ጋሻና ኣቶ ተመስገን ጎይትኦም ሓደ ካብቶም መስረቲ ብሩህ መጻኢ ኢዩ። ኣብ ብሩህ መጻኢ ዘሎን ዝተፈጠረን ክንዝቲ ኢና።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ኣብ ውሽጢ ብሩሕ መጽኢ ተፈጢሩ ዘሎን ከመይ ይኸይድ ኣሎን ከብርሀልና ኢዩ።

ความคิดเห็น • 26

  • @ZaryeBarye
    @ZaryeBarye 3 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ ኣገላልጻ ተምየ ወዲ ባት ጽቡቕ መደብ 💙💙💙🌿🌿🌿

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 3 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    Betami Betami Betami dess zebel amlak esral yebareka temesgen hawey.
    ኩሉ ዘረባኻ ንጹር አዩ. ብዛአባ ቡሩህ መጻኢ ኣዝየ ሰንቢደ ሙሉአ ሰብ የልን ግን ከም ዉፉይ ከሲሮም ክንደይ ህዝቢ ክሰኤብ ዝሓሰበ ሞራሉ ተንክፎም.

  • @arayakidane2102
    @arayakidane2102 3 วันที่ผ่านมา +3

    Good job

  • @gobaykidanne6082
    @gobaykidanne6082 3 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ብሩህ መጻኢ ብዙሕ ሰብ እምነት ኣሕዲሩ ነሩ ሕጂ ገን ከምተን ዝሓለፋ ዉድባት ናብ ዉድቀት ኣምሪሓ

  • @adbt3565
    @adbt3565 3 วันที่ผ่านมา +4

    ንበየነ ውፉይ ኣውሪድካ ወይ ዘይ ሓላፍነታዊ ተቃላሲ ኢልካ ንመኮነን ምዕዳም ዋ ፡ እዛ ነገር እንተ ዘይ በሪሃ ኣነ ኣባል ብሩ መጻኢ እየ ፡ ዮናስ ማስቲካ ድዝውራ፡ ስማዊ መራሒ ዳዊት ኣፍልጦ፡የብሉ ድፍረት፡የብሉ ኮንፊደንስ የብሉ ብየናስ ድሽክርከር ፈጺመ ኣይድግፎን ፡ኣብ ጎድኒ ውፉይ ኣለኩ ፡ ኤማ ሓውና ኣጆካ ጅግና ኢካ ኣብ፡ጉድንካ እየ ፡

  • @gergisandemariyam7039
    @gergisandemariyam7039 2 วันที่ผ่านมา +1

    Nskum eikum ktxariwa zelokum please tetenkeku mexaweti aytkunu❤

  • @popecarinotes7082
    @popecarinotes7082 3 วันที่ผ่านมา +3

    ንፉዕ ኤማ ቀጽሎ

  • @gergisandemariyam7039
    @gergisandemariyam7039 2 วันที่ผ่านมา +1

    Yes ktnekhlom alokum

  • @GenetTesfay-x8n
    @GenetTesfay-x8n 3 วันที่ผ่านมา +4

    Yonas mastika is hgdef eyu

  • @aniesfamil1
    @aniesfamil1 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኣነስ ከምዞም ደቂ ኣከለ ጉዛይ ግርህነት ድና ክንብሎ ድንቁርና ኣብዛ ቡሩህ መጻኢ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ከተማ ካብ ካልእ ኣውራጃ ከም ሰለያ ካብ 1ክሳብ 3 ኣባላት ኣለዉዎም ንሶም ከኣ ንክፈላልይዎም ኣብ መንጎም ኣትዮም ይጎጃጅልዎም የተሃራርምዎም ነንሕድሕዶም ሽዑ ኣውራጃዊ ኢካ ናብ ዕቃር ወሪድካ ዶ ገለ ኢንዳ በሉ ልኽዕ ከም ኣክላባት ተስፋጽን ዝገበራ ዝገብሩ ኣብ ቡሩህ መጻኢ ከኣ ኣክላባት ዮናስ ማስቲካ ዋላ ቃላቱ ከይተረፈ ስታይል ናቱ ንክላበሱ ስርኦም ኣውጺኡ ተጋሲስዎም ሕጂ ርእሰ ምትሓት ገሮም ኣውራጃዊ ከይበሃሉ ጃጅዮም ዉዱቃት

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 3 วันที่ผ่านมา +1

      እታ ጸርፊ ገዲፍካ ጥዋሓጥ ዘረባ ኣነ በቲ ኣውራጃ ምሕደራ ወዲ ሓማሴን እየ ።ዮናስ ማስቲካ ከምዚኣ ጌሩ ንውፉይ ከም ዝቅንጽሎ ፍሉጥ እዩ ነይሩ።እቲ ናይ ወረዳ ናይ ገለ ዝብል ናይ ዮናስ ማስቲካ ቀሊል ዘረባ ኣይኮነን ንዉፉይ ከመይ ጌርካ ትቅንጽሎን ትንጽሎን እዩ ዕላምኡ ። መንእሰይ ኣስተውዕለሎም ገለ ደቂ ሓማሴን ኢና ባሃልቲ ይኩኑ ባዓል ማስቲካ ዕላምኦም ፍርሂ ናይ ኣኮለጉዛይን ነብሰምትሓት እዩ።

  • @RafuWoldegebriel
    @RafuWoldegebriel วันที่ผ่านมา

    👍

  • @help-z2q
    @help-z2q 3 วันที่ผ่านมา +2

    Abey alo qalsom bael eti abo wenber nkulu qalsi ziqawem teqalasay n beal dawit higdef elkum sigeguwom nbael ezi hzkum wudub kitkonu kem huwahat blxigna atyuwo zelo beyene nezi zeynbib teqalasi eyu ezi wexa hizbi gedifu teqalesti yiharm kab sebeytu nalaeli higdef nsu eyu. Zihate kulu ab teqawmti ( wudub) keatu mermuru nhigdef kehegusu sltan zeyblu kelo kab sulatan alinayo kabzi nalaeli xelai abey kitrekbu ekum higdef bejakum xbah kalie kigebru eyom .

  • @GenetTesfay-x8n
    @GenetTesfay-x8n 3 วันที่ผ่านมา +1

    Tselmat metsae

  • @mediafamily2023
    @mediafamily2023 3 วันที่ผ่านมา +1

    Kmzi gerka nti hzbi mglats tsbuk eyu 💙

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 3 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹✌️✌️

  • @aslizere4977
    @aslizere4977 วันที่ผ่านมา

    👋💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙

  • @tumzghiahaza8656
    @tumzghiahaza8656 3 วันที่ผ่านมา +1

    Selam selam ema kem eu wn temesgen

  • @Berketsaimon
    @Berketsaimon 2 วันที่ผ่านมา

    እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ እዚ ወዲ ቕድሚ 3 ዓመት ዝተባረረ ሰብ ኣፍልጦ ዘይብሉ ኣፍልጦ ከም ዘለዎ ክትንትን መጺኡ::
    እንኾ ኣብ ዓለም ክረዳዳእ ዝይክእል ሰብ ተመስገል ዩ::
    2 ግዜ ዝተሰደት ሽማግለ እንታይ ኢልካያ??

  • @tumzghiahaza8656
    @tumzghiahaza8656 3 วันที่ผ่านมา

    Ab bruh metsaei merzamat atman alewu

  • @eritr
    @eritr 3 วันที่ผ่านมา

    Komalt Agame

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 3 วันที่ผ่านมา

    ገምጋ፡ግበሩ፡ካብ፡ንብል፡ዓመት፡ኮይኑ።

  • @amanualsolomun5786
    @amanualsolomun5786 3 วันที่ผ่านมา

    ሓሶት ኢካ ትዛረብ ዘለካ

  • @GenetTesfay-x8n
    @GenetTesfay-x8n 3 วันที่ผ่านมา

    Tselmat metsae