ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጽንዓደግለ ዓዲ ጀጋኑ ኣሕሕ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ደቂ ጽንዓደግለ ሰብ ዳንጋ ኣቦታተይ ለዋሃት ብጀካ ፈጣሪ ንሰብ ዘይፈርሑ❤❤❤❤❤❤
ዝኾነት ሃገር ናታ ጀጋኑ ኣለውዋ : እንተ ከም ጀጋኑ ኤርትራ ግን ኣይተረኽቡን ብሕጂ' ውን ኣይክርከቡን እዮም 😇 ዘልኣለማዊ ክብሪ ንዝሓለፉን ዘለዉን ሓርበኛታት ኤርትራ 😇💚
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ንኹሎም ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ንኽህበና ዝገበርዎ መስዋእትን ጽንዓትን፣ ኩሉ ድማ ንዘልኣለም ዕዳኦም ኣሎና።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
ጀጋኑ ስውኣት ብጾት ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳን ምሕረተኣብ ነጋሲ ጨጉርን ናይ ዘለኣለም ታሪኽ ሓዲጎም ሓሊፎም። ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ።ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ።
ዘለኣለማዊ ኪብሪ ኒ ሰማኣታትና።ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኩም።🇪🇷🙏👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
My God bless your soul you are hero always in our heart ❤not.forgotten
ወዲ ፍላንሳ ኣብኡ ተወልደብርሃን'ዩ ዝብሃል ፡ ተወልደመድሂን ኣይኮነን ! ኣኮይ ጅግና ኣብ ኣሰርካ ኣለዂ !
ንመን እልካ ንኤርትራ እልካ ድካ?
@@akele21guzay87 *መንዳኣ ካሊእ ወዲ ካሊእ ሃገር ዲዩ*?
@@temesgendesbele3802 ንመን ክጥዕሞ ኣታ፡ንትሃልል ኣድጊ ክጥዕሞ፡ደሓን ሕጂ ብዙሕ ዘኻራክር የብልናን፡እቶም ብግርህነቶም ዝሓለፉ ኣቦታትና ኣያታትናን እንዳዘከርናን እንዳከብርናን ክንመሃር እና፡እተን 21 ዓድታት መረት ኣከለጉዛይ ከ መከሓሓሲ ረስዕካየን ድካ ?ኤርትራውያን ብጅግንነት ደቂ ኣከለጉዛይ ትንየቱ ብዛዕባ መረቱ ግን ትብልዎ ካሊእ እዩ፡ወደሓንካ
ጅግና ወዲ ፉላንሳ ወዲ ጨጊር ... ኣደ ንዓኩሙን ከማኽሙን ወሊዳ ትምከን! ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ሕርያት ኤርትራና ❤️🇪🇷❤️🙏💪👌🏼
@@erilove5473 መን እዩ ወዲ ጨጊር?
አናብስ ኤረይ ብሳላኹም ብርሃን ርኢና ዘልአለም ልብና እዩ ሰፈርኩም ወትሩ አለና አብ አሰርኩም ቅሰኑ ሰማእታትና።
ጎቦልል ሓርበኛታት ብደሞም ሃገር ሰሊሞምና እዮም 💪ኣጆና ደቂ ኢረይ ንሕና ካኣ ንፋቀር ንታሓላለ ።ኣብ ሞጎና ዝኣቱ ጸላኢ ኣይንሃቦ ዋጋ ። ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ኣቦታትና ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💕🌻
ወዲ ፍላንሳ ጅግና ወዲ ጽንዓደግለ
ህህ! ሱቕ በል ውዒጊን: ወዲ ፍላንሳ ካብዚዩ: ውጩ ካብዚዩ እንዳብልኩም ኣይትጽሓፉ: ነቲ ረዚን ታሪኽ ምስቲ ናይ ኣቦኹም ሑሱር ታራኽ ኣይተቃናጅዎ:: ትግራዋይ እንተኾንካ ሑሱር:
@@amannegus8465ሰክት ቆንዳፍ ካብ ማእከል ጽንዓደግለ እወ እንታይካ ሒሙካ ጠላማት ሓሰውቲ ኣዴታቱ ኢኩም ካብ ማእከል በተክርስያን ዝገፋዕኩመን
@@amannegus8465 ኣይተቀናጅዎ። ኣድጊ
Jgan artrwYn❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wegeney 🇪🇷 🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስማእታትና እንታይ ዓይነት ሰብ እዮም ኔረም ግን ሞራል ሓቦ ትብዓት ቆራጽነት ተወፋይነት ብጻይነት ንዓኹም ድኽዉን መግለጺ እዩ ደይብለይ❤❤❤❤❤
The story of Eritrean Hero’s breaks every Eritrean heart, Awet N Hafash
God bless your soul ever hero you gave your life to bring peace thanks ♥️🇪🇷❤️
God Bless your soul hero you gave your life to bring Peace thanks ♥️🇪🇷♥️
@@HaileabTeshome-xv9dv😅😢😮😅😢🎉😢1¹cry
ኩቡራት ጅጋኑ የሕዋትንና ቅሰኑ ብጾትኩም ይቅጽሉ ኣለዉ ስጋብ ኣሰርኩም ምሕረታኣብ ሓወይ ኣበይ ድኣ ኣለኻ ድሃይብባ ሃባ ደዊልና ተሓሊልንንና ኣለኹ ክትብለና ብሃንቐዉታን ብተስፋን ንጽበ ዓወት ንዓኹም ይኹን
ክቡር ሓው ወዲ ጨጊር ናይ ቀረባ ዘመድ እዩ እንዳ 58 ኣሎ ::
ንዘንተ ዕለት ኣብ ልብና ሰፈርኩም ጀጋኑና።እታ ክብርቲ ዋጋ ደምኩም ዝኾነት ባንዴራ ኣንበልቢላ። ነጻ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
They give their life for us. We Should respect them for ever long live 🇪🇷
❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕
ዝልእለማዊ ንስዋኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Zelalemawi zkri semaetatna 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፉዕ ተራኺ !!!!
ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማኣታት ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ መናአሰይ አሪትራ ሰዉኣትን፣ብሳላኩም ብርሀን ለቢስና፣ብሰላም ዕረፉ ቅሰኑ፣ሐርበኛ ኣይነብርን አዩ ታሪኩ አዩ ዝውረስ፣ሱዋኣትና ኣውሪስኩም ኣሎኩም፣አሪትራ ኣናብስ መናአሰይ ኣፍሪያ ኣላ፣ኣጆኩም ቅሰኑ፣ዓወት ንሐፋሽ።
ጀጋኑ ይሕዋትና ክብርን ሞጎስን ናዕኩም
ጽቡቕ ታሪኽን ትረኻን ንኡስ መሰታ ቀዳሞት በርትዕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐯🐯🐯🐯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘላኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማኣታትና
Aye sire Aye Hamot Hzbawi Ginbar Edf🇪🇷Men Alo Kemaka Fetari Teamir
ወዲ ፍላንሳ እቲ ብህጻንነቱ ኣብ ገድሊ ዝዓበየ ጅግና ፥ ሓደ ካብቶም ውሑዳት መስረቲ ሰልፊ ናጽነት፥ ጅግንነትካ ብምንታይ ከምዝግለጽ ውን ሕርብት እዩ ዝብለካ።
መንጊስተ ሰማያት የዋሪስኩም።ኒሕና ሞ ሒድሪ ኣየኽበርናን ዪቕረታ ግበሩልና።
Thank u ☺️
💪👏ጽቡቅ ኑጽርን አግላልጻ ዓወት ንሐፍሽ😍
REST I N PEACE OUR🇪🇷 MARTYRS 🙏👏❤🌳🇪🇷🌳❤️
Nothing but respect & honor for our heroes!
Wedi flansa jegna ❤❤
መን ከም ተጋዳላይ፡ በጃ ህዝቦም ሂወቶም ዘወፈዩ፡ ንእስነቶም ዘወፈዩ፡ ክሳብ ሕጂውን ንዋርሳይ ተካእቱ ሒዙ ንነብሰይ ከይበለ ንሃገሩን በጃ ህዝቡን ይቃለስ ኣሎ፡ ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ኤርትራ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!
ወዲ ፍላንሳ ኣለዂ ታሪኽካ ብዕጽፊ ክሰርሓሉ'የ !
Always in our hearts ♥️
Wedi flansa jgna
Tank you sela zakrbkila kubrie tarike. Megstia samyi yawersoime jagniu sawetnia
Wedi flansa❤❤❤
Jeganu abotatey selam erefu 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelealemawi. Zkri. Nsweatna 🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤ 💪💪
Tarik nwuld weledo nebariyu bwerki kelem tezhfu nenbir nulud weldo edom kdemikyu nzelalem bhizb eritrea ❤👋🕊🦁💪🇪🇷👍🇪🇷💪👍🇪🇷🦁💪🦁🇪🇷💪🦁❤
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንስማእታትና
ኡንዱሃሙሱን ሃዱን ናይ ሃፉቱይ ኣሃዱ ኡያ ኑሩ ኣቡ ሩባ ህዱይ ካኣ ትስዊኣ ሉምሉም ክፍሉ ኡዞም ኣናቡስን ዉኡሮታቱን ትጉዱልቱና ታሪኮም ኡዩ ኑባሪ
ነዚ ረዚን ታሪኽ ክድምስሱ ሒኺት ዝብሉስ ብሓቂ ኤርትራውያን እዮም ዶ ትብሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌹
Wedi Filansa absolutely 💯 hero ahhhhhhh jigninetica ab libina yinebr
🙏❤
❤❤❤❤❤❤Zelealemawi zkri nsemaatatna awet nhefash❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
Zelalmawi kibrn megesn nisematatna❤
ኩብራት ኣንብቲ እታ ናይ መጨረሻ ድፍዕ ናይ 1979 ኣብ ዓዲ ሽሩም ምስ ዓረድና። ብርጌድ 23 ቦጠለኒ 3 ካብ ቦጠለኒ 2 ሓይሊ 21 ኣብቲ ጸጋማይናይ መዕሚዶ ከባቢ ዳዕሮታይን ፈሸክ ዝባሃል ጎቦታት ዓሪደን ነረን ንዝያዳ ብሪጋደር ጀነራል ንሂላል ወዲ ካሕሳይ ክትሓትዎ ትክእሉ ኣብቲእዋን መራሒ ቦጠለኒ እየ ነሩ። ካልእ ጽቡቅ ገርኩም ጀሚርኩም ኣለኩም"እቶም ጀጋኑ ድሕሪነጻነት ዝሓለፍ ታሪኮምን ታሪካዊ ቄልሲ ከይኣሕለፉ ምሕላፎም ብዙሕ ክሳራ እዩ ቀጽልዋነቶም ዝተረፉ ድማ ሕቱ ኣይትታሓሉ።
Sala Jeganu Yehwatnan Abotatnan Bsmom Korana Nnebr Alen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Eza edlegna hager kindey jeganu ya ab kersa tseyra zela. Slezi ena kaa tsintsiya ayna zenfrela kulna waltaa ena. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Aziya maharit tarik kbret yhabelna .kbrn mogosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽንዓደግለ ዓዲ ኣናብስ አሪትራ ሳላኩምያ አሪትራ ሓራ ወጽያ ሳላ ትብዓትኩም ኣበይ ዘለዉዮም ሎሚ ንዓና ዝወራዘዩልና እልፊ ለዛይ ኩሎም ጀጋኑ ደቂ አሪትራ ደቂ ጽንዓደግለዮም ኣብ ሓማሰን ከኣ ኣለዉና ደቂ ሓውቦና ኣብ ካርንሽም እንበር ካልእስ ንፈልጦም ኢና።
🇪🇷♥️✊️Zelalemawi zikri ne jeganuna ❤
WOW kndzi jigninet si tegedalay kabey eyu zemtso 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Wedi flansa Hero ❤😊😊❤😊❤
እዚ ዝመስል መስተንክር ታሪኽ ኤርትራውያን ጀጋኑ ዘለዋስ ሕጂ በዞም ረሳሓት ሽየጥቲ ሃገር ተዋሪዱ ኤርትራዊ
ክበሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና ታሪክ ኣቦታትና ከምዚ ኢልና ክንሰምዖ ሓበን ይስመዓኒ ሰነድ ቻነልና ከኣ ዕቤይልና ካልእ እዉን ማሃሪ ዝኾነ ታሪክ ክንጽበ ኢና ቀጽሎ ዝልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን nsemaitatna
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷
ዘለአለማዊ ዝከሪ ንሰወአትና ዓወት ንሐፈሸ
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ሰማእታትና
ዓኽኽ ነዚ ጅግነት ዚ ድፈጸመ ሰራዊት ሽፍታ ዩ ኔሩ ክትሰምዕ ከለኻ ድስማዓካ ስሚዒት ዕረ ዩ ሙ ኩቡር ሓው ቀጽሎ ታሪኽ ዩ❤
Rekibkani btaemiyu zehrkeka ezom seb sre kmu kbhalus endiee gn gzie kmexeyu dletks tezaribka yelen
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
In my opinion background music not important the story is already good enough. Thank you deli Eri . Wedi flansa.
ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ህዝቦምን ሃገርናን ኤርትራ ክጥዕመና ዝፈትዉዋ ሂወቶም ከፊሊም ዘለዉ ኻኣክሳብ ሕጂ ነዛ ንምክሓላን ብኸቢድ መሰዋእትን ስንክልናን በዛ ከዛብ ወያነ ከይትድፈር ክሳብ ሒጂ ዘየዕረፉ ክብርን ሓበንን ይግብኦም ዩ🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🙏🌹💐🇪🇷👍👍🇪🇷💪💪
Eziom eyom natey jeganu
Eritrean Tegadelti history makers, Awet N Hafash
ሓሞት ምስኣቶም ጥራይ ከይትከዉን ተፈጢራ ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእትእና
🎉🎉🎉
ብዝክኣል ነቲ ቦታ ብ video እናሰኣልካ ክቀርብ ኣለዎ
ኣዛዚ በርጌድ 58 ወዲ ፍላንሳ እቲ ዘይድገም'፥
ዝሓወይ ወዲ ፍላንሳ ብትእዛዝ እሳያስ ኣፎርቂ ብ እድ ተኪኤ በየነ እዩ ተቐቲሉ። ስለዚ ስም ወዲ ፍላንሳ ክለዓል ሻዕብያ ኣይፈትዉን እዮም።
wedi flansa jigna!!!
Always in our hearts our heroes ❤️
🇪🇸🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍🇪🇷🇪🇷❤️🎉🎉🎉❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷
ብ አናብስ ዝመጸት ሃገር አብ ኢድ ወኻሩ ወዲቓ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ : ብዝኾነ ታሪኾም ምዕቓብካ thanks
ኦታ ጎቦ ግዒዛ ድያ! ስእሊ! ከይዱ ዝስእላ ሰብዶ ተሳኢኑ!
Aseyyy
Aseyy
Wawww Tnxx hawey
🙏🏾🇪🇷🙏🏾
ንስኩም ዶ ሸፋቱ ትብሃሉ ኣሓ😢😢 ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ወትሩ ሃገረይ
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ኤርትራ። እታ ታባ ኢትትሓልበብ እያ
Mehretaab Negasi.....the other guy in the story ? Did he survive I wonder ?
Aha ezi kulu haeilfu
Zelalemawi zkri nswatna
Qedihka azentika zeywedae tarikn jigneneten jeganuna .zelalemawi zekri nsematatna 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sorry zarkey w.Flansa 1983 aykonen tesewieu.
Ezi Wedi chegur ab hakegna zata enquae equa zelo nebsu zgetele azazi botoloni znebere diu
ወዲ ፍላንሳ ፍላስፋ ናይ ኩናት'ዩ።ብትኽክል ክግለጽ እንተኮይኑ፡ብብልሑን ጽንዓቱን ነቶም ዝመርሖም ጥራይ ዘይኮነ።ናይ'ቲ ውዱብ ብጽንዓቱ ዝልለ ሓያል ጀነራል'ዩ ኔሩ።❤❤❤
😭😭💔🙏🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🐪💒🕌💪
Jeganu wetru about libna zelalemawi kibrin nisseatna
Merahiti quienat Hagere Eritria .
😭የለዉን ጋይም ተድሮስ ኣሰሮም ሰዓብ 👉
⚘❤🇪🇷
ezom zameselu menesyat awefka do abi hagerna korena menberna enber fekeda sededet do kertet meblna zelalemawi zekiry Neakum ykun
ወዲ ፍላንሳ እቲ ሓደ ክንዲ ዓሰረተ ኣብቲ ውግእ ወደቶም ኣናብስ
I am proud of you my uncle hero amlak ab godnu ynbrka
The story of eritrea hero never ather country
Deki er subk tark nay tgdlay wedi schgir ka amselna
😭😭😭
golden Generaties
I agree ❤️❤️❤️
Nwedi flansa bdhrit betom serekti bxotu eyu tesewiuBxelae aykonen meswetuSerekti medanagerti
ጽንዓደግለ ዓዲ ጀጋኑ ኣሕሕ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ደቂ ጽንዓደግለ ሰብ ዳንጋ ኣቦታተይ ለዋሃት ብጀካ ፈጣሪ ንሰብ ዘይፈርሑ❤❤❤❤❤❤
ዝኾነት ሃገር ናታ ጀጋኑ ኣለውዋ : እንተ ከም ጀጋኑ ኤርትራ ግን ኣይተረኽቡን ብሕጂ' ውን ኣይክርከቡን እዮም 😇 ዘልኣለማዊ ክብሪ ንዝሓለፉን ዘለዉን ሓርበኛታት ኤርትራ 😇💚
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ንኹሎም ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ንኽህበና ዝገበርዎ መስዋእትን ጽንዓትን፣ ኩሉ ድማ ንዘልኣለም ዕዳኦም ኣሎና።
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
ጀጋኑ ስውኣት ብጾት ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳን ምሕረተኣብ ነጋሲ ጨጉርን ናይ ዘለኣለም ታሪኽ ሓዲጎም ሓሊፎም። ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ።
ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ።
ዘለኣለማዊ ኪብሪ ኒ ሰማኣታትና።ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኩም።🇪🇷🙏👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
My God bless your soul you are hero always in our heart ❤not.forgotten
ወዲ ፍላንሳ ኣብኡ ተወልደብርሃን'ዩ ዝብሃል ፡ ተወልደመድሂን ኣይኮነን ! ኣኮይ ጅግና ኣብ ኣሰርካ ኣለዂ !
ንመን እልካ ንኤርትራ እልካ ድካ?
@@akele21guzay87 *መንዳኣ ካሊእ ወዲ ካሊእ ሃገር ዲዩ*?
@@temesgendesbele3802 ንመን ክጥዕሞ ኣታ፡ንትሃልል ኣድጊ ክጥዕሞ፡ደሓን ሕጂ ብዙሕ ዘኻራክር የብልናን፡እቶም ብግርህነቶም ዝሓለፉ ኣቦታትና ኣያታትናን እንዳዘከርናን እንዳከብርናን ክንመሃር እና፡እተን 21 ዓድታት መረት ኣከለጉዛይ ከ መከሓሓሲ ረስዕካየን ድካ ?ኤርትራውያን ብጅግንነት ደቂ ኣከለጉዛይ ትንየቱ ብዛዕባ መረቱ ግን ትብልዎ ካሊእ እዩ፡ወደሓንካ
ጅግና ወዲ ፉላንሳ ወዲ ጨጊር ... ኣደ ንዓኩሙን ከማኽሙን ወሊዳ ትምከን! ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ሕርያት ኤርትራና ❤️🇪🇷❤️🙏💪👌🏼
@@erilove5473 መን እዩ ወዲ ጨጊር?
አናብስ ኤረይ ብሳላኹም ብርሃን ርኢና ዘልአለም ልብና እዩ ሰፈርኩም ወትሩ አለና አብ አሰርኩም ቅሰኑ ሰማእታትና።
ጎቦልል ሓርበኛታት ብደሞም ሃገር ሰሊሞምና እዮም 💪ኣጆና ደቂ ኢረይ ንሕና ካኣ ንፋቀር ንታሓላለ ።ኣብ ሞጎና ዝኣቱ ጸላኢ ኣይንሃቦ ዋጋ ። ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ኣቦታትና ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💕🌻
ወዲ ፍላንሳ ጅግና ወዲ ጽንዓደግለ
ህህ! ሱቕ በል ውዒጊን:
ወዲ ፍላንሳ ካብዚዩ: ውጩ ካብዚዩ እንዳብልኩም ኣይትጽሓፉ: ነቲ ረዚን ታሪኽ ምስቲ ናይ ኣቦኹም ሑሱር ታራኽ ኣይተቃናጅዎ:: ትግራዋይ እንተኾንካ ሑሱር:
@@amannegus8465ሰክት ቆንዳፍ ካብ ማእከል ጽንዓደግለ እወ እንታይካ ሒሙካ ጠላማት ሓሰውቲ ኣዴታቱ ኢኩም ካብ ማእከል በተክርስያን ዝገፋዕኩመን
@@amannegus8465 ኣይተቀናጅዎ። ኣድጊ
Jgan artrwYn❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wegeney 🇪🇷 🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስማእታትና እንታይ ዓይነት ሰብ እዮም ኔረም ግን ሞራል ሓቦ ትብዓት ቆራጽነት ተወፋይነት ብጻይነት ንዓኹም ድኽዉን መግለጺ እዩ ደይብለይ❤❤❤❤❤
The story of Eritrean Hero’s breaks every Eritrean heart,
Awet N Hafash
God bless your soul ever hero you gave your life to bring peace thanks ♥️🇪🇷❤️
God Bless your soul hero you gave your life to bring Peace thanks ♥️🇪🇷♥️
@@HaileabTeshome-xv9dv😅😢😮😅😢🎉😢1¹cry
ኩቡራት ጅጋኑ የሕዋትንና ቅሰኑ ብጾትኩም ይቅጽሉ ኣለዉ ስጋብ ኣሰርኩም ምሕረታኣብ ሓወይ ኣበይ ድኣ ኣለኻ ድሃይብባ ሃባ ደዊልና ተሓሊልንንና ኣለኹ ክትብለና ብሃንቐዉታን ብተስፋን ንጽበ ዓወት ንዓኹም ይኹን
ክቡር ሓው ወዲ ጨጊር ናይ ቀረባ ዘመድ እዩ እንዳ 58 ኣሎ ::
ንዘንተ ዕለት ኣብ ልብና ሰፈርኩም ጀጋኑና።እታ ክብርቲ ዋጋ ደምኩም ዝኾነት ባንዴራ ኣንበልቢላ። ነጻ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
They give their life for us. We Should respect them for ever long live 🇪🇷
❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕
ዝልእለማዊ ንስዋኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Zelalemawi zkri semaetatna 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፉዕ ተራኺ !!!!
ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማኣታት ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ መናአሰይ አሪትራ ሰዉኣትን፣ብሳላኩም ብርሀን ለቢስና፣ብሰላም ዕረፉ ቅሰኑ፣ሐርበኛ ኣይነብርን አዩ ታሪኩ አዩ ዝውረስ፣ሱዋኣትና ኣውሪስኩም ኣሎኩም፣አሪትራ ኣናብስ መናአሰይ ኣፍሪያ ኣላ፣ኣጆኩም ቅሰኑ፣ዓወት ንሐፋሽ።
ጀጋኑ ይሕዋትና ክብርን ሞጎስን ናዕኩም
ጽቡቕ ታሪኽን ትረኻን ንኡስ መሰታ ቀዳሞት በርትዕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐯🐯🐯🐯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘላኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማኣታትና
Aye sire Aye Hamot Hzbawi Ginbar Edf🇪🇷
Men Alo Kemaka Fetari Teamir
ወዲ ፍላንሳ እቲ ብህጻንነቱ ኣብ ገድሊ ዝዓበየ ጅግና ፥ ሓደ ካብቶም ውሑዳት መስረቲ ሰልፊ ናጽነት፥ ጅግንነትካ ብምንታይ ከምዝግለጽ ውን ሕርብት እዩ ዝብለካ።
መንጊስተ ሰማያት የዋሪስኩም።ኒሕና ሞ ሒድሪ ኣየኽበርናን ዪቕረታ ግበሩልና።
Thank u ☺️
💪👏ጽቡቅ ኑጽርን አግላልጻ ዓወት ንሐፍሽ😍
REST I N PEACE OUR🇪🇷 MARTYRS 🙏👏❤🌳🇪🇷🌳❤️
Nothing but respect & honor for our heroes!
Wedi flansa jegna ❤❤
መን ከም ተጋዳላይ፡ በጃ ህዝቦም ሂወቶም ዘወፈዩ፡ ንእስነቶም ዘወፈዩ፡ ክሳብ ሕጂውን ንዋርሳይ ተካእቱ ሒዙ ንነብሰይ ከይበለ ንሃገሩን በጃ ህዝቡን ይቃለስ ኣሎ፡ ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ኤርትራ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!
ወዲ ፍላንሳ ኣለዂ ታሪኽካ ብዕጽፊ ክሰርሓሉ'የ !
Always in our hearts ♥️
Wedi flansa jgna
Tank you sela zakrbkila kubrie tarike. Megstia samyi yawersoime jagniu sawetnia
Wedi flansa❤❤❤
Jeganu abotatey selam erefu 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelealemawi. Zkri. Nsweatna
🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤ 💪💪
Tarik nwuld weledo nebariyu bwerki kelem tezhfu nenbir nulud weldo edom kdemikyu nzelalem bhizb eritrea ❤👋🕊🦁💪🇪🇷👍🇪🇷💪👍🇪🇷🦁💪🦁🇪🇷💪🦁❤
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንስማእታትና
ኡንዱሃሙሱን ሃዱን ናይ ሃፉቱይ ኣሃዱ ኡያ ኑሩ ኣቡ ሩባ ህዱይ ካኣ ትስዊኣ ሉምሉም ክፍሉ ኡዞም ኣናቡስን ዉኡሮታቱን ትጉዱልቱና ታሪኮም ኡዩ ኑባሪ
ነዚ ረዚን ታሪኽ ክድምስሱ ሒኺት ዝብሉስ ብሓቂ ኤርትራውያን እዮም ዶ ትብሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌹
Wedi Filansa absolutely 💯 hero ahhhhhhh jigninetica ab libina yinebr
🙏❤
❤❤❤❤❤❤Zelealemawi zkri nsemaatatna awet nhefash❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
Zelalmawi kibrn megesn nisematatna❤
ኩብራት ኣንብቲ እታ ናይ መጨረሻ ድፍዕ ናይ 1979 ኣብ ዓዲ ሽሩም ምስ ዓረድና። ብርጌድ 23 ቦጠለኒ 3 ካብ ቦጠለኒ 2 ሓይሊ 21 ኣብቲ ጸጋማይ
ናይ መዕሚዶ ከባቢ ዳዕሮታይን ፈሸክ ዝባሃል ጎቦታት ዓሪደን ነረን ንዝያዳ ብሪጋደር ጀነራል ንሂላል ወዲ ካሕሳይ ክትሓትዎ ትክእሉ ኣብቲ
እዋን መራሒ ቦጠለኒ እየ ነሩ። ካልእ ጽቡቅ ገርኩም ጀሚርኩም ኣለኩም"እቶም ጀጋኑ ድሕሪ
ነጻነት ዝሓለፍ ታሪኮምን ታሪካዊ ቄልሲ ከይኣሕለፉ ምሕላፎም ብዙሕ ክሳራ እዩ ቀጽልዋ
ነቶም ዝተረፉ ድማ ሕቱ ኣይትታሓሉ።
Sala Jeganu Yehwatnan Abotatnan Bsmom Korana Nnebr Alen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Eza edlegna hager kindey jeganu ya ab kersa tseyra zela. Slezi ena kaa tsintsiya ayna zenfrela kulna waltaa ena. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Aziya maharit tarik kbret yhabelna .kbrn mogosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽንዓደግለ ዓዲ ኣናብስ አሪትራ ሳላኩምያ አሪትራ ሓራ ወጽያ ሳላ ትብዓትኩም ኣበይ ዘለዉዮም ሎሚ ንዓና ዝወራዘዩልና እልፊ ለዛይ ኩሎም ጀጋኑ ደቂ አሪትራ ደቂ ጽንዓደግለዮም ኣብ ሓማሰን ከኣ ኣለዉና ደቂ ሓውቦና ኣብ ካርንሽም እንበር ካልእስ ንፈልጦም ኢና።
🇪🇷♥️✊️Zelalemawi zikri ne jeganuna ❤
WOW kndzi jigninet si tegedalay kabey eyu zemtso 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Wedi flansa Hero ❤😊😊❤😊❤
እዚ ዝመስል መስተንክር ታሪኽ ኤርትራውያን ጀጋኑ ዘለዋስ ሕጂ በዞም ረሳሓት ሽየጥቲ ሃገር ተዋሪዱ ኤርትራዊ
ክበሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና ታሪክ ኣቦታትና ከምዚ ኢልና ክንሰምዖ ሓበን ይስመዓኒ ሰነድ ቻነልና ከኣ ዕቤይልና ካልእ እዉን ማሃሪ ዝኾነ ታሪክ ክንጽበ ኢና ቀጽሎ ዝልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን nsemaitatna
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷
ዘለአለማዊ ዝከሪ ንሰወአትና ዓወት ንሐፈሸ
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ሰማእታትና
ዓኽኽ ነዚ ጅግነት ዚ ድፈጸመ ሰራዊት ሽፍታ ዩ ኔሩ ክትሰምዕ ከለኻ ድስማዓካ ስሚዒት ዕረ ዩ ሙ ኩቡር ሓው ቀጽሎ ታሪኽ ዩ❤
Rekibkani btaemiyu zehrkeka ezom seb sre kmu kbhalus endiee gn gzie kmexeyu dletks tezaribka yelen
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
In my opinion background music not important the story is already good enough. Thank you deli Eri . Wedi flansa.
ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ህዝቦምን ሃገርናን ኤርትራ ክጥዕመና ዝፈትዉዋ ሂወቶም ከፊሊም ዘለዉ ኻኣ
ክሳብ ሕጂ ነዛ ንምክሓላን ብኸቢድ መሰዋእትን ስንክልናን በዛ ከዛብ ወያነ ከይትድፈር ክሳብ ሒጂ ዘየዕረፉ ክብርን ሓበንን ይግብኦም ዩ
🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🙏🌹💐🇪🇷👍👍🇪🇷💪💪
Eziom eyom natey jeganu
Eritrean Tegadelti history makers,
Awet N Hafash
ሓሞት ምስኣቶም ጥራይ ከይትከዉን ተፈጢራ ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእትእና
🎉🎉🎉
ብዝክኣል ነቲ ቦታ ብ video እናሰኣልካ ክቀርብ ኣለዎ
ኣዛዚ በርጌድ 58 ወዲ ፍላንሳ እቲ ዘይድገም'፥
ዝሓወይ ወዲ ፍላንሳ ብትእዛዝ እሳያስ ኣፎርቂ ብ እድ ተኪኤ በየነ እዩ ተቐቲሉ። ስለዚ ስም ወዲ ፍላንሳ ክለዓል ሻዕብያ ኣይፈትዉን እዮም።
wedi flansa jigna!!!
Always in our hearts our heroes ❤️
🇪🇸🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍🇪🇷🇪🇷❤️🎉🎉🎉❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷
ብ አናብስ ዝመጸት ሃገር አብ ኢድ ወኻሩ ወዲቓ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ : ብዝኾነ ታሪኾም ምዕቓብካ thanks
ኦታ ጎቦ ግዒዛ ድያ! ስእሊ! ከይዱ ዝስእላ ሰብዶ ተሳኢኑ!
Aseyyy
Aseyy
Wawww Tnxx hawey
🙏🏾🇪🇷🙏🏾
ንስኩም ዶ ሸፋቱ ትብሃሉ ኣሓ😢😢 ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ወትሩ ሃገረይ
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ኤርትራ። እታ ታባ ኢትትሓልበብ እያ
Mehretaab Negasi.....the other guy in the story ? Did he survive I wonder ?
Aha ezi kulu haeilfu
Zelalemawi zkri nswatna
Qedihka azentika zeywedae tarikn jigneneten jeganuna .zelalemawi zekri nsematatna 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sorry zarkey w.Flansa 1983 aykonen tesewieu.
Ezi Wedi chegur ab hakegna zata enquae equa zelo nebsu zgetele azazi botoloni znebere diu
ወዲ ፍላንሳ ፍላስፋ ናይ ኩናት'ዩ።ብትኽክል ክግለጽ እንተኮይኑ፡ብብልሑን ጽንዓቱን ነቶም ዝመርሖም ጥራይ ዘይኮነ።ናይ'ቲ ውዱብ ብጽንዓቱ ዝልለ ሓያል ጀነራል'ዩ ኔሩ።❤❤❤
😭😭💔🙏🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🐪💒🕌💪
Jeganu wetru about libna zelalemawi kibrin nisseatna
Merahiti quienat Hagere Eritria .
😭የለዉን ጋይም ተድሮስ ኣሰሮም ሰዓብ 👉
⚘❤🇪🇷
ezom zameselu menesyat awefka do abi hagerna korena menberna enber fekeda sededet do kertet meblna zelalemawi zekiry Neakum ykun
ወዲ ፍላንሳ እቲ ሓደ ክንዲ ዓሰረተ ኣብቲ ውግእ ወደቶም ኣናብስ
I am proud of you my uncle hero amlak ab godnu ynbrka
The story of eritrea hero never ather country
Deki er subk tark nay tgdlay wedi schgir ka amselna
😭😭😭
golden Generaties
I agree ❤️❤️❤️
Nwedi flansa bdhrit betom serekti bxotu eyu tesewiu
Bxelae aykonen meswetu
Serekti medanagerti