ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ነብስኻ ምቕያር (Trnasform yourself in 21 Days)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2022
  • How you can change yourself in 21 Days.

ความคิดเห็น • 434

  • @yafetyemane1552
    @yafetyemane1552 ปีที่แล้ว +24

    Selam Mosic bahli ab 23 malti ngoho tese sport srah btemi mesitenani

  • @huruygebrekidan5690

    Btaemi msgana zgbaka memhr hiwet ika 10q

  • @user-zp5lm5dq4b

    Ngho tesika brash gerka sport msrah kemu wn amesgani mkan bezien kjmr eye yekenelna sle mkrkum

  • @lulageresus5308

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-rz1rl3dn6s
    @user-rz1rl3dn6s 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kibreabawallom2531

    megemeriyaneaka selam ab srahka awet qexile kab kulen des zbeleni wala srah ihalweni ngho mtsaen fexari mmsgann sport may mstay

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว +1

    ንመገን፧ንአምላኽይ፧አሺከመኩሩ👌

  • @teshawey-kq4nf

    ደስ ዘብል ትምህርት

  • @chebaedebesay

    ውውው ገለ ዓይነት 10 ደስ ኢላቲኒ

  • @user-be1nw6mz8k

    ደስ ዘብል ትምህርት❤❤❤❤❤

  • @abgbrfinan2727
    @abgbrfinan2727 ปีที่แล้ว +205

    1፡ምንባብ ን20 ደቂቅ

  • @user-nm5or8ei8j

    ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 ปีที่แล้ว +63

    ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡

  • @abrahamberhe8948
    @abrahamberhe8948 ปีที่แล้ว +74

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ

  • @eriqueen3354
    @eriqueen3354 ปีที่แล้ว +60

    በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏

  • @amangebrezgi
    @amangebrezgi ปีที่แล้ว +7

    ኣነ ማይ ምስታይ ኢየ ዘድንቃ ምኽንያቱ ኩሉ ድሕሪ ጥዕና ስለ ዝኮነ ማይ ማይ ማይ ምስታይ።

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f 14 วันที่ผ่านมา +1

    ብሂወተይ ካብ ሕጂክቅየርየ ክብል ፀኒሐ ምምስጋን ጀሚረ ፀኒሐ ❤ንጉሆ ምትሳእ ፀላኢተያ ግን ክጅምርየ ❤ ስፓርቲዉን ክጅምርየ ካብ ሕጂ ነብሰይ ክሓንፅየ ምስ ፈጣሪዬይ ነብሰይ ክቅይርየ ማይ ዝያዳየ ዝሰቲ ግን ሳዓት የፈልየሉይ😊 ኩለን ከተግብረን ፈጣሪ ይሓግዘኒ🤲

  • @tekleabamanuel9414
    @tekleabamanuel9414 ปีที่แล้ว +9

    የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍

  • @tesfutsegay7357
    @tesfutsegay7357 ปีที่แล้ว +8

    ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን።

  • @MarhawiHagas-sk9ns

    ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ