ሂወት ክትድሕን ኣሻሓት ዶላራት ተኸፊሉዋ፡ ብናይ 20 ቕርሺ ካራ ክኢጠፍእ ቕኑዕ ይኮነን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 431

  • @בתי-י4ל
    @בתי-י4ל 4 ปีที่แล้ว +90

    ሓቂ ተዛሪብካ
    ኣነ ኣብ እስራኢል ኣለኹ
    ምሉእ መዓልቲ ክበኪ ዊዒለ
    ብጣዕሚ ሰምቢደ
    ኣብ ጎደና ካብ ኤርትራውያን የሕዋተይ ክሃድም ዊዒለ
    እንቓዕ ኣብ ገለ ኣይኣተኹ ምስ ደቀይ
    ስለዚ በጃኹም ኣብ ከምዚ ተዋፊርኩም
    ዘለኹም የሕዋተይ
    ብስም እግዚኣቢሀር ይልምነኩም ኣለኹ
    ክተቓርጽዎ ስለ ወላዲትኩም በጃኹም
    ስደትና ይኣኽለና
    ናፍቆት ስድራና ይኣኽለና 10 ዓመት ኮይኑ ሎ ስድራና ከይራና በጃኹም ግደፉና 2ይ ጭንቀት ኣይትኹኑና ንሕና ብኹሉ ውጹዓት ኢና ወጽዓና ከብቅዕ ንምነ ሰባት ኢና
    ገጽ ስድራና ክንርኢ ሃረር ንብል ኣለናሞ
    ኣምላኽ የሪኤና
    የቐንየልና ዩኤል ሓወይ & ተክሊት ሓወይ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      adeya alemey anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተባዕትዮ ሃገርና

    • @waw1593
      @waw1593 4 ปีที่แล้ว +2

      Ajoki haftey amlak alo, amlak mihretu yewrdelna ember intay ybehal koynu

    • @kubromabraha1241
      @kubromabraha1241 4 ปีที่แล้ว +2

      adeya alemey ajoki/ka ezom yehwatey amlak bmhretu ytemtena

    • @sabasltan6733
      @sabasltan6733 4 ปีที่แล้ว +1

      Amelak yhagzkom nhezbukumen hagerkomen zekesen melekti ygbero.

    • @user-ns5nd6uy8m
      @user-ns5nd6uy8m 4 ปีที่แล้ว +2

      Adeya alemey ajoka amlak alo ygerm u xelaina kab hawu yhdem mewaxo yfterelkum. Ab Israel zelekum

  • @Fagi-24
    @Fagi-24 4 ปีที่แล้ว +7

    ፕእ ክንደይ ደስ ዝብል መንእሰይ ዩ በጃኹም
    ኣዘራርብኡ ህድኣቱ ልቦንኡ ንፉዕ

    • @Merana10632
      @Merana10632 4 ปีที่แล้ว +1

      Teklit wedi senafe abi seb

  • @jojob3794
    @jojob3794 4 ปีที่แล้ว +126

    *ኤርትራዊያን ኣብ ሓዎም = ኣናብስ*
    *ኣብ ካልእ ዜጋታት = ኣባጊዕ*
    *ንህግደፍ ባራዩ*
    *ንኣንስቶም ነጋውስ*

  • @ባናሓርነት
    @ባናሓርነት 4 ปีที่แล้ว +54

    ዓገብ ደም ምፍሳስ የሕዋት ብየሕዋት ኣበ እስራኤል!

    • @berie6325
      @berie6325 4 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ባሓቂ ዓገብ""ወ። #Hamie abdu bro.

    • @Benifer37
      @Benifer37 4 ปีที่แล้ว +1

      Hamie Abdu ab Eritrea b eritrawiyan iyom b eritrawyan zkitelu zelewu sle zeynirio iu imber

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว +1

      Hamie Abdu anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/ep-e98q70

    • @ባናሓርነት
      @ባናሓርነት 4 ปีที่แล้ว

      ኣዚየ የመስግነኪ ከብርቲ ሓፍተይ ሰለቲ ሼር ምግባርኪ ፖድካስኪ: ቁምነገር ሓዘል ብሰማይ'ባ ነጠበኒ ዮዲታ: 🇪🇷✌💯🌹✅

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      Hamie Abdu hawey thank you so much 🙏🙏❤️❤️

  • @wediyacob7632
    @wediyacob7632 4 ปีที่แล้ว +7

    ዛንታ ኣቤል ቃኤል ኣባና ኣይንድገሞ!
    ብሓቂ ነዚ ናይ ትማሊ ብግቡእ ትገልጾ ኢያ።

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 ปีที่แล้ว +21

    ብሱል ሐውና ከምዚ ዝርርቡ ኢና ናፌቅና የቀንየልና Good luck

  • @selamamlak1586
    @selamamlak1586 4 ปีที่แล้ว +4

    ዮሃንስ...8፡44 ንስካትኩም እትባአሱ ዘለኩም ደቂ ድያብሎስ ኢኩም አቦኩም ቀታል ነብሲ ግብሪ አቦኩም ትገብሩ አለኩም የሱስ ክርስቶስ ናይ ሰላም ኑጉስ እዩ እዛ ጥቅሲ አንብብዋ አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ተመለሱ ገሀነብ እዩ ዘሎ መገድኩ ብታእሚ ዘሕዝን ዩኤል ሐውና እዚ ትገብሮ ዘለካ ብአምላክ ርከቦ እጆካ ቀጽሎ ንመጀመርያ ግዜ ዝጵሕፍ ዘለኩ

  • @kokomanwedielyas849
    @kokomanwedielyas849 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ተኽሊት ሓወይ ነዞም ኣብ እስራኤል ደለና እዞም ኣብ ካልእ ሃገራት ደለዉ እዮም መሊሶም ዘባኣሱና ደለዉ መፍቲሕታት ክንዲ ምንዳይ እዚ ካብዚኦም ዉዱብዩ ወዲዚ ከባቢ ሃሪምዎ እናተባሃለ ንቃጸልን ንሕረድን ኣለና ዩኤል ድማ ንፉዕን በሊሕን መንእሰይ የቐንየልና

  • @kelatitewelde3533
    @kelatitewelde3533 4 ปีที่แล้ว +26

    ኣብ ዘመን ኢሰያስ ተወሊዶም ዝዓበዩ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋቶም ምቅታል እምበር ንካልእ ዜጋ ወላ እውን እንዳሞቱ መልሰተግባር ኣይህቡን እዮም ዝሩጋት።

    • @selught4477
      @selught4477 4 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhaki nahwatom chekanat

    • @erigirl9358
      @erigirl9358 4 ปีที่แล้ว +1

      Kelati Tewelde aytgage eba zhawey ezi hiji an 20tat zelo edme uka kulu nay 90tat eyu. Nkulu mlkam xbuk aykonen

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተብዕትዮ ሃገርና

    • @omersalih812
      @omersalih812 4 ปีที่แล้ว +2

      Kela nisikake ab zeme haile silase dika tewelidka kkk

    • @kelatitewelde3533
      @kelatitewelde3533 4 ปีที่แล้ว +1

      @@omersalih812ኽቡር ሓው ኣነ ኣብ መንጎ መንግስቱን ኣብ መንጎ ኢሰያስ ሽፍታ ዓዲ ሃሎን እየ ተወሊደ ዓቢየ ኣብ ግዜ ሃይለስላሰን፡ መንግስቱ ደርግን ዝነበረ መንእሰይ ነፈርቲ ዝጨውን ዘቃጽልን፡ ታንክ ብከላሽን ዝማርክን ዘቃጽልን፡ ወተሃደር ብእምኒ ዝማርክ፡ በጃ ህዝብን ሃገርን ዝሓልፍ እዩ ኔሩ ነዚ ታሪክ እዚ ከኣ ኣምሓሩ ባዕሎም ጺሒፎሞን መስኪሮሞን ኣለዉ ካብዚ መጻሕፍቲ ብውሑዱ ንምጥቃስ:- የደም ጠብታ ብ ሺኣለቃ ዳዊት ፡ ኦሮማይ ብበዓሉ ግርማ፡ ቅስም የሰበረ እርምጃ ብሓደ ስሙ ዝረሳዕክዎ መኮነን ደርጊ ስለዚ ባህልናን ታሪኽናን ተበሪዙ ኣሎ እዚ ንምባል እየ እምበር በትሪ ሻዕብያ ጢዒመያ እየ ግን ኣይተምበርከኩን በጃ ህዝበይን ሃገረይን ከኣ ይሓልፍ እምበን ንሓወይን ሓውተይን ይከላከል እምበር ጸገም ሓወይን ሓውተይን ኣይከውንን ሓቂ ብሓቂ እየ ዝዛረበካ ዘለኩ ።

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +10

    ዩኤል እትዕድሞም ሰባት ኩሉ ግዜ ብሱላት ጥራይ እዮም ። እዚ ወዲ ካብ መዓር ዝጥዕም ልቦና ሓዘል መልእኽቲ የሕልፍ ነይሩ ።
    ኣብ እስራኤል ዘሎን ዝነበረን መንእሰይ ብርግጽ ሓደ ካብ ወርቃዊ ወልዶ ኤርትራ ዩ ። እዚ ምጉጅጃል እዚ ክኣ ካብዚ መንእሰይ እዚ ዘይትጽበዮ እዩ ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      ማሕበር ፍቕሪ ሃገር anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተብዕትዮ ሃገርና

  • @salemhagos1923
    @salemhagos1923 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሄር ይባርክኻ እዚ ሓወይ ። ለባም ዘረባ ። ከማካ ዚኣመሰሉ ለባማትን መስተውዓልትን ሰባት ይብዝሓልና ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተባዕትዮ ሃገርና

    • @salemhagos1923
      @salemhagos1923 4 ปีที่แล้ว

      @@GoodmorningEritrea33 explanation needs

  • @ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ
    @ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ 4 ปีที่แล้ว +14

    ዓገብ ዓገብ ነንሕድና ምቅትታል ብካራ ያክል አሕዋት ኩላትና ዓቢ ጾሉልት የድልየና አሉ ንኢረትራ ንስድራቤት ንሕሰበሎም በጃኹም አሕዋት

  • @youmeforpeaceful4251
    @youmeforpeaceful4251 4 ปีที่แล้ว +13

    ዓገብ ፡ ኣይኮነንዶ ንሓዉኻ መሳድድካስ ፡ ንጋና እካ ኣብስደት ምህራም ፡ እሞኸኣ ብኻራ እዚኣስ ዓገብ ደእ ዓገብ የሕዋት ኤርትራዉያን፡

  • @solomonsium9236
    @solomonsium9236 4 ปีที่แล้ว +16

    ከም ናይ ሎሚ ሓዘነ ኣይፍልጥን ብጃኹም ይሐዋት ጾልት ንገበር

  • @ogbaizerabruck5841
    @ogbaizerabruck5841 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you a brilliant young man a great point. why such fluster to take over a police duty to accusing anyone in a rush. I totally agreed with Mr. Teclit and welcome to Canada peaceful Nation enjoy until we have a Free Nation Eritrea.

  • @hossana842
    @hossana842 4 ปีที่แล้ว +11

    ዘሕዝን ኢዩ፡ ንዓናስ ክሓልፈልና፡ ሓጢያትና ከም ሑጻ ባሕሪ ኢዩ ኣቱም ሰባት። እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ኤርትራውያን? ሓውና ምሉእ ምሕረት የውርደልካ፡ ንገበርቲ እከይ ከኣ እግዚኣብሔር ብሕልና ይቕጻዓዮም።

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 4 ปีที่แล้ว +39

    ተቀዋማይን ደጋፋይ ዝብሃል ኣብ ቤት ኣምላኽ የለን
    ንኣምላኽ ምስጋና ዝበጽሓሉ ሰይጣን ዝርሐቀሉ ቦታ ኢዩ ።
    ዓገብ !

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      Miki Kiflu anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተንባዕትዮ ሃገርና

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 4 ปีที่แล้ว +1

    ሐያል መንሰይ ፅቡቅ ሐብርታ ሂብካና

  • @1115asmara
    @1115asmara 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you brother Teclit. Good information and welcome to US

  • @gedonna7720
    @gedonna7720 4 ปีที่แล้ว +5

    Guys for many years i thought we were very humble people but now this too much , i know eritreans in Israel have been /are in traumas but that doesn't give you right to attack any one. We ran away because some one took our rights and now you are easily taking someone's basic human rights. Some thing has to be done I believe. Prevention is better than cure. Our brothers and sisters still live in nightmares and fears. It's really devastating to see this kind incident # we need to grow up guys

  • @fekaduyemane3506
    @fekaduyemane3506 4 ปีที่แล้ว +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሱል
    ኣዛራርባ መገድካ ይቅናዕካ።

  • @medhanieabraham7653
    @medhanieabraham7653 4 ปีที่แล้ว +5

    Thank you, ዩኤል።

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 ปีที่แล้ว +10

    የሕዝን ናይ ኤርትራውያን ሽግር ብቀሊ ዜፍታሕ አይኮነን እግዚኣብሔር ባዔሎ ምሕረት የውደልና

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      Gual Asmara anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተብዕትዮ ሃገርና

  • @user-bi3eg5ty5r
    @user-bi3eg5ty5r 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ኣገላልፃ ተኽሊት ሓዉና

  • @binihabte6064
    @binihabte6064 4 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ተኽሊት፡ ጽቡቅ ምኽሪ፡ "መራከቢ ብዙሃን ሓላፍነታዊ ብዙኾነ መንገዲ ንጠቐመሉ።

  • @istandwithabuneantonioseri3005
    @istandwithabuneantonioseri3005 4 ปีที่แล้ว +5

    Welcome brother Teklit 🇺🇸 and thanks Funus for serving the truth. Eritreans in Israel please help each others &respect the right of your fellow people. GBU 🙏

  • @tirhasweldu1337
    @tirhasweldu1337 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልና ህዝበይ🙏

  • @minetacademy6529
    @minetacademy6529 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ብሱል ዘረባ ተክሊት! የቐንየልና ስለኩሉ ሓቤረታ።

  • @zafumenelik244
    @zafumenelik244 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓገብ ዓገብ ይኣክል ባእሲ ይሕዋት በጁካትኩም ኣብ ዓዲ ዘለዋ መሳኪን ኣዴታትና ዘኩሩ ንሓውና ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ

  • @mt-pc6lf
    @mt-pc6lf 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩኤል ክብረት ይሃብካ" ኩልና ድማ ዓገብ ክንብል ኣለና ንኹሉ ዘጋጥሙ በደላት"

  • @NaherSunshineEritrea
    @NaherSunshineEritrea 4 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቅ ኣገላልጻ ዩ
    ዩኤል ጽቡቅ መደብ ዩ

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ በረኸት ሓወይ። ኣዝየ የመስግን።

  • @saeedna1
    @saeedna1 4 ปีที่แล้ว +18

    ባዓሉ የቅልሎ ፈጣሪ፡ዘፍርሕ ግዜ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว +1

      Saed A anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተብዕትዮ ሃገርና

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 4 ปีที่แล้ว +12

    በቃ!! ዘመን ሕንፍሽፍሽ ኮይኑ!!! ፈቀዶ መዓስከራት ዝነበሩ ...ፍቅሪ ስድራ፡ሓው፡ጎረበት ወዲ ዜጋ ኣየስተማቀሩን መሳኪን፡
    ኣምላክ ይሓግዞም።ንጸልየሎም።

    • @amani3937
      @amani3937 4 ปีที่แล้ว

      Lomes Eritrean meknay yehzeneni nay behki ana mara eye zeftwo medbtka tesrh alka agka kebrat yehbka neali kemka yebzhu

  • @user-kf1rg3yx9s
    @user-kf1rg3yx9s 4 ปีที่แล้ว +13

    Inshallah ske selam yewrdelna Ahwatey Cristien Ertrawiyan bejakum hade kunu mefto gana Kona

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 4 ปีที่แล้ว +4

      የቀንየልና ክቡር ሓውና ኣነ ክርስትያን ኢየ እቲ ዝገርመኒ ነገር ግን ኣብ ከምዚ ኩነታት ኤርትራውያን ኣስላም ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቆም ነንሕድሕዶም ፍቅሪ ዘለዎም ነንሕድሕዶም ኣይቃተሉ ኣንስቶም ኣይቀትሉ ሃይማኖትና ዘክብሩ ብሃይማኖት ዘይጻረፉ እዚ ክርስትያን ዝብሃል ናይ ሎሚ ወለዶ ኣጋዝያን ክብል ይውዕል ሓው ይቀትል ኣንስቱ ይቀትል ናይ ሰብ ሃይማኖት የናኣእስ ነቲ ሃይማኖትና ከማን ታሕቲ ኣውሪዶሞ ስለዚ በዚ ዝሃብካዮ ርእይቶ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ቅብልቲ ኮይና ረኪበያ።

    • @eritreaadey3074
      @eritreaadey3074 4 ปีที่แล้ว +1

      @@peaceforever8115 hawey natey ajeka dahan .Inshallhe rebi selamen feqrien ye habekom ezom yehewatey.

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 4 ปีที่แล้ว

      @@eritreaadey3074 ኣሜን ሓወይ ናተይ ሃገርና ይባርከልና ንሓድሕድና ፍቅሪ ይሃበና ኣጋዝያን ዝብሃሉ ኢደይ ኢድካ ኢልና እንቆቅሖን ሓርጩን ኣብዒጥና ንያቆብ ሓቢርና ኣብ ቢሖቅ ከም ዝለዋወሱ ክንገብር ኢና

    • @eritreaadey3074
      @eritreaadey3074 4 ปีที่แล้ว

      @@peaceforever8115 xebq hasabat eyo .yeqob inqqho mes tesfaxyon tebk ab ade england eyo zelo .be qelelo kerekebo ye kel eyo neze tebk.

  • @efremyohannes6081
    @efremyohannes6081 4 ปีที่แล้ว +4

    ንፍትሒ ብዘይፍትሒ!
    ንመሰልና መሰልሰብ ዳግሃስና!
    ጸገምና ከይበዝሕ ርግእ ምባል የድልየና ኣሎ ኣቱም ሰባት

    • @ayeseb2609
      @ayeseb2609 4 ปีที่แล้ว +1

      ኩቡር ሓዊ እቲ ጸገም ናይ ደለይቲ ፍትሒ ኣይኮነን ::ደላዩ ፍትሒ ሚሕር ካ ተጻዊሩ

    • @efremyohannes6081
      @efremyohannes6081 4 ปีที่แล้ว

      @@ayeseb2609 kbur hawey hdii elna emo nhsebo eti betekrstyan b ab Eritrea zelo sinedos zmrah kabkone emo dmaqdmi qurbu mealtat abtiwshti bietekrstyan baesi kabnebere mebeasiom mknyat ke entaykikewn ykil elka thasb kulatna deleytifthinbhal nebona fthi kwhabom nxwii ena degefti etisreat zkonu kea bzeyegeds abwshtom zelo eti mengsti nzgeberoneger afom meliom kqawemu wey ewn kukununwo ayreayun eyom. Slezi nezi sebharimomo kukonu zkulo sebat darga 80%rgxeja kilewn zkil deleytifthi ena bhalti gnas trgum fthi zefeltu sebat eyom zbil gmit eyu zeleni. Ayreakayon tkewn enber qdmi whud samntat ewn eko nhade bedme abi zkonu sebeay dagafi bmukanomn msti mengsti edi alewom bmbaln kharmwo zeri video tezergihi nieru eyu. Kulatna hadeknkewn aynkiln ena kemti melkina hadezeykona abana ewn eko aykonen jemiru ezi neger abotatna jebhado shabya dabelu haw nhaw bkuynat hadhd tewadiom eyom. Entekone gna ezikulu halifus lomi ewn abkomu alena. Eritrea tbhal hager kabtftern qdmimftaran nmnbar knebro zeykeale hzbina meas eyu efoy elu mnabar kjimr kemzidatewadaina. Seb dlietu yemen dlietu ydegf nexa mrchuu eyu bhasab knsiro tray nbeges tezeykoynu gna nhna nbaelna kabkemzineger keywexaina kmexizkil neger yelen. Nbzuhunetna bgbuu teteredinayo nabxbaqena knqyro zeykeal aykonen. Ezi maletey kea kulatna deleyti fthi hade ena maletey eykonkun gnas keysrir bewanu teqawumona nezikemzi neger dewneblelu mengedi mftar yedlyena alo. Damesgenku eye kbur haweyyyy

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 ปีที่แล้ว +11

    The same time ! Arrived at USA. We’ll came Brother Thank for you time

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว

      Wow really, thats nice. Also from Israel to USA? Good that you arrived safe.

    • @Azmarino-c1l
      @Azmarino-c1l 4 ปีที่แล้ว +1

      Welcome to USA

  • @senaitgebrehiwet2851
    @senaitgebrehiwet2851 4 ปีที่แล้ว +25

    Eritreawyan Hateyatna Bezhu.
    We have to pray 🙏🙏😭😭

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      Senait Gebrehiwet anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/ep-e98q70

  • @berewedikeshi9551
    @berewedikeshi9551 4 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi dess zbl agelalxa. Thanks yoel /fanus Network and Teklit. Ademti Selam ekum bhaki😍😍👍

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 4 ปีที่แล้ว +6

    ተኽሊትይ ድሮ ናፊቕናካ ዝዓርከይ!

  • @amanuyoyo798
    @amanuyoyo798 4 ปีที่แล้ว +8

    ዓገብ!
    ኣብ፣ ጽርግያሲ፣ ባእሲ፣
    ኣብ፣ ኣኼባሲ፣ ባእሲ፣
    ኣብ፣ ቤት፣ ጾሎትሲ፣ ባእሲ፣
    እንታይ፣ ኮይና፣ ኢና፣ ዘለና፣ነንእስ፣ ርእሲ፣
    እንታይ፣ ኢና፣ ከነውርሶም፣
    ነዞም፣ ደቅና፣ በዓል፣ ወራሲት፣ ወራሲ?
    ታሪኽ፣ ሓምሳታት፣ እንክድገም፣
    ከምዘይከፈልና፣ ቡዙሕ፣ ደም፣
    ከምዘይ፣ ሓለፍና፣ መስገደል፣
    እንታይ፣ ደኣ፣ ሕጂ፣ ንበዳደል፣
    ነንሕድና፣ ንወናጀል፣ ንቀታተል፣
    ባዕልና፣ ንባዕልና፣ ንዘናጠል፣
    ሰዓብቲ፣ እኮ፣ ኮይና፣ ናይ፣ ሰይጣን፣ ናይ፣ ሳጥናኤል፣
    ንደግሞ፣ ኣለና፣ ታሪኽ፣ ኣቤል፣ ቃኤል፣
    ሕጂስ፣ ከኣ፣ ብበሊሕ፣ ካራ፣
    ክንጎዛዘ፣ ዕጽፊ፣ ክሳራ፣
    ኣደይን፣ ኣዴኻን፣ ክቁዝማ፣ ብሓበራ፣
    ኣቦይን፣ ኣቦኻን፣ ረኸብቲ፣ መከራ፣
    ንብዓቶም፣ ከይነቀጸ፣ ናይ፣ ዝጠፍኡ፣ ኣብ፣ ሰሃራ፣
    ናይቶም፣ ዝተሓየሩ፣ ኣብ፣ ሙሉእ፣ ኤርትራ፣
    ክሕረዱ፣ ከኣ፣ ሕጂ፣ ብቃንዛ፣ ብጎዲም፣ ካራ፣
    ዓገብ!
    ኣብክንዲ፣ ምድባሶም፣ ደበሰ፣ ኢዮብ፣
    ኮፍ፣ ኢልና፣ ንረዳዳእ፣ ንላዘብ፣
    ንምንታይ፣ መስሓቅ፣ ንኸውን፣ መስሓቅ፣ ወዲ፣ ሰብ?
    ከምዚ፣ ተኾይኑ፣ ኣካይዳና፣
    ሽሻይ፣ ክንኸውን፣ ኢና፣ ሽሻይ፣ ወዲ፣ ጋና፣
    ነበሩ፣ ክኸውን፣ ከምቶም፣ ዳይነሶር፣ ታሪኾም፣ ታሪኽና።
    ፍልልያት፣ ክህሉ፣ ናይ፣ ግድንዩ፣
    ዘይምስምማዕ፣ ንቡርዩ፣
    ኣብ፣ ሓደ፣ ዘይምርዓም፣ ዝነበረዩ፣
    ምቅታል፣ ግና፣ ድንቁርና፣ ዕሽነት፣ ነውሪዩ።

    • @zeggawrangel3762
      @zeggawrangel3762 4 ปีที่แล้ว +1

      yonas woldemicael Kulu iko ilkayo ; izikulu shigir zehlefnayo ; niberely newih idme; kemaka LEBAM SEB zifetu ane; ; hizbey kulu ysmaii naka ; ab libu ymeles kemakha; Kibret yhabely ☮️

  • @yosigarden4357
    @yosigarden4357 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ መደብ ዩኤል ምስ ብጾትካ ።ጉዳይ ኢስራኤል ዘሕዝን ዩ 13-14 ኦዓመት ገሪና ገና መዓልቦና ዘይፍለጥ ክንስና ካብ ኣንስትና ምሕራድ ኩሉ ክፋእ ኣባና ይርከብ ስለዚ መዓል በበለጸኛታት ኮና ንርከብ፡ብዝኾነ ንዝሃውና ወን የመስግኖ ኣንደበተ ርቱእ መግለጺኡ፡

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃብካ ዮሲ ሓወይ፡ ሰልቲ ዝሃብካዮ ርእይቶ።

  • @fiorinatu7330
    @fiorinatu7330 4 ปีที่แล้ว +7

    Yoeil hawna azerarbaka ksemr
    Nay bhaqi eya zblke egzabhier barikuka u temesgen amlak. 🙏💚💛❤💙

  • @aronghebru942
    @aronghebru942 4 ปีที่แล้ว +7

    Lebam wedi
    Bsul zereba
    Thanks yuel !!!!!!

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว +1

      Thank you Omer hawey. Pleased to hear from you.

  • @amanuelhaileofficialchannel
    @amanuelhaileofficialchannel 4 ปีที่แล้ว +8

    ራሻይዳ ጠቢሖም ኩሊቱ ናሕደግዎ ኣፉ ዘይከፍት ኤርትራዊ ሕጂ ሰብኣይ ኮይኑ ንሓው ብኻራ ክወግእ፡ ኣየናይ ሶማላዊ ዶ ኩሊቱ ተወሲዱ ዩ፡ ብዘይካ ትዕቢትን ብድዐን ንሓው ምድንዳንን ካልእ ዘይትዓደለቶ ኤርትራዊ ግና ዘሕዝን ኮይኑ ሎ ታሪኽና። ልቢ ንግበር፡ ሓይሊ ዘለዎ ሲና ቀረባ ያ ኪድ ሞ ብኻራኻ ን ኣሕዋትካ ሓራ ኣውጻዮመ ካብ በደዊን።

  • @abebaweldesilassie457
    @abebaweldesilassie457 4 ปีที่แล้ว +1

    Betami des zebel hansab teklit hawena kemaka yebzhu amlak mehret yewredlna baelu kilkum yehwatena bejakum sedetna yeaklna tegsti gebru

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc 4 ปีที่แล้ว +4

    ስለምንታይ ግን ክሳብ ክንድዚ ጭካነ ኣንካይ ንሓዉኻስ ንጋና ካ ከምዚ ዘይትምነየሉ በጃኹም ናብ ልብኹም ተመለሱ ንሓዉና ካኣ ምሕረት የዉርደሉ

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      ፍልሰትዶ ስደት anchor.fm/yodit-tesfazghi/episodes/--e98q70 ሓቒ ብዛዕባ ደቂ ተብዕትዮ ሃገርና

  • @danielkidane4744
    @danielkidane4744 4 ปีที่แล้ว

    እቲ ፍታሕ ኩለን ቤተክርስትያን ክዕጸዋ ነይርወን ምክንያቱ እቲ ባእሲ ካብ ቤተመቅደስ ስለ ዝጅምር
    ናይ ኣብ እስራኤል ዘለው ኣቅሽቲ ካብ ባራት ናብ ባራት እና ተናጠሩ ይሓድሩ ካብኡ ናብ ቤተክርስትያን እናከዱ ብስኩሮም ስለዚ ዓገብ ኣቦታትና ኣይካን ዶ ባር ኣትዮም ቤተመቅደስ ክኣትዉ ነብሶም ከይተሓጸቡ ከማን ኣይኣትዉን ስለዚ በጃኩም ኣካያይዳ ቤተክርስትያን ፍለጥዎ ንሰብ ብግቡእ ምሃርዎ ነንባዕልኩም ኣይትቃተሉ

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 4 ปีที่แล้ว +13

    ያኦል ጹቡቕ ሲራሕ፡ለባምን መስተውዓልን ሰብ ኣቕሪብካ፡ለባም ዘረባ ፡የቐንየልና።

  • @loveeritreapeaceeritrea9847
    @loveeritreapeaceeritrea9847 4 ปีที่แล้ว +4

    I wish best to all Eritrea people love and peace GOD be with all Eritrea people

  • @titihabte7160
    @titihabte7160 4 ปีที่แล้ว +5

    It's Really Sad We Eritreans Should care more each other than killing
    Please let's pray

  • @Hakee04
    @Hakee04 4 ปีที่แล้ว +4

    I am so happy he is in good condition and I wish him a long life.

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว +2

    Egziabher elu eyu,Hidie emo belu Ane egziabherkum miqaney kitfeltu silezi Elena.Selam yewridelna nikulatna.Amen

  • @ዓወትገብረድንግል
    @ዓወትገብረድንግል 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ብልቢ ነመስግነካ ዪኤላ

  • @johnab.6326
    @johnab.6326 4 ปีที่แล้ว +1

    Aziu des zibil haberetan mikrin eyu kuburat yehwatna. Teclit have a successful life in the US and Yoel hawna you are amazing positive person. God bless u a lot❤❤

  • @tesfahiwitbahta3263
    @tesfahiwitbahta3263 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ኢቲ ኣብ ኢስራኤል ዞሎ ኩነታት ገልጽዎ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ

  • @proudafrican4631
    @proudafrican4631 4 ปีที่แล้ว +2

    Eritrean needs to be united for generation to come otherwise our people and country will vanish! First let's work for peace among our own people. 🙏

  • @bsratgebrel6477
    @bsratgebrel6477 4 ปีที่แล้ว

    አሜን ኩቡር ሐዊና።እዛም አረግቶት ተቋወምቲ ዋላ ደገፍት መንእሰይ የጣፍኡ አለዊ።አበይ መንጉሱቱሃይለማርያም ምሐሸና መንእሰይ ተታፍዬሚ።

  • @bogeabilekijermen4129
    @bogeabilekijermen4129 4 ปีที่แล้ว +23

    Willkommen daqi hezbi jeganu 👍😍😍

    • @kokobnatu2922
      @kokobnatu2922 4 ปีที่แล้ว +1

      Naybehaki lebam hawey amlak ayne lebonanna yekfeto befela ab israel zelkum yehwatna

    • @kokobnatu2922
      @kokobnatu2922 4 ปีที่แล้ว +1

      Neaka kea zebenka yebarkelka hawey natey

  • @eritreanbrightfuture2161
    @eritreanbrightfuture2161 4 ปีที่แล้ว +7

    ብዘይ ሕጊ ስርዓት ጌሩ ዝኸይድ መንግስቲ ዘየድልዮ ለባምን ክቡርን ህዝቢ ሕጂ ግን ኢሳያስ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ኣፍርዩ መጻኢና የጸብቆ ኣምላኽ ዘፍርሕ ግዜ ህምምም

  • @senaittewelde2312
    @senaittewelde2312 4 ปีที่แล้ว +1

    የቀኒየልና ኩቡራት ኣሕዋት !

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 4 ปีที่แล้ว +7

    ዓገብ ዓገብ ብካራሩ አይትፈታተኑ በጃኩም አሕዋት ንለዋዋህ

  • @teklebrhanhailu3113
    @teklebrhanhailu3113 4 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ፍኑስ ተገዲስካ ነዚ እዋናዊን አዛራራብን ዝኾነ አርእስቲ ነቲ ሰብ ናብ ዝጠዓሞ አንፈትን ስሚዒትን ንየው ነጀው ከብሎ ዝቀነየ ነገር ኩነታት ናይቲ አብኡ ዘሎ ሕብረተሰብ ብቀረባ ዝፈልንጥን ብሱልን ሚዛናዊ አረአእያ ዘለዎ ሰብ ደሊኻ ህዝብና ሙሉእ መረዳእታ ንኽረክብ ምግባርካ ብልቢ የመስግነካ ተኽሊት ሐውና ካአ የቀንየልና እንቃዕ ካአ ናብዚ ሴሜን አሜሪካ ብሰላም መጸእእካ

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበለይ ተኽለብርሃን ሓወይ። ኣዚየ የመስግን ስለቲ ሰናይ ቓላትካ።

  • @temesgentemesgen1916
    @temesgentemesgen1916 4 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome Fanus Network & Teklit Selam yewrdelna 🙏

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 4 ปีที่แล้ว +30

    እንቋዕ ድሐን ኮኔ ረቢ ምስኡ ይኹን

    • @erenasweet7936
      @erenasweet7936 4 ปีที่แล้ว

      Thanks teklit hawena.. God bless you more

  • @wedierey6060
    @wedierey6060 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ዮኤል ነዚ ሓብሬታ ብምሃብካ የምስግነካ እንተኾነ ግና ኣርእስቲ ግን ንሂወት ኤርትራዊ ብ ገንዘብ ክትልክዖ ግና ግቡእ ኣይነበረን ፡ ፡

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว +1

      መርሓባ ወዲ ኤረ፡ ስለቲ ርእይቶኻ የመስግነካ። ሂወት ሰብ፡ ብገንዘብ ኣይልካዕን እዪ። ከሙ እንተ ድኣ ተረዲኡካ፡ ይቕረታ። እዛ ዘረባ፡ ካብ ናይ ሓውና ተኽሊት እየ ወሲደያ። ትማሊ ሂወት ንምድሓን ኣሻሓት ዶላራት ይኽፈል ነሩ፡ ሎሚ ናይ 50 ቕርሺ ካራ ዓዲግካ፡ ሰብ ከተጥፍእ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለዚ፡ እቲ ሓሳብ ንሂወት ምስ ገንዘብ ምውድዳር ኣይኮነን። ግን ትማሊ፡ ሰብ ኣሻሓት ገንዘብ ይልምን ነሩ ሂወት ንምድሓን። ሂወት ክብርቲ ስለኾነት ድማ እዩ፡ ገዛ ውን ሽይጡ፡ ገንዘብ ዝኸፍል ነሩ። ነቲ ኩነታት ንምግላጽ ኢና ብዛዕባ ገንዘብ ንዛረብ ዘሎና።

  • @dawityemane2642
    @dawityemane2642 4 ปีที่แล้ว +7

    Congratulations teklit

    • @asmaitkefle7643
      @asmaitkefle7643 4 ปีที่แล้ว +1

      Bjakum absrel zlkum lbamat tlkum gle mfthe gbru ahwatkum knbeke nwel alna

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +23

    እዞም ደቂ ሓደ ልቢ ዲኦም ወላ ከልቢ ኢሎም ዝዘሩ ዘለዉ ኣብ ኢስራኤል ልቦም ሒዞም ናብ ኢሰያስ ይኪዱልና ኣብዚ ጸጊቦም ብ ካራን ደንጎላን ጌሮም ንጹሃት ሰባት ክውድእ ኣይኮኑን እልፊ ወኻሩ መምጺኦም ምኽንያት ዘይፈልጡ።

    • @tiblestgere2790
      @tiblestgere2790 4 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂

    • @badmeeritrea833
      @badmeeritrea833 4 ปีที่แล้ว

      Suq Bel Seraqi, Agame wedi Agame...

    • @heavenerilove2174
      @heavenerilove2174 4 ปีที่แล้ว +1

      Hasewuti niskum ekim komeu tigebru nab hgdef talagbiwo niskum ekim etom deleyti fthi tublu hasewuti fithi ketemxeu ayranakumn denakur

    • @waw1593
      @waw1593 4 ปีที่แล้ว

      Men geruwo zitefelte yelen, ember tekawemti si kolia aytblu sebeyti, abi seb humanity tefiukum alo eritrawian

    • @ayeseb2609
      @ayeseb2609 4 ปีที่แล้ว

      @@heavenerilove2174 ፎፎፎ ጹሉላት ህግደፍ ሬሳታት ሓሰውቲ ኮይንኩም

  • @dawitlove
    @dawitlove 4 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna Teklit hawna enkae kea bselam ateka... kexile kulna eritreawyan ab hgi knamn alena beka zharemeka nab hgi akrbo sheu etikale nkale ayharmon eu. Mknyatu kabti kdmieu zelo sle zmehar

  • @tesfaygebrekidan1863
    @tesfaygebrekidan1863 4 ปีที่แล้ว +1

    I just want to say how much I appreciate the work you’re doing to liberate our people from this oppressive regime. I watch most of your videos and all are interesting. I wanted to share my point of views regarding this interview.
    Tekilt tried to rationalize about the incidence and the cause of it, but Teklit didn’t mention what is the root cause of this incidence. Why are young Eritreans fighting each other? I was also expecting you to analyze it too as usual. It’s true that many young Eritreans have post-traumatic stress disorder (PTSD) due to the current regime, and they need proper counseling and treatment of PTSD. Tekilt said this incidence happened because Eritreans have PTSD and other unspecific issues. In my understanding is the Eritrean regime is the root cause. This is great opportunity for all “ Deleyti Fetihi “ media to hummer the regime. As commentators, you were supposed to focus how the Eritrean government is involving in churches and dismantling orthodox religion and young Eritreans. The regime was supposed to be blamed not the young Eritreans for fighting each other. All western medias are bias, and they deliver what they want to us to hear. My point is, you should use this incidence to connect with Eritrean regime. The regime is using everything to demolish us, even diaspora. Again, thank you for doing astonishing job!

    • @gobodena7567
      @gobodena7567 4 ปีที่แล้ว

      You don't want to blame the 'young' eritreans who killing other eritreans because you want to use this unfortunate opportunity to hammer the regime.this is cheap

    • @dddwww1948
      @dddwww1948 4 ปีที่แล้ว

      TPLF, you think you are fooling Eritreans?

  • @wedibelih7205
    @wedibelih7205 4 ปีที่แล้ว +7

    Thanks bro

  • @sambeshka6498
    @sambeshka6498 4 ปีที่แล้ว +1

    He is really good breaking issues in Isreal..

  • @GAMEOVER-ye5ei
    @GAMEOVER-ye5ei 4 ปีที่แล้ว +1

    ደለይቲ ፍትሒ ድዮም እስራኤል ዘለዉ ወይስ ደለይቲ ኣውራጅኦም ? ኣይንትዓሻሾ,,,ህግደፍ ኣረመኔን መርገምን እዩ , እቶም ወዲ ኣውራጃና ኸሎ ወዲ ሰራየ/ሓማሴን ተሸይሙ ኢሎም ዝሓሙን,ምስ ካልእ ኣውራጃ ዝተመርዓወት ጓል ኣውራጅኦም እንተልያ ዘፋትሑን እዮም ፠

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 4 ปีที่แล้ว +2

    ሃዳሚ ህዝቢ ምስ ካልእ ሕብረተ ሰብ ብየናይ መዓንጦም ክዛረቡ ደይ ንሓዎም እዮም ክብድሉ ዝደልዩ፡ ደም ተወለዱ እቶም ሕማቅ ሓሳብ ትሓስቡ።

  • @zerayteganets6692
    @zerayteganets6692 10 หลายเดือนก่อน

    The only good word from medri habesh!!!

  • @Rebecccca83
    @Rebecccca83 4 ปีที่แล้ว +1

    Wealcome to U.S.A.

  • @ጉዋልትፍቶእሰይ
    @ጉዋልትፍቶእሰይ 4 ปีที่แล้ว +15

    Ane Hamasienay eye i love❤️ Akeleguzay❤️love Seraye❤️love Senhit❤️love Denkelia❤️love barka❤️love❤️Sahil❤️Semhar ❤️Eritrea But i hate 😡Eritrean tegaru 👉HGDF & deki (1.libi 💗)

    • @musienaxanat1527
      @musienaxanat1527 4 ปีที่แล้ว +1

      endabekeku endye zxhfa zeleku an wen seraye eye hamasen anabs akale anabs senhit anabs barka anabs kulen awraja eritrea anabs yekbrekumn yefkrokumn eye gen ab esrael ztegebre btami hazine guhye
      dem nebie.

    • @Filmontesfa
      @Filmontesfa 4 ปีที่แล้ว +2

      @@musienaxanat1527 We are All eritrean why do you say iam From....

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 4 ปีที่แล้ว

      ትሕዝኑ መሳኪን ኤርትራ

  • @kubromabraha1241
    @kubromabraha1241 4 ปีที่แล้ว

    Betami xbuq zereba sozial Media kab tahwak zemxo sabien ykefie alewo bejakum aqedimna 2 gizie nhseb 🙏🙏 amlak aboy mhretka awrdelna

  • @philimonabrha7392
    @philimonabrha7392 4 ปีที่แล้ว

    God bless Eritrea and the people of Eritrea 🇪🇷🙏🕊

  • @rigatani6426
    @rigatani6426 4 ปีที่แล้ว +6

    Teklita hawey wawwww

  • @anedoaykonkun2372
    @anedoaykonkun2372 4 ปีที่แล้ว

    ዩኤል ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኸካ በጃኻ በጃካ በጃኻ ብዙሕ ተዓዛቢ ስለ ዘለካ ኣብ ፍቅሪ ኤርትራውያን ሕድሕዳዊ ምፍቃር ንኽንሕድር ደጋፊ ተቃዋሚ ከይበልካ ኣበርቲዕካ ክትሰርሕ ይምሕጸነካ

  • @እምነትእዩዓቢይ
    @እምነትእዩዓቢይ 4 ปีที่แล้ว

    እህ ውሸጢይ ሑሩር. ሰደት ወጺካ ምተሓላለካ እንበር ነኒሕድሕድካ ምቅታል አጸያፊ እዩ ብዝኮነ ንኩልና ሰዓብቲ እምነት ክርሰትያን አምላክ ልቦና ያሃበና

  • @sassone5106
    @sassone5106 4 ปีที่แล้ว

    ኣብ ደገ ትቕመጡ ኣሕዋትና ምእመናን ተዋህዶ ሃይማኖት ኩሉኹም ዘስደደኩም ጉዳይ ጥራሕ ግበሩ፡፡ ሰላም ክትረኽቡ እንተደሊኹም ኣቕሽሽቲ ኢና፡ዲያቆናት ኢና ዝብሉ እንተጸዊዐምኹም፡ " የቐንየልና ንሕናስ ቃል ወንጌል ብጺሑና እዩ ፡ ምፍጻሙ ድማ ንዓና እዩ ዝምልከት። ዓስቢ እንተደሊኹም ግን ኪዱ ናብ ሶማል፡ሊብያ፡ ኢራን ቃል ወንጌል ስበኹ።" በልዎም ከም ንፋስ ክሃድሙ ክትርኢዎም። ህምምም ዝገርምዩ። ነቲ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽሲ ብተንኮል፡ብኽፍኣት፡ብኣምባጋሮ ከስምርዎ!!! ፍርሃት ኣምላኽ እታ ቀዳመይቲ ሕጊ እያ። እቲ ዝተወበኩም ዕዮ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ (ምጉሳይ ምእመናን) ቅድሚ ሕጊ ቃል ኣዋዲን ሕጊ ፍትሐነገስትን ከምዝስራዕ ኣይትፈልጡን ዲኹም ኣቱም ዕጽዋት ኣእምሮ ኣቕሽሽቲ፡ዲያቆናት፡መምህራን ኢና በሃልቲ።

  • @yonathanberaki266
    @yonathanberaki266 4 ปีที่แล้ว +1

    በራቮ ተኽሊታ ዓርከይ ዝብላዕ ዘረባ

  • @candesjohn3955
    @candesjohn3955 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሓፈሻ ክማይ ወጽኢት ናይቲ ኣብ ንጹሃን
    ኣገልገልቲ ቤ/ክረሰቲያን ዝወረደ መከራን ማእሰርቲን ከምኡውን ድፍረት ዝመልኦ ምንዳድ መጽሓፍ ቅዱስ ኢዩ

  • @zaidtesferi4554
    @zaidtesferi4554 4 ปีที่แล้ว +1

    Hawey bflay ab mewedata ztezarebkaya btami xbkti eya bmisli zgber zelo zey nxur habereta meliska hawi mbrae tray u kemxe zkil zkal tekoynu bpolic u kikewn zelowo .
    Yehwatey mhret yewrdelna

  • @samrawitlegesse8031
    @samrawitlegesse8031 4 ปีที่แล้ว +2

    Thank god I am glad he is okay😊

  • @alemsegedabraham9298
    @alemsegedabraham9298 4 ปีที่แล้ว +2

    ብራቮ ዩ ኤል ኣዝዩ ጠቃሚ ሓበሬታ ብምቅራብካ

  • @kuflomtesifamrym7163
    @kuflomtesifamrym7163 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደሉ እዝጋብሄር እምበር ንሰኩመሲ ዓጋመ ዶ ገለዶ ናበልኩም ዳኣ ትዛረቡ ትዕብብኩም ትምክሕትኩም መወዳኣትኡ ኡዙይ ኮኑ ሰለዝ ደንን እልኩም ኣምላኩም ለምኑ ሰብ ኣይኮንን እሳያሰ ዋላ ሂትለር እውን ይእመን ሰብ ብሰብነቱ ጥራሕ ተከባበሩ From ትግራይ

  • @krarshow1112
    @krarshow1112 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahki labam eti haqi nsu eyu kembal ezi btmhrti dbeslu Tecklit kesete jegna nay abotatka hzka gazietna kynu ab isreal yserh hji ka Canada enqa dahan ateka
    Nhwna ka mhret ywerdelu

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓበይቲ ኣቦታት
    መራሕቲ ሃይማኖት
    ለባማት ምሁራት
    ኣበይ ኣለኩም ኣብዛ ሕማቅ እዋን ተድልዩና ኣለኩም በጃኩም ኣንፈትና ኣትሑዙና መስመርና ስሒትና ኣለና

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 4 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ሃይማኖት ተዋህዶ ብቐሊሉ ብህግደፍ ዝምእዘኑ ብምዃኖም እቲ ዘለዉዎ ቦታ ጸላዊ ስለ ስለዝኾነ ፡ ከምቶም ካል ኦት ሃይማኖታት ፡ ካቶሊክ ፡ ፕሮተስታንት ፡ እስልምና ፡ቃል ኣምላኽ ከስተምህሩ ይግባእምበር ፡ ኣብ ፖሊቲካ ኣትዮም ክመራስሑ የብሎምን ፡ መኽኒያቱ እቲ ዝልእኾም ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ፡ኣብ እግዝ ኣብሄር ዘይ ኣምን (dialectical materialism ) ናይ ማኦ ስነሓሳብ ዝኽተለ ጸረ መሓፍ ቅዱስ ስለዝኾነ ።

  • @far7690
    @far7690 4 ปีที่แล้ว +6

    ህግደፍ ኣዚሩልና እንዲዩ ናይ ሸኽ ዛይድ ፥ ሕጂ'ውን ብድሕሪ መጋረጃ ኣሎ ፥ ምስ ጳጳሳቱ

  • @62Amanuel
    @62Amanuel 4 ปีที่แล้ว +2

    Any criminal should be reported to the law enforcement immediately. There should be no shelter to a criminal whether he is Eritrean or not.

  • @nahomek3889
    @nahomek3889 4 ปีที่แล้ว

    I am so sad😭 E😭 r😭 i😭 t🇪🇷e🇪🇷 r🇪🇷 a🇪🇷w🇪🇷i🇪🇷. Hawey Amlki meheret yeweredalki shime yehwet teqemato iseral pls pls

  • @sarughebrezgabihier4060
    @sarughebrezgabihier4060 4 ปีที่แล้ว +1

    thanks yehwat

  • @michaelaraya1192
    @michaelaraya1192 7 หลายเดือนก่อน

    FANUS, WELL COME,

  • @dragonbaba410
    @dragonbaba410 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱምሰባት ሓድሽ ኣይኮነን ኩሎም ኣኽላባት ህግድፍ ይእዱግ እንድዮም ግብረመልሲ ከይረኸቡ ክቕጽሉ እዮም ።

  • @b.t7164
    @b.t7164 4 ปีที่แล้ว +10

    😭😭😭VERY SAD 😭😭😭

    • @Benifer37
      @Benifer37 4 ปีที่แล้ว

      tsehay zeray ab Eritrea b eritrawiyan iyom eritrawyan zkitelu zelewu sle zeynirio iu imber

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 4 ปีที่แล้ว +2

    Kibret yhabely ahwat, ( libona. ) bi deutsch wey bi englisch zestergumely do alo? Yqeniyely ☮️

  • @godformeberi424
    @godformeberi424 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ አፍሪቃውያን ምሕረራት አታ ትሕት በሉ ሰብ ክትመስሉ ድስብሊን ዮ ዘንብረካ ።