ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሓይልታት ጽን😢ነተትን መሻርኽቶምን ካብ ምድረገፅ ይሰውረልና ኣምላኽ።
ሀይለ ንሕና መንእሰያ ንስካ እትመክረና አይኮናን በኣል ንስካ ኢኩም ፋሕ ብትን ተብልዎ ዘለኩም
ሃለዋትና አብጠንካራ ሓድነትና እዩ
ወጊድ ምስሌነነት ኣብ ትግራይ እሞኸዓ ብጠላማት ከዳዓት
ንግዝያዊ መንግስቲ ምድጋፍ ሰብ አይፈተወልክን
በቃ ዘላእለም ህውከት ብቻ ኣየ ትግራይ ዓደይ
Hailemikael jigna ketslelu🙏🙏🙏🙏
👍👍👍👍
ናይ ጋዜጠኛ ሃይለ ሚካኤል ዘሕሎፎ መልእኽቲ ንመናእሰያት ግልፂ ኣይኮነን.መናእሰይ እንታይ ኽገብሩ እዩ ተደልዩ?❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቐፅሉሉ
ሃይለ ሚካኤል አስተውዕል ዓጀውጀው ኣይትበል ህወሓት ንህዝቢ ሓሲቡ እምበሪ ከም ጌፃ ከሓዲ አይኮነን።
ጽብቕቲ ገላጺት ሽም ጌጻ። ኣጠቃቕማ ፊደላት - ጸ ጸላም፡ ጸይቂ +ፀ ፀሓይ፡ ፀፀት
Men eyu nhzbi zhasb ajewjew zblos nska dea kebdam hlnu zresa
ጉሓፍ!
ሰላም
ሕወሓት ሀይላ ሕዝባን ሕዝቢ ጎራባብታን ጥራሕ ምዃኑ ይፍለጥ።
ደሰ ዝብል ዘይና❤❤❤❤❤ቀፅልሉ
ቀፅሉሉ ውግንናኩም ንህዝቢ ትግራይ ይኩን
Selam. ❤
ስቓይ ተፈናቐልቲ ንኽግታእ ተፈናቓላይ ኣብዝሓፀረ ግዜ ናብ መረበቱ ክምለስ ብዝረአ ተግባር ብሓድነት ስርሑ። ፀርፊ ናይ ድኹማት ኣካላት ስለዝኾነ ብሓሳብ ጥራሕ ንህዝቢ ሕዝና ካብ ሰንፈለል ወፂእና ልምዓት ነቀላጥፍ።ንስልጣን ክባሃል መሳሪሒ ፀላእቲ ኣይንኹን።
ዝብእስያ ቖርበት ኣንፅፉለይ በለ እኒ ደብረ ዕንይንይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️
ሰላም መጀመርያ ባእሉ ህወሐት ይኹን ቅድም ምስኻልእ
ነጋዶ እዮም ዝበልዕዎ ምኽንያቱ እቶም ተጋደልቲ ንስሙ እዩ ማሕበር ዝምስርቱ እምበር ማሽናት ስለ ዘይብሎም ብስሞም ካላኦት ነጋዶ እዮም ዝበልዕዎ መፍትሒኡ ክዓ እቶም ተጋደልቲ ማሽናት ክዓጥቁ ምግባር እዩ
ኣናክነት ዘተባብዕ ሚድያ፡። ካብቶም ፀላእት ህዝቢ ትግራይ ንስኹም ገዲድኩሞ፡ ዝኸድዑን ዓዲ ጀጋኑ ኣሕሊፎም ዝሸጡ ሽዩጣት እንዳፈለጥኩም ጉባኤ ዘካየደን ዘየካየደን እንዳበልኩም መሳርሕቲ ፀላእቲ🎉🎉🎉
ንትግራይ ገዲፍኩም ንሽዋ ጎይኩም ትግራይ ዝስተ ማይ ዘይብላ ቢሄር ቤሄረሰብ ኢትዮጵያ ክትሕብሕቡ 27 ዓመት ትግራይ ፀላእቲ እናፍረኩም ሓሊፍኩምስ ሕጂ ንትግርስይ ሰላም ዘየውረድኩም ንካለኦት ሰላም ክትምነዩ ሕፈሩ
❤❤
ከመይ ሓዲርኩም Tbs
ሊዕልይ 1 ትልሪየን ብር ናብ ፀለአትና ይኸይዲ አሎ።
እቲእኒ ደብረፅየን ወፍሪ እምቢታ ኢሎም ኣንፆር ጌታቸው ዝገብርዎ ዘለው ዓመፅ መዘዙ ከቢድ እዩ ምኽንያቱ ከባቢያዊ ዓሌታዊ መውስባዊ ጉጅለ ዝመርሖ ስለዘሎ ብዝኾነ ካብምትፍናን ጠጠው አይብልን ህዝብና አዙ ኣካይዳ ዙይ ብጋንኡ ጠጠው ክብል ግበር ትግራይ ካብ በዓሌትን ከባቢን ምትፍናንን ምብትታንን ኣድሕን።
ብጥሜት ዝሳቀ ዘሎ ህዝቢ አቀሚጥካ ሳዕስዒት ከሕፍረናይግባእ
ጀግኒ ውድብና ህወሓት ደጊምኪ ቃልስኺ ኣጠንክሪ ምሳኺ ኢና።
ሠላም ዘይትሰብኽ ውድብ ንህዝብ ትግራይ ኣይትጠቅምን፣
ሠራዊት ትግራይ ናይ መላእ ህዝብ ትግራይ ኣለኝታ እምበር ፈፂሙ ናይ ውድብ ህወሓት ኣይኮነን ፣
ባይ ባይ ጉሓፍ ማለሊት፣ መቓብርኹም ፍሓሩ ደጊም። መሸንቀቕ ኣብ ኽሳድኹም ኣትያላ። መንእሰይ እዚ ዝነፍስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስ ንዚ ጨካን ጉጅለ ማለሊት ጉሒፉ ይኽድ ልኣኻ ኣይምልከተካይ ኢድኻን እግርኻን ኣጣሚርኻ ትዓዘብ፣ ተዘየለ ቐንጠብጠብ እንተይልኻ ዳግማይ ሞት ከንቶ ትሞቲኻ፣ እግርኻ ምስተቆረፀ ድማ "ተጠሊምና"እናበልኻ ከይትበኪ😢
ካብዚኦም ጡዑይ ነገር ኣይንፅበን እዚኦም ኩሎም ፃምእ ስልጣን ጥራሕ እዩ ዘለዎም ዝጠመየ ዝብኢ ኣይኒ ስኒ ኣይብሉን።
ንጌታቸው ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ በሉለይ።
ንሃይለሚካኤል ቀፅለሉ በሉለይ
ስርዓት የብልካ፡ ኣንደበት የብልካ ዝወከለካ ውድብ ከዲዕኻ ኣነስ ስለዘፀለምኩን ዝተፃረፍኩን ዝሓሰኹን እንተዘይገዛእኹን እንዳበልካ ምዕግርጋር ምስምንታይ ይቑፀር። ኣብ ብነፃነት ዝሓስብ ህዝቢ ትግራይ ከም ኣብካሊእ ኣይሰርሕን።
እዞም ከሓድቲ ባንዳታት ገበነኛታት ኢዮም።
ንሓቀኛን እዋናዊንሓበሬታኹም ዝለዓለ ኣለኒ። ቀፅልሉ።
ግምት ዶ መንግስቲ ? ክሳብ መዓስ ዩ ክጸንሕ ዓይኒ መርፍኦም ጠፊእዎም ኢዞም መራሕቲ ግዝኡ ዘብቀዐ ጉጅለ መንግስቲ ይባሀል ።
ህዝቢ ትግራይን ትግራውነትን ክፈሊ ወይ ክከፋፍል ዝደሊ ካባና ይፈለ፡ ዝኾነይኹን እዝኒ ክረክብ የብሉን
ትግራይ ብዝኣረገ ዘይሓስብ ሓንጎል ዘለዎም ብተወለድቲ ኣሽዓ (ኣክሱም፣ ሽረ፣ ዓድዋ) ኣትግዘእን፣ ሓዱሽ ወለዶ ክርከብ ኣለዎ፡፡ ኣስታት 1ሚሊዮን መናእሰይ ትግራይ ዘጽነተ መራሒ ደ/ጺዮን ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለዎ ወይካኣ ክውገድ አለዎ
ሕወሓት፡ኣይፈትዋን ነይረ ኸዚግን ናኣታ ደጋፊ ክኸውን እየ ምክንያቱም ትክክለኛ መስመር ዘለዎ ፈሽሏኽ ስለዘይኮነት
ሰብ ዝበልዖ ሲኢኑ ንሶም ይስዕስዑ እዚ ፀሊም ታሪኽ እዩ
ንትግራይ ክልቲኦም ጉጅለ ኣይጠቕምዋን።
ተፋናቐልቲ ህዝብ ትግራይ ኣብ ኬንዳ ብጠሜትን ብቁርን ፀሓይን እናሃለቐ ሰበ ስልጣናት ህወሓት ድማ ደስ ኢሉዎም ብፅጋብ ይስዕስዑን ዓመፅ ይፅውዑን !!! ወይ ተጋሩ??
Please,Hilemikael the struggle is not for power! It's the struggle of line!
እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓሳዊን ፍሹሉን መግለጺ እዩ ካብ እናኾረጃካ መደናገሪ መግሊጺ ምውጻእ ናባዕልኻ እንተት ውጽእ ጽቡቅ ነሩ ዘይሰርሕ ሰብ ምዃኑ ተፈሊጡ እዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ብድምጺ ወያነ ዘሓለፈ ቃለ መሕትት ከዋዓለ ከይሓደረ ዝኸደ ካሓዲ መራሕቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እዩ
ካብገጅለ እምቢታ ሰላምን ራህዋን ዘይምነ ናይዶናቁር መተኣኻኸቢ ጉጅለ ኣዛብ ስብሓት ነጋ ሐዚውን መንግስቲ ፌደራልን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ኣካይዳ እቲጉጅለ ብሓቂ ፈቲሹ ናይ ሽብር ጉጅለ ዝብል ሽም ክወሃቦ ክግበር ኣለዎ ጉጅለ ጥፍኣት
ዜና ሃተፍ ኣይበሃለሉን እንታይ ንምንታይ ኣበይ ብኸመይ ብመን መዓስ ዝብሉ ሕቶቲት መሊሱ እዩ ዝስራሕ::
ንርእይቶኹም ነመስግን። ብዛዕባ’ቲ ዘልዓልኩምዎ 5 ws ዝምልከት መግለጺ ውን ክወጽእ ተስፋ ንገብር😋
ትማሊ ቃሎምነሽምግልነእምን ተሓሲምኩም ሎሚፃውዒት ንዓይጥራሕ ስምዑ ናይኣምባገነናት ኣካይዳ እዩ።
I totally cut a hope from tplf
ቀፅሉ ሓቅን ሓቅን ኣሕልፋ ኣብ ጎንኩም ኢና እሺ
መንእሰይ ትግራይ ብዘይካ ውድባት ማለት ዶክተር ደጀን ዝተብሓለ ሃደ ጅግና ልትግራይን ሕዝባን ዝቃለስ ካሊእ መንእሰይ ደቂሱ እዩ ዘሎ ምኽንያቱ ድማ ብጥቅሚ ይትሓዝ ገሊኡ ድማ የፋራርሕዎ እዮም።
ነብዓል ደብረፅዮን ስልጣን ክብሀል ድዩ ዕምቢ ዝብሀል ብስሩስ እዞም ሰብ እዚኦም ሕዝቢ ትግራይ ምንም አይፈልጥን እሎም ድዮም ዝሀስቡ
ሰላም ሰላም ምስ ኩሎም ዝብል ሓሳብ ባህጊ ድዩ ኩውንነት ዶስ ድብሎማስያዊ ቈንቃ አንተ ዘይኮኑ ህውሓት ተሓዋዊጽዎ ኣሎ
ክልተስብሐዳር፡ንሐቲስበይቲ፡ሐዳር፡አይገብሩላን
ቀዳም እዩ ሎሚ !🤣
ህውሓት ቀንድ ፀላእት ህዝብ ትግራይ እዮ ።God bless Tigray,Gecho...
Ajiki ati Waero ab goniki Alena.!
ኩሉ ልወፆ የብሉይ ዜናኹም ግን ውግንናኹም ንህዝቢ ግበሩ
ሓቂ እንተለዎም ዝኸሓድዎ ውድብ ካብ ከፍሩሱን ከዳናግሩን ክጨዩን ከጭውዩን ካብ ዘዕገርግሩ ዕላማን ሓሳብን ኣለና እንተይሎም ንምንታይ ናይ ባዕሎም ውዳበ ፈጢሮም ዘይቃለሱ።
ኣሃሃሃጃሃ ! ዝዘታእኻዮ ግራትካ " ተመሊስካ ፡ ቁሊሕ ዘይበልካዮ ! ከመይ ጌርካ ! ፍረ እትጽበ ?
ኣስተውዑሉ ምስ ኤርትራ ኣምሓራ ኣፋር ኢሎም ምስ ስዳንስ ከም ንዳቦብ ኣይ ኣምንሉ ስለዚ ዶባትና ወይ ወሰና ከውሑሱ ኣይክእሉን ወይ ኣየኣምኑሉ
ሚዛናዊት ኺኒ ጥራሓ
ዝበስበሱ ውዳቃት ሓቆምዮም እናሃለቀ እናበረሰ ስቅ ኢሉ ዝምራሕ ህዝብ ረኽቦም ንሶምን ዓሌቶምን ብሃብት ደልቦም
ባይ ባይ ጉሓፍ ማለሊት፣ መቓብርኹም ፍሓሩ ደጊም። መሸንቀቕ ኣብ ኽሳድኹም ኣትያላ። መንእሰይ ድማ እዚ ዝነፍስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስ ንዚ ጨካን ጉጅለ ማለሊት ጉሒፉ ይኽድ ልኣኻ ኣይምልከተካይ ኢድኻን እግርኻን ኣጣሚርኻ ትዓዘብ፣ ተዘየለ ቐንጠብጠብ እንተይልኻ ዳግማይ ሞት ከንቶ ትሞቲኻ፣ እግርኻ ምስተቆረፀ ድማ "ተጠሊምና"እናበልኻ ከይትበኪ😢
ለካቲት ንህዝቢትግራይ መጥፍኢኡ እንበር ዝጠቆሞ የለን ብየካቲት እንታይ ረኺቡ ነፃነት ዶስ ባርነት ሓቂ እንተሃሊኩም ስለ ኣምሓራን ኤርትራን ካብታሓስቡ ንትግራይ ሕሰቡላ ኩሉ ታኣኪቦም ዝጨፍጨፉና ህዝቢ ሕዚውን ልብኹም ምሶኦም እዩ ዘሎ ሎሚ ትግራይ ብዘይ መራሒ ኢያ ዘላ ብፈጣሪ ግንትነብር ኣላ ዝለዚ ንስኹም እንተደሊኹም ንሽዋ ወይ ድማ ናብ ሻዕብያ ኪዱልና ሕዋሕት ትባሃል ፈጣሪ ይንቀላ ትግራዋይ ሰላም ክንረክብ ጠላማት ኣኼባ እናብልኩም ሳዕስዑ ህዝቢ ግንፍርቁ ኣብቸንዳ ፍርቁ ኣብፀላኢ ይሳቀ ኣሎ ኩፉኣት ፈጣሪ ናይኢዱኩም ያሃብኩም ኣሜን
ትግራይ ብሮድ ካስት ውክልና እተተላዒሉ ብግደይታ ወክለኒ ከማሓድረካ ኣይብልን ትግራይን ተጋሩን ብባንዳታት ኣይትማሓደርን ብተወሳኪ 2ህወሓት የለውን ጊዝያዊ ምምሕዳር ድማ ንትግራይ ኪሕዱ ብልፅግና ኮይኑ እዩ። ብመሰረቱ ሓሰውቲ እኩም
እቱም ኮሜንት እትህቡ ሰባት ከብ ጭፍን ድጋፍ ወፂኢኩም ንህዝብ ክረብሕ ዝኽእል ሕሰቡ እንተ ካብዞም ጉጅለታት ዝረከብ ጥቕሚ ኮነ ዝኽበር ዶብ የለን 50 ዓመት ዕድል ተዋሂብዎም ካብ ሽርሒን ግላዊ ጥቕሞምን ዘፍጥርዎ ዝረብሕ ነገር የለን ክህሉ ውን ተስፋ ዝገብር ተሎ በገዛ ርእሱ ዘዐሹ የዋህ ጥራሕ እዩ።
እና መንእሰይ እንታይ እዬም ክገብሩ ኢልካ ትሐስብ ክርቡሹ ድዩ ?ትግራይ ናይባዕላ ሕገመንግስቲ እለዋ።ስለዚበቲሕገመንግስቲ ዝብሎ ተኸቲልካ ምኽያድ እዩ ዘዋፅእ እንተዘይኾነ ግን ብሐይሊ ዝግበር ነገር እንተሀልዩ ግን እቲካልእ አካል ከአክገብሮ ዝኽእል ከምዝህሉ ምርዳእ የድሊ።
ገና ገና ከምታ ኣብ እግሪ ፈፈዉ ዝብሉ ዘለዉ ኣብ እግሪ ገመት ፣ህዝቢ ዉድባት..ፈ..ፈ..ው..ክብሉዋ....
ካብ ትግራይ በስመራ ዝሓልፍ ወርቂ ይኹን ብሩር የሎን።ንስኹም ግን ብዘይ ሓሶት ናይ ኤርትራ ዘይብላ ዜና ከተቕርቡ ከቶ ዘይትኹእሉ ምኻንኩም ብጣዕሚ ፍንፉናት ዝኸንኩም ፍጥረት ኢኹም። ቴድሮስ
ሕዋሕት ንህዝቢ ሓሲቡ ኣይፈልጥን ንስልጣኑ እንበር ሓሶውቲ ኢኹም ናቶም ደገፍቲ
ኣየ ሕወሓት፡ ምሳኻ ምስዘሎ ሓውካ ኣብ ጠረጴዛ ኮፍ ኢልካ ምዝታይ ተጸይንካ፡ ኣብይ ኣሕመድ ቀሪቡካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዞኽዞኽ እናበልካስ ኣብ ማዕዶኻ ምስ ዘሎ ሓይሊ ሰላም ክትገብር እንተተማሕጸንካ መን ይኣምነካ። ተመክሮ ጥልመት ውዕል ኣልጀርስባ ዘክር።
When are you going to get it to your thick head that there’s no Two TPLF
ናይ ኢትዮ ፎረም ስልቲ ኣቀራርባ ተኸቸሉ
ሓቋፊ መንግስቲ ይመስረት፣ ግዝኣት ትግራይ ይመለስ።
እንታይ ይባሃል እዝኹ መንእሰይ አወዲእኻን ኸም ምንም ጥፍአት ዘይፍፀምካ ምጭፋር ዕብደት እዩ
En kan kabzom azabe gohilatat nhzbi tgray gelagelkomwo
በሉ እዚ ቻናል ከድህብ ዘለዎ ካብቲ ዝመፅእ ዘሎ መከራን ሞትን ክተ ትርፉ ፀዓሩ ድኸሙ ንህዝብና
@@beredu7426 ነመስግን
ማለሊት ንተነሓነሕቲ ውድባት ናይ ኣቃብሩና ፃውዒት ኣቕሪባ ተትብልዎ ይሕሽ፣ እቶም ትማሊ ትቕጥቕጦም ዝነበረት ውድባት፣ ሎሚ ኣብ ኽሳዳ ሞሸንቆቕ ምስኣተወላ ሓቢርና ንቃለስ ኢላ!?😂 በሊ ድኣ ዓርስኺ ኽኢልኺ ሙቲ!
ናይ ሃይለሚካኤል መልዕኽቲ ናይዚ ሚዲያ ኣቋም ድዩ
ናይ ሚድያ ኤዲቶርያል እምበር ናይ ሚድያ ቅዋም ዝበሃል የለን።
ሕሶት ግደፉ ሓበሬታ ትሰምዑ እንተኮንኩም ።
ሓሳዊት ኢኺ ዶ/ር ደብረፅዮን ኣቦ ወንበር ውድብ እንበር ጉጅለ ኣይኮነን ኣንቲ ደደብ ሰርዓት ግበሪ
ፎሽኳል
Please don’t lie
ደብሪፅ ንቅድሚት !! ከምኒ ግምት ዝበሉ ጉልዕታትን ሸምገልቶ ምን ኩሎም ጉልዕታት ዳውን ዳውን ዳውን እንተዘይ ኮይኑ ክንድኩዖም ኢና ።
ቀጣፊ ጌታቸው ረዳ ንመን እዩ ዚጹዉኦ ትግራይን ሂዚቢ ትግራይን እናሳቀየ መን ኪጺዉእ ዘይሐፊር ትግራይ እናፊረሰ መን ናወንበር ምሲዉጸኦ ሂዚ ዚሐብኩሙኒ ወንበር አይለቂቂን ንኒ በየነ በኩሩ ንኪንደያ አሜኑ ናይ ሂዚቢ ትግራይ ንምፊራስ ጉያ ናበይ ንመን እዩ ዚጺውእ ጌታቸውን ፃዲቃንን tdf ንምፊራስ እናተሐንደደ አገበኛ ዚከነ ጊዚያዊ መን ጊሲቲ እንበር ቀጻሊ አይከነን እተመረጸ እና ዚምረጺ መንጊሲቲ የዲልያ ትግራይ፤
ሓይልታት ጽን😢ነተትን መሻርኽቶምን ካብ ምድረገፅ ይሰውረልና ኣምላኽ።
ሀይለ ንሕና መንእሰያ ንስካ እትመክረና አይኮናን በኣል ንስካ ኢኩም ፋሕ ብትን ተብልዎ ዘለኩም
ሃለዋትና አብጠንካራ ሓድነትና እዩ
ወጊድ ምስሌነነት ኣብ ትግራይ እሞኸዓ ብጠላማት ከዳዓት
ንግዝያዊ መንግስቲ ምድጋፍ ሰብ አይፈተወልክን
በቃ ዘላእለም ህውከት ብቻ ኣየ ትግራይ ዓደይ
Hailemikael jigna ketslelu🙏🙏🙏🙏
👍👍👍👍
ናይ ጋዜጠኛ ሃይለ ሚካኤል ዘሕሎፎ መልእኽቲ ንመናእሰያት ግልፂ ኣይኮነን.መናእሰይ እንታይ ኽገብሩ እዩ ተደልዩ?❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቐፅሉሉ
ሃይለ ሚካኤል አስተውዕል ዓጀውጀው ኣይትበል ህወሓት ንህዝቢ ሓሲቡ እምበሪ ከም ጌፃ ከሓዲ አይኮነን።
ጽብቕቲ ገላጺት ሽም ጌጻ። ኣጠቃቕማ ፊደላት - ጸ ጸላም፡ ጸይቂ +ፀ ፀሓይ፡ ፀፀት
Men eyu nhzbi zhasb ajewjew zblos nska dea kebdam hlnu zresa
ጉሓፍ!
ሰላም
ሕወሓት ሀይላ ሕዝባን ሕዝቢ ጎራባብታን ጥራሕ ምዃኑ ይፍለጥ።
ደሰ ዝብል ዘይና❤❤❤❤❤ቀፅልሉ
ቀፅሉሉ ውግንናኩም ንህዝቢ ትግራይ ይኩን
Selam. ❤
ስቓይ ተፈናቐልቲ ንኽግታእ ተፈናቓላይ ኣብዝሓፀረ ግዜ ናብ መረበቱ ክምለስ ብዝረአ ተግባር ብሓድነት ስርሑ።
ፀርፊ ናይ ድኹማት ኣካላት ስለዝኾነ ብሓሳብ ጥራሕ ንህዝቢ ሕዝና ካብ ሰንፈለል ወፂእና ልምዓት ነቀላጥፍ።
ንስልጣን ክባሃል መሳሪሒ ፀላእቲ ኣይንኹን።
ዝብእስያ ቖርበት ኣንፅፉለይ በለ እኒ ደብረ ዕንይንይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️
ሰላም መጀመርያ ባእሉ ህወሐት ይኹን ቅድም ምስኻልእ
ነጋዶ እዮም ዝበልዕዎ ምኽንያቱ እቶም ተጋደልቲ ንስሙ እዩ ማሕበር ዝምስርቱ እምበር ማሽናት ስለ ዘይብሎም ብስሞም ካላኦት ነጋዶ እዮም ዝበልዕዎ መፍትሒኡ ክዓ እቶም ተጋደልቲ ማሽናት ክዓጥቁ ምግባር እዩ
ኣናክነት ዘተባብዕ ሚድያ፡። ካብቶም ፀላእት ህዝቢ ትግራይ ንስኹም ገዲድኩሞ፡ ዝኸድዑን ዓዲ ጀጋኑ ኣሕሊፎም ዝሸጡ ሽዩጣት እንዳፈለጥኩም ጉባኤ ዘካየደን ዘየካየደን እንዳበልኩም መሳርሕቲ ፀላእቲ🎉🎉🎉
ንትግራይ ገዲፍኩም ንሽዋ ጎይኩም ትግራይ ዝስተ ማይ ዘይብላ ቢሄር ቤሄረሰብ ኢትዮጵያ ክትሕብሕቡ 27 ዓመት ትግራይ ፀላእቲ እናፍረኩም ሓሊፍኩምስ ሕጂ ንትግርስይ ሰላም ዘየውረድኩም ንካለኦት ሰላም ክትምነዩ ሕፈሩ
❤❤
ከመይ ሓዲርኩም Tbs
ሊዕልይ 1 ትልሪየን ብር ናብ ፀለአትና ይኸይዲ አሎ።
እቲእኒ ደብረፅየን ወፍሪ እምቢታ ኢሎም ኣንፆር ጌታቸው ዝገብርዎ ዘለው ዓመፅ መዘዙ ከቢድ እዩ ምኽንያቱ ከባቢያዊ ዓሌታዊ መውስባዊ ጉጅለ ዝመርሖ ስለዘሎ ብዝኾነ ካብምትፍናን ጠጠው አይብልን ህዝብና አዙ ኣካይዳ ዙይ ብጋንኡ ጠጠው ክብል ግበር ትግራይ ካብ በዓሌትን ከባቢን ምትፍናንን ምብትታንን ኣድሕን።
ብጥሜት ዝሳቀ ዘሎ ህዝቢ አቀሚጥካ ሳዕስዒት ከሕፍረናይግባእ
ጀግኒ ውድብና ህወሓት ደጊምኪ ቃልስኺ ኣጠንክሪ ምሳኺ ኢና።
ሠላም ዘይትሰብኽ ውድብ ንህዝብ ትግራይ ኣይትጠቅምን፣
ሠራዊት ትግራይ ናይ መላእ ህዝብ ትግራይ ኣለኝታ እምበር ፈፂሙ ናይ ውድብ ህወሓት ኣይኮነን ፣
ባይ ባይ ጉሓፍ ማለሊት፣ መቓብርኹም ፍሓሩ ደጊም። መሸንቀቕ ኣብ ኽሳድኹም ኣትያላ። መንእሰይ እዚ ዝነፍስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስ ንዚ ጨካን ጉጅለ ማለሊት ጉሒፉ ይኽድ ልኣኻ ኣይምልከተካይ ኢድኻን እግርኻን ኣጣሚርኻ ትዓዘብ፣ ተዘየለ ቐንጠብጠብ እንተይልኻ ዳግማይ ሞት ከንቶ ትሞቲኻ፣ እግርኻ ምስተቆረፀ ድማ "ተጠሊምና"እናበልኻ ከይትበኪ😢
ካብዚኦም ጡዑይ ነገር ኣይንፅበን እዚኦም ኩሎም ፃምእ ስልጣን ጥራሕ እዩ ዘለዎም ዝጠመየ ዝብኢ ኣይኒ ስኒ ኣይብሉን።
ንጌታቸው ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ በሉለይ።
ንሃይለሚካኤል ቀፅለሉ በሉለይ
ስርዓት የብልካ፡ ኣንደበት የብልካ ዝወከለካ ውድብ ከዲዕኻ ኣነስ ስለዘፀለምኩን ዝተፃረፍኩን ዝሓሰኹን እንተዘይገዛእኹን እንዳበልካ ምዕግርጋር ምስምንታይ ይቑፀር። ኣብ ብነፃነት ዝሓስብ ህዝቢ ትግራይ ከም ኣብካሊእ ኣይሰርሕን።
እዞም ከሓድቲ ባንዳታት ገበነኛታት ኢዮም።
ንሓቀኛን እዋናዊንሓበሬታኹም ዝለዓለ ኣለኒ። ቀፅልሉ።
ግምት ዶ መንግስቲ ? ክሳብ መዓስ ዩ ክጸንሕ ዓይኒ መርፍኦም ጠፊእዎም ኢዞም መራሕቲ ግዝኡ ዘብቀዐ ጉጅለ መንግስቲ ይባሀል ።
ህዝቢ ትግራይን ትግራውነትን ክፈሊ ወይ ክከፋፍል ዝደሊ ካባና ይፈለ፡ ዝኾነይኹን እዝኒ ክረክብ የብሉን
ትግራይ ብዝኣረገ ዘይሓስብ ሓንጎል ዘለዎም ብተወለድቲ ኣሽዓ (ኣክሱም፣ ሽረ፣ ዓድዋ) ኣትግዘእን፣ ሓዱሽ ወለዶ ክርከብ ኣለዎ፡፡ ኣስታት 1ሚሊዮን መናእሰይ ትግራይ ዘጽነተ መራሒ ደ/ጺዮን ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለዎ ወይካኣ ክውገድ አለዎ
ሕወሓት፡ኣይፈትዋን ነይረ ኸዚግን ናኣታ ደጋፊ ክኸውን እየ ምክንያቱም ትክክለኛ መስመር ዘለዎ ፈሽሏኽ ስለዘይኮነት
ሰብ ዝበልዖ ሲኢኑ ንሶም ይስዕስዑ እዚ ፀሊም ታሪኽ እዩ
ንትግራይ ክልቲኦም ጉጅለ ኣይጠቕምዋን።
ተፋናቐልቲ ህዝብ ትግራይ ኣብ ኬንዳ ብጠሜትን ብቁርን ፀሓይን እናሃለቐ ሰበ ስልጣናት ህወሓት ድማ ደስ ኢሉዎም ብፅጋብ ይስዕስዑን ዓመፅ ይፅውዑን !!! ወይ ተጋሩ??
Please,Hilemikael the struggle is not for power! It's the struggle of line!
እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓሳዊን ፍሹሉን መግለጺ እዩ ካብ እናኾረጃካ መደናገሪ መግሊጺ ምውጻእ ናባዕልኻ እንተት ውጽእ ጽቡቅ ነሩ ዘይሰርሕ ሰብ ምዃኑ ተፈሊጡ እዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ብድምጺ ወያነ ዘሓለፈ ቃለ መሕትት ከዋዓለ ከይሓደረ ዝኸደ ካሓዲ መራሕቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እዩ
ካብገጅለ እምቢታ ሰላምን ራህዋን ዘይምነ ናይዶናቁር መተኣኻኸቢ ጉጅለ ኣዛብ ስብሓት ነጋ ሐዚውን መንግስቲ ፌደራልን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ኣካይዳ እቲጉጅለ ብሓቂ ፈቲሹ ናይ ሽብር ጉጅለ ዝብል ሽም ክወሃቦ ክግበር ኣለዎ ጉጅለ ጥፍኣት
ዜና ሃተፍ ኣይበሃለሉን እንታይ ንምንታይ ኣበይ ብኸመይ ብመን መዓስ ዝብሉ ሕቶቲት መሊሱ እዩ ዝስራሕ::
ንርእይቶኹም ነመስግን። ብዛዕባ’ቲ ዘልዓልኩምዎ 5 ws ዝምልከት መግለጺ ውን ክወጽእ ተስፋ ንገብር😋
ትማሊ ቃሎምነሽምግልነእምን ተሓሲምኩም ሎሚፃውዒት ንዓይጥራሕ ስምዑ ናይኣምባገነናት ኣካይዳ እዩ።
I totally cut a hope from tplf
ቀፅሉ ሓቅን ሓቅን ኣሕልፋ ኣብ ጎንኩም ኢና እሺ
መንእሰይ ትግራይ ብዘይካ ውድባት ማለት ዶክተር ደጀን ዝተብሓለ ሃደ ጅግና ልትግራይን ሕዝባን ዝቃለስ ካሊእ መንእሰይ ደቂሱ እዩ ዘሎ ምኽንያቱ ድማ ብጥቅሚ ይትሓዝ ገሊኡ ድማ የፋራርሕዎ እዮም።
ነብዓል ደብረፅዮን ስልጣን ክብሀል ድዩ ዕምቢ ዝብሀል ብስሩስ እዞም ሰብ እዚኦም ሕዝቢ ትግራይ ምንም አይፈልጥን እሎም ድዮም ዝሀስቡ
ሰላም ሰላም ምስ ኩሎም ዝብል ሓሳብ ባህጊ ድዩ ኩውንነት ዶስ ድብሎማስያዊ ቈንቃ አንተ ዘይኮኑ ህውሓት ተሓዋዊጽዎ ኣሎ
ክልተስብሐዳር፡ንሐቲስበይቲ፡ሐዳር፡አይገብሩላን
ቀዳም እዩ ሎሚ !🤣
ህውሓት ቀንድ ፀላእት ህዝብ ትግራይ እዮ ።God bless Tigray,Gecho...
Ajiki ati Waero ab goniki Alena.!
ኩሉ ልወፆ የብሉይ ዜናኹም ግን ውግንናኹም ንህዝቢ ግበሩ
ሓቂ እንተለዎም ዝኸሓድዎ ውድብ ካብ ከፍሩሱን ከዳናግሩን ክጨዩን ከጭውዩን ካብ ዘዕገርግሩ ዕላማን ሓሳብን ኣለና እንተይሎም ንምንታይ ናይ ባዕሎም ውዳበ ፈጢሮም ዘይቃለሱ።
ኣሃሃሃጃሃ ! ዝዘታእኻዮ ግራትካ " ተመሊስካ ፡ ቁሊሕ ዘይበልካዮ ! ከመይ ጌርካ ! ፍረ እትጽበ ?
ኣስተውዑሉ ምስ ኤርትራ ኣምሓራ ኣፋር ኢሎም ምስ ስዳንስ ከም ንዳቦብ ኣይ ኣምንሉ ስለዚ ዶባትና ወይ ወሰና ከውሑሱ ኣይክእሉን ወይ ኣየኣምኑሉ
ሚዛናዊት ኺኒ ጥራሓ
ዝበስበሱ ውዳቃት ሓቆምዮም እናሃለቀ እናበረሰ ስቅ ኢሉ ዝምራሕ ህዝብ ረኽቦም ንሶምን ዓሌቶምን ብሃብት ደልቦም
ባይ ባይ ጉሓፍ ማለሊት፣ መቓብርኹም ፍሓሩ ደጊም። መሸንቀቕ ኣብ ኽሳድኹም ኣትያላ። መንእሰይ ድማ እዚ ዝነፍስ ዘሎ ኣውሎ ንፋስ ንዚ ጨካን ጉጅለ ማለሊት ጉሒፉ ይኽድ ልኣኻ ኣይምልከተካይ ኢድኻን እግርኻን ኣጣሚርኻ ትዓዘብ፣ ተዘየለ ቐንጠብጠብ እንተይልኻ ዳግማይ ሞት ከንቶ ትሞቲኻ፣ እግርኻ ምስተቆረፀ ድማ "ተጠሊምና"እናበልኻ ከይትበኪ😢
ለካቲት ንህዝቢትግራይ መጥፍኢኡ እንበር ዝጠቆሞ የለን ብየካቲት እንታይ ረኺቡ ነፃነት ዶስ ባርነት ሓቂ እንተሃሊኩም ስለ ኣምሓራን ኤርትራን ካብታሓስቡ ንትግራይ ሕሰቡላ ኩሉ ታኣኪቦም ዝጨፍጨፉና ህዝቢ ሕዚውን ልብኹም ምሶኦም እዩ ዘሎ ሎሚ ትግራይ ብዘይ መራሒ ኢያ ዘላ ብፈጣሪ ግንትነብር ኣላ ዝለዚ ንስኹም እንተደሊኹም ንሽዋ ወይ ድማ ናብ ሻዕብያ ኪዱልና ሕዋሕት ትባሃል ፈጣሪ ይንቀላ ትግራዋይ ሰላም ክንረክብ ጠላማት ኣኼባ እናብልኩም ሳዕስዑ ህዝቢ ግንፍርቁ ኣብቸንዳ ፍርቁ ኣብፀላኢ ይሳቀ ኣሎ ኩፉኣት ፈጣሪ ናይኢዱኩም ያሃብኩም ኣሜን
ትግራይ ብሮድ ካስት ውክልና እተተላዒሉ ብግደይታ ወክለኒ ከማሓድረካ ኣይብልን ትግራይን ተጋሩን ብባንዳታት ኣይትማሓደርን ብተወሳኪ 2ህወሓት የለውን ጊዝያዊ ምምሕዳር ድማ ንትግራይ ኪሕዱ ብልፅግና ኮይኑ እዩ። ብመሰረቱ ሓሰውቲ እኩም
እቱም ኮሜንት እትህቡ ሰባት ከብ ጭፍን ድጋፍ ወፂኢኩም ንህዝብ ክረብሕ ዝኽእል ሕሰቡ እንተ ካብዞም ጉጅለታት ዝረከብ ጥቕሚ ኮነ ዝኽበር ዶብ የለን 50 ዓመት ዕድል ተዋሂብዎም ካብ ሽርሒን ግላዊ ጥቕሞምን ዘፍጥርዎ ዝረብሕ ነገር የለን ክህሉ ውን ተስፋ ዝገብር ተሎ በገዛ ርእሱ ዘዐሹ የዋህ ጥራሕ እዩ።
እና መንእሰይ እንታይ እዬም ክገብሩ ኢልካ ትሐስብ ክርቡሹ ድዩ ?ትግራይ ናይባዕላ ሕገመንግስቲ እለዋ።ስለዚበቲሕገመንግስቲ ዝብሎ ተኸቲልካ ምኽያድ እዩ ዘዋፅእ እንተዘይኾነ ግን ብሐይሊ ዝግበር ነገር እንተሀልዩ ግን እቲካልእ አካል ከአክገብሮ ዝኽእል ከምዝህሉ ምርዳእ የድሊ።
ገና ገና ከምታ ኣብ እግሪ ፈፈዉ ዝብሉ ዘለዉ ኣብ እግሪ ገመት ፣ህዝቢ ዉድባት..ፈ..ፈ..ው..ክብሉዋ....
ካብ ትግራይ በስመራ ዝሓልፍ ወርቂ ይኹን ብሩር የሎን።
ንስኹም ግን ብዘይ ሓሶት ናይ ኤርትራ ዘይብላ ዜና ከተቕርቡ ከቶ ዘይትኹእሉ ምኻንኩም ብጣዕሚ ፍንፉናት ዝኸንኩም ፍጥረት ኢኹም። ቴድሮስ
ሕዋሕት ንህዝቢ ሓሲቡ ኣይፈልጥን ንስልጣኑ እንበር ሓሶውቲ ኢኹም ናቶም ደገፍቲ
ኣየ ሕወሓት፡ ምሳኻ ምስዘሎ ሓውካ ኣብ ጠረጴዛ ኮፍ ኢልካ ምዝታይ ተጸይንካ፡ ኣብይ ኣሕመድ ቀሪቡካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዞኽዞኽ እናበልካስ ኣብ ማዕዶኻ ምስ ዘሎ ሓይሊ ሰላም ክትገብር እንተተማሕጸንካ መን ይኣምነካ። ተመክሮ ጥልመት ውዕል ኣልጀርስባ ዘክር።
When are you going to get it to your thick head that there’s no Two TPLF
ናይ ኢትዮ ፎረም ስልቲ ኣቀራርባ ተኸቸሉ
ሓቋፊ መንግስቲ ይመስረት፣ ግዝኣት ትግራይ ይመለስ።
እንታይ ይባሃል እዝኹ መንእሰይ አወዲእኻን ኸም ምንም ጥፍአት ዘይፍፀምካ ምጭፋር ዕብደት እዩ
En kan kabzom azabe gohilatat nhzbi tgray gelagelkomwo
በሉ እዚ ቻናል ከድህብ ዘለዎ ካብቲ ዝመፅእ ዘሎ መከራን ሞትን ክተ ትርፉ ፀዓሩ ድኸሙ ንህዝብና
@@beredu7426 ነመስግን
ማለሊት ንተነሓነሕቲ ውድባት ናይ ኣቃብሩና ፃውዒት ኣቕሪባ ተትብልዎ ይሕሽ፣ እቶም ትማሊ ትቕጥቕጦም ዝነበረት ውድባት፣ ሎሚ ኣብ ኽሳዳ ሞሸንቆቕ ምስኣተወላ ሓቢርና ንቃለስ ኢላ!?😂
በሊ ድኣ ዓርስኺ ኽኢልኺ ሙቲ!