ናብ በርሜል ቅዱስ ጊዮርጊስ መንፈሳዊ ጉዑዞ ከትገብሩ እትደሊዮ ምንም ዓይነት ፀገም የልን እቲይ መንግዲ ስላም እዮ❤!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 25

  • @bryegaldiesae
    @bryegaldiesae 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላምካ ይብዛሕ ብሩኸይ❤ኣምላከ ቅዱስ ጊዮርጊስ ካብስደት መልሲ ናብአፍደግኡ የብቀዐና🙏ግን ካብ ትግራይ /ካብመቀለ ምተጀመረ ቤተሰብ ንልእክ ነይራ ልበረከት ክኮነና

  • @ፍርወይኒ-ወ1ፀ
    @ፍርወይኒ-ወ1ፀ 21 วันที่ผ่านมา +1

    Selam amilak yebzehalka zehway kab tigeray bekamy nab በርሜል ቅዱስ ጊዮርጊስ ከንከደ ንከአል

  • @mabRihit
    @mabRihit 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 27 วันที่ผ่านมา +1

    Kidus Giwergis Yegna Abat Yegna Azagn Yegna Amalaj 🙏🏾🥹🥰❤️❤️❤️😍💕😇✝️✝️✝️

  • @trhastesfay1706
    @trhastesfay1706 13 วันที่ผ่านมา +1

    ሰሚአቱ ከብ ስደት መሊሱ ናብ ደጁ የብቅዕኒ የቀንየልና ክብረይ

  • @HGirmay
    @HGirmay 24 วันที่ผ่านมา +2

    ሰማእቱየ ለደጅህን ኣብቃን ካብስደት ተመሊሰ ዝዓርፈሉ ቦታ በርሚል ጊዮርጊስ ግበረለይ ኣምላከ ጊዮርጊስ
    ኣሕዋተይ ፈሪሕና ትብሉ ዘለኩምሲ ሰብ ከይዱ ድሒኑ ተፈዊሱ ናመፀሲ ልምንታይ ኢኩም ትጭነቁ ኣይኮነን ርኢና ከይርኣና ምእማንኳ ናይ ተዋህዶና ባህሪ እዩ የኮነይ ዶ ከድድካ ላተፈወስካሲ ከይድካ ኣብኡ ተሞትካ እኳሲ ክንሕጎስዩ ዘለና ቅዱስ ጀወርግስ ስለዘይገድፈና ቃልኪዳኑ ፀበለይ ክረግፅ ኢሉ መፅዩ ሞይቱሞ ስለቲ ዝሃብካኒ ቃልኪዳን መሓረይ ኢሉ የማልደልና እዩ ሰማእቱ ጊዮርግስ ሃርበኛ ወታሃደር ክርስቶስ ብፀሎትካ ተማሕፂና እሞ ርድኣና ❤❤❤❤❤
    ካብ ስደተይ በርሚል ጊዮርጊስ ን ምርቲ ደለጎ ቅድስቲ ኪዳነምሕረትን ጣና ሃይቅ ቅድስቲ ክርስቶስ ሳምራ ክረቅፀን ዝምነየን ቦታ እየን ቦትኦም የርግፅኪ ኢልኩም እስኪ መርቁኒ ❤❤❤❤

    • @RufrTryr
      @RufrTryr 23 วันที่ผ่านมา

      ኣነውን ፆሎቶይ እዮ❤

  • @IrS-e1p
    @IrS-e1p 28 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ትግራይ መንፈሳዊ ግዕዞ ይገበር እምበር ክንፈርሕ እና

    • @trhastesfay1706
      @trhastesfay1706 13 วันที่ผ่านมา

      አረ ምንም ዘፍርሕ ነገር የለን

  • @SelamKirosd
    @SelamKirosd 16 วันที่ผ่านมา

    ጎበዝ ዝሓወይ ናይትግራይ ማሕበር ጀምረልና ብሩከይ❤❤❤

  • @ፅሪቲ
    @ፅሪቲ 28 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መብራህተወለተመድህን
    @መብራህተወለተመድህን 28 วันที่ผ่านมา +1

    በእውነት ካብ ትግራይ ኽድ ውልናየም ተፈትሽ እንሆ ሸፋቱ እንሆይ ለዎል ኣውዮምና

  • @rutamehari7991
    @rutamehari7991 28 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @taybaa8158
    @taybaa8158 27 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @GJ_HENOK
    @GJ_HENOK 25 วันที่ผ่านมา

    Bimntay emo kinrekbekum, ❤

  • @RufrTryr
    @RufrTryr 23 วันที่ผ่านมา +1

    መስወቅያ ይሓቱ ድዮም መልሰለይ ዝሓወይ

  • @Zdyeslasabaryadaniel
    @Zdyeslasabaryadaniel 25 วันที่ผ่านมา +3

    እኔ ትግርኛ አልችልም ግን የመምህር ተስፋዬ ተማሪ ነኝ እናንተስ

    • @FreweyniGebru
      @FreweyniGebru 20 วันที่ผ่านมา +1

      እኔ ትግራወይቲ ነኝ የመምህር ተስፉየ ተማሪ ኑኝ

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190 24 วันที่ผ่านมา

    Sam amlak ms kulna ይኩን ኩቡር ሓወይ ane kea ናብ በርሚል ቁዱስ giorgis ክኸይድ delyes ናይ tom ናባኡ ዝወስዱ ተለፎኖም do kttshfeley ትኸእል

    • @abrahamyohannes19
      @abrahamyohannes19  24 วันที่ผ่านมา +1

      @ereyalemey190 terbinos menfesawey mahber 0910101073/0918181867

    • @ereyalemey190
      @ereyalemey190 23 วันที่ผ่านมา +1

      Okay የቀነለይ

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 17 วันที่ผ่านมา

    ካብ ኣድስ እባ ከንደይ እዩ ቆርሺ ትውድእ ምእንቲ ነቀርብ