Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
  • 165
  • 1 946 435
ኣካላውን መንፈሳውን ዝምድና!
ኣብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ተማሃሩ
www.geza.app
ብWhatsApp ጽሓፉል
00256707870242
Join this channel to get access to perks:
th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
#motivation #motivation #habesha #tigrignamusic #inspiration #eritreanmusic #eritreannews e#eritreanmovie #eritreantiktok2024 #habeshatiktok
มุมมอง: 11 526

วีดีโอ

ዓለም ሄዋናት 03 | ዘመናዊት በዓልቲ ሓዳርን ፌሚኒዝምን!
มุมมอง 9K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
እዚ ቪድዮ ንውልቃዊ ዕብየት ዝዳሎ ኮይኑ ፡ እዛ ኢፒሶድ ድማ ብኸመይ ነቲ ንደልዮ ሕልሚ ንምብጻሕ ክንወስዶ ዘለና መንገድታት እትምህር ቪድዮ እያ። ንቐደም በሉ! ኣብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ተማሃሩ www.geza.app ብWhatsApp ጽሓፉል 00256707870242 Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin #motivation #motivation #habesha #tigrignamusic #inspiration
personal growth | ፉቱን ሜላ ንለውጢ
มุมมอง 13Kวันที่ผ่านมา
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
Vodcast 12 | ኣተዓባብያ ናትና ዶ ናይ ደቅና!
มุมมอง 17K14 วันที่ผ่านมา
ኣብዛ ኢፒሶድ ኣብ ናይዞም ሎሚ 30ታት ዘለና መንእሰያት ዝነበረ ኣተዓባብያን ናይ ሎሚ ቆልዑ ኣተዓባብያን በቢ መነጸርና እንርእየሎ መደብ እዩ። እንቋዕ ብደሓን መጻኹም! ስልጠናታት ንምውሳድ ኣብዚ ታሕተዋይ ሊንክ ጠውቑ www.geza.app Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin #podcast #habeshapodcast #vodcast #tigrigna
ዓለም ሄዋናት | Episode 02 | ደጋዊ ጥራይ ዘይኮነ ውሽጣዊ ጽባቐና'ውን ኣገዳሲ እዩ።
มุมมอง 9K14 วันที่ผ่านมา
እዚ ቪድዮ ንውልቃዊ ዕብየት ዝዳሎ ኮይኑ ፡ እዛ ኢፒሶድ ድማ ብኸመይ ነቲ ንደልዮ ሕልሚ ንምብጻሕ ክንወስዶ ዘለና መንገድታት እትምህር ቪድዮ እያ። ንቐደም በሉ! ኣብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ተማሃሩ www.geza.app ብWhatsApp ጽሓፉል 00256707870242 Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin #motivation #motivation #habesha #tigrignamusic #inspiration
ውልቃዊ ዕብየት | ሕማም ኩልና ብኸመይ ይፍወስ?
มุมมอง 13K21 วันที่ผ่านมา
እዚ ቪድዮ ንውልቃዊ ዕብየት ዝዳሎ ኮይኑ ፡ እዛ ኢፒሶድ ድማ ብኸመይ ነቲ ናይ ኩልና ሕማም ኮይኑ ዘሎ Hedonic treadmill ብኸመይ ከም ንቃለሶ እትገልጽ እያ። ንቐደም በሉ! 00:00 መእተዊ 00:48 Hedonic Treadmill (ዕንክሊላዊ ሂወት) 00:04:39 ንዕንክሊላዊ ሂወት ንምቅላስ ዝሕጉዙና ነጥብታት 00:06:32 Journaling (ደብተር ምሓዝ) 00:09:33 ዕላማ ምህላው! 00፡10፡45 መጻወቲ ኣይትኹን! 00:12:51 መደምደምታ 00፡14፡49 መወዓውዒ ሕብሪ ኣካዳሚ ኣብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ተማሃሩ www.geza.app ብWhatsApp ጽሓፉል 00256707870242 Join t...
ዓለም ሄዋናት | Episode 01
มุมมอง 15K21 วันที่ผ่านมา
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
Vodcast 11 | ዕድመ ኣብ ሓዳር የገድስ'ዶ?
มุมมอง 54K28 วันที่ผ่านมา
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
Personal Growth | Balanced diet and information
มุมมอง 11Kหลายเดือนก่อน
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
ፍቕሪ ጥራይ እኹል ድዩ?
มุมมอง 45Kหลายเดือนก่อน
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
Personal Growth | ፍርሕኻ ስዓሮ
มุมมอง 15Kหลายเดือนก่อน
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
Personal Growth | ኩሉ ክጥጥሓልካ ኣይትጸበ!
มุมมอง 7Kหลายเดือนก่อน
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
Personal Growth | ምልቓቕ'ዶ ኣቢኻ? 4 መንገድታት።
มุมมอง 12Kหลายเดือนก่อน
Join this channel to get access to perks: th-cam.com/channels/hDlOW-L8A7jw_JKI4obf9w.htmljoin
1. ካብ ውሳኔ ዝዕንቁጹና | ኣማራጺታትካ ዘይምፍላጥ
มุมมอง 11K2 หลายเดือนก่อน
1. ካብ ውሳኔ ዝዕንቁጹና | ኣማራጺታትካ ዘይምፍላጥ
Vodcast 09 | ፍቕሪ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ!
มุมมอง 29K2 หลายเดือนก่อน
Vodcast 09 | ፍቕሪ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ!
Personal Growth 25 | 5 ሜላታት ለውጢ
มุมมอง 13K2 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 25 | 5 ሜላታት ለውጢ
ክሳብ መዓስ ኢና!
มุมมอง 19K2 หลายเดือนก่อน
ክሳብ መዓስ ኢና!
Personal Growth 23 | እቲ መፍትሕ ናይ ዓወት!
มุมมอง 12K3 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 23 | እቲ መፍትሕ ናይ ዓወት!
Personal Growth 22 | ሰለስተ ዓይነት ሰባትን ኣጠማምትኦም ንዓወትን!
มุมมอง 32K3 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 22 | ሰለስተ ዓይነት ሰባትን ኣጠማምትኦም ንዓወትን!
Personal Growth 21 | ኣየናይ ወለዶ፥ ኣብ ኣየናይ ግዜ?
มุมมอง 13K3 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 21 | ኣየናይ ወለዶ፥ ኣብ ኣየናይ ግዜ?
Vodcast 08 | Habesha and Culture
มุมมอง 35K3 หลายเดือนก่อน
Vodcast 08 | Habesha and Culture
Personal Growth 20 | But....?
มุมมอง 14K3 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 20 | But....?
Personal Growth 19 | Visualization
มุมมอง 15K3 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 19 | Visualization
Personal Growth 18 | ሓራ ውጻእ
มุมมอง 28K4 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 18 | ሓራ ውጻእ
Vodcast 7 | Believe
มุมมอง 22K4 หลายเดือนก่อน
Vodcast 7 | Believe
Personal Growth 17 | ነብሰ ፍወሳ (CBT)
มุมมอง 21K4 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 17 | ነብሰ ፍወሳ (CBT)
Personal Growth | Affirmation
มุมมอง 20K4 หลายเดือนก่อน
Personal Growth | Affirmation
Vodcast 6 | ተለወጥ!
มุมมอง 27K4 หลายเดือนก่อน
Vodcast 6 | ተለወጥ!
Personal growth 15 - ስእለ ኣእምሮ
มุมมอง 10K4 หลายเดือนก่อน
Personal growth 15 - ስእለ ኣእምሮ
Personal Growth 14 | IQ or EQ
มุมมอง 44K5 หลายเดือนก่อน
Personal Growth 14 | IQ or EQ

ความคิดเห็น

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident 5 นาทีที่ผ่านมา

    👍

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident 6 นาทีที่ผ่านมา

    👍

  • @BeruShikor
    @BeruShikor 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትምህርትኺ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ, ግን ምስዛ ዘምጸኽያ ሓሳባት ኣይሳማማዕን እየ ብድሃ እኮ ነዚ ኩሉ ዝበልክዮ ፈቲኑ ምዃን ምስ ኣበዮ እዩ እኮ ንኣስታት 48 ማዓልታት ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ብምባልን ብዕምቆት ምስትንታንን ነት ዝደለዮ ትርጉም ሂወት ረኺብዎ.

  • @grmazgikidane6172
    @grmazgikidane6172 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are smart ❤❤

  • @msgnatekle7
    @msgnatekle7 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    One of the fewest inspiring and encouraging person in our society! We need more content like this one, thank you again

  • @hadishamanuel6047
    @hadishamanuel6047 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes brother you are correct

  • @winta5724
    @winta5724 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @user-fg7td3kz1u
    @user-fg7td3kz1u 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፍርቲሓፍተይ ❤❤❤

  • @user-dk7rp5fu8g
    @user-dk7rp5fu8g 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንፍዕቲ መንእሰይ '

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ክብርቲ ሓፈትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤

  • @yohanatsegai1744
    @yohanatsegai1744 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Frtu brkti btaemi eye zednikeki ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ClassicPeaceful
    @ClassicPeaceful 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    So much food for thought! Thank you for always challenging my thinking 🥰

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Age is matter I’m agree with you bro, you give up sistu😝

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks Furti

  • @meashogebre7366
    @meashogebre7366 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Right

  • @zakitewlde4130
    @zakitewlde4130 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are unique ,keep going Blessed my sis❤

  • @muziatabraham9635
    @muziatabraham9635 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bitami xibuk timhrti egziabihar memelisu xegiu yebzihalki🥰 kemey gerna bmxihaf ms nebsna kinzarareb nikiel timhrti tetbna xibuk neru🙏🏽

  • @yonasbelay8505
    @yonasbelay8505 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam selam brukat zery Amelke. Hadarekom enatebareke yebarekom . Mezehafekodes kologeze anebebo. Mekenato hadere kabe amelje selezkone: nehenawen naye Amlke ena. Betehebona kolo motivation: bezaba hadarene bekolo mazenate kezelewo enabelko bezi ane bewelkeye yemahrene yeabene kemezelko kegelzelkom efeto . Ajekom brokatey. . I love you to . This for your 🙏❤🍁💐💐💐💐💐💐💐🍁🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🍁

  • @feventekle116
    @feventekle116 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you blessed sister Frtuna. I always follow you, Blessed with your husband and your children. Things like evolution, consciousness, spirit, are so subtle ', and they often conflict with the God of truth, and with the God of man. May the God of truth help you to be led to the God of truth with full spiritual consciousness and to teach in that way.May God sanctify your spirit, body, and soul. ❤ Fr. Paulos.

  • @simretyohannes6782
    @simretyohannes6782 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @mileniseyas7728
    @mileniseyas7728 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    While I am watching you each of you creates a video. I feel like I found a sister and real friend ❤❤❤, keep continuing your talent Habibty

  • @teamesegid
    @teamesegid 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ይባርኽክን ብርዕኺ የሰስንን፡ ሰብ፡ ሰብኣውነቱ ክፈልጥ ጥራይ ዘይኮነ ኣምላኽ ብዕላማን ብምስሉን ኣኽቢሩ ዝፈጠሮ ክቡር ፍጥረት ምዃኑ ክርስዕ ከም ዘይብሉን ከም መጠን ክብሩ ኣካሉን መንፈሱን ኣሳንዩ ክነብርን ንውሽጡ ብመጠን ቲ ኣምላኹ ዝብሎ ክሰምዕን ዝድርኽ መደብ ኢኺ ሂብክና እሞ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቃል ሕይወት የስምዕክን ከማኺ የብዝሓልናን።

  • @daniErihumble100
    @daniErihumble100 วันที่ผ่านมา

    ክፉት ዘረባ ምግባርኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ። 1) ኣብ መሬት ብናይ መሬት ሕጊ ኢና ንግዛእ፡ ኣብ ሰማይ ድማ ብናይ ሰማይ ሕጊ ኢና ንግዛእ፡ ኣብ መሬት ብናይ ሰማይ ሕጊ ኣይንግዛእን ኢና ዝበልካያ፡ ህላውነት ኣምላክ ምቅዋምን ሃይማኖታት ምቅላልን ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ሃይማኖትና ድማ ኣብ ሰማይ ጽቡቅ ክትነብር ኣብ መሬት እንከለካ ሕግታት ኣምላክ ኣክብር እዩ ዝብል። 2) እታ ናይ ጓይላ ኣብ ሓደ ከባቢ ከልኪሎሞ ኢልካስ፡ ደሓር እንዳ ኣቦይ ቀሺ ስምኦን ንምንታይ ትኩልኩልና ኢሎምሲ ኣብ ካልእ ቦታ ከይዶም ጓይላ ገይሮም ኢልካ። ካብዚ ኩሉ ሰብ ንምንታይ ስም ቀሺ ጸዊዕካ ክትዛረብ መሪጽካ ገሪምኒ፡ ክትብሎ ውን ዘይግብኣካ እዩ። ኣብ መወዳእታ ኣዝዩ ብዙሕ ጽቡቅ ተሕልፍዎ ትምህርቲ ኣሎ። ኣብ ክፉት ዝግበር ክትዕ ግና ናብ ህዝቢ ተሕልፍዎ ስለ ዝኮነ ምጥንቃ ኣገዳሲ እዩ።

  • @Samuel97-
    @Samuel97- วันที่ผ่านมา

    I genuinely admire you lovely family. Carry on the good job 👍.

  • @biniam425
    @biniam425 วันที่ผ่านมา

    ካብ መንግስቲ ኣምላኽ ርሕቅቲ ኣይኮንክን፣ ሰብ ብርግጽ ደጋዊ ማንነቱ ኣይኮነን እዚ ማለት ስጋ ኣይኮነን፣ ሰብ ውሽታዊ ማንነቱ መንፈስ ኮይኑ ነብሲ ዘካተተ እዩ፣ ነዚ ሓቂ ድማ መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቅ ገይሩ እዩ ዝገልጾ፣ 1ይ ተሰሎንቄ 5 (1 Thessalonians) 23፤ ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ኸኣ ንዅለንትናኹም ይቐድሶ፡ በቲ ምጽኣት የሱስ ክርስቶስ ብዘሎ መንፈስኩምን ነፍስኹምን ስጋኹምን ብዘይ መንቅብ ኪርከብ ይተሐሎ። ኮይኑ ግን እዚ ውሽጣዊ ሰብና ንብሎ ዘለና ብሰንኪ ኣዳም ዝገብሮ ሓጥያት (በደል) ምዉት ኮይኑ ካብ ኣምላኽ ተፈሊዩ እዩ፣ ሞይቱ ክበሃል ከሎ ካብ ኣምላኽ ተፈልዩ ሰናይ ጽቡቅ ምሉእ ባህ ዘብል ክሓሰብ ዘይክእል ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ስጋ ኮይኑ ብመንገዲ ነብሲ-ማለት ሓሳብ ፍቃድ ስምዒት ብስጋና ኣቢሉ ኣብ ዓለም ይግለጽ፣ ስለዚ ሂወትና ሓሳብና ፍቃድና ስምዒትና ክፍወስ ኣለዎ፣ ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ እንበኣር ነዚ ዕላማ እዩ መጽዩ በቲ ንሱ ዝኸፈሎ ዋጋ መስቀል ብምእማን መንፈስና ከም እንደገና ካብ ኣምላኽ ይውለድ እዚ ማለት ምስ ኣምላኽ ይጣበቅ ናብ ኣምላኽ ይምለስ፣ ዮሃንስ 3 (John) 3፤ የሱስ ድማ፥ ካብ ላዕሊ እንተ ዘይተወልደ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ዚኽእል ከም ዜልቦ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ። 4፤ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ ንሰብከ ምስ ኣረገ፡ ኪውለድ ከመይ ኢሉ ይከአሎ፧ መሊሱ ናብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትዩስ ኪውለድ ይከአሎ እዩ፧ በሎ። 5፤ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን። 6፤ ካብ ስጋ እተወልደ ስጋ እዩ፡ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። ኣሕዋተይ ንኢየሱስን ወንጌልን ፍለጥዎ ኣብ ምድርን ሰማይን ዕረፍቲ ክኾነልኩምን ክጽብቀልኩም እዩ።❤❤❤❤

  • @TurnerEarl-e3i
    @TurnerEarl-e3i วันที่ผ่านมา

    Jackson Anthony Hall George Hernandez Shirley

  • @furtunasolomon6628
    @furtunasolomon6628 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi des zbl zeneqaqh tmrti eyu furti blexti,keep going!❤❤❤

  • @ruthbfser1052
    @ruthbfser1052 วันที่ผ่านมา

    ሕቡሽ ነዚ ቻነል ኣይስዕብዎን ዘለዉ እዚ እንታይ የርእየካ ቁምነገር ዘለዎ ቻነል ናይ ሃይማኖታዊ ቻነል ተኮይኑ ብዙሕ ሰዓብቲ የብሎምን ስለ ዚ እዩ ድማ ካብ ስነምግባርን ባህልናን ወጺና ዘይንቡር ሂወት ኪንርኢ ን ውዕል ዘሎና

  • @ruthbfser1052
    @ruthbfser1052 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ጸጊኡ የብዝሓልኪ ን ባዕሉ እዚ ትምህርትኪ ስብከት እዩ ዝጥዕም ቀጽልዮ እግዚኣብሄር ድማ ሓይሊ ክህበኪ እዩ ❤

  • @user-co9fx2fw1g
    @user-co9fx2fw1g วันที่ผ่านมา

    POLETIKA AYTIHAWS

  • @Dinuactivites
    @Dinuactivites วันที่ผ่านมา

    Thanks Furti shikor God bless you

  • @user-co9fx2fw1g
    @user-co9fx2fw1g วันที่ผ่านมา

    You are right edme tera yeblun wesani libona eyu

  • @user-co9fx2fw1g
    @user-co9fx2fw1g วันที่ผ่านมา

    Gual sandich hiwisws teblio aleki

  • @user-co9fx2fw1g
    @user-co9fx2fw1g วันที่ผ่านมา

    A= abona adam -30 B= adiena hewan kea-15

  • @user-co9fx2fw1g
    @user-co9fx2fw1g วันที่ผ่านมา

    Calture ayqyern eyu mis kdan chama aytewedadro eka

  • @ድራርለይቲ
    @ድራርለይቲ วันที่ผ่านมา

    👌❤

  • @user-co9fx2fw1g
    @user-co9fx2fw1g วันที่ผ่านมา

    Himaq timhirti qual sandich nebsi melusula dea ezias

  • @doitMan-qj4zn
    @doitMan-qj4zn วันที่ผ่านมา

    I wanted to take a moment to sincerely thank you for the incredible motivation and inspiration you provide. Your words and energy have truly uplifted me, helping me to stay focused and positive on my journey. The passion and dedication you bring to your content are not only contagious but also deeply impactful. I’m grateful for your genuine efforts to encourage and empower others, and I look forward to continuing this journey with your guidance.

    • @MuzeyWakazi
      @MuzeyWakazi วันที่ผ่านมา

      Dear beloved bro even your comment is wonder TEMAM a and wonder kef.. and also very..very contagious ... eway gualey nera ene tikewn .... Bhagos. tiray moyte mihaleku ...I M PROUD NAtNA SILE ZIKONKI I M PROUD BECOUSE I M ERITRIYAN sorry some times I m racist like ..ku klaknkn klass ( the racist white men) ERITRAWIT GUALEY EDMEN TINAN YIHABKI

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😅

  • @elsabetgmicheal412
    @elsabetgmicheal412 วันที่ผ่านมา

    This becoming more like sibket.

  • @robelz2699
    @robelz2699 วันที่ผ่านมา

    Nezi ny kumnegr channel kerekib Share gerkum zerakbkunna nemsgen. Bezkone nezi kemzi kumnegr netababayom nehna ka netekm zedlyena newesd.

  • @agelgl36
    @agelgl36 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እዛ ቻነልኩም ፈትየያ ኣለኹ፥ሓቁንድዩ ድኣ ሳንድያጎ መጽሓፍ ኣፍርየ ክብል ትዛረብ መጽሓፍ እንበር፣ ካብ ናይ ካልኦት መጽሓፍቲ ፍልይ ዝበለት ክኣምበር 😂

    • @agelgl36
      @agelgl36 วันที่ผ่านมา

      We are from Sandiego California too

    • @MuzeyWakazi
      @MuzeyWakazi วันที่ผ่านมา

      Ezia equa rieynaya .. NAY bihaqi meshaf ...gerimuna zizareb meshaf ketehitim ..kem itikieel ARIYUNA SUNDUSH NAY HIMAMEY SANDUSH LEQAWIS yaaaki gele aynet leqawis AFRIKALNA THANKS MAY the God of leqawis edmen tinan yhabka

  • @waad4054
    @waad4054 วันที่ผ่านมา

    You are so smart and beautiful but your husband is so dumb he talking nonsense it's better don't bring him in your channel.

  • @Temesgen-v
    @Temesgen-v วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @user-gh8xv8gh5p
    @user-gh8xv8gh5p วันที่ผ่านมา

    Bravo! I am impressed. You managed to explain spirituality/awareness/consciousness In Tygrina. I always struggled to discuss these topics in Tygrina. Not that l am not fluent in Tygrina, I am, but don’t have the right vocabulary because most of those terms, either they do not exist in Tygrina, or I don’t know them. Nevertheless, you managed to the ideas across very well. May the universe bless you.

  • @ElentesfayEla
    @ElentesfayEla วันที่ผ่านมา

  • @tomashadgu7052
    @tomashadgu7052 วันที่ผ่านมา

    ሓንቲ ሕቶ ግን ክሓትርኪ ፉርቲ ሓፍተይ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓይሊ ትህበኒ ያ ማለት ምስዚ ናይ ሎሚ ቪድዮ ኣተኣሳሲርኪ አንበር ኩሉ ኪደት ናይ ሂውርትና ንሱ ዝርይብሉ nothing ምካኑ ፍሉጥ ዩ thanks a lot and keep going ❤

  • @tomashadgu7052
    @tomashadgu7052 วันที่ผ่านมา

    I have many questions for you but I don’t know how to I say it 🤦‍♂️

  • @danielfetewi8083
    @danielfetewi8083 วันที่ผ่านมา

    No words, you nail it❤ 🔥 🔥 🔥

  • @brhanedesale4112
    @brhanedesale4112 วันที่ผ่านมา

    kexlyo furti haftey xbuk hasab eu