ህድሞና ሾው - ናብ ወግዒ ዓድና ክንመልሰኩም ምስ ኣባዲት | Mama Tsigehana with Abadit - New Eritrean Show 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024
  • JOIN 👉 / @hdmonanebarit
    ህድሞና ሾው - ናብ ወግዒ ዓድና ክንመልሰኩም ምስ ኣባዲት | Mama Tsigehana with Abadit - New Eritrean Show 2024
    / @hdmonanebarit
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam - / hdmonanebarit
    Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    TikTok - / hdmonanebarit
    Twitter - / hdmonanebarit
    Website - hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #hdmonaAbadit #hdmonaFilm
    @HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

ความคิดเห็น • 1K

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 2 หลายเดือนก่อน +188

    እዚ ፕሮግራም ክንደይ ዝጠፉኦ ኩሎም ናብ ልበም ክምለሱ እዮም።በሃቂ ጽብቅ ፕሮግራም።ታሪኳምን አዴኦምን ዓዶማን ክዘክሩ እዮም።ዓወት ነሃፉሽ ደቂ ኤረይ 👆❤️🇪🇷✊🦁👑🌹🫶

    • @SamyL-b8n
      @SamyL-b8n 2 หลายเดือนก่อน +5

      Very true 👍!

    • @beriyewedierey8797
      @beriyewedierey8797 2 หลายเดือนก่อน +4

      ብሓቂ ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷

    • @SariMelu
      @SariMelu 2 หลายเดือนก่อน +3

      Yes exactly

    • @SariMelu
      @SariMelu 2 หลายเดือนก่อน +3

      Qicha gogo ka sdedalna ab next please

    • @SariMelu
      @SariMelu 2 หลายเดือนก่อน +3

      Hidmona nay bhaqi hidmona please keep it up this good work I'm so happy and proud of you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhasdebesay9744
    @trhasdebesay9744 2 หลายเดือนก่อน +22

    ኣባዲት ናብ ማስ መደያ ዘመጽትላ'ሲ ከመይ ዝተባረኸት መዓልቲ አያ ነይራ❤❤❤

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 2 หลายเดือนก่อน +15

    አነ ጓል ዓጋመ ዛላንበሳ እዩ
    እውይይይይ ብሓቂ ዓደይ ናፍቅኒ እዘን ወለዲ ምስ ረአኩ ብሓቂ ዓድካ ጥዑም
    ኩሉ ምግቢ ፍርሽ እዩ. ❤❤❤

    • @sdet-id3oc
      @sdet-id3oc 2 หลายเดือนก่อน

      👍🏾

  • @Gedamjil
    @Gedamjil 2 หลายเดือนก่อน +9

    ሐትነ አባዲት ደርፋን ዕላላን ክጥዕም :
    ናይ ብሐቂ አደ ። ወረጃ !

  • @elisaMebratu
    @elisaMebratu 2 หลายเดือนก่อน +5

    ደሰ የሚል ፕሮግራም ይቀጥል የአሁኑ ትውልድ ይህን ባህል መተው የሌበትም በጣም ደሰ ይላል

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 2 หลายเดือนก่อน +5

    አባዲተይ ጻዕዳ አሰይ አዴታትና ክበራልና ንበራልና ንሪኤክን ግዜ የምጻአልና

  • @mazasagaie9963
    @mazasagaie9963 2 หลายเดือนก่อน +5

    Wow very nice and God bless you all Eritrea 🇪🇷 Keep Up 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤Everything is True Because Everyone Gorget from where Came

  • @AsterEyob-e5w
    @AsterEyob-e5w 2 หลายเดือนก่อน +7

    Eway anes nabaditey btami eye zfetewa hji dma Ms hatna mexiea asey admen tanan yhabkn fetari 🙏🙏🙏

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 2 หลายเดือนก่อน +14

    abaditey mexa hgusss eka tbl🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
    brhan gexa xaeda lba🥰

  • @astertewolde9643
    @astertewolde9643 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣባዲተይ ምቅርቲ ምስ ሓትንኣ ኣቤት ደስ ክትብላ ዕ ድመን ጥዕናን ይሃብክን ደቂ ሪመይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @fqr-iz1tn
    @fqr-iz1tn 2 หลายเดือนก่อน +12

    ኣደይ ተርእያትኒ😢 ❤❤❤❤

  • @HelenKuwait-m7f
    @HelenKuwait-m7f 2 หลายเดือนก่อน +7

    ንጅግና አባዴት 🎉❤በጃኻም 🎉❤አዋስእዋ🎉❤❤ ሸኮር🎉❤❤🎉❤

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu 2 หลายเดือนก่อน +6

    I come from the city Asmera but miss the Village and country life.

    • @Fevenhaile3212
      @Fevenhaile3212 2 หลายเดือนก่อน

      Way henok aba alatka anes mara yu zslchweni neru 😂😂

  • @afromama9089
    @afromama9089 2 หลายเดือนก่อน +3

    Very Amazing
    It’s should be written and recording all of the songs!
    Thank you ❤

  • @LingoLingo-sp3er
    @LingoLingo-sp3er 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣባዲተይ ሽኮር እቲ ጽባቀኽን ውሕልነትክን ተዘክሮኽንሲ ናትኪ ጥራይ ኣይኮነን ናይ ዓልየትኩም ኢዩ ምኽንያቱ ሓትነኺ ውን ምስ ዕድሚኣ ኣረኣኢኻ ንፍዕቲ ድምጽዊት ኢያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዚ ወለዶ ዘየስተማቀሮ ተናፋቂ ባህሊ ወለድና።

  • @yonas2674
    @yonas2674 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣባድት ናይ ብሓቂ ብርሃን ገዛ ኣዛካክርክና ቅድሚ 20 ዓመት ንደይ የስትያ ነይረ ኩሉ ኢቲ ላንባ ኢንጸይቲ ኣድሓነት ኩሉ ገልጠምጠም ክትብል ኣዛካክርክና ቅጫ ክንስክት ክሓረካ ጎረበት ክትጽውዕ ክሓረካ ክትስሕቅ ሓልፉ ዘይ ድገም ፍቅሪ ክብረት ይሃበልና ናዚ ባህልና ዘዛካክርክናና ብጣዕሚ ጽቡቅ ባህልና ምዝካር ቀጽልዎ ህድሞና ❤፡

    • @KisanetOkbamichael
      @KisanetOkbamichael 2 หลายเดือนก่อน

      @@yonas2674 ewayyyy bhake akoke amlke sadrena yhxarlns teray kulue kadegmo ena

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 2 หลายเดือนก่อน +13

    ኣባዲት ፍቕሪ
    ዮናስ ሓደራኻ ንኣባዲት ካልኦት ሰባት ኣብ ካልእ ቻነል ወሲዶም ከየቕርብዋ።ግርማ ኣባዲት ንስኻ ምስ እትሓታ ጥራይ እዩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብድተይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ያሃበክን ፈጣሪ💞💊

  • @Sami-jj7rn
    @Sami-jj7rn 2 หลายเดือนก่อน +13

    ማዕተብ ዘይብላ ቡን ጌርክያ 😂🤎, ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ክመጻ ኣለወን ትብሉ 👍ግበሩ።

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ህድሞናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
    ከምዚ ጥራይስኪ ኣምጹልና በጃኹም።

  • @TsehaineshFessehaie
    @TsehaineshFessehaie 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ኣቅኒእክናና ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፈጣሪ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @Justbsxg1358hk.
    @Justbsxg1358hk. 2 หลายเดือนก่อน +13

    ኣንታ ከምዚ ከማይ ካብ ልቡ ዝካታተላ ን ኣባዲት ኣሎ'ዶ በቃ ንፈልጦን ዘይንፈልጦን ዝነበርና ብህልና ጡዑም ኣዘኪርትና ቡኡነይ😂😂 ካብቲ ደስ ዝብለካ ነገት ከኣ ልክዕ ከምዚ ተዋስኦ ንርእዮ ብዘይ ገለ ጉድለት ኣርኤና ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኩቡራት ኣዴታትና .....pls በጃኹም ን ኣባዲት ብዝተፋላለያ መደባት ኣምጽዋ ብጽም ተኣምር ኣይንመንዋን ኢና😂😂🙏

  • @wegz7962
    @wegz7962 2 หลายเดือนก่อน +4

    We have a rich culture I am so proud to be Eritrean ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @YorsaliemTedros
    @YorsaliemTedros 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ በሓቂ ኣዴታትና ዘኪረ ኣነስ ኡፍፍ መኣድና ኣይትዛረቡ ሰለስተ ስላሴ ደዉ ኢለም ኣለዉ ክንብሃል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @medhanittsegay2909
    @medhanittsegay2909 2 หลายเดือนก่อน +3

    Abadit haftna nay sdrana tenafeqtiy kulu nay terayniy bhaqiy kulu nay adiy tezekirkiniy bhaqiy bhaqiy bhaqiy❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Awet1975
    @Awet1975 2 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ናይ በሐቂ ባህሊ ዐድና ርእና ናይ ብሐቂ ዱስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን

  • @Metkel849
    @Metkel849 2 หลายเดือนก่อน +3

    Our Eritrea mothers are very neat and organize. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mesfinmedhin9206
    @mesfinmedhin9206 2 หลายเดือนก่อน +15

    ኣነስ ገሪሙኒ እዩ ዘሎ ተዋስኦ ድዩ ወላስ ናይ ብሓቂ ሓትኖኣ እያ
    ትዋሳእ እንተላ ዘደንቅ ተዋስኦ እዩ
    ዘመዳ እንተ ኾነት ድማ ረጎደ ኩለን ተዋሳኣቲ ቤተሰብ እየን ዝገርም እዩ ንዮናስ ክንጽበዮ ኢና ክነግረና ።

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน

      Thats what am saying tewaso mesiluni

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 2 หลายเดือนก่อน +2

      Eza sebeyti ab berhe beal risti gered enda rasi koyna seriha neira tewasia tezeytegagye

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 2 หลายเดือนก่อน

      ተዋስኦ ዩ ድመስል ሓትነኣ ኣይኮነንትን

    • @weynikiros6084
      @weynikiros6084 2 หลายเดือนก่อน

      Anes eti nay bahlna nmzkkar eyu ye zbl malet mshatneka tgebro

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ እዛ ዓድና ካይኣትዋ ጓና ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Saliemey123
    @Saliemey123 2 หลายเดือนก่อน +4

    Ufff I can’t 😢wela nhna nafknakn kem afkn ygebrelma thakakifna neatwelu zemen ygberelna 😢😢l can’t stop crying 😢😢thank u hdmona no words for these family ❤

  • @zebibtesfaye9639
    @zebibtesfaye9639 2 หลายเดือนก่อน +4

    Oh my gosh we love you so much 🌹🌹🌹🌹❤️🇪🇷💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቤት ኣባዲተይ ወጊሕላ ጽሓይኪ መሊኣ በሪቃ ንስኺ ዳኣ ኣብ ባህላዊ ጉዳያት እንዲኺ ክትምደቢ ዝግባኣኪ ክንደይ ረሲዕናዮ ዝነበርና ደርፍታት ኣዛኻኺርክና ኣባዲተይ ሓቲንኺ ከመይ ዝበላ ኳዕናን ሰበይቲ ጥዕምቲ ድምጺ ሻምብቆ ይጥዕም ድምጸን ጽፍፍቲ ሰበይቲ ክጸርያ ገዘአን እንዳሓረስታይ እኳ ዘይመስል ዕድመ ይሃብክን ብሓቂ ሓንጎልና ኣሕድስ ኣቢልክናና።
    ❤🎉🇪🇷❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉🇪🇷❤🎉

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሓትንኣ ድማ ማራ ኬፍ ኣለወን ኩሉ ባህሊ ዘኪረንኦ ህድሞና ነባሪት ከምዚታት ሸር ግበሩልና ባህልና ከይርሳዕ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ሽኮሪናታት ኣባዲተይ
    ምስ ሓትነኺ ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብክን ፈጣሪ
    ህድሞና ነባሪት የቀንየልና

  • @FevenTedros-t6b
    @FevenTedros-t6b 2 หลายเดือนก่อน +4

    Anes mamayey ember nafike 😢 edmen tenan yhankn adietatna xubukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሕብእቲ ዝነበርት ዋዕሮ ስነጥበባዊት ኣባዲት ማኢል በሎኽ ኢላ ደረስቲ ድራማን ተዋስኣን ተቀዳደሙ ደስ ዝብላ ወራዙት ኣዴታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲተይ ኩሉ ዘጽብቀልኪ እቲ ባህሊ ኩሉ ትፈልጥዮ ምስቲ ሽፎንኪ ❤ኬፍ ኣለኪ ዘይተሓስበ ፊልም ድራማ ትሰርሒ'ለኪ ዋው ጥዕምቲ ዕላል ኣዝየን ደስ ትብላ❤ ህድሞና ነባሪት ክብረት ይሃብኩም ባህልና ከይርሳዕ ትገብርዎ ደለኩም ስራሕ ዝምስገንዩ❤❤❤❤

  • @ssmruz6452
    @ssmruz6452 2 หลายเดือนก่อน +3

    Tesifa ygebr nAbadit nay genzebkum meetewi keytkewun tesatafitwun kitkewun❤❤❤❤❤❤

  • @elizabethelilta2663
    @elizabethelilta2663 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣባዲት ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
    ኣየየየ ህድሞና ትብላዕ ኣላ ተባሂሉስ ምቅድዳም ካልኦት ዝጀመርዎስ እትው ምንጥል ጉዳም እዚ ዩቱብ እኳ ጸኒሑስ ገለ ከርእየናዩ

    • @Flower12347x
      @Flower12347x 2 หลายเดือนก่อน

      Bahak kkk zemen wirswra 😅

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲተይ ሓትነክስ ኩሉ ነገራ ኣደይ ትነስል😢 ደስ ክትብለካ እዋይይ ስደትሲ

  • @የማርያምልጅኘኝ
    @የማርያምልጅኘኝ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ሲሉ አክስት እና ልጅ ድራማ የሚሰሩ ነው የሚመስሉት 😂😂😂god blessing ❤❤️🙏

  • @AtakeltGebretensai
    @AtakeltGebretensai 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሓትነይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 2 หลายเดือนก่อน +5

    ልክዕ ምስ በዓል ኣደይ ከምዘለኹ እኮ ኮይኑ ተሰምዕኒ ኣቢድ ምሕጎስ❤❤💚❤🙏🙏

  • @gela884
    @gela884 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኤርትሬውያን ኣባዲትኩም ሓዙልና ጀሚሮም❤❤❤❤❤ካብ ዝኾነ መዓልቲ ንላዕሊ ሎሚ ናፊቀ❤❤❤❤❤በጃኹም ደጋጊምኩም ኣምጽኡልና❤❤❤❤❤number nay keltean xehafulna ab part two

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዓድና ናፉቀ።ደቂ ኤረይ በጃካ ኑዑናይ ንዓድና ።እዝዮ ዝናፈቅ ሃገር።አነስ ንግደት ክንከይድ ከለና ከመይ ጌሮም እዮም ዝቅበሉና ኔሮም ንከተማ ንምካድ እዮ ዘጽእለካ ኔሩ።ከምዚ ተአኪበን ከዕልልላ ከለው።👆❤️🇪🇷✊🦁👑🌹❤️

  • @amlesettekie8856
    @amlesettekie8856 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤መሃርን ኣሃናጽን ደራማ ❤❤❤❤የቀንየልና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰

  • @fissahayearaya1910
    @fissahayearaya1910 2 หลายเดือนก่อน +114

    Abadit sweet srahn gedifna ko knrieki tewaredna 😂😂😂

    • @Mamitey-k4b
      @Mamitey-k4b 2 หลายเดือนก่อน +6

      ኣነስ ግዜ ስኢነ 2 ቃለ መሕተት ምስረኣኹ ብድሕሪኡ ኣይረኣኽዎን ብሕጂ ግን ክሪኦ የ 😂❤

    • @Fevenhaile3212
      @Fevenhaile3212 2 หลายเดือนก่อน +9

      Anes shigurtey hariru😂😂

    • @heniasmera
      @heniasmera 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂​@@Fevenhaile3212

    • @eritrea2748
      @eritrea2748 2 หลายเดือนก่อน +2

      Ane kedekey kabay ygedu kidi abadiet mexya ala reya ybluni srahna mgbar abina🎉🎉🎉🎉❤

    • @Mamitey-k4b
      @Mamitey-k4b 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@Fevenhaile3212 ኦውው ማዕረ ሽጉርቲ ምሕራር በጺሕኪ ክክክ

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 2 หลายเดือนก่อน +6

    🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟🥰🤩🌹❤🌹🤣

  • @helentekle1045
    @helentekle1045 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብሩኽን ቅዱስን ይግበራልክን ሐትነይ ለጋስ🙏🙏🙏

  • @mahasinadam2063
    @mahasinadam2063 2 หลายเดือนก่อน +2

    A special episode with purposeful content.. Onward, the great Abadit 🥰we are proud of you♥️

  • @EriEri-is2cd
    @EriEri-is2cd 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤አባዲተይ ሓፍተይ መዘናኺ ኢያ ብብኺያት መይታ ንእስነት ዘይተበከል አዛኻኺርኪ ዕድመን ጥዕናን ኃብኪ ትብለኪ አላ🎉❤❤❤❤🎉

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲት ብርሃን ገዛ ኣናፊቅና አንዳ ኣባሓጎይ❤😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hrytimekonen3856
    @hrytimekonen3856 2 หลายเดือนก่อน +4

    Abaditey des ktbla adetat ekn nakn kri srah resia edmen tinan yhabkn fetari🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ መኣዲ ስድራ ቤትና ናፊቕና ኣቤት እወ ክንደይ ዝጠፍኣት ሰብ ኣላ ናብ ልቦም ይምለሶም ዓቢ ትምህርቲ የቐንየልና ህድሞና ነባሪት የቐንየልና❤❤❤❤❤

  • @sebmekseb78
    @sebmekseb78 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣባዲት ሽኮርር ከፍ ኣለኪ።
    አዜን ማማ ካኣ ደስ ክብላካ አቲ ገዜን ካኣ ክጸፍፍ ዋውው።
    ግን ኣነ ገርሙኒ ዘሎ ኣብ ሓደ ሃገር 20 ዓመት ብጣዕሚ ነውሑ ።
    ኣባዲት ከምዚ ኣብ ስደት ኣብ ኤርትራ ወጻኢ ነውሕ ዝጸንሄት ኮይና ትዛረብ ኣላ። ብዝኮነ ሙቁራት እኪን ዕላልኪን ❤❤❤

  • @EfremTewelde-z1k
    @EfremTewelde-z1k 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ እቲ ኩቡር ባህልና ኣሳራርሓ መግቢ ኩሉ እቲ ኩቡር ባህልና ምስ ውሕልነትክን እድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @כחכחןכןכ
    @כחכחןכןכ 2 หลายเดือนก่อน +3

    Klu zxbkelken adetatna grumat Abaditey ka btami mleti zyblki gdelo❤❤❤❤❤❤

  • @habtomamanual9660
    @habtomamanual9660 2 หลายเดือนก่อน +2

    I enjoyed this video to the fullest thankyou for sharing Hidmona ❤

  • @CaptainMike-f8t
    @CaptainMike-f8t 2 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷ዘይሃስስ ፍቕሪ: ዘይበልል ሕብሪ🇪🇷 ዘይነጽፍ ሩባ: ዘይረግፍ ዕምበባ ከምዝብሃል። ሃብታም ባህሊ።🇪🇷. ዕድመን ጥዕናን ንኹልና። 🇪🇷

  • @selamtekeste8785
    @selamtekeste8785 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ Abadite, we are going to miss you
    Xebuk baheli kulu zetemela ❤👏🙏🏽🙌😕😍🇪🇷💐

  • @semsem4563
    @semsem4563 2 หลายเดือนก่อน +4

    Abadit please kulu gzie amxuwa ,she is so talented❤🇪🇷🫶

  • @AronKahsay-p1m
    @AronKahsay-p1m 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ክፍተዋኻ ስድራኻን የሕዋትካን የዘኻኽራኻ ሰኻቅን ሓጎስን ተሓሪምና ድነበረ ኣባዲት ምስ መጻኺ ንስሕቕ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @EriEri-is2cd
    @EriEri-is2cd 2 หลายเดือนก่อน +6

    ❤ሓትነይ ማዓረይ ❤ዘይተመርዓዋዶ አዋልድ ይህልዋኺ ❤🎉😂

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕላልክን ብጣዕሚ ደስ ዘብል፣ ዕላልክን ንድሕሪት መልሹ የዛንየካ። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐👋👋👋👋💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FreselamKidane-h6h
    @FreselamKidane-h6h 2 หลายเดือนก่อน +3

    Aseyy adey artist tsigehana and abadit ademen tenan amlak yahabekin❤❤❤

  • @RahelEyob-w6b
    @RahelEyob-w6b 2 หลายเดือนก่อน +3

    Amoy mearey edmen tenan yhabki fetari ♥️♥️♥️♥️

  • @Wintana12-w
    @Wintana12-w 2 หลายเดือนก่อน +5

    Eritrean and Tigrayne peace ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhaniezerom250
    @medhaniezerom250 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባዲት ዓላ ምስ ሓትነኪ ❤
    ክንደይ አኮ ኣዘካኪርክናን ኣስሒቅክና 😂
    ብፍላይ አቲ ናይ ጸሎት ትደርፎኦ ኣምላክ ምስ ወልድና ዘራክብ ግዜ ይምጻልና 🙏

  • @dawittesfai3349
    @dawittesfai3349 2 หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ውሕልነት እዘን ኣዴታትና ናፊቕናየን ስዋ ጾሚቐን ጸኒሐን እንጀራ ኸኣ እዋይ ውሕልነት ተባረኻ

  • @salitahabtemariam2914
    @salitahabtemariam2914 2 หลายเดือนก่อน +2

    Abaditey srah gedifnayo eko ati shikor enqae alekley ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @PureEritrean
    @PureEritrean 2 หลายเดือนก่อน +2

    I am so impressed with these women from Himbirti. Abadit family are gifted with a lot of humor. Beautiful Eritrean women, full of talent and love ❤️🇪🇷

  • @helentekle1045
    @helentekle1045 2 หลายเดือนก่อน +6

    ጽዋታኽን ክጥም 🙏🙏🙏❤️🌿

  • @samriissak1204
    @samriissak1204 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow thibukat....aditat.❤...hodmona amazing job ....❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉god bless to all eritrean people 🙏

  • @terhasteklay9840
    @terhasteklay9840 2 หลายเดือนก่อน +4

    Asey asey tsibukatey edimen tenant yehakin fetari ❤❤❤

  • @gulasmeraxaedaengland1869
    @gulasmeraxaedaengland1869 2 หลายเดือนก่อน +7

    እዋይ ዓድና አዘኪርክናና ናፍቆት ሕሱም😢😢😢😢😢😢በጃኹም ድራማ አጀምርዋ😂😂😂😂😂

  • @JohnMetkel
    @JohnMetkel 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሎሚ ጽቡቅ ገርኩም እቲ ዝበለጸ ወግዒ ባህልና ዝርከብ ኣብገጠርናዩ❤❤❤❤

  • @NahomZerhans
    @NahomZerhans 2 หลายเดือนก่อน +6

    Kab Film mzrgah bejakum kemzitat ayinet bahltatna nay nefsi wekef beheratna zerguhulna TH-camrat🎉❤🎉❤ tum yu ezi waza mis qumneger des ybleka bahlna.❤❤❤🎉❤❤🎉

  • @zewngelmerese8764
    @zewngelmerese8764 2 หลายเดือนก่อน +4

    Abadi bjaki eba ahrifkna eko xahli qcha hanfex gogo endabelki anes kemgele tesmieni bahki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow, what a beautiful reminder of our Eritrean family mothers, I am sure, most of us remember, I can not stop laughing, amazing reminder of our families traditional cultural values ❤❤❤❤The Western world couldn't understand full but the older generations know , so proud of Himona sharing such as beautiful Eritrean shows 💙 ❤️ Thank you 😊 🙏 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🤣🤣🤣🤣🤣✅️✅️✅️✅️✅️✅️

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤ክገርምኪ የዎቅጥ ኣለኹ🙏💪❤

  • @mesghenazerai4510
    @mesghenazerai4510 2 หลายเดือนก่อน +2

    አባዲት እንቋዕ ሐጎስኪ ምስ ሐትነኪ ዚተራከብኪ ኩላትኩም ስድራ ደስ ትብላ ዋላ ሐትነኪ🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ግን እታ መንከሽከሽ ናይ ሃገርና ኩሉ ሰብ እንዳገደፋ ትመጽእ አላ ናትካዩ ናትካ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yodittekeste-mc6pt
    @yodittekeste-mc6pt 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኤባዲት🇪🇷❤️

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 2 หลายเดือนก่อน +6

    ንኣባዲት በጃኹም ኣዋስእዋ።

  • @Munira-rc2zs
    @Munira-rc2zs 2 หลายเดือนก่อน +1

    Abadtey habibit mqirit anes kfetweki bejakum kulu geze amxuwa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤

  • @fithawitmehari4850
    @fithawitmehari4850 2 หลายเดือนก่อน +5

    Ata anes nafiqe ezi ms reaku bahli adna ❤❤❤❤

  • @Asmara-Entertaiment
    @Asmara-Entertaiment 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣዴታትና ከምዚ ገይርኩም ኣምጹልና ፡ ብዙሕ ናፍቆት'ዩ ዘለና ......❤❤❤❤❤❤❤......Thank you Hdmona Nebarit

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣባዲተይ ሓትነይ ክትብል ከላ ልብካ ይትንክፍ እተን ሓትንኣ ድማ ደስ ይብላካ ናይተን ለባማት ኣዴታት እዋይ ናይ ቀደም ኣዴታት ክሕይላ ክንዲ ዝምህርኣ የፋትሓኣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @redaemengistu3435
    @redaemengistu3435 2 หลายเดือนก่อน +3

    አባዲት ሞሖጎስ ዒዲመን ጥዒናን ይሃብክ ፈጣሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom233 2 หลายเดือนก่อน +3

    Abadit, you are so sweet including Mom Tsigehana too.
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zebibweldit5732
    @zebibweldit5732 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ንብዓት መጺኒ ሑሉፍ ሂወት ኣዘኪርክና ኣባዲተይ

  • @samriissak1204
    @samriissak1204 2 หลายเดือนก่อน +1

    Shikorinatat bring...more like this show please and thank you.hodmona 🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 หลายเดือนก่อน +5

    አባዲት ሽኮር 🌿💚🌿💚🌿💚🌿💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿💚🇪🇷

  • @WorkiTekie
    @WorkiTekie 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣባዲት ሽኮር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @Ermi
    @Ermi 2 หลายเดือนก่อน +7

    እዚኣ፣ ሓንቲ ካብ እቶም ዝበለጹ ኣብ ሂወተይ ምሉእ ዝረኣኹዎምን ዝሰማዕኩዎምን እያ።

  • @SaimonAndom
    @SaimonAndom 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ተዘክሮታት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ደቂ ERI❤🎉

  • @ArsemaAylu
    @ArsemaAylu 2 หลายเดือนก่อน +5

    Asey muqurat des kblaka deqi ereyyyyy halalat🎉❤🎉❤🎉❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 2 หลายเดือนก่อน +2

    Lord Jesus bless my beloved nation Eritrea 🇪🇷 Abadi I like your heart there is family love in meadi long life mama tigereda you are lovely family God bless you hidmona Eritrea 🇪🇷 4 Jesus

  • @ZerayElfu
    @ZerayElfu 2 หลายเดือนก่อน +3

    Edmen tenan yhabki abadit shikor 🎉❤🎉❤🎉❤🎉 zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @yoditgebrehiwet4079
    @yoditgebrehiwet4079 2 หลายเดือนก่อน +4

    Aseyyyyyyy xubktay edmen tenan yhabkin azkkrnan bhli adna eway keyim