"ሰለስተ መርድእ ኣብ ሓንቲ ቅፅበት!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 380

  • @YgUv-i2s
    @YgUv-i2s 9 วันที่ผ่านมา +67

    ስልኩ ኣቀምጠልና ብቃዕምና ንሕግዞ ኣጀካ ዝሓወይ 😢😢😢

    • @shewit3442
      @shewit3442 8 วันที่ผ่านมา

      ኣብቲ ቪድዮ መጨረሻ ከባቢ ኣሎ ተፃሓፉ ስልኩ ምስ ሕሳብ ባንክ

    • @mlyen-wu4yx
      @mlyen-wu4yx 8 วันที่ผ่านมา

      አብ 46 ደቂቀ አብቱ ብድዮ አለካ/ኪ

    • @YgUv-i2s
      @YgUv-i2s 7 วันที่ผ่านมา

      @mlyen-wu4yx ረኪበዮ ማዓረይ🙏

  • @brhaneye
    @brhaneye 2 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝበይዶ በልካ 😢 እህም እስኪ ፈጣሪ ንዓኹም ልኾን ጊዜ የምፅእ 🙏😓

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 9 วันที่ผ่านมา +44

    ኣጆካ ዝሓወይ ክሓልፍ እዩ ባዓል በሊሕ ኢካ ዩቱብ ውን ክፈትሉ ክብር ጋዜጣኛ ሽሻይ ሓውና❤🎉

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @htthtt5890
    @htthtt5890 9 วันที่ผ่านมา +301

    ዩቱብ ክፈተሉ ትብሉ ላይክ ግበሩ😢

    • @MakiHagos-b5k
      @MakiHagos-b5k 8 วันที่ผ่านมา

      natey hasab ewn kemeu eyu😘

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 8 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ🙏🙏🙏❤❤❤

    • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
      @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 8 วันที่ผ่านมา +2

      ፅበቅ ሓሳብ❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 6 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጆካ ዙሓወይ ኹሉ ክሓልፍ እዩ😢ሕማቅ ሓሳብ ኣይትሕሰብ ጎይታዋይ😢😢

  • @سقى-ع1ي
    @سقى-ع1ي 4 วันที่ผ่านมา +2

    ክንደይከ ይፅቡቅ ❤ኣዘካ ብተዕግስቲ ንብዓላ ኢላ ትሓልፊ 😢😢❤❤❤

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 9 วันที่ผ่านมา +27

    ሽሻይ ሓውና ኩሉ ግዜ ተቅርቦም ብጣዕሚ ልብኻ ዝንክእ እንድዩ ግን ከም ተጋሩ ብዛሓት ስቃይ ዝበዝሐና እዩ እዙ ታሪክ ክትስድ ላዕልን ታሕትን ከምዚ ምቅራብካ ንመስግነካ ክብር ሓው😢😢

  • @Alemkidanu-c3g
    @Alemkidanu-c3g 9 วันที่ผ่านมา +18

    አጀካ ዝሓወይ ወጊሑ ሓደ መዓልቲ አብ ፅቡቅ ደረጃ ክሪአካ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።

  • @Alemkidanu-c3g
    @Alemkidanu-c3g 9 วันที่ผ่านมา +19

    ❤❤❤ተስፋ አይትቁረጽ❤❤❤
    ናብ ዓላማኻ ምብፃሕ እንተስኢንካ መንገድኻ ቀይር ፣ ተስፋኻ አይትቀይር ምክንያቱ ነግራብ’ሞ ተዓዘቦም ወቅቲ ብዝቅየረሉ እዋን ቆፅሎም እምበር ሱሮም አይቅየሩን’ዮም።ናብ ዕላማኻ ንከይትበፅሕ ኮነ ኢሉ ከተዓናቅፈካ ዝፍትን ሰብ ግዲ አይትግበረሉ ፤ ደድሕሬኻ እናመፀ ዝነብሕ ከልቢ ጠጠው እናበልካ እምኒ ትድርቢ እንተዄንካ ብፍፁም አብ ዕላማኻ ክትበፅሕ አይትክእልን ኢካ። ዓብዪ ዕላማ ይሃልካ ክሳብ ትበፅሖ ከዓ ደው አይትበል።❤❤❤በርትዕ ❤❤❤እመቤታችን ማርያም አብ ዝዓበየ ደረጃ ንክተርእይኒ ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎተይ እዩ።

    • @Sarasabasit
      @Sarasabasit 7 วันที่ผ่านมา

      ደስ ዝብል ሪኢቶ ዝሓወይ 😢❤

  • @subi3319
    @subi3319 8 วันที่ผ่านมา +7

    አጀካ ሓወይ ናተይ ጭንቀትካ ሓዘንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ራህዋ ሓጎስ ይቀይራ 💕🙏💕

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 9 วันที่ผ่านมา +16

    ፈጣሪ የፅንዕካ ዝሓወይ መዓረይ ኣደይ ማርያም ተፅንዕካ ኣጀካ መፅሓፍ ቁድስ ኣንብብ ዝሓወይ ፈጣሪ ኣቦይ ቁድስ እዮብ ለፅነዐ ኣምላክ የፅንዕካ

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 9 วันที่ผ่านมา +8

    ዋይ አጆካ ዝሐወይ ሐንቲ ማዓልቲ ክትሐልፍ እያ ተስፋ አይትቁረጽ ከብዲ ይጽሮ ህዝብና ተሳቅዩ ፈጣሪ ህዝበይ ሐደራ 🙏🙏🙏🤲🤲

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 9 วันที่ผ่านมา +15

    oh ፍሽኽትኡ ከ ደስ ክብለካ ጎይታዋይ ኣጀካ

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 9 วันที่ผ่านมา +31

    ይቱብ ይከፈተሉ ትብሉ ጉጨይኒ ባዕሉ ክዓቢ ዝክእል ሓያል ዪ ዝመስል

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 9 วันที่ผ่านมา +12

    ኣጆኻ ጎይታዋይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብሓይሊ እግዚአብሔር ብርቱዕ ኢኻ ጠንካራ ኢኻ መዓረይ ሲሰይ youtub ክፈተሉ ምስዞም ዮቱበራት ድማ ተጋነ ዝሓወይ 🙏♥️

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 8 วันที่ผ่านมา +7

    ኣጀካ ጎታዋይ ኩሉ ካሓልፍ እዩ ተሰፋ ኣይትቆረፅ ተሰፋካ ናብ ኣምላክ ሃቦ

  • @YttTt-pb4hw
    @YttTt-pb4hw 8 วันที่ผ่านมา +9

    ኡፍፍፍ ንባዓተይ ምቁፅፃር ኣብኒ በጃካ ሽሻይ ሓወይ ይቱብ ክፈተሉ ክነታባበዖ ኢና ኣጀካኒ ጎታዋይ ፅባሕ ካለአቲ ማዓልቲ እያ😢❤

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 9 วันที่ผ่านมา +7

    በርትዕ ትዝበዝሐ ፀልማት ግዜ ሓልፍካዮ ኢካ ርግፀኛ እየ ኤደይ ኢድካ ክብለልካ እዩ ህዝበይ 🙏

  • @rrgd8465
    @rrgd8465 9 วันที่ผ่านมา +12

    ኣጀካ ዝሓወይ ካሓልፍ እዩ እገዛብሄር ምሳኻ ይኹን😢😢😢❤❤

  • @eteneshyosef1052
    @eteneshyosef1052 9 วันที่ผ่านมา +8

    አጆካ ዝወደይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ አዲኡ ዘክብር ወዲቁ አይ ወድቅን

  • @NgstKahsu
    @NgstKahsu 8 วันที่ผ่านมา +5

    እውይ ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ኣብኽይን ኡፉፉ ስሳይ ሓውና በጃኻ ዩቱብ ክፈተሉ ባዕልና ናባራተዖ ኢና ፍልጠት ፅንዓት ብስለት ኣለዎ ሓገዝ ተተገይርሉ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበፅሕ እዩ ።ኣጀኻ ሓውና ተስፉ ከይትቆርፅ
    መገዛ መሬትኻ ተመንጢልካ ዶ ኣብ ሽግር ዘለኻህዝብና ፈጣሪ ያሓግዝካ

  • @NetsanetAlex-pr7tt
    @NetsanetAlex-pr7tt 9 วันที่ผ่านมา +7

    ኣጆካ ሓወይ ተስፋ እትቁረፅ ኣብ ተስፋ እዩ ዘሎ ሓይል ኢና ሓይል ይሃብካ
    ንኩሉ ተመዛበልትብ ብሓይል ኣምላክ ናብ ዓዶም ብስላም የምልሶም🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 9 วันที่ผ่านมา +4

    ሽሻይ ወረስ ለባሞ ድምፂ ውፅዓት ❤

  • @ሰሉጋልባልሆ
    @ሰሉጋልባልሆ 5 วันที่ผ่านมา

    ባሓቂ ይገርም😢አጆካ ፅባሕ ካልእ ማዕልቲ እያ

  • @AnnoyedFountain-pb9tz
    @AnnoyedFountain-pb9tz 5 วันที่ผ่านมา

    ኣጀካ ዛሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ማዓረይ ❤

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 3 วันที่ผ่านมา

    አጆካ ዝሐወይ ክሐልፍዩ ታርኽ ክከውንዩ ጎበዝኢካ ንስካ❤❤❤

  • @tahguaswkidan1648
    @tahguaswkidan1648 9 วันที่ผ่านมา +6

    ፀላእካ ይባዕ ሓወይ ማዓረይ እህህህ በቃ እስኪ ይአክሎ ይበሎ አምላክ!

  • @Slam-zh3no
    @Slam-zh3no 9 วันที่ผ่านมา +6

    ኣጀካ ሓወይ ማዓረይ ንኩሉ ግዚየ አለዎ እግዛአብሄር ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትንፅናዓት ከም ኣቦና ኢየብ ያሃብካ ወድነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @Birho-v7s
    @Birho-v7s 7 วันที่ผ่านมา +2

    ቅድመኽን ስጥሕ ያብለን ኣዶዋይ ማዓረይ ፀላእኽ ይንባዕ🥺❤️🥰ኣይዘኻ ዝሓወይ🥺

  • @Hayat-g5b
    @Hayat-g5b 9 วันที่ผ่านมา +10

    ፁኑዕ ኢኻ ኩሉ ትኽእሎ ኣጆኻ ፅባሕ ካሊእ ማዓልቲ ያ ሂወት ቀፃሊት ያ ብተስፋ ትቅፅል ያ ስለዚ ተስፋ እቲ ዝዓበየ እዩ ሞ በጃኻ ተስፋ ከይትቆርፅ ካብ ፌክ ሳሓቅ ናብ ሓቂ ሰሓቅ ይቀይረልካ ኣምላኽ

    • @RfdffHhfdd-iz5hi
      @RfdffHhfdd-iz5hi 7 วันที่ผ่านมา

      ፀላይኪን ኣደዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tyvg1359
    @tyvg1359 3 วันที่ผ่านมา

    አጆኪን አዳዋይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ፅናዓት ይሃብኩም❤😢❤

  • @MyLife-pq2rr
    @MyLife-pq2rr 9 วันที่ผ่านมา +6

    አይዘኻ ዝሓወይ ኹሉ ይሓልፍዩ ተስፋ ኸይትቆርፅ ሰብ ተስፋ ተቆሪፁ ብሂወት ኸሎዩ ዝሞት እና አይዘኻ ይቱብለ ኽፈት

  • @MlatMlat-o5q14
    @MlatMlat-o5q14 9 วันที่ผ่านมา +7

    ዋይ ሓዊተይ ሐንቲ ማዓልቲ ኣሎ እዩ ዝሓዋይ
    ❤❤❤❤❤💔

  • @FjJf-m2f
    @FjJf-m2f 8 วันที่ผ่านมา +3

    አይዞካ ዛሓወይ ፅባሕ ካሊእ ማዓልቲ እያ ተሰፋ አብ እግዛቢሄር እዩ

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 8 วันที่ผ่านมา +5

    ቁፅሪ ሰልኪ ኣቅመጠልና

    • @Plotmedia.
      @Plotmedia.  8 วันที่ผ่านมา

      kewani tesfay
      ቁ.ስ፦ +251 93 843 2508

  • @yordayouteube
    @yordayouteube 8 วันที่ผ่านมา +3

    ኡኡፍፍፍ መዓረይ ከሕዝነካ ወድነይ መዓረይ ሓዘን ኣብ ርእሲ ሓዘን ተደራሪብዎ ውሽጡ ተጎዲኡ 💔💔😭😭😭😭😭😭 ህዝብና ምስኪናይ ሓዘን ሰኣኖ መከራ ተገላቲዑ 💔😭

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx 8 วันที่ผ่านมา +2

    አጆካ ዛሓወይ ፅባሕ ካልእ ማዓልት እያ ተስፋ ክትቆርፅ የብልካይ ዘይካአል የለይ ነቶም ዘለዉ ስድራካ እንዳረኦካ ጠንክር
    ሹሻይ በጃካ ዩቱብ ክፈተሉ ንክሰርሕ ብዙሕ ዓቅሚ አለዎ እዩ
    ድሕር ሐጂ አምላክ ብርሃን ገዛካ እትሪኦሉ ይግበረልካ ዛሓወይ ታዓዊትካ ንሪኦካ ኢና ዕድመን ጠዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 5 วันที่ผ่านมา

    ሽሻይ መደብካን ብቕዓትካን ዘረጋገፅካሉ ምድያ ኢዩ ቀፅለሉ። እንተ ከዋኒ ኣጆኻ ዝሓወይ ፣መንእሰይ ኢኻ ፣ተስፋ ምቁራፅ ናይ ሰነፋት ኢዩ።ኣቱም ኣሕዋት ንዞም ስድራ ንሓጉዞም።

  • @nrhrb3886
    @nrhrb3886 9 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጀካ ዝሓወይ ወዲ ሰብ ተስፍ እዩ ሰንቁ ተሰፍ ኣትቅርፅ ናጋ ካሊእ ማዓልቲ እዩ😢🙏

  • @HritZeru
    @HritZeru 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆካ ማዓረይ ጠንክር ኣደዋይ እዉን ኣጆክን ክሓልፍ እዩ ኩሉ❤❤❤❤

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 8 วันที่ผ่านมา +10

    Amlak mdri agazit selam yewrdelna nakum ka nabta mamwk gezakum yemleskum❤️🇪🇷👈🙏🌹🌹

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 9 วันที่ผ่านมา +4

    May gaba adi ጻዕዳ ጣፍ፡ ዓዱ የሕምልትን ፍረታትን፡ ይዝክራ ቅድሚ 12 ዓመት ተኣሲረልኣ ነይረ ንሱዳን ክሰግር ከለኹ

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጀካ ጎታዋይ ኣምላክ አኮ ንዘፈትው እዩ ፈተና ዝፈትና እሞ ነገር ግን ክፍተነካ ከሎ ብዘይ ሓደ ነገር ኣይኮነይ እሞ ሓንቲ ሚዕሊቲ ኩሉ ፍተናታትካ ንፅብቅካ ክገበረለካ እዩ ወደነይ እሙብራሃነ ባዕላ ፅላለ ትኩንካ ኣጀካኒ ጠንክራ አካ እሞ ሀዚ ውን ጠንክራ🙏🥺ሆቱብ ደማ ክፈተ አካ ኣለና ኣብ ጎንካ🥰

  • @hadgtrdfgddff3477
    @hadgtrdfgddff3477 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀካ ማዓረይ ጅግና እግዚአብሔር አሳካ ይኩን

  • @Fun-fa
    @Fun-fa 9 วันที่ผ่านมา +2

    ከዋኒ ዓርከይን መማህርተይን ከምቲ ኣብቲ ድርሰትካ ሸግራትን ፀበባትን ትፅሕፎ ዝነበርካ ኣብ ቤት ትምህርትና ኣብ ልዕሌኻ ምብፃሑ ብጣዕሚ ሓዚነ ግን ተሰፋ ኣይትቁረፅ ህይወት ከምኡ እያ

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጅካ ዝሓወይ እግዛብሄር አምላክ ይክእልካ ጎታዋይ😢😢😢

  • @galtgray_12
    @galtgray_12 8 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ብዙሕ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ኢካሞ ተስፋ ከይትቆርፅ ዝሓወይ🙏💝💝💝💝💝😊

  • @MekLit-b8q
    @MekLit-b8q 9 วันที่ผ่านมา +3

    አጆካ ዝሓወይ ጠንካራ ኩን ፀገም ሓላፋይ እዩ ንማማ ንስካ ጠንኪርካ ኢካ ተጠንክረን ዩቲብ ድማ ክፈት ብኢኮነሚ ዓርስካ ክትክእል ኢካ ንሕና ድማ አብ ጎንካ አለና ።
    አብቲ መዓስከር ሓወይ አለኒ ከመይ ከምዘሎ ክፈልጥ መደለኩ ግን ንሱ ናይ ውሽጡ ግልፂ አይናገርን ንሰብ ከመየ ከምዘሎ ንገሩኒ አርእዩኒ ከይብል እውን ፍቃደኛ አይኮነን ካሜራ ውን አይፎትን አብ ወልቃይት ፋብሪካ ሽኮር እዩ ዝሰርሕ ኔሩ ዝወድነይ መዓረይ አብ ዘለካዮ ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ የኔ ስስት ናፍቆተይ 👨‍👧❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 8 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጆካ ዝሓወይ ኩል ሕለፈ አዩ 😢 ስልክ እሰከ አቅምጥልና ዓቅምና ንሕግዛ ብጣዕሚ ይሓዛን ህዝብ ዝርክበ😢💔

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @SalamaSalama-nh9gq
    @SalamaSalama-nh9gq 7 วันที่ผ่านมา +1

    ፈጣሪ የፅንዕካ ዝሓወይ መዓረይ አጆካ ሓንቲ ማዓልቲ ክትሐልፍ እያ ተሰፈ ከይትቁረጸ❤❤❤❤❤

  • @salaladaa2385
    @salaladaa2385 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆካ ዝሓወይ ካሓልፍ እዩ እገዛብሄር ምሳኻ ይኹን

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 8 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆካ ሓወይ ፅናዕ ትባዕ❤️❤️❤️

  • @mery-g3z
    @mery-g3z 7 วันที่ผ่านมา +1

    አጆካ ዝሓወይ እግዚአብሄር ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትን ተስፋ ከይትቆርፅ ርግፀኛ እየ እዚ ኩሉ ከም ዝሓልፍ

  • @galtgray_12
    @galtgray_12 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ዝሓወይ ፈጣሪ ኣሎ ፅባሕ ኣብ ካሊእ ፅቡቅ ደረጃ በፂሕካ ክሪአካ ተስፋ ይገብር🙏😢💝💝💝💝

  • @ሰብዓ
    @ሰብዓ 7 วันที่ผ่านมา +1

    አጀካ ዝሓወይ ተስፋ አይትቁረፅ በፍፅም ናጋ ከልአይቲ እያ
    ይቱብ ክፈት አብ ጎንካ ክንከውን ኢና ዝሓወይ❤❤❤😊❤

  • @efbv5178
    @efbv5178 9 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጀካ ምዓረይ ሲሳየይ በርትዕ ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤

  • @Zez295
    @Zez295 4 วันที่ผ่านมา

    አጆካ ኩሉ ሐላፋይ እዩ። ምሰ ሐለፈ ግን አይትረሳዐዬ

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 9 วันที่ผ่านมา +4

    አጆካ መዓረይ 😢

  • @fevenalem5297
    @fevenalem5297 8 วันที่ผ่านมา +2

    የቱብ ክፈትሉ ንዝሓዉና አጆካ ማዓረይ ❤❤

  • @VnfFbf
    @VnfFbf 2 วันที่ผ่านมา

    ጎይታዋይ ኣጆካ🙏🙏🙏

  • @FgxgRugg
    @FgxgRugg 8 วันที่ผ่านมา +2

    አጀካ ዛሓወይ ከሓሊፈ እዩ ❤❤❤

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 6 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ግን😢😢😢

  • @AawjaWnanwj-jt2tt
    @AawjaWnanwj-jt2tt วันที่ผ่านมา

    የኔ አባት ሁሉም ለበጎ ነው ፈጣሪ እናትህን ይማርልህ አይዞህ እስካልፍ ነለፍል አይዞህ😢😢😢😢😢❤️

  • @MebartMehari
    @MebartMehari 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ነገር ሓላፋይ እዩ 😢😢😢 ልፅቡቕ እዩ ተስፋ ኣይትቁረፅ

  • @GetachewGebru-d5q
    @GetachewGebru-d5q 9 วันที่ผ่านมา +4

    ❤አጀካ❤ዛሓወይ❤ከሓሊፈ❤እዩ

  • @binyam1578
    @binyam1578 9 วันที่ผ่านมา +12

    💔ምስ እዚ ኩሉ ሐንጎል ልቦና ❤አጆካ ተስፋ አይትቁረጽ ጽንዓት ይሃብካ እቲ መዓት ንህዝቢ ትግራይ እዩ መጽዩ በቃ ግን ክወግሕ እዩ 🔔🕊✝️💒💊✌🏻💎

  • @HirHirhp
    @HirHirhp 9 วันที่ผ่านมา +3

    ማይ ገባ ዝዓበኩላ 😢ዓደይ ከዋኒ ከም ከዚ ዘይኮነ ከም እቲ ማይገባ ዝነበረካ ሂወት ክኮነልካ ይምነ ብቆልዓይ እየ ዝፈልጦ ኮዋኒ😢

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባዕሉ ከፊቱ ዩቱፕ ከፊትካ ኣብ ናትካ ኣፋልጠሉ ሽሻይ ሓውና ❤

  • @SdGg-pm9io
    @SdGg-pm9io 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆካ ዝሓወይ❤ኩሉ ሓላፋይ እዩ😢😢😢

  • @marymary4484
    @marymary4484 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ዝሓወይ ጣንካራ ኩን ፅገም ሓላፈይ እየ❤❤❤

  • @abo0286
    @abo0286 8 วันที่ผ่านมา +2

    ዋይ ኣጆካ ዝሓወይ😢😢❤❤❤

  • @Salama-z4w
    @Salama-z4w วันที่ผ่านมา

    ኣጀካ ❤❤❤❤

  • @Ufy-d8z
    @Ufy-d8z 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ❤ዝሓወወይ

  • @hiwetandebrhan7624
    @hiwetandebrhan7624 8 วันที่ผ่านมา +2

    Ajoka Zehawey Tesfa Keytkorts Neshitey Eka Amlak Edmen tenan Yehabka Ember Alem kemeu Eya Emo tsolot Engeberka Gin Tesfa Zibehal Keytkurts Haderaka 🙏🙏🙏🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @ደስታፍፁም
    @ደስታፍፁም 7 วันที่ผ่านมา +1

    አጀካ ሓወይ ማዓረይ ❤😢

  • @Maryam-c5l3l
    @Maryam-c5l3l 9 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጆኻ ቅዱስ ሚካኤል ጭንቀትካ ናብ ሓጎስን ሰላምን ይቀይረልካ ዝሓወይ ዩቱብ ይከፈተሉ ትብሉ ላይክ 🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @haftumenberu9667
    @haftumenberu9667 8 วันที่ผ่านมา +3

    ፅንአት የሓብክን አደዋይ ፀላእኪ ይንባእ 😭😭😭😭😭

  • @HiwotNow
    @HiwotNow 9 วันที่ผ่านมา +6

    በጃካ ንኣድሓኖም ሰረፀ
    ኣቅርበልና

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 9 วันที่ผ่านมา +6

    😢😢😢😢😢😢ኣየ ህዝብና ረካቢ መከራ ዓክክክ😢

  • @MonaHogoh
    @MonaHogoh 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀካ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 7 วันที่ผ่านมา +1

    አጆካ ዝሓወይ ክወግሕ እዩ እግዚአብሔር የፅንዕኩም

  • @SHEWITጓልትግራይ
    @SHEWITጓልትግራይ 9 วันที่ผ่านมา +3

    ማዓረይ ኣምላክ ጥንካረ ይዓድልካ 😢

  • @gullala4624
    @gullala4624 6 วันที่ผ่านมา

    ማዓረይ 😢😢😢😢

  • @yordayouteube
    @yordayouteube 8 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ሓወይ ብጣዕሚ ኢካ ጠንካራ ኣጆኻ ኣብ ጎንካ ኢና ካብ ሐዚ ንደሓር 😢❤❤❤❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 8 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @Shoeet-t7t
    @Shoeet-t7t 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ዝሓወይ ማዓረይ ❤❤😢

  • @TsrhaTube
    @TsrhaTube 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣዮኻ ዙ ሓወይ ክሓልፍ እዩ ኹሉ😢😢❤🙏

  • @kuwaitkuwait-my7je
    @kuwaitkuwait-my7je 6 วันที่ผ่านมา

    ኣጃካ ዝሓወይ. ካልክሓለፋእየ. እግዚአብሔር ምሰካ የከን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @HalfH-d4q
    @HalfH-d4q 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኡፍፍፍ ኣጆኻ ተሰፋ ከይትቆርፅ ጎይታዋይ 😢😢😢😢😢

  • @AwAw-io4yk
    @AwAw-io4yk 7 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዓሚ ኢዩ ዘሐዝን ናይ ህዝብና ነገር😢😢😢😢😢

  • @MmMm-j5h2n
    @MmMm-j5h2n 8 วันที่ผ่านมา +1

    ፍሉይ ኢኻ ዝሓወይ ኣጆኻ ሂወትን ፈተናን ኩሉ ግዜ ምስ ወዲ ሰብ መኻይዲ እዮም

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 8 วันที่ผ่านมา +2

    አጆካ ዝሓወይ 😢😢😢

  • @TimnitKiros
    @TimnitKiros 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሕሕሕ ፀላኢኺ ይምባዕ ኣደዋይ 🥺🥺🥺

  • @Bekuratubeበኽራቱዪብ
    @Bekuratubeበኽራቱዪብ 9 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆዃ ከዋኒ ዓርከይ!

  • @حبشيسلامه
    @حبشيسلامه 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢😢አጂኻ ሕወይ

  • @Nura-u4f
    @Nura-u4f 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ዝሓወይ❤

  • @askb4483
    @askb4483 8 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ማማዋይ ፀላኢኺ ይንባዕ እግዛብሔር ጥዕናኺ ይመልሰልኪ😢❤

  • @Tom-c2y6f
    @Tom-c2y6f 6 วันที่ผ่านมา

    😢ኤርትራዊ የ ኣነስ ንብዓተይ ተወዲኡ እዚ ንስይ ትግራይ ነገር ክርእይ ከሎኹ።ኣምላኽ ርድእዮም በጃካ

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ጎይታዋይ ናይ ባዕሉ ዩቱብ ከፍትኩም ሃብዎ ❤😢

  • @genetfsha1318
    @genetfsha1318 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀካ ዝሓወይ ማዓረይ ክሉ ክሕልፍ እዩ ❤

  • @ZaydAbrha-e2q
    @ZaydAbrha-e2q 6 วันที่ผ่านมา

    ህዝበይ😢😢