Teddy Press ወንጌላዉያን ንለውጢ ስርዓት ኣብ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 19

  • @Berhankulu2000
    @Berhankulu2000 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብሩኻት ናይ ኣምላኽ ሰባት
    እዚ ዘይሕለል ጻዕርኹም
    ንብዙሕ ሰብ ንምብርባር ኮይኑ ስለዘሎ ከይተሓለልኩም ክትቅፅልዎ እዝግኣብሄር ክረድኣኩም ክጽልየልኩም'የ we're proud of you guys ❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷 ተስፋ ለዋ እዛምድሪ!

  • @aronabraha1069
    @aronabraha1069 6 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ዘሑጉስ ሐደ ስጉምቲ ንቕድሚት እዩ ንሕና እንተ አብ ሐቂ ደው ኢልና እምላኽ ሐቂ ስለዝኾነ ክሰምዓና እዩ።አሜን

  • @teklebrhantesfamichael7051
    @teklebrhantesfamichael7051 6 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you. This is the true born again words. I didnt have words you guys. God bless you again and again. Thank you Jesus.

  • @CDC-ChristDisciplesChannel-f6t
    @CDC-ChristDisciplesChannel-f6t 7 วันที่ผ่านมา

    Praise God ! Amazing explanation
    God bless you brothers Ezra & FITSUM.

  • @beriktidemoz2971
    @beriktidemoz2971 7 วันที่ผ่านมา +2

    እግዛብሔር አምላኽ ጎይታ እየሱስ ይባርኩም ጀጋኑ የሕዋተይን መምሀራናይን እግዛብሔር ሐይልኹም እዩ።

  • @teklebrhantesfamichael7051
    @teklebrhantesfamichael7051 6 วันที่ผ่านมา

    This is Martin Luther way you guys. God bless you. Thank you Jesus.❤❤❤.

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 6 วันที่ผ่านมา

    ሀዋርያ እዝራ አገልጋሊ ፍጹም ከም ዚ ልበይ ኤኼም ፈዊሰኩሙና 🩵✝️🩵✝️🩵✝️🩵✝️🩵✝️✝️✝️🩵✝️🩵✝️🩵✝️

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 6 วันที่ผ่านมา

    You are absolutely blessed ✝️🩵✝️🩵✝️🩵✝️🩵✝️🩵✝️

  • @blexet
    @blexet 6 วันที่ผ่านมา

    Tbaatkum azyu des iluni n 4 amet dew abileyo ye yxli nere zmerhu abotat ktsiu nezzi xelot sle mnqal 100% zeykones 1000 % ysemame ye tebareku finally weledo nehmiah yu weledona twkluni abotat mrkabey edlegnaye

  • @temesgenkasahun2847
    @temesgenkasahun2847 6 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen Amlak Semai Imun Iyu.

  • @fevenfisshaye5790
    @fevenfisshaye5790 6 วันที่ผ่านมา

    God bless you brukat

  • @MeisjesYeras
    @MeisjesYeras 6 วันที่ผ่านมา

    Blessed more and more Geganu Ahwatey ❤❤❤

  • @-lf2vl
    @-lf2vl 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም የሕዋት እዚ ዘረባ እዚ - እንታይ ፍሬ አለዎ. ማለት ን ኡሱራትን አብ ዓዲ ዘለዉ ዘይተአሰሩ አመንትን፣ መሊሱ ንስደት ዘቃልዕ ነቲ መንግስቲ መሊሱ አብ ህልኽ ዘእቱ ደአ ከይከውን ከምቲ ደጋጊሞም ዝብልዎን ዝመስሎምን አይበልናንዶ ምስ ምዕራባውን ምስ ተቃወምቲ ፖለቲካ ዝሰርሑ እዮም ከም ዝብልዎ. ስለዚ መሊሶም ናብ ህልኽ ዘእትዎም ሐደ ሐደ ዘረባ ዶ ተዘሪቡ. ጽሑፍ ዝብል ራእ 22.11'12 ገፋዒ - እታ ጥቅሲ አንብቡዋ ከከም ግብሩ ዝፈዲ ጎይታ ክመጽእ እዩ.ራእ 13.9' 10 አንብብወን ናይ ቅዱሳን ትዕግስቲ አብዚ እዩ ዘሎ. ስትፋኖስ ኮነ ያቆብ ብዙሐት ቅዱሳን ተቀቲሎም ስለ አምነቶም - ጲጥሮስውን ተአሲሩ ንኽቅተል - ማሕበር እንታይ ጌራ ናብ አምላኽ እያ ጠሪዓ ጎይታ ንኹሉ ከከም ግብሩ ክፈዲ እዩ.

    • @amine4019
      @amine4019 5 วันที่ผ่านมา

      Etom zmotun bzuh ametat zteasrun whidomka dyom suk ktbl zgbeaka nska ika hawey

  • @beinyohannes1994
    @beinyohannes1994 7 วันที่ผ่านมา

    Blessed brothers

  • @Selam-z5w
    @Selam-z5w วันที่ผ่านมา

    ንስርዓት ክንእዘዝ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህረና እዩ። ንቓል ኣምላኽ ኣይትጻረሩ። ጎይታ መንግስቲ ኣምላኽ እዩ ሰቢኹልና ሓሊፉ ፡ ሃዋርያት ውን ከምኡ። እንበር እስራኤል እኳ ኣብ ኢድ ሮማውያን እያ ኔራ የሱስ ግን ካብ ሮማውያን ሓራ ከውጽኣኩም እየ ኣይበለን! ፖለቲካ ምድሪ ኣይሰበኸን። ዘአልኣለማዊ ሂወት እዩ ዘገድሶ ልዕሊ ኩሉ " ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ እዩ ዘገድሶ" ህይወት ስበኹ ። ያኢ ተፈታዊ ሾው ሲ ን ጸሎት መዋዓውዒ ክኸውን። ምስ ዓማጽን ቀታልን ሰብ ሓቢርካ ዝመጽእ ለውጢ የለን።
    1 Timothy 2 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ
    1-2: እምብኣርከ ስለ ዅሉ ሰብ፡ ብዅሉ ኣምልኾን ምርዛንን ሃዲእና ብዘይ ህውከት ምእንቲ ኽንነብርሲ፡ ስለ ነገስታትን ስለ ዅሎም መኳንንትን ልማኖን ጸሎትን ምህልላን ምስጋናን ኪግበር፡ ቅድሚ ዅሉ እምዕድ አሎኹ።

  • @azazplayzyt4496
    @azazplayzyt4496 6 วันที่ผ่านมา

    Wrong stelt neru ewe sile negestat kibl kelo mieti wengel eyu enber

  • @ajjb9552
    @ajjb9552 6 วันที่ผ่านมา +1

    Komalat ne amente aytewkulekum❌️❌️❌️