#Dedebit_2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 23 ก.ย. 2024
- Copyright @Dedebit Media Official
ደደቢት ሚድያ ንምሕጋዝ / To support Dedebit Media
*********************************************
GoFundMe: gofund.me/8aa9...
PayPal: www.paypal.com...
ቀዋሚ ኣባል ንምዃን/To be a member: / dedebitmedia
A raffle organized by Dedebit Media ብደደቢት ሚድያ ዝተዳለወ ሎተሪ/ዕጫ: go.rallyup.com...
ደደቢት ሚድያ ንምስዓብ | To follow Dedebit Media
************************************************
ዌብሳይት/Website፡ dedebit.org/
ቴሌገራም/ ፡ t.me/dedebitme...
ፌስቡክ/Facebook (Mekelle Studio)፡ / dedebitmediastudio2
ፌስቡክ/Facebook (Australia Studio)፡ / dedebitmedia
ትዊተር/Twitter፡ / dedebitmedia
ዩቱብ/TH-cam (Mekelle Studio): / @dedebitmediaofficial
ራምብል/Rumble፡ rumble.com/c/D...
ቪሞ/Vimeo: vimeo.com/user...
ጅግና ተጋዳላይ ተንታኒ ወድህዝቢ ጋዘጤኛ አውን ጅግና መንእሰይ ናይህቢድምፂ ቀፅልሉ።
ብሬ ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንተና❤❤❤❤❤❤
Bravo 👏 Bravo 👏❤️💛 ጅግና ❤️ ጅግና 👏🌹❤️
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ልፍዓተይ።
ጅግና ሰብ ቀፅለሉ
ብሬ ጅግና ቀፅለሉ አይትጥፋእ
ብሬ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፅቡቕ ኣለኻ ቀፅለሉ ደደቢት ሚድያና 'ውን ኩሉሻዕ ድምፂ ህዝቢ ኢኹም በርትዑ ኣምላኽ ይሓግዝኩም🙏🙏🙏
ሰላም ብርሃነ ሐው ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤️💛
ፅቡቅ ናይ ትምህርቲ እዋን ይግበረልካ ብሬ ሓውና ካብ ፓለቲካ ትግራይስ ኣይትጥፈአና ድኣ
Amelak yehaleweka thanks for all ❤️❤️❤️❤️❤️🌺💐🌷🌺💐🌷🌸
ጅግና ተጋዳላይ ትግራይ ካብትኾርዐሎም ሐደ ኢኻ ❤❤❤❤❤❤
ዋው ብርሃነ ጀግና ኣጆካ ቀፅለሉ
ሰላም:እሕዋት:ፅቦቅ:ገለፃ::👍👍👍👍👍
ሰላም ብርሃነ ሃዉና ጅግና ደዎል ህዝብ ትግራይ ሰብ ዝሰዓነ ሰብ ንፉዑ ትግራዋይ በዓል መትክል ርዕስይ!!!
ብሬ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
ብርሃነ ካብቶም ዘድንቆም ስብ ሓደ እዩ
Thank you both 🙏
ህዝቢ ትግራይ ይስዕር👏💪
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ኣታ ጅግና ሓውና ትግራዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግና ሓሳብካ ሓሳብካ ኣብደምሱር ህዝቢ ትግራይ ዝኣቱ እዩ
ብሓቂ ናይ ብርሃነ ሪኢቶ ሙሉእ ብሙሉእ ትክክል እዩ
thank' u brhane G/gergise for deep and truly information give you to our people and please dedebit media transmit in tv b/s our people not listen in tube.
ብሬ ጀግና💖💖🌹🌹🌹🌷💕🌺💝💝👏💓💓
ሰክስ ፉል እዩ ብሬ ቶሎ እናመፃእኻ መብርህ እንተትበና ቀፂለሉ
❤❤❤❤❤ብርየ ቡሱል ጅግና❤
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ
Hover talk miskin he talk too much hovering peoples name , I never see a spoiled little boy hired by sibhat gang now the dump him , used and throw byeee
ጀጋኑና ቀፅልሉ
ብሬ ክንድሽሕ ፅፁይ መረዳእታ
ናይ ዳንኤል ብርሃነ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርኩም ነዚ በሊሕ ሃገራዊ ሰብ ምዕዳምኩም ❤🎉
Thanks ❤❤❤
Kemaka zebele Jegna yebezehayo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
God bless you our hero 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉❤❤❤
ብጣእሚ ጐበዝ ተንታኒ እካ ኣድኒቀካ❤❤❤
ሐቂ ❤️💛🙏🙏🙏
Dedbit ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሰላም ብርሃነ ጅግና! እንዃዕ ደሓን መፃእኻ!
ልፍዓተይ ትኽክል
Wawww, ❤❤❤❤❤❤
ቢኒ!! ፅቡቕ ገይርካ ንብሬ ቃለ መሕተት ስለዝገበርካሉ....!
ብሪሐነ ጂግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ንገሮም እዘም ሸየጢቲ ትግራይ ጀኖሳይድ ትግራይ ዚሰረዙ ተጋሩ ንገረልና ❤❤❤❤❤tdf tdfንትግራይ ከዲህን አዶ ትግራይ ዚወለዶቶ እዩ ናይ አዶታት ትግራይ መዲህን ዚወጸ እዩtdf tdfሂዚም አሎ አብ ጎኒ ትግራይ ጀኖሳይደራት ኪጢየቁ አለዎም ባሐሊቲ እዮም ኩሉ ትግራይ❤😮😮😮
God bless you brother ❤
Bre hayet wedhzbi long live Jigna !!!
Tigrai is grateful for your unconditional dedication ❤
Brhane jegna 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ጂግና
ሰብኢካ ናይበሓቂ
ትለያለህ እኾ❤❤❤❤❤❤
Well come brothers❤
Good 👍👍👍❤❤❤❤bri
ብሬ ቃላት የብለይን ብቅዓትካ ንምግላፅ ብሐቂ ጅግና❤❤❤❤
ደደቢት ልሳን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ውላድ ህዝቢ ትግራይ🙏❤🔰💛❤💛💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ፓናዶል ብሬ
ትግራይ ንዘገልግልዋ ትበልዕ፡ኣብ ክንዲ ነቲ ዘገለ ነቲ ዘውደልደለ፡ ዝብል ምስላ ብልክዕ ዝራኣየላ ዕዲ እያ ትግራይ። ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን። ደቃ ነንርእሰም ዝባልዑ፡።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደደቢት ልፋተ ተስፋዮን በቋሚነት ሜዲያችሁ ላይ በኖር ጥሩ ነው❤❤❤🎉
ሲለዚከነ ትግራይ ሙሁር አለዋ ማለት እዩ ሳሁት አላዋ ማለት እዩ❤❤❤❤❤ጂግና ብርሐነ
ተባረኹ ደቅና ለባማት
ብሬ ብፍልጠትን ብመርትዖን ብሰነደን ዝምጉት ሰብ ዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Your explanation is reasonable and factual. Your comments on BIRAKHE, Alula and others I agree 100% . Keep on exposing the hypocrites and the truth will come out sooner than later. 🐝🐝🐝
Brhane jegna respect brother
Thank you guest. You're amazing and nailed it all facts why you supports TPLF. And that's my belive too. TPLF had done beyond imagination and transforms Tigray from dust to highest levels. I will stick forever with TPLF.
❤❤❤❤
ሰብ ዝሳኣነ ሰብ ክድሽሕ እካ ቡልብ ንበረልና 💪💪💪❤️❤️❤️
ብራቮ ፋክት ናይ ባሓቂ ኑፉዕ
ልፍዓተይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ! የቐንየልና : ምስ ደደቢትንቕድሚት !
ዘይዛሪ ፅንዓት ብቅዓት ውፍይነት ፍትሓውነት ልፍዓተይ ሕዝውን ይቅፅል ኣሎ።
በርትዕ ግን ንሂወትካ ጥንቃቀ ክትገብር አለካ።
ኣነ ብወገነይ ብሊሂቃን ትግራይ ብጣዕሚ ሓፊረን ሓዚነን።
ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ህወሓት ቂም ዝሓዙን ብሰላማዊ ቃልሲ ንህወሓት ክንስዕራ ኣይንኽእልን ኢሎም፣ ህወሓት ንምፍራስ ርብርብ ይግበር ኣሎ።
ታሪኹ ዘህስስን ታሪኹ ዘይዕቅብን ወለዶ ክርእን ክሰምዕን ከለኹ ብጣዕሚ የሕዝንን ነሕፍርን።
ሃይለ ጀግና ሓውና ብመሰረት ሕቶና ሰለ ዘቅረብካዮ ነመስግን ብርሃነ ጀግና ተባዕ በሊሕ ብሱል ትግራዋይ እዩ ኩልና አብ ጎኑ ክንኮን ይግባእ ሰብ የብለይን ክብል የብሉን
Very, very true please don’t give up. I hope I’m gonna hear you again and social media. Thank you sir.
💪💪💪💪ብርሃነ ጀግና ትግራዋይ ባዓል መትከል ክንዲ ሽሕ ኢካ ፀረ ባንዳታት በርትዕ ግን ቅሬታ አለና ሰብ የብለይን ማለት ጌጋ እዩ ህዝቢ ትግራይ ህዝብካ እንድዩ
የቐኒየልና ብርሂን ❤❤❤❤❤ ኩርዲስታን ክገብሩና ደልዮም ኣብ'ዚ ሕጂ ሰዓት ሕውሓት ተድሊ እያ ከይንብተን ክንብል!
ብሐቂ ቡሱል ንቁሕ ጋሻ ብሩህ መፃኢ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ገሊፁወ
Seb zesaane seb jegena eka gen hadera nebeseka halu fetari yehaleweka 🙏🙏🙏
ጀግና ትግራዋይ ናይ ብሀቂ ጀግና ብሬ ❤❤❤
በርትዕ ቀፅለሉ ፅቡቅ ሓቂ እዩ
Hover talk miskin he talk too much hovering peoples name , I never see a spoiled little boy hired by sibhat gang now the dump him , used and throw byeee
ብሬ ጅግኛ ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ እዞም ከዳዓት ኣዶትግራይ ዝጠለሙ ኣብትግራይ ከስፋሕፍሑ ዘይኮኑስ ከም ኣብሓዊ ዝኣተወት ስጋ ክቅምረሩክቅምሸሉ እዩ ዘለዎም ቃልስኻ ኣብሊፅካ ቀፅለሉ❤💛❤💪💪💪💪💪💪
Welcome our hero Lifatey tesfa
My favorite analyst Bir. Lifatey tesfa keep it up brother man
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ፀለመ ብሰእሊ ዝተደገፈ እዩ ነይሩ (ተመን)ዕድመ ንእስነታ ንህዝቢ ትግራይ ክንዲ ዘወፈየት
Thank Mr Lifate Tigrai proud of you , keep going 💯💯💓💛✌✌
ትኪክል ቢሐቂ ጂግና ኢካ ብርሐነ ግደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መሰረታዊ ሓቅን ጫፍ ብልሕን ዝኾነ ኣገላልፃ ❤❤❤❤
❤
Oh my God😢 that’s heartbreaking💔💔😭😭😭
Ezom Guhafat Keguhafu alewom❤
ትኪክለኛ ትግራዊይ ኢካ እማ ከይትሲከን መእንተ ትግራይን ምእንተ እተበደለት ትግራይን ምእንተ እተመዛበሉ ተጋሪ አብ ሸረ ዚሳቀዩ ዘለዉ እምነትካ ንትግራይ ከይቱሲከን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yesssssssss Yesssssssss
The king tigray 🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉
ከምኡ ጌርኩም አቃልዕዎም ሙሁራት እንታይ ይገብሩ አለዉ ህዝቢ ጒስጉሱ ሓደ ነገር ይገበር
Bravo Lifatey. Ajokha, tesfa aytikures.. 💖
❤️❤️♥️♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️ትክክል ብርሃነ
መ/ር ብሬ ጀግና ወዲ ህዝቢ መሰተወዕሊ ባዓል መትከል ኢኻ ቀፅለሉ 💪💪💪🌹🌹🌹
Bra bror ❤❤❤❤King 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤King
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውው አገላልጻ
Hover talk miskin he talk too much hovering peoples name , I never see a spoiled little boy hired by sibhat gang now the dump him , used and throw byeee
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Birhane, what you are saying is real and the conspiracy is almost opened to the people of Tigray.
I really appreciate you Bire!
Any way now TPLF is saved!
💯💯💯
ጂግና ልፍዓተይ በርትዕ ንስካን ንዓካ ዝመስሉን ደቂ ህዝቢ አፍt መሪር ቃልሲ ትክክለኛ እጃም ዝነበሮም ሰባት ሚድያ ቀሪብኩም ካብ ምስማእ ንላእሊ ብውልቀይ ዝሁጉሰኒ የለን ::
ኧድመን ጥኢናን የሓብካ ጀግና ወዲ ሕዝባ
👌👌👌👌👌💪💪👍👋
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ፅቡቃት መብርህታት ሓሳባት ስለ ዘልዕል ኩሉ ግዜ ድማ ጋሻኹም እናገበርኩም ዓድምዎ
Proud of you our hero ❤️