Atv Asena Live - RSF ኣብ ውግእ ፋው፡ ከባቢ ገዳርፍ ማሪኸዮም ዝበሎም `ተጋሩ` ብቪድዮ/ ኣብ ጉባኤ ዘይተሳተፉ መራሕቲ ወሲዶሞ ዝተባህለ መርገጺ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Atv Asena Live - RSF ኣብ ውግእ ፋው፡ ከባቢ ገዳርፍ ማሪኸዮም ዝበሎም `ተጋሩ` ብቪድዮ / ኣብ ጉባኤ ዘይተሳተፉ መራሕቲ ወሲዶሞ ዝተባህለ መርገጺ

ความคิดเห็น • 98

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 24 วันที่ผ่านมา +7

    ተጋሩ ዲዮም ካሊእ ዘጋ ንሐደ ሙሩኽ ኢንተርቢ ትግብረሉ ካብ ላጅኡ ካበየና ዓለት ወይ ሃገር ክትግምት ትፍልጥ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ሱዳናዊን ወታሃደራት እዮም

    • @tsehayberhe1063
      @tsehayberhe1063 24 วันที่ผ่านมา

      Ewe teklala habesha aymeslun

    • @embasoyrafenqil6575
      @embasoyrafenqil6575 23 วันที่ผ่านมา

      They are with shoes 👞 👟 but others are not why ?

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 24 วันที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ

  • @user-dd2gb1ct5d
    @user-dd2gb1ct5d 23 วันที่ผ่านมา +4

    ተጋሩ ኣብ ኹናት ጀግንነቶም ዘመከሩ እዮም ስለዚ እዞም RSF ድማ ነተም ጀጋኑ ተባሂሉ ዝእመነሎም ን ማርኽ እና ኢሎም ነብሶም ከተዓባብዩ ስለዝደለዩ እዮም. እብር እዞም ሰባት ዝተገፈፉ ስደተኛታት እትዮጵያዊያን ዋይዉን ኤርትራውያን. እዮም . እቶም ኤርትራውያን ኢትዮጵያዊያን እና እዮም ክብሉ ሓቆም እዮም ምኽንያቱ ናናብ ዓዶም እንተመለስዎም ናብ ኤርትራ ጋሓነብሳት ክምለሱ ስለዘይደልዩ እዮም

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 23 วันที่ผ่านมา +3

    እዞም ጉጅሌ ናይ ጌታቸው ሉኡኻት ናይ ብልጽግና ኣብይ እዮም

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 23 วันที่ผ่านมา +2

    SAD! Thank you, Emma....

  • @salbog7936
    @salbog7936 23 วันที่ผ่านมา

    ፈጺሞም ተጋሩ አይኮኑን

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa3291 23 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ እዞም ህዝቢ ሓደ ትግራዊ ዝመስል ዘሎ አይመስልን እዚኦም ኩሎም ሱዳናዊ እየም። እዚ ናይ አብዪ ስርዓት ዝገብሮ ዘሎ እዮም።

  • @ZemenMerhawi-em4wj
    @ZemenMerhawi-em4wj 23 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ህግደፍ ስራዊት ዮም ሽሞም ግድን ዮም ክቅይሩ ተጋሩ አይኮኑን ኤማ

    • @amine4019
      @amine4019 21 วันที่ผ่านมา

      Aytgage tegaru aykonun ktbl tkeel eka eritreawyan yom gn big wrong kemziom melkee aytreen dka

  • @EritreaFirst1890
    @EritreaFirst1890 22 วันที่ผ่านมา

    Zጸገም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ሶማል ዝጀመረ ብወገን ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ኣይፈልጦን ኢዩ

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 วันที่ผ่านมา +2

    ፍፁም ሓቒ አይኮነን ንትግራይ ምጥፋአ ነቲ ተዛራቢ ትግርኛ ንምጥፋአ ዝካየድ ዘሎ መደብ በተን የዕራብ ሃገራ ብሰፊሑ ትንፋስ ከም ዘይብሉ ክገብርዎ ከም ክርስትያን ህዝቢ ንምጥፋአ ሓደ ሽርሒ ዩ።
    አቲ ዝኸፍኤ ናይ በዐል ገታቸው ልኡኽ ናይ ብልፅግና ኮራክር ኮይኖም ናይ ህዝቢ አቲ ንምፅናት ዝተፈርዶ ይጥፈዎ አለዎ።
    ዝኾነ መኽንያት የብሎመን!!!!ፍፁም ፍፁም ፍፁም ናይ አርትራውን ጥፍአት ማለትዩ።
    ሽርሒ ሽርሒ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 23 วันที่ผ่านมา +1

    ግልጽን ተሐታትነትን ዘለዎ ሕገ መንግስቲ ንሰላም ፍትሕን ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን check and balance constitutional goverenment they need

  • @DestaHayleslase-u5r
    @DestaHayleslase-u5r 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማ እዞም ሰባት ተዛኒቆም እየም ዘለዉ ስለዚ ይመርመሩ

  • @Betelhaftay
    @Betelhaftay 23 วันที่ผ่านมา

    ኣምሓሩ እዮም ዝመስሉ ሽሞምስ

  • @al.ak12
    @al.ak12 23 วันที่ผ่านมา +3

    Hasot Eyu Bfutsum Tegaru Ay Konun Nana Ydleylom...Tseleme Eyu

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 24 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks your concern Asena 😟

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 23 วันที่ผ่านมา +1

    እሞ ጌታቸው ከም አማሓዳሪ ትግራይ ወታሃደራቱ እንተኾይኖም ይተሓተት እምበር።

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 23 วันที่ผ่านมา

    💚💙👌👍

  • @dagimbirhan8919
    @dagimbirhan8919 23 วันที่ผ่านมา

    አማኑኤል ተጋሩ ትፈልጦም ኢካ

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 23 วันที่ผ่านมา

    ዘዘርኸበ ንትግራት እዮ ዘጸልም :

  • @brhanenael6486
    @brhanenael6486 23 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓዉ ኣማኑኤል ዝለዓለ ቦታ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ዘለካ ሰብ

  • @muluesamson879
    @muluesamson879 21 วันที่ผ่านมา

    ካብ ዘይምርዳእ እዩ ዝኸውን እምበር እዚኦም ኣዲሱ ባዲሱ እዮም ዝብሉ ዘለው ኣምሓሩ እዮም ዝኾኑ ።

  • @user-dd2gb1ct5d
    @user-dd2gb1ct5d 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይመስለን ዝማረክዎም ኣብ ውግእ.
    እዚኦም ተገፊፎም እዮም ዝኾኑ

  • @EritreaFirst1890
    @EritreaFirst1890 22 วันที่ผ่านมา

    Eritrea xegemka eya ata Eritreawyan zmeslu yhwsela gunuf

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 23 วันที่ผ่านมา +1

    ጋምቤላዶ አለው እዮም አብ ትግራይ😂

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 23 วันที่ผ่านมา

    ኣይኮነን ዶ ወትሃደር ትግራይ ክማርኹ ኣድጊ ትግራይ ከማን ክማረኹ ኣይክእሉን::

  • @mezmurfshaye2375
    @mezmurfshaye2375 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም አማኑኤል ሐደ 80ሰባት እዮም ዝበለ እቲ በዓል ሰልጣን ሓቅነቱ ዘይ ተረጋገጸ እየ

  • @selamtesfay1834
    @selamtesfay1834 23 วันที่ผ่านมา

    Zelalekumom intelekum habru

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 23 วันที่ผ่านมา

    ኣቢይ ብዊስኪ ነፊሑ ነፊሑ ብኸብዶም ከምዝሓስቡ ገይሩዎም። መሕፈርቲ መራሕቲ ትግራይ!! እዚ ምስኪን ህዝቢ የሕዝን!!

  • @user-ou8nu8kb5s
    @user-ou8nu8kb5s 23 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙

  • @12120ruth
    @12120ruth 23 วันที่ผ่านมา +1

    ልትግራይ ድህርሰላ ጠፍኡ

  • @AbehamTeame
    @AbehamTeame 23 วันที่ผ่านมา

    አብ ስዳን ቅድም ክብል ሰላም አክባሪ ነይሩ እዩ ንሳቶም ከይኮኑ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 23 วันที่ผ่านมา

    ዘይመስል ግደፍ ሱዳንስ ኢትዮጵያ ከማን ኣይማረኸቶምን

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 23 วันที่ผ่านมา

    ካብ ኢትዮጵያ ስለዝበሉ ትግርኛ ስለዝዛረቡ ባዕሎም ገምቶም ተጋሩ ይብልዎም ይሕሉዉ ::

  • @andaytukabo1256
    @andaytukabo1256 23 วันที่ผ่านมา

    Tigaru Aimslun

  • @isaacyohannes1659
    @isaacyohannes1659 22 วันที่ผ่านมา

    Tegaru semeslu yeblomen iziatome nayi Ethiopia beheresebat yemeslu tegrati yeblomen geliom nayi Eritrea wetahaderat yemeslu.

  • @dagimbirhan8919
    @dagimbirhan8919 23 วันที่ผ่านมา

    ውንድም አገኝ ዝባሃል ኤርትራዊ እዩ

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 23 วันที่ผ่านมา

    😭💔💔💔ናበይ እና ንከዶ

  • @yohannisghebrmariam8611
    @yohannisghebrmariam8611 23 วันที่ผ่านมา

    I know Arabic very well Ema i grow up in Sudan👍

  • @EritreaFirst1890
    @EritreaFirst1890 22 วันที่ผ่านมา

    Tegaru eyom gdefuna

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 23 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ነዞም ርእይቶ ወይ ሓሳብ ዘይብሎም ክጻረፉ ክዋራዘዩ ብደም መንእሰያት ዝጻወቱ ዕድል ኣይትሃቦም ገጾም ከፊቶም ድማ ይዛረቡ።ወይ ርእይቶ ጽሒፎም ከምዚ ከማና ሰተት ኢሎም ይውጹ።

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 23 วันที่ผ่านมา

    ኤሰያስ እንተተማርኩም ተጋሩ ኢና በልዎም ኢልዎም አሎ እዚ ሰይጣን

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 23 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ኣይመስሉን እዮም ምናልባሽ ሓደ ክልተ ናብራ ዝኸፎም ወታደር ተኸቲቦም ክኾኑ እኽእሉ እዮም ::ኣሰና ብዙሕ ጣልቃ እናተኻ ነዳዲ ኣይትሃብ ::

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 22 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ደሙ ፍሉጥ ኣብዚኣ ተጋሩ ኣይረኣኹን።ኤርትራውያን ኢዮም ስለምንታይ ኢንተርቪው ዘይገበርሎም ግን እንዳ ሓመድ ሰሪዕ፧ ናይ ጉጅለ ህግደፍ ሞባእ ዝኾኑ ኣሕዋትና።

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 23 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ኣሕዋተይ ብሰንኪ ዞም ረሳሓት መራሕቲ ሂወቶም ሞትን ከርተትን ኮይኑ💔💔
    ካብቲ መዓስከራት እንዳጨወዩ ኣውሮፓ ክነስግረካ ስራሕ ክነራኽበካ እንዳበሉ ክንደይ መንእሰይ ኣጥፊኦሞ እዮም፡ ስርሑ ዝሰርሕ መራሒ ተዝህልወና ኣጻርዩ እዚ ገበን ክቃላዕ ዓለም ክፈልጦ ምግባር ቀሊል እዩ ኔሩ። ዝኾነ ዕጡቕ ስደተኛታት ናይ ምኽባር ግዴታ ኣለዎ።

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 23 วันที่ผ่านมา

    Shefatu AmHaru ( Fano) eyom Zkhonu . Sudan meretna wesidatlna AlFashaga(Gonder) zbl Qreta alewom . Tgray wela Hanti ab Sudan dlyet yeblan.

  • @yemanekahsay8791
    @yemanekahsay8791 23 วันที่ผ่านมา

    እትማረክ ድዩ ዓረብኛ ለሚዱ ኪኪኪ

  • @moneyaintathing817
    @moneyaintathing817 23 วันที่ผ่านมา

    Translation summary of both videos:38 mercenaries from Ethiopian were caught as pows. And rsf does have support from any foreign army in sudan like the sudan army. Rsf is treating all pows according to international laws. This shows that the sudan army is corrupted.

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 23 วันที่ผ่านมา

    Thankyou Asenna,,, But they are not from tigray. I do not know what they need from tigray calling every morning.

  • @kunama1170
    @kunama1170 23 วันที่ผ่านมา

    እዚ ኣከባ ደመወዝኩም ከይትክልከሉ ተባህሎም ዝተኣከቡን እቶም ዘፈንገጡን ልክዕ ከም ናይብልፅግና ኣከባ ጣቂዒት ዝበዘሖን ባንዳታትን ተቃወምትን ጋራጃትን ባጃጃትን ዝ።ኣከብዎ ተቃወምቲ ዘለውዎ ናይ ትግራይ ናይብልፅግና ጉጅለን እዮም ?? ካሓድቲ እዮም።

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 23 วันที่ผ่านมา

    Filim ,Film eu .

  • @amine4019
    @amine4019 21 วันที่ผ่านมา

    Ema aytreen dka eske temtom nay tgray wey eritrea melkee alewom? Nska wn haki tezareb ba

  • @desaleestifanos6813
    @desaleestifanos6813 23 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ኣማኑኤል ባላቶም ኢትዮጵያ አና አናበሉስ ኤርትረኣዉያን ኩከኑ ይክሉ ዮም ትብል

  • @aybohamedalnabray6346
    @aybohamedalnabray6346 23 วันที่ผ่านมา

    Kebdkha hamimka agame aika neskha

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 23 วันที่ผ่านมา

    No ,,,,they are not looks From tigray .they looks somalian.

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 23 วันที่ผ่านมา

    Amanuel , nmntay etom tegaru zbehalu zelewu murukat mis chamom ? ? Others not ?

  • @YonasGebremariam
    @YonasGebremariam 24 วันที่ผ่านมา

    Some elites are Requesting power sharing now. How is that possible?Let the people of Tigrai vote and decide first.

  • @yifdeatbaraki2051
    @yifdeatbaraki2051 23 วันที่ผ่านมา

    THIS IS A PURE DRAMA, WHO EVER INVENTED IT!!!

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g 22 วันที่ผ่านมา

    May be RSF plays as a political drama. RSF getting lesson from genocidal regime Ethiopia 🇪🇹 government. PP and RSF are agents of United Emirates I think . Devil Abey give advice for RSF

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 วันที่ผ่านมา

    ገታቸው ሓላፍነት ዝስከም አሕዝን ዘሕዝን መሳርሒ አብ ውዽድር አትዮም ነዚ ህዝብይ የጥፈዎ አለኡ፥፣
    😢😢😢😢😢😢😢😢 ሓሶት ሓሶት

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 23 วันที่ผ่านมา

    ፦ እቲ ናይ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕድዳር ነቲ ትብሎ ዘለኻ መልሲ ከውህብ ዝኽእል ሞራል የብሉን።ትግራይ ሸይጥዋ እዩ። ይትረፍ አብሰደት ዘሎ ህዝቢይ አብዓዱ ዘሎውን ከማሓድሮ አይከኣለን።
    ንሓበሬታኻ ግን ነመስግን

  • @shewaneshgeberemariam219
    @shewaneshgeberemariam219 23 วันที่ผ่านมา

    There is a lot of Ethiopian and Eritrea lived in sudan also during war people cross from west of tigray went to Sudan. It is poltices the sudan goverment it is in Ethiopia taking or controling over 20 kilo meters of land who lnow just a pictures

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz 23 วันที่ผ่านมา

    ሐሶት ፍጹም ሐበሻ አይመስሉን አምሐሩ አይመስሉ ትግራዎት አይመስሉ ሱዳናዉያን እዬም ዝመስሉ

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 23 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ተጋሩ መሳኪን እቶም ዓመጽቲ መራሕቲ ደቆምን ንሳቶምን ስለ ዘይሞቱን ዘይስደዱን ድኻታት ይውጽዑ አብኤርትራ ህዝቢ ኢትዮጵያን ተወጺዖም but they don’t look Tigray at all ከዛቢን ዓሰርተ ግዜ አምላኽ አምላኽ ይብል ኢሳያስን አብይን ሐሰውቲ እዮም :: ሱዳን ከአ ሰብ ኮይኖም ክዛረቡ ዓዶም አንዲዳን ህዝባ አደዳ ስደትን ውርደትን ድራር ሰሀራን ሞትን ጊሮሞሞምስ ይዛረቡ ኸአ shame on them እክሳዓለኹም ያሙጅሩሚን

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 22 วันที่ผ่านมา

    ሃሰና ልሕቲት ወይጦ ወዲ ወዶገባ ፣ ወያነ ደቂ ዓድኪከ ገንዘብ እሕብኪ ዶ ኣለው ንክትሕስዊ

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 23 วันที่ผ่านมา

    Tegru with shoes 👞 👟 but others are not . 100% hasot eu gefifom kidan zihabwom eoyom .others with out uniform but all tegarus are with uniform why ? Why ?

  • @gebremedhinyohannes6402
    @gebremedhinyohannes6402 24 วันที่ผ่านมา +1

    This us fake and you should not prod cast it
    እንታይ፡ክገብሩ፡ተገሩ፡ናብ፡ሱዳን፡ከይዶም፡ስደኛታት፡ክዳን፡ኣኽዲኖም፡ኢዮም
    እዙይ፡ናይ፡Emirates and Abiy ስራሕ፡እዩ

  • @naseralhabshi3895
    @naseralhabshi3895 23 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዝኦም ዘይኮነ ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ሽጣራ ወይ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ሱዳን ዘለው ከይኣቱ ናይ ፍርሕን እዮም. እዚ ግን ብሸለል ዝረአ ኣይኮነን ሰለምንታይስ. ከቢድ ጎስጋስ እዩ ሳዕቤን ንተጋሩ እዩ ሰለዚ ከምዚ ዝበልካዮ ውን ክኸውን ይኽእል እዮ ሓው ኣማኒኤል. እቶም ዝሕተቱ ዝነበሩ ኩሎም ኣስማቶም ኣምሓሩ እዮም እደገና ካብቲ ዘኣተውዎ ከተማታት ገዛ ገዛ ኣኪቦም ሙሩኻት ይብሉ ይህሉው

  • @michaelkunfu2598
    @michaelkunfu2598 23 วันที่ผ่านมา

    ኤማ እዚ ነገር እዚ ኣጣራጣሪ እዩ። ሓደ ዓሊ ኣልሙርቐኒ ዝተባህለ ማእከላይ መርገጺ ዘለዎ ሱዳናዊ ጋዜጠኛ ፣ ኣብቲ ቀዳማይ ቪድዮ ስቪል ለቢሶም ተራእዮም ከብቅዑ ኣብዚ ናይ ካልኣይ መዓልቲ ወተሃደራዊ ከዲናም ብምቕራቦም ሓሶት ምዃኑ ዘርኢ እዩ እሉ። ኣነ ዉን ምስኡ ይሰማማዕ እየ። ምኽንያቱ ኣብዝሓለፈ ወርሒ ካብ ሲንጃ፤ ካብ ሱኪ፣ ካብ ዲንዲርን ካልኦት ቁሸታትን ንስራሕ ዝኸዱን ኣብኡ ዝቕመጡን ኢትዮጵያውያን ገፊፎም ከም ዝነበሩ ኣብ ግዜኡ ብናይ ሱዳናውያን መራኸቢ ቡዙሓን ተዘሪብሉ እዩ።

  • @isaacyohannes1659
    @isaacyohannes1659 22 วันที่ผ่านมา

    Ieb yeani sheabian blstigena yemeslu ebmer welehade TDF semesel yelen. Ema haweyi ezi bekendu nayi belstigena game eyou

  • @teamehabtemichael7170
    @teamehabtemichael7170 23 วันที่ผ่านมา

    Hasawii lekbat tegaru andabelukas Eritrea tble aloka anta kedae seraqii meaeltka texebe hasawiii balege men Eritreawian alomuka fesfas hasawii????maeltka tray texebe

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 23 วันที่ผ่านมา

    ኛይ መኽዘን ሓሶት ተሰኪምካ ምኻድ ለሚድካዮ።

  • @gm5215
    @gm5215 23 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ ሐበረታዩ እንተኾነ ክሳብ ማዓስ ኢና እብ ምክልኻል ትግራይ ክንጽመድ ዋላኳ ጽልአት ህግደፍ ይሀልወና ጉዳይ ትግራይ ንትግራይ ንግደፎ ክብሪውን ስለዘይረኸብናሉ
    እስያስ ብዙሕ ክግብር ይኽእልዩ እንተኾነ ጉዳይ ትግራይ ንትግራይ ንግደፎ ንሕና ጉዳይና አየሳለጥናን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 23 วันที่ผ่านมา +1

      ጉዳይ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያውያን ንግደፈሎም ኢልካ ዶ ኣንጻር መትእትታው ሰራዊት ኤርትራ ተዛሪብካ ኔርካ ? ብዘይምልከተካ ጉዳይ ንኢትዮጵያ ኣቲኻስ ሕጂ እንታይ ገደሰና ምባል አይሰርሕን ዩ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 24 วันที่ผ่านมา

    Hey are look like tgarou

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 23 วันที่ผ่านมา

    ንሳቶም ድላዮም ይበልዎም፡ ንስኻ እንታይ ኣለካ ኤርትራውያን ክኾኑ ይኽእሉ ኢልካ ትዛረብ?። ለኽባጥ ሓሳዊ።

  • @MebratomMahare
    @MebratomMahare 24 วันที่ผ่านมา +1

    Sudan eyom

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 24 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይ ኢኻ ትህወኽ ? ቅድሚ ናብ ማሕበራዊ መራኸቢ ምዝርጋሕካ ግዜ ሂብካ ነገራት ኣጣልል ።

  • @solomontilahun4045
    @solomontilahun4045 23 วันที่ผ่านมา

    ወንድማገኝ:ኤፍሬም አባተ:ተስፋየ እቲ ሽም ግና ናይ አምሓሩ እዩ ዝመስል

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 23 วันที่ผ่านมา

    ንዓኻ እንታይ ሓበጠካ?።

  • @DanielMinasie-zk7ji
    @DanielMinasie-zk7ji 24 วันที่ผ่านมา

    Mr Eyasu,did you Eritrean escape from kelashinkov to be armed to Sudan Army,please be wise Eyasu ,you are journalist bias.

  • @selamyihun8102
    @selamyihun8102 24 วันที่ผ่านมา +2

    They don’t look like tigrayans.It is just drama.they are Sudanese

  • @asterk4968
    @asterk4968 24 วันที่ผ่านมา

    What is wrong with this guy. Are you drunk. ?? Who do you want to clarify. Nonsense

  • @hagieberaki
    @hagieberaki 24 วันที่ผ่านมา +2

    ከሸትሕሱ ታሃዊኽካ ምሽ

    • @hagieberaki
      @hagieberaki 24 วันที่ผ่านมา

      ክትሕሱ ትህወኽ ናይ ዘርእኹም ድዩ

  • @meles317
    @meles317 24 วันที่ผ่านมา +1

    This is fake if it is true give access to red cross.

  • @kunamaculture8681
    @kunamaculture8681 23 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ምስ ሰራዊት ኣልቡርሃን ኮይኖም ካብ ዝዋግኡ ልዕሊ 2ዓመት ይገብሩ.ቀደም ክንፈልጥ ይግበኣና ነይሩ

  • @Cliques996
    @Cliques996 24 วันที่ผ่านมา

    Darty politics they look civilians 🤑

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 24 วันที่ผ่านมา

    ወልቃይት ውን ክኮኑ ይክእሉ እዮም

  • @meles317
    @meles317 24 วันที่ผ่านมา

    These people are civilian

  • @hagieberaki
    @hagieberaki 24 วันที่ผ่านมา +1

    ድሕሪ ሕጂ አይሬኤካን እየ እዚአ ጥራሕ እየ ሰሚዔካ ቻው መቦቆል ሓሶት,

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 24 วันที่ผ่านมา

    የቅንየልና ኣሰና በቲ ሰካራም ኣፈ ጮሌ ዒዋላ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተኣኪቦም ዘለው 80% ካብ ውድብ ሕወሓት ወፃኢ ዝኾኑ ሥልጣን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንምሕላው ተኣከቡ ኣናፁ እዮም።

  • @Cliques996
    @Cliques996 24 วันที่ผ่านมา

    Tgray ክትግብሮ ዝካኣል ኣይኮነነ ብጽቡቑ ይኹን ብሕማቑ ::ይኹን እምበር ኣቢ ኢድ ክህልዋ ወይ ክኣ ኢሳያስ ኢዩ 😪

  • @negasiabrahaleyswitzerlsnd8416
    @negasiabrahaleyswitzerlsnd8416 24 วันที่ผ่านมา

    እታ ዓንጃል ኣብዘይተባህለ እይትሃውትቲ
    ናይ ትግራይ አንተአሎም ናብ ኤረትራ ክትጠውዮ😅😅
    ሽቀጥካ ንዓባይካ በላ

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 22 วันที่ผ่านมา

    ሃሰና ልሕቲት ወይጦ ወዲ ወዶገባ ፣ ወያነ ደቂ ዓድኪከ ገንዘብ እሕብኪ ዶ ኣለው ንክትሕስዊ