ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? Self-Confidence? (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? How To Increase Your Self-Confidence? (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
    ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
    እዛ ቭድዮ ማለት ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ተማዕብል? How To Increase Your Self-Confidence? Tigrigna motivation ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር።
    ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ።
    ጠንቅን ሰዓብናቱን ቱሑት ርእሰ ተኣማንነት ኣብ ዓበይትን ቆልዑትን ዝረአ ጸገም/consequences of low confidence Tigrigna Motivation part 1
    • ስለምንታይ እና ቱሑት ርእሰ ተኣማን...
    ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
    መም ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

ความคิดเห็น • 255

  • @HanaHana-zo4ps
    @HanaHana-zo4ps ปีที่แล้ว +12

    መምህር ኩቡር ሰብ ኢኻ ሞ ኩቡራት ሓሳባትካን ፍልጠትካን ነመስግነካ 🥰🥰🥰🥰🥰

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      Thank you Hana ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @mussiesemere7385
      @mussiesemere7385 9 หลายเดือนก่อน

      Tank you des lelayni eza abehalela

  • @user-ww2ve9zu1v
    @user-ww2ve9zu1v 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ኣነስ ርእሲ ተኣማምነት ዜሮ ኢየ ተወሳኪ ውን ፍርሒ ኣለኒ ብጣዓሚ ኢየ ዝፈርሕ ትምሕርትካ ግን ከም ዝቅይረኒ ርግጸና ኢየ ኣብ ሊቢያ ኢየ ዘለኩ ሕጂ ግን ነዛ ምኽሪ ክድቅስ ክትስእ ክሰመዓ ኢየ ተወሳኪ ውን ብዛዓባ ናይ ፍርሒ ዝኮነ ሊንክ እንተ ሃሊካ ውን ስደደለይ ኩቡር መምሕረይ ስለ እቲ ግዜካ ከሲርካ ዝሰረሓካልና ብጣዓሚ ካብ ልቢ ኢየ ዘመስግን ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน +1

      th-cam.com/video/thZpRgVDgnQ/w-d-xo.html

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኻ በርትዕ ሓወይ ናተይ ዘፍርሕ የብልካን ሓያል ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ ጥራሕ እመን ሓይልን ትብዓትን ክህበካ እዩ
      ብተወሳኺ ነዝኣ ስምዓያ th-cam.com/video/thZpRgVDgnQ/w-d-xo.html

    • @geneteden4343
      @geneteden4343 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-ww2ve9zu1v ፀልይ ሐፍተይ አምላክ ካብቲ ትፈርሕዮ መንቆራቁር ኢድ ሰዲዱ ከውፅአኪ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @smww6476
    @smww6476 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ የቅንየልና ክቡር መምህረና ❤

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብሉጽ ሓሳብ እዩ ክብር ሓወይ ከምዚ ዓይነት ቀጽለሉ ❤❤❤።

  • @isayasgezai
    @isayasgezai หลายเดือนก่อน +1

    Danke Tebarek

  • @user-he8iq9vj1t
    @user-he8iq9vj1t ปีที่แล้ว +14

    ክብረት ይሃበለይ ክቡር መምህር ብሓቂ ጥዑም ትምህርቲ ንዝወደቀ ዘተስእ እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሓልኩም

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      Thank you very much. I appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @shawnmikle7038
      @shawnmikle7038 ปีที่แล้ว

      Tebarek hawey kexelo.

    • @fisahazenfuandemical1850
      @fisahazenfuandemical1850 ปีที่แล้ว

      Thank you dear bro very powerful Topics

  • @BereketAlemayehu-gv6eh
    @BereketAlemayehu-gv6eh 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅል ፅቡቅ አለኻ።

  • @sabateame7312
    @sabateame7312 ปีที่แล้ว +2

    መርሐባ መምህር ተስፉ ከም ኩሉ ግዜ ዝበለጸ ትምህርቲ እዩ እሞ አጆካልና ቀጽሎ ከይተሐለልካ
    አምላክ አሳልጦን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🦾🦾💯👍👍❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @yonaskahsay2378
    @yonaskahsay2378 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ኣገዳስን ጠቃምን ትምርቲ ኢዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓውና

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን የቐንየለይ ዮናስ ሓወይ ክብረት ይሃበለይ❤❤❤

  • @elsazeweldi4315
    @elsazeweldi4315 11 หลายเดือนก่อน +3

    አግዚኣቢሀር ዪባርኽካ አዚሃወይ የከኒየልና።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  11 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @asedmngashe315
    @asedmngashe315 7 หลายเดือนก่อน +1

    ስላም ስላም ክብር ሓውና አንኳዕ ብስላም ምፅአኻ ደምርኒ ሳብስክራያብ ጉቡሩለይ ብቅኒዕኒ💞

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  7 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much

  • @user-bh2xd2nf1o
    @user-bh2xd2nf1o 2 หลายเดือนก่อน

    መምህረይ❤❤❤

  • @godswill7083
    @godswill7083 ปีที่แล้ว +3

    የቐንየልና ኩቡር ሓውና ጽቡቕ ትምርቲ እዩ ቀጽሎ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 ปีที่แล้ว +4

    ቃላት የብለይን ክኡቡር ሓውና ንዝሃንካና ፍቅራውን ሕኣልየታውን ንዕብየት ና ዝጠቅም ስነ ልበናዊ ምክርታትካ ኣዝየ የመስግነካን ክትቕጽሎን ይላበወካ ❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ተገድስካ ከምዚ ዓይነት ሃናጺ ግብረመልሲ ምሃብካ ኣነ ኢውን ኣዝየ ኢየ ዘመስግነካ ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ

  • @hyabhyab7796
    @hyabhyab7796 ปีที่แล้ว +4

    comment:- (1) ኩሎም ሰማዕቲ ኣወዳት ኣይኮኑን፡ ንስካ/ንስኪ ምባል ጽቡቅ ይመስለኒ!! (2) ዝያዳ motivation ይመስል እዚ ሓሳት ትምህርቲ እንተ ዝከውን፡ (3) ስሓቢ presentation, slide show, እንተትጥቀም፡ ሓደ ነገር ምርኣይ ትዓዛባይ ስለዘሰልቹ! (4) self awerness explaines wrongly?

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +2

      Selam Hyab haftey brekedamnet sle tesatfokun hanatsi retokin kab Libi ymesgin. Bmkitsal deki anstyo tekatatelti yelewan dyen slemintay nski nska zeytbl zibul hasab kbul eyu kestekakulo kiftin eye abti melekti trah slezetekorki eye. Kalayti aytegagekun enda meharku Nesebat nlewti kenekahom eye fetine. 3 presentation wey slide tetekem zibul hasab win kibul eyu.4 self awareness- Eti zbelkiwo self awerness nmglats zey kone Change your thinking Kalen zetekalele eyu. Kilom zekrebkiley retotat kubulat eyo azye ka yemesgineki kibret yhabeley❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍

  • @user-ni5rl1yk1k
    @user-ni5rl1yk1k 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaki abiyin buluxun tmrti enda dekeski kulu shaa ksemia eye so fetari edmen tenan yhabeley 🙏❤️🥰😘

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  10 หลายเดือนก่อน

      Amen Thank you❤️❤️❤️❤️

  • @essayzer2385
    @essayzer2385 3 หลายเดือนก่อน

    Good job brother

  • @user-bk8mv9gq2i
    @user-bk8mv9gq2i 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ኣዝዩገዳሲ ትምህርቲ ኢዩ መምህር ፡ኣጆኻ ቀጽለሉ ፡

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  7 หลายเดือนก่อน

      Thank you brother

  • @nathant5346
    @nathant5346 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wow ብጣዕሚ ኣገዳሲን፥ መሃርን ትምርቲ 👍👍 ቐጽሎ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  7 หลายเดือนก่อน +1

      የቐንየለይ ክብረት ይሃብካ/ኪ

  • @asmeretandom8154
    @asmeretandom8154 4 หลายเดือนก่อน

    Yeknylna zhawey 😊👍👍

  • @Jon-ee1di
    @Jon-ee1di 4 วันที่ผ่านมา

    Memhrey ezi thbuna zelekum tmrti bqelilu zrekbe akenen emo blbi ena nemesgnekum❤❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 วันที่ผ่านมา

      የቐንየለይ ክብረት ይሃብካ ዓቢ ሰብ❤❤❤

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና መምህሪ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ❤❤❤

  • @user-qr7wd1lx9y
    @user-qr7wd1lx9y 9 หลายเดือนก่อน

    ቀጽሎ ኩቡር ሓወይ መታን ጸገማትና ክዉሕድ ዕዉታት ክንከዉን

  • @Neguseermias
    @Neguseermias ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ክቡር ሓውና ብሓቂ ሃናጺ ዘከነ ትምህርቲ ብዘሕ ካኣ ተማሂረ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      ኣነውን ስለተሳትፎኽን ምትብባዕኽን ኣዝየ የመስግነኪ አልዳና ሓፍተይ

  • @ericaflower7
    @ericaflower7 10 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ልቢ የመስግነካ ነዚ ብቓንቓና ግዜ ወሲድካ ዝሃብካና ናይ ሂወት መምርሒ
    B❤ቢ የመስግነካ ::
    Please share it this wonderful advise🙏🏼
    Thank you

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  10 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much❤️❤️❤️❤️

  • @millionmebrahtumillionmebr4933
    @millionmebrahtumillionmebr4933 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤🙏ኣምላኽ ይመስገን, ኣብዚ ዘለኽዎ ግዜን ኩነታት ስምዒታተይ ዝደልዮ ኣገዳሲ ምኽሪ ብኣኻ ጌሩ ዘጸናንዓንን ዝማሃረንን,ተስፉ ሓወይ ብጣዓሚ ኣድኒቐካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ, ጥበብካን ፍልጠትካን ይባርኽ ::

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen kibret yhabeley des zibul gibremelsi slezesmakani btami tehaguse bravo ajoka berte ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-ch3ru6ff9n
    @user-ch3ru6ff9n 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks betami des behali ketselelu hawey👍👍👍

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ ❤❤❤

  • @EfremMichael-gp4me
    @EfremMichael-gp4me 3 หลายเดือนก่อน

    Kubur seb azyefeteyo ezi hasab btaemi yemesgneka yeqeneylna

  • @Merhawi-mu6ko
    @Merhawi-mu6ko 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ kemezi nateka yebzhulna Edenen teanan

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃብካ መርሃዊ ሓወይ❤❤❤

  • @shamweditsgie
    @shamweditsgie 4 หลายเดือนก่อน

    ኣዝየ ከመስግነካ ይደሊ እየ ። ዓስብካ ዓብዪ እዩ ። የእምሮና ከመይ ከም ዝሰርሕ ዘይንፈልጥ እንተኮንና control kngebro zeynkiel life ena nnebr.

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 หลายเดือนก่อน

      የቐንየለይ ክብረት ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤

  • @luilkflom1245
    @luilkflom1245 ปีที่แล้ว +1

    waww betaemi Des zebel temhrtiyu memhrey kexlo tnx

  • @semeretesfay905
    @semeretesfay905 ปีที่แล้ว

    ዕድመ ይሃብካ ህዝብና ዊን ለባም ኣማሓደርቲ ይፋጠረሉ ጽብቅ ዉጽኢት ጻዕሪ የድሊ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen thank you Semere ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-qp9st7vx5v
    @user-qp9st7vx5v 2 หลายเดือนก่อน

    Ezgimen

  • @yonas2883
    @yonas2883 11 หลายเดือนก่อน

    Hallelujah Temesgen amlakey bmengedka geru zfeweseni.xegaka yebzahayo bruk hawey.

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  11 หลายเดือนก่อน

      Amen Thank you brother. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍

  • @sion5797
    @sion5797 ปีที่แล้ว +1

    መዋዓውዒ ኣብዚሕካላ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      ትሕዝቶ ኸ ኣይረኸብካላን ድኻ ሓወይ ናተይ

  • @eyerusalemdm3177
    @eyerusalemdm3177 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ ብሉጽ 💙

  • @almazmhretab6042
    @almazmhretab6042 ปีที่แล้ว +1

    Mehari tmhrti hibkana btaomi enamesgena ena zihawey

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የይሃበለይቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @NiceNice-ff3fb
    @NiceNice-ff3fb 5 หลายเดือนก่อน

    የቅንየልና ክቡር መምህርና ❤❤❤

  • @hagosmarkos7114
    @hagosmarkos7114 2 หลายเดือนก่อน

    betame xebuk mère Egzabher tsegu ybzhlkum

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 หลายเดือนก่อน

      Amen Hagos hawey kbret yhabka fetari❤️❤️❤️

  • @user-kd8gh8re4v
    @user-kd8gh8re4v 6 หลายเดือนก่อน

    Yekenyelna kubor hawna

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  6 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️❤️

  • @AbrahamHaileslase
    @AbrahamHaileslase 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MihrieTekle
    @MihrieTekle 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ቀጽሎ

  • @luwamgebrehiwet9345
    @luwamgebrehiwet9345 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen,Btami agedasn bluxn mkri yeqenyelna blux hawna.

  • @JohniJohniTsegay
    @JohniJohniTsegay 4 หลายเดือนก่อน

    btaemi xbuk medeb Ajoka kexlo blue Hawey nhzbna tkamn meharn zkone mekri ❤❤❤❤❤❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 หลายเดือนก่อน

      Thank you Johni❤️❤️❤️❤️❤️

  • @teame7294
    @teame7294 4 หลายเดือนก่อน

    ❤😮

  • @mhretmebrahtu3697
    @mhretmebrahtu3697 ปีที่แล้ว +1

    Waww betam desi zeble hiwet zehbe temrti yeqnylna kuber hawey❤️❤️❤️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @Merhawi-mu6ko
    @Merhawi-mu6ko 4 หลายเดือนก่อน

    Memeher Tsebuk temerti eka teheb amelak Tebeben fekeren mes mullom sedrabetkan fetewtkan Amen

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 หลายเดือนก่อน

      Amen Merhawi hawey kibret yhabeley

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 หลายเดือนก่อน

      Amen Merhawi hawey kibret yhabeley ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @KokobHagos-gg4vn
    @KokobHagos-gg4vn หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @amanueltesfalem
    @amanueltesfalem ปีที่แล้ว +1

    Merhaba memihir tesfa edimen tienan ihabka fetary🙏🙏🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen Thank you Amanuel ❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍

  • @abrahamabr9729
    @abrahamabr9729 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna xbuk mkri

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ምኽሪ የቐንየልና ክቡር ሓውና

  • @simonberhe204
    @simonberhe204 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ሰላምታካ ይጥዓም

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you my dear brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @nyatmelak-ei9he
    @nyatmelak-ei9he 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks you 🎉🎉

  • @samuelgoitom3566
    @samuelgoitom3566 ปีที่แล้ว

    Msganay wesen yeblun memehre nkltian kfalat teketatile semiayen bhaki kem bhadsh ztefeterku koynu tesemiani bzuh temahire kbret yhabelna admen tanan yhabeka gbu memhre 🙏🙏🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @kahsaygebrekal8125
    @kahsaygebrekal8125 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ኣዝዩ ሃናጺ ትምህርቲ ፡፡

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @ybrahgehbreyohanes3889
    @ybrahgehbreyohanes3889 ปีที่แล้ว +1

    Good teaching experience m. Tesfu

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Ybrah❤️❤️❤️❤️❤️❤️God bless you my dear brother

  • @laylahabashi8977
    @laylahabashi8977 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ ቀፅለሉ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you❤️❤️❤️❤️❤️

  • @rahwasbhat6760
    @rahwasbhat6760 ปีที่แล้ว

    Betami des debel Temerti you kebur hawena yekenelna kexlo 😊

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Rahwa ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @godistlove7688
    @godistlove7688 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks Bro ♥️

  • @robielmulugeta6263
    @robielmulugeta6263 ปีที่แล้ว

    Nay behaki haweyy nateyy ❤

  • @bereketdrar4276
    @bereketdrar4276 4 หลายเดือนก่อน

    ሃናጺ ምኽሪ የ'ቀንየልና ምምህረይ❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ❤❤❤

  • @yordanosmehari6340
    @yordanosmehari6340 ปีที่แล้ว +1

    Waw wedi habita btaemi xbuk mkri thanks God bless u

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you very much my dear and lovely sister ❤️❤️❤️

  • @user-xz2ge5pk5m
    @user-xz2ge5pk5m ปีที่แล้ว

    Wawwww betaemi Des zebel temrti tanks

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba Wedi knfe 🤝🏻🙌🏻🤛🏻👌🏻

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Semere ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @mogosgrmay1835
    @mogosgrmay1835 5 หลายเดือนก่อน

    Kbret yhablna kubur hawna ❤ keep going on the great advice 👍

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  5 หลายเดือนก่อน

      Kbret yhabeley hawey natey

  • @NiceNice-ff3fb
    @NiceNice-ff3fb 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @frewoiniakalu7757
    @frewoiniakalu7757 ปีที่แล้ว +1

    God-bless you brother thank you for all this advice .

  • @nigstikidane7002
    @nigstikidane7002 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarka zebenka ybarek
    thank you

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tekulutekulu7035
    @tekulutekulu7035 9 หลายเดือนก่อน

    btami xbuk hasb kubur hawey

  • @mahariwoldu7825
    @mahariwoldu7825 ปีที่แล้ว +1

    thank u jegna ketselo

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @debessyzeregaber8808
    @debessyzeregaber8808 ปีที่แล้ว

    Nay behkie Thanks ❤🎉

  • @user-lp9fn2xh1p
    @user-lp9fn2xh1p 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks gn zikone classical giberelu bitaemi eye zifetiwu timiritika

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 หลายเดือนก่อน

      Thank you Hayelom hawey ❤️❤️❤️

  • @brhanetekle7659
    @brhanetekle7659 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለይ ጽቡቅ ትምህርቲ ቶስፉ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      Thank you Brhane. God bless you my dear brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @shidenkidane7566
      @shidenkidane7566 ปีที่แล้ว

      Very Nice

  • @yohanamengis5394
    @yohanamengis5394 ปีที่แล้ว +1

    Bless you hawey,Thank you so match

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen Thank you Yohana❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-cs2bx1wk5s
    @user-cs2bx1wk5s 2 หลายเดือนก่อน

    Tanks❤❤❤❤❤❤

  • @kibreabweldu759
    @kibreabweldu759 ปีที่แล้ว +1

    Great job Tesfu Kinfe
    Very icential ideas
    Keep it up .

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you very much Kibreab ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @Diboragebrhewet6882
    @Diboragebrhewet6882 7 หลายเดือนก่อน

    Tebarek qexlo eka❤❤❤❤❤❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  7 หลายเดือนก่อน

      Amen thank you

  • @hagosgerie8164
    @hagosgerie8164 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና ኣዚዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Ane ewin azye yemesgin kibur hawey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-bw5jy3yy51
    @user-bw5jy3yy51 3 หลายเดือนก่อน

    Thank❤❤❤❤❤

  • @nigistibahata1696
    @nigistibahata1696 ปีที่แล้ว +1

    Thank you ብጣሚ ማሃሪ ❤️❤️🥰

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Nigisti ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @selamkesanet6161
    @selamkesanet6161 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much God bless you br

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen you too Mara. Thank you so much brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍

  • @nigstikidane7002
    @nigstikidane7002 ปีที่แล้ว

    Amlak ybark zebenka Ybarek

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @senaitmebrahtom961
    @senaitmebrahtom961 ปีที่แล้ว +1

    Good Job thanks you so mach 👍💪💪💪💪💪♥️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you very much Senait. I appreciate your comments.

  • @PmAsh2693
    @PmAsh2693 ปีที่แล้ว +1

    Thank you nice motivate keeping up

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Elsa, I will

  • @daniberhane8140
    @daniberhane8140 ปีที่แล้ว

    የቀንቀለይ ጽብቅ መግለጺ ትምህር

  • @user-vt4ru4rq7o
    @user-vt4ru4rq7o ปีที่แล้ว

    It’s soo amezing MEMHREYY THANK YOU FOR YOUR TIME ADVICE

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃብካ

  • @user-jp5py8ue4y
    @user-jp5py8ue4y 7 หลายเดือนก่อน

    God bless you Tesfu brother. I think i know you from teenager.

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  7 หลายเดือนก่อน

      Amen. it's good when you give me hint to remember you. I apprciate your comment thank you

  • @asma-rx3nz
    @asma-rx3nz 7 หลายเดือนก่อน

    Selam selam tesfu hawey
    Selam amlak naeka ykun
    Bhaki nska nebska zrekebka seb eka temesgen amlak
    Ane haftka dma lomi nebsey rekibeya malet bknena btewefaynet bfkri msrah ezi kulu menfes amlak ab wshtka mhlaw ktaemn aleka shau beti ab laeili ztekeskwo mengedi amlak ms etkeyd bhaki 100 person confident tkewn kab nebsey tebgise eye
    Tesfom hawey eti nska tblo temesgen amlak abay alo kulu tmhrtka ksemao keleku ka same ab nebsey alo btaemi thank you

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  7 หลายเดือนก่อน +1

      የቐንየለይ ዝለዓለ ዓስበይ በቲ ዝሰርሖ ቭድዮታት ሰባት ክመሃሩን ክልወጡን ከለዉ እዩ ሞ ብምልዋጥኪ ብጣዕሚ ደስ እልኒ ዝበለጸ ሰላም ዝመለኦ ህይወት ክትመርሒ ድማ ልባዊ ምንዮተይ ክገልጸልኪ እፈቱ የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ

  • @MahasenYasen-le8tn
    @MahasenYasen-le8tn 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks bro 🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 หลายเดือนก่อน

      you kbret yhabeley ❤️❤️❤️

  • @Fqri_amlak7
    @Fqri_amlak7 ปีที่แล้ว +1

    Thank you brother xbuq tmrti, kexlo 😍

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የይሃበለይቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @user-pr5mw1np8h
    @user-pr5mw1np8h 8 หลายเดือนก่อน

    መንፈስዶ ወይሰብ ብጣዕሚ ፉሉይ ትምህርቲ ቀፅለሉ ኣንበሳ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  8 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️

  • @user-hy6px3bw9s
    @user-hy6px3bw9s 10 หลายเดือนก่อน

    Thank you my brother

  • @negsamedhane6423
    @negsamedhane6423 4 หลายเดือนก่อน

    Tack ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏

  • @aruhomebaking2761
    @aruhomebaking2761 ปีที่แล้ว +1

    Thanks for sharing us bor😍. Good job keep it up 💪💪

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      የይሃበለይቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @embabazekarias3569
    @embabazekarias3569 ปีที่แล้ว

    Thanks ❤

  • @user-oq1mk5hu4g
    @user-oq1mk5hu4g ปีที่แล้ว

    Thank you for your sharing teacher kinfe

  • @keseteyohans8195
    @keseteyohans8195 8 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki tmhrti eizia ksemea kuloko ab wushtey borutoei hayli ysmaani neay selamn kisanetn ymneylka tesfu wedi knfe Lebam seb eika kexlo👍 ajoka

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  8 หลายเดือนก่อน

      Thank you❤️❤️❤️❤️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  8 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️

  • @user-dn5rv7rz4j
    @user-dn5rv7rz4j 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfomghirmay5360
    @tesfomghirmay5360 ปีที่แล้ว

    Blux seb Blux Hasab yhasb kexlo zhawey ❤