NBILU MEDIA / ደረቐኛ ሕቶታት/ምዕራፍ 3 / ሃኒባል ቴድሮስ ብዛዕባ አገራሚ ፍቅራዊ ሂወቱ ብግልጺ ተዛሪቡ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • We strive to provide our viewers with engaging and entertaining content that highlights the unique aspects of our community. From interviews with local artists and musicians to coverage of cultural events and festivals, Nbilu media aims to capture the essence of our vibrant community.
    We believe in the power of storytelling and aim to showcase the diverse talents and stories of individuals within our community. Through our videos, we hope to foster a sense of pride and unity among our viewers while also promoting local talent and events.
    Join us on this journey as we explore the beauty, creativity, and diversity of our community through the lens of Nbilu media . Subscribe to our channel and be a part of our growing community!

ความคิดเห็น • 190

  • @jovannisimon1558
    @jovannisimon1558 10 หลายเดือนก่อน +12

    ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይን ብትኽክል ፍቅሪ ስድራና ብፍጹም ዝግለጽ ኣይኮነን ካባና ምስተፈልዩ እዩ ዝርድኣና።

  • @ሶፋኒት
    @ሶፋኒት 10 หลายเดือนก่อน +19

    ያ ፍቅሪ ወለዲ ካባካ ምስ ተፈለዩ እዩ ዝርደአካ ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካያ

  • @ayoopxom4377
    @ayoopxom4377 10 หลายเดือนก่อน +9

    ካብ ጠቅላላ ስነጥበበኛታት ኣዝየ ዝፈትዎን ዘድንቆን ሃኒባል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብኣካል ክርክበካ ተስፋ ይገብር ካብ ሓውካ ትግረዋይ 💙💙💙💙

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 10 หลายเดือนก่อน +6

    ካብ ሰነ ጥበበኛታተ እዝይ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ሃኒባል ተድሮሰ ሙቁረ ፍጠረት ብኣካል ክርእየካ ተስፋ ይገብረ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም የኔ ማሮች ሓፍትኻ ካብ ትግራይ 🙏🥰🙏🥰🥰💋💋

  • @onelove323
    @onelove323 10 หลายเดือนก่อน +8

    ናይ ብሓቂ ሃኒ ሓወይ ሓደ ኣይነት ታሪኽ ኣለና ኣጆኻ ኩሉ ግዜ ፍቕሪ ናይ ስድራኻ ምስ ተፈለዩኻ እዩ ዝርደኣካ

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 10 หลายเดือนก่อน

      Me 😢😢

  • @Hrmet_media
    @Hrmet_media 10 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ባሓቂ ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ

  • @ፍሽኽታfshkta
    @ፍሽኽታfshkta 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃኒ ሓወይ ❤🙏

  • @rakiraki6084
    @rakiraki6084 10 หลายเดือนก่อน +2

    ቅድሚ እዚኣ ቪዶ ምርኣየይ
    ፊልሚ ኢሮስ እድየ ወዲኤ ሕጂ መጽየኩም ። ፊልሚ ትግርኛ ካብዘይ ርኢ ነዊሕ ገይረ ኣለኩ እዛ ፊልሚ ግን ደስ ትብል ማራ ማራ እየ ዘድንቀኩም ብፍላይ ንክልቴኩም ንዮናስ ማዕረ ክንድዚ ኣይመስለን እዩ ነይሩ ሕጂ ግን እቲ ዝነፍዐ ተዋስኣይ ምካኑ ኣሚነ ቀጽልዎ ብሉጻተይ። ❤

  • @suedhafiz5429
    @suedhafiz5429 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውውውውውው ሃኒተይይይይ ናተይይይ ታንክስ ሃገተይይይ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኩሉ ንትናካ ሑቶታተይ ብልክዕ ዝመለስካለይ ካኣ ታንክስ ወዲ ኢረይ ጢኑ ያክ ንበረለይ ኣስኪ ጢኒኒ ታንክስ ካኣ ኩላኩም

  • @VIPER-r7d
    @VIPER-r7d 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሓሳባትካ መሃርን ብጣዕሚ ዝድነቕን እዩ ሃኒ። ኣብዘን ቃል ኣምላኽ ከኣ ቁሩብ ክነመሓይሻ፦
    ቁ.1፦ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ዘይኮነ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ዘሎ "ፍቕሪ ገንዘብ" እዩ ዝብል። እዚ ከኣ ንገንዘብ እንተ ኣፍቂርና ዘይንገብሮ ሓጥያት የለን እሞ ገንዘብና ኣገልጋሊና ጌርና መንግስቲ ኣምላኽ ክንወርሰሉ ከም ዘለና ደኣ እምበር ባሮት ገንዘብ ኰንና ብሃብትና ሓጥያት ከይንዕድግ ክምህረና ኢሉ ይመስለኒ።
    ቁ2.ሃብታም መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዝወርስ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክሓልፍ ይቐልል።
    እዚኣ ከኣ ሃብታም ኣይጸድቕን እዩ ንምባል ዘይኮነት ተጻሒፋ ሲ፡ ሃብታም ኰንካ መንግስቲ ኣምላኽ ክትወርስ ኣዝዩ ብዙሕ ፈተናታት ከም ዘለዎን ነቲ ብድሆታት ኣብ ምስዓር ድማ መብዛሕቲኡ ሃብታም ከምዘይዕወት ትገልጽ እያ። ስለዚ ሃብታም ምዃን ዘይኮነ ሓጥያት'ሲ "ሃብታም ኰንካ ንኽትጸድቅ ዓቕሚ ከይሃለወካ ሃብታም ምዃን እዩ ጌጋ"
    ቁ3. ብዛዕባ ዕላማ ናይ ሂወትካን ሸቶኻን ዝነገርካና ሃኒ ሓወይ፦
    *ጸላኢ ሰናያት ካብ ዕላማና ንኸጓናድበና ድቃስ የብሉን እሞ ኣብ ዝኾነ እዋን ንሰብ ይኹን ንሰይጣን ዕላማ ናይ ህይወትካ ኣይትዛረብ። ከምቲ ክርስቶስ ብስቕታ ስርሑ ዝሰርሐ ንሕና ውን ብስቕታ ሱቕ ኢልና ንስራሕ።
    ድንግል ማርያም ትሓልወና!

  • @CBb-e2y
    @CBb-e2y 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ ሃኒ ሓወይ ፀባየ ሰናይ ሓሳብ ልብኻ የስመረልካ የብልየን ኣባት ❤❤❤❤❤❤

  • @mlitegirmay3684
    @mlitegirmay3684 10 หลายเดือนก่อน +10

    Amen 🙏 hani haqey fqri sdra kglex aykieln u❤❤❤❤

  • @KubromGhbrmesekel
    @KubromGhbrmesekel 4 หลายเดือนก่อน +1

    Hani and tnu admen tanan yhabkum fetari❤❤❤❤❤❤

  • @ተጠቃሚ-jm2xx3di9n
    @ተጠቃሚ-jm2xx3di9n 10 หลายเดือนก่อน +1

    Yesssssss fead alamin ezi very great 👍 gen hasisena tefikana beleley pless tinu hawey

  • @SEMHAR_SEMU07
    @SEMHAR_SEMU07 10 หลายเดือนก่อน +3

    Pls haney shikor abza medebka kem megemerta n tedros xaedu amxalna love you wedi erey ❤❤❤❤❤

  • @astergebremedhin8161
    @astergebremedhin8161 10 หลายเดือนก่อน +2

    Shekornatt deki Eri God bless you all keep up the good work ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @eyobtsegay-i7n
    @eyobtsegay-i7n 10 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ሃና ሓወይ ❤❤❤

  • @24Reem
    @24Reem 10 หลายเดือนก่อน +12

    አስይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም መመሊሱ ይብዛሕ❤❤❤❤

  • @miracle7945
    @miracle7945 10 หลายเดือนก่อน +10

    Hani hawey hero nay hero

  • @መድሃንያኣለምጎይታይተመስ
    @መድሃንያኣለምጎይታይተመስ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሃኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤

  • @berhanegoitom9748
    @berhanegoitom9748 10 หลายเดือนก่อน +2

    ንፉዓት የሕዋት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም

  • @kisanetmehari5833
    @kisanetmehari5833 10 หลายเดือนก่อน +1

    Haney hayal seb eka❤❤❤❤

  • @dtfffkyf3559
    @dtfffkyf3559 10 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ሪመይ ዕድሜና ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @gela884
    @gela884 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሃኒ ሓወይ ሕቶ ዉሽጠይ ክብሎ ዘለኒ ኢልካለይ ብዛዕባ ወለዲ thankes❤❤❤❤gbu❤❤❤❤❤

  • @natutesfaslasie4626
    @natutesfaslasie4626 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሃኒ ብጣዕሚ ዕጉስ ሰብ

  • @ኣዙጋልትግራይ-ቘ3ሐ
    @ኣዙጋልትግራይ-ቘ3ሐ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሃኒተይ ብጣዕም እየ ዝፎቱወካ❤

  • @yohanabrhane502
    @yohanabrhane502 10 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwww hani hawey edmen tinan yehabka fetari 🙏

  • @asmerashikor8778
    @asmerashikor8778 10 หลายเดือนก่อน +1

    Hani &Tinu shikor fetewwwww zeblekum agoka naytom kewedekukum zedelyu kinie eyu ayesaanun eyom ajoka ab godenika alena ❤❤❤❤🙏🙏

  • @sidteali1003
    @sidteali1003 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nay Sidra agelalixa ka Nice bitami mesatit walahi thank you i love my family

  • @Nejat.jemal.
    @Nejat.jemal. 10 หลายเดือนก่อน +2

    Gele aynet medeb hanu hawey ezi medeb GN qrub fliy kiblelka n seid rizqey amxayo pls Malet bzuh drsetat kelewo ab interview Kone show mexyu ayfeltin eyu pls ab lebka gbero ika ❤️

  • @NahomMedhane-kg6vd
    @NahomMedhane-kg6vd 10 หลายเดือนก่อน

    Heni shkor😍😍😍😍 Ma Great Artist Love you😘😘😘😘

  • @SamiWelday-v5u
    @SamiWelday-v5u หลายเดือนก่อน

    ደቂ ኤረይ ሸኮራት ቀጽልዎ❤❤❤❤

  • @MmMm-ih7rv
    @MmMm-ih7rv 10 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ሃኒተይ ዋላ ኣነ ሳኣን እምብይ ምባለይ ድሕሪ ኩሉ ተሪፈ ጊዘ ኣብ ምዕራቡ ግን እምብይ ምባል ጀሚረ ግን ታይ እሞ ይዓብስ

  • @alemtekle8165
    @alemtekle8165 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ata anes ntinu kfetwo❤❤

  • @fnanbruk
    @fnanbruk 10 หลายเดือนก่อน +1

    hani hawey ...እታ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ትብል,,,,ፍቕሪ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ኢያ ትብል,,, ገንዘብ ጌጋ የብሉን :ፍቕሪ ገንዘብ ግና ኣምልኾ ኢዩ,, ኣብ መጽሓፍቅዱስ ዘሎ ክሳብ ዘይኣመንካሉ ክርስትያን ኣይኮንካን ማለት ኢዩ,,,
    1 Timothy 6 ትግ - 1 ጢሞቴዎስ
    10: እቲ ፍቕሪ ገንዘብሲ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ እሞ፡ ገሊኦም ንእኡ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምበሉ፡ ናብ ርእሶምውን ብዙሕ ስቓይ ኣምጽኡ።

  • @MieronGrmay
    @MieronGrmay 10 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ቃለ መሕትት ግን ምብርካት ኣይቅድምን ,,,,, ክንደይ ዝነኛታት ካብ ቃለ መሕትት ይቁጠቡ ዮም ካብኦይ ተመሃር መተዓቢቲ።።

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu9661 10 หลายเดือนก่อน +8

    ንኣድያም ስብሃቱ ባ ኣምፀአልና ጢኑ

    • @adhanetmussie6503
      @adhanetmussie6503 10 หลายเดือนก่อน

      ቅድም ኣምጽዮማ ኔሮም ኮ❤

    • @adhanetmussie6503
      @adhanetmussie6503 10 หลายเดือนก่อน

      ቅድም ኣምጽዮማ ኔሮም ኮ❤

  • @habeneyob1678
    @habeneyob1678 10 หลายเดือนก่อน +1

    Hani & tinu btaemi ena nfetwekum ajokum bertue ❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 10 หลายเดือนก่อน +3

    Nice 👍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍

  • @merhawitteklay4111
    @merhawitteklay4111 10 หลายเดือนก่อน +1

    Deki eri selamkum ybzah❤❤❤❤❤❤

  • @rutamsgna4458
    @rutamsgna4458 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 sekrintate❤❤❤

  • @merhawithabtom9456
    @merhawithabtom9456 10 หลายเดือนก่อน +3

    Tinu shkor & hanibaley ❤❤

  • @AzmarinoAsmera-z9k
    @AzmarinoAsmera-z9k 10 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you hani❤

  • @Bahgi12xbah
    @Bahgi12xbah 10 หลายเดือนก่อน +6

    ደቂ ኤረይ ❤
    ከፍ ኣለኩም

  • @elli_primal
    @elli_primal 10 หลายเดือนก่อน

    Nice Haniti boy be strong be let's hard bro❤

  • @TemesgenGkidan-h9c
    @TemesgenGkidan-h9c 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ከመይ ኣኩም ሃኒ&ጢኑ ❤❤❤ ብምቅጻል ኣዝየ ዝፈትወኩም ተዋስእቲ ኢኩም በዚ ኣጋጣሚ❤❤ ❤ ንሃኒ ሓወይ ኣብ ሰነ ጥባብ እቲ ትደልዮ በጺሕካዮ ዶ? ኣብ ድርሰት ከ ትሳተፍ ዲካ? እንታይ ዓይነት ባላን ኣለካ ኣብ ቀጻሊ❤❤❤ ሶሪ ጢኑ ከይት ነጥራ ከይ ጠነካ ብኣያ ኪዳነ ገይረ❤❤❤❤❤❤

    • @hanibal9903
      @hanibal9903 10 หลายเดือนก่อน

      Hahhhhh htotat tedalyu wedius hji thatu ala deqi sebat

  • @hamienani3381
    @hamienani3381 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብታ ናይ ኣደ ዝተላበሰት ጓል ዝበልካያ 100% ይሰማማዕ የ ምሳኻ
    ኩላትክን ሓራሙ ጽባሕ ኣደ ምዃንክን ስለ ዘይተርፈክን ዛ ነጥቢ ኣስምራላ
    ሰብኣይ ገዛ ይሃንጽ ሰበይቲ ከኣ ቤት ተቕውም

  • @mahtakibrom5358
    @mahtakibrom5358 10 หลายเดือนก่อน

    Nay Bahaki haniye sdraka malet kulu negerka malet u 🥹❤️

  • @samrawittekle5009
    @samrawittekle5009 10 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሃኒባል ወዲ ቴድሮስ ደግፌ ዲኻ ብዙሕ ነገር ዘኪረ 🥺🥺ስድራና ተናፈቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤

  • @Good-b9t
    @Good-b9t 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fnanamanuel7847
    @fnanamanuel7847 9 หลายเดือนก่อน

    Edmen tienan yhabkum❤❤❤❤❤

  • @Yusuf-d7w5v
    @Yusuf-d7w5v 10 หลายเดือนก่อน

    Zeganris arsenalwi hani habibi ana merr eki kafi tihbani edamin tenani inshallah

  • @algutekle3164
    @algutekle3164 10 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy ❤❤❤ shikorntatt ❤❤❤ edmen tenan yhabikum❤❤❤

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 10 หลายเดือนก่อน

    እቢ ዘይምባል እህ ሓቅካ ሓኒ ሓወይ❤

  • @HagushHagush-gh1nx
    @HagushHagush-gh1nx 9 หลายเดือนก่อน

    ሃኒ ሓወይ ብዓል ሓዳር ደካ ታይ

  • @Queentigray
    @Queentigray 10 หลายเดือนก่อน

    ayzoka haniye ❤❤❤❤

  • @josytile-t6l
    @josytile-t6l 10 หลายเดือนก่อน +1

    Haney shkorrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤ miss u nty

  • @tarikeygualey7732
    @tarikeygualey7732 10 หลายเดือนก่อน

    Kfetwekum meat ❤️Tenene ayney padlaka kea ab qaley aleku ajoka b juwa yerakbena.

  • @ኣዙጓልትግራይ
    @ኣዙጓልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሃኒ ሓወይ ስማዕ ዶ ክሓተካ ዶ ሃኒባል ማለት እንታይ ማለት እዪ አንስቲ እየ ንዘወደይ ሃኒ ኢለ ከውፀአሉ ደልየ ብጣዕሚ ከዓ እየ ዝፎትዋ ሽምካ ተገዲስካ መልሰለይ ኣብ ኮሞኖንት ምስ ይቅሬታ❤❤❤❤❤ ዶሞ ኣድናቂትካ እየ

  • @HdDjd-ry2rt
    @HdDjd-ry2rt 10 หลายเดือนก่อน

    ሃኒ ሓወይ ኣነስ ክፈትወካ ❤❤❤❤❤

  • @rutaangesom6169
    @rutaangesom6169 10 หลายเดือนก่อน

    Kef alekum sehakum gele❤❤

  • @Mihretab.MORO-ENTE1994
    @Mihretab.MORO-ENTE1994 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቆናጁ ደቂ ኤረ...ኣነ ትግራዋይ የ ግና በዓዲ ኣይፈላልን ግና ምስ ተጋሩ ፊልም ዘይትጀማምሩ ......ን ሉል ሕተተልና በጃኻ

  • @DianaDesale
    @DianaDesale 10 หลายเดือนก่อน

    Hanitay shekor ajoka aythemaqq❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @suzanbrhane9230
    @suzanbrhane9230 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ ክፈትወኩም ❤❤❤

  • @arsema9083
    @arsema9083 10 หลายเดือนก่อน

    Hani shukor i like u, kemaka gulux sebye zixibe zelloku 🫶

  • @banaAbraham-iy9mv
    @banaAbraham-iy9mv 10 หลายเดือนก่อน

    eway hanibal shikor guluxent zelka

  • @riempetroskahsay5169
    @riempetroskahsay5169 10 หลายเดือนก่อน

    ኣይይይይይይ 😅😅😅 ሕልፍ ክብል ኮየ ታኣልየ

  • @MartaBerhane-i9w
    @MartaBerhane-i9w 10 หลายเดือนก่อน

    woww

  • @niattesfay
    @niattesfay 9 หลายเดือนก่อน

    Admen tanan yehabkum

  • @habengrmay
    @habengrmay 10 หลายเดือนก่อน

    Ms seankayom u zrdeaka fqri sdra naybehaki zmotu aymelenn neru neay wn gn lbey tenkifkani ane wn kemaka ye bnshtey keleku adey sine 😢

  • @michaelsium1613
    @michaelsium1613 6 หลายเดือนก่อน

    ብሽም አርሰናል ሳብስክራይብ ክገብረልካየ ሃኒ

  • @Dddd12Bbbb12
    @Dddd12Bbbb12 10 หลายเดือนก่อน

    ደስ

  • @hevson
    @hevson 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nmerkeb goytom amxeulna

  • @yonastesfamichael
    @yonastesfamichael 10 หลายเดือนก่อน +1

    Hani ane kabtom azyom zednukuka zekbrukan hade eye. Bfluy abza interview tgebra zeleka degafi the gunners btami feteka beka surely 💯% yednkekan Hani hawey.

  • @WINIAY17
    @WINIAY17 10 หลายเดือนก่อน +1

    HANI HABIBI YEAK THE GUNNERS KSAB KNDZI IYUOM AB DEMKA ATIYOM LOMI NABNA TEKOYNA GN FOR SURE VIDEO KTSERHALNA ALEKA

  • @YohannesDrar-z1d
    @YohannesDrar-z1d 10 หลายเดือนก่อน

    Asha eka mesleni eti amlak bmsla ztezarebo atergimka mrdae mhasheka sorry gn kem abuy hawey kemdfret aythseba eka❤❤❤❤❤❤

  • @abadiasmelash6508
    @abadiasmelash6508 10 หลายเดือนก่อน

    Tinu & hani ezi aboye zeytdqeswo kerikum eye dahan kkkk❤❤❤🇪🇷🫶🎈✅

  • @miebalehabteselase7342
    @miebalehabteselase7342 10 หลายเดือนก่อน

    hanitey ❤ tenene ❤ selamkum ybzah

  • @fevenmengsteab7369
    @fevenmengsteab7369 10 หลายเดือนก่อน

    hani hawey edmen tenan yhabka

  • @havefunwithmaryandcristina1147
    @havefunwithmaryandcristina1147 10 หลายเดือนก่อน

    Amlac kemdolyetc yehbki ❤❤

  • @Tnsui
    @Tnsui 10 หลายเดือนก่อน +1

    Tinu and hani ahwatey nfuat,hanti gal ansteyti mearneta kitfelt ybelx abeynay eya ttkemelu maletey eye

  • @ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
    @ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጢኑን ሃንን ከፍ ኣለኩም❤

  • @adeyalemey-cj6xu
    @adeyalemey-cj6xu 10 หลายเดือนก่อน

    Hanitey shkorrr ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊❤

  • @HelenBirane
    @HelenBirane 10 หลายเดือนก่อน

    Hani hawey ❤❤❤

  • @farklaentertainment4529
    @farklaentertainment4529 10 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መወዳእታ ዘላ ኩትሚያ ሹሽ ናዓኻ'ዩ ኮ ኣታ ሰበይ ኣሲሒቓትኒ😂😂😂😂😂

  • @snitghebremedhn6941
    @snitghebremedhn6941 10 หลายเดือนก่อน +1

    Powwwwwwwwwww nice

  • @aziebtesfay944
    @aziebtesfay944 10 หลายเดือนก่อน

    ሃኒ መክሰብ ❤❤

  • @DebesayTesfgergs
    @DebesayTesfgergs 5 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkk❤❤❤❤❤❤❤

  • @kubajalegese3833
    @kubajalegese3833 10 หลายเดือนก่อน +4

    ያ' ሕቶና ነጢርኩሞ😅

    • @babyshark6656
      @babyshark6656 10 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @RutaTeklehaymanot
    @RutaTeklehaymanot 10 หลายเดือนก่อน

    Kkk mshrftkum hizkum Alenlalkum hani shkor

  • @bereketamharaybereketamhar3135
    @bereketamharaybereketamhar3135 10 หลายเดือนก่อน

    Hero ❤❤❤❤

  • @Hermunteklab-bq6xv
    @Hermunteklab-bq6xv 10 หลายเดือนก่อน

    WEll come❤❤

  • @TekiaZewelde
    @TekiaZewelde 10 หลายเดือนก่อน

    Yes you right not like Mother, and Father.

  • @عثمانحسين-ه3ص
    @عثمانحسين-ه3ص 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቅካ ወላዲ ክፍቀር ጥራሕ አዩ ዘለዎ ሃኒ

  • @kisanettumuzghi6615
    @kisanettumuzghi6615 10 หลายเดือนก่อน

    Hani shkorr 🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @Luwam-m8j
    @Luwam-m8j 10 หลายเดือนก่อน

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @selamweldehans8523
    @selamweldehans8523 10 หลายเดือนก่อน

    Edimen teanan yhabka hani hawey

  • @LiduMami
    @LiduMami 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @happytime3372
    @happytime3372 10 หลายเดือนก่อน

    Emo ke dea hasawi seb ayfetun eye elka nerka welas hige gedifkayo eka mhsaw welas ab awald tray eka thusu?

  • @AnbesajrAregawi-hi2gu
    @AnbesajrAregawi-hi2gu 10 หลายเดือนก่อน

    ሃኒባል ከይትሓስቦ ኣርሰናል ዋንጫ ፕሪመርሊግ ኣይኮነን ኤፍኤካፕ ከማን ኣይትወስድን ኢያ ምንስልባሽ ነታ ናይ ኮሚኒትሽልድ ሻሓነ ኢኩም እንተወሲድኩማ