"ወዲ ሓየሎም ኣርኣያ ካብ ሞት ዝወፀሉ . . . !"

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 43

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 วันที่ผ่านมา +5

    ኩለኩም ንዓና ጀጋኑና ኢኩም ይመችዐኩም ሸሻየም ፀገም የለን ያጋጥሚዩ ንፎቶኩም ኢና❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 58 นาทีที่ผ่านมา +1

    ችግር የብሉን ተመሳስልዎ ይኾን ኩሉኹም ጀጋኑና ♥️♥️♥️♥️

  • @waskan9610
    @waskan9610 วันที่ผ่านมา +3

    ዋው❤

  • @karamaravictory3619
    @karamaravictory3619 วันที่ผ่านมา +4

    ይህ እኮ የሚያጣላ ጉዳይ አይደለም ።ወንድማማቾች ናችሁ

  • @tigisttadele1893
    @tigisttadele1893 วันที่ผ่านมา +4

    God bless you long ilv Tdaf❤❤❤❤

  • @abrahamgebrewahd5101
    @abrahamgebrewahd5101 วันที่ผ่านมา +5

    ኩሎም ሓደ ❤❤❤❤

  • @bekindtoyourself1817
    @bekindtoyourself1817 วันที่ผ่านมา +6

    ኩሎም ጀጋኑ እዬም ምምስሳል ስለዘሎ እዩ ካልእ ስእሊ ይህልው ይኽውን ናይቲ ቀደማይ ተጋዳላይ

  • @ጨወታ
    @ጨወታ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኩለኩም ጀጋኑ ኢኩም ናዓና ሓደ ኢኩም ዞም ሓተይ

  • @AlmAlm-y3s
    @AlmAlm-y3s วันที่ผ่านมา +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ጀጋኑ

  • @የርዱጋልሃይልሽ
    @የርዱጋልሃይልሽ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኩልኩም ናይና ኹሉኩም ጀጋኑ

  • @STAMA123
    @STAMA123 วันที่ผ่านมา +17

    አቱም ተጋሩ ዩቱበራት ግን ናይ TDF. ኽብሪን ምስጥርን አይትሕልዉን ዘለኹም.ቕርሺ ጥራሕ ኢኹም ዝግድሰኩም😮

  • @mulualemtadesse2267
    @mulualemtadesse2267 วันที่ผ่านมา +3

    ብኣጋጣሚ ተስፉ ባዩ ወዲ ዓደይ እዩ ዝሰረሖ ቅያ ካብቲ ኣብቲ ፎቶ ዘሎ ኣዝዩ ብጣዕሚ ረዚንን ካብቲ ብጀግንነት መስዋእቲ ዝከፈለ ሓወይ ወዲ እነይ ዘይነኣኣስ ክብሪ ኣለኒ
    ኮይኑ ግና ኣብታ ፎቶ ኣመልኪቱ ዝተፈጠረ ውጥጥ ካብቲ ከዚ ቀሪቡ ናቱ ምኳኑ ዝገልፅ ዘሎ ብፃዩ ዘቅረቦም ተወሰክቲ ናይ ፎቶ መረዳእታት ኣንፃር እንትረአ ናቱ ዝበለፀ ዝተቀራረበ
    ምስሊ ዘለዎ እዩ ኮይኑ ረኪበዮ ተጋ.ተስፉ ሃምኡ ምባሉ እውን ክልቲኦም ተጋደልቲ ካብ ዘቅረብዎ ታሪክ ኣንፃር ክረአ ከሎ ምቅርራብ እውን ስለዘለዎ ሃምኡ ምግማቱ ምንም ፀገም የብሉን ብምርድዳእ ክፍታሕ ዝግበኦ እውን ብምኳኑ ፕሎት ሚድያ ነዚ ተረዲእኩም ይንኣስ ይዕበ ንእትገብርዎ ፃዕሪ ኩሉ ምስጋና ይግበአኩም
    ብተወሳኪ እዞም ተጋደልቲ ብሓደ ኣቅሪብካ ካሊእ ተወሳኪ መደብ ተትሰርሕ ፅቡቅ ምኮነ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉ኩሎም ጀጋኑ ፎቶ ግን ናይዚ እያ

  • @መዳቦይ
    @መዳቦይ วันที่ผ่านมา +8

    ድሓን ኩሉኩም ጀጋኑ ኢኩም

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ วันที่ผ่านมา +2

    ዩቱበራት ኣፃሪኩም ኣቅርቡ ግን ኩለኩም ጀጋኑና ኢኩም ክብሪ ንዓኩም👌✊❤

  • @Azemera-l3r
    @Azemera-l3r วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tesfachannel-f1w
    @Tesfachannel-f1w วันที่ผ่านมา +4

    ሳብስክራይ ግበርለይ ተጋሩዋ ብሽም TDF❤

    • @paulostsegay3743
      @paulostsegay3743 วันที่ผ่านมา

      Shabiya zeye sihitu ayinu rekibemo

  • @fkre-rs7ce
    @fkre-rs7ce วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @saraa2501
    @saraa2501 วันที่ผ่านมา +3

    ❤🎉🎉🎉🎉

  • @SlasNugus
    @SlasNugus วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰

  • @GebremikaelGebrekidan
    @GebremikaelGebrekidan วันที่ผ่านมา +2

    ርኢተኹም ኬፍ አለዎ ሚዛናዊ

  • @Azemera-l3r
    @Azemera-l3r วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🎉🎉🎉

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፦ እዚይ ኹሉ ታሪኻት ዘባላሽዉ ዘለው ዩቱበራት እዮም። አፅኒዖም ታሪኽ አየቅርቡን። ብትኽክል አይሰንዱን። ነቶም ተጋደልቲ ዘባእስዎም ዘለው እውን ንሶም እዮም።

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay วันที่ผ่านมา +3

    TDF is the king of the world❤❤❤

  • @tegaru2230
    @tegaru2230 วันที่ผ่านมา +3

    ኩሎም ሓደ

  • @FitawGirmay
    @FitawGirmay 21 นาทีที่ผ่านมา

    እዞም ጀጋኑና ግን ኩሎም ሰብ ቅያ ሰራሕቲ ታርክ እዮም ። ሓልሓልፉ ግን ታሪክ ምምንጣል ይረአ ኣሎ በተለይ ግሊ ሚድያ ጥንቃቀ ግበርሉ ነናይ ባዕሎም ጅግንነት ኣፃርኹም እንተተቅርቡ ዝበለፀ ይኸውን

  • @paulostsegay3743
    @paulostsegay3743 วันที่ผ่านมา

    Shabiya komiyu eyu ayinika eyu zikolibe

    • @teddyabadi
      @teddyabadi 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፈሳም ጉርማ

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤