Eritrea- ዕላል ምስ ኮሜድያን ተመስገን ተወልደ- ኤርትራ ንኤርትራውያን ክትከውን ስለዘይከኣለት ንቃለስ ኣለና!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • መሃርን ኣዘናጋዕን ጻንሒት ምስ ኮሜድያን ተመስገን ተወልደ ኣብ መርሆ ሚድያ።
    መርሆ ሜድያ ኣብ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ባህላውን ቁጠባውን መዳያት ሃገርና ኣትኲሩ ዝሰርሕ ኤርትራዊ ሚድያ እዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ስድራቤት መርሆ ሚድያ ኩኑ/ና።
    #eritrea #eritrean #bluerevolution #habesha #eritreanews #politics #tigray #merho #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreancomedy #eritreanculture #tigraynews #tigraynews #tigray_tiktok_video_dance #tigraycomedy
    ‪@merho-media‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@yikealotv‬ ‪@Brakhe_Show‬ ‪@mestyatbetna‬ ‪@zelenayoshow8106‬ ‪@Kalu_nekifar‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@fnotmedianetwork‬ ‪@Zaramedianet‬ ‪@Oryamedia1‬

ความคิดเห็น • 621

  • @samdan8545
    @samdan8545 23 วันที่ผ่านมา +12

    😂😂😂😂😂እዋይ ተመስገን 🤣🤣🤣ተመስገን እንቃዕ ገድድፍካና 🤣🤣🤣

  • @mussiegebreyouhans1160
    @mussiegebreyouhans1160 17 วันที่ผ่านมา +3

    I admire you, brother, for your insight and deep intuitive understanding of the situation. The average mind of Eritreans can't see things in depth. Wow... you are unique. Your potential is not only in making films and drama. You should be involved in politics. I am sure you will be a very influential person in Erena's politics as well. ተሜ በሊሕ ኣእምሮ: Temesgen, you are a naturally talented and gifted individual with above-average intelligence. Your voice has a significant influence on all Eritrean so-called "political parties."

  • @ilovetelaviv9892
    @ilovetelaviv9892 23 วันที่ผ่านมา +14

    ቴሜ ተባዕታይ 🎉❤

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi 23 วันที่ผ่านมา +26

    ትብዓት ከምናይ በዓል ቶሜን፡ ኪሮሰይይይይይ ጆን ብላክን፡ ዋዜማን ሲ ክሳብ ሕጂ ኣይረኣኩን ኣኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙።

    • @MelakeMedhanie2024
      @MelakeMedhanie2024 23 วันที่ผ่านมา +1

      Tebat ay konen ezia ata gadam xsmam ezi kdat EU sebay zbehal ab Adu koynu zqawem

    • @ilovetelaviv9892
      @ilovetelaviv9892 23 วันที่ผ่านมา +2

      ​@@MelakeMedhanie2024ንስካ ከ ኣበይ ኮንካ ትድግፍ ኣለካ ኣብ ኤርትራ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 23 วันที่ผ่านมา

      @@BergedNhameduFthawi nay temien John ayfeltin eye kiros asfha gn mulue tgraway eyu so sle tgrayu zeyqales beqa Beal kiros kisab zedneqka xegem aleka wey polotica aytfeltin eka

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 23 วันที่ผ่านมา

      @@ilovetelaviv9892 ehi wexika sle zeleka eka ember ab eri konka aymdegefkan kitb eka flut eyu wela wexika hagerka tedegifka tiemka sle zelo tbli Beal nska mehaym hagerka mdgafin sreat mquwamn ekum zeytfelalyu bzkone hgdef Eritrea Nexa zewxien Eritrea Kem Hager kitflet zgebre party kisab zkone win kibrie ygbeo eyu l

    • @BurukAsefa-pf2en
      @BurukAsefa-pf2en 23 วันที่ผ่านมา

      Eti bzuh ztewarede bzuh mret zreaye tebae eyu.

  • @gezenatips
    @gezenatips 23 วันที่ผ่านมา +2

    ተሜ ጀግና ❤❤❤❤❤

  • @hagosmengesha1299
    @hagosmengesha1299 23 วันที่ผ่านมา +9

    ኣነስ ክፈትወካ መዓት❤❤❤

  • @edensolmon4624
    @edensolmon4624 12 วันที่ผ่านมา +1

    ለማኒ ወ ለማኒ

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 22 วันที่ผ่านมา +3

    መሪር ሓቂ።ኣበይ ሞ ማይ ኣብ ከውሒ ምድፋእ እንዶ ኾነ።

  • @wedihagos9611
    @wedihagos9611 20 วันที่ผ่านมา +3

    ተመስገን ንጹርር መልኤኽቲ 🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿💙💪💪👈👈

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 23 วันที่ผ่านมา +15

    Behaki perfect minesay keep it up your smart brain

  • @mikihabte4108
    @mikihabte4108 22 วันที่ผ่านมา +4

    ተሙ ሽኮር ኣዚና ኢና ንፈትወካን ነክብርኻን

  • @KahsayTesfa
    @KahsayTesfa 23 วันที่ผ่านมา +14

    ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከምዝኣ ጌራ ዝመሰጠትኒ ኢንተርቪኤው ኣይርኣኹን.

    • @bekhitamerke2938
      @bekhitamerke2938 23 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk

    • @ogbaihabtemikael9209
      @ogbaihabtemikael9209 17 วันที่ผ่านมา

      ዋይ! ከማኻ፡ ይብዝሑ። ኲሎም፡ ጃላ፡ ደሞ፡ ጽርግ ኢሎም፡ ኣይከዱን።
      ፍልጥ:ምምላስ፡ የለን!

  • @kahaseshishay3682
    @kahaseshishay3682 22 วันที่ผ่านมา +2

    God bless you

  • @mussielemlem1248
    @mussielemlem1248 23 วันที่ผ่านมา +8

    ተባዕ

  • @robatejohn2352
    @robatejohn2352 23 วันที่ผ่านมา +20

    ብፍቃደይ ኤርትራውነት ገዲፈዮ እንዳ በልካ ንምንታይ ብዛዕባ ኤርትራ ትዛረብ?

    • @teshayearaya1712
      @teshayearaya1712 21 วันที่ผ่านมา +3

      ዝርዳአካ ተኮይኑ አብ ኤርትራ ን ዘለው ቤተሰብካ አዝማድካ ደቅአድካ ብጡቅሉሉ ነቶም አብ ኤርትራ ንዘለው ህዝቢ ይቃለስ አሎ ድምጺ ይኸውን አሎ
      ከም ንስካ ድማ ብ ሀገራውነት ተጎልቢብኩም ንአና ትቃለሱ ርእሲ ሀምሀም

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 23 วันที่ผ่านมา +3

    ስርዓት ዘይብሉ ሰብ ከምዚ ሰብ እዚ ኣይራኣኹን። ነቲ ቤተሰቡ ዝተሰውኡሉ ሃገሩ ኪሒዱ ንትግራይ ዘዕቢ ክርድኣካ ዘይክእል ሰብ እዩ። ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ዘዛርብ የብልካን። ንስኻ ንኤርትራን ትግራይን ከተባእስ እምበር ዝጠቕም ሓሳብ የብልካን። ብጣዕሚ ትዕቢተኛ ሰብ። ንስኻ ንኤርትራ እናኣናእስካ ብዛዕባ ኤርትራ ዘዛርብ የብልካን። ምስ ሻዕብያ እንተኾይኑ ጸገምካ ምቅዋም ጸገም የብሉን። ነታ ሃገር ግን ኣይተናእሳ። ቤተሰብካ እዮም ተሰውኦሙላ።

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 23 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ከረን ዝተወለደ ወዲ ክልል ትግራይ እኮዩ።

  • @mussiegebreyouhans1160
    @mussiegebreyouhans1160 17 วันที่ผ่านมา +2

    ሓያል ካድር: ሓቕኻ ኣብታ ሃገር መዓት ሃለውሳ ኢዩ ዘሎ። እዘን ናይ ሳሕል ኣህባይ ንሕብረተሰብና ተጻዊተናሉ ኢየን። ንሃገረይ እንታይ ጌረላ እንታይ ጌራትለይ ኣይትበል። ስዉእ ኣብመቓብሩ ኮይኑ ይሪኤኻ ኣሎ፤ ተጋዳላይ ቐዳድ ኢዩ ጅቡኡ፤ ብጽፍርና፤ ስኒ ምንካስ።

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 23 วันที่ผ่านมา +11

    ተመስገን ወዲ ትግራዋይ ተወልጀ ዕባይ ኤርትራ ኢካ

  • @Tusfai
    @Tusfai 17 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን መቅሰን ናይ ልበይ ልቢ ህዝቡ ቅሰን ጸልሚቱ እዩ ዝርሁ ኣብ እስራኤል ንዝወረደ ሓደጋ ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዝተሃስዩ ድማ መንግስተ ድማ ምስ ምሉእ ጥዕና የውጻዮም በለጽ በዚሑ ኣቅሽቲ ኣብ ዓድኩም ኣይትቅበሩን ይብሉና ደቀንስትዮ ኢምባስን ህግደፍ ቅተልወም ኣጆኩም ይብላ ኣብ እስራኤል ዘሎ ደላይ ፍትሒ ብዕጽፍጻፍ ተሃስዩ እዩ ፈጣሪ ይፍረድ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

  • @utenteabraham6958
    @utenteabraham6958 23 วันที่ผ่านมา +4

    (ኽልተ ረሳሓት )

  • @SenayTesfazghi-l6l
    @SenayTesfazghi-l6l 16 วันที่ผ่านมา +1

    Teme wedi shormuta aykonan 🇪🇷 ena beqa❤🇪🇷❤😘🇪🇷❤😘🇪🇷❤

  • @berhanekahsay2293
    @berhanekahsay2293 23 วันที่ผ่านมา +4

    Temsgen jigna ajoka

  • @maharitetesfa246
    @maharitetesfa246 23 วันที่ผ่านมา +8

    💙💙💙

  • @samsonhailemichael6710
    @samsonhailemichael6710 14 วันที่ผ่านมา

    ተሜ ዓቢ ሰብ

  • @IsayasBerhane
    @IsayasBerhane 23 วันที่ผ่านมา +3

    ትፋእ ኤርትራዊ ኢካ ፈኪስ

  • @ben5115
    @ben5115 23 วันที่ผ่านมา +2

    I like these comedians they are real comedians and funny felas

  • @negasi2123
    @negasi2123 23 วันที่ผ่านมา +12

    ተሜ ጅግና 💙💚👌ሓቅነትካ ዝመሮም ሓሰውቲ ኣብዚ የዕነንዩ ኣለዉ።

    • @user-zy7hs8on5m
      @user-zy7hs8on5m 23 วันที่ผ่านมา

      Kulna tekawemti ena gen b eritra aykonen zhaseb ajewjew bezihu nhna Tigrinya tegaru ena gele aselchawi koynu

    • @Meritey
      @Meritey 23 วันที่ผ่านมา

      Shabya alena ati komal kid mereb sgeri

    • @negasi2123
      @negasi2123 23 วันที่ผ่านมา

      @@user-zy7hs8on5m ኣብ መንነት ኢዩ ንሱ ኸኣ መሰሉ ኢዩ።

    • @negasi2123
      @negasi2123 23 วันที่ผ่านมา

      @@Meritey who is Shabia. ??? I am the real son of shabia not hgdef 😏.

    • @teshayearaya1712
      @teshayearaya1712 21 วันที่ผ่านมา

      @@negasi2123ሻእቢያን ህግደፍ ሀደ እዮም

  • @yemanemichael6451
    @yemanemichael6451 15 วันที่ผ่านมา

    I like your courage to speak your mind.

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 23 วันที่ผ่านมา +3

    Crazy boy 😢

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 21 วันที่ผ่านมา +1

    ቃልሲ ኤረትራ ግረምብጥዪ ናብ ኢትዮጵያ ምስዳዶ ዘይ ተርፈካ ምስ ኢትዮጵያ ውግእ ጽላለ ይባሃል ወይ መርገምዩ

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 21 วันที่ผ่านมา +6

    እዋይ እዋይ ሓንጐል ብሉጽ ወዲ 101%✅

  • @HiwotAmare-q9o
    @HiwotAmare-q9o 14 วันที่ผ่านมา +1

    ተሜ ከማካ አተሐሳስባ ሐደ ትግራዋይ ተዝንረክብ ትግርኛ ተዛረብቲ ክንደይናይ መዓበና ነይርና ህግደፍን ህወሓትን ዝጠፍእሉ ዘመን የምፀኣልና

  • @user-nr7ev1ow6e
    @user-nr7ev1ow6e 23 วันที่ผ่านมา +12

    ተሜ ይኽ 💙🌿💙

  • @HumanResource-eo3do
    @HumanResource-eo3do 22 วันที่ผ่านมา +1

    በል ወሓጦ ወይ ጡፍ በሎ
    ትግራይ ትዕወት ዝብል ኤርትራዊ የለን እንተሎ'ድማ ኤርትራዊ ኣይኮነን።ክንደይ ነፋጣት ርኢና ኢና ከምዚ ዋላሓንቲ ሂወት ዘይብሉ ግዳይ ርኢና ኣይንፈልትን።ብዛዕባ ኤርትራ ድማ ኤርትራውያን ጥራይ ኢዮም ክዛረቡ ዘለዎም ብዝኮነ ግዜ መምህር ኢዩ ግዜ ክምህረካ ኢዩ።

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 23 วันที่ผ่านมา +6

    ሳብስክራይብ ግበሩሉ የሕዋት ነዕብዬ ንዬናስ ሓውና::

  • @mulueyohans51
    @mulueyohans51 19 วันที่ผ่านมา +1

    Waww temye msaka aleku :: netbi gerkala

  • @user-sy3yk3wc8m
    @user-sy3yk3wc8m 23 วันที่ผ่านมา +8

    ተሜ ኣዝማሪኖ ኣታ ጅግና 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @edensolmon4624
    @edensolmon4624 12 วันที่ผ่านมา +1

    ቐልል ኤርትራ🤮🤮🤮🤮🤮

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane5425 18 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ባህታ ኣባጥመር ታባዕ መንእሰይ።

  • @user-yz4it2zn4j
    @user-yz4it2zn4j 17 วันที่ผ่านมา +3

    Well said Temie you are a hero 👌you are so smart and very talented and very wise young man. I don’t even have enough words to describe you my dear brother. But I always admire you. Keep it up all the great work. God bless you both 😘❤️🙏🏽

  • @ChYh-f1l
    @ChYh-f1l 23 วันที่ผ่านมา +7

    ቅጭን መሕረቅን ቃለ መጠየቅ

  • @MiliMili-d3b
    @MiliMili-d3b 23 วันที่ผ่านมา +2

    ቴሜ መሐረር❤😂

  • @frtunatsegay4292
    @frtunatsegay4292 15 วันที่ผ่านมา

    Just I like him ❤😂

  • @shishayteklesenbet4441
    @shishayteklesenbet4441 23 วันที่ผ่านมา +3

    Nifue kexilo

  • @habesha6883
    @habesha6883 16 วันที่ผ่านมา

    ዓሻ ረኺቦም ተጋሩ ከኣ ንዓዱ ጸሊኡ ንዖኦም ዝውድስ: ንግሆ ንግሆ ኢንተርቪው ይገብርሉ ኣሎው

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 19 วันที่ผ่านมา +1

    fetawi teme dia sebucrbe nigebrelka ewe Teme jigna aye tbiat ade welida❤❤❤❤

  • @noelnoob9928
    @noelnoob9928 15 วันที่ผ่านมา

    ጌሜ እቨር ቅዳር ዐጋመ🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🐪🐪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @teddyoog3013
    @teddyoog3013 23 วันที่ผ่านมา +3

    Fogurrrr

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 21 วันที่ผ่านมา +1

    Temesgen smart young men 🙌👌👍💙💙💙

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 23 วันที่ผ่านมา +1

    ነጻነት ብብያቲ እንተትዋሃበና እሞ ክንስዋእ ኣይምመረጽናን። ኤርትራዊ ክዛረቦ ከሎ ጌጋ ካልእ ክዛረቦ ከሉ ሰናይ ትብሉ ዘይፍትሓውያን ኢኹም

  • @edensolmon4624
    @edensolmon4624 12 วันที่ผ่านมา +1

    ንአኻ ዶ ወሊዶም ጉሐፍ ተምላስ ውቑእ ማቶ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile27 23 วันที่ผ่านมา +8

    Bravo Temesgen. Keep it up.

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 23 วันที่ผ่านมา

      Dankro

  • @ZTGHVictim
    @ZTGHVictim 22 วันที่ผ่านมา +1

    Nega mature enough person I'm pretty proud of you

  • @nebelbalentertainment
    @nebelbalentertainment 22 วันที่ผ่านมา +1

    Good anlysis

  • @user-uw6og2en3e
    @user-uw6og2en3e 23 วันที่ผ่านมา +2

    Kef zlwo comidya teme❤❤❤

  • @awetsirag5469
    @awetsirag5469 20 วันที่ผ่านมา +14

    እዛ ወዲ ካብ ኩቱር ተነጽሎ ፡ ናብ ነብሰ ምትሓት ወሪዳ ፡ ካብ ዝገርም ነብሱ ኣትሒቱ ንካልእ ከክብር ዝፍትን በቲ ዘኽብሮ ሰብ'ውን ሑሱር'ዩ ፡ ኣብ መወዳእታ ነዛ ዓለም ብነብሰ ቅትለት ጥራሕ'ዩ ዝፋነዋ ። 😢😢😢😢😢

    • @yonassolomon7619
      @yonassolomon7619 19 วันที่ผ่านมา +1

      ጎንፊ ጌርልካ ኣሎ ሓቂ ተዛርብካ ኢልካ ትንጽሎ እንተኾንካ።

    • @medhin8187
      @medhin8187 17 วันที่ผ่านมา

      ዋይ ንሱስ ኣብ ዝኸዶ ኩሉ ዩ ዝፈትዎ። ናብ ዓርሰ ቅትለት ዘብፅሕ የብሉን ። ዓሻ ባዕልኻ ግዳ ካብ ርእሰ ፅበት ዉፃእ ፅልኢ ግደፉ ሼጣዉንቲ ኣይትኹኑ ።

    • @habesha6883
      @habesha6883 16 วันที่ผ่านมา

      @@medhin8187ንስኻትኩም ደኣ ትፈትውዎ እወ:: ኤርትራ እንዲዩ ዝጸርፈልኩም ዘሎ:: ብኤርትራውያን ግን ተፈንፊኑ ኢዩ:: ተፈንፊኑ ሲ ተዋሳእቲ እኮ ንፊልሙ ዝሰርሕሉ ስኢኑ

    • @makimaki3399
      @makimaki3399 16 วันที่ผ่านมา

      Naybehaki 😂😂😂😂😂 zetsegeo sinu be kulu tenetsilu

  • @dctv8334
    @dctv8334 22 วันที่ผ่านมา +2

    🤴 king temesgen kemaka belih defar jigna teqalasay rieye ayfeltn ye gn ezi rukus hzbi kemakum jeganu endaqetele e u ab kemzi wediqu . Be careful ma brother long life❤❤❤

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 15 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ቀደም ዓዲ ፍተሒ፣ ዓዲ ውርዙይ ህዝቢ
    ሎሚ ዓዲ ዓፈንቲ፣ ኣሠርቲ፣ ሓረድቲ፣ ገረፍቲ፣ ቀተልቲ፣ ጨወይቲ፣ ሠጎግቲ፣ ሠረቅቲ፣ ሸፋቱ፣ ዓመፅቲ . . . .ወዘተ

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir9141 23 วันที่ผ่านมา +2

    Tegadelty they ate thier brain a long time a go as a result all Eritreans paying heavy and magnificent price for the last 30 years and who knows how long will last .
    Any way ; I admire you for exposing the violence ; abusing and harassment committed by shefato .

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 22 วันที่ผ่านมา +7

    ዛ ወዲ ድሕሪ ቁሩብ ዓመት ኣብ መእለዪ ሕሙማን ስነ ኣእምሮ ክንሪኦ ኢና:: ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ

    • @user-ni7ky4tn8w
      @user-ni7ky4tn8w 19 วันที่ผ่านมา +1

      I agree with you brother

  • @mosesmoses7893
    @mosesmoses7893 21 วันที่ผ่านมา +1

    Resah agame

  • @SabaGebreamlak
    @SabaGebreamlak 21 วันที่ผ่านมา +1

    Agame seraki

  • @zfannkesete6819
    @zfannkesete6819 11 วันที่ผ่านมา

    Thankyou

  • @bahrnameretna5687
    @bahrnameretna5687 23 วันที่ผ่านมา +2

    Halawwwwww Hemum Halewelew 😢😢😢

  • @mekonentefferi3871
    @mekonentefferi3871 23 วันที่ผ่านมา +1

    ተሜንዞ 🩵

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 23 วันที่ผ่านมา +15

    መንእሰይ ኢኻ ርግእ ኢልካ ብትኽክል ሕሰብ። ኣብ ኤርትራ ጸገም ከምዘሉ ስዉር ኣይኮነን ግን ንትግራይ ብምቅንጃውን ናይ ስውኣት ውዕለት ብምንኣስን ግን ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ዘይኮነ ሽግር ከተምጽኡ ኢኹም ትጽዕሩ ዘለኹም። መራሕቲ ትግራይ ድማ ብስልጣን ይበኣሱ ኣለዉ ብዛዕብኡ ግን ብጩቕ ኢልጁም ኣይትዛረቡን ኢኹም። ናይ ሓሶት ትቓለስቲ። ነቲ ህዝቢ ድማ ስዑር ኢልካዮ። ዘገርም እዩ። ካብ ኢሳያስ ዝገደድኩም ከይትኾኑ ዘፍርሕ እዩ። ትግራዋይ እየ ካብ በልካ ስለ ትግራይ ጥራሕ ተዛረብ።

    • @LubakAmbes
      @LubakAmbes 23 วันที่ผ่านมา +1

      እዞም መናእሰይ ኤርትራውያን እዮም ስለዚ ኻኣ ብዛዕባ ሃገሮም ይዛረቡ ኣለዉ እንተ ብዛዕባ ትግራይን መንግስታን ክዛረቡ ግን ዜግነታዊ መሰል 'ውን የብሎምን።

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 23 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@LubakAmbestgraway eye Mish elu baelu bzaeba eri aymlketin eyu

    • @Thoughtandreaction
      @Thoughtandreaction 22 วันที่ผ่านมา

      ​@@FanealEstifanos-ic8ev በዚሕዎ ኣታ ምርር ኢልዎ ዘርከበ ምቅዋም ምስ ጀመረ ወለገባ ኢካ ትግራዋይ ኢካ ዓጋመ ኢካ እንተኢሎሞስ እንታይ ክብል ትጽበ። ደሓር እየ ስለ ዝበለ ዲዩ ዝከውን ኣይተገናዝብን ዲካ። ሕጂ ንስካ ኣመሪካዊ እየ ስለ ዝበልካ ትከውን ማለት ዲዩ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 22 วันที่ผ่านมา

      @@Thoughtandreaction emo n mengsti dlayu ybel why gn Ade eri kthazin Ade eri ydeli neru ezia kea abrhaley eske

    • @HumanResource-eo3do
      @HumanResource-eo3do 22 วันที่ผ่านมา

      ደሓን ይዕፈር ግደፎ መሰሉ ኢዩ።ሻዕብያ ንንኡስ ወለዶ ኤርትራ ሃገር ዘድሓነ ንኡስ ወለዶ ስልጣን ኣብ ምርክኻብ ኢዩ ዘሎ።

  • @tzigheredaelfu7172
    @tzigheredaelfu7172 16 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉

  • @fretatesfay4374
    @fretatesfay4374 23 วันที่ผ่านมา +2

    Temesgen afra indanterka aytzareb ( Ajakis samna) 😂😂😂

  • @user-ci5ro4fg4w
    @user-ci5ro4fg4w 20 วันที่ผ่านมา +18

    ተሜ ናይዚ ዘመን ብሉጽ መንእሰይ ብእዋኑ ዝተረዶኦን ዝተወደኦን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ፣

  • @habtitwele1337
    @habtitwele1337 23 วันที่ผ่านมา +3

    Eritrean kemaka shilet wedi dergi mtifae edilegna eya.

  • @luluteynatey5110
    @luluteynatey5110 17 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ኣርእስቲ??? ኣይመስለንን!! ሓደ ነገር ይፈልጥ፣ ንኤርትራ ፈጺሙ ኣይረግጻን እዩ። ብጹብቅ ጊዜ ኤርትራ ዓበቓ ኣርሒቓ። bye bye ንትግራይካ !!! ተመስገን ቅራጽ ሰይጣን !!!

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 23 วันที่ผ่านมา +13

    ኬፍ ዘለዎ መንአሰይ ስነጥበባዊ ተመስገን ተወልደ ንኹሉ ሰብ ዝዛረበሉ ሓቀኛ ስነጥበባዊ

    • @user-sh2su1lm9p
      @user-sh2su1lm9p 23 วันที่ผ่านมา

      36:05 ክንመ'ሰን ኢና እተን ስንና 😂😂😂😂😂😂😂Temie ጊደፍ

  • @esromasmie1682
    @esromasmie1682 23 วันที่ผ่านมา +8

    Wuray tigraykum gberu klil tigray

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai6697 16 วันที่ผ่านมา

    ትኽስ ድሙስ መዘንግዕ አንጭዋ! ሎሚ ዓጋመ'እየ ዝብለኩም'ዘሎ ጽቡቅ ንግሆ ካብ ተጋሩ ሐገዝ ክሐትት ሰለዝደለየ'ዩ fundraising እዮ ደልዩ ካባኩም ።

  • @malouchol4522
    @malouchol4522 23 วันที่ผ่านมา +4

    Absolutely right

  • @haragtes5360
    @haragtes5360 17 วันที่ผ่านมา

    Wowwww 👌

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 15 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራውያን ነቲ ቅኑዕ ኤርትራዊ ወዲ ካልእ ሃገር እዩ ይብልዎ። ሓቆም ኢዮም ኤርትራዊ ቅኑዕ ሥሐዘየለ።

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 23 วันที่ผ่านมา +13

    ኬፍ ዘሎዎ ጻኒሒት ኔሩ ቡኡነት ! ተሙ Thank you Yoni መርሆ-ሚድያ

    • @Azazi_nahom
      @Azazi_nahom 23 วันที่ผ่านมา

      Kemey gerna ndegemekum ena nhasb zelena tetjmer kemey xbuk neru eza guday

    • @asmaraeritrea29
      @asmaraeritrea29 20 วันที่ผ่านมา

      ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ረሳሕ ዓሌት ትግራዋይ 🤮😡😡😡

  • @tamrat7
    @tamrat7 23 วันที่ผ่านมา +34

    ኣነ ከምዚ ወዲ( ፍጊዕ) ዝብለኒ የለም ዋልሓንቲ ፍልጠት የብሉ ፡ዘረብኡ ኣይእዱብ። ክንዳኻ ዘይ ኣኸላስ ብኣኻ ይወዓላ ይብሃል. ኣነ ዘሕዝነኒ ነዚ ቃለ መጠይቅ ዝገብሩ እዮም

    • @negasi2123
      @negasi2123 23 วันที่ผ่านมา +11

      He is Young Hero 💙 ኣንጻር ባርነት ደው ዝበለ ብሱል መንእሰይ ምዃኑ ንገለ ውጽኣት ከትሕዘኩም ባህርያዊ ኢዩ።

    • @user-bk3lg7ow6c
      @user-bk3lg7ow6c 23 วันที่ผ่านมา +6

      40 ደቂቅ ኮፍ ኢልካ ሰሚዕካዮ ቅድሚ ሰብካስ ህጂ ከምዚ ወዲ ፍጊዕ ዝብለኒ ትብል እታ መርፍዕ ዝህበካ ዘሎ ስለ ትመረካ ዘላ እያ ካልዕ ኣይኮነን ግና ከምዚ ህሙም ናብ ሓኪም ዝከይድ መርፍዕ እንዳጸልዓ ንስካውን ከሙ ኢካ ኮይንካ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 23 วันที่ผ่านมา +3

      ​@@negasi2123 party kitqawem nbur eyu zb zkone Hager zelo eyu haverkan hizbkan yehlifka gn aykonen bro

    • @negasi2123
      @negasi2123 23 วันที่ผ่านมา +2

      @@FanealEstifanos-ic8ev ንመን ኢዩ የሕሊፉ ሂብዎ ተሜ ??? ኤርትራዊ ዲኻ መጀመርያ ?? ናይ ተሜ ዘረባ 2 ግዜ ብውሑዱ ስምዓዮ ክርደኣካ ተቓዋሚ እንተዘይኮንካ።

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 23 วันที่ผ่านมา +1

      @@negasi2123 ata entay kisemealu eritrawi tezey kewin amxhafkun coz meles Ms mote salsti zhazene kisab zikone bzaeba eritra aymlketon eyu

  • @Tusfai
    @Tusfai 17 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @michaelhaile1045
    @michaelhaile1045 23 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብዛ ንወደን ሲ በዲሊ ይብላ ትብል ካድራት ኣለዋ ካድራት ኣለዋ ንዝምለስ ወደን ወላ ኣይመለስ ነታ ኣታዊተን ከይትጎድልን ወይ ካድራት ስለ ዝኮና ነቲ በዲሎም ዝብል ኣብዝሃለፈ ይዝርዝሮኦ ካቡኡ ታደ ከይፈተወት ከምትቕበሎ ይገብራኣ ከይፈተወት ከምሰበይ እንዳ በለት ከይሓፈረት ቡኡኡ ትዝምር

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 17 วันที่ผ่านมา

    እዞም ተጋሩስ መአከቢ እንዳጓሓፍ ኮይኖም ተሪፎም 😂😂😂😂
    የቀንየልና ተመስገን ድሓን እቶ ብፍቃድካ ዝገደፍካዮ ስድራካን እቶም ዝተረፊ ተማልኣዮም ።

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 15 วันที่ผ่านมา

    ተመሥገን ቅኑዕ ሠብ።

  • @user-ni7ky4tn8w
    @user-ni7ky4tn8w 19 วันที่ผ่านมา +6

    Eritrea 🇪🇷 is owned by the nine ❤ Afar, ❤Blien, ❤Hidareb, ❤Kunama, ❤Nara, ❤Rashaida, Saho, ❤Tigre❤ and Tigrinya.❤ Our leaders are from Eritrea and they love & fought for the freedom of the Eritrean people. Glory to the Lord and glory to all Eritreans.

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 15 วันที่ผ่านมา

    "ሻምበቆ ወርቂ
    ሓላይ ውዒለ ሥኢነኪ
    ሓላይ ዘይምቅናይኪ"
    ኢሉ ድዩ ዝደረፈ ኢ/ር ኣሥገዶም?

  • @user-ci5ro4fg4w
    @user-ci5ro4fg4w 19 วันที่ผ่านมา

    ነዚ በሊሕ መንእሰይ ትቃወሙ ዘለኹም ብስለት አእምርኡ ልዕሊ ዓቅምኹም ስለ ዝኮነ አይተሐዘልኹምን እዩ፣

  • @samuelkidane4644
    @samuelkidane4644 23 วันที่ผ่านมา +6

    ተሜ መቕሰን💙💙💙💙💙

  • @TedrosAraya-f5h
    @TedrosAraya-f5h 19 วันที่ผ่านมา

    አዚ ረሳሕ ዓጋመ ፡ቅልውላው መንነት ፡ኣብ ኣስመራ ዓብዩ ግን ጠላም ፡ዩ

  • @hagerawiae604
    @hagerawiae604 20 วันที่ผ่านมา +1

    ግርም ዕዳ ቀለለ፡ ኣነ ተመስገን ኣይኮንኩን እንተ ኢልካ ግርም፡ ድላይካ ኹን። ኣነ ሰብ ኣይኮንኩን እንተኢልካ ውን ንቅበሎ። ናይ ሎሚ ዘበን ፋሽን እዩ፡፡ ኣቦይ ኣይኮነን፡ ኣደይ ኣይኮነትን ኣንተ ኢልካ ግርም፡፡ ኣነ ጻዕዳ እየ ጸሊም ኣይኮንኩን፡ ናይ ዘበና ብሂል እዩ፡፡ ኣነ ወዲ ኣይኮንኩን፡ ኣነ ጓል እየ፡ ምባል ኖርማል። ኣነ ኤርትራዊ ኣይኮንኩን፡ ምባል ሎሚ ኖርማል። ንስኻ ዝኸማካን ጎዲሎማ ኤርትራ፡ እንታይ ይጎድላ ዋላሓንቲ፡ ብጀካ ቁጽሪ። ሓዲሽ ኣይኮነን ንዓኣ። ብቱኽ፡ ተስፋ ኣልቦ፡ ሰኺርካ እንዲኻ ዘሎኻ፡ ስኽራንካ ሓፈፍ ምስ በለ የራኽበና፡ ዓጋሚኖ፡ ካናድያኖ ኣመሪካኖ፡ ኢታልያኖ፡ ኬንያኖ፡ ኡጋንዲኖ፡ ኢትዮጵያዊኖ፡ መንነትካ ስለ ዝኸሓድካ፡ ስጋብ ሓደ መንነት ትሕዝ። ሰነፍ መጉሃይ ስድራኡ።

  • @meressameressa5837
    @meressameressa5837 17 วันที่ผ่านมา

    ብትኽክል ተዛሪብዎ ሀገር ማለት አግራብ ሽንጥሮ ገደና ባሕሪ አይኳነን ሰብ እዩ
    ከምኡውን ሰብ ብአርያ ሥላሲ ዝተፈጥረ ካብ እንሥሳ ንታሕቲ ዝረዐየሉ ዓዲ ዓገብ በልዎ

  • @t.wedigerie
    @t.wedigerie 9 วันที่ผ่านมา

    ችድ 😢😢😢😢😢😢ኩርኩር

  • @yonasgerie8911
    @yonasgerie8911 14 วันที่ผ่านมา

    ማንቲለስ ምስ ኣራዊት ቁጽርቲ ትብል ዓባየይ. ሰነፍ ሰብ ብሓቒ ክሓምቕ ተመስገን ሃሊኻ ኣይሃሊካ ኣገዳሲ ኣይኮንካን

  • @fretatesfay4374
    @fretatesfay4374 23 วันที่ผ่านมา +2

    Meselchew aytkun ata gex hasema 🐷🐷

  • @HumanResource-eo3do
    @HumanResource-eo3do 22 วันที่ผ่านมา +1

    ትግራዋይ እንተኾይኑ'ስ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከቶ።ተጋሩ ንቕሓት የድልየኩም ኣሎ ንቕሑ።

  • @beshirabrar176
    @beshirabrar176 18 วันที่ผ่านมา

    ትግራዋይ ክትከውን ምርጫኻ እንተኾይኑ ንዕዓኻ ይምልከት
    ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ገድፍካ ብ ትግራይ ተዛረብ

  • @user-uw7kk9fs1t
    @user-uw7kk9fs1t 19 วันที่ผ่านมา

    ብዙሓት ኤርትራውያን ኤርትራ ክትነኣድ ኢዩ ደስ ዝብሎም ነቲ ጸሊም ታሪኻ ክለዓል ኣይደልዩን ኢዮም፡ ስለዝኾነ ውን ኢዩ ሽግራ ክፍታሕ ዘይከኣለ ዘሎ

  • @Johannesbeyene
    @Johannesbeyene 23 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂 Temesgen belihe Meniesy 🎉🎉🎉

  • @letinakidun4582
    @letinakidun4582 14 วันที่ผ่านมา

    💙🍀💙🍀💙💙💙💙🍀🍀🍀💙💙👍👍✌️✌️

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya2924 8 วันที่ผ่านมา

    Resahat denakur tegaru

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher3351 19 วันที่ผ่านมา

    Temesgen anbessa 🩵💚💙🌿🌿🌿🙏🙏🙏