ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋል Hermon Brhane interview part 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2022
  • ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋል Hermon Brhane interview part 1
    #HermonBrhane #hermon #HLNA
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 1.7K

  • @muluteka8436
    @muluteka8436 ปีที่แล้ว +721

    ኣነስ ንፍሽ ክፈትዎ ከምዝከማይ ኣለኩም ዶ ትፈትዉዎ

  • @eriboy9734
    @eriboy9734 ปีที่แล้ว +254

    ጸሎታን ልማንኣን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ሰላም ፍቅሪ ንመላእ ዓለም ይምነ 🙏🙏🙏

    • @M.G.22
      @M.G.22 ปีที่แล้ว +1

      Amien (((3))) ❤❤

    • @user-yo6ys1xd6k
      @user-yo6ys1xd6k ปีที่แล้ว +25

      Eri boy ማርያም ክትጽሊ ኮነ ከተማልድ ኣይትኽእልን እያ፡ማርያም ኣብ ዘበን ሂወታ ንፍቃድ ኣምላኽ ኣስሚራን ኣኽቢራን ዝሓለፈት(ዝሞተት) ቅድስቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ እያ።ዝሞተ ሰብ ድማ ንስለ ካልኦት ኣይኮነን ንባዕሉ ውን ክጽሊ ኮነ ከማልድ ኣይክእልን እዩ።እቲ እንኮ ዘይመውት ዘይቅየር ዘይልወጥ ስሌና ዝልምን ዘማልድን እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ጥራይ እዩ፡ሓወይ ንየሱስ ፍለጦ ክትፈልጦ ድማ ነቲ ብዛዕባ የሱስ ዝንገረካ ቃል ስማዕ፡ምኽንያቱ እምነት ካብ ምስማዕ ስለ ዝመጽእ ምስማዕ ንቃል ክርስቶስ።እቲ ካብ ናይ ዘልኣለም ሞት ኣውጺኡ ሂወት ዘልኣለም ክሕበና ዝኽል ብዘይካ የሱስ ኣብዛ ዓለም ካልእ ማንም የለን።ሄሪ ሓወይ ድማ ብሉጽ ምርጫ ካብኻ ዘይውሰድ ግደ ኢኻ ሓሪኻ ተባረኽ።

    • @eriboy9734
      @eriboy9734 ปีที่แล้ว +26

      @@user-yo6ys1xd6k ድንግለይ እያ ዋሕሰይ ድንግለይ እያ ጽላለይ ። ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ ጾሎትክን ልማኖክን ኣይፈለየና ዓይኒ ልቦናና ክፈትልና ኣደዋይ ማዓረይ 🙏🙏🙏

    • @danieldmu7056
      @danieldmu7056 ปีที่แล้ว +4

      @@user-yo6ys1xd6k flsfnaka naka ykun zarkey ajaw

    • @user-xb7lq4rc5v
      @user-xb7lq4rc5v ปีที่แล้ว +4

      ኣሜን

  • @wintaasfaha4569
    @wintaasfaha4569 ปีที่แล้ว +115

    ሄሪ ሓወይ ብጣዕሚ ጹቡቅ ሕቶን ብጣዓሚ ማሃሪ መልሲን መድሓኒ ዓለም ጎይታናን መድሓኒናን ዝተረፈ ዘመን ሂወትካ ይባርኽ ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @JESUSisLORD-ns1ht
    @JESUSisLORD-ns1ht ปีที่แล้ว +26

    ጎይታ የሱስ ዘመንህይወትካ ይባርክካ ለምልም ጸግኡ የብዝሓልካ ሄርሞን ብሩክ ❤️❤️❤️

  • @erimiasmesqel7757
    @erimiasmesqel7757 ปีที่แล้ว +80

    ከም ስነ ጥበባዊ ሙኻንካ ኣድናቂኻን ደጋፊኻን እየ ኻቡ ወጻኢ ግን ኣብ ዝኣመንካሉ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ሄርሞን ሓወይ

  • @godislove6010
    @godislove6010 ปีที่แล้ว +25

    አሜን ሞደሌይ ጎይታ እየሱስ እዩ 🙏🏼
    አንበሳ :: ህዝበይ ጎይታ እየሱስ መድሐኒ, ዘላለም ሂወትናን እዩ, ጎይታ ብርሀኑ የብርሀልና 🇪🇷🕊️

  • @loveyougod7742
    @loveyougod7742 ปีที่แล้ว +50

    ኻብ ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣምላኽ ይዓቢ ስለዚ እዩ ሄርሞን ንኣምላኽ መሪጹ ዕረፍቲ ሰላም ቅሳነት ምጽንናዕ ሓጎስ ናይ ዘልኣለም ሂወት ኩሉ እዩ ዘሎ ኣብ ኣምላኽ ይሕዋተይ ንዓኩም ውን ከይ ሓልፈኩም ንሄርሞን ምስዓብ ይሕሸኩም እቲ ጎይታ ዘለዊ ሂወት ኣለዎ ናይ ዓለም ተወድኣይ እዩ ናይ ኣምላኽ ግን ኣይውዳእን እይ ኩሎም ክግድፉካ ኣብ ጎንካ ደው ዝብል ብዘይካ ኣምክኽ የለን በደላትካ ኣይጸባጸብ ንምድሓንካ ደው ምስ በለ እዩ ሄሪ ሓወይ ካባካ ዘይውሰድ ኢካ ሓሪካ ዘመን ሂወትካ ኣምላክ ይጠቀመሉ ኣነ ምስ ሄርሞን መሪጸ ኣለኩ ካብዛ ሰዓት እዚኣ ምሳይ ክስዕብ ዝደለየ ኣብ ኮመንት ይጽሓፈለይ ኩሉ ገዲፈ ኣብ ጎኑ ከውን እየ ።

  • @godislove732
    @godislove732 ปีที่แล้ว +23

    ዋው፡ እቲ ቕኑዕ መንገዲ ሒዝካ ኣለኻ፡ ነዓና ናብ ኣምላኽና ንምምላስ ጎይታ ብዕላማ ዝገበሮ ኾይኑ ይስመዓካ፡ ኣምላኽ ይባርኽካ

  • @elsagoitom9056
    @elsagoitom9056 ปีที่แล้ว +9

    I am Tedros from Milan your testimony Is powerfullandbeautifull you Speak from your heart and your Spirit i love your devotion and Love for God Eritrea needs people like you
    GOD BLESS Eritrea 🇪🇷

  • @senay6334
    @senay6334 ปีที่แล้ว +43

    ነቲ መሰተውዓልን ልቦና ዝተሓወሶን ኣገላልጻኻን ሄርሞን ሓውና ኣዚየ የመስግነካ 👍

  • @nobeltareke4806
    @nobeltareke4806 ปีที่แล้ว +15

    ሄሩ ንስኻ ብሩኽ ናይ አምላኽ ሰብ ኢኻ።ጸጋ እግዚአብሄር ዝበዝሓልካ ፡ብርሃን ህይወትን ሓቅን ዝተገለጸልካ።ጭዋ ስርዓት ዘረባኻ እዱብ ፡ጎይታ አብ ህይወትካ ከም ዘሎ ፍሉጥ እዩ። ከምቲ ስም ጎይታ ዘኽበርካዮ፡ጎይታ ድማ ዘመንካ ምሉእ ከኽብረካ እዩ።አምሊጥኻ ኢኻ ካብ ናይ ዘልአለም ገሃነም።👏🙏👏

  • @jentira9890
    @jentira9890 ปีที่แล้ว +25

    ሄርሞን ሓወይ ጎይታ ዘመን ሂወትካ የባረክ ጎይታ ካብ ኩሉ ኩፉአ የሓልውካ

  • @yafeyfata122
    @yafeyfata122 ปีที่แล้ว +74

    ፊሻለ ሓወይ wellcome ትፈልጥ ነዚኣ ክንጽበይ ምሸት ምሸት you tube check ይገብር ኔረ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረኸት ምስ ኩላህና ይኹን ውግእን ወረ ውግእን ካብ ህዝብና ይርሓቅ

  • @loveyourfamily8854
    @loveyourfamily8854 ปีที่แล้ว +9

    ብዘሕለፍኻዮ ጸገም ይስመዓኒ ከም ሰብ መጠን ናይ ብሓቂ ሓያል ወዲ ሄሪ ሓወይ እንተ ናይ እምነት ግን ተተመለስኻና ይሓይሽ ይብል

  • @kokobgirmay8380
    @kokobgirmay8380 ปีที่แล้ว +57

    እሰይይይይይይይ ዎው ዋው ዘገርም ኣገላልጻ፡ሄሪ ሓወይ፡ኣባኻ ብሉጽ ከም ናይ ዳኒኤል መንፈስ ኣሎ።ኣምላኽ ዘመን ሂወትካ ይባርኮ።ፍሽ ውን ኣምልኽ ይባርኽካ።

  • @fuch9239
    @fuch9239 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብካ ይምልስካ ሓውና ንዓና እውን አብ እምንትና ይፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ አብታ እምንትን አፅናፋዊትን ኦሮቶዶክስ ተዋህዶና

  • @fanielkibreab268
    @fanielkibreab268 ปีที่แล้ว +29

    ፊሸይ & ሄረይ ክልተ ጥዑማትን ህዱኣትን ሰባት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢንተርቪው
    God blessd you

  • @natnaelbereket2667
    @natnaelbereket2667 ปีที่แล้ว +71

    ዋውውው!! ምግራመይ ኣይውዳእን በዚ ዕላልኩም:: ሓታታይን ተሓታታይን ለባማት: ምክብባርኩም: ብጣዕሚ ናይ ወራዙት:: እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም!!

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +10

    ሄሪ ሓወይ ኣብ እምነትካ ብዘይገድስ ክሳብ ዝኣመንካሉ ምርጫካ ስለ ዝኮነ። ግን ክፈትወካ ማዓት እየ እና ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሓካ ኣስልጦ ይምነይልካ❤

  • @rutaghebrezghi6410
    @rutaghebrezghi6410 ปีที่แล้ว +5

    ሻሎም ቡሩካት ዋውውውው ብጣሚ ዘገርም ነገር ቃል ምልልስ ጎይታ የሱስ ይባርኩም ኣገልጋሊ ሄርሞን ሓወይ መመሊሱ ይባርካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ንስካ በረከትና ኢካ።

  • @helena8722
    @helena8722 ปีที่แล้ว +46

    Don’t judge a book by it covers !! ተገሪመልካ ብሉፅ ሰብ ኢካ ትህትና ልቦና ኩሉ ሄርሞን ሀወይ !! ጌታ ዘመንህን ይባርክ !!

    • @user-uq4bz5od1l
      @user-uq4bz5od1l ปีที่แล้ว +1

      Tebarek hermoney zemenka ybarek 🌹🌹🌹

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ብኸመይ ትገልጾ ኔርካ ደርፍታቱ ኣይትፈልጦን ኔርካ ዲኻ?

  • @lete-mariam4431
    @lete-mariam4431 ปีที่แล้ว +45

    እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ መዓረይ በዓል ቅኑዕ ሕልና🌹🙏

  • @elshaday2869
    @elshaday2869 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ መልስካ ብጣዕሚ ዝነኣድ ኢዩ፡ንጉይታ የሱስ ዘማእከለ፡ጎይታ ውን ምሳካ ከምዘሎ ብቃልን ብግብርን ተርእዮም ኣለካ ፡ሄርሞን ጅግና ናይ ሓድሽ ኪዳን ኣገልጋሊ ጎይታ፡ናይ ክርስቶስ እሙን ዓቄታይ።
    Ephesians 6 (ትግ) - ኤፌሶን
    10: ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተይ፡ ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።

  • @ShawelayMeley
    @ShawelayMeley ปีที่แล้ว +10

    ሄርሞን ሓወይ ቃላት ሲኢነልካ በቃ ኮሪዔ ብሃኻ ብዝኾነ ኣብ ዝተረፈ ሂወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ❤✊🏿 ከምኡ’ውን ፍሽ ሓወይ ጽቡቕ ኣቃራርባ መደብ።

    • @kiresamha6461
      @kiresamha6461 ปีที่แล้ว

      ደሰባሃልቲ ኩላኹም ኣምላኽ ምሰኹም ይኹን

  • @amanueltesfamaryam7940
    @amanueltesfamaryam7940 ปีที่แล้ว +28

    ጎይታ የሱስ ኣብዚሑ ይባርካ ን ጎይታ ተኣሚንካዮ ኢካ
    እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ዝእመነኒ ኣነ ከኣ ኣብ ቅድሚ መልኣክትን ኣባን ክእሞነ እየ ዝብል ቃል ፈጽምካዮ።

  • @bini_jatesfay5108
    @bini_jatesfay5108 ปีที่แล้ว +14

    አቲ ዝሓረየካ ካብ ጸልማት ዘውጸካ ኣምላክ ይባረክ ብርከይ ዘመንካ ይባረክ ዘመንካ ብጽጋ ይሽፈን እቲ ዝተወከልካዮ ጎይታ ኣይሕፍርን እዪ

    • @yonasgerezgiher1998
      @yonasgerezgiher1998 ปีที่แล้ว

      ከም ከመይ እኹም ትገብርዎ ዘለኹም እዚ ዘረባኹም

    • @user-by9fx9se4e
      @user-by9fx9se4e ปีที่แล้ว

      Nabta brhan zkonet zneberetn zelan tnebrn Orthodox tewahdo eba ymleso amlak bmhretu 🙏

  • @tomaskidane5106
    @tomaskidane5106 ปีที่แล้ว +14

    ሄሪ ዘበንካ ዪባረክ ኣጆካ ደኣ እቲ በይኑ ሂወት ዘልኣለም ክህብ ዝክእል የሱስ ክርስቶስ ብትብዓት ንምዝራብ ኣይተቃርጽ ።

  • @user-qh4kb9se3v
    @user-qh4kb9se3v ปีที่แล้ว +31

    waw....ሄርሞን ዓቢ ሰብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ መመሊሱ መንፈስ ቁዱሱን ጸጉኡን የብዝሓልካ ነዚ ሂወት እዚ ክትነብሮ ዝፈቀዶ ጎይታ ድማ ምስጋግንኡ ይብዛሕ plz ግን ብዝተኻእለ መጠን next Part ኣይትደንጉይዋ ብራቮ ሄርሞን።

  • @Jesusfirstlove777
    @Jesusfirstlove777 ปีที่แล้ว +52

    Romans 8 (ትግ) - ሮሜ
    29: ነቶም ቀደም ዝፈለጦም፡ ንሱ ንብዙሓት ኣሕዋትሲ በዂሮም ምእንቲ ኪኸውን፡ ንምስሊ ወዱ ኺመስሉ ቐደም መደቦም።
    30: ነቶም ቀደም ዝመደቦም፡ ንኣታቶም ከኣ ጸውዖም። ነቶም ዝጸውዖም፡ ንኣታቶም ድማ ኣጽደቖም። ነቶም ዘጽደቖም፡ ንኣታቶምውን ኣኽበሮም።

  • @haregutekle3752
    @haregutekle3752 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ክብሪ ንኣምላክ ሄርሞን ሓወይ ኣምሊጥካ ምስክርነት ጥራሓ ዘይኮነስ ወንጌል ኢካ ዘርጊሕካ እቲ ሓቂ እዚ እዩ ሓይማኖት ምቅያር ኣይኮነን ኣነ መንገድን ሓቅን ሂወትን እየ ዝተሰቀለልና የሱስ ክርስቶሳ ካብ ሕጊ ሓራ ዘዉጽኣና ብሓቂ ዋላ መልክዕካ እዩ ቀዩርዎ ብጣዓሚ ዘሕጉስ ምስክርነት መዝሙርካ ክንጽበ ኢና ጎይታ ይባርክካ ፍሽ ነዚ ቡሩክ ምስክርነቱ ጡዑም ዘቅረብካልና ብጣሚ ነመስግነካ ጎይታ ይባርክካ

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 ปีที่แล้ว +1

    እቶም ናብኡ ዝጥምቱ ገጾም የንጸባርቅ፡ገጾም ክኣ ከቶ ኣይሓፍርን እዩ። ዋው ኣምላኽና ይኽእለሉ እዩ ብሄርሞን ሓውና ጊሩ ይዛረብና ኣሎ፡ ሎሚ እዚ ኢንተርቪው ትሰም ዕዘለኻ ሰብ ኣምልጥ ዓለም ክሳራ እያ ሰብ የድንቀካ ጽባሕ ክኣ ይቀልዓካ ናይ ዓለም ብክብረት ጀሚሩ ብውርደት እዩ ዝውድእ፡ ንጎይታ ኢየሱስ ምስዓብ ክኣ ብውርደት ጀሚሩ ብክብረት እዩ ዝውዳእ ስለዚ ምርጫ እዩ ቃሉ ኣንብቡ ሃይምኖተይ ብምባል ዝድሕን የለን ፍለጦ ምስቲ ቃሉ ኣራኣእዮ። ተባረኽ ሄርሞን ሓወይ ምድረኽ ከፊትልካ ኣሎ ጎይታ ኣጆኻ ሓይልኻ እዩ ኢየሱስ።

  • @nattygergish4876
    @nattygergish4876 ปีที่แล้ว +37

    ፖው ፖው ፖው
    ናይብሓቂ ንጹር ሑቶታትን
    ሱሩዕ ከም ስኒ ኣድጊ
    መልስታትን ናይብሓቂ ጀጋን ብዓል ፍሽ ሄሪ💞🇪🇷🙏💞🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷💞

  • @mogosmelak6213
    @mogosmelak6213 ปีที่แล้ว +13

    Oh my Good አንታይ ዓይነት ልቦና ዳኣሉ ዘለዎ አቲ ብዛዕባ 2ይ ክፋል አሞ ይጽናሓልና , ደንጺኒ ልቦናካ ፡መልስካ፡ ንቅሓትካ፡ ኣብ ደርፍታትካ ዘሎ ቃል ኣምላክ ካብቲ ኩሉ ግዝየ ዝገርመኒ ዝነበረ ጉዳይ አዩ ኣብሪህካለይ, ብፍላይ ብፍላይ ካኣ ኣብ ሰላምን ፈጣርን ዘለካ መርገጺ WW.

  • @samrawiteyob
    @samrawiteyob ปีที่แล้ว +10

    ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ሄርሞን ብሉጽ መልሲ ብጣዕሚ ተሓግሰ አምላክ ይባርኽካ

  • @helenmulugieta8218
    @helenmulugieta8218 ปีที่แล้ว +45

    Amazin heri blessed Psalms 119 (ትግ) - ዳዊት
    9: ጐበዝ ንመገዱ ብምንታይ የንጽሃ፧
    ከም ቃልካ ንነፍሱ ብምጥንቃቕ እዩ። ብሽም የሱስ ዘመንካ ሙሉአ ኣብ ቤት ኣምላክ ከምታ ልምዕቲ ኣዉሊዕ ምዕባይ ይኩነልካ ፍረ.ብዛሓ ንምድሪ ዉረሳ በቃ ናይ ዘመና ተባዕ ወንጌላዊ ኢካ ንስካ

    • @yosieffitwi1210
      @yosieffitwi1210 ปีที่แล้ว

      Entay emo kab orthodox tewahdo wexieka kulu hade eyu kab Alem zemlete mesiluwo ember ab Alem eyu zelo

    • @helenmulugieta8218
      @helenmulugieta8218 ปีที่แล้ว +1

      @@yosieffitwi1210 ab yesus eyou zalo blessed

    • @merimeri834
      @merimeri834 ปีที่แล้ว

      Amen amlak ybarki

  • @merhawikidane2458
    @merhawikidane2458 ปีที่แล้ว +70

    እንዃዕ ብድሓን መጻኺም ፍሽ & ሄሪ
    በቲ ሓቅስ ዶንጊኹሙና እንዲኹም ይቅረ ይኹንኩም!!!
    አብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ትነብሩ ዘለኹም ምስ ስድራቤታትኩም ተፈላሊኹም ዘለኹም እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ አምላኽ ገጽ ስድራቤታትኩም የርኢኹም 🙏

  • @semonbrhane8239
    @semonbrhane8239 ปีที่แล้ว +49

    ፍሸይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ጽቡቐ ሐቶ ብጣዓሚ ኣድንቀካ 🙏🙏🙏

    • @ermijesus4493
      @ermijesus4493 ปีที่แล้ว

      መልሱ ኸ ይዕጊብኪ ዶ ብርኽቲ ኢየሱስ ምእንታኺ ዝመጸ ስዓብዮ ሂወት ክትረኽቢ ካብ ሲኦል ኣምልጢ።

    • @frutunagebremeskel378
      @frutunagebremeskel378 ปีที่แล้ว

      @@ermijesus4493 kab siol nab siol mkad emo tay waga alewo hakiga emnet hantn mewdtan ortodoxs tewhdo eiya. Eiyosis kurstos feradi daa enber amaladi aykonen.

    • @ermijesus4493
      @ermijesus4493 ปีที่แล้ว

      ሮሜ 10 (Romans)
      17፤ እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።

  • @Habenwedihadadim
    @Habenwedihadadim ปีที่แล้ว +80

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናካ ይክፈተልካ ናብ'ታ ኣመናዊት ጥንታዊት ዝኮነት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ይምለስካ ሄርሞን ሓወይ

    • @petroshabtemicheal1449
      @petroshabtemicheal1449 ปีที่แล้ว +5

      Nay bahaqi qedimkni wey kedimkani

    • @yafu3198
      @yafu3198 ปีที่แล้ว +14

      ድሕነት ኣብ ጥንታውነት ኣይኮነን ብርኽቲ ድሕነት ብየሱስ ጥራይ ዩ

    • @hermonokbamikael663
      @hermonokbamikael663 ปีที่แล้ว +6

      @@yafu3198 ወይለከ ማሪያም ዓባይ መን ከ ብሳጥናኤል ኢሉ፡ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ውን እኮ መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ።

    • @ate587
      @ate587 ปีที่แล้ว

      Amen amlak etay ysano

    • @mieronhagos6831
      @mieronhagos6831 ปีที่แล้ว +1

      @@yafu3198 የሱስ aytbel ኢየሱስ ክርስቶስ Bel qdm trgum nay kltiu fleto

  • @Love-fv1rt4fh5j
    @Love-fv1rt4fh5j ปีที่แล้ว +2

    ፊሽ ሓወይ ብዓቅመይ ክምልስ እስከ ኣብዛ ናይ መወዳታ ን ሄርሞን ዝሓተትካዮ። ናብቲ ናይ ቅድም ርዲኢትን ኣተሓሳስባን ክንምለስ ምደለኩ። ን ኣብነት ናብ ዘመነ ክርስቶስን ሃዋራያትን 30 AD ናብቲ ክሳብ እቲ ሓዲሽ ኪዳን ዝተጽሓፈሉ ጊዜ 97 AD። ክርስቶስ ኣብ ዘመኑ ምሉእ ብዛዕባ ሃይማኖት ኣይሰበከን፡ ብዛዕባ ኣምላክን ቃል ኣምላክን ጥራሕ ኢዩ ሰቢኩ። ንሱ ድማ ንሃውርያት ወንጌል ክሰብኩ ኣዚዝዎም፡ ወንጌል ድማ ኢየሱስ ኣምላክ ምኳኑን ምድሓን ድማ ብኡኡ ጥራሕ ምኳኑ ዘበስር ጥዕም ዜና ማለት ኢዩ። ሃውርያት ካኣ ብዛዕባ ኣምላክን ኢየሱስን ቃል ኣምላክን ኢዮም ሰቢኮም። ነፍስወከፍና ድማ ነዛ ሃውርያት ንክሰብክዋ ዝተኣዘዝዋ ወንጌል ክንሰብክን ክንነግርን ኢና ተጸዊዕና። ሄርሞን ውን እንተኮነ ነዛ ወንጌል ኢዩ ዝነግር ዘሎ። ብዝኮነ እንታይ ክብል ደሌ ኣመጻጽኣ ሃይማኖታት ከ ምዓስ ኢዩ መጺኡ፡ ሃይማኖታት ብፍላይ ካቶሊክን ኦርቶዶክስ ምስ ናይ ግዝኣት ሮማንን ባዛንታይንን ኢምፓየርን ዝትሓሓዝን ታሪክ ኢዩ ዘለዎን። ከም ሮማን ኢምፓየር ጸረ ክርስትያን ዝነበር ኢምፓየር ኣይነበረን ክሳብ 310 AD ቆንስታቲኖስ ዝብሃል ሓደ ሃጸይ ዝነግስ። ካብኡ ድሕሪ 10 ዓመት ድማ ክርስትና ከምወግዓዊ እምነት ተቀቢሎሞ ኣብ ኩለን ዝገዝኡወን ዝነበራ ሃገራት ክስፋሓፋሕ ጀሚሮም። ብድሕሪኡ ቆንስታቲኖስ ብ336 ግዝኣቱ ኣብ ሮም ዘይኮነ ኣብዛ ሕጂ ቱርኪ ትርከበሉ ቦታ ክሳብ ኤሽያ ክርስታያናዊ ግዝኣት ባዛንታይን ኢምፓየር ክሃንጽ ኢዩ ጀሚሩ፡ ሓንቲ ጽብቅቲ ከተማ ንሮማ እትወዳደር ብምህናጽ ርእሲ ከተምኡ ገበራ ብሱሙ ድማ ቆንስታንቲኖብል ዝብል ሰምያ፡ ሕጂ ኢስታንቡል ትብሃል ዘላ ኢያ። ካብዚ ጊዜ ኣቲሒዙ ኣብ ምብራቃዊ ክፋል ኤሮፓን ኤሽያን እትርከብ ክርስትያን ብ ባዛንታይን ኢምፓየር ክትማሓደር ከላ፡ ምዕራባዊ ክፋል ኤሮፓ ዘላ ክርስትያን ድማ ብ ሮማን ኢምፓየር ክትማሓደር ጀመረት። ክሳብ 11 ክፍለ ዘመን ካኣ ከም ሓደ ኮይነን ይጓዓዛ እኳ እንተነበራ ኣብ 1054 ግና ብዶክትሪን ክሳማማዓ ስለ ዘይካኣላ እታ ኣብ ትሕቲ ብባዛንታይን ኢምፓየር ትማሓደር ዝነበረት ቤተ ክርስትያን Eastern Orthodox Faith ተባሂላ ክትጽዋዕ ከላ እታ ኣብ ትሕቲ ሮማን ኢምፓየር ትማሓደር ዝነበረት ቤተ ክርስትያን ድማ Roman Catholic Faith ትአባሂላ ክትጽዋዕ ጀመረት። ስለዚ ምፍልላያት ናይ ክርስታያናት ኦፊሻሊ ካብዚ ዕለት ኢዩ ዝጅምር። ብድሕሪኡ ድማ ኣብ 1517 ፕሮቲስታንት ብ ማርቲን ሉተር ካብ ካቶሊክ ክፍለዩ ኪሎም። ስለዚ እዝኦም ሰለስተ ሃይማኖታት ዘፈላልዮም ጉዳይ ገዲፍና ኣብቲ ዘቀርቅርቦም ጉዳይ ብሕጽር ዝበለ ክንሪዮ ኢና። 1ይን እቲ መሰረትን ነገር፡ ሰለስቲኦም ሃይማኖታት ኣብ ስላሴን ማለት ኣብ ኣቦን ወልድን መንፈስ ቁድስን ኣብ 1 ኣምላክን ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ ቁድስን ይኣምኑ። ስለዚ ዘፈላልዪም ዘሎ ምስ ጊዜ ዝምዕበለ ጥበብ ዝመስል ሕብሪ ኣምልኮ ኢዩ ማለት ባህልን ልምድን ስርዓትን ኣተሓሳባን ርዲኢት ሕብረተሰብን ኢዩ። እምበር ካብ መጀመርታ ከምኡ ኣይነበረን ከምቲ ሙሴ ብሰሪ ሕጥያቶም ፍትሕ ዘፍቀደሎም ሞ ክርስቶስ ግና ካብ መጀመርትኡ ከምኡ ኣይነበረን ኢሉ ዝከልከሎም ፡ ሕጂ ውን ከምኡ ኢዩ ክመጽ ዝግብኦ። ንኣብነት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይተጽሓፉን ዘይተነግሩን ብልምዲ ኣብ ስርዓተ ኣምልኮ ሃይማኖታት እነዘውትሮም ቡዙሓት ኣለዉ ስለዚ ነዚ ኣወጊድና ናብቲ ናይ መጀመርያ ናብቲ ጀማርን ደምዳምን እምነትና ዝኮነ ክርስቶስን ቃል ኣምላክን ክንጥምትን ብእኡ ክንመላለስ ኢዩ ዝግባኣና። ኣምላክ ገለ ከም ዝጨንቆ ቃላት ኣይሓጽሮን ኢዩ እቲ ዘድልየና ኩሉ ኣብ ቃሉ ጺሒፍልና ኣሎ ክንውስከሉ ወይ ክነግዱሎሉ ጉቡእ ኣይኮነን። ስለዚ ክርስቶስ ወንጌል ክንሰብክ፡ ምድሓን ብ ኢየሱስ ብ ሞቱን ምትንሳኤኡን ብ ኣምላክነቱን ብምእማን እምበር ብካልእ ከምዘይየለን ክንነግር ብኣብን ብወልድን ብመንፈስ ቁደስን ውን ክነጠምቅ ኢዩ ኣዚዙና። ዝለዚ ካብቲ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ወጺና ናብዚ ንመለስ ኢዩ መልክተይ የቀኔለይ ንብምሉኣካትኩም ነዛ ጽሕፍተይ ዘምበብኩም ኣምላክ ይባርኩም።

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 ปีที่แล้ว +82

    እምነት ኢሎሞሲ ሓያል ዩ ናይ በሓቂ ኪድ እስከ በል ጎይታ ይስማዓኻ 🙏🏿

  • @weyniteferi8192
    @weyniteferi8192 ปีที่แล้ว +104

    ኩሉ ናይ ዓለም ዘበለ ናይ ኮንቱነት ኮንቱ እዩ እንቃዕ ናይ የሱስ ኮንካ ናይ ጎይታ ሙኻን ዓብይ ዕድል እዩ ሔሪ ሓወይ ጎይታ ዝተረፈ ዘመንካ ይባርክ 🙏😍😍😍

    • @danielmehretab4104
      @danielmehretab4104 ปีที่แล้ว

      🤔

    • @abelmebrahtu6721
      @abelmebrahtu6721 ปีที่แล้ว

      ወይለይ ናይ ዲያብሎስ ዲዩ ኔሩ

    • @selam801
      @selam801 ปีที่แล้ว +4

      ዲያብሎሰ ይጫወተልኹም ከም ዘሎ ረሲዕኻዮ ይመሰለኒ ምሰኺናይ🙄🤔

    • @abelmebrahtu6721
      @abelmebrahtu6721 ปีที่แล้ว +2

      ሰክት ይኣኽ ኣብ ዓለም እናነበርኩም ናይ ዓለም ትብሉዋ ነገር ብጣዕሚ ኢያ ትገርመኒ

    • @ferushabtom7172
      @ferushabtom7172 ปีที่แล้ว +1

      @@selam801 ygermeki you amlak aeinte lboneom ykfetelom

  • @elorafreedom1005
    @elorafreedom1005 ปีที่แล้ว +3

    ዋውው ክብሪ ንኣምላኽ ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሕ ኣብ ሂወትካ ሄሪ በረኸትና ኢኻ ኸምኡ ዉን ፍሽ ሓዉና ናይ ትማሊ ደራሲ ናይ ሎሚ ወንጌላዊ 🔥

  • @Araya.Yoseph
    @Araya.Yoseph ปีที่แล้ว +6

    ሄሪ ሓወይን ናይ ንእስነት ክቡር ዓርከይ ፡ ብ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ናይ ዘልኣለም ህይወት መዋርስተይ ። ነቲ ህይወቱ ዝሃበካ ጎይታ ንስኻን ውን ከይሓፈርካ ስለ ዝመስከርካሉ ፡ ስሌኻ ንእግዚኣብሄር አመስግኖ። ምእማንካ ኣጽኒዕካ ሓዝ፡ ክሳዕ ፍጻሜ ጎይታ የሱስ ክረድኣካ እዩ። ለምልመለይ ሄሪ ሓወይ ።
    ሓውና ፊሽ ድማ ነዚ ቃል መሕተት ስለ ዝገበርካ ኣምላኽ ይባርኽካ።

  • @halleluja9074
    @halleluja9074 ปีที่แล้ว +10

    ዘድንቆም ዘይኮኑ ዘለውስ የደንግጹኒዮም ዓባይ ዘረባ ተባረኽ ሄሪ ሓወይ

  • @mathewospaulos8679
    @mathewospaulos8679 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ለባምን ብሱል ሰብ ፡ ናይ ብሓቂ ናይ ጥበብ ሰብ ። He is outstanding person .

  • @yohanamihreteabhani2716
    @yohanamihreteabhani2716 ปีที่แล้ว +6

    Fish hawey mejemerya enkuae b selam mexaekum xelot nay adiena qdst dngl mariam ms kuluna ykun 🙏🙏🙏 Hermon sne tbetawi kea eti kulu zkiel amlak ayne lbonaka ykfetelka 💯

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 ปีที่แล้ว +4

    ሄርሞን ሓውና እንቋዕ እሞ ናብቲ ዝፋን ኣምላኽ ዝኾነ ብክርስቶስ ጥራይ ዝርከብ ምድሓን ተጸምበርካ፡ ክብሪ ንኣምላኽ!!!!

  • @Willinatey
    @Willinatey ปีที่แล้ว +75

    ሓይሊ የሱስ ዋው ዋው ዋው ሓይሊ የሱስ ዘየሕፍር ሓይሊ የሱስ ዘልኣለማዊ .. ሄርሞነይ ብትብዓት ናይ የሱስ ምስክርነት ክትህብ ኣምላኽ ባሪኹካ እዩ . መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ .. ተባረኽ

    • @AABB-hy5km
      @AABB-hy5km ปีที่แล้ว +6

      beka nieshey buko trekibkum aytthazun ekum

    • @user-mb1vj2ob6h
      @user-mb1vj2ob6h ปีที่แล้ว +1

      Amen

    • @fifbaba8758
      @fifbaba8758 ปีที่แล้ว

      Ezi kulu zamno haqi EU, gn weladi amlak aygban embrhan kes

    • @user-mb1vj2ob6h
      @user-mb1vj2ob6h ปีที่แล้ว +4

      @@fifbaba8758 8 ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
      9 ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ።

    • @ferushabtom7172
      @ferushabtom7172 ปีที่แล้ว

      @@AABB-hy5km kkkkkkkk trah ilka

  • @Sami-saymon118
    @Sami-saymon118 ปีที่แล้ว +12

    ኡንቋዕ ብሰላም መጻኩም
    ሓቂ ዘረባ ትጽቢት ነዊሑና ቀንዩ
    ክልተ ከዋክብቲ ዕድመን ጥዕናን

  • @Mana-cc6jc
    @Mana-cc6jc ปีที่แล้ว +13

    I just say wow and I praise God for this young man, may God bless you. You are an example of this generation ✝️✝️✝️❤️❤️🙏🙏🙏🫶🫶🫶

  • @BAGF23
    @BAGF23 ปีที่แล้ว +5

    Great interview, loved every minute of it. May God bless you Hermon.

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit ปีที่แล้ว +5

    ሄሩ ሓወይ ካብ ደርፍታትካ ንላዕሊ ንስካ ባዕልካ መምህር ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!🌹🌹

  • @kraftnuggets2223
    @kraftnuggets2223 ปีที่แล้ว +5

    ንስካ በሩኽ ኢኻ ሀሪ ሐወይ ደቒ ዓዶሞ ንቅዱሳን መዋርስቱ ንኽርስቶት ካብ royal family ኢካ።God blessed

  • @Love-fv1rt4fh5j
    @Love-fv1rt4fh5j ปีที่แล้ว +2

    Wow!!!! What a great answer Hermona. God bless you really. ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ።

  • @GodismyShepherd23
    @GodismyShepherd23 ปีที่แล้ว +2

    ጎይታ የሱስ የዕዚዙ ይባርኽካ ሄሩ ብሩኽ። መመሊስኻ ተገለጽ። እቲ ሓዊ ብርሃን መመሊሱ ይቀጻጸለ። ሕጂ እያ መዓልቲ ምድሓን ፥ ሎሚ እያ ውሳነ ናይ ዘልኣለም ሂወት ብየሱስ። ጽባሕ ኣይናትናን እያ። ኸምቲ ብምኽንያት ኣዳም ሞትን ውድቀትን ኣብና ዝገዝአ ፥ ብምኽንያት የሱስ ጥራይ ድማ እዩ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝርኸብ።

  • @user-ze6xb9mg3t
    @user-ze6xb9mg3t ปีที่แล้ว +21

    ኩቡር ሓው ዘማሪ ሄርሞን ኣብ ልዕሌካ ኣዝዩ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ እዛ ቃለ መሕተት ወላ ከፊለ ምረኣኩዋ ኔረ ኣዚየ ካብ ልቢ የመስግን።❤🙏🏼
    ብፍላይ ድማ ብዛዕባ "ሰላም" ዝሃብካዮ መግለጺ።
    ንኩሉ ዓለም ሰላም ይግበረልና ከምቲ ዝበልካዮ ብሩኸይ።

  • @yonassemere7858
    @yonassemere7858 ปีที่แล้ว +19

    ስደት መርገም ናይ ብሓቂ ኣምላክ ከም ኣፋካ ይግበረልና።

  • @jhonbrhane6090
    @jhonbrhane6090 ปีที่แล้ว +2

    ፊሽ ብጣዕሚ ተባዕታይ ሓታታይ ፡ ከም ሞያ ሕዛ ክትዕብየካ ኢያ አዛ ቦታ ፡ሄርሞን ተመለስ
    ግደፍ

  • @saronhaile3037
    @saronhaile3037 ปีที่แล้ว +2

    Heriye hawey amlak zemen hiwetka ybark memelsu xegakan feltetkan yebe ❤️❤️❤️

  • @edltgaltigray9127
    @edltgaltigray9127 ปีที่แล้ว +11

    እንኳን ድሓን መፃእኩም ይቅር ንእግዚኣብሄር ይኩን ዞምሓተይ🥰❤️
    ምዓዝ እዩም ዝመፁ ናበልና ትፅብት መይትና ነይራ 🥰
    ናይ ብሓቂ በዘይኣዶ ከብድ እዩ ግን ኣጀካ ሄሪ ሓወይ ኣነ ሓፍትካ ኣደይ ብህይወት የለን ኣዝዩ ከብድ በዘይ ኣዶ 😥

  • @yohannatekia3211
    @yohannatekia3211 ปีที่แล้ว +7

    John 14 (ትግ) - ዮሃንስ
    6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
    Amlak yebreka heri hawey zegrem meskrnet zemnka kulu bruk iyu😍🙏🔥🙏😍🙏

  • @mulugetayohannes6146
    @mulugetayohannes6146 ปีที่แล้ว +63

    ሄሪ ሓወይ ተባረኽ : እዚ ንዓኻን ንዓይን ዘዕረፈ ጓይታ ኢየሱስ ንሕዝብናን ሃገርናን የዕርፎ !!!ኢየሱስ ንዘልአልም ጎይታ አዩ ። አሜንንንንን ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽኻ :አየሱስ በዓል ዝና ......❤❤❤❤

    • @Nzeyrekbeka_ynafqeka
      @Nzeyrekbeka_ynafqeka ปีที่แล้ว

      Atum ahwatey nhna wn eko ngus aykonen aybelnan meegergerti

    • @jesuschristislord242
      @jesuschristislord242 ปีที่แล้ว +3

      @@Nzeyrekbeka_ynafqeka እየሱስ በይኑ ጎይታ እዩ እቲ ኣብ መስቀል ዝሞተ ዝተንስእ ህያው ዝኮነ ማንም ዘይመስሎ ልብኪ/ልብካ ንዕዑ ትራይ ሓቦ/ሓብዩ ፡ተጻረፍቲ ኣይትኩኑ መጽሓፍ ኣንብቡ ብቃል ኣምላክ ተዛረቡ

  • @jossigere682
    @jossigere682 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ኣብ ኣምላክ ዝተወከለ ሰብ ኣታሓሳስብኡን ልበንኡን እናሰፈሐ ይከይድ ፡ you are smart boy heri hawna 🥰

  • @user-if8zp4su4u
    @user-if8zp4su4u ปีที่แล้ว +10

    Well come ብሉጻት እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ትጽብይ ቀኒና❤️❤️

  • @godwill1226
    @godwill1226 ปีที่แล้ว +4

    Waw ብሉጽ መልሲ ሄርሞን፡ፊሽ ውን ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ኣምላክ ይባርኩም

  • @nehemyaghirma4225
    @nehemyaghirma4225 ปีที่แล้ว +4

    ሄሪ ብሩኽ ደስ ዘብል ቃለ መሕተት። ዝተረፈ ከኣ ንጽበ ur blessed. ኣምላኽ ስደትና የሕጽሮ

  • @fesshaie
    @fesshaie ปีที่แล้ว

    እ/ሄር ክጽውዓካ ኮሎ ዕላማ ስለ ዘለዎ ኢዩ እሞ ንክንደይ ካብ መገዲ ጥፍኣት ምምላጥ ክኮነሎም ኣብነት ከም ትኮውን ይኣምን ኢየ ኣምላክ ክኣ ኡሙን ኢዩ እሞ ተባረክ።

  • @semharasmelashi7546
    @semharasmelashi7546 ปีที่แล้ว +3

    ዋዋዋዋ ሄሪ ሓወይ ተባረክ ጎይታ ምሳካ ይኮን ኣነ ማራ ተሓጎሰልካ ጎይታ ፍቅርይ እዮ እንቃዓ ሙዚክ ገደፍካዮ 🙏🙏🙏

  • @kibreabmesfin1824
    @kibreabmesfin1824 ปีที่แล้ว +20

    Shalom Hermon hawey, I watched ur interview I was so blessed by ur boldness and ur love for the Lord. Shine more my brother

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +1

    ብሉጽ ኢኻ ናይ በሓቂ።ተስፋ ይገብር እቶም ካልኦት ጴንጠ ኢና በሃልቲ ቆርበት በጊዕ ተኸዲንኩም ክልቲኡ ህዝቢ ከተናቁቱ ትዉዕሉ ዘለኹም ከም ናይ ሄሪ ስነልቦና ከተጥርዩ። ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሄርሞን ሓወይ።

  • @gebrekidanisaac5258
    @gebrekidanisaac5258 ปีที่แล้ว +24

    1ይ ዮሃንስ 2
    17፤ ዓለም ትሐልፍ እያ፡ ፍትወታ ኸኣ፡ እቲ ንፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።

    • @r.samsom
      @r.samsom ปีที่แล้ว +1

      Amen!!!!!

  • @solianamekonnen1210
    @solianamekonnen1210 ปีที่แล้ว +3

    Amazing testimony waw🥰 God bless u and give u strength in ur daily life and wisdom in ur every moment of ur decision with lots favor of God!!

  • @lemlemkahsay7556
    @lemlemkahsay7556 ปีที่แล้ว +7

    Iam so proud of you God is Good !!!Good bless you Harmon hawey

  • @mamdad2166
    @mamdad2166 ปีที่แล้ว

    I can't wait plss part 2 fish ohhh adinikeka Hermon hawey Goyta enqae mistiwialika kefete🙏🙏🙏

  • @yohanayosief1071
    @yohanayosief1071 ปีที่แล้ว

    ቡሩኻት ኣሕዋተይ ጎይታ ይባርኽኩም፡ ርስፔክት ሄሪ የመስግን ፡ ዝሕሸካ ንስኻ ትፈልጥ ጎይታ ሂወትካ ኣዕዚዙ ይባርኽ።ፍሸይ ተባረኽ

  • @abiabrahaabi2544
    @abiabrahaabi2544 ปีที่แล้ว +11

    ሂሪ ሓወይ ጎይታ ይባርካ ናይ በሓቂ ብሉጽ መንእሰይ በዓል ድርብ ሕልና ከማካ ክንዲ ሑጻ ባሕሪ ይብዝሑ።

  • @mhretabkiflemariam6076
    @mhretabkiflemariam6076 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን በሓቂ ደስ ዘብል ሄሪ ብሩኽ መመሊስኻ ወስኽ

  • @misganateklu3411
    @misganateklu3411 ปีที่แล้ว +2

    ብዙሕ ተቃውሞ ክገጥመካ ይኽእል እዩ: ግናኸ ኣጆኻ ትብዓትካ ኣይወሰድ:: ብክርስቶስ ብምእማንና ዝመጸና ተቃውሞ ውርደትና ዘይኮነ ክብረትና እዩ! ዓለም ንጎይታ ካብ ሰጎጎቶን ካብ ነጸገቶን ንዓና ድማ ክተሳድደና ናይ ግድን እዩ! ስለዚ ኣዾኻ ብጎይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዕ! ጎይታ ክመጽእ ኣብ ኣፍደገ ኣብ ዘለወሉ እዋን ኢና ዘለና ወንጌል ብሓይሊ ክንሰብኽን ንብዙሓት ካብ ጥፍኣት ናብ ጎይታ ክንመልስን ብትግሃት ክንዓየሉ ዝግብኣና ግዜ እዩ! ስለዚ ኣጆኻ እዚ ሓወይ ብሩኽ!

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 ปีที่แล้ว +2

    በሐቂ ደሰ ዝብል ቃለም ምሕተት ብሱል መንእይ ሕርሞን አምላክ ይሐግዝካ

  • @tesfaygebreselasse3297
    @tesfaygebreselasse3297 ปีที่แล้ว +32

    It is not Easy to quit from things things that God doesnot like them unless u are a chosen one. God bless u . Great man.

  • @abrihyema5651
    @abrihyema5651 ปีที่แล้ว +4

    ስነጠበበኛ ማለት ኣብዚ ኣለካ ሰላምየ ዝምነ ኩሎም ከማካ ተዝኳኑ ፅቡቅ ነይሩ👍👍

  • @msgnaasgele5967
    @msgnaasgele5967 ปีที่แล้ว +2

    ፍሸይይይ ልባም ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ሕቶታት ኢዩ ሄሪ ሓወይ ከኣ ኣምላክ ናብ ልብካ ኡምለስካ

  • @FAITH2955
    @FAITH2955 ปีที่แล้ว +24

    ሄሪ ሓውና ኣብ ዘለካዮ ይጠዓምካ ምርጫካ ክሳብ ዝኮነ ንፈትወካ ኢና አሞ ሰላምካ ኢና ንምነ

    • @lwamtesfu8880
      @lwamtesfu8880 ปีที่แล้ว +4

      Gele seb xibuq u zixihif n seb kem seb kitqibelo aleka ab zeamene yimen 🙏

  • @fanielkibreab268
    @fanielkibreab268 ปีที่แล้ว +22

    ነታ ኣመንዝራ ጎይታ,ኳ ዝመሓራ ንሕና ደቂ ሰብ ደኣ ከመይ ምሕረት ዘይንገብረለን፡፡
    ስደት መርገም እዩ ስደትን ዘይ ገዛካን ጥዑም ኣይኮነን።

    • @sirakmehari1877
      @sirakmehari1877 ปีที่แล้ว

      + ኪናት ዘክታማት ትፈጥር ማሽን

  • @Kerenwhite360
    @Kerenwhite360 ปีที่แล้ว +1

    ትሕትንኡ ደስ ክብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃርሞን $ ፍስሃ

  • @Mars_ert
    @Mars_ert ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኢንተርቪው ሄሪ ከኣ ኣጆኻ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ነቲ ዝኣተኻዮ ሃይማኖት ተረዲእካን ፈሊጥካን ክሳብ ዝኣተኻዮ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @peacenlove4054
    @peacenlove4054 ปีที่แล้ว +4

    Heriye blessed beruk kame zetxebakuka zaykones lielieu eka 🙏🏻🙌jigna eka heriye blessed 👍

  • @zionzion5793
    @zionzion5793 ปีที่แล้ว +13

    ዋውውውውውው ንስካ ቡሩክ ኢካ ሄሪ ሓወይ Daniel 5 (ትግ) - ዳንኤል
    14: ኣነ ብዛዕባኻ መንፈስ ኣማልኽቲ ኸም ዘሎካ፣ ብርሃንን ምስትውዓልን ብሉጽ ጥበብን ድማ ከም እተረኸበካ፣ ሰማዕኩ።

  • @alexsandersidrak2163
    @alexsandersidrak2163 ปีที่แล้ว +2

    ሄሪ ሓወይ ተባረኽ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ፡ካብቲ ዘለኻዮ መሊስካ ወስኽ ተባረኽ

  • @Syema
    @Syema ปีที่แล้ว +2

    Zbelexe hrya harika Hermon jgna , May God bless you abundantly throughout your life!

  • @hagherey1477
    @hagherey1477 ปีที่แล้ว +6

    Wow amazing God bless you bro 🙏 🙌 🇪🇷 🇪🇷

  • @wintaasfaha4569
    @wintaasfaha4569 ปีที่แล้ว +6

    ዎውውው ሄሪ ሓወይን ማሓዛይ መማኽርተይይ ከሙኡዉን ፍሸይይ ኣዝየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ብጣዕሚ ጹቡቅ ሕቶታትን :መልሲ ዉን: ብጣዕሚ የዕጋብን ማሃርን ኣንናቃቃሕን ኩቡራትን ኣዝየ ዝፈትወኩሙ የሕዋተይ ዝተረፈ ዘመን ሂወትኩሙ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ፈጣሪ ይባርኹኩም ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዉን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱሱ ኩሩስቶስ ሰላምን ፍቅርን ኣዉሪዱ ዓድና ንምለስ ይግበረለና ኮታስ ንመላእ ኣብ ዓለም ዘሎ ሽግራት ፈቱሑ መድሓኒ ዓለም ይቅረ ይበለልና ሄረይ : ፍሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ ፈጣሪ ዓለም ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴🤴🤴❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ey504
    @ey504 ปีที่แล้ว +2

    It's amazing and educational life testimony blessed brother. May God help you to continue with your decision 🙏 you made the best decision. May God give you more grace to inspire others to come to God's kingdom.

  • @user-kf7ep9hs1o
    @user-kf7ep9hs1o ปีที่แล้ว

    ብሩክ ሓውና ኣምላክ ይባርክካ እንየካ ትሕትና ልቦና ኮታስ ኩሉ ነገርካ ብጣዕሚ ቡሉፅ ኢካ ሄሩ ሓወይ❤️😘🙏

  • @godislove5578
    @godislove5578 ปีที่แล้ว +8

    God bless you hermon hawey u are so blessed

  • @habtekidane477
    @habtekidane477 ปีที่แล้ว +25

    ብመጀመርያ እንኳዕ ብሰላም መጻኻ ሄርሞን ሓውና & ፍሽ ሓውና ሄርሞን ጎይታ ጎይታ ምባልካ ኣይጸላእክዎን ጎይታ ግን ኣብ ኦርቶዶክስ ሲኢንካዮ ዲኻ

    • @user-uq1lc4pp8m
      @user-uq1lc4pp8m ปีที่แล้ว +1

      Btami xbqti Hto

    • @filmawithadera866
      @filmawithadera866 ปีที่แล้ว +1

      Bhaqi tsebuq eyu goyta mbal gn ab Orthodox tewahdo yelon diyu koynu bhaqi eye wela ane hitu tkoneni

    • @googleplayy8389
      @googleplayy8389 ปีที่แล้ว +1

      Ygerm eyu so very nice question

    • @habtekidane477
      @habtekidane477 ปีที่แล้ว +1

      @@filmawithadera866 እቲ ጸገም ግን ነቲ ሃይማኖቶም ዝነበረ ብዕምቖት ስለ ዘይርድእዎ ኢዩ መስለኒ ናብ ካልእ ዝገሹ

    • @saliemsolomon9364
      @saliemsolomon9364 ปีที่แล้ว

      Seinwo terayyyy Orthodox do tfltwo dekum. B Amlkiet lebkum tefika zlo hahahah ne dia Goyat emune eyu n goyat kem gelie medhneka tkblo eka

  • @desalefessahaye1454
    @desalefessahaye1454 ปีที่แล้ว +2

    ዝሓይሽ ዕጫ መሪጽካ ኣለኻ ሄሪ ሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ብጎይታን ሓይሉን ንቅድሚት ገስግስ ተባረኽ

  • @bsratgebrekristos6536
    @bsratgebrekristos6536 ปีที่แล้ว +1

    Wow what a courage may God bless you over and over,you are blessed.

  • @rahmaalamin4385
    @rahmaalamin4385 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜንንን ሄሪ ሓወይ ኣገልጋሊ።

  • @wedierewedisenafe3805
    @wedierewedisenafe3805 ปีที่แล้ว +3

    ዓለም ክትሓልፍ እያ ፍትወታ ውን፡ እቲ ንፍቃድ ኣምላኽ ዝገብር ግን ንዘላኣለም ይነብር።