ሰበር ዜና፣ ትግራይ ሓድሽ ውሳነ ተወሲኑ (ጌታቸው ረዳ)/ ኣመራርሓ ህወሓት ብዛዕባ ጌታቸው ዝተዛረቦ/ tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #ethiopia #ሰበር #ሰበርዜና #ethiopianews #tigrignamusic #eritreanmovie #tefetawitalkshow

ความคิดเห็น • 62

  • @teklaygebremicael1373
    @teklaygebremicael1373 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅቡቕ

  • @ShumeXTube
    @ShumeXTube ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Being Rational is the key 👍

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Genosder getashwy tigray meleke new atem

  • @wedimhreywedimhrey
    @wedimhreywedimhrey ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወዲ ጀግና ቀፅሊ

  • @Tilahun-fl9lj
    @Tilahun-fl9lj 2 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሰኪሩ ግዴዩ።

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቦድካቸው ሰካራም ንአራትኪሎ ቴፅዋዕ አለኻ

  • @AkliluFantahunn
    @AkliluFantahunn 14 นาทีที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው ዝከሰረ ባንዳ

  • @gebremedhintikue7426
    @gebremedhintikue7426 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክፋል በል

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gubae Hwehat zewsen Beal Wana hezby tigray euu kalia Beal Wana yelen

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 29 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 25 นาทีที่ผ่านมา

    ኣጆካ ገች ከምኡ ኢልካ ቀፅል ስዲ ኣይትስደዶም ብሕጊ ሓዞ ሪእካዮ እካ ክብሪ ዘይፍትወሉ ህዝቢ እዩ

  • @amanuelfitsum7239
    @amanuelfitsum7239 14 นาทีที่ผ่านมา

    please be hurry getachew to put the right descision at the right time

  • @ብሬሞላ
    @ብሬሞላ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክል ወረዳ አበርገለ

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 2 นาทีที่ผ่านมา

    The people of Tigray are always resilient and politically mature. I hope the leaders come back to their senses and listen to the people. They need to put the interests of the people before their power if not the people will get rid of them

  • @DaniGera-h8e
    @DaniGera-h8e ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጌታቸው አባገንንን ሉሙስ ዓቅሚ

  • @LetebrhenFisihe
    @LetebrhenFisihe 37 นาทีที่ผ่านมา

    ketsilulu Alena

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንታይድኡ ኣእትዎ ገታቸው ተላኣእኺ ብልፅግና እዩ

    • @ابراهيم-د7خ5ي
      @ابراهيم-د7خ5ي ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ታይዳአኻ ይምልኸተኻ ሓፃብ ማዓኮረ ወድ ዕንክልልል

  • @Matebkom
    @Matebkom ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምሕርቲ ክፍሊውነ

  • @MebFstum
    @MebFstum 42 นาทีที่ผ่านมา +1

    አንበሳ

  • @KdusYosef
    @KdusYosef 32 นาทีที่ผ่านมา

    ንመዓዝ እዩ እሞ አብዞም ሕጋውነት ዘይብሎም ጉጅለ አደመ ላይ ንምንታይ ስጉምቲ ዘይውሰድ ዋላ ይፈንድእ ካብዞም ብከባብያውነት ስልጣን ተቆፃፂሮም ናቶም ደጋፊ ንዘይኮነ ባንዳ ምናምን እናበሉ ብህዝቢ ተቀባልነት ንከይረክብ ካብ ላዕሊ እስካብ ታሕቲ በዘዳራጀውዎ መሓውር ንህዝቢ ትግራይ ዓፊኖም ን50 ( ሐምሳ ዓመት ረጊፆም ከም አድጊ ገዚኦሞ እዮም
    ካብ ደጊም ንደሓር ግና ጉጅለ አደመ ክገዝአና አይንፈቅድን
    ትማሊ ደቅና ንበለል ደብረዕክሊል ንምድሓን ሂወቶም ገቢሮም እዮም
    ደብረ አደመ ዳግም ናብ ስልጣን እንተተመሊሱ ደቅና ሞይቶም ንደቂ ደቅና ውን ዋስትና የብልናን ኢና
    ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረባብቱ ዘለዋ ክልል ይኩና ሀገራት ብሰላም ክነብር እንተኮይኑ ጠቅላላ ናይ ጉጅለ አደመ ለአንዴና ለመጨረሻ ከምድረ ገፅ ምውጋድ እዩ ዘለዎ
    ህዝቢ ትግራይ እኮ ካሊእ ፀላኢ የብሉን ፀላኢኡ እዚ ዓፋኒ ጉጅለ እዩ
    ህዝቢ ትግራይ እኮ ሰለማዊ ¡ ሐይማኖተኛ ¡ ርህሩህ እና አዛኝ እኮ እዩ
    ብጉጅለ አደመ ሰንኪ ግና ትግራይ ናይ ደም አገር ኮይና
    ብደርጊ አብ ትግራይ
    ብኢትዮ ኤርትራ አብ ትግራይ
    ብጉጅለ አደመ እና ብልፅግና አብ ትግራይ አረ እንታይ ኢና ንገብሮ ናብ ካሊእ ክልል እንተተሰደድና ብሰንኮም ንእሰር ንፅረፍ
    ፈጣሪ ናይ እስራኤላውያን መከራ ተመልኪቱ ካብ ባርነት ብነብይ ሙሴ አመካይነት ንህዝቡ ነፃ ዘውፀአ እግዚአብሔር አምላክና
    ፈጣሪ ንህዝቢ ትግራይ ስቃዩ እና መከርኡ ተመልኪቱ ካብዞም ሰጣናት ብዘይ ደም ክነብሩ ዘይክእሉ ነፃ ክውፅኦ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ።

  • @fisshadesta
    @fisshadesta ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናትና ፎሮም እተቕርቦ ፀብፃብ ፁፂይ እዩ ከመስግነካ ይፈቱ።
    ተግባራዊ ዘይኸውን ውሳነታት ኩልሻዕ ደብዳቤ ይፃሓፍ እዩ ዘምፀኦ ለውጢ የለን። ህዝብና ዝደሊ ኣፈላላይኩም ብምዝርራብ ወዲኹም ግዝኣት ትግራይ ናብ ንውሩ ተመሊሱ ተፈናቐልቲ ናብ መረበቶም ይመለሱ። ኣብ ክልተ ተኸፊልኩም ኣይትናቖሩ፣ ሚስጥር ኣይትዳሕድሑ ይኣክል።
    ዝተኻየደ ጉባኤ ሕጋውነት የብሉን ኮይኑ ግን ካብ ምንቛር ፀገም ህዝቢ ኣቐድሙ።ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ንጥቕምኹም ኢልኩም ኣይትበትንዎ በዛኹም ።

  • @getachewgebrekrstos2000
    @getachewgebrekrstos2000 55 นาทีที่ผ่านมา

    ፀላኢ ፀላኢ እዩ አፍልጦ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ክህብ አይኽእልን

  • @halefomnurse8876
    @halefomnurse8876 32 นาทีที่ผ่านมา

    His term was for 6 months and it just ended

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew is not deserve to lead Tigray but the people are not aware about the situation how is going on

  • @zeraywaregay5160
    @zeraywaregay5160 9 นาทีที่ผ่านมา +1

    ቮድካ😢

  • @Yohannes-r3b
    @Yohannes-r3b ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ መንግስቲ የለን ሓዲኡ ክኸውን ኣለዎ

  • @AlemuBerhe-p9g
    @AlemuBerhe-p9g ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀግና ጌች በርትኧ አጀኻ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰበር ሰበር አይናይ ሰበር እዩ ናብ ሲልጣን ጉያ😂😂😂😂😂😂

  • @MedhaneGebreyohannesaregay
    @MedhaneGebreyohannesaregay 59 นาทีที่ผ่านมา

    Nimen eyu zefararih zelo nitgraway diyu

  • @MebFstum
    @MebFstum 42 นาทีที่ผ่านมา

    አንበሳ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 6:35 ❤❤❤❤❤

  • @Eded-s4u
    @Eded-s4u ชั่วโมงที่ผ่านมา

    50 ዓመት ብራኸ ትግራይ ዘየረጋገፀት ተሓሕት ሐዚ ብራኸ ትግራይ ተረጋግፅ
    ካልእ ሓሳብ ንትግራይ መዋፀኦ ዘለዎ ኢዩ ዝመርሐና ንሶም ብቤተሰብ ብመውስቦ ብዕርክነትን ኔትወርክን ሃፍትሞምዩም ይአኽሎም፣ ኪሮስ፣፣

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ ዶ/ር ኪሮስ ደቅና መምሀሪ ስኢና መልሰልና ይብለካሎ ህዝቢ፤ እንተ ንዘዕዘፍዘፍኻዮ ፖለታካ ጉጅለ ኣደመ ሰሚዕልኻ ግምት ድማ ዛመባረሪ ደብዳበ ከዕትረካ'ዩ።

  • @HirutSeyoum-c7p
    @HirutSeyoum-c7p 40 นาทีที่ผ่านมา

    ጌታቸው በሂወትህ ጥቁር ነጥብ ጥለህ ማለፍህ በጣም እጅግ በጣም ያሳዝናል ምነው ያኔ በረሃ እያለህ ጌታቸው ሣኒታይዘር ተብለህ ጥሩ ሥም ይዘህ በሞትክ ጠላቶቻችንስ ከዚህ የከፋ ምን ሰሩ?

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ግዚኡ ወዲኡ እዩ ውረድ በሎ !!!

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጌች ጀግና 💪

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Genosder getashw

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትክክል ደክተር ኪሮስ እቱ ሐቂ እዙይ እዩ እንበር ናብ ሲልጣን ጉያ የለን ጌታቸው ረዳ እና ፃዲቃንንጉያ ናበ ወንበር 😂😂😂🎉🎉🎉🎉

  • @teklhaymanottekli3932
    @teklhaymanottekli3932 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃገር ተክለብርሃን ንምንታዩ ንጌታቸዉ ረዳ ደጊፍካ ትቀርብ አብልእሊ 8ዓመት ተኸታቲለካ እየ ህጂ ግና መሥመርካ ከይተበላሺዉ ተጠንቀቅ

  • @HirutSeyoum-c7p
    @HirutSeyoum-c7p 48 นาทีที่ผ่านมา

    አዬ ጌታቸው የትግርይን መሬት ሽጠህ ስልጣን ፈለክ የትግራይ ቁርጥ ልጆች ደማቸውን አፍስሰው አካለ ጎዶሎ ሆነው ሃገራቸውን ነፃ ስያወጡ አንተ ደግሞ በግልባጩ ወገንህን።ትሸጣለህ ያሳዝናል

  • @desalegnwesekkebede5125
    @desalegnwesekkebede5125 40 นาทีที่ผ่านมา

    ሕቑሓ ይሰበር ሰርኣይትበል
    ዝተሰበረ የለን😢

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕወሓት የትም ኣይትበፅሁን መወዳእታኹም በፂሓ እያ ።

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌች ሐዚ ቀፅለሉ ምክንያት እርምጃ ንምውሳድ ደጉኻ አነ አብት ውድብ ዓቢየ ብዓቅመይ አሰተዋፀኦ ገይረ እየ ሐዚ ክንደይ ዓመትና ንቃወም ፀንሕና በተለይ አባይ ወልዲና ይህ ካብ ጉደጓድ ዝወፀት ዝመሰል ደብረ ዕክሊል ህዝብ ትግራይ አደዳ ሞትን ሰቃይን ሰደትን ገይሮሞ እዮም በድሮ በሬ አይታረሰም ከም ዝባሃል እዞም ናይ አደመ ጉጅለ ህዝብ ሕዝናዮ እንተዘይ ጠፍእና እናበሉ ሰለ ዝኾነ እዚኦምተዛርብካዮም ክሰሙዑ ሰለ ዘይኽእሉ እዝእም ሕጋዊ እርምጀ ይወሰድ በ3 ሰባት ትግራይ ይናወፅ አሎ አረ መንእሰይ ትግራይ እዚኦም ቤተሰባዊ ምትእስሳር ዘለው እዚኦም ከሸንፍዃ አቱም ጀኔራላት ወይምህዝብ ትግራይ ኹኑ እንተዘይኮይኑ ምሰቶም አደመ ምዃንኩም አፍሉጡ እዚ ክሴብ ሐዚ ዝሕመሰ ዘሎ ብናትኩም ምኽንያትእዮ ካብ ሰልጣን ዝወረደ ስባይ ብሸምግልና ሰሐ ዝመለሰኩሞ እዮ፣ ህዝብ ትግራይ ናብ ችግር እትኹሞ ዘለኹም፣

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ ዘይ ትግራዊይ አረዩ ካብ ተሐታትነት ከምዘይቀሪ እዩ ሐንደፍደፍ ናብ ሲልጣን አጀውጀው እናበለ ምዲንጋር😮😮😮😮

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 30 นาทีที่ผ่านมา

    ወሽራክ ሓሳዊ

  • @LegeseGidey
    @LegeseGidey 34 นาทีที่ผ่านมา +1

    እሰሮም በሎ

  • @HirutSeyoum-c7p
    @HirutSeyoum-c7p ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ የፕሪቶራያን ውል ሳይሆን የአብይ አህመድና የቆምጨዎች ሥራ አስፈፃሚ ስለሆነ እንኳን ተጋሩ የትግራይ መሬትም አትፈልገውም ወንጀለኞችን የለቀቀ ከሃዲና ወንጀለኛ ነው

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መግለጺ ጌታቸው ናብ ወንበር ጢራይ😅😅😅😅😅

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታናትና ፎሮም መንገዲኻ አሰታኻኽል ንሰኻ ናይዞም አደመ ጉጅለ ደጋፍ እኻ

  • @MenkamMan
    @MenkamMan ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ ሓወይ ሰበር ዜና እንታይ አበሃለካ..?

  • @MesfinAreaya-ib2bu
    @MesfinAreaya-ib2bu ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግሪኛ ለምደህ ነው ወይስ ዲቃላ ነህ አተም ጌታቸው አንድ ናቹ

  • @HirutSeyoum-c7p
    @HirutSeyoum-c7p ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይህን ወሮበላ የምትደግፉ ሻዕብያና ቆምጨዎች እንደሆናቹ ታስታውቃላቹ እናንተ የሰው ደም መጠጣት የለመዳቹ ነቀዞች ናቹ ተንቅቶብቿል

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 50 นาทีที่ผ่านมา

    ከማኣ እያ እቶም ሓርበኛታትን ወየንትን ህዝቢ ትግራይ ዝብሎ ዘለኦ እዩ ተሓቂሞ ግምታዊያንን ቂመኛታትን ባንዳታትን ኢድኩም ንህዝብና ሃቡ ብሰላም ክትነብሩ እንተደሊኩም ???✍️🤝💪✊✌️✌️✌️

  • @Hailekiros-r6r
    @Hailekiros-r6r 13 นาทีที่ผ่านมา

    ንስኻ ንባዕልካ ሐሳዊ ኢኻ

  • @kiflaytebari1400
    @kiflaytebari1400 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ ክብሪ ሰብ ዝዳፈርን ሓለቃ እዩ

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤