ህድሞና ሾው - ዘይድገም ዕላል ሓዳር | Artists Aynealem and Merih - New Eritrean Show 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 729

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 2 หลายเดือนก่อน +18

    ገፊሕ ገዛ ዘይኮነስ ገፊሕ ልቢ እዩ እቲ ወሳኒ ኣማን ብኣማን ኣብነታውያን❤❤❤

  • @asmerinoshikorrr5654
    @asmerinoshikorrr5654 2 หลายเดือนก่อน +12

    ናይብሃቂ ለባም ሰበይቲ ከምዛ ምቅርቲ ሓብትና ክበካ ካብ ኣምላኽ እዮ ብሓቂ መሃሪትን ኣብነታዊትን ከምእውን በዓል ቤትኪ። እምላኽ ተሪፉ ዘሎ ዕድሜኹም መባልይቲ ይግበርኩም ብተወሳኺ ብፍላይ ነዘን ኣብደገ ዘለዋ ሓደሓደ የሕዋትና ትርጉም ሓዳር ዘይርደኤን መሓሪ እዮ እሞ ከምዚኣቶም ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ብተደገጋሚ ልቢ እንተገበራ ከተምጹልና ይልመድኩም

  • @trhishsultan2794
    @trhishsultan2794 2 หลายเดือนก่อน +13

    ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ከጸብቐልክን ምዕሩጋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🏾🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰

  • @Erei1
    @Erei1 2 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይ ደቂ ኤረይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይህንንም 🙏 ሄሉ ሽኮር ረዛን ህድአትኪ ኩሉ አቀራርባኪ ደስ ይብል ናይ ህድሞና ድምቀት ኢኪ 🙏🙏🙏

  • @yodit1991
    @yodit1991 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 2 หลายเดือนก่อน +11

    ሄሉን ራሄላን ከአ ንፉዓት ጽቡቕ መደብ ቀጽሎኦ ጽቡቓት ፍጥረት።

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 2 หลายเดือนก่อน +10

    ስነጥበባዊት መሪሕ ኣዝያ ምቅልልቲ ህድእቲ ኣብነታዊት ኣደ ትዕግስቲ ኢኪ
    መምህር ነተን ኩለን ኣዴታት ንትዕግስቲ ዘይፈልጥኣ ልዕሊ ዓቅመን ዝምጠጣ ብናይ ጎረቤተን ዝቀንኣ ጽቡቅ ምሂርክየን እቲ ታሪክ ኣዝዩ ዝምስጥዩ ሰብኣይን ሰበይትን ክልቲኦም ምቅልላት ስለዝኮነ ነቲ ጸልማት ሰጊሮም ናብ ብርሃን በጺሖም ሓዳሮምን ፍቅሮምን ይሰስን መባልይቲ ይግበሮም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ምስ ደቆም
    ህድሞና ነባሪት መደብኩም ማሃርን መዛናግዕንዩ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ww1075
    @ww1075 2 หลายเดือนก่อน +12

    ሰበይቲ ምልኣት ልቢ ትዉንን እንተኾይና ጸቢብ ገዛ ርሒብዩ ንፍዕቲ ደስ ትብል ኣርቲስት❤

  • @Algaasmarina1991
    @Algaasmarina1991 2 หลายเดือนก่อน +7

    ናይብሓቂ ኣብነታዊያን ስድራቤት :: ንፉዓት ምጣዕሚ ኣድኒቀኩም :: ህድሞና ክኣ ከምዚ ማሃሪ ነገራት ከተቅርቡልና ንምሕጸን: ❤❤❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 2 หลายเดือนก่อน +5

    Hdmona Nebarit thank you so much❤❤❤

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea 2 หลายเดือนก่อน +15

    እስከ ነዘን ሓደ ክልተ ሓርኢ እኽሊ ናይ ቲክቶክ ሪኤና፡ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ የሕፊስና ኣይንንቀፍ።
    ከም ብዓል መሪሕ ዝኣመሰላ ወርቂ ዝኾነ ደቂ ኣንስትዮ፡ከም ዘልዋና ድማ ኣይንረስዕ።
    ናይ ብሓቂ ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር፡ብፍላይ ሰበይቲ ሃናጺት ገዝኣን ሕብረተሰባን ምዃና ኣሚነ።
    ምስ ለባም ሰበይቲ ድማ፡ዝኾነ ጸገም ከምዝስገር ተማሂርና ብሓቂ።

    • @LARWS-m7m
      @LARWS-m7m 2 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂sirielat nay tiktok ab kumneger yelewan

  • @wintagebreyesus1732
    @wintagebreyesus1732 2 หลายเดือนก่อน +12

    እዛ ራሄል ክጥዕም ቓላታ❤❤❤

  • @wt7061
    @wt7061 2 หลายเดือนก่อน +16

    ሰብኣያ ተፍቅር ሰበይትስ ኣሕመትሙታ ተኽብር ዝበሃል ምስላ ኣብዛ ክብርቲ ሓፍትና ሪኢናዮ ሰብ ዘኽብር ንርእሱ እዩ ዝኸብር።
    ኣብነታውያን ሰብሓዳር ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @aidaestifanos5768
    @aidaestifanos5768 2 หลายเดือนก่อน +4

    My favorite Brother አይነአለም/ፈጠሮ great person. He is very kind to everybody. His strong personality with his amazing humor makes me happy. God Bless your marriage 💕🙏🏾🇪🇷

  • @AYNEALEMBEYENE
    @AYNEALEMBEYENE 2 หลายเดือนก่อน +12

    የቐንየለይ ኩሉኹም ፈተውትና ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኩም

    • @selamkidane2599
      @selamkidane2599 2 หลายเดือนก่อน

      Cute couples you are the sample of others

    • @beaeritrea849
      @beaeritrea849 2 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤ Amlake hadrkumm yeswsluu ❤️

    • @WegahtaiopooopHabte
      @WegahtaiopooopHabte 2 หลายเดือนก่อน +2

      Waw des tblu abnetawyan seb hadar ❤

    • @Kedena-89
      @Kedena-89 2 หลายเดือนก่อน +1

      Dhri newih Ewan rinaka Aynat hawey. Kabtom ab qulienetey zestemaqerkuwom ayatat eka. Enda aboy beyene byragabr&Adey hajer,tiebe kulom tuumat sdra Egziabiher ab genetu yenbrom. Kulu tzkro. Edmen tinan yhabkum Aynatey

    • @godislove7204
      @godislove7204 2 หลายเดือนก่อน +1

      May GOD BLESS YOU and your family 🙋🏽‍♀️ Merih she’s a wonderful lady 💐🇪🇷🐪🕌❤️⛪️

  • @adhanettekle
    @adhanettekle 2 หลายเดือนก่อน +4

    Edmeni tenani yhbekumi fetari ❤️🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kokobkaleab807
    @kokobkaleab807 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣስይይይይዮ ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዝኣቤሄር ኣምላክና ተሪፉ ዘሎ ዕድመኩም ይባርከልኩም ብደቅኩም ተሓጎሱ ጽቡቃት❤❤❤🎉🎉🎉

    • @almaznguse1076
      @almaznguse1076 2 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 หลายเดือนก่อน +4

    ካብ ኩሉ እቲ ኣሕዋት ጀጋኑ ስዋኣትና እሞ ኣርባዕተ ስዋኣት ይገርም ስዋኣትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @askkilkasa3770
    @askkilkasa3770 2 หลายเดือนก่อน +10

    ህድሞና በጃኩም ኒ ገብረ እዚ ደራፋይ ኣብ መደብኩም ኣምጽዋ ኣብ ሓንቲ ማዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ሪኢናዮ❤

  • @Algaasmarina1991
    @Algaasmarina1991 2 หลายเดือนก่อน +10

    ክንደይ ድሕሪ መጋረጃ ኮይኖም ዝሰርሑ ምልላይ ኣይትሕመቁ❤❤❤ህድሞና ❤

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 2 หลายเดือนก่อน +3

    wow very beautiful story. openness is very important👌💪 🇪🇷

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 หลายเดือนก่อน +3

    መሪሕ ብጣዕሚ ጹቡቅ ሓዳር ኣለኩም, ግን ዕድመኪ ቡዙሕ ኣጉድልኪ ጌጋ ጌጋ

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 2 หลายเดือนก่อน +3

    አብ ሂወትኩም ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @mineykiflegiorgis6591
    @mineykiflegiorgis6591 2 หลายเดือนก่อน +2

    Very exceptional family they are good example for our people god bless you

  • @Kebrichi
    @Kebrichi 2 หลายเดือนก่อน +8

    ቱፍ ቱፍ ቱፍ ቱፍ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን። comment ስኢነ ነዓኹም ዝበቅዕ እሞ እዚኣ ኣይተስተዋሕድዋ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውውው ኣምላኽ ናብራኩምን ፊቅርኩምን መመሊሱ ይሰሰነልኩም ብደቅኩም ትሓጎሱ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yordiisaac1235
    @yordiisaac1235 2 หลายเดือนก่อน +4

    መሪሐይ ሓፍተይ መተዓብይተይ (ቲራቮሎ)ከምዚ ኮይንኪ ክርእየኪ አዝዮ ካብ ልበይ ተሓጉሰ ናፍቆተይ ድማ አዉጺአ አብነታዊት ከምታ አብ መጽሓፍ ምሳሌ ዘላ ጥበበኛ ሰበይቲ ሓዳራ ብጥበብ ትመርሕ ሰብአያ ተክብር ብምኳንኪ አዝየ ተሓቢነልኪ ጎይታ ሓዳርኩም ይባረክ ካብ ተፍቅረኪ ሓፍትኪ ❤❤❤❤

  • @judifessahaye2144
    @judifessahaye2144 2 หลายเดือนก่อน +6

    Ane kemzieom cuburat seb hadar des zbluka semia ayfelitin zeydigeb Abeyti memharan ekum Feteto and merih Egziabher hadarkum ybarek

  • @dawitbahta8747
    @dawitbahta8747 2 หลายเดือนก่อน +5

    Brilliant couple and God bless you

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዉ !
    ክፍተዉኻ ኣምላኽ ይባርኽኩም ❤🎉❤🎉❤🎉❤ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 2 หลายเดือนก่อน +2

    ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ፡ መርሕ ናይ ብሓቂ መርሕ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ዕድመን ጥዕናን ምጭዋት ስድራቤት።

  • @yirgalemadhanom891
    @yirgalemadhanom891 2 หลายเดือนก่อน +5

    Wow beautiful people ❤❤❤❤❤

  • @LidyaDawet
    @LidyaDawet 2 หลายเดือนก่อน +6

    Awey rahela zerabaki ktanm aski msna trah ❤❤❤❤

  • @tedros88
    @tedros88 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናናን ይሃብኩም

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 2 หลายเดือนก่อน +3

    መሪሕ ከም ስማ ናይ ብሓቂ መምህር ናይ ሓዳር ብጣዕሚ ንፍዕቲ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetyohanes7935
    @genetyohanes7935 2 หลายเดือนก่อน +5

    Look at Rahel is polite, the way she talk, the way she dresses. Rezan kola

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዘረባ ግን ሽዋየ ተብዝሕ ኮይና እንበር ሓቃካ

  • @hayatabdallah8132
    @hayatabdallah8132 2 หลายเดือนก่อน +3

    Aynalem hawey enqae gexka arayena god blees u and ur family ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @astertewolde9643
    @astertewolde9643 2 หลายเดือนก่อน +4

    Aseyy shikorinatat amlak haderkum ybark 🎉❤🎉❤🎉❤

  • @mengismesfin7125
    @mengismesfin7125 2 หลายเดือนก่อน +3

    Thx❤

  • @haniissak6852
    @haniissak6852 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተዓዲልኩም ኩቡራት የሕዋተይ ኣምላክ ሓዳርኩምን ሂወትኩምን ይባርከልኩም ንዓና ነዞም ሕጂ ዘለና መንእሰያት ከኣ ዓቢ ትምህርትን ቁምነገር ኢዩ ህድሞና ነባሪት ከኣ ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @adhanetyebyo1879
    @adhanetyebyo1879 2 หลายเดือนก่อน +4

    You are so beautiful husband and wife my God bless you and keep you forever more. You are the example of all Eritrean woman. Love you.

  • @TsegayBerhe-bu1xv
    @TsegayBerhe-bu1xv 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ሰብ ሐዳር

  • @hermelaestifanos6602
    @hermelaestifanos6602 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ደስ ክትብሉ ሰብ ሓዳር ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መስ ፋሚልኩም🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @tedrosweldemariam8818
    @tedrosweldemariam8818 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ሓዳር ኣምላክ ይባርከኩም

  • @SemharBerhane-l8t
    @SemharBerhane-l8t 2 หลายเดือนก่อน +4

    Amlak hadarkum ybarkum

  • @judifessahaye2144
    @judifessahaye2144 2 หลายเดือนก่อน +4

    God bless you family Aynalem

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዋዉ መሪሕ ፈጠሮ አዚና ነኽብሮም ሐየልቲ ስነጥበባዊያን ኤርትራና ።
    አብነታዊያን ሰብ ሐዳር ካባሑም ብዙህ ኢና ንማሓር
    መሪሕ ጽብቅቲ ኤርትራዊት ዋዕሮ ልቦና ፍቅሪ ዓቅሊ ዝወነንኪ እዚ ጀግና ሰብአይኪዉን ሐበን ሐገር ኩርዓትናዩ ነቶም ጀጋኑ ሰማእታትና ክብሪን ሞገስን ወትሩ ይዘከሩ ከም ሽምዓ መኺኾም ብርሐን ዝኾኑና ባንዴራና ህያቦምያ ።ፈጣሪ ነዛ ፍቅርኹም የብዛሐልኩም ሙቁራትና እዚ ዝተአደለ ሕይወትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም ፍረ ጻማ ደቅኹም አበብኦም የርእይኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ። ሓላዊ ዓይኒ ብዙህ ፈጣሪ እንቋዕ አቅለለልካ ሕድሞና አዚዩ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @DestaTsadik-v7t
    @DestaTsadik-v7t 2 หลายเดือนก่อน +6

    ደስ ዝብል መደብ። ኣብ ቃለመጠይቕ ግን ካብ መሪሐይ ወይዘሮ መሪሕ : ኣቶ ኢልኩም ክትጽዉዕዎም ኮይኑ ይስመዓኒ።

  • @milkakiflu3284
    @milkakiflu3284 2 หลายเดือนก่อน +3

    Hadarkum weladkum yebarek❤❤❤

  • @alextom6372
    @alextom6372 2 หลายเดือนก่อน +1

    The best interview I watched in a long time ❤.

  • @asmeromberhe6064
    @asmeromberhe6064 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤ሓዳርኩም ይባረኸ! ፈጠሮ ተሪርን ቅኑዑን፡ ፈሲሕ ግን ከኣ ፈታዊ ሰብን መኽበሪ መዛንኡን፡ መራሒን ዓርክን ንኣሽቱ እዩ።
    * ብነጻ ክንደይ ውራያት ብጾቱን ዝተሸገሩን ዝሰኣለ
    * ጋሻ ዝመጽእ ኣብ ሞያኡ ዝፈልጦ ብዘይ ብቂ ዝምህርን ዘውርስን
    * ኣብ ሓጎስን ሓዘንን ተጊሁ ዝሳተፍ
    * ፈታዊ ሓቂ (ምምስሳል ዘይክእላ) ሰብ እዩ ፈጠሮ።
    ሓዳርኩም 'ይዳብር' መሪሕ እውን ሓጎስ ቤታ ትሕሉ ሕውስትን ጥዕምትን በዓልቲ ቤት።❤❤❤

  • @rtkmaaa
    @rtkmaaa 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጹቡቃት ፍጥረት አድመን ተኢናን ይሃብኩም 🇪🇷🌹🇪🇷💪🌹🇪🇷💐💐💐💐💕

  • @abrhamredie5170
    @abrhamredie5170 2 หลายเดือนก่อน +4

    መሪሕ ናይበሓቂ መሪሕ ብዕድመ ንእሽቶይ ብልቦና ዓባይ ።ፍቅርኹም ኣብ ውሉድኩም ይሕለፍ

  • @mekonnenemahatsion1472
    @mekonnenemahatsion1472 2 หลายเดือนก่อน +3

    Waw waw Abnet hadarn fikirin sdra jeganu warja brhan geza lebam Ade getsa tsubuk wushta kea zibeletse brhan tebaraku

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 2 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ሰብ ሐዳር ሐዳርኩም እግዝኣቢሄር ይባርኽ። አነ ብወገነይ ብዝያዳ ብዝያዳ ነዚ አብ ቀዳማይ ዓለም ዘሎ ትርጉም ሐዳር አንፈቱ ጠፊኡ ዘሎ ብጣዕም ምሃሪ መደብ እዩ እዞም አብ ስደት ዝተወለዱ እካ እቲ ሐዳር ዝብሃል መብዛሕቶኦም ካብ ርእሶም ኣውጺኦሞ እዮም ክብሃል ይከአል አብዚ አነ ዝነብረሉ ሃገር ማለት ዓዲ እንግሊዝ ብዙሕ ወላዲ እዩ ክሻቐል ዝርእዮ ወደይ ወዲ 40 ዓመት ኮይኑ አይተመርዓወን ጋለይ ጋል 35 ኮይና አይተመርዓወትን ተማሃሮም ስራሕ አለዎም ግን እንታይ ዋጋ አለዎ ክሳዕ ምዓስ ከ በይንኻ ብዘይ ሐዳር ወይውን ውላድ አነ ብገዛእ ርእሰይውን አደ ብምኻነይ ደቀይውን አኺሎም እዮም እቲ በኹሪ ወዲ 25 ጋለይ 24 እቲ ሕሳስ ልደ ከአ 19 ጌሮም አለዉ እሞ አነ ምስ ብዓል ቤተይ 30 ዓመት ፍቕሪ ዝመል ኦ ሐዳር ጌርና አለና ነዞም ኩሎም አብ ሰደት ዝተወልዱ ሕጂ ተሰዱ ነኣሽቱ አብ ሀገርና ዘለዉ ነኣሽቱ ምውቕ ፍቕሪ ዝመሎኦ ሐዳር ክፈጥረሎም ትርጉም ሐዳር ድማ ክርዶኦም ከምዚ መሪሕ ዝበለቶ ፍቕሪ እንድሕር አሎ ኩሉ አሎ።
    ከይጠቐስክዋ ክሐልፍ ዘይደሊ ከአ ከምቲ መሪሕ ዝበለቶ ሰበአየይ እዩ ምሐዛይ አባይ ጥራሕ ይመስለኒ ኔሩ እምበር አነውን ሰብ አየይ እዩ ምሓዛይ ብጣዕሚ ከአ ሕጉስቲ እየ አነውን ስሐቒት ከሙውን ግልጺ እየ ሰበየይ ክአ ስቕተኛ ግን ጀንትል መስተውዓሊ እዩ ስለዚ ብዙሕ ዘመሳስል አለና ምስ ዞም ክቡራት አሕዋትና።

    • @luriplant
      @luriplant 2 หลายเดือนก่อน

      ኣዝዩ ዝምስገን ሓሳባት ዩ ናርዶስ ከም ዝበልክዮ ኩልና ኢና ንሻቐል ዋጋ ድማ ከኽፍለናዩ ሞ ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ በብዓቕምና ድማ ምኽሪ ምልጋስን ካልእን ማለትዩ

    • @godislove7204
      @godislove7204 2 หลายเดือนก่อน

      God bless you 🙋🏽‍♀️🇪🇷🐪

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ሓዳር ይባርኸልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @daud4299
    @daud4299 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር ንኹሉ ሰብ ሓዳር ከም ናትኩም ይፍጠረሉ ሄለን ከምኡውን ራሄል ጋል ነጪ ጋዘጠኛ ምኻን ካብ ዓቀን ንላዕሊ ኪኢልኪዮ ቀጽልዮ ኘሊስ ደስ ክትብሊ ❤❤❤

    • @iopo9417
      @iopo9417 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነስ ኣደ ኣወዳት እነድየ ከማኺ ኣንስቲ ደቂ ክህበኒ እምነ❤❤❤

    • @biekimati7428
      @biekimati7428 2 หลายเดือนก่อน

      Temesgen beli kemu Ziseana alena zhaftey

  • @lemlemseifu9411
    @lemlemseifu9411 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናነ ይሀብኩም ደሰ ዘብል ዕላል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaithaile8584
    @senaithaile8584 2 หลายเดือนก่อน +4

    እዞም ወረጃታት ሰቡ ሓዳር መመሊስኻ ተትሰምዖ ታሪኮም፣ መሪሕ ዓሚቅ ልቦና አለኪ ሽኮረይ ❤❤ ጀጋኑ እንዳ ዳሓርበኛታት ኢኩም

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓቢ ሰብ ንስኻ ጅግና ኣሕዋትካ ጀጋኑ አድመን ጥናን ይሃብካ 🙏

  • @freweiniasmelash4760
    @freweiniasmelash4760 2 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቕርኹምን ሓዳርኩምን እግዛብሄር ይባርኽ ኣሜን 🙏❤️💐🇪🇷

  • @mebrahtomfissaha3569
    @mebrahtomfissaha3569 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን። በጃኹም ን ገብረ ኣብ ኣብ መደብ ሓንቲ ማዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ቀሪቡ ዝነበረ ወዲ እንተ ኪኡልኩም ኣብ መደብኩም ኣቅርቡልን። he is very decensy, humble and smart man. ❤❤ 🎉

  • @tesfuasgodom2936
    @tesfuasgodom2936 2 หลายเดือนก่อน +3

    i am proud of you and your beautiful family ABOY NUES

  • @fn7619
    @fn7619 2 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይ ኩሉ ዝሐዳር ከምናይዚኦም ተዝከውን በለጽ ዝበሃል ተዝተርፍ።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edentesfahanes1245
    @edentesfahanes1245 2 หลายเดือนก่อน +6

    Nice family

  • @atakltielias
    @atakltielias 2 หลายเดือนก่อน +2

    Lovely ❤may God bless your family ❤

  • @almazsolomun2474
    @almazsolomun2474 2 หลายเดือนก่อน +5

    መሪሕ ከም ሰማይ ብደቅኪ ትሐጎሲ ትሐጎሱ❤🎉

  • @brukmg1284
    @brukmg1284 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕላሎም ረዚን መልእኽቲ ዘለዎ ደስ ክብሉኻ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ🙏🙏 ብውላድኩም ተሓጎሱ 🥰♥️😍ኤርትራዊ ምዃን ትዕድልቲዮ 🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷ክቡራት ስድራቤት Aynealem & Merih 😎♥️🇪🇷

  • @iopo9417
    @iopo9417 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤አብ.ጸቢብ.ገዛ.ዘሎ.ፊቅሪ.መዋዳዲርቲ.የለን.ፊቅርዅም🎉🎉🎉.የደልደልኹም❤❤❤❤🎉🎉

  • @Selamsium4230
    @Selamsium4230 2 หลายเดือนก่อน +3

    Nay bhaqi abnetawy seb header edmen tenan yhabkum ❤❤❤❤❤❤

  • @almazg4749
    @almazg4749 2 หลายเดือนก่อน +2

    Btaemi abnetawiyan seb hadar memahran eye zblom thanks for sharing to us lovely story 👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕🙏❤️🙏

  • @mahlettewolde9788
    @mahlettewolde9788 2 หลายเดือนก่อน +1

    Such a wonderful program, they are a great example for the young couples. May God bless your marriage and your family!❤️ please bring more like this program Hidmona!

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ደስ ዘብልዩ ነዘን ኣብ አፍሪቃ ዘለዋ ኣሕዋትና እስከ መዓድኣን ናይ ደገ ናይ አሜሪካ ኣውሮጶ ክብላ ግዜ የሕልፋ ኣለዋ እውነት ነው ፍቅር ብቻ

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 2 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ባሓቂ ኣብነታውያን ስድራ እዮም ንደቅና ታሪኽ ናይ ሃገርና ክንምህሮም ኣለና ምኽንያቱ መሳርሒ ባዕዳውያን ከይንኸውን

    • @godislove7204
      @godislove7204 2 หลายเดือนก่อน

      Yes please teach them 🇪🇷🐪⛪️❤️🕌

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari8896 2 หลายเดือนก่อน +1

    Strong re- building family capacity ...stay blessed!

  • @HelenGirmay-pg5hz
    @HelenGirmay-pg5hz 2 หลายเดือนก่อน +2

    መሪሐይ ፅብቅቲ እኮ ሞ ንሓዳር ፅብቅ ገሊፅክዮ Thank you

  • @rishantesfagiorgis3733
    @rishantesfagiorgis3733 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤Meruha Habibty❤❤ Hadarkum Nabrakum ybark haftey natey ziyaday❤❤❤❤❤❤

  • @rahelbeyene4019
    @rahelbeyene4019 2 หลายเดือนก่อน +3

    ABOY NUUS i am proud of you and your beautiful family ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nay bhaki lbona zelewom seb hadar hadarkum ybarek❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ናትናሰላም
    @ናትናሰላም 2 หลายเดือนก่อน +4

    Naybehaki memhr habtna

  • @andomberhane3426
    @andomberhane3426 2 หลายเดือนก่อน +3

    Edmen tenan yahabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር። ዓበይቲ መምሃራን ሰብ ሓዳር።

  • @selamtedros6513
    @selamtedros6513 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቃት ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🙏

  • @weldayzereu7978
    @weldayzereu7978 2 หลายเดือนก่อน +3

    Abiet lbona lebam sebeyti bieta thanx asha gna bgezae eda tefrso

  • @ingognito2560
    @ingognito2560 2 หลายเดือนก่อน +1

    Rahel, you’re so sweet. My sister got God blessed to you you and your family. Everything is running the interview. Your your interview is so sweet Zani talking everything. Her sister Job good job continue❤❤❤

  • @fithawitkifly9936
    @fithawitkifly9936 2 หลายเดือนก่อน +3

    May Lord Jesus bless you more all ❤ ❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow 🇪🇷 👌 👏 😍 👍 you are amazing 🇪🇷 family wow that's great news for erteran people we love you so much ❤️

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 2 หลายเดือนก่อน +1

    Always and forever proud and privileged to be an Eritrean ✨️ 🙏 🕯 🐪 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom233 2 หลายเดือนก่อน +2

    Buluxat seb hadar.
    Amlak hadarkumun fikrukumun yibarik.
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏🌹ኣንበሲት ስድራናን ኣታዓባብያናን ኣዘኪርኩምና መሪሕ 🌹❤ ከሙኡ ኢና ዓቢና 9 ትንፋስ ኣርባዕተ ብ4 አቲ ፍቅሪን ሳሓቅን ግን ሕጂ ትናፍቆ🙏🙏🙏🌹❤ ስድራ ጀጋኑ ስድራ ሓበን 💪🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brukmg1284
    @brukmg1284 2 หลายเดือนก่อน +7

    Rakitey and Helu ከኣ ተተካኢሉ ንተቅርብዎም ሰብ ሓዳር ኣብ መጨረሽታ ፍቅሮም ዝገላለጽሉ ነንሕድሕዶም ዕድል ተትህብዎም ደስ ምበለና ወይ ውን ዝመሰጋገንሉ Thank U HDMONA NEBARIT 🇪🇷♥️🇪🇷👍👍🥰🥰

  • @ghideybrhane3344
    @ghideybrhane3344 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፍቕሪ እኮ ኣብ ጸቢብ ገዛ ኢዩ ዘሎ።ናይ ዝገፍሔ ገዛ ኣይኮነን።ኣይነኣለም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ በዓልቲ ቤትካ መርዓ ደቅኹም የርኢኹም።ፍቕርኹም ኣብ ደቅኹም ይሕለፍ።

  • @regataraya7861
    @regataraya7861 2 หลายเดือนก่อน +1

    Beautiful family love their communication. Merih she a beautiful woman and very kind person. Edmen tienan ymineyelkum. Raki kea kexiliyo beautiful 👌.

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 2 หลายเดือนก่อน +7

    እዚ ዝዕዘቦ ዘለኹ ኻብ ወጻኢ ኾይነ እየ፡ ግን ከኣ ብዙሕ ተማሂረ።

  • @selameyob4258
    @selameyob4258 2 หลายเดือนก่อน +4

    bealti betka azya lebamn werejan eya, memhr deki anstyo eleki aleku, hadarkum ybarek

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 2 หลายเดือนก่อน +3

    Aynealem❤❤❤

  • @solomonsebhatu5474
    @solomonsebhatu5474 หลายเดือนก่อน

    Hadarkum ybark.

  • @nemahabib554
    @nemahabib554 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ma shall habibty I am so proud of you keep going l hope everyone to learning from you

  • @ያሲንመሓመድ
    @ያሲንመሓመድ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብዚ ጸልፋዕ ግዜ ከማኺ ኣዋልድ ክርከባ ብፍጹም ኣይከኣልን ኢዩ ሰማይ ተቀዲዱ ክስፈ ይቀልል!! ሓዳርኩም የሰስኖ ናይዚ ኩሉ ምስጢር ልውህነትክን ፈታዊት ሓዳር ክትኮኒ ዘኽኣለኪ ኣተዓባብያኺ ኢዩ ስድራኺ ክምስገኑ ይግበኦም❤❤❤❤❤❤

    • @asmerinoshikorrr5654
      @asmerinoshikorrr5654 2 หลายเดือนก่อน +1

      Naybhaki naybhaki xbuk reyto

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂 እዋይ ጽሑፍ ማለት ኣዋሪድና በሉ