EMN -መመረቕታ መጽሓፍ ውልዶ መንእሰይ ኤቨን ሃብቶም - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 49

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 ปีที่แล้ว +6

    He is matured than his age. Great job ❤️ 🇪🇷

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 ปีที่แล้ว +6

    አሰይ ሽኮር የዕብኻ ቀጽሎ ዓቢ ይግበርካ ሽኮር ኤርትራዊ
    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 ปีที่แล้ว +5

    ብመጀመርታ እንቆዕ ሓጎሰካ መንእሰይ ደራሲ ኤቬን ሃብቶም።
    መጽሓፍ ጺሒፍካ ኣብ ድርሰትን፡መመረቅታን'ሞ ኣብ ክሊይ(16) ዓመት።ኣብ ህዝቢ ከተቅርብ ኣዝዩ ረቂቅ ብልሒ ጥራይ'ዩ ክብሃል ዝከኣል።
    ምክንያቱ መጽሓፍ ክትጽሕፍ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ።
    እቲ ዘክብዶ ከኣ ንህዝቢ ሓቀኛ መልእክቲ ትሕልፍ ክሳብ ዘለካ ረቂቅ ብልሕን፡ተመክሮን፡ኣፍልጦን የድሊ።
    ኣብ ሃገርና ቢዙሓት ጽሓፍቲ ፈርዮም'ዮም።ግን ብሰንኪ ዝተፋላለዩ ገዛእቲ።ባህልናን፡ልምድናን፡ሃይማኖትናን፡ቆንቆናን ክድውኑን፡ክድምሱሱ ድሌትን፡ዕልስማን ስለ ዝነበሮም።
    ነቲ ዝጽሓፍ ዝነበረ መጽሓፍቲ የቃጽልዋን፡ናብ ህዝቢ ከይበጽሕ ብዝተፋላለየ ኣገባብ ይዕንቅጽዋን ነይሮም።
    ሕጂ ግን ሳላ ብረታዊ ቃልሲ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ምምስራት ህዝባዊ ግንባር ማእለያ ዘይብሎም መጽሓፍቲ ይጻሓፉ ድለዉ።
    እቶም መጽሓፉ ናይ ሃይማኖት ማለት ታሪክ ወይ ገድሊ (ቁዱሳን)፡ናይ ታሪክ፡ናይ ፍቅሪ፡ናይ ባህልን፡ልምድን ኣናባብራ ቤሄራት ኤርትራ፡ናይ ዝተፋልስለዩ ጀጋኑ ዜጋታት ኤርትራ፡ጅግንነት ናይ ጛል ኣንስተይቲ ኣብ ብረታዊ ቃልስን፡ማሕበራዊ ናብራን፡ናይ ኣማጻጽኣ ቆንቆታት ኤርትራ•••ወዘተ ተጻሑፎምን፡ይጻሓፉን ኣለዉ።
    ስለዚ እዚ ዉልዶ መንእሰይ ናጽነትን፡ዕድልን እንተ ዘይረክብ ነዚ ዕድል ወይ ዕቤት ናይ የእምሮን፡ብልሓትን፡ጸጋን ምሮኮቦ ዶ?
    ከውሲ ወከፍ ኤርትራዊ ነቲ ናጽነትን፡ናጻ መሰልን ወይ(ናጽነት ናይ ፕረስ)፡መሰል ናይ ምጽሓፍን፡ምድራስን ጅፈልጦን፡ክርደኦን ይግባእ።
    ብዝኮነ መንእሰይን፡ደራስን ኤቬን ሃብቶም እዚ ናይ መጀመርታ'ምበር ናይ መውዳእታ ኣይኮነን።
    ህዝቢ ኤርትራ ካባካን፡ከማካ ዘኣመሰሉ በላሕቲ መንእሰያት ሓደስቲ ወሎዶ ብዙሕ'ዩ ዝጽበየኩም ዘሎ።
    ኣጀካ ኣይትሕመቅ፡ዝናን፡ሽምን፡ዋሃ ዋሃ ምባል ናይ ደቂ ሰባት ከይስክረካ ወይ ትዕቢት ክይሕድረልካ ምጥንቃቅ የድሊ ኣብ ልዕሊ ልባናካ።
    ምክንያቱ ኣብ ንእስነትካ ብተንኮል ተበጊሶም፡ብቅንኢ፡ብሓቀኛ ድሌት፡ብረብሓ ክንእድካን፡ክሻድኑካን ወይ ኣብ ዘይተደሌ መንገዲ ክመርሕካ ዝክእሉ ደቂ ሰባት ስለ ዘለዉ።

  • @sawatube
    @sawatube ปีที่แล้ว +7

    አሰይ ዝወደይ መመሊሱ ጎይታ ይባረክካ

  • @yerdanos1180
    @yerdanos1180 ปีที่แล้ว

    Tebare Aven bruh eyu mestaeka 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹👏👏👏🍯🍯🍯🍯🍯🍯zwedey

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን, ጥዕናን, ይሃብካ, ፈጣሪ, ዝወደይ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 ปีที่แล้ว +3

    ሓበን ሃገር ብሉጽ መንእሰይ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ !!!
    ኣምላኽ ይባርኽካ
    ቀጽሎ ኮ ር ኢ ዳ❤
    ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari4228 ปีที่แล้ว +4

    Ajoka Aven
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @nighistighebrekristos51
    @nighistighebrekristos51 ปีที่แล้ว

    Edimen tienan yhabka amlak yhagzka ❤❤❤❤❤❤🎉🇪🇷🇪🇷💖

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 ปีที่แล้ว +2

    ኣንበሳ ሽሕ ግዜ ኣንበሳ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጽሎ ቀጽሎ ዝሓወይ/ዝወደይ 👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 ปีที่แล้ว

    edmen tenan yhabka fetari aboyy amien bahaqi

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 ปีที่แล้ว

    WAWU !!!
    AMLAK YBARKKA HAYLI YHABKA ILL ELLLL

  • @madelinaandersson9231
    @madelinaandersson9231 ปีที่แล้ว

    Bravo 👏 🇪🇷🥰

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 ปีที่แล้ว +3

    ብራቮ ኤቡ አጆኻ እዚ ወደይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 ปีที่แล้ว +2

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️

  • @ayobmuzzollo478
    @ayobmuzzollo478 ปีที่แล้ว +1

    Lebam menesey . Your futurity is bright. Keep it up .❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌

  • @letina1242
    @letina1242 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarkkum yhagzkan z wedey

  • @saradaniel5579
    @saradaniel5579 ปีที่แล้ว

    Nufue bravo qexlo Evu ambesa

  • @eregreat2038
    @eregreat2038 ปีที่แล้ว +1

    ብሐቂ ንፉዕ: ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ: ቀጽሎ።❤❤❤

  • @rigattekeste2582
    @rigattekeste2582 ปีที่แล้ว

    ንፊዕ ዝወደይ ኣጆኻ ቀጽሎ ሃ ኢልካ ኢዩ ለ ዝባሃል እሞ በርትዕ ኢኻ።

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 ปีที่แล้ว

    ንፉዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🙌🙌🙌

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว +2

    Welcome deki Eria

  • @militesfay6469
    @militesfay6469 ปีที่แล้ว

    Kabqa bezuh ena nesbe araya nay kulu menisey eqa God bless you 💖

  • @mussiegebreyesus71
    @mussiegebreyesus71 ปีที่แล้ว

    Bravo eaven qexlo ❤❤

  • @asmawitmehari2100
    @asmawitmehari2100 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy Shikor ❤
    May God Shed his Grace on you Ambesa 👍🇪🇷

  • @sawatube
    @sawatube ปีที่แล้ว +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉 አንበሳ ወዲ ኤረይ

  • @wintughebrebrehan2013
    @wintughebrebrehan2013 ปีที่แล้ว +2

    Ajoka egzabiher xega yebzehalka

  • @rahwaberhe7474
    @rahwaberhe7474 ปีที่แล้ว

    Good job my little bro❤️🇪🇷

  • @Hzbawit
    @Hzbawit ปีที่แล้ว

    You got allredy a bright begning📝📚📊

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷 😍😍❤❤🙏

  • @mislalmaashow3533
    @mislalmaashow3533 ปีที่แล้ว

    Cute 🥰

  • @optimisticman3412
    @optimisticman3412 ปีที่แล้ว

    Well done young man keep it up.

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 ปีที่แล้ว +1

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 ปีที่แล้ว +3

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว

    @ EMN, keep it up the great job 👏 👍 👌. 🇪🇷🫡🇪🇷

  • @lulatekle5905
    @lulatekle5905 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏💯💯✅✅💐💐

  • @betielsimon8045
    @betielsimon8045 ปีที่แล้ว +1

    ብራቮ ቀጽሎ ኢካ ሓደራ

  • @samsongebrehiwethager
    @samsongebrehiwethager ปีที่แล้ว +3

    ብመጀመርታ ንኣዳለውቲ EMN ከመስግነኩም ይደሊ ፡ ከምዚ ጌርኩም ንኣብነታውያን መንእሰያት ኣብ social media ፡ ዓዲምኩም ከተምጽኡ ከለኹም ፡ ነቶም ተቅርብዎም ሰባት ሞራል ፡ ንዓና ተኸታተልቲ ከኣ ኣብነት ኢዩ እሞ ፡ ቀጽልዎ ይብለኩም። ሓውና ኤቨን ድማ ፡ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ፡ ቀጽሎ በርትዕ ይብለካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ካብ ሕጂ ከኣ ኣበርቲዕካ ክትሰርሓሉ ይላበወካ ። እግዚኣብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ ❤🇪🇷

  • @adyamyakob6736
    @adyamyakob6736 ปีที่แล้ว +2

    Menesey welodo nqdmit jigna

  • @hashensunn9482
    @hashensunn9482 ปีที่แล้ว

    ሓያል መንእሰይ ቀጽል።

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha9491 ปีที่แล้ว

    BAL NEWIH ADME CUN NADME YGBERELCA TEMHAR ECA PREIDENT CTCEWN NMETSAI

  • @letina1242
    @letina1242 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarkkum yhagzkan z wedey