Eritrea's government has resisted calls to float the nation's currency, preferring the stability of a fixed exchange rate. However periodic devaluations have been made. ERN is a very weak currency. The de facto exchange rate of the currency is around 100 ERN for US$1. The currency does not have a good demand outside of Eritrea. The black markets that exist in Asmara and a few other towns show the diminishing values of ERN.
💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት💙
Thanks Yemane very important information keep up the good work.
ይበል መደብ ይሙና
Btami xbuk hasab yemane bro 💙💙💙💙💙💙
Long life Yemane info meadia💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Thank you, Yemane this is good information. Good job God bless you.❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you yemon 🩵💚💙🌿🌿🌿🙏🙏🙏
አብ ሚዲያ አብ ምንቅስቃሳት አብ ኩሉ ኮይኑ ምጥቅቃዕ ኤርትራዊነትና ጸሊዕናዮ
💙💙💙💙💙💙
Tium dehay Yumun selamka Yibzah. Bruk Senbet
Good job yumun hawey goddess you
💙🌿💙🌿💙🌿💙
❤❤❤❤
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
👍👍💙🌿💙🌿💙
💙💚💙
❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ Xubuk Hasabat
💙🌿
Wilkommen ymun hawey ❤
Welcome Yemane information media
ይቕረታ የማነ ሓወይ እቶም ሰዓብቱ ወይ ሰማዕቱ ኣብቲ ናቱ ደረጃ ዘለው ስለ ዝኮኑ ብጣዕሚ እዮም ዝድሰቱ።ንዓና ንደለይቲ ፍትሒ ግን ጽው ጽዋይ እዩ።
💙💙💙💙💙🎉🎉👍🙏
ጽቡክ ገምጋም የማነ ቢሃኪ
❤❤❤🎉🎉🎉
የማነ ጽቡቅ ኣለካ ግን ኣብ ተግባር እንተ ተውዕልዎ ጽቡቅ ኔሩ
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
አዚወዲ ዝብላ ዘሎ በርገድ ንሐመዱ መንኢዮ ዝብል ዘሎ
Amlak yhgza mhret ywrdala
Merhaba Yemane 🌿🗨🌿💙🌿🗨🌿💙🌿🗨🌿💙🌿🗨🌿💙🌿🗨🌿💙🌿
ስለ ም የማነ እዚ ሰብዚ ብዛዕባ ናቕፋ ክዛረብ እንተኮይኑ መዽመሪያ ኣብ ዓለም ዘሎዕዳጋ ክፈልጥ ኣለዎ እዚ ግን ልኡኽ ህግ፣
ኣየ መንእሰይ ህግደፍ ጭቃ ርእሲ ባጤራ ኤርትራስ ካብ ኣፍሪቃ ዝሓየለ እዩ ኢልካ ኣሎ
እንቋዕ ካብ ምድርባይ እምኒ ናብ ጸወታ ኩዑሶ ኣብቅዓኩም እተን ሃገራት ግር ከይብለን ግን ባንዴራ ቀይሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rigat:- ርግአት: ሕስርቲ ባርያ:: ሕማቕ ስደተኛ: ለብሚ::
ልዕሌካ ፈላለይ ሰብ እንድዩ ዘየለ..
እቲ ንተቃለስቲ ምቅንጻል ካኣ ካብ ነብስካ ጀሚርካ, ንወዲ ሓኮሪ ኣድጊ ካኣ በሎ.
I agree with you ኩሉ ንሰልጠነ ክከላከል እዩ ዝቀሪብ ፡ ን ሰልጠነ ክነቅፍ ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን ውዩ ፡ i don't why.
Yemun kab (መስትያት ቤትና ) ዘይትማሃሩ
Eritrea's government has resisted calls to float the nation's currency, preferring the stability of a fixed exchange rate. However periodic devaluations have been made. ERN is a very weak currency. The de facto exchange rate of the currency is around 100 ERN for US$1. The currency does not have a good demand outside of Eritrea. The black markets that exist in Asmara and a few other towns show the diminishing values of ERN.
መበገሲኡ ሰልጠነ እዩ ትፈልጡ ኢኩም፡ድማ ፡ መሊስጁም ድማ፡ምስ ሰልጠነ ክንሰርሕ አና ድማ ትብሉ፡ኣለኩም
ኩቡር ሓዊ የማነ እሞ ንሰልጠነ ንቐፎ ምኽንያቱ ሰልጠነ ጥራ እዩ ኣብ ከምዚ ዝውዕል
ስልጡን ሓቀኛ ተቃላሳይ እዩ ነብስኹም ጥራይ ሕኸኹ ኣቱም ሰባት ምስሉዩነት ግደፉ
👍🫶💙🌿🌿💙
Demo nska tefetawi ekum seb disastro keliekum zelekum
የማነ እዚ ናይ ምትካእ መንእሰያት ኣብ ራሻ ቻይና ዝተማህሩ ጉዳይ ሓቁ ኢዩ። ክንደይ ህዝቢ ዘሰራጥዩ ዝነበሩ ሕጂ ተጓሒፎም ኣለዉ። እቶም ዝተበደሉ ክንደይ ኣዋሪዶሞም ጡፍ እንዳ በሉሎም ይርከቡ። እዚ ኮነ ኢልካ ህውከትን ኣብ ንሕድሕዳ ህውከት ንምፍጣር ኢዩ።
ሓደ ጀነራል ብረት ኣምጺኡ ነቶም ጡፍ ዝበሉሎም ክቐትሉ ኢሎም መጽዮም ግን ሰብ ኣይሃረሙን።
እዚ ብዛዕባ ናቕፋ ዝበሎ ድማ ሃላይ ኮይኑ ኣፍልጦ ጎዲልዎ ኢዩ እምበር 100€ ብናቕፋ እንተውሓደ 15000 ክቕየር ዝግብኦ ኢሰያሳውያን 15% ጥራይ ይህቡኻ።
Sélam yemane hewey selamtaka yitiaem yekenyelna naykulu tgebrelna hekega tekalasay nukulu bimaeire buruk senibet yigiberelik
ሉኡክ ናይ ህግደፍ ኢዩ ፡ህግደፍ ከአ ኩሉ ግዜ ሐሶት ኢዩ ዘረቦኦም።
የማነ ሓውና ንሰልጠነ ስለምንታይ ኢኹም ዓገብ ዘይትብልዎ? ንደለይቲ ፍትሒ ምጽላምን ዳውን ምግባርን እኳ ስርሐይ ኢሉ ተታሓሒዝዎ። ልዕሊኡ ኣውራጃዊ የለን። እቲ ዝገብሮ ዘሎ ግን ወላ ነቲ ኣውራጃይ ዝብሎ ውን ፈጺሙ ዘርብሕ ኣይኮነን።
😂 ዘይሕሰብ ሕጂ ከማን ሰልጠነ ስለ ዝተተንከፈ እዩ ዝዛረበሉ ዘሎ ዓገብ ኣይብልዎን'ዮም ኣይትድከም 😅
ኣብ ኤረትራዊ ሓቂ የሎን ስለዚ ኢዩ።ኸኣ ንሰልጠነ ተኽፍእ ዘለኻ
@@FithiNeusrat ንስኻን ሰልጠነን ከ ኤርትራውያንዶ ኣይኮንኩምን ኢኹም?
@@FreeEritreaFromIsayasሰልጠነ ሓቀኛ ተቃላሳይ ብገንዘቡን ግዚኡን እዩ ። ኣይትሕሰቦ ኣብ መጎና ነቅዕ ምፍታር ።ሰልጠነ ነየናይ ኣውራጃን ተቃላሳይን እዩ ጸሪፉ? ዓገብ ትብል እንተኮንካ ኣለዉካ ብዙሓት ከም ብዓል ማስቲካ ,ግንባር ጉዖይ ፡እንዳ ራጂ ውዘተ።
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙