ሰበር ዜና🔥 መጠንቀቕታ ንነጋዶ ኲናት/ ታሪኻዊ ውሳኔ TDF /ሓደገኛ ጀነራል ተቐቲሉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 76

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ለባምን ሓቀኛ መዋጽኦ ንህዝብን ትግራይ ብዓቢኡን። ቀጽሎ ተባዕ ኣተሓስባ ኢዩ ዘለካ። ድሕነትን ራህዋን ንትግራይ፡ ፍቕሪ ምስኩሉ።

  • @mela12367
    @mela12367 หลายเดือนก่อน

    እዚ ብጣዕሚ ዝድገፍ ሐሳብ እዩ ናይ ልበይ ኢኻ ተናጊርኻ ብሩኽ ሓው ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣሪ ። ኸምዚ ዝበለ ግሩም ሓሳብ እዩ ንትግራይና ዝጠቅመና እምበር ብናይ ጌታቸው ወገን ይኹን ብናይ ደብረፅዮን ወገን ዘለዉ ንህዝቢ ትግራይ ንጠቅም ኢና ብዝብል ሓሳብ ዋላኳ እንተኸዱ ግን ንባዕሎም ካብታ ዝንርእያን ዝንስመዐላን ዘለና ዓለም ንትግራይ እንታይ ሒዞም ከም ዝመፁ ገና ገና ኣይተረደኦምን ዘለው ። እሞ ደኣ ተጋሩ ኾይኖም ተኸተልቲ እምነት ፣ ሃይማኖት እዮም ተበልኻ ፀፅባሑ እንበለ ቂምን ፅልእን እምበር ዕርቂ ምስናይ ዘይፈልጡ ተኾይኖም ነዚኦም ፀረ እቲ ውፅዕ ትግራዋይ እምበር ብጭራሽ ፈተውቲ ክኾኑ ኣይኽእሉን ። ከም ውልቀይ ኳ ኣጥቢቀ ክናገሮ ዝደሊ ተሃሊዩሲ '' እቶም ሐዚ ዘለው መራሕትና ኾነ ንቐፃሊ ዝመርሕ መንግስቲ ( ነገሩኳ ናይ መጨረሻ ዘመን በፂሕና ምዃንና መን ይረደአዮዋ ) ግን ኮታስ ኩሉ ተገዳላይ ፣ ኩሉ ህዝቢ ብፍላይ ድማ ኩሉ ሙሁር ኢየ ዝብል ትግራዋይ ክርደኦ ዝግባእ ዝብሎ ምስ ምዕራባውያን ሀገራት ዘሎዎም ናይ ፖለቲካ ወይ ካልእ ዲፕሎማሲ ርክክብ ብ ዓይኒ ሃይማኖታት ትግራይ ኸ ታይ ይመስል እንታይኸ ሳዕቤን ይህልዎ ኣብ ዝብል ጉዳይ እንድሕር ዘየደህበን ዘየተገደሰን ኩላትና ጠፋእቲ ምዃና 'ዩ ። ብፍላይ በቲ ኣፍሪካዊ ን ምዕራባዊ ን ፈላጥ ዝብልዎ ሕንግርጢጥ ን ፅፋዕ ሰይጣንን ዝኾነ (ኤለን መስክ) ፋብሪኬት ዝገብርዎ ዘለው CBDC ኮነ ካልኦት ዘመናውያን ዲጂታል ሲስተማት ኢትዮጵያ ሓዊስኻ 114 ሃገራት ብሕቡእ ዝፈረመኦ ቀጺሉ ናብ ትግራይ ዝመፅእ ምዃኑ መራሕትና እንድሕር ርድኢት ዘይብሎም ኾይኖም እንኳን ትግራይና ከማሕድሩ ንሃለዋቶም ኳ ይፈርሐሎም ኢየ። ኣቱም ጋዜጠኛታት ኹሉም ድማ እቲ ኣብ ትግራይና ዘሎ ብናይ ስልጣን ይኹን ብ ፖለቲካ ምክንያት ዝርአ ዘሎ ርኽሰት እቶም ምዕራባውያን ዝሓሰብዎ ተንኮል ክሳብ ኢ/ያ ዝኣዘዝዎ ሰሪሓ ትውድእ ዝተፈናቐሉ ተጋሩ ኣሕዋትና ናብ መረበቶም ቀልጢፎም ከይተመለሱ ክፀንሑ ነዚ ድማ ብዘይረብሕ ፖለቲካ ባዕልና ንባዕልና ክንዋዳእን ፣ ምዕራባውያን ንግሊ ጥቅሞም ናይ ኤርትራ መሬት ንምቁፅፃር ነዚ ድማ መራሒ ሻዕብያ ብሓይሊ ትግራዋይ ከም ዝጠፍእ ጌርካ ትልሚ ብምሕፃፅን ብዝገብርዎ ሽርሒ ንስኹም ጋዜጠኛታት ድማ ኣብቲ 2025 ክመፅእ ኢዩ ኢሎም ዝፅበይዎ ፀረ እምነት ን ሃይማኖትን መራሒ ኣብ ህዝብና ሃይማኖትናን እንታይ ፅልዋ ከምዘለዎን ከይትሕብሩሉን ከይትፍልጡዎን ምእንታን ኣብ ትግራይ ፖለቲካ ሃለውለው ንክትብሉ ንክትፅመዱን ብምግባር ን ስራሖም ዘሳልጡ ከም ዘለዉ ፍለጡ ።

  • @AlemZeru-z5f
    @AlemZeru-z5f หลายเดือนก่อน +7

    ደብረፆዮን ትግርይ ክመርሕ አቅሚ የብሉን

  • @gdsf3612
    @gdsf3612 หลายเดือนก่อน +3

    ትክክል ናይ ጀነራል ፃድቃን ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ጌጋ እዩ Tdf ክፈርስ የቡሉን Tdf ምፍራስ ማለት ህዝቢ ትግራይ ምጥፊእ ማለት እዩ ሕሰብሉ

    • @Hmm-c8v
      @Hmm-c8v หลายเดือนก่อน

      ብልክዕ ናይ tdf ምፍራስ ማለት ህዝቢ ትግራይ ምፍራስ ማለት እዩ ህዝቢ ትግራይ ጥንቃቐ ክግበረሉ ኣሎዎ❤❤❤❤

  • @YemAbatadle-fp4fy
    @YemAbatadle-fp4fy หลายเดือนก่อน +1

    Teddy brilliant

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 หลายเดือนก่อน

    ጻድቃን ጅግና ካብትማሊ ክሳብ ሎሚ። ውሓጥዎ

  • @HappyPhoenix-th2zs
    @HappyPhoenix-th2zs หลายเดือนก่อน +1

    Tbs ፖለቲካ ትግራይ ዘይኮነ መልክዕ ክሕዝን፣ ብሄራዊ ሓድነት ትግራይ ንምልሕላሕን ኢሉ እውን ንምብታንን ካብ ዝፅዕሩ ሓደ እዩ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 หลายเดือนก่อน

    Selam. ❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    Thanu Teddy.

  • @TekleHaile-n8w
    @TekleHaile-n8w หลายเดือนก่อน

    " ጉድጓድ ንኾዓቲኣ ፣እሾኽ ንሓጻሪኣ " ።

  • @TsgeBrhane-w6w
    @TsgeBrhane-w6w หลายเดือนก่อน

    ብደም ደቂ ህዝቢ ይላገፁ እዮም ዘለዉ ዓገብ በልሉና

  • @saessefa
    @saessefa หลายเดือนก่อน

    Hashewty

  • @TsegabirhanDesu
    @TsegabirhanDesu หลายเดือนก่อน

    ህዝበይ በቃና ሕዚ ጦርነት እተመፂኡ መጀመርታ ንዞም ዓበይት አኽብዲ መራሕቲ አጥፊኢና ሰላም ምግባር እዩ።

  • @weghta3315
    @weghta3315 หลายเดือนก่อน

    he is right ✅

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r หลายเดือนก่อน +3

    ቴድሮስ ፀጋይ ካላአዩ ንአሉላ ግዙእ ባንዳ ፀረ ሕውሐት ኢኩም

    • @lemlemtigray8788
      @lemlemtigray8788 หลายเดือนก่อน

      Stop saying that they have a right to express what they want to say be civilized

    • @Seb15
      @Seb15 หลายเดือนก่อน

      ዋይኒካ ከምቴዲ ዓቅሚ የብሎም ህዋሓት ቴዲኮ ባዓል ጽኑዕ መትከል እዩ።

  • @fikirybeltal4583
    @fikirybeltal4583 หลายเดือนก่อน +2

    ኩንያት ይአክል በቃ ዋይ

  • @tsigabtsehaye6596
    @tsigabtsehaye6596 หลายเดือนก่อน

    Really true

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 หลายเดือนก่อน +1

    ሰራዊት ትግራይ ምፍራስ ብፃድቃን ዝግበር ዘሎ ስልታዊ ምፅናት ተጋሩ ምኳኑ ፍለጡ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 หลายเดือนก่อน

      Why don't say something about Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered

  • @Wadhagashagas
    @Wadhagashagas หลายเดือนก่อน

    ኤረ እዛም ክልተ መራሕቲ ክሳብ እታይ ዝገብርና እና ንፅበ ዘለና ኤረ ዓገብ በልዋም

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround หลายเดือนก่อน

    ፎሽፉሽ ሚድያ Tigray broadcast ብሕሾት ላይክ ዝእክብ 🙄🙉

  • @SijoSilo-b4i
    @SijoSilo-b4i หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ልገርምሲ ቅድሚ ሄዚ ምርጫ ይናዋሕ ተተብሃሉ በፍፁም ኢሎም ሰብ ረጊፉ ሃፍቲ ረጊፉ ምረተልምዓት ረጊፉ እዉቅናና ይመለስ ኢሎም ናብልመና አቴዮም
    ሄዚ ምዕራብ ትግራይ ንኽተምሉሱ ፀዓሩ ተተብሃሉ አይ ንሕድሕድ ኢና ንጨቃጨቅ ኢሎም ሰብ ይሳቀሎ ፎቆዶ ኬንዳን ጥሜትን ብመራሕቲ ሃይማኖት ተለሚኖም አቤም ልእኽቶኦምባ ሲታይ እዩ?

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t หลายเดือนก่อน

    ንፍተው ንጽላእ መሬት ትግራይ ተመጢሉ ስለዘይተርፍ ብንመርጾን ዘይንመርጾን ምምላሱ ኣይተርፍን

  • @GebregziabherHailu-kg7yw
    @GebregziabherHailu-kg7yw หลายเดือนก่อน

    ከም ቴድ ጀግና ወድ ህዝብ እዩ ዕድሜና ጥእና ያሀቦ ብዘለካ አቌምካ ከያቅየር

  • @EtAb-qs9kr
    @EtAb-qs9kr หลายเดือนก่อน

    እዚ ሚድያ ጌታቸው ይመስል መሬት ትግራይ አይርሳዕን

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround หลายเดือนก่อน

    ፎሽፉሽ ሚድያ Tigray broadcast ብሕሾት ላይክ ዝእክብ 🙄

  • @MeseretGebremichael-s3r
    @MeseretGebremichael-s3r หลายเดือนก่อน

    አረ ወረ ኩናት ኣጥፍኡልና እቶም ስልጣን ዝሃርፉ አረመኔታት ዋላ ተረሺኖም ንትግራይ
    ዝግደሱ ምሁራት ይምፅኡልና።እንዳ ደብረፅዮን
    ዕርፍ በሉ ከይንፀልአኩም

  • @Gubae-q8w
    @Gubae-q8w หลายเดือนก่อน

    TDF ክፈርስ ዮብሉን ንሕና ኣሹንካይ ምፍራስ ካብ ዘለናዮ ዓድን ሃገርን መፅና ክንስልጥን እና ያበጠ ይፋነዳል

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 หลายเดือนก่อน

    በጃኹም ሓንቲ ናይ ሚሊታሪ ፍልጠት ንዘይብሉ ምስ ጀነራላትና እንዳወዳደርኩ ዘየድሊ ክብሪ ብዜና ኣይትሃብዎ።

  • @BerheGebrekurstos
    @BerheGebrekurstos หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ሰላም እዮ ዝደሊ ኣይትሓውኩና ነዓኩም ህዝቢ ኣየምልክተኩምን ኩለሃኩም መረሕትና

  • @adonay7097
    @adonay7097 หลายเดือนก่อน

    fifty Fifty አይተበሓለን

    • @haderah.4958
      @haderah.4958 หลายเดือนก่อน +1

      ታይ ማለትኸ እዩ ፊፍቲ ፊፍታ?

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq หลายเดือนก่อน

    ፃድቃን ካብቶም ንህዝቢ ትግራይ ኣብዛ ሕዚ እዋን ካብ ዝካሓዱ ቁፅሪ ሓደ እዩ ኣብ ክልቲኡ ጉጅለ ዘለው ካሕዳማት ክጓሓፉ አለዎም

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g หลายเดือนก่อน +1

    ምክንያት ናይ ባዓል ተስፋ ኣለም እንተ ተሾሞም ንምንታይ 2 ዓመት ተነፅፈሞ 50% ውሰድ ምባሉ ሰምዕኩም ዶ ??? ትግሪይ ብሮድ ካስት ኣይትሓስው ትግራይ ናብ ሓደጋ ተውድቁ ኣለኩም መናእሰይ ጥራሕ ኣይተሰውኡን ቻው ምሳኩም ጊዜ ኣይቀትልን

  • @adonay7097
    @adonay7097 หลายเดือนก่อน

    ፃድቃን ርዕሲ ማዕፂድ

  • @HailuAbreha
    @HailuAbreha หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዊ ሚድያ ሓሳዊ ሰብን የጥፈእኹም።ተመወልቲ ሚልዮናት pp

  • @fitsumbrhan206
    @fitsumbrhan206 หลายเดือนก่อน

    ግን ቴዲ ከህወሓትጋርነው የተራረምኩት ሌላ አለውቅም ቢልስ ፒፒ ?

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq หลายเดือนก่อน

    ሕዚ እውን እናተሳሓገ ዝጠፍእ ህዝቢ የለን ግዛኣት ትግራይ ግድን ክምለስ ኣለዎ ስለ ተፋናቀለ ህዝብና ተደጋጊሙ ክንገር ኣለዎ ኩሎም መራሓቲ ኢና ዝብሉ ክሕጠጡ ኣለዎም እዞም ሰረቅትን ሰካራማትን

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 หลายเดือนก่อน

    እዞም ሕንፍሽፍሽ ንትግራይ ዝፈጥሩላ ዘለው ግለሰባት አጥፉኡዎም ቅተልዎም ናይ ጥቕሚ ሰባት እዮም እንተዘይኮነ ግን ናይ ትግራይ ህልውናአ ወትሩ አብ ጭንቀትን ምንግልታዕን ከይኮነት አይትተርፍን ተትሕሰበሉ ዝሓሸ እዩ።

  • @hailekirosabraha631
    @hailekirosabraha631 หลายเดือนก่อน +3

    Tedy, you are right! Tigray without TDF is total collapse and surrender! It should never happen!

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre หลายเดือนก่อน

    በጃኩም ብዛዕባ እዞም ጉጅለታት ኣይተውግዑ እዚኦም ኣሕሊፎም ሂዎምና እዮም በጃኩም ቀታሊ ኣይ ምረፅን ሞት ሂወት ኣይኮነን ንምንባር ንቃለስ ካልኦት ታቃሊሶም ነፃ ኣየውፁኡናን ናፃነት ካብ ካልኦት ኣይንፀበ በጃኩም

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 หลายเดือนก่อน

    ዝውሕጥ ይውሓጦ ! ሓቂ ስለ ዝኾነ " ክውሕጦ ዘይ'ከኣለ ፍጡር"ውን ፡ ዕረ ! እንዳ ጠዓሞ ፡ ገጹ ጸዊጉ ! ይውሓጦ 🙏🙏🙏

  • @solomonaynealemtesfagergis9897
    @solomonaynealemtesfagergis9897 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ጻድቃን ዝበላ ቅብልቲ ሓሳብ እያ

  • @sancho12345
    @sancho12345 หลายเดือนก่อน

    ናይ ደብረፅዮን ቡዱንሲ ብስሩንትግራይ ክህድዋ እዩ

  • @Berhane-ze3lk
    @Berhane-ze3lk หลายเดือนก่อน +2

    ሁለቱ ዞሆን በራገጥ የሚጎዳውን ሳሩ ነው ትክክል ብለሀል

  • @hailekirosabraha631
    @hailekirosabraha631 6 วันที่ผ่านมา

    Kulu media

  • @micaelm7376
    @micaelm7376 หลายเดือนก่อน

    Guebez Guebez :
    Tewodros Tesfay : Haku eka Tezaribka :
    Mknayat :
    Tgraway :
    Nab Bltsigna wey Nab Hzbawi Gnbar Ndimokrasin Ft,hn Mtsigae Bhaki Darga Kal,ay Mot' yu .
    Hzbi Tigray ,Kbur Hzbi : Eyou.
    Kabzkulu :
    Nay Tigray Poletikegnatt Nezi Zeyewatsi,e Qnenet Degimom Kihasblu Ygbae.
    Mknayatu Hzbi Gena Ab Shigr Alo.
    Kltf Bzbele Mengedi :
    Hzbi Kab Shigr Zwets,alu Blhat Kfter Ygbae.
    Kbur Hzbi Eyou .

  • @etn6309
    @etn6309 หลายเดือนก่อน

    ቴድሮሰ አይንፈርሰይ ክብሉ እኒሆዎም ትብለኻ እቱ ተሳዒሮም ልፈረሙዎ ፕሪቶርያ ኸ አብ ሓደ ዓዲ ሓደ ሓሰራዊት ዋላ ዕረ ይጥዓምኻ

  • @WediMemher
    @WediMemher หลายเดือนก่อน

    TBS=ጉጅለ ጌታቸው ኢኹም። ሓሻክር ብልፅግና ኢኹም። ንናፅነቱ ንመሰሉ ዝጋደል ህዝቢ ነጋዴታት ኩይናት ኢልኩምዎ።

  • @Berihe
    @Berihe หลายเดือนก่อน

    ምዛናዊ ኩኑ ስለዘይትኾኑ ዘለኹም

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z หลายเดือนก่อน

    ቴድሮስ እስካን ከማካን ዘምጻእኩምዋ ጣጣ ጀኖሳይድ ምኮኑ ትፈልጥ ዶ ወዲ ደርጊ

  • @HayelomFisseha-t6c
    @HayelomFisseha-t6c หลายเดือนก่อน

    መን"ዩ ኲናት ፀዊዐ?አታ በጃኹም ሓደ ዝዓበደ ተዛሪቡ ኢልኩም አይትዘግቡ።ንታአማንነትኩም ሕሰቡ።

  • @SalehHassen-b2d
    @SalehHassen-b2d หลายเดือนก่อน

    አስላም አስላም አስላም 'ከ!? ትግራዋይ ዲዩ።!?አየ ንሱኹም ትገርሙ ኢኹም

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 หลายเดือนก่อน

    Oh God you are redd to to say Tsadekan Tederos Tsegay have said it several times Tsadekan.

  • @wewe5688
    @wewe5688 หลายเดือนก่อน

    አየ ትግራዎት ኩላ ሓሳብኩም ክፍአት እያ፡ ዋላ ነንሕድሕድኩም ክፍአት እዚ ህዝቢ አየሕዝነኩምን ድ'ዩ ፡ ገጽቑም ትርሓቕ ኩሉ ጊዜ ዓሽከራት ባዕዲ ክትኾኑ ምርአይ ውርደት እዩ

  • @TsegabirhanDesu
    @TsegabirhanDesu หลายเดือนก่อน

    አብራሃም በላይና ናትግራይ መራሕቲ ግዜዊና ህውሓትን ማዓረ ባዳታት እዮም። ሓቂ ወይስ ሓሶት?

  • @gdsf3612
    @gdsf3612 หลายเดือนก่อน

    ሓሰውቲ ደብረፅየን ከሙዝ አይገብርን እዝይ ናይ ጌታቸው ሓሽካር ሚድያ እዩ ካብ ሓዚ ሳብስክራይበይ ከልዕል እየ ክንደይ ዓመት ይካታተለካ ነረ ሕሸት ጀሚርካ ቀፅለሉ 😂😂

  • @TesfayBerhane-c5c
    @TesfayBerhane-c5c หลายเดือนก่อน

    Naybandan nayblstignan nayhasot median entezhilu kab TBS media nlaeli kihlu aykielin stelaey hizbi tigrayn shekati bhzbi tigrayn ewun eu ezi media

  • @mariamtesseney2214
    @mariamtesseney2214 หลายเดือนก่อน

    Mr. Tedros, you must choose one of them either SHABIA OR PP.

  • @ArayaMulugeta-r1j
    @ArayaMulugeta-r1j หลายเดือนก่อน

    Ab ziketelu zitewesede sgoumti gega fird eyou kitlet firdi kiwsed alewoo nimtay ketlu Ane hazine bifird

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u หลายเดือนก่อน

    666

  • @s0lovon
    @s0lovon หลายเดือนก่อน

    This is not Tigray broadcast service.
    This is PP broadcast service. they are the agent of PP disgrace. What are you mumbling about six years ago? Why don’t you talk about the 40% people didn’t have a place to live your boss what he did for the last 2 1/2 years for the people Tigray displace don’t have a place don’t have shelter. Don’t have food yeah you guys are working hard to compare about six years ago while your boss jumping up and down with vodka now by the way Tedros he was pure Banda lately. He is trying, pretending not to be.

  • @berhanegebreselasie2639
    @berhanegebreselasie2639 หลายเดือนก่อน

    Liers, you were begging Abiey Ahmed yesterday. You don't have no moral to acuse other tigrian openents. You are accountable for the million tigrians who were slaughtered in the last war!!!

  • @s0lovon
    @s0lovon หลายเดือนก่อน

    This is not Tigray broadcast service.
    This is PP broadcast service. they are the agent of PP disgrace. What are you mumbling about six years ago? Why don’t you talk about the 40% people didn’t have a place to live your boss what he did for the last 2 1/2 years for the people Tigray displace don’t have a place don’t have shelter. Don’t have food yeah you guys are working hard to compare about six years ago while your boss jumping up and down with vodka now

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround หลายเดือนก่อน

    ፎሽፉሽ ሚድያ Tigray broadcast ብሕሾት ላይክ ዝእክብ 🙄🙉