ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል Hermon Brhane interview part 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • ሄርሞን ብርሃነ: "ሄርሞን ትማልን ሎምን" ኣብ ዝብል:ሰፊሕ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል Hermon Brhane interview part 2
    #HermonBrhane #hermon #HLNA

ความคิดเห็น • 2.5K

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +875

    ከምዚ ከማይ ንፍሸ ዝፎትዎ ይህሊ ዶ🥰

  • @asmeromfikaduasmefkadu4026
    @asmeromfikaduasmefkadu4026 ปีที่แล้ว +300

    ፍሽ ጅግና ናይ ባሓቂ ኣዲንቀቃ ጽብቅ ሕቶ ሓቲትካዮ ጽብቅ ጊርካ ድኣ ኣጽርዮ ፍሽ ሓወይ ኣብ ሄወትካ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ 💪💪💪

    • @shallomshallom3844
      @shallomshallom3844 ปีที่แล้ว +28

      Kkkk,,,, emo neti xruy melsi ke semiekayo do,,,

    • @helenmulugieta8218
      @helenmulugieta8218 ปีที่แล้ว +11

      Asmerom bruk ዘጽሪ ናይ ኣምላክ መንፈስ አዩ ብሩከይ መንፈስቁዱስ ጽሩይ መልሲ ዝሃቦከ ሰሚዕካዮዶ

    • @Lihmagmaildoc
      @Lihmagmaildoc ปีที่แล้ว +1

      ATA bruk fish tefelto dika Amani eyu ....ATA hizebi neka kerde eleu u same question zehate zelo ember Addis zelo seb hitet fish pente u

    • @fevenasgodom4190
      @fevenasgodom4190 ปีที่แล้ว +4

      Goyta eyesuss axryuwo eu aytsekefu burukat

    • @zebibtsegezab2223
      @zebibtsegezab2223 ปีที่แล้ว +1

      ፍሽ ሓወይ ናብ ሓቂ ጽብቅ ሕቶ ሓቲትካዮ
      እቲ ዝደለና'ዮ ምሕታትካ ፍሽ ሓወይ ኣብ
      ሄወትካ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ

  • @katmtrieza4174
    @katmtrieza4174 ปีที่แล้ว +42

    ስም ጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ንዘልኣለም ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን("3")

  • @merhawiteklay9441
    @merhawiteklay9441 ปีที่แล้ว +21

    ሄሪ ጅግና ኣጆኻ ኣይትብከ የሱስ ግይታ እዩ። ዓለም እትበኽየሉ ንሕና እንስሕቀሉ ዘመን ቀረባ'ዩ፡ የሱስና ክምለስ እዩ። ብሩኻት የሕዋተይ ምዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ ከይደንጎኹም እቲ ግዜ ከየርከበኩም ሕዲ ንጎይታ ከም ናይ ግሊ መድሓኒኹም ተቐበልዎ። ንህይወትኩም ኣድሕንዋ፡ የሱስ ክርስቶስ በይኑ መድሓኒ እዩ። ካልእ መድሓኒ የልቦን። ሄሪ ሓወይ ስለቲ ቃል ምስክርነትካ እግዚኣብሄር ይባርኽካ፡ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ንበረኸት ኩን። ክብሪ ኹሉ ብወዱ የሱስ ክርስቶስ ንኣምላኽና ይኹን። ፍሽ ሓውና እግዚኣብሄር ይባርኽካ።

  • @Arayahabte3
    @Arayahabte3 ปีที่แล้ว +27

    ዎ ኣምላኽ ብሓውና ሄርሞን ጌርካ ቃል ሓቂ ትዛረበና ኣለኻ እሞ ዘስተውዕልን ዝዓቁርን ልቢ ሃበና !! ሓውና ፊሽ ስለዚ ብሉጽ ቃለ መሕትት ኣዚና ነመስገን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘመን ሂወትኩም ይባርኽ !!

  • @fanielkibreab268
    @fanielkibreab268 ปีที่แล้ว +53

    እንድዒ በቃ ክልቲኦም ማራ ደስ ክብሉካ ብትሕትና ክትዕ ዘይብሉ ምዝርራብ ኣዚዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣምላክ ይባርክኩም ሄረይ & ፊሸይ G,B,U

  • @Agape2016
    @Agape2016 ปีที่แล้ว +10

    ሓታታይ ን ተሓታታይን ፅቡቅ ተራኺብኩም ንፉዓት ክልተኹም ኣዘኩም ደስ ተብሉ መነአሰያት 🙏🇪🇷❤️ Respect 🙏

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 ปีที่แล้ว +89

    ጋዘጤኛ ብጣዕሚ ኢኻ ንፉዕ ኣድኒቀካ ኣለኹ ሕቶኻን ትሕትናኻን

  • @jesuschristislord242
    @jesuschristislord242 ปีที่แล้ว +10

    ሃሌሉያ! እልልልልልልልልልልልልል ሄርሞን ሓወይ ኻብ እየሱስ ወጻኢ ዝምለክ የለን ተባረክ ኣቤት ኣምላክ ሂወት ዘመንካ ይወዳእ

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว +21

    ንፍሽ ሓወይ ዕድመናን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ❤❤👏

    • @naomighide1492
      @naomighide1492 ปีที่แล้ว +1

      ንፍሽ ሓወይ 🤭 መንፈስ ምፍልላይ

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว +156

    ⛪ ኦርቶዶግስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን ሓደ ኣምላክ ሓደ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ኣለና እግዚኣብሄር ይመስገን ኣሜን እግዚኣብሄር መጨረሻና የፀብቀልና ኣብ ቤቱ የፅንዐና ድንግል ማርያም ምልጃኣ ኣይፈለየና እግዚኣብሄር ይመስገን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐

    • @tirhasasmelash634
      @tirhasasmelash634 ปีที่แล้ว +4

      🌿አሜን🌿አሜን🌿አሜን🤲🙏✝️ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ስም አዳነ ቀዳስት ቅዳስና ንጽህታ ንጾሃን ድንግል ማርያም ዘክበርን ዘተመስግናን ይኸን🤲🙏💒❤️

    • @asmeretghebru311
      @asmeretghebru311 ปีที่แล้ว +4

      አስከ ኣበየናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎ ማርያም ኣማላዲት ዝብል?በዘይካ አብታ ብጸላምን ቀይሕ ሕብሪ ባኢድ ደባትር ዝተጻህፈት ገድሊ ዶ ዋላ ተኣምረ ማሪያም?
      በጃካ መጽሃፍ ቅዱስ ኣንብብ።ግን ከኣ መንፈስ ቅዱስ ተዘይተመሌእካ ጎይታ ተዘይተቀቢልካ ኣንቢብካ ዉን ኣይረደኣካ እዩ።

    • @honorscore629
      @honorscore629 ปีที่แล้ว +4

      @@asmeretghebru311 atum hzbi selam gberu orthodox tewahdo tntawit emnet ya minin aytbelu n genzeb ilkum temlkwo emnet halewlew aytbelu

    • @maharigebrehiwet1810
      @maharigebrehiwet1810 ปีที่แล้ว

      @@asmeretghebru311 ክቡር ሓው ንስኻ ኢኻ ዘየንበብካዮ ጥቅሲ ምሃብኩዃ ግን ንኽፈልጥ ዘይኮነ ንኽትከራኸር ኢኻ በል ክሓተካ 1 ንስኻ ከኣ መልሰለይ ምምላድ እኮ ቀሊል እዩ ቅዱስ ውን የማልዱ እዮም ነኣምላኽ ምውላድ ዶ ይቀልል ወይስ ምምላድ እስከ ንገረኒ ኢ
      ንኢየሱስ ክርስቶስ ወዳ ኣኽቢርካ ነዲኡ ምዝንጣል ድፍረት ዶ ኣይኮነን? 2 ሕቶ ኣይተማልድን ዝብል ከ ኣበይ ኣሎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምጻለይ?

    • @semharina272
      @semharina272 ปีที่แล้ว

      Grim ba hanti timket amet amet endatetemekumsi gdefuna seb felitwa eyu nay illumunati mkana ortodox 😢

  • @fenantsegay6143
    @fenantsegay6143 ปีที่แล้ว +11

    ኣታ ብሩክ ንስካ 'ሲ ብሉጽ መንፈስ ዘለካ መንእሰይ መጐስ ኣምላኽ መመልሱ ይብዛሓልኻ ሄርሞነይ ❤❤♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @solomonefream7064
    @solomonefream7064 ปีที่แล้ว +14

    ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ሄሪ ሓወይ ከኣ እግዚኣብሄር ናብ ልብኻ ናብታ ሓቀኛ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ይምለስካ

  • @Maku2023
    @Maku2023 ปีที่แล้ว +19

    ብኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ኣዝየ ሕጉሱ እየ::ከሙ ድማ ቅንዕትን ባዕሉ ጎይታ ከምዝመስረታ ዘጠራጥር የብለይን::ብዝኾነ ደስ ዘብል ናይ ክልቲኩም ትሕትናን ክብርን ❤ ሄሪ ሓወይ ድማ ኣጆኻ ጸላኢኻ ይንባዕ ከብደይ በሊዕካኒ😢 ኣጆኻ ዝሓወይ እመ ብርሃን ንብዓትካ ትሓብስ

    • @Princesses-h4b
      @Princesses-h4b ปีที่แล้ว +1

      ወንጌል ዮሃንስ 14
      6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @rezinaabreha8925
    @rezinaabreha8925 ปีที่แล้ว +10

    Wow…you ‘re Amazing. What a humble man of God .Every Blessings brother Hermoney 🙏😍

  • @hiyabuweldezgi6206
    @hiyabuweldezgi6206 ปีที่แล้ว +44

    ጾሎታ በረኸታ ናይታ ብኽልተ ወገን ድንግል ዝኾነት እግዝእትነ ማርያም ናይ ክሎም ሕሩያን እግዚኣብሄር ኣይፈለየና ሄሪ ሓወይ ድማ ኣብቲኣ እምንትን ኣጽናፋዊትን እምነትካ ይምለስካ ፍሽ ሓወይ ድማ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ እምነት ኣቦታትና የጽንዓና።

    • @SamrawitA.Andemichael
      @SamrawitA.Andemichael ปีที่แล้ว +2

      CHIRISTIANITY IS LIFE NOT RELEGION MY BROTHER JESUS SAID" I AM THE WAY THE TRUTH AND LIFE "

  • @hosizemcael7952
    @hosizemcael7952 ปีที่แล้ว +15

    ሄሪ ሓወይ መወዳድርቲ ሲኢነልካ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ብሉጽ ምስክርነት ንብዙሓት ንምድሓን ከምትከውን ርግጸኗ ኢየ ጀግና ናይ እምነት ሰብ
    ኣባይካ ይንባዕ ናዓቢ ክብሪ ኢካ ተጸዊዕካ እምበር ንንብዓትካ ክርስቶስ ደሪዝዎ ኢዩ ኣገናዕ ተባረከለይ።

  • @sabasabi8472
    @sabasabi8472 ปีที่แล้ว +29

    This guy has boldness in Christ not in religion ! He truly is bringing revelations which many of us who grew in church don’t know! Hermon May the lord you trust bring the desires of your heart ! May he shine his face upon you!

    • @lilyasamuel4806
      @lilyasamuel4806 ปีที่แล้ว

      ❤❤️‍🔥🙌🏽

    • @yemanehebtetsion7611
      @yemanehebtetsion7611 ปีที่แล้ว

      Even I really think like u.he the one who understund jesus is the only love and light as well as only good.There is no dark in jesus.

    • @semarmatiwos3065
      @semarmatiwos3065 ปีที่แล้ว

      Totally agree

  • @betealyacob5805
    @betealyacob5805 ปีที่แล้ว +7

    ጎይታ ይባርክ ስለእዚ ዕቢ ምድሓን ክብር ሐወይ ሄርሞን። ነቲ ዝተረዳአካዮ ሐቂ ክሳብ መወደታአታ ሂወትካ አጽኒዕካ ሕዞ።አቶም ንብዙሐት ናብ ጽድቂ ዝመርሑ ከም ክዋክብቲ ክደምቁ አዮም.።አሞ ጎይታ መምሊሱ ይድምቅካ።ተባርክ🙏🙏❤❤

  • @tirhasfeshation5006
    @tirhasfeshation5006 ปีที่แล้ว +15

    ኣጆና ሄሪ ሓወይ ዓለም ኣይክትቅበለኩን እያ ምክንያቱ ንዓይ ኣይተቀበለትንን ኢሉ የሱስና ባዕሉ ወለድካ ስድራኻ ፍተውትካ ኩሉ ይደፍኣካ ዲስኮ ሓዲርና ክንመጽእ ሓቢኤን ዘእተዋና ኣዴታትና ከማን ንጎይታ የሱስ ምስ ተቀበልና ገጽና ንምርኣይ ተጽይፈናና ስለዚ የሕዋትና ሰሪቆም ኣበላሽዮም መስ ተኣሰሩ ስልጣንያ ሕዘን ደድሕሪኦም ዝጎያ ዝነበራ ብወንጌል ምስ ተኣሰሩ ነዛ ዕይኖም ክርእይዎም ጸሊኣኦሞም ስለዚ እዘን ክንዕቀፍ ካ ዘይደልያ ኣዴታትና ሰኣን ምርዳእ ብዙሕ ደፊኤናና ሰለዚ ኣምላክ ግን ንውሽጥና ዝፈሰሶ ሰላምን ፍቅርን ፈንከት ኣየበለናን እኔና ኣቤቱ ተተኪልና ኣጆና ጎይታ ብናይ ትማልና ከስሕቀና ክመጽእ ዩ ስሙ ይክበር ብኡ ዝኣመነ ኣይክሓፍርን ዩ

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose ปีที่แล้ว +7

    ካብ ሎሚ ንደሓር ኣነውን ተለዊጠየ።
    ኣጋጣሚ ፉኖተ ጥበብ ትብል መጽሓፍ ከነብብ ሓዲረ ብዙሕ በኺየ፣ ሕጂ ኻኣ ተመሳሳሊ ኣገላሌጻ ናይ ሀርሞን ምስ ሰማዕኩ ዉሽጠይ ተተንኪፈ። ተመስገን ጎይታይ🙌

  • @dawitkflay2839
    @dawitkflay2839 ปีที่แล้ว +8

    ፊሽ ዓቃል በዓል ምሉእ ትሕትና ኣድኒቐካ ናይ ብሓቂ ንዓና ኽኣ ኣብታ ቕንዕቲ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኣብኣ ጸኒዒና ንኽንከይድ ብጸግኡ ይደግፈና ፈጣሪ

  • @Godolyas657
    @Godolyas657 ปีที่แล้ว +4

    ጸግኡ የብዝሓልካ ፊሽ ሓወይ እመብርሃን በማላድነታ ትደግፈካ።

  • @lilyasamuel4806
    @lilyasamuel4806 ปีที่แล้ว +25

    Stay strong Hermon!! If God is for you, then who can be against you!!

  • @mihretabkifledesta1617
    @mihretabkifledesta1617 ปีที่แล้ว +1

    ሄሩ ሓወይ፡ ናይ ብሓቂ ንጹር ዝኾነ ኣገላልጻ።
    እቲ ናይ ብሓቂ ክምለኽን ክስገደሉን ዘለዎ በይኑ ክርስቶስ ጥራይ እዩ።
    ካልኦት ኩሎም ጻድቃን ተባሂሎም ዘለዉ፡ ካብ ክርስቶስ ኣውጺኦም ናብ ገዛእ ርእሶም ዘጠምቱ እዮም።

  • @SAMHABt
    @SAMHABt ปีที่แล้ว +83

    ትሕትናኻ ደስ ክብለካ፣ናይ ባሓቂ ኣብ ዝኸድካ ኬድካ ዕረፍቲ የለን የቐኔልና ሄሪ ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ🙏🙏🙏

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697 ปีที่แล้ว +23

    ፍሽ ሓወይ ይበል ትሕትና ሕቶታትካ ብጣዕሚ ደስ ኢዩ ዝብል

  • @tekilatekila126
    @tekilatekila126 ปีที่แล้ว +5

    ፍሸይ ኣይተከኣልካን ናይ በሓቂ ንጹርን ሕርክርክ ዝብል ዘይብሉ ጽቡቅ ሕቶ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ

  • @asmerommerhawi5653
    @asmerommerhawi5653 ปีที่แล้ว +12

    ሕቶ ብጣዓሚ ጽቡቅ ፍሽ ሓወይይይ ♥።

  • @mikalteklu4452
    @mikalteklu4452 ปีที่แล้ว +21

    ኣቤት ምርዳእ ዝተባረኸ ኣእምሮ ብዛሕ ስፋሕ ❤❤❤

  • @yoniyoni2165
    @yoniyoni2165 ปีที่แล้ว +42

    ኑጹር ሕቶ ፍሽ ሓወይ ናተይይይይ

  • @Bowl2024
    @Bowl2024 ปีที่แล้ว +177

    This is Probably the Best Interview I Have Ever Heard

  • @habtomzeray5733
    @habtomzeray5733 ปีที่แล้ว +39

    ናይ ብሓቂ ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶታ ሓቲትካዮ። ሄርሞ ግን....

    • @grmuesu9008
      @grmuesu9008 ปีที่แล้ว

      Gn entay

    • @danit3250
      @danit3250 ปีที่แล้ว

      Hermon gn Amlak nab lbka ymleska.

    • @delayeselam5726
      @delayeselam5726 ปีที่แล้ว +2

      Entay Gen Ambebbb ember Hermonsi amlitu eyou

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 ปีที่แล้ว

    ከመይ ዝበለ ግሩም ኣምላኽዩ ብሓቂ
    እግዚኣብሄር ንዓና ዝሓሰቦን ዝሕስቦ ዘሎን ግሩም ዩ
    መእሰያትና ይባረኹ እግዚኣብሄር ሓራ ይግበሮም መጻኢኦም ይጸብቕ

  • @erizenm6987
    @erizenm6987 ปีที่แล้ว +9

    Thanks heri i have learned a lot from you it was very easy and interesting to watch
    You are a teacher i hope more ppl will learn from this interview and I have never reading bible before but hopefully i will after this 🙏🏾

  • @meronsolomon6236
    @meronsolomon6236 ปีที่แล้ว +677

    ንኩሉና ምስትውዓል ይሃበና ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር👍🙏💒 በረከት ኣማላድነት ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

    • @hanaeysu7841
      @hanaeysu7841 ปีที่แล้ว

      I don't like you marym adanatam

    • @hanaeysu7841
      @hanaeysu7841 ปีที่แล้ว +13

      Thanks ❤️ fash Hwey naty God bless you 🙏 orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox 🙏❤️emn

    • @hanaeysu7841
      @hanaeysu7841 ปีที่แล้ว

      Don't like you are panit

    • @hanaeysu7841
      @hanaeysu7841 ปีที่แล้ว

      Orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️i love orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox orthodox ❤️ ❤️ ❤️ ❤️

    • @michaelsimon1837
      @michaelsimon1837 ปีที่แล้ว +3

      Amen 🙏

  • @semharghebrengus80
    @semharghebrengus80 ปีที่แล้ว +34

    ብሽም ጎይታናን መድሓኒናን ( ጎይታ የሱስ) ክብሪ ኩሉ ንኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ (ሓደ ኣምላኽ) ንዘልኣለም ይኹን 🙌 ብጣዕሚ ደስ ዘብል ምስክርነት,ሄሪ ሓወይ እግዛብሄር እናባረኸ ይባርኽካ, ዘበን ኩሉ ሂወትካ ይለምልም!

  • @EriLove-op8es
    @EriLove-op8es ปีที่แล้ว +14

    ፍሽ ናይ ባሓቂ ኣድኒቀካ ሕቶኻ ተባዕ ሕቶን ቆራጽን✝️ክብብሪ ንኣምላኽ ኣማላድነት ቁዱሳን ምሳና ይኹን ✝️።ሄርሞን ሓወይ ካኣ ክትምለሳ ነታ ጥንጣዊትን ቅንዕትን ብደም ክርስቶስ ዝተመስረተት ኦርቶዶክስ ተስፋ እገብር✝️😍🙏🙏

    • @hkt4505
      @hkt4505 ปีที่แล้ว +2

      ብደም ክርስቶስ ምድሓን እዩ መጽዩ: ሃይማኖት ኣይኮነን::
      ግብሪ ሃዋርያት 4
      12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።

  • @ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ
    @ኤርትራንኤርትራውያን-ነ2ጠ ปีที่แล้ว +5

    ሄሪ ጅግና ደስ ዝብል ኣገላልጻ፡እቲ ሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣለኻ፡እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።የሱስ ጎይታ እዩ።

  • @nardoskidane4935
    @nardoskidane4935 ปีที่แล้ว +5

    Am orthodox but Hermon clear messages Gbu brother

  • @dawitokbagebriel6549
    @dawitokbagebriel6549 ปีที่แล้ว +25

    ብዘይ የሱስ ህይወት የለን ፡ ሓውና ሄርሞን ንኣምላክ ዘሐጉስ ኣገልግሎት እዩ ሞ ። እ/ር ይባርኽካን ይሓልኻን

  • @adhayordanos8226
    @adhayordanos8226 ปีที่แล้ว +46

    ዋውውውውውው ክብሪ ንኣምላክ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ኣምላክ ሰማይ ብርክ የብልካ ዘብን ዕድሜካ ክርስቶስ እናክበርካ ንበር ዘበን ዕድሜካ ይባረክ

  • @milkiasbereket6327
    @milkiasbereket6327 ปีที่แล้ว +81

    ትብዓትካን ኣብቲ ቃል ሓቂ ደው ምባልካን ይጨምር ።

  • @ብተስፋሚንባርወዲጸጋይ
    @ብተስፋሚንባርወዲጸጋይ ปีที่แล้ว +1

    Thanks fishey ሄርሞን ሓዉና ካኣ እታ ወላዲት ብርጋን ዓለም ናብ ልብኻ ትምለስካ

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +26

    ፍሸይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ኦርተደክስ ተዋህዶ ብሓቂ ቅንዕቲ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ሄርሞን ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትካ ይምለስካ 🙏❤️

    • @weiniabraha4059
      @weiniabraha4059 ปีที่แล้ว +5

      Ab derfi alem kelo ymleska zeybelkas hgi n Amlak Eye znebr msbeleka

    • @ኣሱጋልትግራይ
      @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +2

      @@weiniabraha4059 ብቀደሙ ዉን ኣብ ደርፊ እንዳሃለወ ዉን ኣይፈተኹን ግዳስ ሕጂ ወላ ካብቲ ደርፊ ዘይሓይሽ እዩ ኣምላኽ ልቦና ይሃበና 🙏

    • @life.b.j7435
      @life.b.j7435 ปีที่แล้ว +1

      Derafi Kedrefkelo gen mesu eikum tehagiskum teseseu

    • @selught4477
      @selught4477 ปีที่แล้ว +2

      Nsus amlitu iyu amlti gda

  • @Mussie.Berhane_Official
    @Mussie.Berhane_Official ปีที่แล้ว +11

    ሄርሞን ሓወይ እቲ ትኽክልኛ ብርሃን ክርስቶስ ከም ዝረኸበካን ከም ዝበራሃልካን ብምርኣየይ ን ኣምላኽ የመስግን:: May the Mighty Lord protect and bless you more

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ ปีที่แล้ว +71

    ሄርሞን አምላከ እስራኤል መስተዉዓሊ ልቦና ይሃብኻ🙏
    ዘይአመነን ዘይተጠምቀን አይድሕንን።
    ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት፣ ሓደ ጎይታ።
    ብማይን ብመንፈስ ቅዱስን ዘይተወልደ ንመንግስቲ አምላክ ከቶ አይኣትዋን።

    • @jesuslord2431
      @jesuslord2431 ปีที่แล้ว +3

      Emo key amenka eko bhxanka tetemika slezi qal amlak afriska aleka entay dea ktgebr eka keyamenka tetemiqka ooooooh am so sorry for you 🥺🥺🥺

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 ปีที่แล้ว +2

      @@jesuslord2431 keyte temeqkan keyamenkan ente timewt ke entay migeberka eske melseley hawey ?

    • @natululi126
      @natululi126 ปีที่แล้ว +1

      ወርጸጸጽ ግደፊ ሰሚዕኪ ሸተት ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይዘንጠለን ንኹሉ ካኣ ብኽብረት ይርእዮ ኣሎ።ክብሪ ይግቦኦ ።ብመጽሓፍ ቅዱስዩ ዝዛረብ ዘሎ ኣምቢቡ ፈታፊትዎ ካኣ ትሰምዕዮ ኣለኺ።ክንዘናጠን ጥራሕ መዋእልና ፎእ።

    • @jesuslord2431
      @jesuslord2431 ปีที่แล้ว

      @@yossiefmer733 ሮሜ 5 (Romans)
      14፤ ሞት ግና ካብ ኣዳም ጀሚሩ ኽሳዕ ሙሴ ኣብቶም ማዕረ እቲ ኣበሳ ኣዳም ሓጢኣት ዘይገበሩውን ሰልጠነ፡ ኣዳም ከኣ ምስሊ እቲ ዚመጽእ እዩ።
      15፤ ግናኸ እቲ ውህበት ጸጋ ኽንድቲ ኣበሳ ኣይኰነን። ብኣበሳ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ሞይቶም እዮም እሞ፡ እቲ ጸጋ ኣምላኽን ውህበቱን ብጸጋ እቲ ሓደ ሰብኣይ፡ ማለት የሱስ ክርስቶስ፡ ናብቶም ብዙሓት እምብዛ ይዓዝዝ እዩ። ሮሜ 5 (Romans)
      8፤ ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ።
      9፤ እምብኣርሲ ሕጂ ብደሙ ምስ ጸደቕና ደኣ፡ ክንደይ ካብቲ ቚጥዓ ብእኡ ኣዚና ዘይንድሕን።
      10፤ ጸላእቱ ኸሎና፡ ምስ ኣምላኽ ብሞት ወዱ ተዐረቕና፡ ካብ ተዐረቕና ደኣ፡ ክንደይ ብህይወቱ ኣዚና ዘይንድሕን።
      11፤ ግናኸ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ብእኡ ሕጂ ዕርቂ ዝረኸብና፡ ብኣምላኽውን ንምካሕ ኣሎና እምበር፡ እዚ ጥራይ ኣይኰነን። bruk Seb hatyat alem b dem krstos eyu ztefa ane bhxaney keleku bdem yesus krstos ydhn enber btmqet aykonkun ሮሜ 6 (Romans)
      3፤ ወይስ ብክርስቶስ የሱስ እተጠመቕና ዘበልና ዂላትና ብሞቱ ኸም እተጠመቕናዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
      4፤ እምብኣርሲ ኸምቲ ክርስቶስ ብኽብሪ ኣቦኡ ኻብ ምዉታት ዝተንስኤ፡ ከምኡ ኸኣ ንሕና ብሓዳስ ህይወት ምእንቲ ኽንመላለስ፡ ናብ ሞት ብጥምቀት ምስኡ ተቐበርና። seb kab kulu hatyatu bdem krstos ydhn btmqet dma nalem ymewt nkrstos dma hyaw ykewn enber btmqet mdhan yelen seb ms akele amlak nay mrcha sle zkone mejemerta ktamn ydely bdhriu ttmeq nska ztetemqkayo gn nay ayhud(Juhus) nyesus zey qbelwo srat ab orit aleka anbubu ab buluy kdan aytnber ab hadish kidan nber ሮሜ 6 (Romans)
      5፤ ሞትና ንሞቱ መሲሉ ሕቡራቱ እንተ ዀንናስ፡ ከምኡ ኸኣ ብትንሳኤኡ ኽንሐብሮ ኢና። so ማርቆስ 16 (Mark)
      16፤ ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ። abzi tezeytetemeq kukunen aybel mejemerta meman eyu zmexa bdhri u btmqet nalem ane moyte eye nkrstos gn hyaw eye eka tbl zeleka bhxanka hatyat adam eyu niruka nsu dma bdem yesus krstos tekefilu eyu bhxanka temeytka(die) u Will go heaven enber btmqet aytdhnn eka slezi dma eyu yesus krstos moytlna hatyat kulu bdem eyu znexah enber btmqet aykonen......... Tedelika nrakeb emo bwshti xbuq geyre keredaka wey terdani thank you

    • @jesuslord2431
      @jesuslord2431 ปีที่แล้ว +2

      @@natululi126 men zentiluka hawey????? Please tefelto ente koynka mels if sq mbal xbuq eyu okay 👍👍👍👍

  • @elueluye2425
    @elueluye2425 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ሄሪ ሓወይ ኣፈኛ ክርስቶስ ኢካ ንስኻ ብዙሕ ኣሎ ኣብ ውሽጥኻ ዘይተበርበረ ዓይንማይ ናይ ጸጋታት፡ ብጣዕሚ ሃናጽን ናይ ባሓቂ ኣብ ውሽጢ ኣትዩ ዝዛረብ ቃል ጌርካ ምግላጽካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ፡ፍሽ ሓወይ ካኣ ጎይታ ብርኽ የብልካ ኣዚኻ ህዱእን ንጹር ሕቶታትን ፡ጎይታ የፍረካን ይደልየካን ኢዩ ፍሽ ሓወይ ምድሓን ክኾነልካ ካኣ ይምነ

  • @yonasfissehaye4490
    @yonasfissehaye4490 ปีที่แล้ว +1

    ስነስርዓትን ኣፍልጦን ዘለዎ ንፉዕ ጋዜጠኛ ፊሽ፡ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን።ሄሪ ድማ ብኸምዚ ቅልጣፈ ንዝለወጠካ ጎይታ ስሙ ይባረኽ።

  • @tsegaghirmay3721
    @tsegaghirmay3721 ปีที่แล้ว +2

    ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ ይባርኻ ዘመን ሂወትካ ይባርኽ። መሪሑ ዘየጋጊ መድሓኒ ከተገልግሎ ጸግኡን መንፈሱን በረኸቱን የብዝሓልካ። በቲ ዝሃበካ ምግላጽ ከኣ ነቲ ሓይሊ ዝሃበካ ኣምላኽ ገሊጽካ ዮ ነቲ ዝጠዓምካዮ ውን ...... ኣስፍሕሕ ኣቢልካ ኣቕሪብካዮ ብዘለካ መንፈሳዊ ዕምቆት ተገሪመ ብዙሕ ምበልኩ .... ተባረክ

  • @misganateklu3411
    @misganateklu3411 ปีที่แล้ว +99

    ከመይ ዝበለ ብርሃን እዩ በሪሁልካ! ልቢ ዘምውቕን መንፈስ ዘሕድስን መልሲ! እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽካ! ንጎይታ ዘክብር መልሲ!

    • @Saron202
      @Saron202 5 หลายเดือนก่อน +1

      ብሐቂ የሱስ ዝነገሰሉ ዝገርም መልሲ ብርሃን ዋው

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l ปีที่แล้ว +446

    ከምዚ ከማይ ሃንቀው ኢልኩም ትጽበዩ ዝቐነኹም ስከ👍

  • @makdatesfom7454
    @makdatesfom7454 ปีที่แล้ว +13

    ፊሽ ሓወይ እግዚኣብሄርን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ሄርምን ከኣ እመ ብርሃን ናብ ልብካ ትምለስካ

  • @habtemehari7642
    @habtemehari7642 ปีที่แล้ว

    ተባረክ ሄርሞና። ጽቡቅ መረዳእታ አለካ።ቀጽለሉ።bless u all..

  • @MaranataTv
    @MaranataTv ปีที่แล้ว +2

    ሄሪ ዓቢ ሰብ ክርስትና ብጣዕሚ ተረዲእካ ኣሎ ቀጽል ቀጽል ናይ ኣምላኽ ሰብ በረኸትና ኢኻ

  • @yonasgerezgiher1998
    @yonasgerezgiher1998 ปีที่แล้ว +11

    በስመ ስላሴ
    ፍሽ ሓወይ ድማ እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላከ ቅዱሳን ናብ ልብኻ ይምለስካ ሄርሞን ሓውና እምበር ኦርቶዶስ ተዋህዶ'ስ ንዘልኣለም ክትነብር እያ እመብርሃን ምስ ወዳ ኣላትና
    ስብሃልት ለእግዝኣብሔር
    ወለወላድቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን!

    • @edennega7574
      @edennega7574 ปีที่แล้ว +1

      Haymnot aykonn zdhn zhawey Bible anbb bejaka kulu ztzarbo netkmnan kab mexhaf kdusn eu yesus try u zdhn

  • @Biby429
    @Biby429 ปีที่แล้ว +78

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
    ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ መልሲ ኣለዋ!!!
    ፩፡ብዛዕባ ሥላሴ
    ናይ እግዚአብሔር ሓድነትን ሰለስትነትን
    ዘፍ 1:26
    ዘፍ 3:22
    ዘፍ 11:18
    ዘፍ 18:1-2
    ኢሳ 46:22
    ኢሳ 48፥17
    ማቴ 3:16-17
    ማቴ 28:19
    ሉቃ 1:35
    ዮሐ 2፥19
    ዮሐ 10፥30
    ዮሐ 14:25-26
    ዮሐ 15፥26
    ሮሜ 15፥19
    ሐዋ 3:13-14
    2 ቆሮ 13:13
    ኤፌ 4:4-7
    ቲቶ 3፥4-7
    1 ጴጥ 3፥18
    ራኢ 4፥8
    ፪፡ብዛዕባ ድንግል ማርያም ክብራን፥ኣማላድነታን፡ድንግልናን፡ቅድስንኣን።
    መዝ 9:11
    መዝ 45:9
    መዝ 87:5
    መዝ 132:13
    መኃ 4:12
    ኢሳ 7:14
    ኢሳ 49:23
    ኢሳ 60:14
    ማቴ 1:23
    ሉቃ 1:28
    ሉቃ 1:42
    ዮሐ 2:1-11
    ዮሐ 19:16
    ሮሜ 11:26-27
    2 ቆሮ 11:2
    ራዕ 12:16
    ፫፡ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ፈራዲ እንበር ኣማላዲ ኣይኮነን።
    ዘፍ 3:22
    ኢሳ 9:6
    ዳን 7:14
    ሆሴ 13:4
    ዘካ 9:9-10
    ሚክ 5:2
    ሉቃ 1:32-33
    ዮሐ 10:30
    ሉቃ 2:12
    ዮሐ 14:7
    ሮሜ 9:5
    ቆላ 2:9-10
    ቲቶ 2:11-13
    ዕብ 1:3-4
    ዕብ 1:10-11
    1ጴጥ 3:23
    1 ዮሐ 2:23
    ራእ 3:21
    ራእ 22:12-13
    ፬፡ብዛዕባ ታቦትን ጽላትን።
    ዘፀ 24:12
    ዘፀ 25:10
    ዘፀ 25:21
    ዘፀ 26:34
    ዘፀ 31:18
    ዘፀ 32:15
    ዘፀ 34:1
    ዘፀ 34:28
    ዘፀ 37:1
    ዘፀ 40:20
    መኃ 7:89
    ኢያ 3:3
    ኢያ 7:6
    1 ሳሙ 5፥1-5
    1 ሳሙ 4፥5
    2 ቆሮ 6:16
    ራኢ 11፥19
    ፭፡ብዛዕባ ጾም።
    ዘፀ 34:28
    1ሳሙ 7:6
    1ሳሙ 31:13
    2 ሳሙ 1:12
    2 ሳሙ12:16
    ዕዝ 8:21
    ኤር 36:9
    ዳን 9:3
    ዳን 10:2-3
    ኢዩ 2:15
    ኢዩ 2:12
    ዮና 3:5
    ማቴ 4:2
    ማቴ 6:16:18
    ማቴ 9:14-15
    ማቴ 17:21
    ማር 2:20
    ማር 9:29
    ሉቃ 2:37
    ሉቃ 18:12
    ግብ 13:3
    ግብ 14:23
    2 ቆሮ 11:17
    ፮፡ብዛዕባ መስቀል።
    ማቴ 10:38
    ማቴ 16:20
    ማር 8:34
    ግብ 5:30
    1ኛ ቆሮ 1:18
    ገላ 3:13
    ገላ 6:14
    ፊል 2:8
    ፊል 3:18
    ፯፡ብዛዕባ ጥምቀት
    ሕዝ 36:25
    ማቴ 3:5-6
    ማቴ 26:19-20
    ማር 1:4-5
    ማር 16:16
    ሉቃ 3:21
    ዮሐ 3:5
    ዮሐ 3:22
    ኤፌ 4:5
    ገላ 3:26-27
    ግብ 19:4
    ግብ 18:8
    ግብ 13:24
    ግብ 10:47
    ግብ 9:18
    1 ቆሮ 1:16
    1 ቆሮ 10 :2
    1 ቆሮ 12:13
    ፰፡ናይ ቅዱሳን ክብርን ኣማላድነትን
    ዘፍ 18:17-18
    ዘፍ 18:23:24
    ዘፍ 20:7
    ዘፍ 33:3
    ዘፍ 42:6
    ዘጽ 32፥11፥12
    1ሳሙ 28 :14
    2 ነገ 1:13
    2 ነገ 2:15
    2 ነገ 4:9
    2 ነገ 4:32-35
    መዝ 89:34
    መዝ 89፥3
    ምሳ 15፥29
    ማቴ 9፥2
    ማቴ 15፥23
    ማቴ 18:18
    ሉቃ 10፥16
    ሉቃ 16፡24
    ዮሐ 15፥7
    ዮሐ 20:23
    ግብ 10:25
    ግን 16 :29
    1ቆሮ 6:1-2
    2ቆ 5፥19
    ፊሊ 4:6
    1ጢሞ 5:17
    ዕብ 11፥33
    ያዕ 5:16
    ራእ 14:13
    ፱፡መላእክት ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ከም ዝቆሙ፥
    መዝ 148:2
    ኢሳ 6:3
    ማቴ 4:11
    ማቴ 18:10
    ማቴ 25:31
    ማር 8:38
    ራእ 1:20
    ሉቃ 1:19
    ፲፥መላእክት ጸሎትና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ከም ዘብጽሑ ፡ ጦቢ 12:15
    ሉቃ 15:10
    የሐዋ 10:4
    ኢዮ 25:3
    ኤር 33:22
    ዳን 7:10
    ሄኖ 10:1
    ራእ 5:11
    ፲፩፥ንመላእክት ናይ ኣክብሮት ስግዳን ከም ዝግብኦም
    ዘፍ 19:1
    ዘኁ 22:31
    ኢያ 5:14
    ዳን 8:16-17
    ፲፪፥መላእክት ኣብሠርቲ እዮም።
    ዘፍ 16:11
    መሳ 13፥3
    ሉቃ 1:13
    ሉቃ 1:1
    ሉቃ 1:30-31
    ሉቃ 2:10-11
    ሉቃ 24፥6-7
    ፲፫፥ መላእክት ኣብግዜ ሽግርና ከም ዝረድኡና።
    ዘፍ 22:11-12
    መዝ 90:11-12
    ዳን 6:22
    ዳን 10:13
    ማቴ 2:13
    ግብ 5:19-20
    ግብ 12:7
    ፲፬፥ብዛዕባ ጸበልን ማጮሎትን።
    ዘኁ 19:20
    ዘፍ 1፥2
    2ነገ 5፥10-14
    ዮሐ 5፥1-15
    ዮሐ 9፥7
    ዮሐ 14፥12
    "ንዝሓትኩም ዘበለ መልሲ ምሃብ ምእንቲ ኽትክእሉ ኩሉ ሳዕድልዋት ኩኑ"1ጴጥ ፡3፥15።
    "Beware of false prophets, which come to you in sheep's clothing, but inwardly they are ravening wolves."
    Matthew 7 : 15
    (ካብ ብብዙሕ ብውሑድ ነዚ ይመስል)
    " ስብሐት ለእግዚአብሔር ኪያነ ዘፈጠረ ከመ ናምልኮ"

    • @yohanatewede2471
      @yohanatewede2471 ปีที่แล้ว +8

      እዋይ ቀደም ከምዚ ጊርኩም መረዳእታ ዘይብሉ ጥቅስታት እና ለጠፍኩም ዘታልኩምና ይኣክል ሕጅስ ተረዲኡና ዩ ክብሪ ንመድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ይኩን ኩሉ ተረዲኡና ዩ ጎይታና በይኑ መድሓኒ ኣማላዲ ፈራዲ ናይ ክብሪ ስግደት ናይ ኣምል ኮ ስግደት በይኑ ይወስድ ካልእ ስገዱልና ኣይበሉን እዚ ጥቅስታት ሰዲካዮ ዘለካ መላኽቱን ኣሓሳቡን በበይኑ ዩ

    • @wedebabrham9552
      @wedebabrham9552 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @gidenatsegay1463
      @gidenatsegay1463 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen kal hiwet yesmana 🙏🙏🙏

    • @solomonyohannes860
      @solomonyohannes860 ปีที่แล้ว

      Amleka msetwele yhabka zhaweay

    • @lusa6109
      @lusa6109 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen ab emnetna yexena xolotomn redetomn nay kdst dngl maryam kudasan abotatna ayfelyena 🙏

  • @godloveseveryone1765
    @godloveseveryone1765 ปีที่แล้ว +29

    All i can say is Praise be to the Almighty God🙏 What a wonderful interview with all respect and love to each other❤ God bless you both🙏

  • @ነቢላንድ
    @ነቢላንድ ปีที่แล้ว +1

    ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፉእ ንፁር ሕቶ ከምኡ እውን መላሳይ ዘይከምቶም ካልኦት ገፍገፍ ሰለ ዘይበልካ ትሕትናካ ኣድኒቀዮ መንግድካ ተዘይተቀበልክዎ ፈጣሪ ድማ ናብ ቤትካ ክመልሰካ ይምነ🥰

  • @SEMAYTV
    @SEMAYTV ปีที่แล้ว +5

    ሄርሞን ሓወይ፡ ስለቲ ኣምላኽ ኣብ ህይወትካ ዝገበሮ ዓቢ ግብሪ ምድሓን ንኣምላኽ ኣዝየ የመስግኖ። ነታ ሓቂ ምስ ፈለጥካያ ኣብኣ'ዉን ጸኒዕኻ ኣለኻ። ኣምላኽ ንዓኻ ጥራሕ ዘይኮነስ ግን ብኣኻ ኣእላፋት ካልኦት ጸዊዑ ኣሎ። ብሓቂ በረኸት ህዝብናን ምድርናን ኢኻ። በዚ ናትካ ናይ ህይወት ምስክርነት ብዙሓት ካብ ሲኦል ኣምሊጦም ኣለው እሞ፡ ዓስብኻ ካብ ጎይታ ብዙሕ እዩ።

  • @yonastsegayyonas4253
    @yonastsegayyonas4253 ปีที่แล้ว +57

    ፉሸ ጀግና ከርወ ኣቡልካ ዲኣ ሓዚ ጸብቅ መደብ❤❤

    • @saliemsolomon9364
      @saliemsolomon9364 ปีที่แล้ว +5

      Ala yonas zeblo zlo ayrideka deyu
      Zlo keraw abelu tehazo
      Zeftho kalie ka Alwo
      Beruk Anebeb mo kerdeka
      Hymnote shem aydhnekne eyu hawey.
      Zedhne kerstos eyu bezay ku kalie yelne hawey blesss you

    • @godspreciousdaughter3931
      @godspreciousdaughter3931 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂😂,,,wake up

    • @agapelove1891
      @agapelove1891 ปีที่แล้ว +1

      Mexhaf kudus kerow abilkum hazuu

    • @abelmengstab2431
      @abelmengstab2431 ปีที่แล้ว +1

      Refer to elementary school for basic tigregna!

  • @saliemmahari7853
    @saliemmahari7853 ปีที่แล้ว +14

    This is the best explanation I have ever heard 👂 🥰🙏 God is good

  • @Zemen4195
    @Zemen4195 ปีที่แล้ว +22

    ረጊጽኩምኒ ኣይትሕለፍ ደቂ ኤረይ አብዛ ናተይ ኣቲኩም ቅጫይ ኣብሱሉለይ ሓላላት❤❤❤️

  • @meaditv2000
    @meaditv2000 ปีที่แล้ว +22

    ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ብዙሕ ውን ዝተመሃርኩሉ ቃለ መሕተት ሄሪ ሓወይ ተባረኽ !

  • @tumzghimehreteab5698
    @tumzghimehreteab5698 ปีที่แล้ว +1

    እግዘዝኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽካ፡እቲ ቁኑዕ ዝባሃል እቲ ኣብ ጎኢይታና .ዛኣምንን ብኡ ዝነብርን ዩኢእንተዘይኮይኑ ኣብ ንፍሲ ወክፍ እምነት ሓጥይተኛን ጻድቅን ኣሎ።👍🙏🇪🇷❤️

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 ปีที่แล้ว +61

    ከምዘይሓልፍ የለን ኩሉ ሓላፊ'ዩ
    ኩነታትካ ኣይትርአ እግዚኣብሄር ቀረባ'ዩ 😢

  • @ምስጢርዩፍቅሪ-አ1ሐ
    @ምስጢርዩፍቅሪ-አ1ሐ ปีที่แล้ว +19

    i'm proud of you ሄርሞን ሃወይ! ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርካ!!
    ትትናካ ብታሚ መሲቱኒ፣

  • @ራሕቦት
    @ራሕቦት ปีที่แล้ว +5

    ዋውውውው ኣምላክ ጥዑም ከመይ ደስ ዘብል ነገር ኢዩ።እግዚኣብሄር ይመስገን ሓደ ስም ኢዩ ተዋሂቡና ፡ንሱ ከኣ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ካልእ ኮቶ የለን! ።

  • @temesgenamlakey3881
    @temesgenamlakey3881 ปีที่แล้ว +1

    ፍሽይ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዒል ጸጋ ይብዝሓልካ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @asmeretghebru311
    @asmeretghebru311 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆካ ኣይትብከ ብሩኽ ጎይታ ሓይልካዩ!!!ዓለም ንክርስቶስ አኻ ኣይክበሮቶን

  • @misganateklu3411
    @misganateklu3411 ปีที่แล้ว +17

    ሄርሞን ሓወይ ኣዝዩ ብሱልን ልዙብን መልሲ! እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽካ! ዝረገጽካዩ ውረስ! ኣገልግሎትካ ምድሪ ይኽደን!

  • @rebkaasfaha1253
    @rebkaasfaha1253 ปีที่แล้ว +4

    Wow.. You're Amazing. What a humble man of God. Every Blessings brother Hermoney 🙏🏾❤️🌹

  • @mersina.2
    @mersina.2 ปีที่แล้ว +26

    ሓቀቻ ምስክርነት ነብሳት ይሃንጽ ፡፡ብዙሓት ነብሳት ከምስጋና ይርኢ ኣለኹ፡ ተባረኹ

  • @emnettsegay3625
    @emnettsegay3625 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ብጣዕሚ ኣምላኽ ዝባረኸካ ሰብ እካ መመሊሱ ብርሃን ቃሉን ጸግኡን መሊኡ ይሕደርካ

  • @MmMm-zg2pn
    @MmMm-zg2pn ปีที่แล้ว +6

    ኣቤት እግዚኣቢሄር ከፍቅረካ ከሎ መዳርግቲ ኣልባ ክብሪ ይኩን ንጎይታናን መዳሓኒና እየስሱ ክርስቶስ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @milkiasbereket6327
    @milkiasbereket6327 ปีที่แล้ว +60

    Period ! ካብዚ ንስኻ ዝተዛረብካዮ ዝንጽር ቃል ሓቂ የለን ሕጂ'ውን ኩሉ ብርኪ ብሽም የሱስ ክምብርከኽ እዩ ፡ ኣሜን ።

    • @የሱሰይ
      @የሱሰይ ปีที่แล้ว

      Yes goyta yebareka burukay 🙏

    • @ፍቕሪማርያሜይስኣለዎሓለፋ
      @ፍቕሪማርያሜይስኣለዎሓለፋ ปีที่แล้ว +2

      ንሕና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንሓደ ጎይታና ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ኢና እነምልኽ እቲ ስግዳን ድማ ንኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም, ንቅዱሳን መላእኽቲ ንቅዱሳን ነብያት ሃወርያት ንኹሉ ሰብ ክንሰግድ ንኽእል ኢና ሰጊድና ማለት ግና ኣምሊኽናዮ ዘይኮነስ ክብሪ ስለ ዝግበኦ እምበር እነምልኾ ሓደ ኣምላክ እዩ

    • @godislove6010
      @godislove6010 ปีที่แล้ว

      አሜን

  • @ጓልመምህረተኽለ
    @ጓልመምህረተኽለ ปีที่แล้ว +8

    እግዚአብሔር ኣምላክ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማናትካ ይመለስካ እፍሽ ሓዉና ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስ ዝበል ትሕትና ኦርቶድክስ ቶዋህዶ ንዘንኣለም ትንበር አሜን፫👏❤

    • @ephremyemane6174
      @ephremyemane6174 ปีที่แล้ว

      ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሰማይ ዝወረደ ሂወት ክህበና እምበር ሃይማኖት ክህበና ኣይኮነን ብሩኽ ሓወይ

    • @weiniabraha4059
      @weiniabraha4059 ปีที่แล้ว

      endaderefe mnbar dyu eti kunue?

    • @life.b.j7435
      @life.b.j7435 ปีที่แล้ว

      Entkilka neska temles
      ግብሪ ሃዋ 11 (Acts)
      26፤ ኰነ ኸኣ፡ ኣብታ ማሕበር ዓመት ምሉእ ብሕብረት ነበሩ ንብዙሕ ህዝቢውን መሀሩ። እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ቅድም ኣብ ኣንጾክያ ክርስትያን ተሰምዩ።

    • @ephremyemane6174
      @ephremyemane6174 ปีที่แล้ว

      @@weiniabraha4059 derfi ko hatiat eyu mewedateu kea siol eyu

  • @akberetbh7618
    @akberetbh7618 ปีที่แล้ว +21

    ብሩኽ ሐወይ ዘበን ሕይወትካ ይባርክ ዘመንካ ሕይወትካ ይለምልም ፀጋ መንፈስ ቅዱስ የብዘሐልካ ብሩከይ

  • @luwamyowhans8896
    @luwamyowhans8896 ปีที่แล้ว +7

    ፊሸ ሓወይ ጹቡቅ ሕቶ ሓቲትካዩ ንፊዕ ጹፉፍ ሕቶታት እግዛብልጅሄር ይኩን ምሳካ ድንግል ማርያም ትኩን ዋሕስካ ዛሓወይ ፣♥️♥️🥰🙏

  • @simonberhane6450
    @simonberhane6450 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝንል ልብካ ዝትንክፍ ቃለ መጠታየቅ እንዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ ሄርሞን ሓወይ ከሙ ከኣ ፍሽ
    Thank You

  • @heileghidey9148
    @heileghidey9148 ปีที่แล้ว +84

    John 14 (ትግ) - ዮሃንስ
    6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

    • @wegahtagedey7294
      @wegahtagedey7294 ปีที่แล้ว +1

      Kila menafkan hasewt nebyat i beza tksi amenti Yesus ktmeslu tdeleyu 💒💒💒

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 ปีที่แล้ว +10

    ደፋር ሓታታይ፥ለባም መላሳይ ተባረኹ ሄሪን ፊሽን።

  • @ግዜስሓልፉነዝእዋንገድፉ
    @ግዜስሓልፉነዝእዋንገድፉ ปีที่แล้ว +21

    ኣድንቀኻ ናይብሓቅ በልሕ ሰብ ሄሩ
    ኣጀኻ እስኸ እምነት ናይ ውልቅ እዩ ኽብርን መጎስን ይሰማዓኻ
    🙏🙏🙏
    ❤❤❤

  • @rosahabtu1548
    @rosahabtu1548 ปีที่แล้ว

    ተባረኽ ሄርሞን ሓወይ ኣቤት ክንደይ ጸጋ ኢዩ በዚሑልካ ብ ጎይታ መዝሙር ናይ ዳዊት ኪሮስ ኣዘኪርካኒ ንዓይ ትርጉም ሂወተይ መቐረት ምንባረይ ዋሕስ ኩሉንትናይ ኩሉ ዝኾነለይ የወፊ ሂወተይ።ን የሱስ ምንባር ሂወት ዩ ዝህብ መመሊስካ ጸጋ ትዓድል🙏🙏😘ፍሽ ሓወይ ዉን ተባረኽ

  • @betealyacob5805
    @betealyacob5805 ปีที่แล้ว +2

    ሐታታይ ፍሽ ድማ ንፍዕ ሐታታይ ኢካ።ትሕትና ክልቴኩም ዝድንቕ አዩ እም ተባረኩ።ኩሉ ኤርትራዊ ድማ ካባኩም ክምሃር ተስፋ ይገበር ፍልልያትና ብዝየግድስ🇪🇷🇪🇷🙏

  • @muzitabraham4362
    @muzitabraham4362 ปีที่แล้ว +5

    ሄርሞን ሓወይ, ናይቲ ቃል ብርሃን መመሊሱ ይድመቀል, ጎይታ ይባርካ መመሊሱ።

  • @سارهساره-ق3ف
    @سارهساره-ق3ف ปีที่แล้ว +11

    ፍሽይ ኣቦ ትሕትና ብጣዓሚ ድስ ባሃሊ።♥♥♥💫

  • @brightvission7182
    @brightvission7182 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ፈትየኩም፡ ኣድኒቐኹም ከኣ ፡ እዚ ሓሳብ እዚ ሓሳብ እግዛብሄር እዩ፡ ንብዙሓት ከኣ ንምድሓን ክኸውን እዩ፡ ዘመንኩም ይባረኽ።

  • @hiwettesfai4970
    @hiwettesfai4970 ปีที่แล้ว

    አምላክ ብ ብዙሕ ይባርካ ሄርሞን ሓወይን ወደይን፡ መልስካ ኩሉ ብትክክል ብ ህደአት፡ ይወድከልካ ካብዚ ን ላዕሊ፡ ፍሽ ሓውና ድማ አድኒቀካ ትሕት ኢልካ ጊዜ ሂብካ ዝሰማዕካዮ ተባረክ ብሩክ ኩን።

  • @biniamgirmayfan4886
    @biniamgirmayfan4886 ปีที่แล้ว +15

    ORTODOX እታ ጥንታዊት ሓቀኛ እምነት🙏🏾

  • @ንዝጸባቦይርሃዎ
    @ንዝጸባቦይርሃዎ ปีที่แล้ว +32

    ንብዙሕ ንምድሓን ኩን ሄሩ blessed ደገ ጸላእትኻ ዉረስ

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 ปีที่แล้ว +2

      " ደገ ጸላእትኻ ዉረስ " እንታይ ማለትካ 'ዩ ?
      # ትግርኛ ቋንቋ ኣዴኹም ክንሱ ንምንታይ ኢኹም ዘይምሉእን ዘይገላጽን ሰዋስዉ ትጥቀሙ ?

    • @ንዝጸባቦይርሃዎ
      @ንዝጸባቦይርሃዎ ปีที่แล้ว

      @@shabaymender9126
      ኣነ በታ ዝፈልጣን ዝተረድኣትንን ጽሒፈያ ኣለኹ ንዓኣ ትትኽእን ካልእ ትግርኛ እንድሕር ኣላ ግን ሸር ግበረና

    • @merrygebreyesus1929
      @merrygebreyesus1929 ปีที่แล้ว +1

      @@ንዝጸባቦይርሃዎ Amen nebzela alem wengel abesiru zemenu yebarekk

    • @danielarsemadaniel6056
      @danielarsemadaniel6056 ปีที่แล้ว +1

      @@shabaymender9126 ንብዙሓት ኣጥፍ ክትብል ድካ

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 ปีที่แล้ว

      @@ንዝጸባቦይርሃዎ ሓወይ ናተይ ብኻልእ ኣይትረዳኣዮ ፡ ግን ብቕልል ዝበለ ትግርኛስ መገለጽካልና 'ዶ ንምባል እየ ።

  • @tomasandetsion876
    @tomasandetsion876 ปีที่แล้ว +8

    ንሄርሞን like ሂበዮ ወሕድን ሄሪ ጅግና ሰብ ተባረክ

    • @selam801
      @selam801 ปีที่แล้ว

      ዋ ግርም ምሰ ዲያብሎሰ ኾይንኻ አጣቀዐሉ🙄

  • @hulutiti2670
    @hulutiti2670 ปีที่แล้ว +18

    ከምዘይሓልፍ የለን ኩሉ ሓላፈ'ዮ
    ኩነታትካ ኣይትረልርአ እግዚኣብሄር ቀረባ'ዩ.😢

  • @solomonaman6234
    @solomonaman6234 ปีที่แล้ว

    Great job fisk! Naxnet atehatattaka adnikeyo.... u shows US newtralize and respect and Hermon hawna dma abaka deleni kbri tmaln lomn aygodelen ...... i respect ur understanding for what religion u have chosen.
    Thank u for intreview
    I am proud orthodox!

  • @yohanagebremeskel9580
    @yohanagebremeskel9580 ปีที่แล้ว +1

    Such a brave man . Hermon hawey I don't even hv words . Nska Bhaki Bruk eka! You just spread the Gospel to over 100,000 people . Emeneni nezi mskrnetka semien zmesa nefsat khlwa eyen for sure . @ the interviewer I really admire ur patience and calm self . Blessings!

  • @Nahomtadesse4
    @Nahomtadesse4 ปีที่แล้ว +29

    ኣዚዩ ደስ ዝብል መሃሪ ሃናጺ ምስክርነት እዩ፥
    ኣሕዋተይ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ መኽሰብ እንተሎ ንየሱስ ምስዓብ ጥራይ እዩ።

  • @sennaittuquabo9381
    @sennaittuquabo9381 ปีที่แล้ว +8

    God bless you, Hermon, mightily. You are truly man of God. May God gives you His favor on everything you do.

  • @yonaskalab5098
    @yonaskalab5098 ปีที่แล้ว +14

    Wow Amazing Heri jesus bless you Abundantly.
    Big message to Eritrean singers wake up please.

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 5 หลายเดือนก่อน

    ሄርመን ጀግና ኣይዘኻ ብሉፀ መንፈሰ ዘለካ ሰብ መጎሰ ኣምላኽ መመልሱ ይብዛሐልኻ ሄረሞንይ ኣብ ሓደ እምነተ ምፅናዕ ደሰ ብሃል ብእምነትኻ ፅናዕ ኣይዘኻ 🙏💚🙏💚💚💚🥰🥰🥰

  • @BUFERI
    @BUFERI ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ሄርሞን ተባዕ ፍሽ ጽቡቅ ሕቶ እግዛብሄር ይባርኩም