ፖሊሲታት ይቅዳሕን ከም ተሞኩሮ ይቅሰምን እዩ። ከምዚ ዝበለ ተመክሮ ኣዝዪ ኣድላይ እዩ። ዋላ እዞም ዓዲ ብኡኩብን ብተናጸልን ተመክሮ ናይ ካልኦት ኣየስተናዑቑን እዮም። ከለጃቶም ነዚ ብዕቱብ እየን ዝርእዮኦ። ንሕና ድማ ተመክሮ ናይዛ ሃገር ብብዙሕ ክንጥቀመሉ ዘይንክእለና መክንያት የለን። ኣብ ሕርሻ ኣብ ወፊሪ፡ ኣብ ትሕተ ቅርጺ፡ ኣብ ምምዕባል ኢንዱስትርያዊ ሰውራ, ብሓፈሻ ኣብ ብቅዓትን ፍርያምነት ኩሉ ዓይነት ንሕና ብብዙሕ ዕጽፊ ካብ ናቶም ዝሓሸን ዕድል መሳፊሕን ዘለና ኢና። ዋላ በቲ መንግስትና ንከምዚ ዝበለ ተመክሮ ተስፋ ኣብ ዝቆርጸሉ፡ እቲ ናይ ኤርትራውያን ኮሚንቲ ዝበሃል ሓደ ፕሮጅክት ፈጥሩ ከማካን ንዓኻን ዝመስሉ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ኣክቡ ንሃገርና ዓቢ ተመክሮ ዝከውን ጠቅላላ መጽናዕታዊን ተመክሮ ዘማሓላልፍ ሰነድ እንተዘዳሎ እየ ዝብል። ዋላ ብወገነይ ክቖድሖ ኣለኒ ዝብሎ ከም ዘሎ ክነግረካ ደስ ይብለኒ። እቶም ናትና ምሁራት ዝበሃሉ ነዚእታት ብዙሕ ዘስተውዓሉሉ ኣይመስለንን። ንኣብነት እኳ ንበል ምፍራይ ከብቲን ውጺእት ጻባን ንህቢ እንተወስድና ኣብ ኢስራኤል ካብ መጠን ንላዕሊ ካብ ምብዝሑ ዝተላዕለ ዕዳጋታት የዕልቅላቁ ከም መግቢ ድኻታት እዩ ዝቁጸር። ኢስራኤል ድማ ነብሳ ክኢላስ ዕድጋ እትስእነሉ መድረክ ኣለዋ። ብከመይ ኣብ ከምዚ በጽሖም ብዓቅመይ ተዛውረ ይዕዘብን ይሓቲትን እየ። እዚ ኢታት ተሰንድኩሞ ድማ ከምቲ ዶ/ር ኣባ ይሳቕ ኣብ ጽሕፎም ዝበሉዎ ንቆልዓ ብላዕ ኣይትበሎ መግቢ ተቀርብካሉ ምስ ጠመየ ባዕሉ ግባቦ ከፊቱ ክበልዕ እዩ፡ ንወሎዶታት ውን መጽሓፍ ተጽሕፍካሎም ምስ ኣድለዮም ከምብቡዎ ኢዮም ዝበሎ እዩ
Thank you 🙏🏻 teacher Wonderful
ሲፈ ሐነ ጎልዳምረ ኣብ ትግራይ የደሊ ኣሎ ነቶም ነቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ዘኾኑ ኩሎም ኮታስ.#Goldamiyre 💪💪💪💪
ካብ ቅድሚ 1 ዓመት ዛሓስባ ዝነበርኩ እየ
ጽቡቅ ትራካ መምህር ቀጽሎ
Wow xbuk aqerarbba
Welcome brother
ብዙሕ ተማሂርና ኣለና ክብረት ይሃበልና ።
welcome 😍😍😍
😮😮😮
Michael harari 21.september 2014 kemzmotte yu ab Google dhbir delo ayenay yu qunue memhir.
ሰላም ተኽሎም ቸክ ክገብሮየ ምንጪ እዚ ጽሑፍ ከሙኡዩ ዝብል ጌጋ እንተልዩ ኣረጋጊጽና መኣረምታ ክንገብረላ ኢና።
ሰላም ሓወይ 🙏🙏
ንዓይ ዲካ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም እዩ
ናይ ብሓቂ ኣብ ስምዒት ዘስጥም ታሪኽ ከምኡን ክንድኡን ስለዝገብሩ እስራኤላውያን ብቕልጽሞም ተኸቢሮም ይነብሩ ኣለዉ
ተጓምን ኣቕረብትን ክኣ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽልዎ ብሃንቀታ ክንጽበ ኢና
ሞኬ ሓወይ ስለ ዘበራበርካኒ ኣዝየ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነካ።ምርኻብና ብምኽንያት'ዩ፡፡
nemesgneka Angsha
ኣንጊሻ ንስኻውን ነዛ መደብ ኣበራቢርካያ ኢኻ ኣይትጥፋኣና ደኣ።
Angosom xbuk SRA mexhaftka bkemey yrekbo
@@peaceisalwaysgood450 ሓወይ መጽሓፍ እኳ ዛጊት የብለይን፡፡ዘከፋፍላ መጽሓፍ ናይ ሓደ ዓርከይ "ዘርፈደ ምሕረት"ግን ምስ ኣብ ኣሜሪካ እንተኾንካ ምስ ሞኬ ኣብ እውሮጳ እንተኾንካ ድማ ንክሕብረካ ኣብ መሰንጀር angosom tesfamicael ኢልካ ርኸበኒ።የቐንየለይ ድማ።
@@MosaicBahli😢😢🎉😂
ኣዝዩ ዝነኣድ ኣቀራርባን ኣዘናትዋን። ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል። ሓንቲ መኣረምታ ግን ማይክል ሃራሪ ኣብ 2009 ዘይኮነ ኣብ 2014 እዩ ሞይቱ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ።
እቲ ዝንገረና ይኩን እቲ ኣብ ሓቐኛ ዓለም እንረክቦ ጭብጢ ብዙሕ ፍልልይ ክህልዎ ከም ዝክእል ምሕሳብ የድሊ። ነዚ ትኣምራታዊ ዝኮነ ፍጻመ ንምክሓድ ዘይኮንኩ፡ እቲ ነዚእታት ምቹእ ዝኮነ ፖሊሲ በሎ ምድንጋጽ ከምኡ ውን ሉምዕ ጽላልን ማሙቕ ሽፋን ናይ ልዕለ ሓያል ዓለምና ኣብ ግምት ኣእትኻ፡ እቲ ጽውያ ምግንዛቡ የድሊ። ዓለም በቲ ዝበሃለናን ብዓይንና እንርእዮን ዘይኾነ በቲ ዘይመስለንስን ብዓይንና ዘይንርእዮ ጥንግናግ ግድላት እያ ትምራሕ፡ ንኣብነት ሓንቲ ሃገር፡ ንናይ ካልእ ሃገር ምጥቓዕ ይኩን ግዝኣታ ምውራር ብሕጊ የሕቲት እዩ ኢና ንብል፡ ይኩን እምበር እዛ ንብላ ዘለና ሃገር ኣብ ካርትኣ ዘየለ መሬት ንልዕሊ ሹዱሽተ ዑቑድ ኣይሓዘትን ድያ? ቀጻሊ ብዘይ ናይ ዝኮነ ኩኔኔን ወቐሳን ንልእላውያን ሃገራት ከም ንበዓል ሶርያ፡ ልባኖስ ሱዳን ብቀጻሊ ኣይድብደባን ድየን? እሞ እታ ብሕጊ ከም እትምራሕ እንጸውያ ዘለና ዓለምና ነዚ ዘይትፈልጦ`ዶ ይመስለካ? ኣይፋሉን ዓለም በቲ እንርእዮ ዘይኮነ በቲ ዘይንርእዮን ዘይመስለናን እያ ትምራሕ፡ እዚ ዘምበብካልና ድማ ብዙሕ ብግዳም ወጽኡ ዘይንረክቦ Conspiracy theory or political sympathy ከም ዘለዎ ኣይንዘንግዕ። እቲ ብልሖም ይኩን ናይ ምግባር ዓቅሞም ከየንኣእስና ብዙሕ ዘይርኣየና ከም ዘሎ ምፍላጥ ግን ፍልጠት እዩ ንበዕሉ። ካልእ ኣብ ኢስራኤል ስለዘለኹ፡ ሓደ ካብቲ ደስ ዝብለኒ፡ ኩሉ ጎደናታቶም ብስም ናይ ኢስራኤል ተቃልሶምላ ዝሓለፋ ሓርበኛታት እዩ ዝጽዋዕ። ንእግረ መንገድካ ኣብ መዓልታዊ ህወትካ ኣብ ኢትጥቀመሉ ጎደና ዘሎ ስም መን እንታይ ገይሩ ስለምንታይ ብስሙ ተሰይሙ ቡዙሕ ከይሓሰብካሉ ንእግረ መንገድካ ከም እትማሃሮ ይገብረካ፡ እሞ ንሕና ውን እዚ ኣጋባብ እዚ ክቅናኣና ይግባእ፡ ክንደይ ጅግንነት ተፈጽሙ ብኤርትራውያን ሓርበኛታት፡ ክንደይ ቅያን ታሪኽ ኢና ንፈልጥ? እሞ ታሪኽና ብቀሊል ደቂና ይኩን ዝመጹ ወለዶታት ክፈልጥዎ እቲ ዝቀለለ ኣጋባብ ንካልኦት እነሳጋግረሉ ዕድል ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ። ብመሰረቱ ድማ ንሓርበኛታትና ስለዝግበኦም። ንኣብነት እቲ ቀንዲ ጽርግያ ዝበሃል፡ ኣብ ኢስራኤል ማለት ካብ ባጽዕ ክሳብ ጾሮና፡ ወይ ካብ ባጽዕ ክሳብ ኡማሓጀር ዘሎ በቲ ካብ ሃንጋሪን-ኦስትርያን ዝመበቆሎም ኣይሁዳውያን ስድራ ከም ዝተወልደን ዝንገረሉ (2 ግንቦት1860. ) ጠበቃ ናይ ሕጊን ጻሓፊን ዝነበረ፡ ባዕሎም ኣይሁሳውያን ኣቦ ዘመናዊት ኢስራኤል ኢሎም ዝኣምንሉ Theodor herzl ይጽውዕዎ። እዚ መስራቲ ጽዮናዊ መሕበርን ኣብ ወጻኢ ከም ንድፊ ኣይሁዳውያን ንዓዶም ናይ ምምላስ ኢስትራተጂ ዝሓንጸጸ ኣብ`ቲ ኣዓራብ ሃገርና ዝብሉዎን ዝነብሩሉ፡ ንሱ ግን መሬትና እዩ ዝብሎ ናይ ምስፋር ፕላን ዝሓንጸጸ እዩ። ከም ዓስቡ ካኣ ኣብ`ቲ main road ናይ ኢስራኤል ኣብ ኩሉ ዘሎ ቀንዲ ጽርግያ ብስሙ ይጽውዕዎ። ንሱ እቲ ብዙሕ ሰምካዮ ዘለካ ዳቪድ በንጎሬን ድማ ብዓብኡ መዕርፎ ነፈርቲ ተልኣቪቭን ከምኡ`ውን ኣብ ብዙሕ ከተማታት ናይ`ዛ ሃገር ዘሎ ጎደናታት ይውክል። ዓባዮም ጎልደኣሚር ውን ከምኡ ብዙሕ ጎደናታት ኣለወን…
የቐንየልና ሓው ሶሎሞን!
@@SENDEKENTERTAINMENT
ምናልባት ንስኻ እንተኮንካ ነዚ ጽሑፍ ዘዳለካ፡ ንሕና ኢና ክነመስግነካ ዘለና። መክንያቱ ተመክሮ ናይ ሓንቲ ዕውቲ ሃገር ምክፋል ቁዱስ ቅንኢ ክንቐንእ ስለዝገበርካና። ከም ናተይ ድሌት ኣብቲ ካብ ኣመሪካውያን ኣይሁዳውያን ክንማሃሮም ዘለና ኢልካ ኣስፊርካዮ ካብ ዘለካ ጽሑፍ ከም ዝገለጽኩዎ፡ፖሊሲታት ይቅዳሕን ከም ተሞኩሮ ይቅሰምን እዩ። ከምዚ ዝበለ ተመክሮ ኣዝዪ ኣድላይ እዩ። ዋላ እዞም ዓዲ ብኡኩብን ብተናጸልን ተመክሮ ናይ ካልኦት ኣየስተናዑቑን እዮም። ከለጃቶም ነዚ ብዕቱብ እየን ዝርእዮኦ። ንሕና ድማ ተመክሮ ናይዛ ሃገር ብብዙሕ ክንጥቀመሉ ዘይንክእለና መክንያት የለን። ኣብ ሕርሻ ኣብ ወፊሪ፡ ኣብ ትሕተ ቅርጺ፡ ኣብ ምምዕባል ኢንዱስትርያዊ ሰውራ, ብሓፈሻ ኣብ ብቅዓትን ፍርያምነት ኩሉ ዓይነት ንሕና ብብዙሕ ዕጽፊ ካብ ናቶም ዝሓሸን ዕድል መሳፊሕን ዘለና ኢና። ዋላ በቲ መንግስትና ንከምዚ ዝበለ ተመክሮ ተስፋ ኣብ ዝቆርጸሉ፡ እቲ ናይ ኤርትራውያን ኮሚንቲ ዝበሃል ሓደ ፕሮጅክት ፈጥሩ ከማካን ንዓኻን ዝመስሉ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ኣክቡ ንሃገርና ዓቢ ተመክሮ ዝከውን ጠቅላላ መጽናዕታዊን ተመክሮ ዘማሓላልፍ ሰነድ እንተዘዳሎ እየ ዝብል። ዋላ ብወገነይ ክቖድሖ ኣለኒ ዝብሎ ከም ዘሎ ክነግረካ ደስ ይብለኒ። እቶም ናትና ምሁራት ዝበሃሉ ነዚእታት ብዙሕ ዘስተውዓሉሉ ኣይመስለንን። ንኣብነት እኳ ንበል ምፍራይ ከብቲን ውጺእት ጻባን ንህቢ እንተወስድና ኣብ ኢስራኤል ካብ መጠን ንላዕሊ ካብ ምብዝሑ ዝተላዕለ ዕዳጋታት የዕልቅላቁ ከም መግቢ ድኻታት እዩ ዝቁጸር። ኢስራኤል ድማ ነብሳ ክኢላስ ዕድጋ እትስእነሉ መድረክ ኣለዋ። ብከመይ ኣብ ከምዚ በጽሖም ብዓቅመይ ተዛውረ ይዕዘብን ይሓቲትን እየ። እዚ ኢታት ተሰንድኩሞ ድማ ከምቲ ዶ/ር ኣባ ይሳቕ ኣብ ጽሕፎም ዝበሉዎ ንቆልዓ ብላዕ ኣይትበሎ መግቢ ተቀርብካሉ ምስ ጠመየ ባዕሉ ግባቦ ከፊቱ ክበልዕ እዩ፡ ንወሎዶታት ውን መጽሓፍ ተጽሕፍካሎም ምስ ኣድለዮም ከምብቡዎ ኢዮም ዝበሎ እዩ
Thank you 🙏🏻 teacher
Wonderful