ጌታቸው ኣቦወንበርን ምክትልን መሪፁ | ኣዘዝቲ TDF ንህፁፅ ኣኼባ ኣትዮም | ጀነራል ፃድቃን ሓዱሽ ምስጢር ኣቃሊዑ | Ethiopian news | Tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 30

  • @Kbrom.Hadush
    @Kbrom.Hadush หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቡሩና ሕደጉ

  • @SalmonmhretabWediraesi
    @SalmonmhretabWediraesi หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅለሉ❤❤❤

  • @HaftomHagos-j4b
    @HaftomHagos-j4b หลายเดือนก่อน +1

    ገብረመንፈስ ቅዱስ ሰላም ዝኾነ መዓልቲ የውዕለና ፀፅብቁ የስመዐና

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p หลายเดือนก่อน

    በትክክል ጌቾ ልትግራይ ከምዚ ዓነት ስጉሙቲ ዎሳኒ እዩ ጎቦዝ ሚድያ ሓቂሓቂ ንገረና❤❤❤❤❤❤

  • @tsehayekidanemariam8306
    @tsehayekidanemariam8306 หลายเดือนก่อน +1

    መደናገሪ ማድያ፣ መዋቕዒ።

  • @selamasfaw5665
    @selamasfaw5665 หลายเดือนก่อน

    መጋበርያ ፀላእቲ ካብትኾኑ ፀንሕኩም ኣለኹም ይቕናዕኹም!!

  • @starSeyfe-fo4ke
    @starSeyfe-fo4ke หลายเดือนก่อน

    🤔🤔ወይ ጌዜ

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w หลายเดือนก่อน

    ኣታዮ!!! ኣታዮ ትግራዋይ
    ላይ ኣብይ ሰራዊት ማ መዓር ጠሰሚ ሕምባሻ ሒዙ ይመጸካ ሎ!!!!

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 หลายเดือนก่อน

    መዳኸርቲ ክልተ ህወሓት ዝባሃል የለንንን ብጀካ ተፈንጨለን ተደለለን ጉጅለ !

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x หลายเดือนก่อน

    Hassawi ika

  • @MarishagebeyewMulew
    @MarishagebeyewMulew หลายเดือนก่อน +1

    መደናገርቲ እስኻትኩም ውን ምስጌታቸው ብልግና ምድያ ኢኹም

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 หลายเดือนก่อน +1

    ሕማም ከልቢ ዘሓዞ ( መርገጺኡ ዘይፍለጥ ) ሚድያ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 หลายเดือนก่อน +4

    ንስኻ ደጋፊ ጌታቸው ኢኻ ።ህወሓት ዝባሃል እቲ ብጉባኤ ዝሓለፈ ጥራሕ ዩ ሕጊ ወደባ ተወከሱ በጃኹም ህዝቢ ተደናግሩ ኣለኹም ።

    • @AbrahleyGebreslase
      @AbrahleyGebreslase หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ንህዝቢ ዝቆም እንበር ንከብዱ ምስ ፀላኢ ዝሓብር ከዳዕ እዩ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 หลายเดือนก่อน

      @@AbrahleyGebreslaseጎጅለ ጎባኤ አነ ይሕሸካ ባርያ ግርም ጌረ ክኽድመልካ ስልጣን ሐበኒ ሰጊድ ሰላም እዩ ዝብል ዘሎ ናብ እየት አራት ኪሎ ስለምንታይ ተደናግር አለኻ

  • @HaileGidey-m4t
    @HaileGidey-m4t หลายเดือนก่อน

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 หลายเดือนก่อน

    Free debios

  • @smumd
    @smumd หลายเดือนก่อน

    😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥

  • @abdusemedmehamed-z4z
    @abdusemedmehamed-z4z หลายเดือนก่อน

    ኣብ ምብራቅ ዞባ ከባቢ ኢሮፕ ዝነበረ ምከላኸሊ ኢ/ያ ባዕሉ መንግስቲ ኢ /ያ እንድዩ ዘልዐሎ ከመይ ገይሩ ሕዚ መራሕቲ ትግራይ ዕንቅፋት ከም ዝኾኑ ይግለፅ

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha756 หลายเดือนก่อน

    ዘይተርፍ ነብ ክልተ ርእሶም ዝኸኣሉ ውድበት ኮይኖም መከራ ህዝብና ተዘትርፉልና እምበር ድሕሪ ሐዚ ዶ ነብ ሓደ መፅዮም ተዓሪቆመ ዋ!

  • @Emebrhan-e2f
    @Emebrhan-e2f หลายเดือนก่อน

    ጸይቃም ኢዩ፡ሽሙ ዘዕበይዎ ቅልዓ ይጻወተሎም ብጣዕሚ፡ተሕዙኑ ኩሉኩም ትግንብሕሉ ኣሎኩ፡ኣደታትኩም ደብሱ

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ህወሓት ዝባሃል ከምዘየለ ዘይፈልጥ መዋቕዒ ሚዶያ

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z หลายเดือนก่อน

    ሐሶት አይንልን ነቲ ሐሶት አብ ጸለምቲ ዝተመልሰ ህዝቢ አብ ሐደጋ ምስ አተዉ ናዬ ምዕራብ ትግራይ ናብቶም ሐረድቶም አይንመልሶምን ኢሎም ናይ ምንታይ ጉባኤ እዮ ሐሰዉቲ ጻድቃን ሐስዮ ።

  • @Eshetugy
    @Eshetugy หลายเดือนก่อน

    የዜና አቀራረባችሁ የቮድካ ጭላጭ እንጥፍጣፊ ያገኛችሁ ያስመስልባችኋል፤
    ለየትኛውም አትወግኑ፣ እውነቱን ብቻ አሳውቁን፤
    ይች ቀን ታልፋለችና!!

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 หลายเดือนก่อน

    እበድ ምሲቶም ዚአበዱ

  • @paulosfanta
    @paulosfanta หลายเดือนก่อน

    Banda midia

  • @AlemsegedTsegay
    @AlemsegedTsegay หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ሒዝኩም ቅረቡ ንግምት እዩ ውግንናኹም ተጋሩ እንተኾይንኩም ሓቂ ተዛረቡ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 หลายเดือนก่อน

    666 no mekele