Muza TV- "ንኺዳነ ግርማይ እየ ዘድንቕ"// ዕላል ምስ ኮመድያን ፍትሃነገስ ኣረጋዊ (ኣያ ጆኬር) ን ተመስገን ተወልደን//

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024
  • ©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel.
    #ገሬእሙን #gereemun #eritreancomedy #habesha #bbc #ethiopiancomedy #ethioforumኢትዮፎረም #tigrinacomedy #habesha

ความคิดเห็น • 672

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 18 วันที่ผ่านมา +54

    ኣምለኽ ኣቦይ ምስ ተጋሩ የሕዋትና ፍቕርን ሰላምን ሃበና ኣብዛ ዓለም ካብ ተጋሩ ንላዕሊ ዝቐርብ ሓው የብልናን መንእሰያት ትግርኛ ተበራበሩ በጃኹም

    • @BasraBasra-i2y
      @BasraBasra-i2y 17 วันที่ผ่านมา

      ጉሓፍ😢

    • @ahmaduhfyui2521
      @ahmaduhfyui2521 17 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@BasraBasra-i2yወድ ውዳቅ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@ahmaduhfyui2521ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @abeyhaileselassie3040
      @abeyhaileselassie3040 14 วันที่ผ่านมา +1

      Ameeeeeeeeennn

    • @dawittsegazeab
      @dawittsegazeab 12 วันที่ผ่านมา +2

      ኣሜን ለባም

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 18 วันที่ผ่านมา +179

    የሕዋት ክፋቀሩስ ክንደይ ሰናይ እዩ ይብል ቃል አምላክ አብ መጽሓፍ ቅዱስ አምላክ ፍቅሪ ይሃብና 🙏🙏🙏

    • @rushbush7320
      @rushbush7320 18 วันที่ผ่านมา +6

      መዝሙር ዳዊት 133:3

    • @Grmachnal
      @Grmachnal 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@rushbush73201

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@rushbush7320ደምረን🎉❤

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q 18 วันที่ผ่านมา +209

    ከምዚ እዩ ዘጸበቀልና ኣሕዋት እንታይ ጠቂሙና ጽልኢ ንንቃሕ ህዝቢ ትግርኛ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😘😘

    • @ntmtvnatishowtube710
      @ntmtvnatishowtube710 18 วันที่ผ่านมา +4

      ካብ ነሽነሽ ትዓቢ ኢኻ ነሹ 22 ዩ ዝብል

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 18 วันที่ผ่านมา +1

      እንታይ ም ክዓበሰ ኣብ ሕውሓት እነዴዩ ሸግር ትፈጢሩ ዝኒኢ 😂 ዓጋመሰ ትሲማመዕኩም ሓዲ ኹይንኹም ኣይትፋልጡይ ሕሹት እዩ

    • @YonasYonas-q9w
      @YonasYonas-q9w 16 วันที่ผ่านมา +2

      @@ታራፊክ eti tsegem kabti hasad Shabia eyu nesekatkum Ansebatat ab Tigrai metsikum ketEnderu zefekedelkum eko hewehat eyu

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 15 วันที่ผ่านมา

      ❤️💛💙💙💘

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤❤

  • @FreTsegay-hs5sg
    @FreTsegay-hs5sg 18 วันที่ผ่านมา +33

    ኣነ ኤርትራዊ የ ግን የሕዚነኒ ነኒባዕልና ኪንዋዳእ ክልተና ህዝቢ

  • @melestesfai8946
    @melestesfai8946 18 วันที่ผ่านมา +34

    ብጣዕሚ ደስ ኢኹም ትብሉ ፍቓደኛ እንተኾይኑ ንተሜ ኣብ ገሬ እሙን ሓንቲ ሲን እንተተስርሕዎ ደስ ምበለና

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @robel10_
    @robel10_ 18 วันที่ผ่านมา +85

    ኣቤት ከምሕረልኩም ኣብነታውያን 😍
    ከምዚኣ ጌርካ ጥራይ እያ እታ ጽልኢ ናይ መረብ ክትስበር ዘለዋ😊 ኣይትጥፉኡና😍

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 18 วันที่ผ่านมา +4

      ኩሎም ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ጽልኢ አይትበሊ:: ኤርትራውያን ምስኦም ተዝህልዉ እምበር

    • @JemalAbdu-vo2sp
      @JemalAbdu-vo2sp 18 วันที่ผ่านมา

      እሺ ፅቡቅ ድሓን ኣብ ቀፃሊ ኤርትራዉያን ይሳተፊ

    • @aotali8812
      @aotali8812 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@alenalkieritrea3862ኣዝማሪኖንን ተመስገንን ኤርትራውያን እንድዮም ኣየ ንስኹም ግደፉ ዙህዝቢ ደም ምፍሳስ ይኣኽሎ

    • @wediweyinking
      @wediweyinking 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@alenalkieritrea3862እቶም ክልተ ኤርትራውያን ደይኮኑን ?

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@JemalAbdu-vo2spኣየ ኣስላማይ😂😂😂

  • @MiliMili-d3b
    @MiliMili-d3b 18 วันที่ผ่านมา +67

    ብሓደ ኩንኪም ናይ ሓባር ኬሚዲ ሰርሕልና በጃኩም ኣበዚ ክልተ ህዝቢ እንዮ ፅልኢ ክትሰብርዎ ፈትኑ ዞምኣሕዋተይ❤❤🎉

    • @MerkebMehari-c1c
      @MerkebMehari-c1c 18 วันที่ผ่านมา

      እንታዴኩም ቆማላት ተጋሩ

    • @mmkafl6326
      @mmkafl6326 18 วันที่ผ่านมา +2

      ኣዘራርባኪ የዕርዮ 2ተ ህዝቢ ኣይኮነንን ሓደ ህዝቢ ኣብ 2ሃገር እዩ ዝበሃል

    • @mmkafl6326
      @mmkafl6326 18 วันที่ผ่านมา +4

      ​@@MerkebMehari-c1cብናይ ዓጋመ ኣይትጽሓፍ ሕሱር ሙኻንካ ኢካ ገሊጽካ

    • @alula763
      @alula763 17 วันที่ผ่านมา

      "Fujitive" ትብል ድራማ ይሰርሕ ኣሎ ቴሜ። ምስ ሓውኻ ተባኢስካ ዶ ንሓውኻ ምስ ጎረቤት ትፋቂረ ኣለኹ ሞ ንዓ ከዓርቀካ ክብሎ ይኽእል ዩ። መቸም ንዓኹም' ውን ዘይርደኣኩም ኮይኑ 'ምበር ኣብ ቃለምሕተቱ ደርግ ከሎ ጽቡቅ ነርና ክብል ከሎ ደርግ ንትግራይ ከም ዝደብደባ ረሲዕኩም ኣጣቂዕክምሉ። እዚ ንኤትራውያን ከሕርቅ ኢሊ ኣብ ውሽጢ ዓድኹም ዝበሎ ' ዩ። ሓደ ትግራዋይ ግን ደርግ ደኣ ን ህዝቢ ትግራይሲ ጨፍጭፍዎ እንድዩ ኢሉ ዓገብ ኣይበሎን። ስለዚ ዓድኹም መአከቢ ሎቃምጽ ኣይትግበርዋ ተጋሩ።

    • @AmonHumera
      @AmonHumera 17 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ትግራይ ሰብ ደስ ዝበሎ ዝናገረላ ዓዲ ክንገብራ ኢና ንደሊ ​@@alula763

  • @7yyg-o5n
    @7yyg-o5n 18 วันที่ผ่านมา +29

    ደስ ዝብል ስነጥበበኛታት ትግርኛ ተሓቢርኩም ካባኩም ፍቅሪ ክመሃር ዩ ትህዝቢ ፍቅሪ ይሃበና ፈጣሪ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum1542 18 วันที่ผ่านมา +37

    ናይ ባሓቂ ደስ ኢልን ቀጽሉሉ ኢኩም
    ደቂ ትግርኛ ማዓርይ ❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 18 วันที่ผ่านมา +35

    እዋይ ደስ ክትብሉ በስማኣብ😍ፍቅሪ እዩ ዘመልከዐልና ኣሕዋተይ😍❤💋

  • @aotali8812
    @aotali8812 18 วันที่ผ่านมา +73

    ተመስገን ኣብ ገሬ እሙን ኣትዩ ዝተወሰነ ፓርቲ ተዝሰርሕ ትብሉ እስከ ኣነስ ተዝሰርሕ ደስ ምበለኒ

    • @goodboyhabasi1287
      @goodboyhabasi1287 18 วันที่ผ่านมา +2

      👍❤❤❤

    • @MosheKesete-zz3je
      @MosheKesete-zz3je 18 วันที่ผ่านมา +2

      መሊሳ ምመቀረት❤

    • @samuelAngosom
      @samuelAngosom 16 วันที่ผ่านมา

      ?

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ደምረን🎉❤

    • @Asmara-oneEri
      @Asmara-oneEri 15 วันที่ผ่านมา +1

      Ayyyy keytebalashwulna gdefu...bselam knria bjeka xerfi kalee ayexebkelun eyu temesgen anchiwa😂.....Gerie emun kemta zelata b Tegaru eina ndeli::

  • @GurumOkubai-iw3hl
    @GurumOkubai-iw3hl 18 วันที่ผ่านมา +24

    በጃኩም ሓቢርኩም ስርሑ
    ነዚ ኣብ ምዕናዉ ዝርከብ መንደቅ ጽልኢ ኤርትራውያንን ተጋሩን ኣፍሪስኩም ብጥበብኩም ቤት-ፍቅሪ ስርሑ❤❤❤

  • @rodastesfay3809
    @rodastesfay3809 18 วันที่ผ่านมา +19

    ሰይይይ ፅልኢ ከደት ፍቕሪ ነገሰት💊💙

  • @user-jt1hj6gr7z
    @user-jt1hj6gr7z 14 วันที่ผ่านมา +3

    ፍሽ ንፉዕ❤ክእለት ዘረባ ዋው😊ዕድመኹም ይንዋሕ🥰

  • @Filmon680
    @Filmon680 18 วันที่ผ่านมา +17

    Tigrigna 4 Ever 💙

  • @Tusfai
    @Tusfai 18 วันที่ผ่านมา +12

    ደስ እዩ ዝብል ብቆንቆ ኣዴካ ሰላምን ሓቅን እዩ ጽቡቅ ብቆንቆ ኣዴካ ኣብየልን ቃኤልን ምኮን ደም ምፍሳስ ኣምላክን ሰብን እዩ ዘጉሂ ንሰናይ ነገር ፈጣሪ ይሕወሶ እዩ ሞ ቀጽልወ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

  • @medhanefssehaye5935
    @medhanefssehaye5935 18 วันที่ผ่านมา +41

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተሜ ጅግና ቀጽልዎ

  • @longaardeng5803
    @longaardeng5803 18 วันที่ผ่านมา +15

    ጆኴር ግን ገሪሙኒ ማዕረ ክንድዚ ዕምቆት ኣፍልጦ ዩ ዘለዎ ኣድኒቐዮ❤

  • @user-ez4lp3tf7n
    @user-ez4lp3tf7n 15 วันที่ผ่านมา +4

    Wow ዝፈትዎም ቆልዑት ተመስገን ተወልደ & ፍታነገስ ፍሽ ማራ ኬፍ ዘለዎም comedians

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤😊

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 18 วันที่ผ่านมา +16

    ሰናይ ገይሩለይ ነዓይ መድሓንየ🙏
    ፍቕርና የብዛሓዮ👏

  • @Lali-m4r
    @Lali-m4r 18 วันที่ผ่านมา +28

    ተሜ ጅግና 💪💪💪ደስ በሃልቲ ቀጽሉሉ ❤💙

  • @truth8492
    @truth8492 17 วันที่ผ่านมา +5

    ዋውውው ያ ኬፍ ኣለኩም ጄምዓ ሽኮር ሓደ መዓልቲ ብኣካል ይላለየኩም ይኸውን ፍቅሪ ይብዛሕ ሰላም የምጻሉ ነዚ ውጹዕ ህዝቢ

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 18 วันที่ผ่านมา +11

    ተሜ ሓብቢ😂 ቀፅልዎ ኣሕዋት💙✝️💊💘🎉❤

  • @rushbush7320
    @rushbush7320 18 วันที่ผ่านมา +17

    እቲ ደስ ዝበለኒ ነገር ነዚ ረሳሕ ጽልኢ ንክስበር ዝሰርሑዎ ዘለው መስዋእቲ የነስግነኩም

  • @MiliMili-d3b
    @MiliMili-d3b 18 วันที่ผ่านมา +24

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ኣብ ኣብ 10 ሳዓት ውሸጢ ድሮ 50 ሸሕ ተራእዩ ኡዙ ህዝቢ ክሸካዕ ክንደይ ሰላም ናፊቅዎ ከምዘሎ የመልክተካ😢❤

    • @merkebhadish6113
      @merkebhadish6113 17 วันที่ผ่านมา +1

      Yes, nab haki ane ms reakwom kemey tehagise mesleki

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 14 วันที่ผ่านมา +1

      እወ ፡ እዛ ነብሲ መንፈስ ውን ኮ ሰላም ፍቕሪ ጥራሕ እያ ትደሊ ።

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 18 วันที่ผ่านมา +13

    ምክብባር:ሓድሕድ ፍቕሪ:ስልጣነ ብልኡምነት ጥራይን ጥራይን እዩ ዘዋጽኣና::
    ኣጆና💪🏾✌🏽!!!

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 18 วันที่ผ่านมา +32

    ደስ ዚብል ወግዒ ንፉዓት

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 18 วันที่ผ่านมา +29

    የሕዋተይ ሸኮርናታት💛💛💛💛💙💙💙💙

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 18 วันที่ผ่านมา +24

    ተጋሩ = ትግርኛ 💛❤
    💙

  • @shitugizahu6874
    @shitugizahu6874 18 วันที่ผ่านมา +16

    Aseyy jeganuu kmzi u zexbeklna fekri yeserrr ❤❤❤haftkum Eritreawit

  • @GebreyesusPetros-do8iw
    @GebreyesusPetros-do8iw 14 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣም ደስ ዝብል ሰለስተኹም ኣሕዋት ቀጺሉዋ ኣገናዓ ብሉጻት እኹም

  • @user-vl3ec9bk8v
    @user-vl3ec9bk8v 16 วันที่ผ่านมา +4

    ኽንደይ ደስ ትቡሉ ኣንኣሽቲይ ከለኹም ዓበይቲ ትመስሉ ዕላልኩም ጥዕሙ ንሰባት ተድምቁ ደቅ ሓደ ልቢ ደቅ ሓደ ህዝቢ ንስኩም እኩም ቀጽልሉ አምላክ ኣበይ ኣይፈላልኩም ይሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Teklino249
    @Teklino249 18 วันที่ผ่านมา +18

    እዚ ጋዜጠኛ ግን ዋላ ኣብ ንቡር ድምጹ ንደብሪጽ ይጥዕም 😅😂❤

    • @amine4019
      @amine4019 18 วันที่ผ่านมา

      Anta entay konka xbuk xenhnas debrix tbl kkk

    • @destagebremedihn2597
      @destagebremedihn2597 18 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ካዓ ኢሳያስ እዩ መስሊ ዝስመዐኒ😂😂😂😅

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@destagebremedihn2597😂😂

    • @Teklino249
      @Teklino249 18 วันที่ผ่านมา

      @@destagebremedihn2597
      ሓደ ግዜ ከላግጸሎም ስለ ዝሰማዕናዮ እኮ ኢዩ 😂😂

    • @michaelm1440
      @michaelm1440 17 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @ftoon8781
    @ftoon8781 16 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይ ኣሓዋተይ ደስ ኽትቡሉ 🥰🥰🥰

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 15 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቤት ደስ ትብሉ❤❤

  • @natsenat6087
    @natsenat6087 18 วันที่ผ่านมา +10

    ተሜ ሓወይ ቡሉጻት ቀጽሉሉ 👌💙💙💙

  • @merrylove4134
    @merrylove4134 18 วันที่ผ่านมา +21

    ስሓቅኩም ይብዛሕ ኣሕዋት ደስ ትብሉ

  • @Rahel248
    @Rahel248 18 วันที่ผ่านมา +6

    ኣሰይ ኣሕዋትይ ደስ አሉና 💙🩵💙🩵🩵ፍቅር አዩ ዘጽብከልና 👍👍👍👍

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 17 วันที่ผ่านมา +2

    Aseyyyyy mukurat des kbluka fkri taumatum hzbi nfaker❤❤❤❤❤

  • @YbrahmehariHaregot-d2i
    @YbrahmehariHaregot-d2i 16 วันที่ผ่านมา +2

    thanks thans keep it up

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 16 วันที่ผ่านมา +2

    አሰይይይይይይ መርአያ ፍቅሪ ኢኩም ብሉጸት ❤❤❤❤
    እቲ ህዝቢ ከምዚ ገይርኩም ሓዋውስዎ ❤❤❤

  • @ኹሉግዜሕጂ
    @ኹሉግዜሕጂ 18 วันที่ผ่านมา +20

    ትግርኛ ንቅድሚት🙏❤🙏❤

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 18 วันที่ผ่านมา

      😂😂👎

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 18 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@sarajoh313🤮🇪🇷🤮

    • @ኹሉግዜሕጂ
      @ኹሉግዜሕጂ 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@sarajoh313 ኣነ ከኣ ተደርብሸ ጸኒሐ ሰብ መሲልኒ ህግድፍ ዲኻ ህግደፍ ተኮይንካስ ኣይተሓዘኻን'ዩ መዓለሽ።

  • @Edengirmay291
    @Edengirmay291 18 วันที่ผ่านมา +15

    Des ketblu xbuqat❤❤❤❤❤

    • @Tsigeredab
      @Tsigeredab 18 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ብሓቂ ናይ ሰላም ሰባት ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@Tsigeredabሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 18 วันที่ผ่านมา +8

    Love Love Love EriTigray4Ever
    #NoMorePFDJTerror

  • @Noah57894
    @Noah57894 18 วันที่ผ่านมา +6

    Amazing and Talent peopel i appreciate you guys
    Well Done Keep it up

  • @hagereyalemey
    @hagereyalemey 18 วันที่ผ่านมา +7

    ፊሸይ ብጣዕሚ እንድየ ዘኽብረካ ኔረ
    ሕጂ ከኣ ዝያዳ ፈትየካን ኣድኒቐካን
    ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ኣሕዋት

  • @Teklit-t7s
    @Teklit-t7s 18 วันที่ผ่านมา +15

    ፍቅሪ ዕቤት እምበር ውድቀት ኮይኑ ከምዘይ ፈልጥ ካብዛ ቻነል ትዓዘቡ። 17 ሽሕ ኔራ ሕጂ 18 በጺሓ ስለዚ ፍቅሪ ፍቱን መድሃኒት

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 18 วันที่ผ่านมา +10

    ክክክክክ ኣታረኤዩለይ አታረኤዩለይ ኽጽብቑ❤❤❤

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 18 วันที่ผ่านมา +6

    ጹቡቅ መደብ ኣሕዋት ቀጽልዎ ነዚ ሕብረተሰብ ኣቀራርቦ።

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 18 วันที่ผ่านมา +5

    ብሉጻት ተጋሩ ብሓደ ስርሑልና ፍቁራት ኣሕዋትና ንበሩልና❤

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 18 วันที่ผ่านมา +5

    comedian ጨሪቐ በላዕ እዩ ዝበሃል ብትግርኛ 💙💙💙💙

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 17 วันที่ผ่านมา +3

    😂😂ቃርጣሽ ተሜ መሕረር፣ጆኬ መሕረር ቀያሕ ጸላም ብክልቲኦም የስሕቓኒ

  • @TesfayTig-1214
    @TesfayTig-1214 18 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ከምዚ ዝበለ ፍቅሪ እዩ ዘምሕረልና❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 18 วันที่ผ่านมา +16

    እንቋዕ ሰላም መፃእኺም ዞም ናትና❤❤🎉🎉

  • @healthmedia148
    @healthmedia148 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ ክንደይ ደስስስስስስ ይብል እዚ ሓደ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ኣጆኩም ቀፅልሉ❤❤❤

  • @SamsomAbreham
    @SamsomAbreham 15 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ትብሉ ዓበይትን በላሕትን ደቂ ሓደ ህዝቢ ኢኩም ሞ በርትዑልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nahomkassete
    @nahomkassete 18 วันที่ผ่านมา +4

    Thanks guys 🙏💙💊

  • @filmonmesele2784
    @filmonmesele2784 17 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ,ኤረትራ ዝብሃል የብቅዕ:: ንኩሉ ኣይጠዓሞን ብሰንኪ እት ፍል ልይ ጸላእትና ዝገበርዎ::

  • @ፅንዓትጩራተስፋ
    @ፅንዓትጩራተስፋ 18 วันที่ผ่านมา +7

    ቴሜ ሸኮር መን ከም ቴሜ❤❤❤❤❤

  • @yirgamulaw821
    @yirgamulaw821 18 วันที่ผ่านมา +3

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ተስፋ ዘስንቁ ስነጥበባውያን! ደብሪፅ ከኣ ፍሉይ ኢካ!

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 16 วันที่ผ่านมา +3

    ደስ ትብሉ ይሕዋተይ ኣጆና
    ንእገረ መግድና ናይዞም 2 ደንቆሮታት ጉጅለ ናይ ህግደፍን ሕውሓትን ስነ ሓሳብ ክንቀብሮ ይግባእ ያኣክል

  • @Kamal-mb3yl
    @Kamal-mb3yl 12 วันที่ผ่านมา

    ሐውና፣ፍትሐነገሥት፣ሐፊስካ፣አለካ፤እንቅስቃሴ፣የድሊ❤❤❤

  • @mitikuamanumesele3975
    @mitikuamanumesele3975 18 วันที่ผ่านมา +5

    ተሜ ገለ ዓይነት ኣገላልፃ❤❤

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 18 วันที่ผ่านมา +5

    ፍቅርኩም ይብዝሓልና💙💛

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 18 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅሪ+ፍቅሪ=ፍቅሪ❤💛💙
    ፍቅሪ ጥዑም'ዩ ዘይብሉ መዳርግቲ
    ዘርዚርካ ኣይውድኣን ከም ኮዋክብቲ
    ንፍቅሪ ዘምሩ ብሉጻት ስነ ጥበባውያን
    ንስኩም ፉሉያት ኢኹም ኣብነታዉያን
    ስቅ ኢልኹም ዘምሩ ፍቅሪ ክስዕር'ዩ ዳሓን🙏
    ፍሽ ተሜ ንፈትወኹም ኢና ❤

  • @titigaltigray
    @titigaltigray 14 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ክብሉ ❤❤❤

  • @hagosafewerki2770
    @hagosafewerki2770 18 วันที่ผ่านมา +7

    ናይ ኣያ ዘርኣብሩኽ ስራሕ ግን እንታይ ዩ ብምንታይ ዩ ዝናበር

    • @qoften
      @qoften 15 วันที่ผ่านมา

      አንዳተለቅሐ kkk

    • @gsgs2241
      @gsgs2241 14 วันที่ผ่านมา

      kab men yliqah😂😂​@@qoften

    • @hagosafewerki2770
      @hagosafewerki2770 13 วันที่ผ่านมา

      @@qoften ክክ ዘይክፈል ዲዩ ዝልቃሕ እሞ

    • @qoften
      @qoften 13 วันที่ผ่านมา

      @@hagosafewerki2770 ተለቂሑ ይመልሶ ከይከውን አንበር ስራሕ ክወፍር ደኣ ዘይረኣናዮ kkkk

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 18 วันที่ผ่านมา +5

    ንፍቀር የሕዋት ንፅልኢ ንንፀጎ❤

  • @ሆነሊዮሁሉም
    @ሆነሊዮሁሉም 18 วันที่ผ่านมา +5

    ደስ ክትብሉ ተሜ ወዲ ገዛውተይ ግን ዝገርመኒ ዘራክብ እምበር ዝፈላሊ የለን እቲ ዝፈሊ መን እንታይን ምካኑ ይርዳኣካ ብዝኮነ ስላም ስናይ

  • @tsegu6068
    @tsegu6068 18 วันที่ผ่านมา +3

    The interpretation Temesgen has about comedy is very deep. That is smart.

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 17 วันที่ผ่านมา +4

    ተመስገን ለባም

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n 18 วันที่ผ่านมา +6

    ተሜ &ጆኬር ዝፈትወኩም❤😊

  • @abrahamslmon4207
    @abrahamslmon4207 18 วันที่ผ่านมา +8

    ደስ ክትብሉ ክልተ ትግርኛ ከምዚ ዩ ዘጸብቐልና

  • @TesfayGyesus
    @TesfayGyesus 18 วันที่ผ่านมา +9

    ንፉዓት ተሜ & ጆኬር ተስፋ ጽባሕ

  • @habtomm6336
    @habtomm6336 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኬፍ ኣለኩም 💙💙

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 18 วันที่ผ่านมา +16

    ንጸላእትና ድቃስ↘ ዘይትህብ ስራሕ👌
    ንኺድ ጥራሕ➡💙💙♥💛💛

  • @yemaneyohannestube9477
    @yemaneyohannestube9477 18 วันที่ผ่านมา +11

    ደስ ዝብል፡መደብ ዩ ኣሕዋት

  • @YONAS139
    @YONAS139 15 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይ ዕልልልል 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጥዕናጸጋእዩ2126
    @ጥዕናጸጋእዩ2126 15 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ከምዚ እዩ ጽባቀ ናይዚ ህዝቢ ፡ ( ሓደ ምስሊ አብ ክልተ ቦታ ) እዚ ዘይሕጉሶ ብጀካ ሰይጣን ።

  • @healthmedia148
    @healthmedia148 17 วันที่ผ่านมา +3

    ሓደ ህዝቢ
    one love❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 18 วันที่ผ่านมา +10

    Welcome 💙 ❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-ne4oh1ch7e
    @user-ne4oh1ch7e 18 วันที่ผ่านมา +5

    ኣነስ ማራ ተሓጒሰ ሎማዓንቲ !!!😘😘😘

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 18 วันที่ผ่านมา +4

    Beautiful video 💙💙💙

  • @ሜሪጋልውቅሮ
    @ሜሪጋልውቅሮ 18 วันที่ผ่านมา +6

    ደስ ክትብሉ💙❤💛

  • @nattyshow5880
    @nattyshow5880 18 วันที่ผ่านมา +3

    ዋውው ንፉዓት❤

  • @Yewhansaman
    @Yewhansaman 17 วันที่ผ่านมา +1

    💙🌿ብጣዕሚ 💙🌿ደስ💙🌿 ዝቡል 💙🌿ስራሕ💙🌿 ቀጽሉዎ💙🌿

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 18 วันที่ผ่านมา +3

    ዋውው እቶም ብሉፃት❤🎉

  • @samigebretsadk4623
    @samigebretsadk4623 18 วันที่ผ่านมา +5

    እዚ እዩ ዘጸብቀልና ❤❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 15 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @kiduGrm
    @kiduGrm 18 วันที่ผ่านมา +9

    ዉይ ደስክብሉ ፈጣሪ ባዕሉ ሰላም ገይሩ ይሓዋዉሰና ❤❤ጀማሪትየዋ ሳስክራይብ ግበሩለይ ዞም ሓተይ❤

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 16 วันที่ผ่านมา +1

    Sebukat dekey kabna zhase geze yegberlkum selamen fekern zeaselo mese yegberlkum zom dekey💐

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሽኮሪናታት❤

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 18 วันที่ผ่านมา +5

    ዋይ ከጸብቐልኩም ምዕሩጋትትትት💙💙💙💙💙

  • @haregumihreteab8078
    @haregumihreteab8078 18 วันที่ผ่านมา +5

    Uyyyyy lomi bhaqi kab aqen nlali thagise aleku brukat kemu gerkum hawawusuna 💙💙💙💙🙏

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 16 วันที่ผ่านมา +1

    አዋኒ ንሕናስ አይንመንውኹን ኢና ስንብት ትድንጉየና አላ ጆኮረይ

  • @tesfaldetmahari8721
    @tesfaldetmahari8721 18 วันที่ผ่านมา +6

    ኣብ ክልተ ሃገር ዝነብሩ ግን ሓደ ሕዝቢ ላህዛና ተፊኡ ብወገን ኤረትራ ጥልያን ሓሚስዋ ብትግራይ ኣምሕርኛ ሓሚስዋ ቃላት ትግርኛ ካብ ጥልያንን ኣምሕርኛን ወጺኡ ቲግርኛ ጥራይ ዝዛረብ ሕዝቢ ክሪኢ ሓረር ይብል ሓውና ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤

    • @BasraBasra-i2y
      @BasraBasra-i2y 17 วันที่ผ่านมา

      ጉሓፍ ዓጋመ😂😂😂

  • @dahab8993
    @dahab8993 18 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤❤❤

  • @Rogers3236
    @Rogers3236 16 วันที่ผ่านมา +1

    ጆኬር ናይ ብሓቂ ቀጽሎ

  • @Rahel248
    @Rahel248 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሓውት ደቂ ትግርኛ ጀጋኑ 🩵💙🩵💙🩵💙🩵🩵

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t 17 วันที่ผ่านมา +1

    ደሰ ብሃሎ ሽኮራይ ኣጀኹም ቀፅልሉ ጥራሕ 💙💙💊💊💙💙ኣብ ፅልእ ዝነብረ ሰብ እንተሃልዩ ባዕሉ ፈልጠ

  • @TooToo-bg4ch
    @TooToo-bg4ch 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ክደይ ደስስስስስ ይቡሎ