Thank you Awelino this is an important message for all of us no matter where we are we will keep our culture,religion and tradition safe so we Eritreans can't not be spoiled
Thank you Awel brother ❤፡we are so proud to have brothers like you. Actually everything you said is correct. So as a society by culture and religion❤So it is the responsibility of all of us to see what kind of image or attitude we are passing on to our children. Proud of became an Eritrean Love you our people 💕🙏💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ን ድራር በዚ ዝገብሮ ዘሎ ብምምስጋኑ ዝተሓጎስኩም አስከ ኣጋጭውሉ።
Ygbo uu ndrar nsybhaki100%
الله يحفظك و يحمي مع جميع اهلهي🤲
ድራር ዝህቦ ኣስተምህሮ ንጹር እዩ , ብዘየገድስ ፖለቲዊ ፍልልይ
Drar is true hero!
Where is Arab Gaza?
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን።
ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን።
ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን።
ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም።
ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም።
እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም።
ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
ባሕርናን መሬትና ህዝብናን ይባረክ ኤርትረአና
ነዛ ጽልልቲ ሃገር እንታይ ክባርከላ ወደይ ርግምቲ ሃገር
@@hagosberhe1134😂😂😂 ሓሳድ ኣጋመ ሸያጥ መርድእ ክትረግሙ ክትቀንዑ ናባኹም ተገምጢሉ
@@hagosberhe1134ሐራይ ዘኽታም ወዲ ማለሊት::
@@hagosberhe1134agame komal
@@Horn_of_Afrika ክክክክክ ሕጂ ክትስሕና ኣ ኢክን ንስክን ከኣ
ናይ ብሓቂ ሰሃሊ-ለነ ዘድልዮ ዘመን! ኦ እግዝኣብሄር ኣምላክ ካብ'ዚ ሰይጣናዊ ተግባር ኣድሕነና!😢
ነዛ ዝተቀደሰት ሃገረይ ኤርትራን ህዝብናን ውን ሓሉ! ኣሜን
اللهم آمين يارب 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ኣቢ ዝሓስቦ ዘሎ ናይ ልቡ እንተኮይኑ
ሓንቲ ኢየ ዝደሊ ካብ መንግስቲ ኤርትራ
ንሳ ከኣ እታ ገዲፈያ ዝወጻእኩ ብረተይን ዕጥቀይን ምስ መጻእኩ ከረክበኒ
ሎሚ የለን ከም ቀደም
Proud to be Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🫡
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ንቕሓት ኣወሊኖ ነዛ ጀምርካያ ዘለኻ ቅደፍኣላ ኣለካ ህዝብና ክነቕሕ ኣለዎ ሃገርና ኤርታን ህዝባን ይባርክ ❤❤
ናይ በሓቂ መምህር ፈታውን ጸላእን ዘተሓቃቅፍ መምህር ከኣ እምበር
ኣወል ኣወል እምባሕ በል ኣባህርሮም በቲ ነጎድጎዳዊ ድምጽኻ። ሰባኺ ሓድነት ጽንዓት ኣብ መትከል ኣያታትና።
ዕድመን ጥዕናን ነቲ ክምህ ዘይብል መሪሕነትናን ጽኑዕ ሓይልታት ምክልኻልናን ጸዋር ህዝብናን።
ወትሩ ብሓድነት ጽንዓት ኣብ መትከል
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
እግዚኣብሔር ይባርካ ኣወል ሓወይ ጽቡቕ ተዛሪብካ ህዝብና ንቃሕ ተባራበር እግዚኣብሔር ኤርትራ ሃገራናን ህዝብናን ይባርክ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ጅግና !!! እግዝኣብሄር ኣምላኽና ንህዝብናን ንመንግስትናን ንሃገርናን ይባርኽ !!!
ሃለሉያ!!!! ሃለሉያ ይብሉ ቤንጠ እንተረኸቡ።
Best speech outstanding speech amazing Awel Bro God bless you and Eritrea
አወል ጅግና ! እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝብን ይባርክ!
እግዛኣቢሄር ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ ኣሜን 🇪🇷🙌🏼💒🕌
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🇪🇷✊🏾🇪🇷
100 ሺሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ንኸንቱ ሓሊቖም ዝመጸ ለውጢ የለን ፡
Yeknyelna. Nezi. Nay. Gber. Seldom. Biglus. Zmhrk. Fetawi. Yhwaton. Hizbun. Zekflaka. Wage. Ylen. Eim. Zabel. Ytehgom. Sent. Nswero. Ena. Ezi. Fnfun. Bali. Biagu. Hinokulnnakelina.
ደገፍቲ ኢሳያስ ፡ ሎሚ ንዓሰብ ኬድኩም ኣድሕንዋ።
እንኳዕ ነዚ ኣርኣየና ፡ እቶም ባራዩ ኢሳያስ ሎሚ ንዓሰብ ውፈሩ።
እዚ ንደለይቲ ፍትሒ ኣይምልከተናን እዩ ፥ ዕላማና ናይ ስርዓት ለውጢ እዩ።
@@semaineshtekie1394 ንኣቢይ ኣሕመድ ክድሕን : ኢሳያስ ንህይወት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ንከንቱ ኣጥፊኡ::
እቲ ንህዝቢ ኤርትራን ስራዊት ኤርትራን ባሕራን ዝሕሉ እግዚኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት ኣምላኽ ፡ሎሚ ውን ከም ትማሊ ኣይታኸስንዩ።ኤርትራ ብሰላም ኣምላኽ መመሊስኪ ተባረኺ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌿🙌
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ameeen 🇪🇷🕌⛪9️⃣✅
Amen Amen Amen 🙏
Thank you Awelino this is an important message for all of us no matter where we are we will keep our culture,religion and tradition safe so we Eritreans can't not be spoiled
يارب يحفظنا و يحفظ ذرياتنا و جميع شبابنا من كل الشر يارب ياكريم 🤲🤲🤲
ኦ ፈጣሪ ንሃገረይ ኤርትራ እድካ ኣብረላ ❤❤
ኣጆኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳና እዩ....ክንዕወት ኢና
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ።
ኣሜን (3)ፈጣሪ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ።
አወሊኖ ባሕሪ ኤርትራ ዝሐልሙ መራሕቲ ኢትዩጰያ ከም ተወራራሲ ሕማም ዘይበትከላ በድኒ ዝኮነት ሃገር ከይተበገሱ ሶኬት ከነምልቆሎም ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
አወለይ መግለጺ የብለይን አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዕድሜካ ዕድመ ማትሶላ ይግበሮ ንኪድ ጥራይ ደቂ ኤረይ ብርሃን እዩ ቅድሜካ ዓወት ንሓፋሽ።
እግዝኣቢሄር ይባርኽካ እ'ዚ ሓወይ ኣምላክ ንህዝብና ሃገርና ይባርኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
አዛ ወለድካ ክንደይ ሽም ይመርጹ ወደይ ኣወል አንኮን ሓደን ልበይ ዝርክባ ጅግና ንሕና ኤርታርውያን ባህልናን ክብርታትናን ብሓደ ሰሚሩ ክከይድ ናተይ ናትኪ ግደታ ዩ ሃየ ደቂ ኤረይ እጅገና ንሰብስብ💪።
ከመይ ዲኩም ቆቃሕ ቆብ ምሕላፍ የለን እዛ ጽላል አብ ሳዓታ ኤሪትሪን❤❤❤
ኣወለይ ለባም መምህር ህዝብካ ኣንቅሕ ኣታ ጅግና ወዲ ቶም ጀጋኑ ስጡም ኣብ ዕላምኡ❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኤርትራዊ ኣወል ስዒድ መርሓባ ድሃይኻ አይተሓባኢ ጀጋኑና ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ካብ ክፉእ ይሓልኹም። 🇪🇷✊🏼🇪🇷❤️🩷🇪🇷👏🏼🌹🌷💕🇪🇷
እዚ ከኣ እቲ ካልእ ኲናት እዩ። ህዝብና ከም ወትሩ ኣብ ምንቃሕ ክርም ኩሉ ግዜ ጻዕርኻ የሕይል።
ኣምላኽ ይሓግዝካ።
ገለ ጥራይ ትበል ኢትዮጵያ ኣብ ዓድና ደበኽ ኩሉ ሞት ሞት ኣይኮነን ንሃገርካ ሞት ግን ክብሪ'ዩ we can came back and we love u Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ ❤1962
Yessss❤🇪🇷
Yes 🇪🇷🇪🇷
ኣወል ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻካና ❤️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተዓወት ተዓወት ክቡር ኣወል ስዒድ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤❤💐💐💐💐
ቀለም ዘይ ውድእ መምህር እኻ'ሞ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና👏👏👏👏👏👏
ናይ ብሓቂ ሰብ ዘየስተባሃለሉ ፈትሽካ ረኺብካዮ የቐንየልና ኣዎሊኖ❤❤
We are Eritreans
We are peaceful people
We are heroes
We are united people
We will protect our people and our country .
Aby qanka😂😅😅😅
Yes 🇪🇷🙏🏾
Thanks Memhr Awel For All Your hard Work .Huge Respect Aweley🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awelino meqsen! Always happy to hear your voice! Glad you are ours! Proud Eri man!💪🏾
100 ሺሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ንኸንቱ ሓሊቖም ዝመጸ ለውጢ የለን ፡
Amazing God bless you. God bless and protect The people of Eritrea 🇪🇷
ቅዱስ እግዚኣብሔር ንሃገርናን ህብናን ይባርኽ ኤረይ ሪመይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jegna kulu gize Jegna Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💯
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ባሕሪ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊ ሓወይ ኣብ ዘሃልኻ ሃሉ ላኣላውነት ሃገርና ንምዕቃብ ኽተት ብዘይሃገር የለን ኽብረት❤❤❤ ቅድሚ ሚባርይ ሃገረይ ትንበር መኽንያቱ ሃገር ኢንተ ብሰላም ትነብር ሃልያ ኢየ ኣነ ክነብር ዚኽኢል❤❤❤
ያላ ምራሕ ኣብዚ ኣይትከዝብ.
ሃይ እሞ ተበገስ ኣንታ ባርያ
@@FreeEritreafromIssayasካብ ከምዚ ናትኩም ምዕሳብ ሲ ባርያ ህዝብን ሃገርን ሙኻን ይሓይሽ ደቂ ዓጋመጉዛይ ደቂ ዑሱባት
@@eritrawieyeane ኣብቲ ርእሲ ባርያ ምዃን ድኣ ድንቁርና ተወሲኽካ ኮይኑ እምበር ንህዝብን ሃገርን ዘይኮንካ ንሓደ ሃገር ዘዕኑ፡ህዝቢ ዘጽንት ዘሎ ውልቀሰብ ኢኻ ተምልኽ ዘለኻ።
@@FreeEritreafromIssayas ዕሱብ ኣይኮንኩን ምስ ከማካ ዕሶባት ተዛረብ ወዲ ምልሻ ስርናይ
❤🎉❤🎉❤🎉❤💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🙏🙏🙏ኣወለይ መክሰብ ኤረይ እንኳእ ናትና ኮንካ ተፈጠርካ💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤
አወል አንት በጣም አስደበቀኝ ውድ ወንድሜ አዝጋብሔር የባርክ ዝምንህን ሙሉ አድሜ ከ ጤና ጋር አብዝቶ የስጥህ 🙏🙏😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍
I’m proud of you Awelino keep it ,
God bless our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
I'm proud of you. Awelino, keep it, God bless our country 🙏
Very important message, thank you!
💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ተበራበር ኤርትራዊ
ብትሰርሖ ዘለኻ ምንእሰይ ዘነቓቕሕ ስርሓት ንዘላለም ነባሪ አዩ ዝምስገን ስራሕ ከም ወትሩ።
መርሓባ ኣወል ጅግና መጀመርታ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ .
ኣነስ እዘን ጽላል ሓሜየን እየ እንኾዕ ኣምጽካየን ❤❤❤ 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
So proud to be an Eritrean n our beloved country will live forever and ever ✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ኤርትራዊ ስደተኛ ስለ ድኾንካ ዲኻ እሞ፡ ኣብ ስደት ኬንካ ብኤርትውነትካ ትሕበን።
ኣወል ጅግና ወዲ ጀጋኑ 💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እምኩዓ ብሰላም መጻካ ኣወሊና ሓየት ኤርትራዊ ኩራዕ እምባሕ በል
ሰላምኪ ይብዛሕ ሃገረይ ኣብ ኩሉ ዘለኩም ኤርትራ ን ኤርትራዊያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ጎኒ ሃገርኩም ሃገርና ኩሉና ኣብ ሓደ ልቢ ኣብ ሓደ ህርመት 🎉❤
❤❤❤❤❤❤😊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ እግዚኣብሔር እዚ ዕዮ እዚ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ኢዩ ብፍላይ ኣብ ዲያስፖራ ንነብር ኤርትራውያ ወጊድ ክንብሎ ግዴታና ኢዩ።❤
ዋው ኣወል ጅግና፣ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻ፣ 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኺ ኤርትራ ኣለና ደቂኺ ስቅ እንተበልና ዝደቀስና ከይመስሎም ኣለናልኪ ይስምዕዎ ድምጽና ኣጆኹም ደቂ ኢረ ኢደኢደ ንበል ከምቀደምና
ኣሽ ወዲ ኤረ ኣብ ጎኒ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ጎንኻን ኣለኹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መሬትና ህዝብናን ኣምለክ ይባረክ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴👸🙏🙏🙏
ኤርትረአና ዝልኣለአም ትንበአር🇪🇷❤️💯።
Alam halafit eya sorry
እንቋዕ ብድሓን መጻኻ ኣወል ግራንደ፣ ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ኤረይ ሓራሪ❤ ወትሩ ንኹሉ ድሉዋት።
ናይ በሓቂ አወል ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣለና ኣብ ኣሰርካ ። ኩልና ኤርትራውያን ድማ ከምቲ ኣወል ዝበሎ ጎቦ ክንጥምት ጸጸር ከይቆጽየና ብኹቡር ዎጋ ድማ ሕሱር ንብረት ኣይንግዛእ ሓደራ ሓደራ ሓደራ ኣወለል ሓውና ኣቦና ድማ ኣጆካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ብካል መደብ ኣስፊካ ክትመጸና ድማ ወትሩ ኢና ንህንጠ እግዚኣብሄር ኣምላክ ድማ ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ኣሜን ። ግቡእና ንምግባር ከኣ ኣይንስነፍ ። ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣምላኽ 🙏🏾ይባርካ ኣወል ማዓረይ❤️
እግዚኣብሄር ኤርትራን ሕዝባን
ሰራዊታን መንግስታን ይባርኽ።
ፈጣሪ ሃገርና ኤርትራ ይባርከልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቋዕ ብደሓን መጻኻና ኣወለይ ጅግና❤❤❤❤❤
Awel hawey, Egziabher Alah yebareka jigna hawena🙏🏻🇪🇷God bless our beloved Eritrea🙏🏻🇪🇷❤️
ብርዒ ናይ ኣወል ቀለም ዘይኮነ ደም ያ ትነዝዕ...i proud of u awel jigna❤
Haqeka hawey 🇪🇷🇪🇷🦁
Awelino wedi Mertino, welcome back. God bless Eritrea 🇪🇷.
ጂግና
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
Thank you Awelino❤God bless🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 and Eritreans Amen 🙏🙏🙏
❤❤❤❤ ዘገርም ብዘይ ምፍላጥ ብዙሕ ጌጋ እዩ ዘጋጥም ማለት እዩ። Thank you so much Awel
ኣወሊኖ ጅግና ኣምላክ ሃገርና ህዝብናን ጽላሉ የንብረላ ንዓኻ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል እግዝኣብሄር ኣምላክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏
ደስ ዘብል መደብ ንኹሉ ዝድህስስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል በርትዕ
ንባሕርና ዩኹን ንመሬትና ጠሚቱ ሓንቲ ጥይት ዝቶኮስ ነብሱ ባዕሉ ይግነዝ
ክክክክክክ ፈከራ ደኣ ዋና ኢኩም
@@hagosberhe1134ፈኸራ ኣይኮነን ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኣኸለ ።
@@hagosberhe1134kkkkkkk Fekera dea abey diu Mebeqola Tfelta endika Hji kea abeyenay dereja alewu btaemi Yehznuka slezi si Halewlew Aytbel Ferae Ferae mbal Nzkone Seb Ayerbhn u Zey natu zmne Ertrawi b Video ykun bzkone neger ketemxaley Aytkeln eka slezi be quite
@@hagosberhe1134ስቅ ኢልካ💀💀እረይ ትግራይ ትግዕር😜😜😜
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ሰዲዱ ይሓልዋ ኣወል ትገብሮዘልካ ጽቡቅ እዩ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ከምዚ ገርካ ህዝብካ ከተነቃቅሕ ክኣ እግዚኣብሄር ይሓልካ
አወለይይይይ እንተመጺኡስ ልብካ ምልእ ይብል መርሐባ ።❤❤💯💯🙏🙏💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ጽቡቅ ትምህርት ኣወሊኖ ሓንሳብ ውን ከምዚ ውን ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍
Waw thank you so much kebure Hawena Aweleno you are Amazing you Broke it all as it is thanks Brother 😘🙏🙏❤❤❤
ኣወል ሓወይ ወዲ ሓላል ሜረት እንቃዕ ድሓን መጻኻ 🇪🇷🇪🇷
ኣወለይ ጅግና ብፍላይ ን ድራር ትንክፍ ኣቢልካዮ ምካድካ ብጣዓሚ ዓቢ መምህር ኤርትራዊ እዩ ::ደቂ ኤረይ ንድራር ቀጻሊ ነተባብዓዮ 🙏🇪🇷🙏💪🇪🇷ሰላምኪ ይብዝሐለይ
ኣወሊኖ ናትካ ግጥሚ ማራ እዩ ኬፍ ዝህበኒ ነቶም ጸላእትና ድማ ሚሳይል እዩ ።
ብዝኮነ ንሃገርናን ንህዝቢናን ሰላም ይምነ
ፈጣሪ ነዛ ምድረ ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ ይባርከልና ኣሜን🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልን ክቡር ሓውና
ናይ ብሓቂ ዋውውውው ናይ ሎሚ ፉሉይ ዝገብሮ ብ ሃይማኖት ❤
Yes🇪🇷🫶 (ከም ኣርቲስት መጠን ነዚ ኣብ ገለገለ ኮሚዲታት ናይ ዓድና ወዲ ከም ባህርያት ናይ ጓል ኮንካ ምስራሕ ክጠፍእ ኣለዎ ተተኻኢሉ ካብ TH-cam ከማን ክእለ ኣለዎ )። ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ 🙏💗 ኣብዛ ሓሳብ ትሰማማዕ 👍 ረጊጽካ ሕለፍ።❤❤❤❤🎉
You are a historical teacher.
Keep it
Selamka ybza awel wedi halal meret.ezi tblo zelka bdeqiq ab dege tesrhilun ysrhalun alo.ezen ab edka hzkayen zelka hbrtat bmngedi haftamat ngado zatewa wey dma belam bflat ztezrgha klona ykela eyen .bjakum bjakum kul edgatat eritera mquxxar ygebrelu.nkitet nwedeb nkulu txabotat bhabar knefshlo eina.awet ngafash
አወሊኖ መርሓባ ዳሃይካ አይታሓባእ መኽሰብ ኤርትራ/ ሓውና GBU🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤😍😍😍
ቃል ሂወት የስምዓና። እዚ ስብከት እዩ። ኣትማን ጸዓዱ እንታይ ሰርኒቕዎም እዮም ጥር ኢሎም በቲ ያኢ መሰል ሰብ ኣየኽበርኩምን ዝብሉዎ ግብረ ሰዶማውነት ዝመጹና። ክሉ ግዳ ጽቡቕ ጌርና ተፋሊጥና ኣለና። ዓደይ ዓዲ ፈሪሃ እግዚኣብሄር እያ።
Thanks Awel hawey,btami agedasi melkti❤🇪🇷
ኤርትራዉነት ኩቡር መኒነት ኣጆኩም ሓደ ጥራይ ንኸን ሓድነትና ነስጥም ኣብ ሓድነት ኢዩ እቲዓወት ከምቀደምና💗🇪🇷💟🇪🇷🌹👍
ኣብሽር❤❤❤
እታኢዶምእያረኪባቶምትጋሩተንኮለኛታትእዞምከዳዓትማዓልቶምአለዎም
ኣብሽር ኣብ ጎኒ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ጎንኻን ኣለና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤
ባሕነርና መሬትና ናይ ንኤርትራዉያን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣበይ ኮንካ ኣብ ኤውሮጳ😂😂😂
ፎርሳ ደቂ ኤረይ❤❤❤። ክብረትና ኣብ ሓድነትና።
ትማሊ ሓሊፉ ብርሓን ዩ ቅድሜና።❤❤❤
Clear message ቀልዓለም ዘይብሉ፡ thank you.
ኣወል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እንቃዕ ሰላም መጻካ ኣወል ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍q
ዓደይ ዓዲ ሃይማኖት ዓዲ ካህናትን መሻይኻትን ኣብ አምነታ ጽንዕትን ምእዝዝትን ዝተባረኸትን ሃገር ትኹነለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን❤❤
ኣሜን❤
Thank you Awel brother ❤፡we are so proud to have brothers like you. Actually everything you said is correct. So as a society by culture and religion❤So it is the responsibility of all of us to see what kind of image or attitude we are passing on to our children.
Proud of became an Eritrean Love you our people 💕🙏💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Awelino, nay Bhaki mnqiqah Xibuq eyu
God Bless Eritrea & Eritreans!! 🇪🇷🙏🇪🇷
Am soooo proud kab kmzi aynet community mftarey I feel blessed may God protect our country 🇪🇷
ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ሓቂ ሒዙ '' ዝጓዓዝ ስለዚ እዮ ኩሉ ግዜ ትዓዋቲ# 🇪🇷✊ እግዛቢሄር ውን ምሳና እዮ#🇪🇷🙏
ሳሓሊለነ / ሱባን ኣላሕ ኢልናለና ኣወሊኖ ❤
Wow timely message Awel hawey. We are so scared for our kids in America. May God protect them and protect our country Amen.
Great analysis man of vission
ኣወሊና ፈላስፋ ጅግና ወድዞም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ወዲሓላል መሬት ❤❤❤❤❤
ዓወት ንሓፍሽ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ሰማኣታትና !!
Men kem wedi Eri 🇪🇷 !!!💪🐅
Viva Eritrean 🇪🇷💯👍
ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ኣውል ሓወይ ናይ ብሓቂ ይየቀንየልና ። ጅግና ወዲ ኢርትራ
I am so proud to be Eritrean .We appeal for peace, but those who violate our honor and our country will pay the price🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️