"ባህሊ ምስሉይነት" Culture of Hypocrisy ! The controversy around the movie "Verso"".

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 116

  • @123abc758
    @123abc758 หลายเดือนก่อน +3

    ኩቡር ሐው ዮኤል?
    አየናይ ባህሊ አብ ኤርትራ ዝኸብር
    ወይም ዝዕቀብ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራን ባህሊ ሻዕብያን ፈሊና ንርአዮ ጳጳስትን መሻይኽን አብ ማእሰርቲ ሂወቶም ዝሐልፍ ቁቡል
    ባህሊ ኮይኑ ወላ ሐደ ሻዕብያ ባህልና አይኮነን ዝበለ አይነበረን
    ሕጂ ግን በዚ ትያትር ተጠቀሞም
    ዘጥቅዕዎ ሰብ ዉይም ሕብረት ሰብ ግዳይ አሎ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      The title is full of hypocrisy. Are you talking of the Eritreans who hated their own languages (Tigre Tigrinya) and burned the books to rent alien Arabic language in order to Arabize themselves? Talk about hypocrisy!....

  • @selamawitabraha2409
    @selamawitabraha2409 หลายเดือนก่อน +7

    ዮኤል ንመጀመርያ ግዜ ክትጋገ እሰምዓካ አለኹ። ቲፋኒ ካብ ኤርትራዊ አቦ ትወለድ እምበር ብናይ አሜሪካ ባህሊ ዝዓበየት ሰብ እያ። ንኤርትራዊነታ ወኪላ ዝሰርሓቶ ፊልም የለን። ንምውቃስ ክጥዕመካ ዘየድሊ ርሕቀት አይትኺድ።

    • @yohannesyemane8701
      @yohannesyemane8701 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቕ መልሲ ሰላም ሓብትና! እዛ ፊልም ኣብ ኤርትራ ኢያ ተሰሪሓ እቶም ኣብታ ፊልም ዝተዋስኡ ሰባት ከኣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኢዮም ዘለዉ። እቲ መንግስቲ ኮነ ህዝቢ ንማሕበራውን ባህላውን ኣቃውማኡ ዝግህስ ዘይ ስነ ምግባራዊ ስራሕ ክቃወምን ኣራሚ ስጉምቲ እንተወሰዱ ኣበይ ኢዩ ዘሎ እቲ ጌጋ?
      ቲፋኒ ሓድሽ እትዋስኦም ስራሓት ንባህልታትን ክብርታትን ሕብረተሰብ ኤርትራ ወኪላ ኣይኮነትን እትዋስኦም።በቲ እትነብረሉ ሃገር ንዕኡ ድማ ትውክል። ናይ ኤርትራ መበቆል ስለ ዘለዋ እቲ ዝሰራሓቶ ኤርትራዊ ፍርያት ኢዩ ክንብል ዲዩ ዝህውትት ዘሎ? ስለዚ ብዓል ዩኤልን መሰልቶምን ጌጋታት ንምእራምን ንመጻኢ ዝሓስቡን ኮይኖም ዘይኮኑስ ይብሃል ኣሎ ሰሚዖም ግንዖ ናይታ ዘዋፈረቶም ሸውሃት ንምርዋይ ዝሰርሑ እምበር ናይ ብሓቂ ተረዲእዎም ዝሰርሑ ሰባት ኣይኮኑን። ፊልም ቬርሶ ምስ ቲፋኒ ሓድሽ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ፧

  • @solomondaniel2329
    @solomondaniel2329 หลายเดือนก่อน +9

    I think u are wrong. The movie that she did not represent eritrean film its American film and represented Western culture, not eritrean culture 😤

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      You are 100% right. Didn't some ignorant Eritrean elites burn their own Tigre Tigrinya languages, to borrow a second hand Arabic language for Eritrea? Talk about the hypocrisy at home.

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@zegdagmawi275Zegdamawi you are from Tigray and I see you act as an Eritrean. Can you give Eritreans a break and deal with your Tigray which is on the brink of an internal conflict. You are always anti Muslim and that does not work in Eritrea.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      @@sebhatiyassu1024 ዓቢድ ውሽማ ሳሓሳሕ ራሻያዳ በደዊን !! ፡ ናብ ኤርትራ ብጀካ ውርደት መንነትካ ትግረ ትግርኛ ፈንፊንካ ፥ ናሕኑ ዓረብ ፡ ምባል ዘምጻእካዮ ክብሪ ወይ ፍትሒ ናብ ደቂ ምድረባሕሪ ኣሎ ድዩ፧ ንስኻ ቋንቋታትካን መቐመጫኻን ካብ ሳሕሳሕ ዓረብ ውን ዘይሓለኻ ኣሕዋትካና ሰበይትኻን ንዓረብ ዝሸጥካ ሕሱር ኢኻ።

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 หลายเดือนก่อน

      @@zegdagmawi275 Zege shikor aytiweraze. Kab Tigray eta adi wigro mukanka aytiresie 🤣🤣. Ni wigro bizimilket manim agame kimikah aykeelin eyu. Bizikone dehay entay alo nai beal Vodkachew and Debrits? Zege hawei tselot giber wigeen wahid 🤣🤣🖐🖐🖐

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      @@sebhatiyassu1024 ... እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 หลายเดือนก่อน +9

    እዚኣሲ ዘረባ ኣይኮነትን ሓደ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ሰብ ብ ቓንቓ ኤርትራ ዝዛረብ ስብ ኣብ Hollywood ትሰርሕ እሞ ኻኣ 1% ህዝቢ ኤርትራ እካ ዘይሰምዓ ብኸምይ ተዋዳድር።ክእሰር ኣለዎ ክቕተል ኣለዎ ምባል ገይጋ መኣረምታ ክዋሃቦ ግን ግድን እዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      Fanus Kiros is too emotional shallow. I have seen his worthless anti Tigray propaganda before.

  • @robelz2699
    @robelz2699 หลายเดือนก่อน +6

    ዩኤል ኣብ ተቕርቦ መደብካ ይከታተሎ እየ ጽቡቕ እዩ ። እንተ ናይ ሕጂ ግን ምስቲ ምስትውዓልካ መንፋዕትኻ ከራኣእዬ ከለኹ ግን ኣዝዪ ዘይቅቡል ምስቲ ንትካ ብቕዓት ዝይከይድ ። ንኸምዚ ነገራት ጽዪፍ ስራሕን ነቲ ሰብ ማለት ቶማስ ክትጣበቐሉ ዝደለኻ መሲልካ ፡ እንደገና ዘቕረብካዬ ምንጽጻር ክኸውን ዘይክእል ፡ብዝኾነ 0/10 እያ ዛ መደብካ ።

    • @genetgg7718
      @genetgg7718 หลายเดือนก่อน +2

      Lomi Fanos aygden eyu zerebaka misA zerakeb yeblun .BizAba Tomas gina natu Hmaq aydlen gina eti zigebro gina tikikel aykonen ni Tomas zreyo yibezeh hizbina.

  • @God-db9vp
    @God-db9vp หลายเดือนก่อน +6

    ዩኤል ትጋገ ኣለካ፡ ቲፋኒ ኤርትራዊት ትኩን ደኣ እንበር ኣብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መድረኽን ትካላት ፊልምን ዘይኮነ ንህዝቢ ኣሜሪካ ኣብ ዝውክል መድረኽ ኢያ ትሰርሕ፡ ብውልቀሰብ ግን ዓገብ ክትበሃልን ክትእረምን ዝግበኣ ሰብ እያ፡ ግን ኣብ ትሰርሖ ፊልምታት ሓላፍነት ናይ ህዝቢ ኣሜሪካ እንበር ሓላፍነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ የብላን።
    እዞም ቬርሶ ትብል ፊልም ዝሰርሑ ግን ምሉእ ብምሉእ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝውክል ስነ ጥበብ ኤርትራ ኮይኖም እዮም ኣንጻር ክብርታት ሕብረተሰቦም ሰሪሖም፡ ነቲ ፊምታቶም ዝርእየሎም ህዝቢ ዘሕስር ስራሕ እዮም ሰሪሖም፡ ነዞም ሰባትምስ ቲፋኒ ኣመዛዚንካ ክትወቅስ ምፍታንካ ዘይሚዛናዊ እዩ፡ ንቲፋኒ ኮ ፊልምታታ ዝርእዩላ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮኑን፡ እንታይ ዓይነት ፊልም ትሰርሕ ውን ዝፈልጥ ኤርትራዊ ሰብ ውሑድ እዩ ምክንያቱ ኣብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መደብ ኣይኮነትን ትሰርሖ ዘላ።
    ስለዚ ብከመይ ኢና ካብ ሰብና ዝተፈለየ ሓሳብ ክንህብ ኢልካ ክልተ ዘይነጻጸር ጉዳይ ምንጽጻር ትኽክል ኣይኮነን።.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน +1

      Fanus is emotional and shallow. Tiffany has nothing to do with Eritrea.

  • @sultanibrahim2179
    @sultanibrahim2179 หลายเดือนก่อน +2

    ቲፈኒ ሐድሸ ብትግርኛ አብ ኤርትራ አይሰረሐትን ብኸመይ ተራኸቦም አለኻ። ኹቡር ሐዉ ዪኤል።ግን እቲ ዝበልካዬ ጸርፊ ምቅታል ጌጋ እዩ።

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal หลายเดือนก่อน +1

    ዩኤል ናይ ሕዝቤ እዚኩ ምርዳእ አብዩና ቲፍኒ እሞ ፈሜሰት ሰለ ዝኩነት እዪም እዚ ኩሉ አቀባብላ እምበር ከምታ ብንእሰነታ ዘሕለፈቱ ድካ እንትትከዉን መን ምተቀበላ። ብተወሳኬ ቤኔያም ግርማይ አብ ገጀረት ኩሉ ዝፈልጡም ተጋሩ እዩም ግን ዝና ሰለ ዝረከበ ብፍጽም አይኩንነ ይብሉካ ንምንታይ እቲ ሕምቅ ዝበለ ትግራዋይ ኤልካ ምንእአሰ ናይ ቤኒ ግን ከይተሰምዖና ዝብሉካ ግደፈም በጃካ።

  • @0mohammed703
    @0mohammed703 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks a lot brother Yoel for your educational political analysis as usual. Keep it up.

  • @henokthededicated2732
    @henokthededicated2732 หลายเดือนก่อน +3

    Common sense eba ngber Tf do nay Eritrean movie ela hiza mexia eya n Tf Hollywood yhteta ente neana gn ab wahti gezaka zatu hmam eyu hizlna mexiu ezi kola aytekebelnayon kea entay eyu eti xegem

  • @akely3091
    @akely3091 หลายเดือนก่อน +2

    Absolutely 💯💯💯💯 you're right 👍👍👍

  • @AlemTekle-o9k
    @AlemTekle-o9k หลายเดือนก่อน +2

    I expected nothing less from you because nothing that i hear from you is positive 💯

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 หลายเดือนก่อน +2

    Yoela ayghidin lomis. Tiffany Hadish and Tomas could not be compared with Eritrean culture.

  • @muhurhadu6896
    @muhurhadu6896 หลายเดือนก่อน +6

    ባህልና ህግደፍ እትው ካብ ዝብል እያ ፈሪሳ

    • @ukbayc
      @ukbayc หลายเดือนก่อน +3

      ናይ ትግራይ ትበሃል ዝነበረት ባህልን ልምድን ኣብ ኤርትራ ስለ ዘየገልግል እዩ

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤​@@ukbayc

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      What do you expect from Arab Abids who burned their own Tigre Tigrinya to become a cheap Arab Abids?

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ዮኤል
    ምስልዩነት ብምስልዩነት
    'መስለኒ በዚሑ ዘረባ ውሕልነት
    ክትስማዕ ንስኻ'ውን ቅልል በል ንኣብነት
    ቲፋኒ ኣብ ኤርትራ ንምንታይ ትፍቶ
    ኢልካ ዘተላዕለ ኣይመስለንን ሕቶ
    እዩ በቲ ብጻዕራ ስም ዘፍለጠቶ
    በቲ ባንዴራ ኣብ ሕቖ ዝደረዓቶ
    ፍጹም ኣይኮነን ብመንጎ-ኣእጋር ብዝተዛረበቶ
    ከምኡ እንተትዛረብ እሞ ብትግርይና
    ኩርምትና ክሳዕ ዝርአ ምስሓቕና ኔርና
    ሕጂ ኣይምሰረረን'ውን ቑጥዐ ገሊኦም ህዝብና
    ዮኤል ትኸውን ኣለኻ ፍርደ-ገምድል ዳኛ
    ሰሙን ኣኻኺብካ ተፍኩሶ ብዘለኻ ፍሕኛ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp หลายเดือนก่อน +3

      ጽቡቅ ግጥሚ።

  • @asmarina1
    @asmarina1 หลายเดือนก่อน

    Yes, two different actors in different countries. However, whether she grew up in the States or not, we have embraced her as one of us, and even encouraged her to represent us. Can we not be honest and say it’s all about $$$ and not about a person’s ethical standards / morals, or religion? Let’s try some honesty for once!

  • @naodtesfaldet421
    @naodtesfaldet421 หลายเดือนก่อน +2

    አንጀራ ዓለም ብላዕ፡ ብቐደምካ ውን ኣንበሳ አንዲካ❤

    • @ukbayc
      @ukbayc หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ዓጋመ ደኣ ብርቱዕ ጥሜት እንድዩ ዘሎ ሐቅኻ ኢኻ እንጀራ ናይ ረድኤት ዓላም ብላዕ ክትንሎ

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan หลายเดือนก่อน

      ​@ukb❤❤❤❤❤😂ayc

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน +1

    The title is full of hypocrisy. Are you talking of the Eritreans who hated their own languages (Tigre Tigrinya) and burned the books to rent alien Arabic language in order to Arabize themselves? Talk about hypocrisy!

    • @sebhatiyassu1024
      @sebhatiyassu1024 หลายเดือนก่อน

      Zegdamawi, Eritrean affairs is not your bussiness. You are a Tigrayan. Lokmats medenageri.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      Arab slaves need to know that, Issaias, Weldeab, Kebire, Ali Abdu, Biniam Girmay, Yemanes, Wuchu ...Filipos are all Tigrayan kings in Eritrea

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      @@sebhatiyassu1024 እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ ዓጋመ ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      @@sebhatiyassu1024 እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

      @@sebhatiyassu1024 ዓቢድ ውሽማ ሳሓሳሕ ራሻያዳ በደዊን !! ፡ ናብ ኤርትራ ብጀካ ውርደት መንነትካ ትግረ ትግርኛ ፈንፊንካ ፥ ናሕኑ ዓረብ ፡ ምባል ዘምጻእካዮ ክብሪ ወይ ፍትሒ ናብ ደቂ ምድረባሕሪ ኣሎ ድዩ፧ ንስኻ ቋንቋታትካን መቐመጫኻን ካብ ሳሕሳሕ ዓረብ ውን ዘይሓለኻ ኣሕዋትካና ሰበይትኻን ንዓረብ ዝሸጥካ ሕሱር ኢኻ።

  • @sebhatiyassu1024
    @sebhatiyassu1024 หลายเดือนก่อน +3

    Yoel what is happening to you? You failed with this one and the video you made about Wedi Tikul. I hope all is well with you. Take care.

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe หลายเดือนก่อน +1

    Excellent, points.

  • @sinatekle7846
    @sinatekle7846 หลายเดือนก่อน +4

    ቲፋኒ ናይ ሆሊዉድ አክተር እያ ፊልምታታ ድማ ንምዕራባውያን ብባህሎምን ቋንቁኦምን ዝውክል አብ ዓዶም እምበር ቲፋኒ ትምህሮን ተዘናግዖን ብፍላይ አብ ውሽጢ ሃገር ኤርትራዊ የለን።ዓደይ ክርኢ ደልየ እንተኢላ ድማ ናይ ሆሊውድ አክተር ኤርትራ ከይአቱ ዝብል ሕጊ አይሰማዕናን።ፊልምታታ ነቶም ትነብሮሎም ህዝቢዩ ዝምህርን ዘዘናግዕን ከምኡ ስለዝኾነ ድማ አብ ተፈላጥነታን ዝንአን አብ ምዕራብ እምበር አብ አፍሪቃ አይኮነን።ስለዚ ኩሉ ምስ ፖለቲካ አይነተአሳስሮ ጋህዲ ዓገብ ክርኤ ከሎ ዓገብ እንተዘይልካ አንጻር እቲ ስርዓት ዘይኮነ ተቓወም ዘለካ አንጻር ህዝቢ እዩ ክኸውን።

  • @alazark7105
    @alazark7105 หลายเดือนก่อน

    I have seen her comedies and you are right on that. However, they have different target audiences. She is making her comedies and movies in a language and country where she is allowed to or accepted by the people. But he did it in a language and a country where many people doesn’t even know about what he is showing in the movie. I think you are Negaday on this video

  • @martha3375
    @martha3375 หลายเดือนก่อน

    What got an American Hollywood star to do with an Actor in Eritrea? How can you even compare them?

  • @ErnestuChecvera
    @ErnestuChecvera หลายเดือนก่อน +1

    መበገሲ ናይ'ቲ ድርሰት፡ ክፍለት ኣሎዎ። ምክንያቱ ኣቓልቦ ናይቃልሲ ንምጥምዛዝ፡ ኮነኢልካ ነቲህዝቢ ኣብውሽቱ ዕግርግር ንምእታው ብህግደ ዝተገብረ ከይከውን ምስትብሃል የድሊ።

  • @yassinabdulreshid8753
    @yassinabdulreshid8753 หลายเดือนก่อน +3

    Yuel buzuh tefikana buzuh Ina ndelyeka❤

  • @hailebrhane-w3g
    @hailebrhane-w3g หลายเดือนก่อน

    ብሕልናይ -ከሙኡ ኽብል ቐንየ ።እንተኾነ መራረቢ ስለ ዘየለ በየን ይዘራእ። በዛ ዝሃብኻያ ሓሳብ ኣምላክ 1000 ዓመት ይሃብኻ !

  • @ukbayc
    @ukbayc หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ንዓኻ ከኣ ሕቶ ኣሎኒ
    ካብ ክልል ራያ ፊኻ ካብ ክልል ዓጋመ ዲኻ ካብ ክልል ተጋሩ?
    መኽንያቱ ትግራይ ትበሃል ፎእ ኢልና ኩሉ ናይ መንነት ዝሸጡ ዝበበሩ ሰብ ደኾክን ዓጺናዮ ኢና ስለ ዝበሉ

  • @moammedshafer7184
    @moammedshafer7184 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Very good ❤❤❤❤❤

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso5637 หลายเดือนก่อน +1

    Yueal derasi director eyom kihtetu zelwom

  • @hrzer7281
    @hrzer7281 หลายเดือนก่อน +1

    Exactly your point is right

  • @coola8022
    @coola8022 หลายเดือนก่อน +1

    Yoel hawey, intai diu iti xegem, Tiffany ab america ia abia, so atahasasiba different iu. Nay verso gn kulom ab Eritrea tewelidom ziabeiu iom. So compare Mara gega ysimeani. You are comparing apples with oranges

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk หลายเดือนก่อน +1

    Thank Fanus Hawina you Right I can't Anderstand it this People

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 หลายเดือนก่อน +2

    Good to see you bro

  • @zbanhghi7380
    @zbanhghi7380 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ዩኤል፡
    ኣብ ኩሉ ጽላታት ናይ ኤርትራ ኣካይዳ ዘሎ ሽግራት ውጺኢት ስንፍናናን ግዑዙይ ምሕደራ ህግደፍን እዩ።

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks UL lino xbuq medeb

  • @senaitisaak9903
    @senaitisaak9903 หลายเดือนก่อน +1

    Tiffany ne Eritrea diya serihato eti film ezo nay tomas Tigrinia eko u

  • @yodithagos1282
    @yodithagos1282 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ትዕዝብቲ

  • @yohannesocubasilassie6071
    @yohannesocubasilassie6071 หลายเดือนก่อน

    How do you comper with Eritrean film production and Hollywood film production. She born USA, she express to her own country ( USA). Eventhough she doesn't know well about her father side culture or situation.

  • @spaumzuleben3245
    @spaumzuleben3245 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Yuel ❤

  • @SelamawitFessehaysion
    @SelamawitFessehaysion หลายเดือนก่อน +1

    Haki tefani haftam eya tomas gen seldi yeblun 😢😢

  • @tigistiberhe4513
    @tigistiberhe4513 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ንሳ እኮ ኣብ ኤረትራ መፂኣ ዝሰርሓቶ ነገር የለን ንኤረትራ ሓገራ ከኣ እብ ዓለም ተፈላጥነት ንክትረክብ ዝሰርሐት እያ እዛ ትብላ ዘለካ ሰብ ኣብቲ ትነብሮ ሓገር በቲ ዝዓበየቶ ሃገር ሕጊ ተቀይዳ እትከይድ ምስ ተፍርስ ውን ትእሰር እንታይ ፀገምካ ዘየምዛዘን እንዳመፀፃእካ ሰብ ኣይተናውፅ ንስካን ኢቲ ዘየድሊ ዘረባታት ኣየድልዩን ምባል ፅቡቅ ኢዩ ርኢቲ ሕማቅ ባህሊ ግን ብኣግኡ ክቁልዐፅ ኢዩ ዘለዎ ደሓር ከኣኣምላክ ዘይፈትዎ እናተዛረብካ ኣምላክ ይሓግዘና ምባል ፅቡቅ ኣይኮነን::

  • @senaitlijam-t3l
    @senaitlijam-t3l หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Ye2068
    @Ye2068 หลายเดือนก่อน +1

    ንስካ ኢኻ ምስሉይ ኮይንካ ዘሎኻ ዩኤል።
    ኣብ መንጎ ናይ ቶማስን ቲፋኒን ዘሎ ፍልልይ ዚተዋህበ ወይ ክወሃብ ዝግብኦ ግብረመልስን ልዕል ኢለን ተዋሂበን ዘሎዋ ርእይቶታት ብግቡእ መሊሰንኦ ኣሎዋ።
    ንቲፋኒ ከኣ ብዝተዋስኣቶ ወይ ዝተዛረበቶ ዘጣቕዓላ የልቦን። ንቶማስ ከኣ ብዘይካ ኣብ'ዛ ፊልም ቨርሶ ኣብ ካልእ ንጥፈታቶ ዝተሰሃሎ የልቦን።ይደርፍ፥ይዋሳእ፥ይምህር፥ ደዛይን የውጽእ እንተኾነ በተን ንጥፈታት ደገንገን ዝበሎ የልቦን።ሕጂ ውን ንቶማስ ንበይኑ ኣይኮነን ህዝቢ ተቓዊሙ እንታይ ደኣ ካብ ደራሲ ክሳብ ኣላዪ ክሳብ ተዋሳእቲን መወልቲን ኣፍረይትን።
    እንታይ ዘይገበረ ኢኻ ንእዚ ህዝቢ ምስሉይ ኢልካ ክትጻረፎ ዝደፈርካ፧ኣብ ዓዱ ንዝፈረየ ፍርያት ዓገብ ብምባሉ፧
    ለባም-ለባም ኣይትጻወት።

  • @Peace-j1l
    @Peace-j1l หลายเดือนก่อน +1

    ዘይመሳሰል እስከ ኣይተመሳስል!! ቲፋኒ ናይቲ ናይ ዓለምና ገዚፍ ናይ ፊልም ኢንዳስትሪ ሆሊውድ ጎብለል ተዋሳኢት እያ። ብኣሜሪካ ባህሊ ዝዓበየት ቲፋኒ ስርሓታውን ንኣሜሪካውያን ብዝሰማምዖም መገዲ ተቕርብ ኣርቲስት እያ። ብኸመይ ምስ ናይ ውሸጢ ሃገር ብትግርኛ ዝዋሳእ ናቱ ኣውዲየንስ ካኣ ውሽጢ ሃገር ዘሎ Conservative ህዝቢ ተመሳስሎ። ብከመይ ንክልቲኦም ከተመሳስሎም ፈቲንካ ?? ቶማስ ነዚ ዝተዋስአሉውን ገጸ ባህሪ ዝተቃወሙዎውን እቶም ናቱ Conservative ኣውዲየንስ እዮም። እሞኸኣ ኣብ ቅድሚ ብማይ ቐጠነ ዝኣስር መንግስቲ !

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 หลายเดือนก่อน

    ሰላመ
    ዩአኤል ጂግና❤️❤️❤️💙💙💙

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 หลายเดือนก่อน

    I always support you Yoel hawey, but it doesn't make sense to compare Thomas vs Tiffany Hadush. She has no idea about eritrean Culture.

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray หลายเดือนก่อน

    Free Tomas 🙅‍♂️

  • @jaymike4218
    @jaymike4218 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ሱዳንን ግብጽን ናይ ኣስላም ባህሊ ደይኮነን ዘሎ? ከም ኣብ ሱዳንን ግብጽን ክኣ ለዋጢን ዝበዝሑ ሃገር ኣብ ኣፍሪቃ የለን። ስለዝስ ባህሊ ናይ ምስልምና ስለዘሎ ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን እቲ ነውሪ። ባህሊ ሓበሻን ኦርቶዶክስንዩ ዘየፍቅድ።

  • @samikokobu2190
    @samikokobu2190 หลายเดือนก่อน

    You’re right she is lesbian she live with me in los Angeles you right (❤❤❤❤❤❤❤❤❤yoale)

  • @azmarina
    @azmarina หลายเดือนก่อน

    Aykonen tifani nbealy eti korax awel eko zserho filmtat nfelto.ena hji zehmko alenni betrey habeuni koynu.enber wala ab wlkawi hiwetu ko nezenbkulen.ahwatna ko zebelashewwen.eyom beal awel dehar.kea etey maletu eyu zey wedi zegana ke.tifanj ke gal.zegana dya nmen.do tkerbo eta ertrea ntomas wala.ntifani tomas eko hamend ertrea kohimu zeabeye eyu

  • @zowdi810
    @zowdi810 หลายเดือนก่อน +1

    You are laiy and jalas for erteran people fanuse batena you are laiy hasawe

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks fnaus app

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
    @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ หลายเดือนก่อน

    Mslyunet
    Tiebit
    Bdia
    Tmkhti,
    Anenet
    Ab eritrea wursha khz kab zjmr hade zemen zequtsere koynu yu zreayeni ane.

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 หลายเดือนก่อน +1

    Well said, my young brother!!!!!💫☄️⭐️🌟✨💥

  • @lebedeinleben8100
    @lebedeinleben8100 หลายเดือนก่อน

    Hageka Aleka , Ezya Ne Eritra Ne Bahlena Aykonen ,America we Europe Teweledka we Abeka Beze Gedes , Bahlenan Kenhelo Alena , Ane Be Eritrawenete Hebon eye , Muslim Christian Bhansb Yenebro , Yeblo ,Yesetyo Be Fegre , Km Bal Ezyatom ab Amirica we Europe Zegbrow Zelowo Gen Bahlena Aykonen

  • @ABEABEABAB
    @ABEABEABAB หลายเดือนก่อน +1

    👍🏽

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 หลายเดือนก่อน

    Sukbel kedae nsa kurub zize eya eritraeit mukana felita dahar dma bertra bahli ltkeyd tekoina ab eritra kitnebr alewa mikniat sienka dika ata mexelemi maltka texebe men nay eritra hasabi geruka wefi agame

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @YonasFutsum
    @YonasFutsum หลายเดือนก่อน

    Eway za wedi shtet ela zeymsasel ketmsel

  • @vio6431
    @vio6431 8 วันที่ผ่านมา

    Ezi togeaway

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 หลายเดือนก่อน

    Eritra omlketekan eyu
    NO MOR ERITRIA

    • @Amen-vh8pt
      @Amen-vh8pt หลายเดือนก่อน +1

      RIP

  • @ukbayc
    @ukbayc หลายเดือนก่อน

    ብብጫ ወረቐት እናሐደሰት ዲያ ኣብ ኤርትራ ትቕመጥ ነይራ?

  • @Girlskie
    @Girlskie หลายเดือนก่อน

    አንጻሪ ሃገሪን ህዝብን ምካን የመና ሎምስ አብዚሕካዮ አንጻሪ ሪዓት መንግስቲ ክትከው ክቡእ እዩ እንጻሪ ህዝብን ባህልን ግን እንጅልና አለካ ንሳ አሜሪካዊት እያ አብቲ ትነብረሉ ሃገሪ ተማሓላልፍ እንተደልዮም አሜሪካውያን ይቋወምዎ አብ ኤርትራን ግን ዘሪአየቶ ሕማቅ ባህሊ ወይ ዝተዛረበቶ የልን እንትሪፊ ሃገረይ ኢላ አብዘይትፈልጦ ህገሪን ባህልን ቋንቋን ባንዴራ ኤርትራን እለዝሐዘት እንታይ ንመናእሰይን ንባህልን ዝሪብሽን ዝጎድእን ተዛሪባ ነዚ መልሲ የብልካ እንታይ ትብል ከምዘልካ ድማ አይትፈልጦ እዚ ቶማስ ዝበሃል ሰብ አብ ግሊ ሂወቱ መሰሉ ድሌቱ ይግበሪ ግን ብTV ግን ንህዝብን ንመናእሰይ ደቅናን አሕዎትናን ግን ሕማቅ አጸያፍ ክትሓላለፍ ግን ጌጋ ግን ንስካ ሐደ ዓንጃል ስለዝኮንካ አንጻሪ መንግስቲ ትዛረብ እንዳመሰልካ አንጽሪ ህዝብን ሃገሪን አትዛረብ ህዝብን መንግስትን ቤቤኑ እዩ ጀላዕ

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 หลายเดือนก่อน +1

    Siqi beli isika sile zitezarebka ydihin malet diu 😂😂😂😂😂😂 kufaat gibri

  • @wedzixc
    @wedzixc หลายเดือนก่อน +3

    yigerm iyu abias fah abilkaya Tifni ab degezabeyet Amerikawit Eritrawit iya nisa nata bhli alewa bahli Eritrea niaa hadish iyu kalay abdege ziabeyu at any cost kihkofu tray iyu zelewom agenda zelewom ,ab whishti adi koynom zitsiyuku gina bhgin bhlin hager kihitetu iyom enber tayda delika

  • @YoniTes-q5c
    @YoniTes-q5c หลายเดือนก่อน

  • @ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ
    @ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ หลายเดือนก่อน +3

    ኤርትራዉነት እኮ ሙስሉይነት ኮይና ተሪፉ

  • @binyam5783
    @binyam5783 หลายเดือนก่อน

    ቲፍኒን ምስ ቶማስ ምምስሳል 😮

  • @edenghide5174
    @edenghide5174 หลายเดือนก่อน +1

    Ane wune kemza natka hto eye hatite

    • @God-db9vp
      @God-db9vp หลายเดือนก่อน +1

      @@edenghide5174 tifani do nay eritrean film tserh eya? Bkemey awedadirkuyo?

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 หลายเดือนก่อน

    ለባም ትብሎስ ክጋገ ከሎ ጽንቅቅ ሐንቲ አይገድፍንዩ፡አግህድ አቢልካ ዘይትዛረብ ትድግፎ እንተኾንካ ካብ ዘይመላዕልትኻ ተልዕል፡

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት።
    ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ።
    እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር።
    እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ።
    ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp หลายเดือนก่อน

      @@zegdagmawi275 እዋእ እዛ ሓሳብካ ደኣ ምስ ናይ ዩኤል ኣርእስቲ ብከመይ ኣራኺብካያ ብሮ፧ ንሱ ኮ ብዛዕባ ፊልም እዩ ተዛሪቡ፧

  • @AlemTekle-o9k
    @AlemTekle-o9k หลายเดือนก่อน +1

    That's soooo weak off you as usual, how ever even if they want to they can't jail her she is not the best example buddy get it to gather

  • @ukbayc
    @ukbayc หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ኤርትራ ኮይና ዲያ ሰሪሓቶ ?

    • @Mosye25
      @Mosye25 หลายเดือนก่อน

      ሽልማትን ኣኽብሮትን ግን ኣብ ኤርትራ ተዋሂባ!

    • @ukbayc
      @ukbayc หลายเดือนก่อน

      @@Mosye25 ሽልማት ኣብ ኤርትራ ክወሃብ የብሉን ዝብል ዶ ኣሎ እዩ?

  • @aleferej7014
    @aleferej7014 หลายเดือนก่อน +1

    Ata abzikone guday atika halefef tibl fetika xelika ztegageye kiser mikuanu kitfelit aleka nefat

  • @jamieshifaadem6815
    @jamieshifaadem6815 หลายเดือนก่อน +1

    Don't make generalize
    Culture of MONOTHEISM OF the CREATOR gives you dignity wisdom
    But Culture of hypocrisy insult is from polytheism of the CREATOR

  • @peacfuleri8147
    @peacfuleri8147 หลายเดือนก่อน

    But you have to ask yourself, how many people know her works?? Not a lot of people are aware and understand what she does and say in the movies she participated. So you can not judge or compare it...

    • @ነሽነሽ
      @ነሽነሽ หลายเดือนก่อน

      So why the dictator invite her

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 หลายเดือนก่อน

    iwayyyyyy gud kab abotatina niferho
    intay alo tigerim seb ika
    Zereba yebileyn sile natika
    qiniatikum aywidain tehizunu kkkkkkkkkkk

  • @wedzixc
    @wedzixc หลายเดือนก่อน

    abzias tesemiatka mara timesil ata kabom iya mesleni za Uiel

  • @SelamawitFessehaysion
    @SelamawitFessehaysion หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤