ክሳብ መዓስ ኢና!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @hbri-vodcast

ความคิดเห็น • 198

  • @adiamabraha
    @adiamabraha 3 หลายเดือนก่อน +36

    ብዛዕባ እዚ ዘጋጠመ ክስተት ምስ ፈለጥኩ ጓሂ ተሰሚዑኒ። እቲ መበገሲኡ እንታይ ክኸውን ይኽእል ኢለ ክሓስብ ጀሚረ።መንእሰያትና ንብዙሕ ሓንጎል ክጸሮን ከስተንትኖ ብቕዓት ዘይብሉ ሓደጋን ተመኩሮን ተቓሊዕም እዮም። እዚ ቀውሲ ኣብ ህይወቶም ከቢድ ኣሉታዊ ጽልዋ ፈጢሩ ኣሎ። ግዜና ነሕልፈሉን ኣእሙሮና ነዘናግዓሉን ንጥፈታት ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወይ social media ወጻኢ ክህልወና ሓጋዚ እዩ። ታሪኻዊ ቦታታት ምብጻሕ፡ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፡ ጎቦ ምሕኳር፡ ስፖርት ምዝውታር፡ ሓድሽ ልምድን ክእለትን ከም መሳርሒ ሙዚቓ፡ ስእሊ ወይ ቅብኣ ምምሃር፡ ምሕንባስ፡ ብሽክለታ ምዝዋር፡ ኣብ ገዛ ኮንካ ዝጽወት ጸወታ ክአም ቸዝን ካልእን ምምላኽ፡ ኣትክልቲ ምክንኻን ኮነ ኣብ ወለንታዊ ስራሕ ምስታፍ ዝኣመስለ ከነዘውትር ጽቡቕ እዩ። ነብስና ከነማዕብልን ሓገዝቲ ነብስና ውን ከምዚ ዝጠቐስክዮ ባዕልና ኢና። ነዚ ክንርዳእ ምኽኣል ኣገዳሲ እዩ።

    • @annetkidane6232
      @annetkidane6232 3 หลายเดือนก่อน +1

      Thanks adiam, kemu u zedlyena zelo

    • @SamuelGuush
      @SamuelGuush 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ ፍርቱና ሓብተይ ምክርክን ዘለኪ ኣፍልጦን ንምክፋል ትገብርዮ ኣበርክቶ እንዳመስገንኩ ቀጽልዮ ዝሓብተይ

    • @wedibchlo635
      @wedibchlo635 3 หลายเดือนก่อน +1

      Esey za gualey mem Adiam memhir sidrabet mem.hibreteseb medebatki yeheguseny eyu abet...abet temesgen goutay ADIAMN FORTUNAN ENQUA NAYNA NAYBAALTNA KONKN ZA ADEY ELETRIA ENQUAA KEMAKIN ZIBELA WELEDET .

    • @user-ts1rj8ty5u
      @user-ts1rj8ty5u 3 หลายเดือนก่อน +1

      thanks adu

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 3 หลายเดือนก่อน +2

    ይገርም እዩ ካብ ምሳና ብኣካል ዘሎ ምስ ኣብ ካልእ ሃገር ዝነብር ዘሎ ንራኸቦ ይበዝሕ ነብስና ንከናኸና ከምዚ ዓይነት ምኽርታት ከኣ ንጠቀመሎን❤❤❤❤ታንክስ ፍሩቲ ሓፍትና

  • @Haben.Habtetseion
    @Haben.Habtetseion 3 หลายเดือนก่อน +13

    ናይ ብሓቂ ጽልዋ ማሕበራዊ ሜድያ ብጣሚ ነዓና ከም ሕብረተሰብ ኣጣቃቅሙኡ ብዘይ ምፍላጥ ብጣሚ ከቢድ ዝኾነ መስዋእቲ የክፍለና ኣሎ።
    ብጣሚ ኣገዳሲ እዋይዊ ኣርእስቲ እዩ ፍርተይ መምህር ሂወት።
    ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦ ኣብ ሙሉእ ሂወትኩም ከኣ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም!!!
    ናብ ሕቶኪ ክኣቱ ትርጕም ህይወት እንታይ እዩ ንዓኻ እትብል ሕቶኪ?
    ከምቲ ዝበልክዮ ኩሉ ሰብ ነናቱ መግለጺተት ኣለዎ።
    ኣነ ከም ሓበን ህይወት ንዓይ ዓባይ ህያብ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እያ።
    ህይወት እንታይ እዩ ትርጉማ
    ህይወት ኩሉ ግዜ ክልተ ሕብሪ ሒዛ'ያ ትጓዓዝ።
    ጸሊም ወይ ድማ ጻዕዳ።ጻዕዳ ሕብሪ ሒዛ ክትጓዓዝ ከላ፡ምፍጣርካ ተመስግን፡ብምህላውካ ሓበን ይስምዓካ።ንስካ ብምፍጣርካ ዳግማይ ከማኻ ዝተደግመ ከምዘየለ ኣሚንካ ንጉስ ናይ ነብስኻ ትኸውን።
    ኣምላክ ንዓኻ ጥራይ ዝፈጠረ ጌርካ ትርእዮ፡ ብጀካኻ ማንም ፍጡር ከምዘይብሉ ጌርካ ትወስዶ'ሞ፥
    ብጣዕሚ ከኣ ትሕንቅቐሉ።ነቲ ብስጋ ዘይርአ ብመንፈስ ግን ምስ ኩሉ ዘሎ ፈጣሪ ኣብ ቅድሚ ስእሉን ቤቱን ኮንካ፡"በቃ በዓልካ ትፈልጥ"እንዳበልካ ከምቲ ውሉድ ኣብ ወላዲኡ ዝሕንቅቆ ትሕንቅቅ።
    ከምቲ ለዋህ ኣቦ ንውላዱ ዘሐንቅቆን ዘጻውቶን ቀሪጽካ ምሳኻ ዝጻወትን ዝስሕቅን ዘሎ ጌርካ ትወስዶ።ገጽካ ብርሃን ወሊዑ ጸሓይ ኣብ ልዕሌካ ትዝንቢ ዘላ ኮይኑ ይስመዓካ።ኣብዚ ግዜ'ዚ ልብካ ካብ ሓጎስ ዝተለዓለ ልብካ ትርግትኣ ወሲኻ ተኹድድ ዘላ ሰበይቲ ኮይኑ እዩ ዝስመዓካ።
    ትርጉም ምንባር ብሰናይ ቃላትን ተግባራትን ክትንትና ትጅምር።
    በቃ ህይወት ንሰናይካ እምበር፥ንሕማቅ ተግባር ኢላ ከምዘይተፈጥረት ጌርካ ትወስዳ።
    "ጥዑም ከይተበሃለ ጥዑም ይሓልፍ" ድዩ ዝበሃል።ኩሉ ግዜ ማንታ መጻርርቲ ዘይብሉ ዝተፈጥረ ፍጡር የለን።ነቲ ብርሃን ጸልማት ኣለዎ፡ነቲ ጽቡቅ ሕማቅ ኣለዎ፡ነቲ ሰናይ ክፉእ ኣለዎ፡ነቲ
    ሓጎስ ሓዘን ኣለዎ፡ነቲ ሰሓቅ ብክያት ኣለዎ፡ከምኡ ከኣ ነቲ ጻዕዳ ጸሊም ኣለዎ።ምንባርካ ዘጽልእ ትርጉም ዘይብልካ ኮይኑ ዝስመዓካ ተካል እዋን።
    ኣብዚ ግዜ'ዚ ፈጣሪ ፈጢሩ ዝረሰዓካ ጌርካ ኢኻ ትወስዶ።ንስካን ኣምላክን ልክዕ ከም ሰማይን ምድርን ፍልልይ ከምዘለኹም ጌርካ ትሓስበሉ እዋን።ፈጣሪ ብዛዕባ መነባብሮኻ ዘይግደስ ጨካን ኣምላክ ጌርካ ትወስደሉ ዘመነ ርሕቀት።ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ቅድሜኻ ሕማቅ ተግባራት፡እከይ ሓሳባት እምቀር፥ሰናይ ዝበሃሉ ኣይረኣዩኻን።ሓጺር ዕምሪ እምበር፥ነዊሕ ዕድመ ዘለኻ ኮይኑ ኣይስመዓካን።
    ባዶነት፡ብሕትውነት፡ጭንቀት ዝብሉ መዓጺድ ምንባር እየም ዝቅልቀሉኻ።ኣሞራ ሞት ጫቁት ስለ ዝርእየካ ኣብ ዘይመዓልትካ ክቆልበኻ'ዩ ዝዝንቢ።ምፍጣር ዕላማኻ ዘይትዝክረሉ ተካል እዋን።
    ሓደ ወዲ ሰብ ህይወት እንታይ እዩ ትርጉማ ኢልካዮ እንተዘይመሊስልካ፡ምንባሩ ክሳብ ክንደይ ይቅጽል፡መጻኢ መንነቱ እንታይ ይመሰል፡ንሕማቅን ጽቡቅን ክፋላት ህይወት ብኸመይ ይሓልፎ ዘይተረደአ ፍጡር ምዃኑ እዩ ዝበርሃልካ።
    ድያርየይ ሓድ ሓደ ግዜ ብስምዒት ስለ ዝዛረብ ካብ ዛዕባይ ይወጽእ ከምዘለኹ ይርደኣኒ።ሓድ ሓደ ንህይወት ብብዙሕ ክትንትና ይፍትን'ሞ፥እቲ ትንተና ናቱ ኣርእስቲ ሒዙ ይጸንሓኒ።
    ድሓር ካብቲ ዘልዓልክዎ ኣርእስቲ ወጺአ ነቲ ሓድሽ ኣርእስቲ ሒዘ ብርዐይ የጓዕዝ።ህይወት እንታይ'ዩ ትርጉማ ንዝብል ሕቶ ብሕጽር ዝበለ ክምልሰልኪ።
    "ህይወት ማለት ንፈተነ እንዳገጠምካ ኣብ ናይ ኩናት ዓለም ምንባር ማለት እዩ።
    Mental Health ወይ ድማ ምኽሪ ስነኣእምሮኣዊ ኣኻላውን ስነልቦና (ሳይኮተሪስ) እየ ተማሂረ ኣነ ሓበን ከኣ ንሰባት ብዓቅመ ንሰባት ይሕግዝ ኣለኩ።
    ኣብ ሕብረተሰብና እኮ ቡዙ ኣይፈልጥን እዩ።
    ንኣብነት በዚ ዝተማሃርኩዎ ኣብስራሕና ይሕግዝ እየ። ካብ ትዕዝብተይ ግን ሕብረተሰብና ናይ ኣንነት ጠባይ ኣሎ ንስኻ መንኾካ ኢኻ ንስኻ ድኣ መን ፍለጥ ኢልካ እዩ ብሓጺሩ እንታይ ክብል ከም ዝደለኩ ተረዲእኹም ይህልዉ።
    ሓደ ሓደ ግዜ ሕማቕ ከም ዘሎ ፈሊጥካ ክትሕግዞም እልካ ምሽ ብትሕትናን ኣክብሮትን ተገዲስካ ቅርብ እልካ ትሓቶም ናጻ ኮይኖም ግን ሽግሮም ኣይነግርካን እዮም። ንኣብነት ናብ ሓደ ሓሚካ ሓኪም ምስ ትከይድ። እቲ ሓኪም ከኣ እንታይ ኢካ ኮንካ መጺካ ከመይ ይገረካን ይስማዓካን ኣሎ ኢሉ እዩ ኣቀዲሙ ሕቶታት ዘቅርበልኻ ሽዑ ካቡኡ ተበጊሱ ከኣ ዘድሊ መድሃኒት ዝእዝዘልካ።
    ስለዚ እንተ ደኣ ብትኽክል እንታይ ከም ዝስማዓኻን ከም ዝሓመምካን ብግልጺ እንተ ነጊርካ ትክክል ዝኾነ መድሃት ወሲድካ ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክትሓዊ እካ።
    እንተ ደኣ ከምዚ ኣቦታትናን ዝብሎዎ ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈውሱ ክትከውን እኮ።
    ኣብ ስነኣእምሮኣዊ ኣኻላውን ስነልቦና (ሳይኮታሪስ) ከምኡ ማለት እዩ።
    ብዙሕ ግዜ ኣሎ፡ በይንኻ ሙዃን እቲ ዝበለጸ ቦታ ኮይኑ ዝስምዓካ።
    ኣብ ሂወትካ ሰባት ከይብሉኒ እናበልካ ካብቲ ንስኻ ትኣምነሉ መንገዲ ኣይተላግስ።ምኽንያቱ ናትካ መሰረት እንበር ናይ ማንም ሰብ ከም ዘይ ምኻኑ ዘክር።ግን ንሰናይ ነገር ክኸውን ኣለዎመታን ዕውት ክትኸውን።
    ምኽንያቱ፦ ውሽጥኻ ዘንብብ፣ ሕማምካ ዘሕምሞ፣ ቃንዛኻ ዘቐንዝዎ፣ ስቕታኻ ዝርደኦ፣ ከም'ቲ ክኾነልካ ትደልዮ፡ ዝኾነልካ ሰብ ትስእን'ሞ፡ ንጥዕናኻ ክትብል በይንኻ ሙዃን ትመርጽ።
    በይንኻ ሙዃን፡ ምርጫኻ ስለ ዝኾነ ድማ፦ ብዛዕባ ጽቡቕ ነገራት ትሓስብ፤ ነቲ ዘለኻዮ ህሞት ትቛደሶ ኢኻ። ብዛዕባ ዘሕለፍካዮም ፍጻሜታት ክትሓስብ፣ ጌጋኻ ክትእርም፣ ከምኡ'ውን ሓድሽ ነገር ንኽትፈጥር፡ ዓብዪ ዕድል ኣለካ።
    ንኣብነት ህዝብና ኣብዚ ግዜ እዚ ሽግርካ ነግርካዮም ዘይ ምሕጋዞም ዘይኮነስ ኣፎም ዘይ ምሓዞም እዩ ዝገርመካ።

    • @wedibchlo635
      @wedibchlo635 3 หลายเดือนก่อน +2

      Anta .anta engera ezgi blae sem yemerh tuwaf yebrh sey zi wedey

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  3 หลายเดือนก่อน +4

      ከም ኩሉ ግዜ ኣዚና ነመስግን ስለቲ ብሱል ሓሳብካ ሓቡ።ብሓንሳብ ኮንና ንሃንጾን ንኽዶን ድማ ፍረ ከም ዘለዎ ኣየጠራጥርን።

    • @Haben.Habtetseion
      @Haben.Habtetseion 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@Hbri-vodcast ኣነ ውን በቲ ዘይሕለል ጻዕርኩም ደኪምና ከይ በልኩም ካብቲ ወርቃዊ ዝኾነ ግዜኩም ንሕብረተሰብና እትምህሩን ንህይወትና ብንቅሓት እንበር ብስሚዕት ክንመርሓ ከምዘይ የብልና ብእትህቡና ትምህርቲ ኣነ ከም ሓበን ምስጋናይ ወሰን የብሉን!!!
      I'm proud of you!!!✌️✍️👍

    • @kesetebrhanbahre1374
      @kesetebrhanbahre1374 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​ኩቡር @@Haben.Habtetseion ሓወይ ጽሑፍካ ብምልኡ ብጽሞና ኣንቢበዮ ፡ብሓቂ ተሓቢነልካ ። ስም የምርሕ ፡ጥዋፍ የብርህ'ዩ ዝተባህለ ምስላ ወለድና ዘኪረ። ስለዚ ብርዕኻ ይሰስን ሰላምን ጥዕናን ድማ ይሃብካ። ነዚ ኩሉ ዝፈጠረትን ዝዳህሰሰትን ፍርቱና ሓፍትና ድማ ልዑል ክብርን ምስጋናን ይሃባ ኢለ ሓሳበይ ብዘይ ምድጋም ክዛዝሞ እቲ ኩሉ ክጽሕፎ ዝሓሰብክዎ ኣብዚሕኻን ኣብሊጽካን ብዝርዝር ስለ ዝገለጽካዮ። ሰሰናዩ ንዓኹም ።

  • @user-om4xg4sg2i
    @user-om4xg4sg2i 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks teacher furutuye memhrey❤❤❤❤❤❤❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 17 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ክብርቲ ሓፈትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤

  • @abrahamtesfay4122
    @abrahamtesfay4122 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks teacher furti❤❤❤

  • @sabiti-werede6519
    @sabiti-werede6519 3 หลายเดือนก่อน +2

    Btami xbuq medeb alekum ajokum bertiulna ezom neashtu ahwatkum ewun kabakum temahirna ina natkum aser nhz tmrtkum ayfeleyena ❤

  • @mahariadhanom614
    @mahariadhanom614 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ ትምህርቲ፡ ግና እዝኒ ህዝብና ንዘይጠቅም ክሰምዕ ኢዩ ድሉዉ

  • @Fache.
    @Fache. 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks sister good job ❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏💪

  • @danieldttesfaye
    @danieldttesfaye 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ፡ ትምህርቲ የቐንየልና።
    Well said, thank you.

  • @kesetebrhanbahre1374
    @kesetebrhanbahre1374 3 หลายเดือนก่อน

    ክብርቲ ፍርቱና ሓፍትና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
    እዝይ እትይ እንተበልና ሓደ ይተርፈና
    እቲ ሓደ ድማ ክተርፈና ዘይንደሊ ኮይና
    ስለዚ ልሳንክን ብርዕኽን ይሰስነልና
    እዚኣ ኢለ ንሕጂ ክዛዝማ
    ግድስቲ ሰብ ኢኺ ከምኡ ድማ ማማ።

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @eyobweldemichael1814
    @eyobweldemichael1814 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabher yibariki Furtuna haftey. Kemzi aynet nihibretesebina hanaxi zikone hasab bimkrabiki bitaemi kemesgineki yifetu.God bless your family, I wish all the best for you. Thank you 🙏.

  • @Eruyehawiyoni27
    @Eruyehawiyoni27 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፍርቲ ብጣዕሚ ንሰብ እቲ ዝዓበየ ነገር ናብቲ ክነብሮ ዝክእል ርዲኢት ምምላስ ዝዓቢ የለን ብጣዕሚ እዚ ትምህርዎ ዘለኩም ጻዕሪ ውጺኢት ኣለዎ ኣጆኩም ቀጽልዎ ክብለኩ እፈቱ ኣነ ከምቲ ዝምነዮ ትምርቲ ስለ ዝረከብኩ ካብዚ ዘለክዎ መይምነት በዚ ተምህርዎ ጻዕሪ ለውጢ ክገብርየ ኣምላክ ኣብ ልሳንኩም ሓዲሩ ነዓና ዝጠቅም ትምርህቲ ከዛርበኩም ናይ ወትሩ ጸሎትና ዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @LuwamTekie-qj1fb
    @LuwamTekie-qj1fb 3 หลายเดือนก่อน

    Sle eti thibna hasabat tekafilina temokrotat btaemi eye zemesgneki 🙏 keep it up. good work it is Riley helpful ❤

  • @limatmulubrhan8007
    @limatmulubrhan8007 3 หลายเดือนก่อน +1

    Btami xbuq hasab furti haftey adnaqitki eye

  • @selam801
    @selam801 3 หลายเดือนก่อน +8

    ፉርቱናየ ሓሳባትኺ ኽፎትዎም መዓት'የ❤😊

  • @TemesgenAmlakey-jk1ji
    @TemesgenAmlakey-jk1ji 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዓሚ ጠቃምን ለዋጥን ሓሳባት ነዚ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ። ፍልጠትኪ የስፍሓዮ 🙏Thank you my sister❤👍👍👍

  • @helenSahle
    @helenSahle 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሂወት ከም ድላይኩም ከም ዝመቻኣኩም ከም ዝፈተኩሞ ጌርኩም ክትነብርዎ ዝተዋሃበትኩም ጸጋ ናይ ኣምላክ እያ ❤ ኣምላክ ይባርኪ ብርክቲ ሓፍተይ

  • @ተመስገንካኩሉዝገበርካለይ
    @ተመስገንካኩሉዝገበርካለይ 3 หลายเดือนก่อน +1

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f 3 หลายเดือนก่อน +1

    በጣዒሚ ፅብቅ ትምህርቲ ክብርቲ ሓፍትና ይቀንይለና አብ ሂወትና ዘሎ ገልፀክልና አዚና ተጉዲእና በዘይ ጀዋል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @eavenyohannes5176
    @eavenyohannes5176 3 หลายเดือนก่อน +1

    Fruti shikor komkne belahte muhrane yehwte egzbhere zehbna nemsgno gbu sis

  • @hanaekhaled9590
    @hanaekhaled9590 3 หลายเดือนก่อน +4

    Hi Furtuna btami iye zfetwon zketatelon medebatki, qexlyo btami xbuq yeqenyelna .
    Abza nay blue sky zbelkya group bkhemey katu ykhiel ?
    Thanks again!

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  3 หลายเดือนก่อน +2

      ነመስግን መጀመርያ።ብዚኣ ዋሳፕ ጽሓፍልና 00256707870242።

  • @robeltesfamariam1142
    @robeltesfamariam1142 3 หลายเดือนก่อน +1

    Keep it up, thank you for your program!

  • @user-wm9th3ew4r
    @user-wm9th3ew4r 3 หลายเดือนก่อน +1

    👍 ሂወት ንዓኻ /ኺ /ና እንታይ እያ ንእትብል ሑቶ ? ሰባት ንሂወት ብድሕሪ ዝተወሰነ ግዜታት ወይ ሂወታት እዮም ገሊኦም ሂወት እንታይ ሙኻና ብግቡእ ክፈልጥዋ ዝጅምሩ ገሊኦም እውን ዋላ ብዙሐት ዓመታት 100 ዓመታት እንተፀንሑ አብ ሂወት ብፍጹም ከይፈለጥዋ ናብ ቦታና (መሬት ) ዝምለሱ ኸአ እቶም ዝበዝሑ እዮም ስለዚ ሰባት ንሂወት ብመጠኑ ክፈልጥዋ ዝጅምሩ ከምሰባት ኮይኖም ክሐስቡን ክርድኡን ክውስኑን ክመራመሩን ክሐቱን ምስከአሉ እዮም ኢለ ይሐስብ አነ OTHERWISE ሂወት ንዓና ንሰባት እንታይ እያ ? ነዛ ሑቶ ነዚአ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን ብጀካ አብ ሀለውለው አብ እምነት አብ ግምት አብ ባዕላዊ ስምዒትን ሐሶት ፍልጠን እንተዘይኮይኑ ካልእ ብዛዕባ 😎ሞት ሞት አመና ተፍርሕን ዘይትድለይን ስለዝኾነት ሰብ ዋላ አብ ዘይሰምዕን ዘይርእን ብግቡእ ዘይንቃሳቐስን ዘይዛረብን ደረጃ ዋላ እንተበፀሔ 👌 STILL አብ ሂወት ክፀንሕ እዩ ዝደሊ እምበር ክመውት አይደልን እዩ ስለዝኾነ እውን ሰብ 👍ደላያይ እዩ እምበር አማናይ አይኮነን ክንብል ዝግባእ ብዝተረፈ መምህር ፍርቱና በቶም እስኺ እተቕርብዮም መደባት ብዙሕ ኢና ንምሃርን ንፈልጥን ዘለና የቐንየልና ሐፍትና መምህር አነ ሐንቲ ሑቶ ግን አላትኒ ብዛዕባ MEDITATION ሜዲተሽን እንታይ ማለት እዩ ብኸመይ ከ ይትግበር ወይ ይሰርሕ ንምንታይ ከ ይጠቅም ብሐቂ ጥቕሚ አለዎ ድዩ ምስ እምነት ርክብ አለዎ ድዩ ወዘተን ንዝብል መደብ አቕሪብኪ ተትምህርና ብዙሕ ምስፈለጥና ኔርና ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ ግእዛዊ

  • @yonasamine9109
    @yonasamine9109 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ሲ ኪፈትወኪ ብልቢ❤🙏

  • @yodetdejene6440
    @yodetdejene6440 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dear❤

  • @user-ht2sl2lb9s
    @user-ht2sl2lb9s 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ሃናጺ ትምህርቲ ሓፍተይ ሓላለይ ኣነ ሓደ ካብቶም ብቴለረፎን ተታሒዘ ዘለኩ እየ ስዓት 5:30 ይትስእ ንስራሕ ከኣ 10፡00 ይወፍር ኣብ ቴለ የርፍድ ካብ ጽባሕ ግን እዛ ትብልያ ዘለኪ ንግሆ ተሲኤ ቴለፎን ምትሓዝ ከቃርጽ እየ ውጺኢት ኣብ ዝመጽእ ክጽሕፍ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tseggaiisaac5025
    @tseggaiisaac5025 3 หลายเดือนก่อน

    ብቐዳማይ አሉታ ዘሎዎ መልሲ ጽሒፈ ነቒፈኪ። ተጋግየ! አቢ ጌጋ ኸአዩ ተጋግየ! አይትሓዝለይ ይቕረ በልለይ ውርዝይቲ ወዘር። ቀጽሊ! ድምብርጽ አይበልኪ። አምላኸ ይሕግዝኪ፣ ይህነጽኪ፣ የበርትዕኪ፣ የማዕብልኪ! ንዓይ ከአ ካብ ልቢ ይቕሬታ ግበርለይ።

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሂወት ብዙሕ እዩ አንፈቱ ምስ ብዙሕ ዕድላትን ተስፋታትን ዓወታትን ብድሆታትን። ውልቃዊ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ ወዘ ተረፈ...
    ጽቡቕ አገላልጻ ኸአ ፤ ግን አብነታት አስማትን ምጥቃስ /ምውካስ ነቲ እልይ ኢልካ ካብኡ ዝበዝሕ ክበሀል ዝከአል የውሕዶን ንሰማዒ እውን ካብቲ በሀሊ አብቲ በሀሊ ምናልባት ትዕዝብትታት ክፈጥረሉ እኽእል እዩ። ብርግጽ ከምቲ ዘንበብክዮን ዝተዓዘብክዮን ዝቐሰምክዮን ባዕልኺ አስፍሕ አቢልኪ ምገለጽክዮ ፤ አንብብ ገለ ተወከስ ግለጽ እዩ መስለኒ ። መብዛሕትኡ ፍልጠትን ሞያን ቡዙሓት እዮም ዋናታቱ ንቡዙሕ ትፈልጦ ኸአ አኻዕቢትካ አዛሚድካ ምግላጽ እሓይሽ መስለኒ እምበር ፦ ሰቁራጦስ ከም ዝበሎ ፣ ኒውተን ከም ዝበሎ አዳም ስሚዝ ፣ ለኒን አነስታይን ከም ዝበልዎ ። ኤልቪስ ፣ ጃክሰንስ ኦፕራ ከም ዝበልዎ ባይደን ፑቲን አብ ..ኪም ጆን ኡን ዘለዎ..ወይ መምህረይ ከምዝበሎ ፈስ ቡክ ጉጉል ..ስናፕ ቻት ..ኢልካ ዝውዳእ አይኮነን መስለኒ ።
    ምንባብ ምምሀር ምቕሳም ፤ ምድግጋም ወይ ምውካስ ጥራይ አይኮነን።
    Flourish your knowledge Miss. it is yours ones you knows and accumulated it Explain tell with out reference or quoting many Professors, philosophers ,giant tech interests or gimmick individuals .
    Well done you Keep up the affirmative presentations.

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  3 หลายเดือนก่อน +2

      Thank you so much dear Dahlak.
      Well......I qoute people or books becouse there are people who wants to depend thier understanding.Nothing is mine nor yours,if you are awaken enough you will see it everywhere but its good to give a credit...Dont you think so?
      And i do share thoughts that passed and proccessed through my lenses as well not as a raw or soild information that can only be heared.
      I would love to assure you i live and walk by what i say and believe which worked out for me,hence its more like personalized and expirenced unsights.
      Thank you again.

  • @eseyastekie4807
    @eseyastekie4807 3 หลายเดือนก่อน

    Fascinating lesson!!!.keep on making more videos dear. Thanks a bunch.

  • @wedigomida-je4ol
    @wedigomida-je4ol 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks habibti

  • @wegahtahabtom154
    @wegahtahabtom154 3 หลายเดือนก่อน

    You nailed it Furti , can’t agree more always on point . I love how you see things from different point of view. Humble and respectful as usual . The fact that i can still see and feel the little 12 year old calm , smart and naturally beautiful Furti being authentic as usual , takes me back to my childhood . So proud of you 🥰keep shining .

  • @user-hy6px3bw9s
    @user-hy6px3bw9s 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤😢

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kendi tselaetna aretrawyan eyom sgatimuni alo

  • @MedhanieGebreeyesus
    @MedhanieGebreeyesus 3 หลายเดือนก่อน

    ፍርቲ ሓብተይ ናይ ብሓቂ መግለጺ አየ ዝስእን ንዞም ኣብ ልብያ ዘለና ከኣ ተግስኪ አቲ ሂወት ስለ ዝገለጽክልና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mulegere5909
    @mulegere5909 3 หลายเดือนก่อน

    ያኣ ጽቡቅ ሓሳብ ሓብተይ ካብኩሉ መጽንዓት ጌርኪ ብምምሃርኪ ደስ ይብል ብዝዓባ እዚ ቅትለት ዝምጻኦ ዞሎ ሓደ ሰብ ክጭነቅ ክሓምቅን ይክእል ኢዩ ተጨኒቁ ኣሎ ኢልካ ክዲ ምሕጋዝ ነብሱ ነከጥፍእ ዝደፍፍእ በዚሑ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና እበር ከም ሕብረተሰ ሕማቅ ኣለና እዚ ዘሪኣካ ክኣ ውድቀት ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ኢዩ))

  • @habtabakberom4677
    @habtabakberom4677 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks sister good job❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mikalegri
    @Mikalegri 3 หลายเดือนก่อน

    You’re such a smart girl we’re really appreciate you for sharing this message 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @teklumahari5129
    @teklumahari5129 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ለባም ሰብ ኢኺ ቀጽልዮ ኣድኒቐኪ ኣሎኹ

  • @tesfutekie3252
    @tesfutekie3252 3 หลายเดือนก่อน

    btaemi des zebl u kexlyo kabti ab kalie nehlfo gize nabaki jemirna alena mejemeryana sle zkone bzuh reayin, teketataln ayhlun u , meknyatu kemti akedim abilki zbelkyo eti himak ab riesna sle zelo , goyta yihagzena beti qnue menexer knrie❤❤❤

  • @yumunzemenay
    @yumunzemenay 3 หลายเดือนก่อน

    ሰበይቲ ህያብ ፈጣሪ እያ ከበሃል ሓቂ ዩ፡ኣምላክ ባሪኩ እንተዘሂቡካ ውዒሉ ሓዲሩ ምፍልላይካ ደይተርፍ ዩ።
    ንስኪ ከኣ፡ጽብቅቲ ፍጥረት ኣምላክ፡ትዛረብዮ ብዘይ ማይ ዝወርድ፡ሓዳርኪ ውን ምክብባርን ብልሕን ዝመልኦ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 3 หลายเดือนก่อน

    እዋናውን ኣገዳስን ትምህርቲን ምኽርን። ብጣዕሚ ነመስግን ዕድመ ይሃብኪ ፍርቲ ሓፍትና። ንኩቡር ኣቦናን መምህርናን ሳንዲያጎ ሳላምታ ኣመሓላልፍለይ።

  • @Loveseptemeber14
    @Loveseptemeber14 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you.I really appreciate u

  • @shewitestifanos7655
    @shewitestifanos7655 3 หลายเดือนก่อน

    Thank u for everything furti smart girl 🙏🥰🥰🥰

  • @Haimanot2024
    @Haimanot2024 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks dear great lesson

  • @dc8625
    @dc8625 3 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ዝመተ ህግደፍ ምንባሩ ዓቢይ ጽልዋ ኔሩዋ ን ክሞዉት ስድራቤቱ ዉን ከሙኡ ኢዮም ኔሮም

    ባንዴራ ኣቃጺልካ ኢሎም ሓዉ ካይተረፈ ክትቃጸል ኣለካ ይብሉ ኔሮም ስለዚ።
    ካብቲ ስርዓት ህግደፍ ምርሓቅ ቀዳማይ ነነብስና ጡዑይ ሂወት ክነብር ንክእል ኢና መንእሰይ።
    ፖሎቲካዊ ሕጊ ዝብልኪያ ብፍላይ ናትና ፖለቲካዊ ነዉጺ ኢዩ ዘለና።
    ፉሩቲ ሓፍተይ!😊💙
    ኣብ እስራኤል ዝተቀተሉ የሕዋትና ብ ከምዚ ዓይነት ሂወት ዘይብሎም ኢዮም ተቀቲሎም ስለዚ ካብ ፖለቲካዊ ህግደፍ ክንርሕቅ ኣለና።
    😊

  • @user-cs2bx1wk5s
    @user-cs2bx1wk5s 3 หลายเดือนก่อน

    tanks ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gj5bz3bs2c
    @user-gj5bz3bs2c 3 หลายเดือนก่อน

    Very good 🎉 my 🙏 during ❤❤

  • @kibrahabtexion8697
    @kibrahabtexion8697 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤👌

  • @taamemahari7442
    @taamemahari7442 3 หลายเดือนก่อน +3

    ክሕተክ ዶ ኣነ ተለፎን እይፎቱን የ ከመዝ ከማክ፡ ናይ ሰነ----ሉቦና፡
    ይፎቱ የ ግን ናይ ስራሓና ጎሩበ ፡ፍስቡክ ኣለና ስራሓ ሰለ ዝኮነ ግድን ኣየ ዝከፊታ። ይቀነለይይይ ሰለ መክሪክ❤

  • @M21love1
    @M21love1 3 หลายเดือนก่อน

    15:53 waw 100% right so thanks 😊

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you for good advice fruti have a good one everybody

  • @winta5724
    @winta5724 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you for sharing your thoughts 🙏

  • @Dinuactivites
    @Dinuactivites 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks Frtu haftey kedameyti xegem konatna zela da mobile endya,ezi zkeneye btelefon semiayo ms belks keygeremeni ayterfen…….Anyway tekami mkri eiki hbkna

  • @user-yi8cc8gy1g
    @user-yi8cc8gy1g 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ሓሳብ ብጃኩም እዞም ነዛኣ ቪድዮ ንካልኡት ኣሕዋትናኣ ሽር ንግበረሎም

  • @girmayabraha5682
    @girmayabraha5682 3 หลายเดือนก่อน

    Inqi natna konki xeqki ybzh aimroki ybarek

  • @user-zg2dy5hh4s
    @user-zg2dy5hh4s 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajjokhi

  • @asmaytkidane754
    @asmaytkidane754 3 หลายเดือนก่อน

    Great explain 💯✅ thank you very much.

  • @Fabrigasfache
    @Fabrigasfache 3 หลายเดือนก่อน +1

    bitaami xibuq tmhrti furtu

  • @GraceY194
    @GraceY194 3 หลายเดือนก่อน

    Well said Furti haftna. Keep going to support.

  • @teklukidane7243
    @teklukidane7243 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks more keberti haftna❤

  • @WNRMedia
    @WNRMedia 3 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome Sis
    your idea and the way you speak is really amzing In addition to that making plan is the best thing in life and
    And having a vision.
    "Rome wasn't built by one day".
    One of my best proverbs.

  • @user-lp3vn9ge4z
    @user-lp3vn9ge4z 3 หลายเดือนก่อน

    Amazing description!&Really Smart keep it up ❤❤❤❤

  • @luelgeber6806
    @luelgeber6806 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much. I like your idea.

  • @azmarina
    @azmarina 3 หลายเดือนก่อน

    Entay emo kemaki jeganu wihudeneo menseyna neakn,adakiku n elfi hanche menchi yefryu koynom hzbnaka kea kemakn,jeganu deki anstyo trah eyu zedlyo ezi nay lomi,mensey nbeatka,zderzalka ahwat trah eyu zedlyo bejaki kexlyo enber ms abageiu zeabeyu tekaxaxiromo nab enssa tekeyru mensey thazn eka tanks kea furti shkor edmen tenan

  • @SurprisedCupcakes-gq6ly
    @SurprisedCupcakes-gq6ly 3 หลายเดือนก่อน

    Furti my besti techer

  • @AbrhamGezae
    @AbrhamGezae 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ኩላትና ክንገዝኦ አለና

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047 3 หลายเดือนก่อน

    ንቺናልኪ ሓዳሽ እየ ግን ብጣዓሚ ፅበቅ መደብ 👍

  • @numaelyonas3532
    @numaelyonas3532 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you furti you are inspiration ❤

  • @truth6746
    @truth6746 3 หลายเดือนก่อน

    God bless you and your family Furtuna haftina 🙏

  • @TesfaldetBerheAraya-ru3zs
    @TesfaldetBerheAraya-ru3zs 3 หลายเดือนก่อน

    Furuti haftey thanks senay hasab 👍👌🎉

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 3 หลายเดือนก่อน

    nay bhak furti mamamia rkibenayo delena gdfeyo terhi amelak werja kberetatena yftetenena yerkbe alo nemsgenke halewelena nemsgenke ❤❤❤

  • @seluweldat6655
    @seluweldat6655 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks nay bhaqi amlak yhagzena zelenayo u

  • @betuabraha6543
    @betuabraha6543 3 หลายเดือนก่อน

    Btaemi endye zftweki mara tqneni gal ya ka kulu tblon thbon hasab smart beqa mara ye zdnqeki ab serahki asalton fqren snitin zaselo hadar ymnylki .gn bmntay krkbki ykell ❤❤❤

  • @FsehayeTesfay
    @FsehayeTesfay 3 หลายเดือนก่อน

    Btaemi xbuq meglexi...... please gele community khlu alewo ....phsically zkayed malet u....

  • @dawittesfai6673
    @dawittesfai6673 3 หลายเดือนก่อน

    God bless you!

  • @furtunahabtom3754
    @furtunahabtom3754 3 หลายเดือนก่อน

    Furtey Amlak ybarki kbur qal kab kbur seb ywexe ❤❤❤🎉

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 3 หลายเดือนก่อน

    Ane kem rdietet eti teazabi bti nsu zirieyon zioezebon eyu eti gudiat zwerd zelo tikot godai koynu aykonen eritrawyan kem nay himeta bayta eyom tetekimomulu zelewu kalie hibreteseb nitmhirti advertazeil nay prodactom yitkemilu alewu

  • @maryesu5947
    @maryesu5947 3 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarki

  • @danieldttesfaye
    @danieldttesfaye 3 หลายเดือนก่อน +1

    What is the group name? Did you say Blue sky thinkers group?

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  3 หลายเดือนก่อน

      Yes its called "Blue Sky Thinkers".

  • @abrahamtesfagaber3728
    @abrahamtesfagaber3728 3 หลายเดือนก่อน +1

    መደብኪ ጽቡቅ ነይሩ ሓፍተይ,ግን የሕጽር ኣብልዮ

  • @HermonKibrom
    @HermonKibrom 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks sister ❤❤❤❤❤

  • @rora7297
    @rora7297 3 หลายเดือนก่อน

    am ao proud of u,keep it up❤

  • @truckdrivereurope4106
    @truckdrivereurope4106 3 หลายเดือนก่อน

    Wel done! I hate when u meet to enjoy wiz your friends,they become so bussyyyyy wiz their smartphone. Imagine how u wil feel?

  • @banakesete2932
    @banakesete2932 3 หลายเดือนก่อน

    Tebareki zhaftey xbuk hasabat u bravo ❤❤❤❤❤

  • @Selam-GualMeley
    @Selam-GualMeley 3 หลายเดือนก่อน

    እታ ናይ ቪክቶር ኢ. ፍራንክል "Man’s Search for Meaning» ትብል መጽሓፍ ናብ ቋንቛ ትግርኛ ብ ኣሃዱ ደስታኣለም ተተርጒማ "ትርጉም ምንባር" ትብል መጽሓፍ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም! I strongly recommend you ምኽንያቱ ኣብ ጽንኩር ኩነታት ሂወትካ ትርጉም ትህቦ ባዕልኻ ምዃንካ ትምህር መጽሓፍ'ያ። ፉርቲ ሓፍትና ድማ ስለቲ ኩሉ ግዜ ከይሰልከኺ ንዓና ዝልውጥ ትምህርቲ ሒዝኪ ምምጻእኪ የቐንየልና❤

  • @fevenyikalo4937
    @fevenyikalo4937 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @efremokubu5870
    @efremokubu5870 3 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ናይ ሂወተይ ኮይና ረኺበያ thanks God place 🙏

  • @Bilulu.
    @Bilulu. 3 หลายเดือนก่อน

    This is very dangerous.Fasting [from food & most social media] until late afternoon or evening is key for maximum productivity & fulfillment.

  • @Arsiematesfahans
    @Arsiematesfahans 3 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaqi ewanawi guday u, Amlak tbebki ybark Furti

  • @zerezgiybrah6708
    @zerezgiybrah6708 3 หลายเดือนก่อน

    Btaemi xbuk tmrti

  • @filmonsirak3159
    @filmonsirak3159 3 หลายเดือนก่อน

    ስለ ተቅርብልና ሃናጽን: መሃርን ዛዕባታት ኣብዚሐ የመስግነኪ!
    እንዳ ወሰክኪ ንበሪ!

  • @tekiefish9704
    @tekiefish9704 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ፍረቱና ሓፍተና... " ጉይ ካብባል ክሳድ ምሓዝ " ህግደፍ ኮነ ኢዮም ንሕብረተሰብና ኣድንቁሮም ንመንእሰያትና ትምህርቲ ካይማሓር ናቱም ባራያ ክከውን ጌሮሞም ከም ሕብረተሰብ ወዲቀና ተሰዲደና ብሰንኪ ህግደፍ " ፍረቱና ሓፍተና ሕልናኪ እቲ ሓቂ ይፍልጦ ኢዩ ግና ቢዝነስ ምግባር ቀሊል ኢዩ ሓቂ ምዝራብ ግና ከቢድ ኢዩ። " ኣምላኽ ምሳና ኢዩ እሞ ዝቃወመና የለን"

    • @habenamanuel4407
      @habenamanuel4407 3 หลายเดือนก่อน +1

      Hgdef diyom serihomo social media tzarebo zela kdm astewalelu 😢😢😢

    • @tekiefish9704
      @tekiefish9704 3 หลายเดือนก่อน

      @@habenamanuel4407 ብዛዕባ ክብር ዝኮነ ወዲ ሰብ ኢና ንዛረብ ዘለና ወላ ፎረቱና ተዛረቦ ዘላ ብዛዕባ ሰብ ኢዩ social medie ዘፍጠሩዎ መንስይ ቻይና ኣሜሪካ ኢዩ "ህግደፍ በየናይ እድሎም social medie ከፍጥሩ ንከተፍጥር እኮ ፍልጠት ትምህርቲ ምርመር ቅሳነት ሰላም ፍትሒ ሕግ ...ዘድልዮ : "ህግደፍ ዝፍጥሮ ጽልኢ ጸርፊ ከላሽን ምትኮስ ተኣኪብካ ጓይላ ምግባረ ድንቁርና ኢዩ ዘፍጥር " ኩሉ ግና ክሓልፍ ኢዩ ሰናይ መዓልቲ ይግበረልካ።

  • @AbedomWeldab-fi1jv
    @AbedomWeldab-fi1jv 3 หลายเดือนก่อน

    Btaem enamesgenkuye jgna gal kab bulxat blxt kab libyahawki ❤❤❤

  • @NobelAhferom
    @NobelAhferom 3 หลายเดือนก่อน +1

    anti temerieki do tkoni

  • @ykialogere5608
    @ykialogere5608 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks furti agedasi tmrti❤

  • @marybrhane-px6mq
    @marybrhane-px6mq 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏 for sharing

  • @yumunzemenay
    @yumunzemenay 3 หลายเดือนก่อน

    ክብርቲ
    ሂወት ግን ሓደ ዓይነት ወይ ዝተፈላልየ ትርጉም ወይ ደፍንሽን ተዝህልዋ ሰብ ከኣ ንዕኡ ሪኡ ምተቃለሰ

  • @dianafili6515
    @dianafili6515 3 หลายเดือนก่อน

    Bejaki bmenitay kerkebkiy yekil ❤❤

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  3 หลายเดือนก่อน

      00256707870242 ዋትሳፕ ክትረኽብና ትኽእሊ ዲያና።ነመስግነኪ።