Muza TV ሙዛ
Muza TV ሙዛ
  • 36
  • 1 502 268

วีดีโอ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ህወሓትን ሻዕብያን ዝወሰነቶ | ኣቦይ ስብሓት ነጋ(ወዲ ዓይኒ መዓር) New Tigrigna comedy
มุมมอง 50K14 วันที่ผ่านมา
#ኣቦይ ስብሓት #Sibhat nega #comedy #tigrinacomedy #eritreancomedy #eritreanmusic #eritrean #habesha #tigray #music #ethiopiancomedy #ethioforumኢትዮፎረም #tiktok #getachewreda #interview #redsea #politics #popularvideo #
"ኣኽሱም ሰብ ኣይሞተን ኢልካ..." // ኣዘራራቢ ቃለ-መጠይቕ ምስ መጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል መንግስተኣብ
มุมมอง 27K21 วันที่ผ่านมา
ብዛዕባ ጉዳይ ኣኽሱም ቅድሚ 3 ዓመታት ዝሃቦ ምላሽ th-cam.com/video/OTBnoeb4ovA/w-d-xo.htmlsi=SXgQ6Z8d7SpXiHhk th-cam.com/video/k8SMfF9u-I8/w-d-xo.htmlsi=glT81rr-hvMIW_Ky #ortodox #eritrean #habesha #mezmur #tewahdomezmur #music #neshneshtv #ethioforumኢትዮፎረም #
Muza TV- ረቡዕ ምሸት ኣብ Muza TV ተጸበዩና
มุมมอง 5K21 วันที่ผ่านมา
#eritrean #tewahdomezmur #orthodox #habesha #comedy #music
ስነ-ጥበበኛ ኪሮስ ኣስፍሃ ምስ ኣማኑኤል እያሱ| ኣሰና ቲቪ Asena TV | New Tigrigna comedy
มุมมอง 41Kหลายเดือนก่อน
#muzatv #asena #kirosasfha #tigrinacomedy #comedy #eritrean #eritreanmusic #eritreancomedy #neshneshtv #ethiopiancomedy #ethioforumኢትዮፎረም #tig
"ክርሽኑኒ ምስበሉ ተስፋ ቘሪጸ ዝተዛረብክዎ..." ጻንሖት ምስ ተዋሳኢት ገሬ እሙን(ሲትኮም) ቤቲ ሃይላይ
มุมมอง 62Kหลายเดือนก่อน
#gereemun #tigrinacomedy #entertainment #ethioforumኢትዮፎረም #eritrean #music #tigrignamusic #eritreanfilm #tigray #tigrigna #ebs #habesha #hagossuzinino #duet #politics #newvideo #newsong #newmusic #tiktok
"እንተትርእይኒ ትብል ደርፊ ኣብ ኤርትራ ንዝነበረት ኣደይ'የ ሰሪሐዮ" ዕላል ምስ ስነ-ጥበበኛ ምስግና ገብረሚካኤል
มุมมอง 65Kหลายเดือนก่อน
#music #musica #comedy #eritreanmusic #interview #neshneshtv #tigrignamusic
Muza TV- "ዳሜራ ንምዕራብ ገጻ ክትወድቕ እምነ" መም. ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም// New Tigrigna Comedy
มุมมอง 74Kหลายเดือนก่อน
#tigrinacomedy #eritreancomedy #habesha #comedy #ebs #eritrean #neshneshtv #gereemun #music #tiktok #tiktokviral #tigray #getachewreda #ethiopiancomedy #ethioforumኢትዮፎረም
Muza TV- "ሃይማኖት ሓሶት እዩ" ኣዘራራቢ ዕላል ምስ ፍላስፋ ኣማኑኤል ሳህለ(ሓንቲ ዓለም)
มุมมอง 78K2 หลายเดือนก่อน
#interview #eritrean #habesha #gereemun #ebs #comedy #music #entertainment #tigray #isaias #religion #orthodox #protestant #protestantchurch
Muza TV- ፕ. ኢሳይያስ ብዛዕባ ምቝራጽ በረራ፡ ርክብ ኣቢይን ኢሳይያስን፡ ዝምድና ምስ ወያነ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ...
มุมมอง 119K2 หลายเดือนก่อน
©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel. #comedy #habesha #eritreancomedy #tigrinacomedy #music #isaias #eritrean
Muza TV- Tigrigna comedy ውድድር ሳዕስዒት ጌታቸውን ደብረጽዮን
มุมมอง 90K2 หลายเดือนก่อน
©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel. #comedy #habesha #tigrinacomedy #eritreancomedy #debretsion #getachewreda
Muza TV- "ንኺዳነ ግርማይ እየ ዘድንቕ"// ዕላል ምስ ኮመድያን ፍትሃነገስ ኣረጋዊ (ኣያ ጆኬር) ን ተመስገን ተወልደን//
มุมมอง 131K2 หลายเดือนก่อน
©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel. #ገሬእሙን #gereemun #eritreancomedy #habesha #bbc #ethiopiancomedy #ethioforumኢትዮፎረም #tigrinacomedy #habesha
Tigrinya comedy- ምስ ፍትሃነገስ (ጆኬር) ተመስገን ተወልደ (ነጋ)
มุมมอง 10K2 หลายเดือนก่อน
©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel. #comedy #tigrinacomedy #eritrean #eritreancomedy #tigrinacomedy #tiktok #gereemun #MuzaTV
Muza TV- ፍሉይ ቃለመጠይቕ ደብረጽዮን(ዶር) ብዛዕባ ኣሸንዳ New Tigrinya comedy
มุมมอง 91K3 หลายเดือนก่อน
©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel. #comedy #tigrinacomedy #neshneshtv #habesha #eritrean #getachewreda #debretsion #
Muza Tv- Mera(wedi Nuru) guyla(ጓይላ)- live performance(USA)
มุมมอง 1.2K3 หลายเดือนก่อน
#eritreanmusic #eritrean #tigrignamusic #guila
Muza TV- "ቢንያም ግርማይ ክእለት ብሽክለታ ካብ ኣቦና'ዩ ወሪስዎ" ሰመረ ሃይሉ (ሓወቦኡ ንቢንያም ግርማይ ካብ መቐለ)
มุมมอง 74K3 หลายเดือนก่อน
Muza TV- "ቢንያም ግርማይ ክእለት ብሽክለታ ካብ ኣቦና'ዩ ወሪስዎ" ሰመረ ሃይሉ (ሓወቦኡ ንቢንያም ግርማይ ካብ መቐለ)
Muza TV - New comedy ፍሉይ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ #Interview with Isaias Afwerki
มุมมอง 71K4 หลายเดือนก่อน
Muza TV - New comedy ፍሉይ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ #Interview with Isaias Afwerki
Muza Tv - New Tigrinya satire comedy
มุมมอง 4.4K4 หลายเดือนก่อน
Muza Tv - New Tigrinya satire comedy
Muza Tv- ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ምዕባለታት በርጌድ ንሓመዱ
มุมมอง 12Kปีที่แล้ว
Muza Tv- ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ምዕባለታት በርጌድ ንሓመዱ
Muza Tv - "ንዓና ኣይትእመኑ፡ መድኃኔ-ዓለም እመኑ"
มุมมอง 14Kปีที่แล้ว
Muza Tv - "ንዓና ኣይትእመኑ፡ መድኃኔ-ዓለም እመኑ"
Muza Tv- ጠፊኣ ዝነበረት ደርፊ ትግርኛ/ Adem mehamud- Entay'yu Guda- እንታይ'ዩ ጉዳ
มุมมอง 1.6Kปีที่แล้ว
Muza Tv- ጠፊኣ ዝነበረት ደርፊ ትግርኛ/ Adem mehamud- Entay'yu Guda- እንታይ'ዩ ጉዳ
Muza Tv- Merhawi Nuru(wedi Nuru) Hot Tigrigna guyla- Eritrean music
มุมมอง 708ปีที่แล้ว
Muza Tv- Merhawi Nuru(wedi Nuru) Hot Tigrigna guyla- Eritrean music
Muza Tv- Old Tigrigna music - Ababa Asfha/ ምልከት ክራርን ጣዕመ ዜማን ኣበባ ኣስፍሃ
มุมมอง 547ปีที่แล้ว
Muza Tv- Old Tigrigna music - Ababa Asfha/ ምልከት ክራርን ጣዕመ ዜማን ኣበባ ኣስፍሃ
Muza Tv- ቤት-ጽሕፈት ፕረዚደንት ኳሕኲሖም ዝኣትዉ(New Tigrigna satire comedy)
มุมมอง 17Kปีที่แล้ว
Muza Tv- ቤት-ጽሕፈት ፕረዚደንት ኳሕኲሖም ዝኣትዉ(New Tigrigna satire comedy)
Muza Tv- ርእይቶ ንጌታቸው ረዳ- New tigrigna comedy
มุมมอง 18Kปีที่แล้ว
Muza Tv- ርእይቶ ንጌታቸው ረዳ- New tigrigna comedy
Muza Tv- ፖለቲከኛታት ብሕልሚ ዝርእይዎ( satire comedy)
มุมมอง 11Kปีที่แล้ว
Muza Tv- ፖለቲከኛታት ብሕልሚ ዝርእይዎ( satire comedy)
political satire- ፖለቲከኛታት ኣብ ሕልሞም ዝረኣይዎ... ጓል ከመይ ዓይነት ወዲ ትፈቱ፧
มุมมอง 4Kปีที่แล้ว
political satire- ፖለቲከኛታት ኣብ ሕልሞም ዝረኣይዎ... ጓል ከመይ ዓይነት ወዲ ትፈቱ፧
Muza Tv- እታ መንበር መን ይሓዛ?
มุมมอง 38Kปีที่แล้ว
Muza Tv- እታ መንበር መን ይሓዛ?
Muza Tv- Eritrean music 2023- Bereket mesele(ጋዕዳ)
มุมมอง 3.4Kปีที่แล้ว
Muza Tv- Eritrean music 2023- Bereket mesele(ጋዕዳ)
Muza TV- ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ደብረጼን- Funny interview with President Issayas
มุมมอง 6Kปีที่แล้ว
Muza TV- ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ደብረጼን- Funny interview with President Issayas

ความคิดเห็น

  • @humanity4477
    @humanity4477 7 นาทีที่ผ่านมา

    Bit I like your courage to come out and speak in the ignorant, stupid society who is loyal for people like them and slave of their leaders. We need people like you to tell the people that they are nothing special in the world.

  • @humanity4477
    @humanity4477 24 นาทีที่ผ่านมา

    The world is civilized thousands of years before Greek philosophy. The Greeks has stolen civilization form other civilizations like Egypt mesopotamia ,Bible. Consciousness is answered only in the Bible.

  • @humanity4477
    @humanity4477 29 นาทีที่ผ่านมา

    Scientist psychologist, physicst are bored of this and they are saying everything takes you to the creator God.

  • @humanity4477
    @humanity4477 31 นาทีที่ผ่านมา

    Greek philosophy can't answer consciousness, neuroscience can't answer consciousness,sociology can't answer ot only bible answered it. Little knowledge kills. Bro go and review the bible. Nothing in the world is new. Jesus said I am the light of the world! What is light ehat is photon?, what is frequency what is vibration. When God creates the world he said let it be the space and land, with his sound energy and vibration created everything that you and shit people like you who have little knowledge said big bang theory bla bla.....the bible is the greatest book ever and Jesus is the way to truth and life. The only way.

  • @humanity4477
    @humanity4477 36 นาทีที่ผ่านมา

    Greek philosophy is not genuine or it doesn't change the world. Please read quantum physics ,math archeology, anthropology, histroy astronomy,physics,biology. All has their own way to answer and connect that God is the creator and Jesus is the only way to the life after death.

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 47 นาทีที่ผ่านมา

    ኦርቶደክስ ክትሓስብ ን ክትፈላሰፍን ኣየፍቅድን እዩ ካብ ህዝቢ ትግርኛ ክጉሓፍ ኣለዎ ኩሉ ሃማኖት ናይ ጽ ዓ ዱ ናይ ኣረብን እዩ

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 51 นาทีที่ผ่านมา

    ማርያም ትብሃል ጻዳ ሰበይቲ ከነምልኽ ጸለምቲ ድሕሪ ጽ ዓዱ ተርፍና

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 55 นาทีที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማይ ኣዛ ምድሪ እያ ገነት ዝብሃል የለን ሰይጣን የለን ኣምላኽ የለን

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 56 นาทีที่ผ่านมา

    ስ እሊ ናይ ጽ ዓ ዱ እዩ ዘምልኽ ህዝቢ ሓበሳ

  • @gergihstekleab9380
    @gergihstekleab9380 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Who has a love of wisdom

  • @Galkashi
    @Galkashi 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፖውውውው😅😅😅 መንፈሳዊ ሰብስ ይምርምር እምበር ብማንም ኣይምርመርን ዝብል ቃል ኣምላክ ኣብዚኣ ብተግባር ፈሊጠያ ሂወት ቶም ኣብ ዓለም ዝዓበየ ፈላስፋታት ክንዲቲይ ኣብ ሃይማኖት ከምዚ ከማይ ንእሽቶ ፋልጠትን ሪዲኢኣይምርመርን መንፈሳውያንን ሃይማኖታውያንን ዘይመጽእ ምካኑ እየ ተማሂረ ና የቀንየለይ ልፈላስፋታትለ ኣምላኽ ብምሕረቱ ጠሚቱ ናብ ልብኩም ይምለስኩም። እምበርከ ንስኩም ኢኩም ኣብ ጸባብ ዓለም ከም ህያው ሰብ ዘይኮነስ ከም እንስሳ ተጨቁንኩም ትነብሩ ዘለኩም ሃይማነታዊ ሰብ ብሕልፈ ከዓ እቲ መንገዱ ሙሉእ ብሙሉእ ምስ ኣምላክ ዝኮነ ክንደይ ምስጢራት ዝርእን ምድርን ሰማይን ብዘይ ዓምዲ ጠጠው ምስ ዘበለ ኣምላክ ዝገበረ ገፈሕ ዓለም ክርኢ እዮ ዝነብር ፈላስፋትት ግን ደጊመ ኣምላኽ ናብ ልቦናኩምን ሰብኣውነት ባህሪኩምን ይምለስኩም🤲🙏

  • @gedlitigray
    @gedlitigray 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    AI ክስጋእ የብሉን ምሁር AI መስሓቒ እዩ ፡ ምንም ጥርጥር የብሉን በሊሕ ምሁር ንምዃኑ ግን ሓደጋ AI ዝተረደኦ ኣይመስለንን፡ AI እቲ ሐዚ ንሱ ዝፈልጦ ባዕሉ ኣምሂሩ ባዕሉ ሓድሽ ፍልጠት ከምጽእ ዝኽእልን እዩ ፍልጠት ከስንቕ ባዕሉ ንባዕሉ ጥራሕ ኣይኮነን ባዕሉ ምውሳን ይኽእል እዩ። ወድ ሰብ እንትፈልጥ ሕማቕ ንኸይገብር ሕገ ልቦና morality ይዓግቶ ይግድቦ! ክፉእ ዝገብር ይንኪ ከሙኡ ኮይኑ ግብረ እከይ ዝገብር ኣሎ፡ AI ሞራል የብሉን ሕገ ልቦና ዘይብሉ ድላዩ ክገብር ይኽእል እዩ። ሓጥያት ኣይትፍርሑ ኢሉ ዝመኸሮ እውን ሓደጋ ኣለዎ፡ ምእንቲ ምንታይ ሞራል ወይ ሕገ ልቦና ዘይብሉ ማሕበረሰብ መጥፈኣይ ስለዝኾን። ዝምቡዕ ሓደገኛ ጽልዋ ዘምጽእ ሓሳብ እዩ ሂቡ። ቀጻሊ ሓደጋ ዓለም ልዕሊ ኑክልየር AI እዩ እዚ ሕገል ልቦና ምስ ምሳኣን ወዲ ሰብ ናይምጥፋእ ዕድሉ ዝለዓለ እዩ። ኢቲክስ ዝብሃል ፍጹም ዝጠፈኣሉ ዘመን ንርከብ።

  • @hexarides
    @hexarides 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    AI ክስጋእ የብሉን ምሁር AI መስሓቒ እዩ ፡ ምንም ጥርጥር የብሉን በሊሕ ምሁር ንምዃኑ ግን ሓደጋ AI ዝተረደኦ ኣይመስለንን፡ AI እቲ ሐዚ ንሱ ዝፈልጦ ባዕሉ ኣምሂሩ ባዕሉ ሓድሽ ፍልጠት ከምጽእ ዝኽእልን እዩ ፍልጠት ከስንቕ ባዕሉ ንባዕሉ ጥራሕ ኣይኮነን ባዕሉ ምውሳን ይኽእል እዩ። ወድ ሰብ እንትፈልጥ ሕማቕ ንኸይገብር ሕገ ልቦና morality ይዓግቶ ይግድቦ! ክፉእ ዝገብር ይንኪ ከሙኡ ኮይኑ ግብረ እከይ ዝገብር ኣሎ፡ AI ሞራል የብሉን ሕገ ልቦና ዘይብሉ ድላዩ ክገብር ይኽእል እዩ። ሓጥያት ኣይትፍርሑ ኢሉ ዝመኸሮ እውን ሓደጋ ኣለዎ፡ ምእንቲ ምንታይ ሞራል ወይ ሕገ ልቦና ዘይብሉ ማሕበረሰብ መጥፈኣይ ስለዝኾን። ዝምቡዕ ሓደገኛ ጽልዋ ዘምጽእ ሓሳብ እዩ ሂቡ።

  • @NatnaelYemane-i2m
    @NatnaelYemane-i2m 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂

  • @ghilachange9816
    @ghilachange9816 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I meer Yoni the philospher @ dabet on Mythology vs Philosophy. He is Very intelligent & energetic Your Ghila

  • @hadisharegay9976
    @hadisharegay9976 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks moza tib ብጣዕሚ ዓብቲ ሰባት እኻ ተሚፂአ እና ቆፅሎሉ

  • @adonaynisig7731
    @adonaynisig7731 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good but very dangerous philosohy, Listen with caution.!!

  • @miliontekali3534
    @miliontekali3534 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዚ ኮምንት ገሊእኹም ከተድንቕዎ ርእየስ ገሪሙኒ ብዝመሰሎ ሃለውለው ምባሉ ምርጭኡ እዩ ፍልስፍና መወዳእትኡ የዕብደካ ጥራይ እዩ። ሄዋን ከም ፈጣሪኣ ኽትከውን እያ ደልያ ነይራ ዝብል ጽሑፍ ካበይ እዩ ረኺብዎ ማሓዝኡ ነይራ ድያ ኣማኺራቶ 😅፧እቲ ኣብ ኲናት ንተጻባእቱ ኽብድህ ብሂወት ዝሓለፈ ሰብ እቲ ዝተረፈ ሕብረተሰብ ከም ኣብነታዊ ጅግና ስውእ ዘኽብሮ እኮ ንመሰሎም ንናጽነቶም ውን ዘይቓልሱ ተንበርከኽቲ ስለዘለዉ እዩ።

  • @wezwelday2580
    @wezwelday2580 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንኽልቴኹም ብጣዕሚ እየ ዘመስግን። ደስ ብሃሊ ቃለ መሕትት እዩ። ቀፅልሉ።

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትርጉም መስዋእቲ ጠቕላላ ተጋጊኻ ኣለኻ

  • @KahasaiArefe
    @KahasaiArefe 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Muza tv good job🎉🎉🎉🎉❤

  • @ኹሉ--ግዜሕጂ
    @ኹሉ--ግዜሕጂ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Waw please part👉2🥰👌🥰👌

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሓጥያት ፍርሕዋ ንሞት ግን ኣይትፍርሕዋ እዩ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ እስካ ግን ንሓጥያት ኣይንፍርሓዮ ትብል ኣለካ ጌጋ እዩ ምክንያቱ ኣብዚ ጥቅስታት ኣንብብ Romans 6 ትግ - ሮሜ 22-23: ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡ ንኣምላኽውን ስለ እተገዛእኩምዎ፡ ፍሬኹም ንቕድስና ዀይኑ ኣሎ፡ መወዳእታ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።Philippians 1 ትግ - ፊልጲ 20-21: ንኣይ ህይወተይ ክርስቶስ እዩ፡ ሙማትውን ረብሓይ እዩ እሞ፡ ከምቲ ሃረርታይን ተስፋይን ብገለ ኸይሐፍር፡ ከምቲ ዅሉ ሳዕ ሕጂውን ብትብዓት ደኣ፡ ብህይወት እንተ ዀይኑ ወይስ ብሞት፡ ክርስቶስ ብስጋይ ኪኸብር እዩ።

  • @shishayniguse364
    @shishayniguse364 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ኣብ ፍልስፍና ዘርኣ ያቆብ ዝብል ፕሮግራም እየ ዝፈልጦ ለካ ናይ ኮምፑተር በዓል ሞያ እዩ?

  • @gebrehiwotgebreab5780
    @gebrehiwotgebreab5780 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግርም ዮኒ ቀጽለሉ ብትግርኛ ምኻኑ ከዓ ፈትየዮ ኣልኩ መመሊስካ ቃለመሕተት ሃብ።

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዮናስ፡ ኣብ ቋንቋ ግን እንታይ ኰይንካ ዘይትጥንቐቕ? ንኣብነት፡ ምናምን ... ምናምን ትብል ኣለኻ። ምናምን ብትግርኛ ከንቱ፣ ጥቕሚ ዘየብሉ ... ማለት እዩ። ብኣምሓርኛ ድማ፡ ወዘተ፣ የመሳሰሉ ንምባል እዩ። ዘረባኻ ክንደየናይ የፍርሰልካ ከም ዘሎ ተዓዘቦ። ኣብ ቋንቋ እውን ኣድህብ።

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Am afraid of😢

  • @estifgeremeskel5823
    @estifgeremeskel5823 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይብሓቂ ደስ ዝብልን መሃርን መደብ ፓርት 2 ጌርካ ክትደግመና ንጽበ

  • @ወዲመሬት-በ7ወ
    @ወዲመሬት-በ7ወ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Brilliant mind Yoni thank you so much

  • @ወዲመሬት-በ7ወ
    @ወዲመሬት-በ7ወ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Behaqi buluttse hasab

  • @tadeseteklebrhan
    @tadeseteklebrhan 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ኣምጻኣዮ !!!!!! ህዝብና ናጽነት ክላመድ ኢዩ ።

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nice i like your program ❤

  • @senayttadesse5910
    @senayttadesse5910 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤👌

  • @habeng9468
    @habeng9468 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤thank you

  • @GrowTogether2021
    @GrowTogether2021 วันที่ผ่านมา

    which life is talking about bro, how did u get it, where did you get it, or who did u give it?

  • @God-db9vp
    @God-db9vp วันที่ผ่านมา

    ሓበሻና ፍልስፍና ማለት ፈጣሪ የለን ወይ ሃይማኖት ምንቃፍ ጥራይ እያ ትመስሎ፡ ኣብቲ ሓቂ ግን 95% ካብ ፈላስፋታት እምነት ዘለዎም እዮም፡ ዮናስ ሓውና ነዚ ይፈልጦ ድዩ ኣይፈልጦን ኣይፈልጥን እየ ግን ዋላ ብዓይኒ ፍልስፍና ስሒቱ እዩ ዘሎ፡ ክንደይ ዓለም ብፍልስፍናኦም ተኽብሮም ጳጳሳትን መራሕቲ ሃይማኖትን ኣለዉ፡ ብዝኾነ ምስ ዮናስ ተራኺብና ብሓሳብ ክንምጉት ትምኒተይ እዩ፡ ግን ከም ሓሳብ ዮናስ፡ ፈላስፋታትን ሃይማኖትን ከመይ እዩ ዝምድንኦም ኢልካ ክትፍትሽ ይዕድመካ።. ሓታቲ ግን ሕቶኻ ጠቕላላ ብሱል ኣይኮነን፡ ንኣብነት ብዛዕባ መስዋእቲ ክትሓቶ ከለኻ ተዛረብቲ ትግርኛ ንመስዋቲ ዘለና ኣረኣእያ ኢልካ ነቲ ናይ ቃልሲ መስዋእቲ ጠቒስካ ከተብቅዕ ናብ ኣቤልን ቃኤልን ከኣ ወሲድካዮ፡ ናይ ኣቤልን ቃኤልን መስዋእቲ ምስ ናይ ኲናት መስዋእቲ እንታይ ዝርራኽብ ኣለዎ፧ ዘራኽብ ይብሉን ብኸመይ ኣራኺብካዮ ከይገረመኒ ኣይተረፈን፧ ሞጋቲ ከኣ ኹን ሓታቲ ጥራይ ኣይትኹን።

  • @GebreegziabherGebremedhn-vj8zh
    @GebreegziabherGebremedhn-vj8zh วันที่ผ่านมา

    Good job man

  • @GoitomMehari-ld5ng
    @GoitomMehari-ld5ng วันที่ผ่านมา

    Friend ብዙሕ ይቐርየኪ እዩ ሱቕ ኢልኺ ካብ ፊደል ሐዋርያት ጀሚርኺ ካብ ታሕቲ ትምህርቲ ጀምሪ😊

  • @michaelm1440
    @michaelm1440 วันที่ผ่านมา

    Not clear of his educational background . From Which college ?

  • @Fttbrook
    @Fttbrook วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ: ደጊምካ ኣምፃልና በጃኻ: ከምዚኦም በላሕቲ ደጋጊምካ ኣምፃልና በጃኻ ኣዝሚር::

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t วันที่ผ่านมา

    እንታይ እዩ ዝምህረና ዘሎ ዝወዲ እዚ ሕጅስ ካብቶም ቀተልቲ ከመይ ይፍለ ? እንደገና ምዕራባውያን ሃይማኖት የብሎምን ጦርነት ኣየካይዱን ንሕና ኸኣ ሃይማነታውያን ከ ንስና ጦርነት ኣጋጢሙና ማለት ጌጋ እዩ ንሶም ዘሕለፍዎ ጦርነትን ዝህለቕዎ ሰብን ከ ከመይ ረሲዕኻዮ ንሶም ብ ሚሌናት ሰብ ክሃልቅ ከሎ ኮ ኣባና ጦርነት ኣይነበረን ብሓፂሩ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ እንታይ ኢኻ ትምህረና ዘለኻ

  • @mattusola9739
    @mattusola9739 วันที่ผ่านมา

    Good job give him another time .

  • @kelemeworkbelay
    @kelemeworkbelay วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ "ወዲ ሰብ ካበይ መፅዩ ድሕሪ ሞትስ ናበይ የብል?ሰብ ድሕሪ ሞቱ ዘለዎ ዕጫ እንታይ እዩ ኢሉ የአምን?(ፈጣሪ፥ገነትና ሲኦል የለን ስለ ዝበለ እየ)

  • @admas-d7e
    @admas-d7e วันที่ผ่านมา

    ዮኒ ሊቕ ብልሒ ዝወነነ" ንመለስ ዜናዊ ይመስል።

  • @meharitesfay1262
    @meharitesfay1262 วันที่ผ่านมา

    "ምናምን" እንታይ ማለት እዩ?

    • @Beriex
      @Beriex วันที่ผ่านมา

      "ዘይረብሕ፥ ቁም ነገር ዘይብሉ"

    • @meharitesfay1262
      @meharitesfay1262 วันที่ผ่านมา

      @Beriex እዚ ሰብኣይ ደኣሞ እንታይ 10 ግዜ ምናምን ይብል ኣሎ ማለት እዩ?

    • @Beriex
      @Beriex วันที่ผ่านมา

      @@meharitesfay1262 ኣሃ ብምንታይ ቋንቋ ምዃና ኣይፈልጥን ኣብ ኢትዮፕያ ካልእ ትርጉም'ዩ ዘለዋ እመስለኒ-ብዙሕ ግዜ ክጥቀሙላ'ውን ይሰምዕ'የ እንታይ ንምባል ምዃኖም ግን ይፍትሓላ። በታ ኣነ ዝፈልጣ ተረዲኤ መሊሰልካ። ኣጸሓሕፋ'የን ማዕረ እምበር ኣደማምጻ'ውን ማዕረ ኣይኮናን።

    • @davedave5217
      @davedave5217 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Mnamn gelemele malet eyu

    • @ድምጺልቢ
      @ድምጺልቢ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ምና-ምን ብኣምሓርኛ ኰይኑ፡ ብትግርኛ ገለ-ገለ (ገለታት) ወዘተ… ማለት ኢዩ።

  • @mahariabraha7512
    @mahariabraha7512 วันที่ผ่านมา

    መጽሓፍ ቕዱስ ኣንብብ

    • @Fttbrook
      @Fttbrook วันที่ผ่านมา

      Ember do semikhayo ekha entay yibl kemzelo???

  • @asfawmamuneh1252
    @asfawmamuneh1252 วันที่ผ่านมา

    ኣዝሚር

  • @mahariabraha7512
    @mahariabraha7512 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ናትካ ፍልስፍናስ ፍልይቲ እያ ። ኣብቲ ኮምፒተርሳይንስ ጥራይ ይሕሸካ ።

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉