ሓዱሽ ዜና "ሕማቕ ታሪኽ ኣቡነ ቄርሎስ ካብ ስልያ ክሳብ ጵጵስና"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ሓዱሽ ዜና

ความคิดเห็น • 199

  • @lovebest4461
    @lovebest4461 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣንቱም ሰባት በጃኹም ነዙም ሰባት ኣይትርኡና፡ገጸም ይርሓቅ።ኣነ ናይዞ ሲኖዶስ ቃል ክሰምዕ እንከለኹ፡ከብድይ ይበልዕ፡ይበኪ በቃ😭😭😭። ኸምዞም ኣቦታት ሓሰውትን ሰይጣውንትን ኣለዉዶ ኾነ!

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 3 ปีที่แล้ว +28

    ዓሰርተ ከሓድቲ ሓሶት እንተተዚረቡ
    ሓሶት እዮም ዝነዝሑ እምበር
    ሓቀኛታት ይኾኑ ማለት ኣይኮነን።

  • @yeheysokubazgi8702
    @yeheysokubazgi8702 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣቦይ ቀሽ ምእንቲ ቤተ ክርስትያንን ወጻዓ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስን ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ንብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንዓኩም ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም ንቤተ ክርስትያና ድማ ሰላም የምጽኣልና ኣሜን

  • @ወዲምስግና
    @ወዲምስግና 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቤት በልስከ ባዓሉ ኣማላኽ ምሕረት የውርደልና አንበር ኣይጣዓመናን

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael6578 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amlak msakum ykun aboy Keshi Markos

  • @mazafesaha3309
    @mazafesaha3309 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዝዮዬ መሐረነ ክርሰቶሰ እሞ በተክርሰትያና ደአ በደያብሎሰ እንደያ ትማሐደርሕ ዘላ እዚካአ ናትና ሕመቅ እዮ.

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ

  • @wegahtagebrehiwet9751
    @wegahtagebrehiwet9751 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሔር ይግናሕካ

  • @musiezeriay2202
    @musiezeriay2202 3 ปีที่แล้ว +3

    ጾሎት ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ኣይፈለየና አሜን

    • @musiezeriay2202
      @musiezeriay2202 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ኩቡር ሓወይ ነዚ ክጽሕ ዓይኒ ብርክን ዛሃበኒ ክብሪ ምስጋና ይኩኖ ንሉዑል ፈጣሪ ኩሉ አለም አሜን። ሓወይ ዝበልካዮ ኩሉ ቡሩህ እዩ ሓደ ነገር ክሓተካ ኣምላኽ ማለት እታይ ማለት እዩ ትፈልጦ ዲኻ ዋላስ ስቅ ኢልካ ኢካ መሊስካለይ አነ አምላኽ ኤርትራ ዝበልኩ ከብርሃልካ ይክእል እየ

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 3 ปีที่แล้ว +4

    ኩሉ ክሓልፍ ቃል ኣምላኽ ኣይሓልፍን ኢዩ ስለዚ ኩሉ ኣማኒ ኣቤት ኣቤት ንበል ንኣምላኽና

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አቦና እድመን ጥእናን ያሀብኩም። እታይ እዩ ዎሪዱና ኦ እግዝአቢሄር አምላክና ርድአና 🙏🙏🙏💚💛❤️💜💒💒💒

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 3 ปีที่แล้ว +20

    ወይ ጉድ ኣቡነ ቀሩሎስን ኣባ ጽገን ኣብ ዓዲ ቀይሕ እየ ዝፈልጦም መሳርሒ ናይ ስርዓት ህግደፍ ክኾኑ ግን መን ተጸቢዎ።
    ኣምላኽ ነቦና ኣንጠንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ምድሪ ሽመት ሓላፋይ እዩ ናይ ኣቦና ፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ሽመትን መዓርጎምን ኣብ ሰማይን ምድርን ምስኦም እዩ ማንም ዝምንዝዖ የለን።

    • @teshab2125
      @teshab2125 3 ปีที่แล้ว +1

      Abey nerka bkilite edom ena beliau seb kesenbdu kelewu.

    • @himanteklemariam8749
      @himanteklemariam8749 3 ปีที่แล้ว

      Atahsw leflaf

    • @teshab2125
      @teshab2125 3 ปีที่แล้ว

      @@himanteklemariam8749 ket qernae resah. Hanty resah tkoni kemaom.
      Gesret.

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu2248 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ኣቦ ሓቂ ኢኹም ኢሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @mikieleteklebrhan2765
    @mikieleteklebrhan2765 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ዓድናስ ካልኣይ የብሉን

  • @Hagoss
    @Hagoss 3 ปีที่แล้ว +4

    ዘሕዝን ፍጻሜ እዩ ካብ ዝሓለፈ ዘይምሃሩ😢ኣምላኽ ኣዔንተ ልበንኦም ይክፈተሎም እምበር እዚ ዝገብርዎ ዘለዉሲ ግብሪ ኣይኮነን ዘስደምድም እዩ።

  • @almazteclemicaelberhane6339
    @almazteclemicaelberhane6339 3 ปีที่แล้ว +7

    Brava Kesh .Marlkos,
    ❤❤❤❤❤❤

  • @danealgebre552
    @danealgebre552 3 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ።

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 3 ปีที่แล้ว +7

    መርገም ያ ወላድስ እንተዘይ ቐተለስ የዕነኒ ዲዩ ዝበሃል ሓቐይ ?ምስሊ ነፋሒቶ ዝኾነ መልሓስ ዝሓዙ ኣቦታት...

  • @ambestv5917
    @ambestv5917 3 ปีที่แล้ว +21

    ቤተ ክህነት ብድሕሪት ኮይኑ ዝጉሰሰሉ ዘመን ካብ ምርኣይ ዝኸፍእ እንታይ ኣሎ? 👎

  • @hadushhabteweldi9018
    @hadushhabteweldi9018 3 ปีที่แล้ว +6

    ክክክክ ዓወት ንሓፋሽ ክክክክክክ ኡይይይይይ ዓለም ጸዋር

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 3 ปีที่แล้ว

    እግዚኦ - መሃረነ ክርስቶስ
    ንስርዓት ፈጣርና ምምእዛዝ ገዲፍና መሳርሒ ሰባት ካብ ሙካን ይምሓረና።

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዝኦ ምሐረና ክርስቶስ ((( 3)))
    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😭😭😭

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመ ይሃበልና ኣቦና ጾሎት ኣቦታትኩም ኣይፈለኩም ። ምሕረት የውርደሎም እንበር ብገንዘብ ኾ ሰኪሮም ? ንዓኩም ኢና ዘይንፈልጠኩም ኣንቱም ኣቦ ተጠዓሱ ብሂወት ከለኩም ።

  • @wedinegedenegede9813
    @wedinegedenegede9813 3 ปีที่แล้ว +2

    Eway tsegem amlak ykre belelna mhretka lakelna amen amen amen

  • @letenguskahsay8314
    @letenguskahsay8314 3 ปีที่แล้ว +1

    አቤት እግዝዮ ማሓረና ክረስቶስ እዋእተፈዳይኡ

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank dear brother 🙏❤for information True 👍🙏

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 ปีที่แล้ว +1

    Emo dyakon Asmelash anes bzuh aflito eqa entezeyhaleweni gin beza kabkalka zewxaekaya kal kihateka mdeleku seleste kihdet alewa npapas kab menberom zewrdiom ilka emo nayabona kihdet kabten seleste hanti terekibatom ilka emo zeytglex kihdet ala diya mbelkuka 🤲😭🤲

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 3 ปีที่แล้ว +3

    Abona Keshi Markos Egzabher xegan TEnan yhabkum, nhaqi zkomkum Abo🙏🙏🙏 xelot nay Patriarch Antoniousn Aba Emhan mskulna ykun. Egzabher hagerna ybark, the one and only our patriarch is Patriarch Antonios no one else.

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob9888 3 ปีที่แล้ว +4

    Enkua beslm mesakum kubur abona 👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ጋልክርስቶስ
    @ጋልክርስቶስ 3 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ነቦና መስቀሎም ምስላም ይብቀዐና አሜን🙏

  • @dyakontekle1607
    @dyakontekle1607 3 ปีที่แล้ว

    ኣክብር ኣቡከ ወእመከ

  • @merihhabte9006
    @merihhabte9006 3 ปีที่แล้ว +6

    ህዝቢ ኣጥፊኦሞ ኣኽክክ ዘደንጹ ሕማቕ ታሪኽ ክትሓስቦ እካ ጋዳ ክንደይ ይጭክኑ ኣንታ በስማኣም ብወልድ መንፈስ ቁዱስ

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ልክባጥ እዝ ኣብ አርትራ እዮ፣ ኣብ አርትራ ካኣ ን አርትራውያን ይምልከት ንወያነ ኣይኮነን ዝምልከት ክብርን ሞገሰን ንሰውኣትና እንተ በለ እቶም ሰውኣት ይሕውትናን ኣቦታትናን ዳኣ እንበር ጉኖት ኣይኮኑን፣ ወያነ ንዕካን ከማከን ልእካ ሰውኣትና ክንጸርፍ ኣቦታትና ክንጸርፍ እንድዮም ደልዮም ሓመድ ግን ነሳእኩም፣ ንባዕልካ ካድር ናይ ወያነ ከለካ ሰብ ካኣ ተዳናግር ኣሎካ ቀሸ ተመሰልካ ተመን

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 3 ปีที่แล้ว +2

    Egazebehare ewya 🙏😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @ኢየሱስረቡኒ
    @ኢየሱስረቡኒ 3 ปีที่แล้ว +3

    ሓደ ድዩ ዝእመን ወይስ ዓሰርተ ዶ ኢልካ ዲ. ኣስመላሽ
    ን ዲ.ኣስመላሽ ሕቶ
    ክርስቶስ ድዩ ክእመን ዘለዎ ወይስ ሃናን ቀያፋን ሰዓብቶምን መን እዩ ክእመን ዘለዎ ?

    • @goitomwoldu8548
      @goitomwoldu8548 3 ปีที่แล้ว

      Abune antenyos kristos aykonun sebat ms sebat eyu awedadiru buruk hawey

  • @selamsalam9086
    @selamsalam9086 3 ปีที่แล้ว

    Great 👍

  • @yosefokbai6742
    @yosefokbai6742 3 ปีที่แล้ว

    Amlak yimiharena

  • @genetn9512
    @genetn9512 3 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ናይ ኢዶም ይሃቦም በዝፈረድዎ ፍርዲ ክፍረዶም እዩ

  • @T.Michael-e1k
    @T.Michael-e1k 3 ปีที่แล้ว +7

    ህግደፍን ሲኖዶስን ክልተ ገጽ ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም።

  • @luchiatekle434
    @luchiatekle434 3 ปีที่แล้ว

    Amen 10 liers God is good all the time. Thanks.

  • @ambestv5917
    @ambestv5917 3 ปีที่แล้ว +9

    😥😰😥😰😥😰😥😰#ዳግማይበደል
    #ስርዓትን_ሕግን_ዝጠሓሰ_ምቕባእ_5ይፓትሪያሪክ_ሎሚተፈፂሙ
    ኣብ ልዕሊ ቅዱስ ፓትሪያሪክ ኣቡነ እንጦንዮስን ፡ ኣብ ቤተክርስትያንን ፡ ዳግማይ በደል ሎሚ ተፈፂሙ
    ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣስመራ ምቕባእ 5ይ ፓትሪያሪክ ኢሎም ዝሾምዎ ፡ ኣብ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ተፈፂሙ
    እዚ መርገምና የብቅዕ ዶ ይኸውን እንተበልናዮስ ፡ መሊሱ ዝገደደ
    መቸም ኣቡነቄርሎስ እዛ መንበር እሾኽ ከምትኾነኩም ፍሉጥ ነገር እዩ ። ነታ ቤተክርስትያን ግን ዳግማይ በደል በዲልኩማ ፡
    ነቲ ኣማኒ ወዲ ቤተክርስትያን ድማ ዝበኣሰ ።
    ኦ ጎይታ ሰራዊት እግዚኣቢሄር ምእንቲ እቶም ቅዱሳንካ ክትብል ንቤትካ ሓሉ ።

  • @angesomsamray602
    @angesomsamray602 3 ปีที่แล้ว +2

    zgerm iyu kesis haymano mexaweti geroma ajoka gn kesi nay zemna hawarya ika

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 3 ปีที่แล้ว +1

    R.I.P Sinodos Orthodox Eritrea Aba Kerlos Kesar ka eta wenber Kbur websue Abona Antontonyos entay kemterena miknay tray eu zedlena!

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋላ ወቐሳ ሕልና ዝስምዖም አይመስሉን ልቦም ልቦም ልቢ ፈርኦን ዝኾነ እዩ ዝመስል አምላኽ ምሕረቱ የውረደልና::

  • @gottistallesfurmich9957
    @gottistallesfurmich9957 3 ปีที่แล้ว

    Ezgiyo maharna kerstot feradi konom kzarebu ferdom kendy ykwn kab fetari 🙏🙏🙏✝️💒

  • @fke4138
    @fke4138 3 ปีที่แล้ว +5

    ቶባ በዓል ኣስመላሽ ሉኡኻት ህግደፍ ብሰማይን ምድርን ዝፍረድሉ ግዜ ርሑቅ ኣይከውንን እዩ

  • @lualabraha6864
    @lualabraha6864 3 ปีที่แล้ว +1

    Qlhewt ysemalna nai bhaki ameni orxdox twahedo emnte

  • @tftfyt852
    @tftfyt852 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @semereabadi679
    @semereabadi679 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኦ ምሓረና ኩርስቶስ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ነቦና ክኣ ቃል ሂወት የስምዕልና

    • @elsat12
      @elsat12 3 ปีที่แล้ว

      ንስካትኩም አብ ሙምቾት ስልጣን ዓሌትን ፖለቲካን ገዲፍኩም መገዲ ሰላም ሰናይ እተትመርሑ ምሐሸ ኔሩ።ቀደሙ ቀሺ ተዋህዶ ጉበኛ ።አብ ተስካርን ጥምቀትን እትገብርዎ ሌላን ጉሌላን ይቅረ ዘይባል።ንስካ እዃ ፓርቲ መስርት ሃይማት ገዲፍካ ።አብ ዘይ ቦታካ ኢካ ዘለካ

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 3 ปีที่แล้ว +1

    Himbirti abi adi anta entay weredekum Senefat Keshi Tsegai kitelwo please

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli2830 3 ปีที่แล้ว +3

    Abona keshi marikos ezi hakzi ksemie keleku btaemi yemesgnekum haki slezkone dma liul fetari misakum eyu gdi yeblkumn nebona antonyos zbedele newih aytsenhin eyu

  • @angish4430
    @angish4430 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏❤❤❤👍👍👍

  • @mengiskidane7940
    @mengiskidane7940 3 ปีที่แล้ว +1

    Btami yu zehzn egziabher amlak selamu yewredelna abona kekschi markos dma egziabher amlak asbka yhabka

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 5 หลายเดือนก่อน

    behake. Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ✝️☝️😢🙏🙏🙏❤️🕊️🌿

  • @tesfahayli7603
    @tesfahayli7603 3 ปีที่แล้ว +2

    ንግዚኡ ከተዐገርግር ኢኻ ተጸበ ድሓን ክርስቶስ ንኹሉ እቲ ብሽፋን ፖሎቲካ እንዳገበርኩም ትድርጉሑዎ ዘለኹም መርዚ ተመሊሱ ንዓኹም ዝበልዓሉ ግዜ ክመጽእ እዩ።ሕማምኩም ሕማም ቤት ክርስትያን ዘይኮነስ ሕማምኩም ሕማም ሃይማኖት እዩ።እዚ ጉዳይ ግዚኡ ሓልዩ ክዕረ እዩ።ቤት ክርስትያን ድማ ሓደ ክትከዉን እያ ብዓይንና ክንርእዮ ኢና።ንስኹም ግን ኣምላኽ ድኣ ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም እምበር ንዘልኣለም ካብ ሓድነት ቤት ክርስትያን ክትፍለዩ ኢኹም ኣይክትምለሱን ኢኹም።ምኽንያቱ ሕማምኩም ዉሽጣዊ ሕማም ናይ ክሕደትን ምንፍቅናን ኢዩ።ንኣቦና ኣቦነ እንጠንዮስ ናብዚ ኹሉ ዓዘቕቲ ዘእትኹሞም ከኣ ንስኹም ኢኹም።ኣምላኽ ብዓሉ ይገስጽኩም።

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +12

    እቲ ሓሶቶም ልክዕ ከምቲ ዝመርሖም ህግደፍን እዩ

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 3 ปีที่แล้ว +3

    Eway abona entonyos mhret lemunlna kab amlak amen

  • @danealgebre552
    @danealgebre552 3 ปีที่แล้ว +2

    አቦ ሓቂ

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 3 ปีที่แล้ว +2

    Amlak n hagerna b ayni mhretu yitemta.
    Kab hawukumn wedkumn catholic

  • @helensamuel6952
    @helensamuel6952 3 ปีที่แล้ว

    Abet Amlak aboy mhretka habena

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli2830 3 ปีที่แล้ว +1

    Abriha kasa ezi kulu seb belius betekihnet metsyu keraks awet nihafash abet gud

  • @mehretabeyasu1674
    @mehretabeyasu1674 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay bahaki tsibuk megelex abona keschi marikos gotna iyesus kurustos yetarekena

  • @hadishgebre60
    @hadishgebre60 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቡነ ጨርሎስ ካብ መጀመሪያ ስልጣን መውረዲ ንሶም ነይሮም።4ይ ፓትሪያርክ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ባዕሎም ሸይሞም ህጂ ከዓ 5ይ ፓትሪያር ንባዕሎም ተሸሞም ኣለዉ ደሓን እግዚኣብሔር ድማ ንሪኦ።ቃል ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦኒዮስ ዳግማይ ውግዘት ህጂ ውን ኣብ መሬት ኣይትወድቅን።ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ኩሉ ኩነታትኩም ሰላምኩም ይብዛሕ።

  • @selamnkulu3644
    @selamnkulu3644 3 ปีที่แล้ว +2

    ዎ ኣምላክ አክረ በለልና።ኦርትሆዶኩስ ኢሪትራ ሲ ጠፊኣ ።ንኩዱስ ኣንትሆኒኦስ አድመን ተዕናን ፍትሂ ይሃቦም ኣምላክ።ንህዝብና ሰላም የውርደልና

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 ปีที่แล้ว

    AYNE-AZNE FETARE FRDU YHAB....

  • @habtegateka2494
    @habtegateka2494 3 ปีที่แล้ว +1

    Nxur melekti Abba

  • @dahlak8721
    @dahlak8721 3 ปีที่แล้ว +1

    Eska eka rukus

  • @mewealasrat9121
    @mewealasrat9121 3 ปีที่แล้ว

    Hasawie nska Entay afltika zeriga

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 3 ปีที่แล้ว

    Eska hemam akelguzay iyu zelka ember ne orthodoxna halika aykonenkan.

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 3 ปีที่แล้ว +1

    Min yideregi esayas👹☻ belu eyale newa Ethiopia abatochim endezih new yemikidut ye gid new miwashet yiferalu siga ashenfechi esayas abiy☻👹 ke midir stefa hulum yistekakelal egizabiher mihret yamita 🙏🙏🙏🙏😭😭

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 3 ปีที่แล้ว

    👌🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @kebreabwoldemariam8821
    @kebreabwoldemariam8821 3 ปีที่แล้ว

    ጀነራል ቄልሎስ ዓወት ን ሐፋሽ ።

  • @tsgeweynitewelde2782
    @tsgeweynitewelde2782 3 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhhhhhh

  • @anditmengsteab2815
    @anditmengsteab2815 3 ปีที่แล้ว

    Semienaka politikenea qeshi nay qeshi srah trah u kiserih zigibeo

  • @tuemzgimichael5476
    @tuemzgimichael5476 3 ปีที่แล้ว +1

    kale hiwet yesimana abona dimixi wixie edimekum yenihayo

  • @danieltela8608
    @danieltela8608 3 ปีที่แล้ว

    Haswi kesh bejeka yelen. Agamr kondsf
    Tarik aytebelashu
    Leba

  • @solomonbisrat5467
    @solomonbisrat5467 3 ปีที่แล้ว

    Amlak bimhretika tearekena kunue megedi nibetekristiana awridelna nebona abune antonios mewatsio fiterelom

  • @meharitedla3259
    @meharitedla3259 3 ปีที่แล้ว

    Behaki dekum nezi teaminwo resikum asrihwo bemegeberta ezi kehadi eyu bezaba betekirstian kizareb Nay za alem neger yezareb Nay haymanot kizareb gen men filet elwo tehadiso eyu keshi kimesel meskel hizu yegermeni eyu etom nezi tesemewo

  • @zsmichael1470
    @zsmichael1470 3 ปีที่แล้ว

    Sahil geroma betekrstian
    Awet nhafash elom.

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 3 ปีที่แล้ว +1

    Abona keshi Marikos Goyta hiyaw Eyesus kristos sega ab lily sega yebzahalka nay zemena Eritrean Diymond Prist!

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 ปีที่แล้ว

    Eway abona webxue Abneantenos ykire belulna abet abet egzio meharena goyta egziabher mewaxio yfterelkum 🤲😭😭😭

  • @naliru6096
    @naliru6096 3 ปีที่แล้ว +2

    ሃይማኖት ምስ ፖለቲካ ኣይተኣሳስር ኣታ ቀሺ ሓጥያት ኣውራጃዊ ፣ ተዋህዶ ሙዃነይ ሓዚነ ፖለቲካ ዝዛረብ ፌክ ቀሺ

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 3 ปีที่แล้ว

    ለክባጥ ሕጀ ንሰካ ሰ ሰብ ኮንካ ሰብ ክተዳናግር ድካ ቆብዕ ገርካ፣ ካብ ተራ ኣክትፍሰት ናይ ወያነ ብምንታይ ትፍለ፣ ማዕልታው ከም ተራ ኣክትፍሰት ምሰ ተራ ሰባት ክትመላለሰ ትውዕል ሓደ ውቃዕ ሰብ እኮ እካ ፣ ከይ ሓፍርካ ማዕልታው ንሰብ ብ ኣውራጃ ንክትባእሰ ካብ ወያነ ንዝተዋሃበካ ምሸን ንክትፍጽም ትሰርሕ ዘሎካ ተራ ዕሱብ ሰብ እካ ንሰካ ለክባጥ

  • @angesomsamray602
    @angesomsamray602 3 ปีที่แล้ว

    Coptic orthodox

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw 3 ปีที่แล้ว

    ኦ ሃገረ ኤርትራ እዚ ኩሉ ናይ ኩሉ መንገዲ ጥፍአት ንምንታይ መረጽኪ ናይዞም ዘይክፈል ክፊሎም ብርሃን ሰላም ዘልበሱኪ መስዋእቲ ደቅኪ ጠሊምክስ ናብ ጸላም ክትነብሪ መሪጽኪ ? በሉ ክቡራት መራሕቲ ሃይማኖትና ከም ድፍረት ድአ ከይኮነና እምበር አቦና ቄርሎስ ንምንታይ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔርን አብ ቅድሚ ዓለምን ክልተ መልሓስ ትዛረቡ በሉ ነቶም ንዓና ይቀርቡና ዝበልኩሞም ኣቦኩም ከድኩም ኣነስ ይቅረ በለለይ አይትሓዘለይ ቦልዎም ነብሲ ብጻይካ ከም ነብስካ አፍቅር ትብል ቃል ቅዱስ አምላክ ድአ አበይ ኣላ እሞ ሕጂውን ዓገብ ውሓጥዮ እንተበልኩዋስ ትጎስሞ ከም ዝብሃል ምስላ አቦታትና ካብ ዝሓለፈ ጉዕዞኩም ቁሩብ አይትማሃሩ በሉ አምላክ ባዕሉ ይቅረ ይበለልኩም ኩሉ ከምቲ ንሱ ዝፈቀዶ ይኩነልና ሰላምን ፍቅርን ንሃገርናን ንህዝብናን አሜን 💒💒💒😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temiekidane3059
    @temiekidane3059 3 ปีที่แล้ว

    Kab nay seb himak humak kab tezarb b xolot ms amelak tezrareb mehaseka

  • @ኃዲስተክሊ
    @ኃዲስተክሊ 3 ปีที่แล้ว +3

    ነዚ ደንቆሮ መርገም ስንቁ ደኣ መን ኮመንት ክህቦ ኣባ ቀሺ ናትኩም ግና ሓቅን ፍትሕን ስለዝኾነ ገና ክንጽሕፍ ኢና ኣጆኩም በርትዑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @markeniobreezy197
    @markeniobreezy197 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkk haki 1 haniti eya hasot gina buzuh aynet eu abuene antonios mis hakom hade eyom sinodos mis hasetom buzihat eyom etom ab amlak ziaminu melakiti tivoziom eyom beat ashimelash kea etom midirawian hizibi eyom tivoziom nisimay ayhasbun eyom Asmara eu semayom chaw ashimelashi afira hasot ka buzieu haki aytikewininni eya

  • @maktes1214
    @maktes1214 3 ปีที่แล้ว

    Zeytgedfwo ezi hizbi sidetu zeyaklo Everything you took about hizbi orthodox nenhadhdu kibas, naebi kigebr ab betekristiyan ziedim zereba eyou. Sorry liv as!!!!

  • @gualeritrea3255
    @gualeritrea3255 3 ปีที่แล้ว +2

    ቀሺ ማርኮስ
    ቀሺ ሓጥያት። መናፍቃን።
    ነዞም ቀለም ዘይጸገቡን ኣርሒቆም ክሓስቡ ዘይኽኧሉን ፡ ኤርትራውያን ኢና ባሃልቲ, ናይ ፖለቲካ ሽግር ዘለዎም ኣደናጊርኩም
    ናብ መናፍቃን ንምስሓብ ዘይትብልዎ የብልኩምን፡ እንበር፡ መብዛሕቱ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ሲ ፈሊጥኩም እዮ።
    እምነት ደቂ ሰባት ኣመዛቢልኲም ንብ መናፍቃን
    ንምስሓብ እዩ። ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር፣ ሐቀኛ ሃይማኖት ስለ ዝኾትነት
    እግዚአብሔር ቤተክርስቲያንና ይሓልወልና፣
    ናይ ድንግል ማርያም ጸሎታ
    ኣይፈለየና🙏🌺
    ኤርትራውያን ኣቦታት፡ ኣዴታት፡ይሕዋተይ፡ ኣስተውዕሉ። ቀሺ ፍቅሪ ይሰብኽ አንበር ክጻረፍ ፡ ኣይውዕልን እዩ።☝️

  • @kflezionzerazion8876
    @kflezionzerazion8876 3 ปีที่แล้ว

    ንሃገሩ ክብል ሽጉጥ ኣይኮነን ከላሽን ሕዙ ንጸላእቱ ዝቀትል ዝኽእል ካህን ክህልወና ኢና ንድሊ.ቀዳሞት ኣቦታትና ንዝመጸ ጸላኢ ንምቅታል ታቦቶም ኣምሪሖም እዩ ኣብ ቅድሚ ግንባር ዝኳሽሑ እዮም ኔሮም.ክቀትሎም ንዝመጽእ ጸላኢ ቀዲሞም ክሳድ ጸላእዮም ዝቆርጹ እምበር,ደኒኖም ዝሞቱ ኣይኮኑን.

    • @adamtsegay1513
      @adamtsegay1513 3 ปีที่แล้ว +1

      ኪድ ዓዋን ጃሱስ ምካንን ጅግና ምኻንን ፈላሊኻ ፍለጥ!!!

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 3 ปีที่แล้ว +2

    ኩብር ቀሺ እታ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓና ንምድሓን ዝተሰቅለላ መስቀል ኣብ ኢድኩም ሒዝኩም ጸርፍን ባእስን ዝዓብለሎ ዘረባ ልዑል ፈጣር ይፈቱዶ?

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +12

      መስቀል ሒዝካ ንወዲ 94 ዓመት ኣቦ ምእሳር ከ ይፈቱ ዶ፧

    • @banjim499
      @banjim499 3 ปีที่แล้ว +1

      Elias keleat 👈 your comment is nothing shame on you, you don't have knowledge about religion

    • @eliaskeleta9962
      @eliaskeleta9962 3 ปีที่แล้ว

      @@banjim499 I appreciation about your comment religion it is not easy understand but religion's it is not reading the Bible you have to exactly follow the bible rule
      Try make not gosib people look your self
      Thank you
      Have a great day!

  • @yaredhagos6931
    @yaredhagos6931 3 ปีที่แล้ว

    Keshi markos anta dyablos

  • @ane8753
    @ane8753 3 ปีที่แล้ว

    ሰም ድንግል ጸወዕ ኣቀዲምካ ክርድኣካ ኩሉ ቦለቲካዊ ዲካ ወላ ሃይማነታዊ እኮ ገሪምና ኣሎ ክክክክክክክ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว +3

      ኣቐዲምካ ስም ድንግል ፀውዕ ዝብል ሕማም ስለ ዝኾነ ኣምላኽ ይምሓርኪ

    • @adiamissac896
      @adiamissac896 3 ปีที่แล้ว +2

      @@keshimarkosdebas9872 ከመይ ጌሩ ክጽውዕ ዲያብሎስ ሽም ወዳን ሽም እመ ብርሃንን ክጽውዕ ኣይከኣሎን !!!

    • @dinglmaryameyadegoytay9328
      @dinglmaryameyadegoytay9328 3 ปีที่แล้ว +2

      barya diablos endiyu kenketkt fo

    • @dinglmaryameyadegoytay9328
      @dinglmaryameyadegoytay9328 3 ปีที่แล้ว +2

      @@naomimqurzanta2019 ygerm yu shekati yu

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 3 ปีที่แล้ว

    ናይ መናፍቃን ቀሺ ዝኾንካ ሐሳዊ መሲህ ኢኻ

  • @seeker795
    @seeker795 3 ปีที่แล้ว +1

    👎👌 That is why any believing is not True እዞም ጳጳስ ካብ ቀደም አባል ፀጥታ (ሐሳዊ ናይ እዝኒ ) ዝነበሩ ህርፋን ናይ ስልጣን ናይ ገበን ስለዘለዎም እዮም Hire ተጌሮም ብሻዕብያ ስለዚ ሰብ እታ እንኮ ንኽትነብር ዘይትኸፍለላ ሂወት ካብ አቡኡን አዲኡን ብነፃ ዝተዓደላ ሐፃር ፃንሒት አብዛ ሂወት ከምታ ዝደልያ ናፃ ኮይኑ እዩ ክነብር ዝደሊ ዝግባእ እምበር ቀሺ ሸኽና ጳጳስ ምሁር ናይ ሃይማኖት ዝብሃል አየድልዮን እዩ ብፍላይ ቀሺ Snich ስለዝኾነ ተጠንቐቁ ሸኽና አስላማይ ግን ቁሩብ ይሐይሽ ብዝያዳ አብ sex እዩ ዘድህብ ምኽንያቱ ሸኽና ንአሽቱ አዋልድ እዩ ዝፈቱ እምበር አብ ሐሶት ገለ የለን

    • @BNINI-f
      @BNINI-f 3 ปีที่แล้ว +2

      ሓወይ ናተይ እምነት የለን ኣይትበል ምክኒያቱ ነኣምላክ ኣሚንና እንበር ንመራሕቲ ሃይማኖት ሪእና ኣይኮናን ንኣምን እሳቶም ስባት እዮም ክገጋዩ ይክእሉ እዮም
      እምነት ግን ኣሎ ምክንያቱ ንሕና ባዕልና ኣይመጻናን ዝፈጠረና ኣምላክ ኣሎ ንዕኡ ከኣ ክንኣምኖ ኣለና።

    • @berhanebesrat8342
      @berhanebesrat8342 3 ปีที่แล้ว

      አታ በረክቲ እለ ክጺወአ ከደፈሪ ኢየ ምሉእ ህወቲካ ንእስነቲ አብ እብድቢድ መርጺካ ካብ። መረጺካዮስ ኩፉእስ ክድ

    • @seeker795
      @seeker795 3 ปีที่แล้ว

      @@BNINI-f መርሐባ ቢንያም ሰብ ንዝፈልጦ ነገር ጥራይ እዩ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ ነገር አይፈልጦን እዩ አብክንዲ አይፈልጦን እየ ግን እንታይ ሙኻኑ ከአ ክፈልጦ እደሊ እየ አብክንዲ ምባል ንዘይፈልጦ ነገር እወ ይፈልጦ እየ (ብእምነት ) ስለዝብል እታ እንኮ ሽግር ኮይና ዘላ ናይሂወትና እሳ እያ ስለዚ ሐወይ ቢንያም ንዘይትፈልጦ ዝኾነ ነገር እወ ይፎልጦ እየ ምባል ጠጠው አብሎ

    • @BNINI-f
      @BNINI-f 3 ปีที่แล้ว

      @@seeker795ግን እኮ ብሩኸይ ነቲ ዝፈጠረካ ክትፈልጦን ክትደልዮን ኣለካ እምበር እምነት የለን ኢልካ ስቅ ክትብል የብልካን
      እስኪ እዘን ሕቶ ንነብስካ ሕተታ
      1.መን ፈጢርኒ?
      2. መንዩ ብዝናብ ኣብቂሉ ብጸሓይ ኣብሲሉ ዝምግበኒ ዘሎ ?

    • @seeker795
      @seeker795 3 ปีที่แล้ว

      @@BNINI-f ቢንያም ሐፈሻዊ ንተፈጥሮን ነዚ እንኮ ፀገም ሸግር መዓት ናይተፈጥሮ ኮይኑ ንዘሎ (ሰብ ) ንኽልቲኦም መን ፈጢርዎም አበይ መዓስ ዝፈልጥ ዝኾነ ፉጡር የለን ማለተይ ብጭብጢ ብዝርአይ ብዝስማዕ ብዝድህሰስ አቕሪቡ እወ አነ ይፈልጦ እየ ዝብል የለን ብጀካ አብ Drama film ዜማ ግድሚ መዝሙር ወዘተ እንተዘይኮይኑ ስለዚ ሐደ ሰብ ይአምን እየ ክብልእንከሎ 👌 ይፈልጥ እየ እዩ ዝብልዘሎ ፅቡቕ ሔራይ Which is good አንሕና እውን ክንፈልጦ ስለንደሊ እቲ እምነትካ ብጭብጢ አቕርበልና እሞ ሐቂ እንድሕር ኮይኑ አነእውን ከማኻ አማናይ ክኸውን ይደሊ እየ ጥራይ ክብሎ ዝደሊ

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 3 ปีที่แล้ว +7

    Abona Qeshi Mariquos Kal hiwet yesmealna. N HGDEF n gujuleun edmiom yehxrom Amlak fetari Alem. Amen(3)🙏🙏🙏

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 3 ปีที่แล้ว +11

    Ezgyoo ezgyoo amlak aboy mearey haderaka yekera balelna 💔😭✝️🤲🤲🤲🤲🤲😭✝️

    • @damitsegay5349
      @damitsegay5349 3 ปีที่แล้ว

      ቡሩኸይ ኣብዚ ከምዚ ምባልካ ቱርጉም የቡሉን ኣቤት ኣምላኽ ከይድካ ኢዩ ከምዚ ዝበሃል ምስ ሰናይ ይቅረቱኡ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @biemnethidru3254
    @biemnethidru3254 3 ปีที่แล้ว +5

    ሐሰት ዕምሪ የብሉን ኣነ ሓንቲ ብልቢ ንአምላኽ ዝልምነ አቦታትና ብፅአን ማንቆርዮስን ሽኖዳን ጠርኒፎም ዐሪቆም ክመርሕና ዕድመን ጥዕናን ንብፅእ ወቅዱስ ኣብነ እንጠንዮስ

  • @yonis5214
    @yonis5214 3 ปีที่แล้ว +6

    Abona Patriarch Abune Anthonyos fetari Edme yhabkum. Tsolotkum ayfeleyena nakhum ena nfelt kalie abo yeblnan abthti fetari. Tsubuk srah abona keshi Markos!