🔴 ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ኣቦና ከመይ ነበረ፡ ሓጺር ታሪኽ ኣቡነ እንጠንዮስ፡ 10/2/2022 abune Enteniyos

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 232

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ 2 ปีที่แล้ว +52

    ቁዱስ ኣቦና ኣንጤኖስ ንስኩምሲ ኬድኩም የሪፍኩም።ወይሎኦም ብዘይገበርክሞ ዘወንጀልኩም።መናፍቅዶ ይቅበርዩ ኣብ ስፍራ ቁዱሳን።ከመይሎም ዳኣ የትዮምኩም ሰፈር ቁዱሳን።ብልሓቶም ግናዩ ዘይስርሖም ዝሰርሑ።መንግስቲ ተዲሕንዎምሲ ክንዕዘቦም ኢና ነቶም ዘዳከሩ።

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ኸ3ደ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ኸ3ደ 2 ปีที่แล้ว +21

    ኣቦየ ኣቦየ ኣቦየ ካብ ማእሰርቲ ሓጥያተይ ከይተፈታሕኩ ኣምሊጦም ተስፋ ይገብር ነይረ መስቀሎም ክሳለም ኣባየ በረከቶም።ይሕደረና ኣይረሱዕና ኣቦየ እንታይ ክንከውን ኢና ብድሕሪኦም ኦ ህዝበ ክርስትያን ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ እግዚአብሔር _

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 ปีที่แล้ว +15

    ካብዛ ፍትሒ ዘይብላ ዓለም አዕሪፍኩም አቦና በረኸትኩም ይሕደረና አሜን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +14

    ቅዱስ ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፎ ኣብርሃም ይስሓቅ ይቀበሎም መንግስተ ሰማያት የውርሶም 😭😭😭😭😭 በረከቶም ይሕደረና

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 2 ปีที่แล้ว +11

    ብጽእ ወቅዱስ 3ፓትርያርክ አቡነ አንጦንዮስ እግዚአብሔር አምላክ ገነት መንግስተ ሰማያት የዋርሶም በረከቶም አይፈለየና

  • @fyoriyowhans7392
    @fyoriyowhans7392 2 ปีที่แล้ว +26

    ቅዱስ ኣቦና ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😍😍

    • @ጉስነት
      @ጉስነት 2 ปีที่แล้ว +2

      ሰማእት ናይ 2022 ዳግማዊ ኣቴናትዎስ እዮም ጽንዑ ኣቦ በቃ ነቅ ዘይብሉ ካብ መትከል

  • @zaidaregay7128
    @zaidaregay7128 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዛኣብሄሕር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ ዓንድ ወርቁ የንብሩኩም ኣቦና በረክቱኩም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏

    • @dawitm.841
      @dawitm.841 2 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን...

  • @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
    @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 2 ปีที่แล้ว +11

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብረልና ብሰላም ይዕረፉ ካብዚ ናይ ዓለም ፈተናኦም ገድሎምን ዓሪፎም ክቡር ኣቦዋይ መዓረይ ኣነስ ፀልሚቱኒ ኣሎ ኣምላኬ ሆይ ንዓና መሓረና ይቅረ በለልና💔💔💔😭 በረከቶም ኣይፈለየና

  • @ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ
    @ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ 2 ปีที่แล้ว +8

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ብፁእ ኣቦና 🥺😭😭😭😭😭

    • @Letinatnsae
      @Letinatnsae 2 ปีที่แล้ว +2

      Mengste semay yewarsom buxie abona Rip 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ
    @እመቤተማርያምእያዋሕሰይ 2 ปีที่แล้ว +30

    ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና አብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም ቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን 😭✝️✝️✝️

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 2 ปีที่แล้ว +15

    ልዑል እግዛብሄር ብየማኑ የንብሮም ንቡጹእ ወቁዱስ ኣቦና ኣውነ እንጠንዮስ 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ጸሎቶምን በረከቶምን ክኣ ምስ ኩልና ይኩን 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ንዓካን ንኩሎም ቁዱስ ታሪክ ጎድሎም ናይዞም ውጹዕ ኩቡር ኣቦና ፍትሒ ምድሪ ዝሓረሞም ንቁዱስ ገድሎም ስለ ዘንበብኩሙሎም ኩልኩም ኣብ ገነቱ ይጽሓፈልኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
    @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 2 ปีที่แล้ว +4

    አብ ሕቅፊ ቅዱሳን የንብርኩም አቦና
    ንዓና ሪሒቅምና እንበር ንስኩምስ
    ናብ ሕቅፊ ኣምላክም ኢኩም ከይድኩም በረከትኩም ይሕደረና አሜን ፫

  • @tekle6516
    @tekle6516 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሩክ በስመ ስላሴ ጸሎት ቅዱሳን ጻድቃን ኣይፈለየና,። ክቡር ኣቦና ብሓቂ መስዋእቲ ብግብሪ ኣብ ዘመንና ብዓወት ኣርእዮምና። ክብሪ ንልዑል ፈጣሪ ይኹን ክቡር ኣቦና ኣብታ ሰማያዊት እየሩሳሌም ኣብ ሕቁፊ ኣበዊነ ኣብርሃም ይስሃቅን ያኢቆብን የንብሮም ብመንፈስ ድማ ተንሲኦም ብርሃኖም እንርእየሉ ብሩኽ ዘመን ከርእየና ብምሕረት እግዚኣብሄር ንጽሊ።ኣቦና መዝገበ ስላሴ ነዊሕ እዋን ጠፊኦም ናይ ደሓን ዲዮም ኣብዚ መብርሂ ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ከቕርቡልና ብዕድመ ኣቕርበልና።እግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ጽንዓት ንቅድስት ኦርቶዶሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ምስ ምሉእ ኣማን ቤተሰብን ይሃብ እግዚኣብሄር።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ።
    "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔
    ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    🙏 🙏 🙏

  • @rahwatekleab4277
    @rahwatekleab4277 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይይይይ ኣብቲ ቀብሮም ዝዋዓሉስ ፈጢርሎም ኣነስ ናይብሓቂ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒኤ ከማይ ዶ ይህሉ በረከት ኣቦና ኣብልዕለና ይሕደር

  • @senaytgebrezgher9737
    @senaytgebrezgher9737 2 ปีที่แล้ว +8

    እቲ ግርምኡ ዝርይድፈር ስልጣኑ ዘይነጽፍ ቅልጽሙ ዘይሰዓር ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ይቀበልኩም ኣገናዕ እንዳበለ

  • @zewdiamlessom5795
    @zewdiamlessom5795 2 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ቅዱስ ኣንጦኦዮስ ኣቤት ምክደስ ዝዓቤይ አዮም ከም ኣደና ቅደስቲ ድንገል ንዓክንን ንድቅ ክንን ሕዘና ጉይታና ንዘክር ኤሞ ንመለስ 🙏amen

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +26

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም ቅዱስ ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና 😥🙏🙏🙏

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና መንግሥተ ሰማይ የዋርስኩም።

  • @gereberihu3301
    @gereberihu3301 2 ปีที่แล้ว +12

    ቅዱስ ኣቦና እግዝኣብሄር ኣምላኽ መንግስተሰማይ የዋርሶም
    በረከት ረዲአት ኣቦና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን

  • @merhawibokre3018
    @merhawibokre3018 2 ปีที่แล้ว +2

    በረከትን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና እንጢኖስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜንንንንን

  • @selamdebesay1163
    @selamdebesay1163 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣብታ ዘትሓልፍ መንግስቱ ይቀበልኩም ኣቦና 🙏🙏🙏

  • @ማሓሪዖቁባገርግስ
    @ማሓሪዖቁባገርግስ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ፈጣሪ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว +4

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭🕊️🕊️🕊️ብሰላም ዕረፉ ቡጹእ ዎ ቁዱስ ኣቦና🙏🙏🙏

  • @rutzemicael676
    @rutzemicael676 2 ปีที่แล้ว +6

    ክቡር ሓዊና ድያቖን በረክት አዝጋኣብሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቦና ክእ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 2 ปีที่แล้ว +8

    ብጹእ ወቅዱስ ፓትያረክ ኣቡነ ኣንጤኖስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዓና ድማ ብረኸቶም ኣይጋደፈና ሓያል ስርዓት ንፓትያረክ ኣይብል ንህዝቢ ብማዕረ ዝጭፍጭፍ ኣምላኽ ፍታሕ የውርደልና።

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh9021 2 ปีที่แล้ว +7

    ቅዱስ ኣቦና በረክትኩም ምስና ይኩን
    ንዓኩም ዳማ ምስ ቅዱሳኑ የብርኩም
    ዓሕ እንታይ እሞ ሓቂ ዝተዛረበ ዘስመዓላ ዓዲ

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 2 ปีที่แล้ว +12

    በረኸቶምን ጸሎቶምን ይሕደረልና 🙏

  • @ሰላምዎሰናይ
    @ሰላምዎሰናይ 2 ปีที่แล้ว +2

    መንግሰተ ሰማያት የዋርስኩም ኣቦና
    ኣቦ ሓቂ 😭😭😭😭😭

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 2 ปีที่แล้ว +17

    እግዚኣብሄር ብይማናይ እዱ ይቃቦሎም ከቡር ኣቦና ብርክቶም ጸሎቶም ኣይፍለይና😭😥

  • @mehariandemikal108
    @mehariandemikal108 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን በረኸቶም አይፈለየና ነቶም ሳዓብቶም ንጸላእቶም ካኣ ኣምላ ይፈደየሎም

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 2 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ጉሁየይ ገንፈለ ፡እዋይ ሓጥያትና ክበዝሕ ይቅረይበለልና ፡ኣብ የማን ኢዱ ይቀበሎም ነቦና ኣሜን

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye7009 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦዋና ኣብዛ ዘይትሓልፍ መንግስተ ሰማያት ያዋርስኩም
    ቅዱስ ኣቦና በረከትኹም ያሕድረና

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 2 ปีที่แล้ว +7

    ብጹኡ ኣቦና ኣብ ምድሪ ብደቂ ስባት ን16 ዓመት ተፈሪዶም እግዝኣቢሄር ኣብ የማናይ ኡዱ ይቆበሎም።

  • @አክስማዊት-ጐ4ደ
    @አክስማዊት-ጐ4ደ 2 ปีที่แล้ว +15

    ብምፍላይኩም ሓዝንና😭😭😭😭😥😥☝️ ብእምነትኩም ኮርዕና❤️😥😭

  • @ትግራይዛዓደይ
    @ትግራይዛዓደይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ፀለቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ምስ ኩልና ይኹን

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና

  • @rahwagedey426
    @rahwagedey426 2 ปีที่แล้ว +5

    አምላክ አብ የማኑ የንብርኩም, ጸሎትኩምን: ረዲኤትኩምን:አይፈለየና::+++

  • @mikigidu5049
    @mikigidu5049 2 ปีที่แล้ว +2

    በረኸቶም ይሕደረና ኣሜን

  • @abebagebreargay178
    @abebagebreargay178 2 ปีที่แล้ว +17

    ናይ አቦና ቁዱስ ኣንጤኖስ በረከትም አይፍለየና ነብሶም አብ አፀዱ ገነት ይነቡሩሞ😭💔😭🙏🙏🙏

  • @freweinitewolde2406
    @freweinitewolde2406 2 ปีที่แล้ว +5

    አቦና ነዓና ደአንበር ንስም ደአ በቲ ጽንዓቶም ሐቅ ቂሎም አክሊል ክቅበሉ እዩም በረኽቲኩም አይፈለየና
    ካብ እዛ መኸራ ዓለም ወጽኩም 🙏🙏🙏

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ብእምነት ጽኑዕን ትእዛዝ ኣምላኽ ዘተግብሩ ቅዱስ ጥራይ ዘይኮኑ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ንህዝቡ ዝጭፍልቅ ጋኒን መራሒ ብትብዓት ዝመከትዎ ጅግናናውን እዮም 😭❤️ ግን ከምኡ ብምዃኖም ኣብዛ ምድራዊት ሲኦል ኤርትራ ኣይጠዓመቶምን እሞ 😭 ኣብታ ዘይትሓልፍ ናጻ ብፈጣሪና እትውነን መንግስተ ሰማያት ይጥዓምኩም😭 🙏🏽

  • @abebaadane767
    @abebaadane767 2 ปีที่แล้ว +15

    አባታችን ነብሶትን ይማረው ልብ ይሰብራል ለኔ ሰማእታን ኖት የኛን ሑሉ ሐጢያት ነው መሰወአትነት የከፈሉት በቀኙ ያስቀምጦት ዓምልክ ለሚወዶት ለሚያከብሮት መጽናናትን አመኛለሑ

  • @weldehiwetmeharinaizghi799
    @weldehiwetmeharinaizghi799 2 ปีที่แล้ว +8

    ዕልዋ ንምድራዊ መግስቲ እምበር፡ ንጳጳስ ኣይግብኦን'ዩ።ካብ ብህዝቢ ዝተሓርየ ጳጳስ ዝግምጥሉ ሓቢሮም ድኣ መንግስቲ ዘይግምጥሉ።
    ኣቦየ ተገፍዒኹም'ሞ፡እንግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ሑቕፉ የንብርኩም።ንገፋዕትኹም ከኣ እግዚኣብሔር ይግንሓዮም።

    • @jonihagos5849
      @jonihagos5849 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም እረፉ ኣቦና

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 2 ปีที่แล้ว +10

    😭😭😭😭✝️🌿✝️አሜን በረኽቶም አፈለየና 🙏🙏🙏🙏

  • @mulutesfamichael6304
    @mulutesfamichael6304 2 ปีที่แล้ว +1

    ቁዱስ አቦና አብታ ዘትሐልፍ መንግስት ሰማያት የንብርኩም አሜየን! 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭😭😭

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 ปีที่แล้ว +1

    ቅዱስ እግዚአብሔር አሞለኽና አብ'ታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም፡ቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና ምስ ኩለትና ህዝቢ ክርስቲየን ይኩን።
    አቦና እንሖንዮስ ናይ ዘመና ጽሓይ በርቃ፡ አብ መከራ ተፍትኖም ዝተከሉዑ፡ከም ወርቃ በዼአ አቦግዑም ኮይኖም ዝጉስዩ፡ብሓቃ ሕጊ ወንገል ገይሩም ንጽንዓተም ዕጢቅ፡ክጽሓፍእዩ ገዲሎም አብ ናይ መዝገብ ጺዲቅ።እወ ን16,ዓመት አብ መከራአ ቤት ምእሰርቲ፡ ፍጽሙ ዘይትሊወጢ እታ ቃሎም ሓንቲ፡
    ጸባብ መንገዲ ዝመረጹ ንጸላም መብርሂት እሚነቶም ብተግባር ዘርአዩ በኩሪ ሊቃውንት ናይ እዚ ዘመን እዝ ፡ስመሚ ክዝከር እይ ከም ሕያው ሓወልት።በረከቶም ይሕደረናአ ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስቲያን አሜን አሜን አሜን፡💒✝️🙏💞💖💐🕊️

  • @yonasberhe5279
    @yonasberhe5279 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና እግዝኣቢሄር ኣብ የማኑ ይከበልኩም በረኸትኩም ኣይፈለየና

  • @BhHb32
    @BhHb32 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣየ ኣቦየ ኣቦየይ ኣቦየ😭😭😭
    ብስንፍናናባ ክብርኹም ተገፊፉ😭
    በሉስከ ዕረፍቲ ቁዱስ ኣቦና እንድርያስ፡ ዕረፍቲ ቁዱሳን፡ ዕረፍቲ ዘልኣለም ይኹነልኩም🙏🙏🙏🕯🕯🕯💔💔💔😭😭😭

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 2 ปีที่แล้ว +7

    ብኽብረት ከምቲ ዝድለአይተቀበሩን አይትበሉ አይትድገምዋ ንአሰርቶም ባህ ከይብሎም
    ኩቡር ከምዚ ዓይነት ክብሪ አብታ ገዳሞም ንግደት ካብዚ ዝዓቢ ብሪ የለን እልልልልልልልሎ ጽድቆም ዘመስከሩ አቦ ወይልኦ ዝሐየርዎም የሕዋቶም

  • @zareghere2606
    @zareghere2606 2 ปีที่แล้ว +10

    መስዋእትነት ምእንቲ እምነት ኣብ ዘመነይ ካብ ዝተፈጸሙ ኣዝየ ክብርትዕ ካብ ዝሕጉዙኒ ሓደ ብጹእ ሃዋርያ ።ብልክዕ ሃዋርያት ፡ነብያት ውዘተ እሰምዕን የንብብን እኳ እንተኾንኩ ናይ እዚኦም ግን ኣብ ዘመነይ ክሳብ ዝኾነ ሕልፊ ኣለዎ።

  • @brhaneselam577
    @brhaneselam577 2 ปีที่แล้ว +3

    Berekeromen redetomen ayfeleyena nemelae amenti krestena teletkum gedefulna yerifkum entay teredekum abza chenawit alem 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zafumenelik308
    @zafumenelik308 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣቦና በረክቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና

  • @hidatmebrahtu1676
    @hidatmebrahtu1676 2 ปีที่แล้ว

    O Amlak zelealemawi erfti habom zelealemawi brhan abrhalom amen

  • @tedros7728
    @tedros7728 2 ปีที่แล้ว +5

    AMEN AMEN AMEN NKULNA TSNAT YHABENA 😭😭😭😭

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሰላም ዕረፉ ቅዱስ ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም:: 😢😢😢

  • @berhenaizghi4652
    @berhenaizghi4652 2 ปีที่แล้ว +6

    Amen

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 2 ปีที่แล้ว +10

    ቅዱስ ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና🤲😢

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 2 ปีที่แล้ว

    ፀሎቶመን በረኻቶመን ኣይፈላኤያና ኣሜን በሳላም erfu ኣቦይ

  • @ወለተጻድቃን
    @ወለተጻድቃን 2 ปีที่แล้ว

    የአባታችን በረከታቸው ይደርብን እግዚአብሔር በአጸደ ገነት ያዉሪስልን😭😭😭😭😭

  • @belugeb8552
    @belugeb8552 2 ปีที่แล้ว

    ካብዛ ንቕኑዕ ዘይቲ ኸዊን ዓለምሲ የዕሪፍኩም ኩቡር ኣቦና ካብቲ ጽንዓትኩም ጸጋ በረኸትኩም ጸሎትኩምን ኣይፈለየና

  • @senaitneguse7596
    @senaitneguse7596 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ኣቦና

  • @nebiatkaleab8285
    @nebiatkaleab8285 2 ปีที่แล้ว

    Abona kudusi mengisitesemay yewarisom Egizabuhir amen amen amen Ekire buluna

  • @haymanotmengistu9621
    @haymanotmengistu9621 2 ปีที่แล้ว

    ብየማናይ ኢዲ ይቀበሎም አቦና በረከቶምን አይፈለየና🙏

  • @kalabtesfagergs7706
    @kalabtesfagergs7706 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen kal hiwet yesmalna amlak xegu yebzhalkum nana ka bereket nay Abune Entenyos yekaflena

  • @delinagrmay4665
    @delinagrmay4665 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay abona bereketom yhderena

  • @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
    @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣባና በረከቶም ይሕደረና

  • @selamteweldebrhan3260
    @selamteweldebrhan3260 2 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmalna 🥺🥺🥺🙏🏽

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 2 ปีที่แล้ว

    ቅ/ወ/ፓ 3ይ ኣቡነ እንጣንዮስ ኣምላክ ብየማኑ ይቀበልኩም ገድፍኩምና ኣቦና ኣብ ጸለትኩም ጻብኦት ዘክርና ናብ ኣምላክና ምልዕ ዕድመኩም ዘገልገልኩሞ ዝርስዕ ኣምላክ ኣይኮነን በረከቶም ይሕደሬና ጽንዓት ንቤተ ሰብ ጽንዓት ንዓና ይኩን ኣቦ ኩላትና ይኩን.

  • @yonastsegay7340
    @yonastsegay7340 2 ปีที่แล้ว

    Breketom aeygdefena kbri n agziaebher amen

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 2 ปีที่แล้ว

    ብሩክ አቦና 3 ፓትርያሬክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ንዓና ጎዲልኩምና ሐዚና ፈጣሪ አብ ገነት የንብርኩም .በረከትኩምን ጠልኩምን አይፈለየና .እታ ንዓኩምን ነቶም ብርክ አቦና አባ ዘወንጌል ዘፍረየት መሬት ትባረክ ከማኩም ድማ ትተክእ

  • @Edu-16
    @Edu-16 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ይቀበልኩም ኣቦና በረከትኩም ይክፈለና!

  • @hareguteclu8517
    @hareguteclu8517 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ ብንየው ይቀበልኩም። ክቅበለኩም እዩ ከኣ እንታይ ከይትሰእኑ። ንኩልኩም ሰድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም። 😭😭😭

  • @michaelteklehaimanot9585
    @michaelteklehaimanot9585 2 ปีที่แล้ว

    Amlak Ab yemanu yekebelkum bereketkumin tseletkumn ayfeleyena

  • @azukiflemariam8927
    @azukiflemariam8927 2 ปีที่แล้ว +1

    Egziyabhre abe gente yenbrome 😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @dawithabtemariam6677
    @dawithabtemariam6677 2 ปีที่แล้ว

    መንግስተሰማይ የዋርሶም እዝጋቢሄር ኣምላኽ

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 2 ปีที่แล้ว +1

    Aboye bereketkum ms kulna ykun amen amen amen

  • @Tmg.GualeMengis
    @Tmg.GualeMengis 2 ปีที่แล้ว

    Mengeste Semay Yewarsokum🙏🙏😭😭💔💔💔 Nemela Betsbe Xinate Yehbkume🙏🙏🙏🙏😇😇😇😇😇😇😇🙏🙏Wetru Abe Lenina Sefari 🙏❤️💎💎🌹🌹🌹💐💐💐

  • @Essieshe
    @Essieshe 2 ปีที่แล้ว

    Qudus patralik abona antenos bereketom xelotom ayfeleyena 😢😢😢🙏🙏🙏

  • @mhretandebrhan5567
    @mhretandebrhan5567 2 ปีที่แล้ว +1

    Kudus kubur Abona Antenos Amlak abta zeytihalf mengstu yenbrkum Bereketkum yihderena AMEN AMEN AMEN 🙏🙏😭😭💔💔

  • @yordanosmahri8934
    @yordanosmahri8934 2 ปีที่แล้ว +1

    Aboy marey redetkan berketkan gdeflna 💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @freweynitesfay3475
    @freweynitesfay3475 2 ปีที่แล้ว

    ኣቦና በረከትኩምን ጾሎትኩምን ኣይግደፈና ኣምላክ ምስ ኣብርሃም ይሳክ የንብርኩም

  • @helyadaabraham1996
    @helyadaabraham1996 2 ปีที่แล้ว

    አሜን ይሕብሩ ጽንዓት ያሃበና በረከቶም ይሕድረና ግን ዝሕዝነካ ነገር ኬንና አብልዖም ስለዝቀተልዎም ንሓዝን እፍፍፍፍፍፍ

  • @weldatasmelash2543
    @weldatasmelash2543 2 ปีที่แล้ว +1

    Kubur abona bselam eref

  • @nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494
    @nativyvtc6hnatitcycufvyvyu494 2 ปีที่แล้ว +3

    😭💔berektkum yhderana kdus abona amen 🙏

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +2

    ሞት ጻድቅ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ክቡር ኢዩ።
    መዝ፥ 116፣15
    ኣቦና ተዓዊቶም፡በረከቶምን ረድኤቶምን የካፍለና።

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 2 ปีที่แล้ว +1

    Mengste semay yewrsom. Nikulu betseb ka xinat yehab💔😭😭😭🙏🙏🙏

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for your selfless struggle while you was with us/amen

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 2 ปีที่แล้ว

    ዕረፍቲ ነብሲ ይሃቦም እግኣብሄር

  • @yordanostesfay2690
    @yordanostesfay2690 2 ปีที่แล้ว

    Bereketom rediatom yhderena

  • @kibram6805
    @kibram6805 2 ปีที่แล้ว

    Bselam erefu kbur abona nanakea bereketkum ayfeleyena Egizeabiher hatyatna gedifu ytearekena betekrstyanan amentin abi zmtayna tezemitna 😭😭😭💒🇪🇷

  • @yerdanos1180
    @yerdanos1180 2 ปีที่แล้ว

    Bereket Gotanan Medhanina Eyesus krstos Ab Lbi ❤️Nfsejefna y hder Mengste Semay yewarsom

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen qal hiwet yesmelna

  • @freweinitewolde2406
    @freweinitewolde2406 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏

  • @zufetatube
    @zufetatube 2 ปีที่แล้ว +2

    Egzabiher byemanay edu ykebelom.

  • @selam6824
    @selam6824 2 ปีที่แล้ว

    Amen bereketom ayfeleyena

  • @Gerie1998
    @Gerie1998 2 ปีที่แล้ว +2

    ካምላክ ብየማኑ ይቀበልኩም በረከትኩም ይሕደረና

  • @shxb9265
    @shxb9265 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ገነት የንብርኩም ኣባየ