ን ኣእምሮና ዝቕይሩ 10 ነጥብታት 10 Items that can change your life.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ተርጓሚ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል

ความคิดเห็น • 82

  • @natnael746
    @natnael746 ปีที่แล้ว +21

    1፡ መራሒ ሂወተ ባዕለይ እየ
    2፡ ተመስገን
    3፡ ኣነ እክእል እየ
    4፡ ኩሉ ሓድሽ እዩ
    5፡ ንነብሰይ እፈትዋ እየ
    6፡ ኣነ እምነተይ ጽኑዕ እዩ
    7፡ ኣነ ናይ ተግባር ሰብ እየ
    8፡ ኣነ ምሳከ እየ
    9፡ እድለኛን ጽኑዕን እየ
    10፡ ኩሉ ብምክንያት እዩ
    ንኣእምሮና ዝቅይሩ 10 ቃላት

  • @DaniDani-km1kw
    @DaniDani-km1kw 9 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ባሓቂ ኣነ ይኽእል ኢየ ትብል ካብ ሎሚ ክገብራ ኢየ የቀንየልና ሓወይ።

  • @awettadesse9481
    @awettadesse9481 25 วันที่ผ่านมา +1

    Ane ykel ye 💪 azu hagazi tmrti ajokum kexlwo

  • @Yohannesmahray19855
    @Yohannesmahray19855 ปีที่แล้ว +4

    ትመስገን ልዕሊ ኹሉ ካሊእ ኩሉ ይትረፍ ሙሉእ ጥዕና ብምርካበይ ተመስገንካ መድሃኒኣለም ብርግጽ ብጥዕና ምስትንፋስ ተኣምር ከማኹም የብዛሓዮ ብርዕኹም ይሰስን !

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና መ/ም መኮንን ። ኣነ እዛ ኩሉ ብመኽንያት እዩ ትብል ቃል ደስ ኢላትኒ መኽንያቱ ኣብ ሃገረ ጀርመን እየ ዝነብር ዘለኩ ኣብ 2021 3 መምርሂ ፍቃድ ናይ ማኪና እንዳ ገበርኩ ተሪፈ እዚ ማለተይ ከኣ እዝጋብሔር ንጽቡቀይ ኢሉ እዩ ዝያዳ ክመሃር ስለ ዝነበረኒ እዩ። ሕጂ ግን ሒዘያ ኣለኩ ኣምላኽ ይመስገን ብድጋመ የቀንየልና መምህር መኮንን።

  • @user-sx6bl1jh4y
    @user-sx6bl1jh4y ปีที่แล้ว +2

    5 months ago
    1፡ መራሒ ሂወተ ባዕለይ እየ
    2፡ ተመስገን
    3፡ ኣነ እክእል እየ
    4፡ ኩሉ ሓድሽ እዩ
    5፡ ንነብሰይ እፈትዋ እየ
    6፡ ኣነ እምነተይ ጽኑዕ እዩ
    7፡ ኣነ ናይ ተግባር ሰብ እየ
    8፡ ኣነ ምሳከ እየ
    9፡ እድለኛን ጽኑዕን እየ
    10፡ ኩሉ ብምክንያት እዩ
    ንኣእምሮና ዝቅይሩ 10 ቃላት ናይ ብሓቂ

  • @Matiwos-ko5ly
    @Matiwos-ko5ly หลายเดือนก่อน

    1።ተአና 2።ተመስገን ኣምላከይ ስለቲ ኩሉኣለም

  • @user-xz9ch8fy2k
    @user-xz9ch8fy2k ปีที่แล้ว +5

    ኣነ እኽእል እየ
    ኣነ ሓያል እየ
    ኣነ ኣመስጋኒ እየ
    የቀንየልና መም ኣነቃቓሒ ጽሑፋት

    • @meksebeyalem12
      @meksebeyalem12 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ""*_,£££

  • @habenweldegergis3346
    @habenweldegergis3346 ปีที่แล้ว +10

    ኣነ ብሓይሊ ፈጣሪ ጅግና እየ
    ኣነ ዕዉት እየ
    ኣነ ተባዕ ወሳኒ እየ
    ኣነ ኩሉ እክእል
    ኣነ ፈታሒ ናይ ብዙሓት ሰባት ሽግር እየ
    ኣነ በዓል ራኢ እየ
    ኣነ ኣብ ራእየይ ይነብር
    ተመስገንካ ፈጣሪ ኩሉ ድሌታተይ ኩውን ዝገበርካለይ 🙏🙏🙏

    • @user-zm4pv4eu3f
      @user-zm4pv4eu3f 3 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ኩቡር ሓውና ቪዴዮታትካ ይካታቶሎ እዬ ማሃርቲ እዮም ቀፅለሉ ❤

  • @johnbuab4646
    @johnbuab4646 10 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Taechr ❤❤❤❤❤❤

  • @SolomonWeldeslasie-bo1om
    @SolomonWeldeslasie-bo1om 2 หลายเดือนก่อน

    Tguh mkan.temesgen.mbal hakenai.afkari mkan🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 ปีที่แล้ว +3

    Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro 🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ክቡራት ኣሕዋት

  • @savasava4871
    @savasava4871 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተመሰገን ኣምላኬ

  • @samiteygasawi8143
    @samiteygasawi8143 ปีที่แล้ว +1

    Just waww. Megbi yeEmro zkone behaki behaki😊

  • @wedigirmay5534
    @wedigirmay5534 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ እክእል ኢየ
    ተምስገን
    መራሒ ሂወተይ ባዕለይ እየ

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 ปีที่แล้ว

    ዋው ! ነየናይ ወሲድና ነየናይ ክንገድፍ ! ሂወት ዝቕይር ወርቃዊ ቃላት ! ቃላት ጥራይ ዘይኮነ ከኣ ናብ ተግባር ዝወስድ ሓይሊ ዘለዎ ቃላት ! ኣድናቒኹም'የ !

  • @gezaeasgddet1767
    @gezaeasgddet1767 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ድንቂ'የ❤

  • @haben760
    @haben760 ปีที่แล้ว +1

    ኩለን ካብ ነንሕደን ዘይተሓማመቃ ቃላት እየን ቡሉጻት ቃላት 100% ይቀኔልና ኩቡር ሓውና

  • @user-cy5eu1ln3l
    @user-cy5eu1ln3l ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኩሉ
    1. ተመስገን
    2. ዕድለኛ ኢዩ ግን ዝያዳ
    ተወሰክቲ ድማ
    1. የቀንየለይ
    2. ይቅሬታ ኣይትሓዘለይ

  • @danialves7515
    @danialves7515 ปีที่แล้ว +2

    Thanks dear teacher God bless you.

  • @azebgebrezghi5622
    @azebgebrezghi5622 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን ኣነ ጀግና ኢየ ኣነ ይክእል ኢየ

  • @godislove6221
    @godislove6221 ปีที่แล้ว +1

    Selam naka ykun Memhir Moke kem kulu gze blux kibrin misganan ab thti Amlak naka ykun Memhir kalat yhaxreni nikgelxo kemka aynet eritrawi yelen deykones kab kulu alem hade kabtom bluxat ewutat nayza alemna ekamo Fetari edmen tenan yhabka genet ykun hiwetka edlena ye bwulkey kemaka Memhir bmrkabey you are the greatest one
    Long lives you and your Family 👪
    💙🙏💙🙏💙🙏

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 29 วันที่ผ่านมา

    Enqae beselam mesaeka kibur hawna

  • @sinodos313
    @sinodos313 ปีที่แล้ว +1

    ምስ ኩለን ይሰማማዕ እየ ኣዝየን ደስ በሃልቲ ክብረት ይሃበለይ

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome kexiliwo Bertiuuu 🇪🇷✌️🙏🏆

  • @mussieakale6796
    @mussieakale6796 ปีที่แล้ว +5

    መም መኮነን ቡኡነት ከምዚ ከማካ ለባማትን ሙህራትን ዝወለዳልና ኣዴታት ኤርትራ እግዛኣብሄር ይመስገን ብኩሉ ጥበባዊ ስራሓትካ የድንቀካን ይድግፈካን

  • @user-xx6cd2qr1g
    @user-xx6cd2qr1g ปีที่แล้ว

    ኣነ ይክእል እየ፥ ኣነ ተመስገን ብምባል ንዝፈጸምክዎ ጌጋ ሓላፍነት ብምስካም ሓዱሽ ነገር ንምስራሕ ይክእል እየ።
    መምህር ከምወወትሩ ኣዝየ እየ ዘመስግን

  • @peaceisalwaysgood450
    @peaceisalwaysgood450 ปีที่แล้ว +1

    Moke hawey kulu tgebro aberkto yemesgn sesnelna 🙏

  • @merhawiokubay8186
    @merhawiokubay8186 ปีที่แล้ว +3

    1 ተመስገን
    2 ኩሉ ንጽቡቀይ እዩ ካብዚ ንላዕሊ እዩ ዝግባኣኒ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ መዓልቲ እዩ ኣጋጢምኒ እቲ ዝበለጸ ከኣ ረኺበ
    3 ነብስኻ ምፍታው

  • @flyx1078
    @flyx1078 ปีที่แล้ว +2

    Hiwet tzerieulna alekum neay nkemzi kemayn menieseyat kuburat memharan amlak kbri yhabkum bfilay nay jim ron eten 2 videotat muluu bmulluu eka ente zeybelku frku gn telabiseyo eye ❤

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you and your family ❤

  • @user-qm9ro2lu6e
    @user-qm9ro2lu6e หลายเดือนก่อน

    Oh amilakey temesgenika fitari sele kulu neger tiena zehabekani

  • @tekulutekulu7035
    @tekulutekulu7035 ปีที่แล้ว +1

    btami xbuk tmhrti

  • @user-pi2kw1kd8b
    @user-pi2kw1kd8b ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው ኩለን ዘይባላለጻ ብሉጽትየን ንኹለን ክጥርንፋአንን ከስርሐአንን ዝኽእላ ፡ እምነትን ተመስገንንየን እምነት ሞቶር ኮይና ሓይሊ ክትህበን ከላ ምምስጋን ድማ ነቲ ዘሎ ጸግአን ተቀቢለን ከምዝነብራኦ ትገብር ፍልጠትኩም የብዝሓዮ❤❤❤❤

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 ปีที่แล้ว +2

    10q teacher, I love the word”all together working for you good “ as Romans 8:32

  • @mulugetaandebrhan2862
    @mulugetaandebrhan2862 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን (3)ፈጣሪ ስለኩሉ ነገን

  • @tumuzghimuzghi4807
    @tumuzghimuzghi4807 ปีที่แล้ว +1

    Thanks memhr Mokonen
    kulen dma nhiwet agedesti eyen

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 ปีที่แล้ว +2

    ብሕልና'የ ዝነብር ካኣ ምወሰኽኩላ

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn ปีที่แล้ว +2

    መምህረይ ኣነ እታ ቀንዲ ዝኣምነላ ቃል፡ ኣብ ሂወተይ ኣነ መራሒ እየ። ኣነ ኣውቲስታ ናይ ገዛእ ርእሰይ እየ እትብል ሓይለ ቃል እየ ዝመርጽ።
    ኩላተን ካኣ ኣብ ውሽጢ እዛ ቃል ከም ዝጠቃለላ ኮይነን እየን ዝስማዓኒ።
    መክንያቱ ወናኒ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምኳን ንኩሉ ነቲ ኣብ ሂወትካ ዘጋጥም ሓላፍነት ንክትወስድ ስለ እትቅስበካ።
    ብዓብኡ እዛ ቃል ኣብ ሂወተይ ፍሉይ ቦታ ዝክሪ ዘለዋ`ያ።
    ኣብ ከባቢ 2000 ኣብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ፍጻመ ክዕልለካ።
    ቀሊል ዘይኮነ ስቓይ ኣሕልፈ ዝኣከብኩዎ ገንዘብ፡ ንሓደ መዓላ ከውዕሎ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበርኩ ግዜ እዩ፡ እቲ ገንዘብ ካብ ጁባይ መሉቑ ይጠፍእ`ሞ፡ ኣብ የምሮይ ዘይፈልጦ ነውጺ ይፍጠር።
    ንዝዘረቦ ይኩን ንዝጥይቆ የብለን። በቃ ትም ሕትም ኮይኑ ምጽእ-ኪድ እንዳበለ ኣብ የእምሮይ ምርባሽን ምግምዳሕን ከምኡ ውን ናይ እሮማይ ዝብል ተስፋ ምቁራጽ ኣብ የእምሮይ ይፍጠር።
    ገንዘብ እምበር ሞት ንወዲ ሰብ ከም ዘየጸልሎ ዝተማሃርኩሉ እዋን እዩ። ዳርጋ ናብ ነብሰ ምስሓት ገጸ እንዳተረዳኣኒ ብክቋጻጸሮ ዘጸግመኒ ኩነት እንዳተፈጥረ መጽኡ። ልበይ በታ ሓንቲ ግዜ ሃሰስ ኢለ ዝሰኣንኩላ ሁሞት ዝውር ትብል። ከምዚ ዝኮነ መክደን ምሽ ኣላካ ግጥም ኢሉ ዝክደን ልበይ ከምኡ ጌራ ልኩት ትብል። ብድሕሪ እዚ ስድራ ማጨሎት ሕክምና ንከይብሉኒ ሃፈጽታ ናይቲ ሓዊ ስለዘይጠፈኤ ስድራይ ብዙሕ ተሽገሩ።
    በሰላ ናይቲ ኩናት ዝሕል ምስ በለ ናብ ከረን ሓይሊ ምድሪ ይከይድ እሞ ዶ/ር ጎይትኦም ዝበሃል ሓኪም ኣብኡ ይጸንሓኒ።
    ብዙሕ ሕቶታት ክሓተኒ ይዝክር። ገለ ካብኡ ኣብቲ ኩናት ካብ ዝረኣኩዎ፡ ኣሰቃቒ ትርኢታት፡ ሞት ካብ ስድራቤተይ፡ ፈተውተይ ገንዘብ ወዘተ ይሓተኒ፡ ኣነ ድማ ፈጽመ ነቲ ጉዳይ ሓባእኩሉ።
    ብድሕሪ እዚ ነገራት ይኩውሎም ከም ዘለኹ ይርዳእ እሞ ከምዚ እሉ ይመክረኒ “ስማዕ ንስኻ መንእሰይ ኢኻ፡ ናይ ጹሉላት መድሃኒት ኣንኳይ ኣብ ከም ኤርትራ ኣብ ዓለም ምሉእ`ውን ንጹሉላት ዝፍውስ መድሃኒት የለን። ናይ የእምሮ መደንዘዚ ክህበካ ይክእል እየ፡ እዚ ግን ትርጉም የብሉን፡ እቲ ኩነታት ምስ ዝሓለ ከም ብሓዱሽ ክመጻካ እዩ። ንስኻ ናይ የእምሮ ፍወሳ ኢዩ ዘድልየካ ዘሎ፡ ንሱ ድማ ምሳኻ እዩ ዘሎ። ኣነ ኣበይ በጽሖዮ በል። ኣነ መጻኢየይ ቡሩህ እዩ በል። ኣነ ዕድለይ ብሕጂ እዩ ዘሎ ኢልካ እመን። ኣነ ካብቶም ብዙሓት ብሂወት ነዚ ክርእዩ ዘይበቑዑ ይበልጽ በል። ኣነ ዕድለኛ እየ በል። ኮታ ኩሉ ነቲ ሓንጎልካ ጎቲቱ ዘምጽኣልካ ንሓንጎልካ ዝርብሽ ሓብእካለይ ዘለካ ፍጻመ ብሓንቲ ቃል (በዕለዲኡ-ይፈልጥ )ኢልካ መልሲ ሃቦ። እዛ ቃል ጽቡቕ ጌርካ ሓዘኒ ነታ ፍጻመ ኣብ እትዝክረሉ ዓው እልካ ብውሽጥካ በዕሉ ይፈልጥ በል። ንኩሉ ይርክበሉ እየ ከምሓይሾ ይክእል እየ፡ ክዕርዮ ዓቅሚ ኣለለኒ፡ ከመልሶ ዓቅሚ ኣለኒ ዝብል ወኒ ይሃልካ ብድሕርኡ ክጭንቀካ ዝክእል ሓሳብ ምሕሳብ ክተቋርጾ ኢኻ። ንስኻ ናይ ሂወትኻ ኣውቲስታ ኢኻ። ልክዕ ከምቲ ኣውቲስታ ንማኪና ክጽድፋን ክኣልያን ዝክእል ንስኻ ውን ንሂወትካ ክተጽድፋን ናብ ውሑስ መንገዲን ክትመርሓን ሓላፍነት ኣለካ።
    ንስኻ ብምጽላልካ ዋላ ሓደ ዝሓዝን ይኩን ዝሕጎስ የለን። ስድራካ ውን ይኩኑ ድሕሪ ቁሩብ ክርስዑኻ እዮም። ዋላ ውን እንተሞትካ ዓለም ኣይጎድላ ኣይውሰኻ ንስኻ ብትገብሮ ንዋላ ሓደ ዝጎድእ ወይ ዝጥቐም የልቦን። ካባኻ ንላዕሊ ንሂወትካ ዝሓልየላ የልቦን። ዓለም ትኩን ኤርትራ ብድሕሬኻ ከም ዘለወኦ ክቅጽላ እየን።
    ንስኻ ብዘይ የጭንቅ ትጭነቕ ከም ዘለኻ ይፈልጥ እየ። ንሕና ግን ካብዚ ንላዕሊ ክንብለካ እንክእል ምክሪ የብልናን”። ኢሉ ኣፋነወኒ ሽዑ ንሽዑ እቲ ኩሉ ክስወጠኒ ጀምረ። ብፍላይ እታ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ዝኮነት ፍጻመ ክዝክር ከለኹ “እታ ባዕሉ ይፈልጥ በል” ዝበለኒ ሓይለ ቃል ምናልባት ንክልተ ማዓልቲ ክብላ ምስ ከኣልኹ እቲ ምስ ደቀስኩ ዘህተፍትፎን ዝብህርሮን ዝነበርኩ ክቋርጾ ከኣልኩ። ሂወት ከም በሓዱሽ ጀምሩ፡ ክብለካ ይክእል። ብሩህ መጻኢ ከም ዘለኒ ተረድኢኒ። ፈጽመ ክመሓየሽ ጀምርኩ፡ እመን ኣይትእመን ስድራይ በቲ ቅጽበታዊ ለውጢ ፈጽሞም ተገረሙ። ምሳይ ስለዘይነበሩ ኣብቲ ካውንስሊን ድማ እንታይ ዓይነት ምክሪን ፍወሳን ከም ዝተገብረለይ ኣይፈልጡን ነበሩ። ብዝኮነ ሓሳበይ ከጠቓልል ሓውየ ፈጽመ ጡዑይ ምስ ከንኩ፡ ኣቦይ ነቲ ኣብ ትሕቲ ዓራተይ ወዱቑ ዝረከቦ ጥማር ገንዘብ ሰሎሙን ወደይ እዚ ገንዘብ ወዱቁ ስለዝጻናሓኒ ክሳብ ትሓዊ ኣቀምጠልካ ጸንሔ ሕጂ ግን ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ስለዘለካ ተኣማሚነ ኣለኹ እንከ ዝወደይ ኣብ ጽቡቕ ኣምብሮ ኢሉ ሃበኒ።
    ብዝኮነ ብዛዕባ እዚ ኣቀድመ ብከምዚ ዝበልኩኻ ተፈውሰ ስለዝጸናሕኩ ስምዒት ኣይፈጠረለይን። ንስድራይ ነቲ ኩነታት ምንጋር ውን ስቃይ ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒ ክሳብ እዚ ቁሩብ ግዜ ኣይነገርኩዎምን።
    ብዝኮነ ኮይኑ ኣብ ሂወተይ ብድሕርኡ ዘጋጠመኒ ብዶሆ ይዛይድ ካብ ናይ ሽዑ ጀምረ እታ ናይ ዶ/ር ጎይትኦም ምክሪ ክሳብ ሎሚ ኣይትርሳዓንን እያ። ዋላ ምንቅጥቃጥ ምድሪ መጽኡ በይነይ እንተዝተርፍ ውን ፈጽማ ስንቂ ኮይናትኒ ኣላ`ሞ በዚ እየ ፍሉይ ጦብላሕታ ከም ዘለኒ ክጽሕፈልካ ዝተገደድኩ። እዛ ተምኩሮ ናይ ሂወተይ ንቡዙሓት የዕልሎም እየ። እወ ሕጂ ውን ዘጋጠመ የጋጥም ኣነ ኣውቲስታ ናይ ገዛእ ርእሰይ እየ...........

    • @sanaitairo8565
      @sanaitairo8565 ปีที่แล้ว

      hanks

    • @No-miss-No-miss201
      @No-miss-No-miss201 ปีที่แล้ว

      This is miracle. If there is no enemy within the enemy outside can do us no harm.

  • @user-vc6mf6su7c
    @user-vc6mf6su7c 5 หลายเดือนก่อน

    Waw! Golden words thanks so much.. exactly everything is happen for a reason

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 29 วันที่ผ่านมา +1

    Eza meali ezia niayi hadasi eya komu kea niamlaka temesgen mibal

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 ปีที่แล้ว +5

    مرحبا بك يا غالي ربنا يحفظك حبيبي انا 🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆🇪🇷✌️🙏🏆

  • @EliasTewelde-k4g
    @EliasTewelde-k4g หลายเดือนก่อน

    Thank u angsh for ur mind breakfast❤

  • @FthiTkleweyni
    @FthiTkleweyni 20 วันที่ผ่านมา +1

    ane amesgani iye

  • @user-fv8uc2yy4t
    @user-fv8uc2yy4t 5 วันที่ผ่านมา

    Waw❤🙏🙏

  • @gezaeasgddet1767
    @gezaeasgddet1767 2 หลายเดือนก่อน

    6ኣነ እምነተይ ጽኑዕዩ ብተግባር የሰብዮ

  • @alenadodekihagermera4080
    @alenadodekihagermera4080 ปีที่แล้ว +2

    10 ዓሰርቲኢ ኣይባላጽን ንሂወት ኣገደስቲ እየም 100%

  • @meharydebesay5080
    @meharydebesay5080 ปีที่แล้ว

    Kbret yhabelna edme tenan yhabka kulu blux hasb eu

  • @Natnael-bv8ct
    @Natnael-bv8ct หลายเดือนก่อน

    Nay bahaki zeymstbhal umberi mdrn semayn bkal u kowimu

  • @user-eb1nq4xo6u
    @user-eb1nq4xo6u ปีที่แล้ว +1

    Thanks teacher 🤙

  • @fiyoriliben6317
    @fiyoriliben6317 หลายเดือนก่อน

    👍💯

  • @Victo.rialake
    @Victo.rialake ปีที่แล้ว

    Ane mis fetariyey

  • @ariamdaneil6607
    @ariamdaneil6607 ปีที่แล้ว

    1. Temesgen 🙏
    2. Ane bi hajli Amlak kulo Ekeel iye.
    3. Ane tebae iye

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว

    Btamii Agedasii Mdeb 🙌🏻👌🏻🤝🏻

  • @nezz2025
    @nezz2025 ปีที่แล้ว

    ❤Thanks mokie

  • @solomunnegash4707
    @solomunnegash4707 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍❤️

  • @brhanetekle7659
    @brhanetekle7659 ปีที่แล้ว +1

    thanks

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 29 วันที่ผ่านมา +1

    Kele bikniyat eyu tibil kal

  • @wedimamapeace6832
    @wedimamapeace6832 ปีที่แล้ว +1

    1 Ane burtu texawatay eye
    2 ane tigestejea eye
    3 xebah nigho kihalfeley eyu
    4 degree keskel eye
    5 I love my family
    6 I am Christian
    7 If there is a well there is a way
    8 aberkuto ni Selma Alem kebrekt eye
    9 next year hadar kigber eye
    10 bezikone neger ahgremen eye
    Wedhankum

  • @tiegstigyohans1672
    @tiegstigyohans1672 ปีที่แล้ว

    Ane ykal eye
    Temesgen

  • @freweyniyhdego7141
    @freweyniyhdego7141 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💯💯

  • @danielkesete8372
    @danielkesete8372 ปีที่แล้ว +1

    Thanks

  • @niatmebrahtu6872
    @niatmebrahtu6872 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi hangolka zhds yu keep going hawna angosom

  • @user-fo8gy3oe2w
    @user-fo8gy3oe2w 7 หลายเดือนก่อน

    Temsgan ana jegna eya

  • @JsgxhdXhxccec
    @JsgxhdXhxccec 10 หลายเดือนก่อน

    ብሓፈሻ ኩሉ ማሃሪ እዩ

  • @meashobereketeab9634
    @meashobereketeab9634 ปีที่แล้ว +1

    qedamy ab hewetka temsgen mbal abi qsanet yftrlka.slet hanaxi mkrkum kab lbi ymsgnekum.qexlwo

  • @mogoskelati9285
    @mogoskelati9285 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ሓውና ኩሉ ብሉጽ እዩ

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว

    👌👌🥰

  • @Fqri_amlak7
    @Fqri_amlak7 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @yohannestesema6374
    @yohannestesema6374 ปีที่แล้ว

    ነብስኻ ፍተው ትብል ቃል
    ኣገዳስትን ልክዕ ኮይና ረኺበያ ይኹን አምበር
    ምሒር ልግስን ምሕር ብቅን
    ሓልዮትን ብዘመናዊ ይኹን ናይ ጥንቲ ሕክምና ክድህስሶ
    ወይ ክሕክሞ ዘይተኸኣለ
    ሕማም ኮይኑ አየ ረኺበዮ
    ገለ ሰባት ንባዕሎም ገዲፎም
    ንኻልእ ክሓልእዮ ክልግሱን ግዜ ይሃልፎም
    በንጻሩ ድማ
    ገለሰባት ድማ ንካልእ ይትረፍ
    ዘለዎም ጸጋ ንነብሶም አውን
    ይጭቁኑዋ አዚ ድማ ምስ ሕማም አየ ዝግምቶ.

  • @sarahwelcome2560
    @sarahwelcome2560 ปีที่แล้ว

    ኹሉ ብሉፆ እዩ ካብ ልቢ ነመስግን

  • @user-yp7bc3kh3c
    @user-yp7bc3kh3c ปีที่แล้ว

    Temesgen mbal

  • @luela4890
    @luela4890 ปีที่แล้ว

    Megemry.temsgni.Ninebska.Aenekulye
    Nikki.Mbal
    Kamtzblkayo.Hewna.
    yakleni.Mbab.Btsayka.zeymtlam
    Bhesot
    .sebzymkfai.kulugz
    Thelma.Efoy.Elu.Aeydqsniy
    Aekidanika.mtsni.Ritonatey
    Ka.Ezini