EMN - ሕክያ ወዲ ከረን ( ራብዓይ ክፋል )- Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2022
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - ሕክያ ወዲ ከረን ( ራብዓይ ክፋል )- Eritrean Media Network

ความคิดเห็น • 253

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay5870 2 ปีที่แล้ว +65

    ክላዋእ ወዲ ከረን ኣደስ ንዓካ ወሊዳ ትምከን ክምህ ዘይብል መምህር ህይወት ተስፋ ፡ሓቦ ኒሕ ፡ሃገራውነት ፡ኣድሃ " ረባዕ ውላድ ገመል ምድረበዳ " ወዲ ህዝቢ ቅርሲ ኤርትራውነት ንበረልና ኣብ ጎንካ ኢና ዘለና ኣዒንትና ሰለም ኣየበልናን።

  • @user-cr5hv7ps9j
    @user-cr5hv7ps9j 2 ปีที่แล้ว +28

    ዮናስ ሓውና ቀጽሎ ኩሉ ግዜ ኣምጻልና ንሕጎስ ኢና ንስሕቅ ጭንቀትና ይራገፍ ኣሎ

  • @gebrielabayre4483
    @gebrielabayre4483 2 ปีที่แล้ว +15

    ወዲ ከረነይይይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷(ሓበን🇪🇷 ሃገር) ሓላልል ፍጥረት ኢካ'ሞ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ እግዛቢሔር ኣምላኽ🙏🤲🙏 ምስ ስድራ ቤትካ ንዓና ክሕሸና።🇪🇷🌏🇪🇷

  • @thewinnermichael6270
    @thewinnermichael6270 2 ปีที่แล้ว +30

    ወዲ ከረን ጅግና ጽሩይ ልብን ሕልናን፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @thewinnermichael6270
    @thewinnermichael6270 2 ปีที่แล้ว +24

    ሓውና ዮናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። የቐንየልና ዝንኣድ ስራሕ፡ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽል። ብመደባትኩም ሕጉሳትን ዕጉባትን ኢና። ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ዓወት፡ኣሳልጦን ጥዕናን ይምነየልኩም።

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 2 ปีที่แล้ว +14

    እወ ብሓቂ 🇪🇷 ሻድሸይትን ወሳኒትን ሕዋስና እያ 🇪🇷♥️🌹💪🇪🇷

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 2 ปีที่แล้ว +18

    ወላካ መስሓቅ ተዋህቦ ረቢ ይኩን እምበር መዓልታዊ ንጥፈታት ሂወት ከባቢካ ምዕዛብን ምንባብን ውን ሓጋዚ ተመኩሮ ኢዩ፡ ሓርበኛ ወዲ ከረን ግን ከም ብጾቱ ነዚ ብልጫታት ንህዝቡን ሃገሩን ወፊዎ፡ ዓወት ንሓፋሽ✌🏽

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 2 ปีที่แล้ว +33

    ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ወዲ ከረን ሞራር ዩ

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 2 ปีที่แล้ว +14

    ናይ ብሓቂ ወዲ ከረን በሊሕ ሰብ
    ብፍላይ ድማ እታ ወዲ ሰብ 5 ህዋስ ኣለዎ
    ኤርትራ ድማ 6 ህዋስና እያ ትብል ተራር ቃል

  • @milatadam196
    @milatadam196 2 ปีที่แล้ว +21

    ወዲ ከረን ቑምነገር ምስ ዋዛታት ምስ ፍሉይ ድምጺ thank you yonas

  • @dahlak8721
    @dahlak8721 2 ปีที่แล้ว +23

    ጅግንነት ነዞም ቀዳሞት ወላድና ኣያታትና ዘርክብ ብፍጹም የለን ከርዕና ብኣኩም

  • @divtekie5472
    @divtekie5472 2 ปีที่แล้ว +16

    ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ምስ ስበይትኻን ደቕኻን ከማኡ እውን ጋዜጠኛ ዮናስ

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 2 ปีที่แล้ว +20

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ናይ ብሓቂ ወዲ ከረን ሰሚዕካ ዘይምኖ ዋዛ ምስ ቁምነገር ጆኳር ኢኻ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ የናስ ሓውና ድማ ብልቢ ነመስግነካ 🇪🇷👌❤️🇪🇷👌❤️🇪🇷👌❤️

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 2 ปีที่แล้ว +16

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @azmeraswet4933
    @azmeraswet4933 2 ปีที่แล้ว +12

    ሕቡን ኤርትራዊ ወዲ ከረን ጻዓዳ ንበረልና ብሓቂ ጅግና ወዲ ህዝቢ ።ዮናስ ድማ በቲ ተምጻኣልና መደባት ካኣ ኣዚና ኢና ንፈትወካን ንንእደካን ቀጽሎ ኣብ ጎንካኣ ኣለና።

  • @huriasaid6708
    @huriasaid6708 2 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ተጋዳላይ ወዲኸረን ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዘይ ምነው ጥዑም ዕላል . ዬናስ ሐውና ክብሪ ንዓኻ ይኹን ነዞም ረዘንቲ ሰባት ምስ ህዝቢ ምል ላይካ ብጣሚ የመስግነካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💫⭐️

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 2 ปีที่แล้ว +14

    ጥዑማት ዕላል ዋዛ ጅግንነት ላዛ ዘለዎ ዬናስ ምስ ወዲ ኸረን ብሰላም የራኽበና አሜን ሰሰናዩ

  • @shgnaberhe-6686
    @shgnaberhe-6686 2 ปีที่แล้ว +13

    እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ብሉጻት ደቂ ኤረይ፡ ቅድሚ ምርኣየይ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ።

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 2 ปีที่แล้ว +12

    ልዙብ ዕላል ቀደም ጽቡቕ ኢዩ ብሓቂ ወዲ ከረን ሓላል ቀጽል ጥራይ ኣጆኻ።

  • @selamsolomon254
    @selamsolomon254 2 ปีที่แล้ว +15

    ዮናስ ሐወይ ክሳብ 1000 ክፍል ግበረልና በጃኻ በጃኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷