ናይ ሰላም ጀጋኑ፦ መደብ ምስ ሰማርን ተስፋይን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
  • ናይ ሰላም ጀጋኑ፦ መደብ ምስ ሰማርን ተስፋይን

ความคิดเห็น • 57

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 8 วันที่ผ่านมา +6

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ናይ ዘመና ሊቃዉንቲ

  • @SurafielSurafiel-hz4vg
    @SurafielSurafiel-hz4vg 8 วันที่ผ่านมา +5

    ኣታ ሩጉም ህዝቢ ነዛ zeleno show ክሳብ ሕጂ 23'2K ሳብስክራይብ ዘይትገብርሎም ካብዚ ዛዓቢ ትምህርቲ የለን ዘይትዕብዎም ነቶም ወረ ዝምህሩኹም ጥራይ ኡኩም ሳብስኽራይብ ትገብሩ ሩጉማት ይዕብዎም ነዞም ጀጋና ❤❤❤❤

  • @ghirmayyemane1979
    @ghirmayyemane1979 8 วันที่ผ่านมา +4

    Nay behqi bsulat sebat eyom. Qexlwo aqmi zelewo sebat eyom ❤❤❤❤❤❤

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 7 วันที่ผ่านมา +1

    ዮዲታ ዓባይ ሰብ!!💙🙏💙 ዓቕሊ ኢዮብ ከድሊየኪ ኢዩ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 8 วันที่ผ่านมา +1

    አብዚአ ዘለው ፍጥረት ሰብ ደቂ ሰብ ለባማት
    ሰምሀር ተስፋይ ዮዲት
    ጎረቤትኩም ዝኸውን ነዐኹምዕድለኛ እዩ እግዛአብሄር ይባርኽኩም
    ህዝቢ ትግራይ ለባማት ህዝቢ

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 5 วันที่ผ่านมา

    ሑመራይ ናፊቀ💔😭ዮዲተይ የቐንየልና❤❤

  • @user-hz1vk1of2e
    @user-hz1vk1of2e 5 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi jeganu ekum poww des zbel medebkum 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @milliontareke6728
    @milliontareke6728 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ nice one guys Thanks

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 8 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላማት ሓሰብቲ ኣሕዋት እቲ ቀንዲ ፀገም ናይዚ ከባቢ ትግርኛ እንዳተዛረብካ ትግራዋይ ንከይትበሃል ከይደቀስካ ምሕዳር እዩ። እቲ ናይኤሊት ኣምሓሩ እንተኣኾነ ስልጣና ተሓዲግና ካብዝብል እዩ ዝብገስ።

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion 8 วันที่ผ่านมา

    TIhawawswo alekum
    Mebzahtue bikim ekum tijedwo zelekum
    Hasabkum tray akemtu yibezih alo

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 9 วันที่ผ่านมา +2

    Little knowledge is dangerous
    This two think beyond there head
    A littile humility is good for your health guys

    • @nataneley
      @nataneley 8 วันที่ผ่านมา

      yes ten ku

    • @bynamtensae1165
      @bynamtensae1165 8 วันที่ผ่านมา

      CHi'D SaHsaH EntayAFLiTuka Te'Qa'N -Jealous

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gitup7918
    @gitup7918 8 วันที่ผ่านมา

    Ajokum Abay Disti boluwom n BIRGED NIHAMEDU

  • @peacelove7861
    @peacelove7861 8 วันที่ผ่านมา +1

    Both of you didn't come perfect , as human showing in progress it is not static Asena plant a stonemilion for the Eritrean political perspectives .
    You were very late,but as the old book says, even now is better .the best way is contribute what you can .......please.

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin 8 วันที่ผ่านมา +1

    የዲታ ሩኡይ ጌጋ አብ ሐደ ዩቱቤር ክካየድ ከሎ ብዓል ተስፉይን ሰምሀርን ክዛረቡ ኸለዉ አይትሰከፊ ሐቂ እዩም ድዛረቡ

  • @SurafielSurafiel-hz4vg
    @SurafielSurafiel-hz4vg 8 วันที่ผ่านมา

    ሰማር $ ተስፋይ ኹሉ ግዜ ብሉጻት ሰባት እዮም ዝተራኣዮም ዝዛረብ Yodit ግን 😅😂ክዕትፍኒዮም ኣይትፈትኒ ግደፊ ኣብዛ Tv ኣትየ ካኣርመኪ እየ 😂😂😂❤❤❤

  • @simretkahsay7326
    @simretkahsay7326 8 วันที่ผ่านมา

    ብጣአሚ ጡአም ደርፉ

  • @dansen1965
    @dansen1965 9 วันที่ผ่านมา +1

    Gena aytemaharcun Abbaguayra indablca zizireb tearemulu, Neziom zey kemaqum ab Nerwey zecaydiwo zelew, naybahaki hanextin mahartin, ijiamom ygebru alew, what about you guys?? Media nay NEKEFTI TISERHU ABGEZAQUM KOFF ILCUM KEM SICULAT.

  • @ዮዳሄ-ኸ5የ
    @ዮዳሄ-ኸ5የ 8 วันที่ผ่านมา

    ⭐👌💯💯

  • @weldeab9707
    @weldeab9707 7 วันที่ผ่านมา

    ምዝራብ ጥራሕ ያ ዕላማኹም ።

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 4 วันที่ผ่านมา

      ንስኻኸ እንታይ ዝገበርካዮ ኣለካ ድዩ? እቲ ድንቁርና'ሲ ከም ገበል ተጠምጢሙኩም መሳኪን!! ካብ እንስሳ ዘይትሕሹ ደናቁር በዚሕኩም ደኣ ተዛሪብካ'ኳ ክትልወጡ ዘይከኣልኩም!! ድንቁርናኻ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ።

  • @gm5215
    @gm5215 6 วันที่ผ่านมา

    ዘይ ከም ዕንድመና ንወስኮ ዝብል ህዝቢ
    እሞ እንዳተቐጥቀጠ ተባዕ አደ ክትሰምዖ ዘሔብን ዘሔጉስ ህዝበይ ካብ ራዕዲ ውጻእ

  • @AfariMad.SleuthExportedSalt
    @AfariMad.SleuthExportedSalt 7 วันที่ผ่านมา

    ቀውሲታት አክላቫት

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf 8 วันที่ผ่านมา +1

    You are missed understanding about tigrreans are level in this country, they're supporiiur than anyt national encluding ertreans, believe or not, that's way shaebias and pp are collaborated to distroy tigrreans, but you couldn't win,

    • @user-cz1zz2gk2g
      @user-cz1zz2gk2g วันที่ผ่านมา

      ትግራይ ኣላ ድያ 😂😂😂

  • @negasiargebre6394
    @negasiargebre6394 8 วันที่ผ่านมา

    Abxelot si mis andat tesamamiekum

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 6 วันที่ผ่านมา

    አኼባ ዑኑዳት ነይሩ

  • @simretkahsay7326
    @simretkahsay7326 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion 8 วันที่ผ่านมา

    Yodita nifieti eki

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 7 วันที่ผ่านมา

    Stop destroying eachother...leave Asna is news..Wow...this so incredibly confusing

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 8 วันที่ผ่านมา +1

    ሰማርን ተስፋይን
    እቲ ንትግራይን ትግራዎትን መሊኦም ከጥፍእ ካብ ኣብይ ብልጽግና ፓርቲ ትልእኾ ዝተዋህቦም ናይ ጥቕምን በለጽን ዕሱባት ጌታቸው ከዳን ጻድቃን ሓጢ ኣን ደጊፍኩም ከይሓፈርኩም እንተተዛሪብኩም ኣማን ኤል ኣሰና ኸ ንበዓል ደብረጽዮን እሙናት ናይ ህዝቢ ትግራይ ወገን እዩ ኢሉ ሓሳቡ ምሃቡ ንዮዲት እንተመጎተትኩም መሰላ ትዕፍንዎ ኣለኹም። ኣብ ዘይትፈልጥዎ ኣቲኹም ሲ ት ዛረቡ ኣለኹም ብስራት ዝበሃል ገበነኛኸ ታሪኹ ብግቡእ ትፈልጥዎ ዲኹም?

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 6 วันที่ผ่านมา

    ጭዋ ህዝቢ ደሞክራሲ አብ ትግራዩ ተጀሚሩ ወያነ ምስቲ ኹሉ ጉድለት አሎ ይሃልዎ አንበር ናይ ሓቒ ንጽነት ንጽነት ዘልዎ ህዝብዩ።

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 8 วันที่ผ่านมา

    Why don't you stop talking about birgenhmd stop stop please

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 7 วันที่ผ่านมา

    ዮዲት ወሽላኽ ሕብረተሰብ እዩ

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 8 วันที่ผ่านมา

    🎉 ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ መንነቱ ብሰንኪገዛእቲ ዝተኣታተወ ናይፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ርዒምካ ካብ ክሕደት መንነት ብዝዘለለ ናብምጥፍፋእን ምቅትታልን ተበጺሑ🎉 እታ እንኮ መድሓኒት ተፈጥሮ ዝዓደለካ መንነት ምእማንን ምምላስን ጥራሕ እዩ🎉

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion 8 วันที่ผ่านมา

    Gn bizuh tihwtitu alekum eskum ke entay chibti alekum
    Day tenkefekum nitekalesyi aytitenkifu kimenatat ekum
    Ab media slezeyemxkum tixarefu kinue aykonen

  • @Dansen19658
    @Dansen19658 8 วันที่ผ่านมา

    Yodita neziom sebat hasabom kigelxu zeyconu ; bizahba calot bizihibom kimilisu iyom zimexu; bidifret imnetat yebachiu, yxarefu, neziom bimimxaki cab zitekmiwo zigodiuwo hibretesb iyom.
    Bid azur nisebat kikotlu ygsgusu. Nisatom tirah smart caleotgin zigageyu.

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 7 วันที่ผ่านมา

    WHAT ARE TALKING ABOUT. WHAT DID ASINA DID?

    • @nataneeel
      @nataneeel 5 วันที่ผ่านมา

      forget it

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 7 วันที่ผ่านมา

    STOP LET YODITA SPEAK!!!@

  • @awetmeles5743
    @awetmeles5743 8 วันที่ผ่านมา

    ዮዲታ ሓፍትና ሰላም ንዓኪ
    √መደብኪ ይከታተሎ እየ
    √ከም ኣነ ጭብጢ መደብኪ ናይ ሰላም ጀጋኑ እንኮሎ ዝበዝሕ እዚ መደብ ግን ብዛዕባ ኤርትራ ሃገራዊ መንነት ኾዩኑ ተሰሚዕኒ
    √እቲ ኣብ ትግራይ እናተገበረ ዘሎ ዋዕላ ናይ ህዝቢ ምስ መንግስቲ እንትኾን ጌታችው ከም ሕውሓት ኮይኑ ዘይኮነስ ከም መንግስት ኮይኑ እዩ እትምንታይ መንግስትን ውድብን ክፈላለዩ ሰለ ዘለዎ
    √ዮዲታ ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ብልጫታትና እናጉላሕና ተረባሕቲ ንኮን ኢለ ስለዝኣምን እቶም ዕዱማት ኣጋይሽኪ ካብ ክልቲኡ ህዝቢ ወከልቲ ብሓንሳብ ተተቅርቢ ኣመና ምመቀረ ኢለ ያምን
    √ተጋሩ ርዲኢትና ብዛዕባ ኤርትራ ሃገራዊ መንነት ብባዕልና ተዝግለጽ ካብ ከምዚ እዮም ዝሓስብ ተባሂሉ ጉጉይ ምልካታ ዝህብ ንኣብነት ካብ ውድባት ትግራይ ፡ ውዳበ ዘይብሉ ከም እኒ ኣስጎዶም ዝበሉ ካልኦት ተተቅሪቢ
    እዚ ወዳሓንኪ።

  • @okubaygoitom232
    @okubaygoitom232 9 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 8 วันที่ผ่านมา

    ሻዕቢያ አመንዝራ ብሕስድና ክፍአትን ብቕትለት ዝተጨማለቐ ውድብ ዝብኢ ክገሓጥ አይኮነን ንፋስ ሓዊስካ ኢኻ ትጉሕፎ ጃሱሳት ጠላማት

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 8 วันที่ผ่านมา

    ሽም ከይጠቀስኩም ተዛረቡ እያ ትብለኩም ዘላ ግለ ሰብ አይተጥቅዑ እያ ትብለኩም ዘላ

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 8 วันที่ผ่านมา

    ሓቅኻ ተስፋይ; ናይ ትግራይ ፖለቲካ; ካብቶም ተጋሩ ፖለቲከኛታት ንላዕሊ በዓል ዮሴፍ ገብረሂወትን ትማሊ ዝተፈጠርኩም ሠመረ; ተስፋይን ካልኦት ውሑዳት ኤርትራዊያን እዩ እንኮላይ ምስ መዋፅእታቱ ተረዲእኩም ዘሎ::

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 8 วันที่ผ่านมา

    ሰማርን ተስፋይን
    እቲ ንትግራይን ትግራዎትን መሊኦም ከጥፍእ ካብ ኣብይ ብልጽግና ፓርቲ ትልእኾ ዝተዋህቦም ናይ ጥቕምን በለጽን ዕሱባት ጌታቸው ከዳን ጻድቃን ሓጢ ኣን ደጊፍኩም ከይሓፈርኩም እንተተዛሪብኩም ኣማን ኤል ኣሰና ኸ ንበዓል ደብረጽዮን እሙናት ናይ ህዝቢ ትግራይ ወገን እዩ ኢሉ ሓሳቡ ምሃቡ ንዮዲት እንተመጎተትኩም መሰላ ትዕፍንዎ ኣለኹም። ኣብ ዘይትፈልጥዎ ኣቲኹም ሲ ት ዛረቡ ኣለኹም ብስራት ዝበሃል ገበነኛኸ ታሪኹ ብግቡእ ትፈልጥዎ ዲኹም?

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 8 วันที่ผ่านมา

    ሰማርን ተስፋይን
    እቲ ንትግራይን ትግራዎትን መሊኦም ከጥፍእ ካብ ኣብይ ብልጽግና ፓርቲ ትልእኾ ዝተዋህቦም ናይ ጥቕምን በለጽን ዕሱባት ጌታቸው ከዳን ጻድቃን ሓጢ ኣን ደጊፍኩም ከይሓፈርኩም እንተተዛሪብኩም ኣማን ኤል ኣሰና ኸ ንበዓል ደብረጽዮን እሙናት ናይ ህዝቢ ትግራይ ወገን እዩ ኢሉ ሓሳቡ ምሃቡ ንዮዲት እንተመጎተትኩም መሰላ ትዕፍንዎ ኣለኹም። ኣብ ዘይትፈልጥዎ ኣቲኹም ሲ ት ዛረቡ ኣለኹም ብስራት ዝበሃል ገበነኛኸ ታሪኹ ብግቡእ ትፈልጥዎ ዲኹም?