ኣፋራራሕን መጠንቀቕታን ጌታቸው ረዳ፣ ህወሓት ንግምት መልሲ ሂቡ፣ ህዝባዊ ዋዕላታት ቀፂሎም 9/24/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 109

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 หลายเดือนก่อน +4

    ከመይ ኢሉ ኢዩ ጸጊቡ ዝንሀ ዝጌታቸው ረዳ ዝባሃል ሰብ ክሳብ መዓዝ ኢዩ ህዝቢ ትግራይ እንዳፈራረሐ ክቕጽል ጌታቸው ረዳ ጭንቐት ኢዩ ዝመስለኒ ዓገርገር ዘብሎ ዘሎ ጌታቸው ረዳ የፈራርሕ ኣየፈራርሕ ወሳኒኡ ግና ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ኣነ ከምዝመስለኒ ዓገርገር ገዲፉ ሰላም ገይሩ ናብ ዓርኩ ናብ ዓብዪ ኣሕመድ እንተኸደ የሕይሽ

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      The idiot interim President of administration will find out the hard way.

  • @1995mwa
    @1995mwa หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ኣብ መስቀለኛ መንገዲ እያ ዘላ እቲ ምልክት ጽንዓት ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ሰራዊት ነዚ ኣብ ትሕቲ ኣቢ ዘእቱ ውሳኔ ክቕበሎ የብሉን።

  • @asenaashenafi7665
    @asenaashenafi7665 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረክ

  • @GhgGhgg-z8o
    @GhgGhgg-z8o หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክቡር ሓውና ዝብለካ እንተሃለወኒ ማ አቲ ኣርማ ተግረይ ውድብ ሀወሓትን ናይ ትግራይ ባንዴራ ደስ ዝብል ዩ ፀላእትና ሕርር ይበሉ እንበዓል ጌታቸው ኩራኩር እንኣብዩ እረረእወለው ዲዮም ሓንቲ መስመር ሒዞም ኣሰይ ውድብ ህውሓት ና ቀፅልሉ❤❤❤

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo หลายเดือนก่อน +3

    አነ ዝገርመኒ ?? መራሒ አመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ዋላ ይግሽ አብ ኤርትራ ዜና አይኮነን ።
    ብኣንጻሩ ፡ ዝኾነ መራሒ ኤርትራ ምስ ዝኾነት ሀገር እንተተራኺቡ ፡ አብዛ ከዳሚትን ጥምይትን ኢትዮጵያ ዓቢ ዜና ይኸውን ።
    አይ ኤሩ ሀገረ ጀጋኑ ።

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v หลายเดือนก่อน

    ገታቸው ረዳ ብስሩ ፈፂሙ ክመርሐና ኣይኽእልን ክወርድ ኣለዎ ሽርሒ ናይ ፀላእትና ተኸቲሉ ስለ ዝሰርሕ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ክነቅሕ ይግባእ

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo หลายเดือนก่อน +8

    አየ ኢትዮጵያውያን ፡!! መራሒ ሶማል አስመራ ከይዱ ጭንቐት ፡
    ኢሰያስ ናብ ግብጺ ጌሹ ጭንቐት ።
    ሱዳን ምስ ኤርትራ ዝምድና ጌራ ጭንቐት ።
    ሕጂ ኻኣ ሓቢሮም ተሳኢሎም ኢልካ ጭንቐት ።
    አይ ኤርትራ ክ ላ እ አደ ወሊዳ ትምከን ያዕኸ !!!!!!

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s หลายเดือนก่อน

    አነ ዝግርመኒ ንፍደራ ኣምኑ እዩ ካልእ አይኮነን

  • @ADonayAregay
    @ADonayAregay หลายเดือนก่อน +1

    ንትግራና ከምዚ ዝበለ ሚድያ ኣብ ህዝባዊነቱ ዝዓሰለ እዩ ዘድልየና ቀፅልሉ

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme หลายเดือนก่อน

    መንዕሰይ ትግራይ ኣንፃር መፅነቲ ተቃሊሶም እዮም ሰላም ጠጠው ዘበሉ!! መንዕሰይ እንደርታ ንበይኑ ሰላም እየ ዝደሊ ዝብሃል የለን ሕፈሩ !!ጌታቸው ክንድዚ ክትወርድ ኢኻ ኢለ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን በዞም መናዕሰይ ኣይትፃወት!!

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน

      Manim seb Eko selam qesanet eu zedeli bezeykaka menisey Enderta jegna eu beaka zelal aykonen felaleyti wae

    • @Gyoutubeme
      @Gyoutubeme หลายเดือนก่อน

      @@lemlemmirach7838 ኣይንፅበብ። ቂሸታዊ ኣትሓሳስባ ንትግራይ ኣይጠቅማን ኣብ ትግራይ ዘሎ መንዕስይኹሉ ሰላምን ዕብየትን ይደሊ ጦርነት ካብ ሕዝቢ ትግራይ ንላዕሊ ስቃይን መከራን ዝሰክሖ ፍጡር የለን ሓደ ደላዪ ሰላም ሓደ ደላዪ ውግዕ ዝብሃል ኣትሓሳስባ ኣይጠቅመናን!!!

  • @GmedhnMeressa-co3gr
    @GmedhnMeressa-co3gr หลายเดือนก่อน

    ኣሎ

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 หลายเดือนก่อน +3

    What a shame Getachew

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸው ረዳ ንሕወሓት ከየፍረሳ አይድቅስን ኢዩ ። ምኽንያቱ እዚ ትእዛዝ ማይክ ሀመርን ብልጽግናን ኢዩ ።

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      We will see if he achieves his master order, one thing we do know the TPLF is going to prevail.

  • @Gebreegziabher-g4w
    @Gebreegziabher-g4w หลายเดือนก่อน

    ሓፂር ሓበሬታ: ወረዳን ጣቢያን 2020 ዘይኮነስ ብብርኪ ሃገር ቅድሚ ዓሰረተ ዓመት ዝተመረፀ ከምዘለዎ ይፅናሕ ተባሂሉ ዝሰርሕ ዘሎ ኢዩ።

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 หลายเดือนก่อน +3

    Selam tiglai online ❤❤

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    አሎ

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ጉድ እዩ እዙይ ዞም ደርጊ ዝደቐሎም እናተሓባበረ ገንዘብ እናኸፈለ የእድሞም ናይ ብልጽግና ልኡኻት ትግራይ ንምጥፋእ ዝኸድ ዘሎ እዩ

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 หลายเดือนก่อน +2

    ካብቶም አብ ክልል ትግራይ ዝነብሩ ዓሌታት አየኖት እዮም ተጋሩ😂

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      ዓሌትን ብሄርን ተገላቢጡካ ኣሎ ወዲ 9 ብሄር ኣራዊት ኤርትራ ዓሌት ማለት ናይ ውልቀሰብ 7ተ ወለዶ ማለት እዩ።

  • @atkiltwoldeyesus9105
    @atkiltwoldeyesus9105 หลายเดือนก่อน

    አይንውግንን, ባዕልና ዝኻኣልና ትካል ኢና ኢሎም ነይሮም.

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk หลายเดือนก่อน

    እቲ ንሰራዊት ዝግበር ገንዘባዊ ድጎማ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝኸፍሎ ግብሪ ተተሚኑ ዝምደብ ኣይኮነንድዩ?እት ሰራዊት ትግራይ ድማ ናይ ህዝቢ ኣካል ስለኾነ ክውሃቦ ግድን እዩ።ገንዘብ ስለዝወሃቦ ናይ ህዝቢ ማእገር እምበር ናይ ፖለቲካይኹን መንግስታዊ መስርዕ ተኣዛዛይ ክኸውን ኣይክእልን።!!!

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 หลายเดือนก่อน +2

    ዘረባኻ መግለጺኻ ኩሉ ናይ ኣንጃላት እዩ ጻሕጻሒ አኺ ኺድ ውረድ ሓምቦርገር እንዳሓየኽካ ኣይኮነን ዓንጃል

  • @hadishbeyene6183
    @hadishbeyene6183 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ትስእር

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme หลายเดือนก่อน

    ህዝቦም ካብ መፅነቲ ንምድሓን ግንባሮም ንጥይት ጎኖም ንድፋዕ ዝሃቡ ተጋደልቲ TDF ኣርሶም ዝኽኣሉ ወነንቲ ኣዶም ሓለውቲ ሕዝቦም እንበር ትሕቲ ምስለኔ ዝእዘዙ ኣይኮኑን!!

  • @maharitekle3775
    @maharitekle3775 หลายเดือนก่อน +2

    ብፈደራል ገሩ የኤስሮም መን ምኻኑ ፍለጡ

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      Who gives a damn who he is.

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      Who gives a damn!

    • @DanielWorku-bh6vq
      @DanielWorku-bh6vq หลายเดือนก่อน

      @@maharitekle3775 He will be arrested or kicked out

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 หลายเดือนก่อน

    ጎሞራ ጠቢርካ እንበር ዘይ ፈቱ ኩራ!! ኣርትስ ኢያሱ በርሀ!!

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዋላ እዚ ወዲ ወረደ'ውን ጥዕና ዘለዎ አይመስልን ።

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      You must be talking about the Banda Pp cadres!.

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน

      Teana zeblka niseka eka este xebl tehaxb😂

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s หลายเดือนก่อน

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤💛💛💛💛🌻🌻🌻

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin หลายเดือนก่อน

    TDF ድሕሪ ደጊም አብ አምሓራን ኦሮሞን ብብልፅግና እናታአዘዙ ክዋግኡ እዮም ።ልብ በሉ ንጠፍእ አለና

  • @sahlegmichaelwkidan6919
    @sahlegmichaelwkidan6919 หลายเดือนก่อน

    ዝናኣቅካዮ የጥንስ እንድዩ ዝባሓል:: ንኣኻድማ ከጥንሰካ እዩ እቶም ቆልኡ አብ ኣሕፈሮም ክተዕብዮም ኢኻ:: ማለዴቲ

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you TOl

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 หลายเดือนก่อน

    አሉ ❤💛

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ሓያል ማዕበል ፉሉሕ ማሕሪ ኮይኑ ተላዒሉ ንግምት ክልብልብ ::

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤"""ሓጺራትኒ ተበልኩስ ተደቢራ ትስዕስዕ"" ድዮም ዝብሉ ልክዕ ከምቲ ልቢ ጎበዝ አብ ደረቱ ቁሩብ ጉብዝና ክስመዓና እንከሎ ልዕሊ አቦኻን እዴኻ ዝኾንካ ይስመዓካሞ ሓንት መዓልቲ ህጻን ብዘይ ናይ አደ ክንክን ምንም ክትገብር ዘይትኽእለሉ ዝነበረ ግዜ ከይተረፈ ትርስዕ'ሞ ወለዲ ልቦም ብአኻ ክጉህዩ ትገብሮም ናይ ጌታቸው ነገር ድማ መን ሓንጊርዎን ተሸኪምዎን ከምዘሎ ዝረስዔ አብዚ ዘብጽሖን መን ምኻኑ ዝረስዔ ልቡ አብ ደረቱ ኮይኑናሎ❤😢😂 አነ እካ እዚ ምስ ህዝቢ ዝግበር ዘሎ ልዝብን ዝርርብን ምስ ርኤኹ ልክዕ ከምቲ ተፈላልየን ዝጸንሓ እትጠቡ ምራኽን አደን(ላምን) ክራኸባ እንከለዋ እዩ ዘዘኻኽረካሞ ክቅጽል አለዎ'የ ዝብል❤❤❤

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 หลายเดือนก่อน

    Selam hagepa. Hadega. Iyu. ❤❤

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 หลายเดือนก่อน +5

    The fullsh TPLF leadership are fighting each other honestly speaking Tigray people can manage governing their people both of them must go the new generation should take over

    • @ninaabay2140
      @ninaabay2140 หลายเดือนก่อน +4

      Ayee Hegdef go fix your country

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      The only foolish group are the Banda Pp cadres & you are one of them. Therefore, forget the new generation leading the TPLF is here to stay you like or not.

    • @helenzewede3802
      @helenzewede3802 หลายเดือนก่อน

      They don’t have the same goal

  • @lemgoodadwa4717
    @lemgoodadwa4717 หลายเดือนก่อน

    💛❤💛❤

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe846 หลายเดือนก่อน

    አይድግፎን ሕዝቢ እዚ ኦም እኮ መንእሰያት እዮም ዓበይትን አንሽት የብሉን

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber หลายเดือนก่อน

    ሕወሓት መሰልቸዊን መሰከፊ ዘይብሎም ናይ ካድረ ዕኩብ ዕዩ እዝ ንዝሓለፈ 30 ዓመት በስቢሱ ኮምፖስ ዝኾነ ፖርቲ እናሓለወ ኣብ ትግራይ ዝመፅዕ ሰላም ዝረጋገፅ ልምዓት የለን ብናይ ሓሶት ሪፖርት ዝሓነፅኩማ ትግራይ ንሕዝባ 1ዓመት ኣርሳ ክትቅልብ ከምዘይትክዕል ኣብ ክባን ዕፅዋን ርዒና! እዚ ስልጣን ብዓሌትን ብዘውግ ዝለመደ ፀቢብ ጉጅለ ኣብፃረሞት ኮይኑ ኣጀውጀው ምስ ልምዓት ጉጅለ ይብልለው! ምስ ግ.ም.ት ንለውጢ ንቅድሚት

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

    ፌዴራል አብ ትግራይ ምንም አየእትዎን አይኽእልን በቲ ናይፕሪቶርያ ውእሊ እውን አይፍቀደሉን ጌታቸው እውንም እዙይ ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቃስ ናቱ ስራኽ አይኮነን።

  • @DanielWorku-bh6vq
    @DanielWorku-bh6vq หลายเดือนก่อน

    TPLF and the people of Tigray are lagging behind they have to take an urgent practical action on the interim administration before the situation get worse.

  • @yemanekidane9147
    @yemanekidane9147 หลายเดือนก่อน

    1yes

  • @mashogher
    @mashogher หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብኣይ ዓቢዱ እዩ መን ዝወከሎ ፕሬዝደንት እዩ ???
    ዘወርበል ከዳዕ በሉዎ ።

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe หลายเดือนก่อน

    Where are the courts of law in this dispute? When is the next election? We don't need a dictator. Getachew Reda must go.

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday หลายเดือนก่อน

    ትክክል እካ ግን ድማ ሲጉሚት ክውሰደለም አለዎ ብፓሊስ ተናአሰ ኦኬ።

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 หลายเดือนก่อน +1

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @maharitekle3775
    @maharitekle3775 หลายเดือนก่อน +1

    Bfederal

  • @r-hgman3651
    @r-hgman3651 หลายเดือนก่อน

    The division of the leadership at this point totally is desperately meaningless. It defeats the sacrifice they have made not only in recent years but also for decades.
    The people have trusted this party to lead them both in peace and war. But the divisions created for power struggle shows after all they don’t care for the welfare of the but for their own advantage. This is totally unexpected from the side of people when this happens at a time when their life is in imminent danger. We plead to both parties to stop the divisions for the sake of the people who are leading a sad life due to the genocide committed on them. The GTS should do all it can to help the parties to come together for negotiation and peaceful resolution.

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f หลายเดือนก่อน

    እቶም ዓበይቲ ዳኣ ኣይኣምንዎንያ

  • @awashmichael9745
    @awashmichael9745 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ኦን ላይን ኣብ ትግራይ ዝፃወቶ ዘሎ ኣውታዊ ተጋድሎ ታሪካዊ ካብ ዘመን ናብ ዘበን እናተወደሰ ዝነብር ምኻኑ ኣይጠራጠርን:: በርትዕ እድመ ጥዒናካ ድማ ይሃካ:: ጅግና ትግረዋይ👍👍

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe หลายเดือนก่อน

    Why did it take so long to tell the people of Tigrai what really was going on inside the interim government of Tigrai? Why is TPLF so secretive when it comes to its seminars and its internal discussions?

  • @EeWe-v4b
    @EeWe-v4b หลายเดือนก่อน

    ድምፂ ኣለካ

  • @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
    @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኣብ ቁምነገር ኣድህብ ! ቁምነገርካ ኣይትቕተል ! ኣገባብ ኣናብባኻን ትንታነኻን ዝትክእ ሰብ ሓጋዚ ግበር ! ብጉልበትን ብድልየትን ጥራሕ ናይ ሚድያ ሰብ ምዃን ኣይትኽእልን ! እዙይ እንትብል ቁምነገርካ ብጣዕሚ ብሉፅ እዩ ግን ዝትርጀገልካን ክለዓሕደግዎ ዝብለካን ይበዝሕ ኣሎ ! ደገፍትካ ድማ ንሳቐ ኣለና ! ሰብ ግበር ወይ ሙያ ወንን!!

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe846 หลายเดือนก่อน +1

    You are doing great my dear brother ❤

  • @Shabka-p5w
    @Shabka-p5w หลายเดือนก่อน

    ቤት ምኽሪ ክልል ዘየለስ ዝፈረስ አብ ወረዳ ንፓለቲካ መሸቀጢ ንምግባር ድዩ ?

  • @tsiontareke3279
    @tsiontareke3279 หลายเดือนก่อน +2

    Tigrai online Ferah Foshkual Betra Welawai

  • @GRHSfkrgeher-wp5cx
    @GRHSfkrgeher-wp5cx หลายเดือนก่อน

    10q

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo หลายเดือนก่อน +2

    ዓጋመ ንሕድሕዳ ትባላዕ ፡
    ኤሩና ትብል ሸናዕ ።

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

      እቲ ናይፓለቲካ ክእለት እውነትን ዘይብሉ ጉጀለ በአሌት ተሸፊንካ ሰልፊዶ ናእሪዶ እንበል ጉድለታቱ ክሽፍን እዩ ዝደልይ እዙይ ዋጋ አይብሉን ከም አረፋ ዝበንን ነገር የብሉን መሰረት።

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy หลายเดือนก่อน

      ኢርትራ ክልል ደኣ ኣብ ሂዉታ ሸናዓ ኢላ ኣይትፈልጥን ደሓር እዉን ኣይትበልን።
      eritrea just like sorya the can not cheange🤔

    • @DanielWorku-bh6vq
      @DanielWorku-bh6vq หลายเดือนก่อน

      Ignorant and nasty

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      ሸናዕ ኣብ ስሃራ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน +1

      Niaka hawi yiblaeka eshok agam yiwgaeka loqmax

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe หลายเดือนก่อน

    Tsadkan Gebretnsae must be prosecuted for high crimes and conspiracy to defraud the people of Tigrai!

  • @ZelalemZe-w7n
    @ZelalemZe-w7n หลายเดือนก่อน

    Kab mulu nega felika zeyrea merahi eu hibuna znihe

  • @freybare5825
    @freybare5825 หลายเดือนก่อน

    Getachew Read will not succeed at all.

  • @Alexandersahle
    @Alexandersahle หลายเดือนก่อน

    Thanks TOL, VIVA TPLF, TIGRAI shall prevail!

  • @awashmichael9745
    @awashmichael9745 หลายเดือนก่อน

    ኣይተ ጌታቸው ፈሪስዎ እዩ:: ነገር ግን ሓደገኛ እዩ:: ዝገርም ፀገም ኣጋጢሙና ኣሎ:: ኣብ እዋኑ መርድእ: ኣብ ኩይናት ዘዓነዋ ታንክታት ቀሪምካ ምጥፋእ: ሕቡራት ዘቋቋሙዎ ናይ ፅንተት መርመርቲ ምክልካል: ኣብ ዲያስፖራ ናህሪ ምዕጋት ኩሎም ዶታት(datas) እክብ ኣቢልካ ሎሚ ኮንካ ክትርእዮ እንተለካ ከምፀሓይ ቁልጭ ኢሉ ይሕብር እዩ:: እዚ ዘይርዳእ ትግረዋይ ጉኑፍ (ምዕጅሉ) እዩ ዝኾን:: ማርያም ኣሕሊፋ አይትህበናን: ማርያም ምስተጋሩ ዘለዋ ነዊሕ ምትእሳር መፍትሔ ግደታኣ ከተወፊ ፀሎት .......

  • @asfawkiros2952
    @asfawkiros2952 หลายเดือนก่อน

    Emo depression eko genoside ayiteftsemen Elu eyu nementay etehalfo ?

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 หลายเดือนก่อน

    way getachew reda tewaridu Aflitu sekiru eyu tsihifuwo hmaq rkach

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe หลายเดือนก่อน

    Where is the constitution of Tigrai?

  • @Fre_werqi
    @Fre_werqi หลายเดือนก่อน

    Getachew banda hatelayalesh!

  • @CshggsgsGhshhshw
    @CshggsgsGhshhshw หลายเดือนก่อน

    እሱማ አብይነዋ

  • @tedrosrisat2815
    @tedrosrisat2815 หลายเดือนก่อน +1

    You are incapable to analyze conditions.

    • @TigraiK
      @TigraiK หลายเดือนก่อน

      And I suppose you are the best at analyzing? First who are you to talk? Apparently, no one, Tigrai online knows what's important for Tigrai but do you? I highly doubt it

  • @gideyberhane2123
    @gideyberhane2123 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ ተዜይ በላኽዎ ክብትኖ በለት ዝለዚ ትዐምር ዝኾነ ሸርሒ ከይምፅአልና አቅሪብኩም ተናቃቂፍና ይቅረ ማለት እዩ ስለዚ ምንቲ መጎጎ ትሕለፍ እታ አንጭዋ ወገነይ ንበራበር ገዝትዎ please pleas
    ስለዚ ዘረበኻ አቦቱአኡ እዩ ። 👍🙏❤️💛❤️

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ይሄ ወራዳ

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe หลายเดือนก่อน

    There is also blame on Debretsion. He is not a competent and strategic leader. But he is not a dictator or not a power hungry.

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF หลายเดือนก่อน

    ኣሎ

  • @SrafielWeldu
    @SrafielWeldu หลายเดือนก่อน

    አሎ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s หลายเดือนก่อน

    አነ ዝግርመኒ ንፍደራ ኣምኑ እዩ ካልእ አይኮነን

  • @elenikidane9918
    @elenikidane9918 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @yosefwoldegrima2070
    @yosefwoldegrima2070 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤