Vodcast 6 | ተለወጥ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @hbri-vodcast

ความคิดเห็น • 228

  • @HaileselassieTekle-yo4bs
    @HaileselassieTekle-yo4bs 4 หลายเดือนก่อน +6

    Both of you a wonderful humans being, I never see from new Eritrean generation.

  • @yohananetsereab
    @yohananetsereab 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኻ ሰላምኩም የብዝሓዮ ኩሉ ሰናይ ትሓስብዎ ኸኣ የቃንዓልኩምን የሳልጠልኩምን።ጥዕናውን ይሃብኩም።

  • @user-lo7nj1df9f
    @user-lo7nj1df9f 4 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ብሓቂ መሃሪ ሕብረትሰብ ዝቅይር ሓሳባት ዩ..ደስ ዝብል ምርድዳእ ኣለኹም..እታ ሓንቲ ቂር ትብለኒ ግን..በጃኩም ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝርርርብኩም እንግሊዝ ኣውሕዱ..ሃብታም ቓንቓና ዩ ዘለና..ንዑኡ ደኣ ተጠቀሙሉ ሓደራ🙏❤

  • @sarahwelcome2560
    @sarahwelcome2560 4 หลายเดือนก่อน +5

    ተመስገን ብስላ አምላክ ሓጊዝኒ ፈተና ተፈቲነ ትርጉም ሂወት ፈሊጠዮ so thanks for everything

  • @teklesenbet5052
    @teklesenbet5052 4 หลายเดือนก่อน +11

    ተመሲጠ ካብ ዝርእያን ቻነል ፡ ብጣዓሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ❤❤❤❤

  • @Shitameror62.
    @Shitameror62. 4 หลายเดือนก่อน +16

    ዋው ! ንመጀመርያ ግዜ ጓልሄዋን ልክዕ ዕድሚኣ ትንግር ሰሚዐ ::🙏🏽👍💯

    • @user-dz1hy8li5i
      @user-dz1hy8li5i 4 หลายเดือนก่อน

      ጋል ሄዋን ዘይኮነትሲ ጋል ሓበሻ በል😂😂😂

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 4 หลายเดือนก่อน +1

      Hakika xeadu haqi yen zzareba

    • @samieyob8240
      @samieyob8240 22 วันที่ผ่านมา

      @@user-dz1hy8li5iawedat habesha tray sle zkonu edme gual zgdesu 😅

  • @selam801
    @selam801 4 หลายเดือนก่อน +20

    አነ አብዚ ሰሙን እየ ፈሊጠኹም ዝተወሰነ ምክርታትኹም ከኣ አዳሚጸ አለኹ አዝዩ ደሰ ዝብልን መሃርን እዩ ቀጽልዎ❤😊
    ጋይሰ peliss ሳብሰክራይብ ናገበርና ንዕብዮም😊

  • @tihtinakibret845
    @tihtinakibret845 4 หลายเดือนก่อน +6

    I love the woman, she speaks factually and I like her confidence. I think the problem in Eritrea would have hope with such personality. Keep it up girl!

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael8192 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዓቢ ሕልና ኣብ facebook መግቢ ትበልዕዎ ኣይትስደዱ ።ኣብ መዓስከር ዝጠምዩ ኣለዉ😭😭። ናይ በሓቂ ልቢ ዝትንክፍ

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሳምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሃብኩም ትገርሙ መጻምዲ ኢኹም ኣጆኹም
    ቀጽልዎ

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael8192 4 หลายเดือนก่อน +3

    ንፉዓት ኢኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልኩም።🇳🇴🌼🌼🌼🌼🌻

  • @hanaabdu7974
    @hanaabdu7974 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ጽዋዕታይ ከለሊ ስለ ትሕግዙኒ ዘለኩም ❤❤❤ የቀንየለይ ኣብ
    መጽሓፍ ቅዱስ እውን ከምዚ ይብል 'ጽውዓት ብዙሓት እዮም ሕሩያት ከኣ ውሑዳት እዮም '

  • @robelabrahamrobelabraham3525
    @robelabrahamrobelabraham3525 4 หลายเดือนก่อน +3

    Waaaaw amazing yehwat ,
    Really important and topical as a society I have benefited a lot for my part .God blees you all.
    እቲ ዝገረመኒ ድማ ' ሰብ ንለውጢ ካብ ሞት ንላዕሊ ዝፈርሖ ምኻኑ'ዩ'!!!

  • @user-wx3jn7dt3e
    @user-wx3jn7dt3e 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዋዋዋዋ ናይ ባሓቂ እቲ ተምጽዎ ሓሳብ ናይዚ ዘለናዮ ጌዜ መፍትሒ ኮይኑ ይስማዓኒ ናይባቂ ቡሉጻት ኢኹም ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤

  • @dc8625
    @dc8625 4 หลายเดือนก่อน +11

    ጽቡቕ ስራሕ
    ኣብዚኣ ተገዲስካ መለስለይ ናይ the Battle of Dogali ትብል ከምታ ዉግእ ዓድዋ ዘቅረብካልና ጌርካ ኣቅርበልና
    ስእሊ ግን ስለ ዘሎ ናይ በዓል ኣሉላን እቶም ጣልያን ዝነበሩ ዉን ተጥቀም ጽቡቕ እዩ።"
    ብ ዝተረፈ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኩም ትግሪኛ ጽቡቕ ተዕቢዩ ኣለኩም እንግሊዝ ብዙሕ ኣይተብዙሑ ጥራይ።"
    የሕዋት ከኣ ሳብስክራይብ ሪኢቶ ሊይክ ንሃቦም ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮኑን ብሓባር ኢና ነዓቢ!🫶🏾🙏🏿
    ብራቮታት....!

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  4 หลายเดือนก่อน +4

      ሕራይ እሺ።በጣዕሚ ነመስግን🙏

  • @abrahamtekeste491
    @abrahamtekeste491 4 หลายเดือนก่อน +5

    ጽቡቕ መደብ፡ ኣነስ ከምዛ ሓብትና ልቦናን ጽባቐን ዘለዋ እንተዝረክብ ዓይነይ ኣይምሓሰኹን።

  • @raiseup4000
    @raiseup4000 4 หลายเดือนก่อน +2

    Awet you are so so lucky to have such a smart & confident wife. Having a strong woman behind your back is a blessing.

  • @user-eh7sj6lj4p
    @user-eh7sj6lj4p 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ መደብ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ

  • @evenmehari3938
    @evenmehari3938 2 หลายเดือนก่อน

    Love your contents guys. Keep doing what you are doing!! So wise and prudent. It’s nice to see such motivational speech being discussed in our native language. So insightful.

  • @Respectforgod530
    @Respectforgod530 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ኢዪ ቀጽሉሉ ካብዚ ብዝበለጸ ሓሳብ ሕዝክሙና ክትመጽና ተስፋ ንገብር

  • @GoingUp-cg6wl
    @GoingUp-cg6wl 4 หลายเดือนก่อน +3

    Qaf zelekum❤ family በሓቒ ኣዝዮ መሳጢ መደብ ኣለኹም ኣዝዩ ዓሚቕ ሓሳብ ውን ኣለኩም ቐጽልሉ Thank you so much
    Abzihe dye zereba dea we Awita your so funny 😂

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 หลายเดือนก่อน +3

    ምክሪ መጽሓፍ ቅዱስ መግቢ ቢንያም እዩ:: a nice conclusion

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 4 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome brukat! Naybahaki des zebl meglexitat ekum tetekimkum emo nsukum natna bereket ekum kexlwo. Ab medebkum katwekum aydeln gnake ente tekalu kemey geyrka “tewhuboka “ teleli dma kem medeb ente temxulna btami senay neyru! Kemu wun eza zbelkaya 💯% agree with u 38:11 ! So God bless you guys!❤

  • @awetbahlbi-km2jq
    @awetbahlbi-km2jq 4 หลายเดือนก่อน +3

    You guys are just amazing. One thing, please don't go too much into politics as it often leads to a part of the population stopping listening and that in turn results in many missing out on growing

  • @dawittesfai6673
    @dawittesfai6673 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks for sharing wiring brain ❤

  • @user-je2iu1oc7d
    @user-je2iu1oc7d 4 หลายเดือนก่อน +3

    I like your emotions brother you’re hero understand your emotions

  • @Dinuactivites
    @Dinuactivites 4 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks guys very nice program

  • @OkbaghebrielGhebretinsae
    @OkbaghebrielGhebretinsae 4 หลายเดือนก่อน +3

    No, he doesn't look angry at all! We, humans, have different ways of expressing ourselves without being angry, one of which is the way he starts off the introduction with force and vigor. So never mistake him for being angry although you know the temperament of you better half better. But then rest assured he doesn't look angry, and this doesn't distract your viewers. It rather looks that he is approaching the topic with purpose! don't worry about it at all. God bless you and your union with his loving kindness! Please help each other and grow together. The lane you're treading is mouthwatering in a world where the value of family and matrimonial bond is diminishing. God bless you and spend time praying together and He will guide and bless your union.

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  4 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much for your love and support 🙏 ❤️

  • @user-qk1ro2fu8q
    @user-qk1ro2fu8q 4 หลายเดือนก่อน +1

    Great topic as always God bless you both!🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @dawitdeve1572
    @dawitdeve1572 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ንፍዓት ብሉጻተይ። ካብ ትዕዝብተይ ኣብዚ ንነብረሉ ዘለና ግዜ ኣብ ሞንጎ ሕድሕድና ዘሎ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ኣዝዩ ውሑድ ኢዩ ብፍላይ ኣባና ኣብ መንእሰያት። ኣባኹም ዝምስጠኒ ነገር ዘለኩም ናይ ምርድዳእ ዓቅምኹም ኢዩ። ስለዚ ኣብዚ ዓይነት ባህሪ ዘለኩም ርእይቶን ሓሳባትን ካብ ተሞኩሮኹም ገለ ክሰምዕ ባህ ይብለኒ። ንኹሉ ትህቡና ሓሳባት❤

    • @habenandebrhan9983
      @habenandebrhan9983 4 หลายเดือนก่อน

      ሰብኣይን ሰበይትን ካብ ቡን ቆሊቓ ምሕማይ ኣብ ከምዚ ደረጃ ደይብካ ምርድዳእ ምምሃርን እንተ ንውዕል ኣዝዩ ካብዚ ዘለናዮ ዓዘቅቲ ምወጻእና እንዳ ዓወት ከኣ ጥዕና ይሃብኩም

  • @Aronkidane-pe6pv
    @Aronkidane-pe6pv 4 หลายเดือนก่อน +12

    zbanka yraywo wela ayraywo inalabukom 😂😂😂😂😂😂😂😂 gele aynet msla eya kebdka xbuq entemelikayo keman dege zewx yeblkan ayriukan eyom gezaka dea keymexu enber xbuq kmelu elom kkkkkk kef alekum

  • @AlexWedi
    @AlexWedi 4 หลายเดือนก่อน +2

    Important topics! Kudos to both of u 👏

  • @user-flyuoihf
    @user-flyuoihf 2 หลายเดือนก่อน +1

    አታ አምላኽ አነ ከምዚ ወዲ ንፉዕ ክኸውን እየ ፤ ግና ከምዚአ ጓል ምሕሳብ እትኽእል ሄዋን ዓድለኒ🙏🙏🙏😍(ብሮ ከይቀንእ እምበር አዝየ እየ ዘድንቐኪ)
    ናብ ቁምነገር ክምለስ ;- ሓሳባትኩም ፅቡቕ እዩ። ልዕሊ ኹሉ ግና ምሕሳብ ምኽአልኩም እየ ዝንእድ፤ ንምፋላጥ ዘለኩም ባህጊ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ። ብዙሕ ሰብና (ንአይ ሓዊሱ) ዝሓስብ እዩ ዝመስሎ እምበር አይሓስብን። ከም ውፅኢቱ ድማ social decay አጋጡሙና አሎ። በርትዑ!
    ናይ ኩሉ ሽግራትና መፍትሒ ንቅሓት ጥራሕ እዩ።

  • @selam8217
    @selam8217 4 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ንፍዖ እስይ ነመስግን ቀጸሎ አጀና ሕጃዉን ብሐድነትና ተጣሚርና ንኪድ ንቅድሚት ብንቍሐት ምስትዉዓል 🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷🎉🇪🇷❤️🙏❤️🎉❤️🌹

  • @zeraykiflemichale2223
    @zeraykiflemichale2223 4 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you awetey and furutey nfuat meraya 23zuri

  • @nazarethnigusse4357
    @nazarethnigusse4357 4 หลายเดือนก่อน +2

    Bhaki azyu hanaxi hasabat tbna zelekum thank you!! ❤ kexlwo😊

  • @user-nd3pd7ze1k
    @user-nd3pd7ze1k 4 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you so much yehwat kulu qubulyu edmen tenan yehabkum fetari
    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @semharhaile9334
    @semharhaile9334 4 หลายเดือนก่อน +1

    Woww ኣዚኩም በላሓትን ለባማትን ኢኩም ኣዝዩ መሃሪ መደብ ኣለኩም እሞ ቀጽልዎ።love u guys

  • @HassenAbdelkadir
    @HassenAbdelkadir 2 หลายเดือนก่อน

    Btami nufat Tank you mahari zkone Ella kexlwo

  • @paradise6047
    @paradise6047 4 หลายเดือนก่อน +2

    You guys are helping a lot i swear. My mindset is changing to a positive mind as well me but on the top of that,…… could you guys do a video of how we know our own self it might be a good help for us sometimes its not that we want to wear a mask, or we want to be some one else sometimes we don’t know our self. Thanks again

  • @mansourkifle9914
    @mansourkifle9914 4 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks we love you good family

  • @YirgalemTse1966
    @YirgalemTse1966 4 หลายเดือนก่อน

    Amazing, what I see and hear makes me happy. There is hope to find our really nature of our people. ❤

  • @aarontekleab
    @aarontekleab 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብ ዓለምና ዘሎ ጸጋታት ውሱን ኣይኮነን። 100 ቢልዮን ኮይንና እውን እኹል ጸጋታት ክህልወና ይኽእል ኢዩ። ኩሉ ሰብ ውን ሃብታም ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እቲ ምንታይ ሃብቲ እውታዊ-ድምር (positive-sum) እዩ። ቴክኖሎጂ ጸረ-ዝቕባበ (deflationary) ኢዩ ብጠባይ፡ ኣዝዩ ድንቂ ዝኮነ ስነ-ፍልጠት። ንእሽተይ ሓሳብን ፍልስፍናን ንክጻወት ኣብዚኣ። ህቡብ ተዋዛያይ ክሪስ ሮክ ኣብ ሓደ ኮሜዲ ከምዚ ይብል፡ "ቢል ጌትስ ሓደ ንግሆ ተንሲኡ፡ ሃብቲ ናይ ኦፕራ ኣብ ባንክ ሕሳቡ እንተ ዝርኢ ሲ፡ ብ መስኮት ነጢሩ ነብሱ መጥፈአ 😂።" ኦፕራ ኣዝያ ዕውትቲን ሃብታምን ክነሳ ሲ.... 🤔 ይገርም ኢዩ። ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ዋዛ ኣይኮነን። ካብ መን ንህብትም እምበር ክንደይ ሃብቲ ኣለና ኣይግድሰናን እዩ ሰባት። ከምዚ ዝበልካዮ ዓወት ድማ ቀዳሞት ጸላእቲ ነብስና ንከውን፡ ሓጎስና ብከምኡ ብምምዛን። ኩሉ ሰብ ክህብትም ይኽእል ኢዩ፡ ከምቲ ዝበልካዮ ድማ ኩሉ ሰብ “ድኻ” እዩ ዝከውን። ከም ዝመስለኒ ግን፡ ዘይብሉ ወይ ድማ ውሱን ጸጋታት ዓለም ስለ ዘሎ ዘይኮነ ወይ ድሌትና ብዙሕ ስለ ዝኮነ ልዕሊ ጸጋታትና ኣይመስለንን። ከም ዝሓለፈ ዓመት ናሳ (NASA) ዝገበሩዎ ዕውት ፈተነ፡ ካብ ዓለም ሮኬት ወንጪፍካ ኣንፈት ኣስትሮይድ ካብ ሓደጋ ዓለም ከተድሕን ተተካኢሉ ሲ፡ ሃሪምካ ን ዓለም ኣምጺኻ ኩሉ ዘድሊየና ሃብቲ ከነምጽእ ንኽእል ዶ፣ ወይ ድማ ዘይጽንቀቕ ጽዓት ጸሓይ ተጠቂምና (solar or nucleur) ዘይውዳእ ጽሩይ ጸዓት ክንፈጥር ንኽእል ዶ፣ ሰብ-ሰርሖ ብልሂ (AI) ኸ….፣ ኣይፋል ኣይኮነን መልሰይ ን መጻኢ። ብዙሕ ዘይነበረ ወይ ክቡር ጸጋታት ቀደም፡ ብጥርሑ ፈጢርና ኣለና ከም ሰብኣውነት (humanity)፡ ተረባሕቲ ድማ ኢና። ጸጋ ኣድማስ መወዳእታ ኣልቦ - መን በለጸ ውን ከምኡ። መወዳእታ ናበይ ንኪድ? ፈጠራዊ ስራሓት/ኢኮኖሚ (creator economy) ናይ ሎሚን ጽባሕን ክውንነት እዩ፡ ክኸውን ድማ እዩ ዝመስለኒ። ካብዚ ንላዕሊ ሃብቲ እንታይ ወይ ክንደይ እዩ? ትርጉም ምንባር ወይ ጻውዒት ሂወት (ikigai) ምልላይ ዩ፡ ኣብኡን በኣኡን ምስራሕን ምብርካትን ናብኡ ምልዋጥን ምስጢር ሓጎስ ኮይኑ ይስምዓኒ - ተቐያሪ ስርዓተ-ዓለም ን ጎድኒ ኣጽኒሕና። ካልእ ኩሉ ቁጽሪ ወይ ዕያር ጥራይ ኢዩ።
    ንለውጢ ንምርሸሉ ጎደና እዚ ኮይኑ እና ተሰምዓኒ ድማ፡ ካብ The Four Agreements መጽሓፍ dope ነጥቢ ፉርቱና ዘልዓለታ፡ “doing out best” እያ፡ ን ሕብረተሰብና ከኣ “don't take anything personally" ማዕረኣ ኣገዳሲት ኮይና ትስምዓኒ፡ እቲ ምንታይ ሲ ሕብረተሰብና ካብ ነብሱ (self) ዝዓቢ ውክልናታት (precursor identifications) ስለ ነብዝሕ።
    ኣዚዩ ኣእምሮ ዘኩሕኩሕ ትሕዝቶ ዘለኩም መምህራን ኢኩም፡ የቐንየልና። ትምህርትኩም ውን ሓደ ካብ ኣብ ኢድና ዘሎ ሃብቲ እዩ እንተተጠቂምናሉ....

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  4 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ነመስግን ክቡር ሓው ኣሮን ፡ ከምዚ ዝበልካዮ እዩ ፡ ኣብ ሎሚ ኮይንካ ንነገራት ክትርእዮምን ድሕሪ ዝተወሰነ ግዜ ክትግምግሞን በበይኑ እዩ። ኣብ ሂወት ጻውዒትካ ፈጺምካ ምሕላፍ እዩ እቲ ቀንዲ ነጥቢን ምስጢር ሓጎስን። ደጊመ የመስግን

  • @wedikrjaeritreakemeyalemey9776
    @wedikrjaeritreakemeyalemey9776 4 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks...keep it.

  • @user-mr4ck9db9i
    @user-mr4ck9db9i หลายเดือนก่อน +1

    Yehwat bkedamnet thank you bmkxak nhna eritrawian Sie entay mkanu dlyetna keyelena abina example ane hiji ke abina kulu familly ke ab zbanna entay kem ngebr hwsws eluna bzyada ke ane klwet ke ydeli eye gn ab mntay kem zlwet gn tefiuni alo emo ketemakuruni

  • @Temesghen.
    @Temesghen. 4 หลายเดือนก่อน +1

    You guys are very amazing and I like your ideas please keep it up

  • @alimahmud585
    @alimahmud585 4 หลายเดือนก่อน +1

    I like your accent sister and learn more about both of thanks 😊

  • @kesanetgebrekidan9273
    @kesanetgebrekidan9273 4 หลายเดือนก่อน +1

    You guys are amazing role models and beautiful couple. I live Awet's passion as he is authentic

  • @fkadutsaidi9538
    @fkadutsaidi9538 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሎውጢ ማለት 0 ናብ ክውንነት ክትመጽእ ከለኻ እዩ ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ኣብቲ ኣዛራርባ ጽቡቅ ወለድና ትርር ኢሎም ዝዛረቡ ክምዕዱ ከለዉ ናይ ባህርይ ተፈጥሮ ዉን ኣወዳት ከም ኡ እዩ ኣጋላልጻና ንስኺ ውን ባህርይ ናይ ተፈጥሮ ኣለኪ ነናትካ ዝዋህበካ ኣብ ቅምነገር ትርር ምባል እዩ ❤❤ very nice good keep it

  • @user-zu3xh5xe9m
    @user-zu3xh5xe9m 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kemakum mhurn lewht sebat sle zteaserun ztesededun eyu hzbna ab hmaq wediqu zelo amlak selamkum yebzahayo ❤❤❤

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዓሚ ኢየ ካብ ልበይ ዝፈትወኩምን ዝኽብረኩምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❣️❣️

  • @YirgalemKiflemariam
    @YirgalemKiflemariam 4 หลายเดือนก่อน +1

    That’s really interesting topic. Thanks for sharing this idea Awet and furti 😘.

  • @freweinisolomonsium9757
    @freweinisolomonsium9757 4 หลายเดือนก่อน +2

    I love you guys. You have great content ❤

  • @marsmehari2510
    @marsmehari2510 4 หลายเดือนก่อน +1

    Keep it up ❤❤❤ nay kiltekum program more des ybleni and what i learn is communication between spouse is important and beautiful

  • @user-pf8sb7vb6o
    @user-pf8sb7vb6o 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good job kebdka hamli mlayo
    Zbanka wedi aboy ayresyo

  • @eritrea2306
    @eritrea2306 2 หลายเดือนก่อน

    Ketmewet mekuanka teflitka xebuk ketnber eka osho seb mewelu kenber kebel eyu eta nishtey menbar zesena ❤❤ nefuat ekum

  • @Sabi33098
    @Sabi33098 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ ጽቡቃት🥰👍

  • @user-hn9rp5jt2i
    @user-hn9rp5jt2i 4 หลายเดือนก่อน +1

    Woww great conversation keep doing lovely couple

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 19 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ሰብ ብምኽሪ ቃላቱ ብዙሕ ክልውጥ ይኽእል ኢዩ
    ንባዕሉ ግን ኣይልወጥን
    እቲ ዝገርመኒ ዘይናይ ሕብረተሰብና ኣለብሳ ስለምንታይ ንብህጎ ስለምታይ ከ ብቕልጡፍ ንለምዶ ዘይተመለሰለይ ሕቶ'ዩ ?
    ቀንዲ ዘተኩር ኣብ ሕብረተ ሰብና እንጥቀመመሉ ጽቡቕ ዝኾነ ኣለባብሳ'የ
    እቲ ምንታይ ግዚኡ ዝሓለፈ ኣይኮነን ክሳብ ቀጻልነት ወለዶ ከነማሓላልፎ ግዴታና"ዩ ?
    ኣብ ስደት ምውጻእና ኣነባብራ ሂወትና ደኣ እምበር ዘይናትና ባህሊ ክለብስ ኣይኮነን ግዴታ ኣይኮነን ንኹሉ ሰብ ነጻ ክነብር መሰል ስለዘለዎ።

  • @user-zt3zh6cy2w
    @user-zt3zh6cy2w 4 หลายเดือนก่อน

    Btaemi des zbl medeb bfalay abta awetn biniamn elka zgelexkayen btaemi temesite, des zbl hasab alekum keyedneqkukum kehalf aydeln enda wesekum nberu bzuh ena nxbe kabakym ❤❤❤❤❤

  • @user-is3rw1fm9e
    @user-is3rw1fm9e 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደስዝብል ሓሳብ bulutsatey❤

  • @edenabubeker7557
    @edenabubeker7557 4 หลายเดือนก่อน +1

    I really like you guys ❤ May God bless you

  • @eritrea2748
    @eritrea2748 4 หลายเดือนก่อน +1

    Furti nay behaki mhrti gal hiwan eki azikum memharan ekum emo edmen tenan yhabkum fetari 🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @tesfalemmisgna686
    @tesfalemmisgna686 หลายเดือนก่อน +1

    Yeah,really❤❤❤

  • @wegahtanega3729
    @wegahtanega3729 4 หลายเดือนก่อน +1

    Beautiful couples and as a woman I love furtuna's confidence ❤keep shining....

  • @Zizu1
    @Zizu1 4 หลายเดือนก่อน +1

    Hi furtuna and kemey dehan do medebkum bitaemi ey zifetwo kesiluwo hanti huto alatini life overwhelmed tekonika entay kitgebir aleka medeb tetekribu des mibeleni neru thank you ❤

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 4 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome deki erey halalat❤❤❤

  • @selahnour
    @selahnour 4 หลายเดือนก่อน +2

    ያ ኣኽ ማራ ኬፍ ኣለኩም❤❤❤

    • @user-zy5ts8su4u
      @user-zy5ts8su4u 4 หลายเดือนก่อน

      Ezioms des kblu,yhwat ymeslu deqoms kemey ykonu,kumotomn gelen 😂

  • @daarit4069
    @daarit4069 4 หลายเดือนก่อน +1

    It’s one thing to read and understand the concept of a book or idea from other societal perspectives, but do we relate that to our own society. That’s the big question.

  • @user-mr4ck9db9i
    @user-mr4ck9db9i หลายเดือนก่อน +1

    Des tblu kee IT up!

  • @furtunahyabu3120
    @furtunahyabu3120 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you guys ❤❤❤❤❤

  • @GEO.16
    @GEO.16 4 หลายเดือนก่อน +1

    ለውጢ ኣብ ስደት የለን ሓሶት ኢዩ። ኣብ ግዜ ሃይለስላሴ /70ታት ዝመጹ ሰባት ኣለዉ ክሳብ ሎሚ ለውጢ ግን የለን። ለውጢ ኣብ ሃገርካን ዓድኻን ኢዩ ብብዙሕ ምኽንያት.... ምኽርኹም ግን ብሓፋሻዊ ኣዛራርባ ጽቡቕ ኢዩ።

    • @muluefisehaye2468
      @muluefisehaye2468 4 หลายเดือนก่อน +2

      ለውጢ የለን ኢልካ ንኣእምሮኻ እንተዓጺኻዮ ለውጢ የለን!መጀመርታ ክልወጥ ኢየ ኢልካ እምነት ይሃልኻ !

    • @GEO.16
      @GEO.16 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@muluefisehaye2468 ከምኡ ዳኣ እወ ክትብል የብልካን። ግና ኣብዚ ስደት ለውጢ ኣሎ ዲዩ ብርግጽ?

    • @yelenperfection5082
      @yelenperfection5082 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@GEO.16ente tebegiskan delikan lewti alo. Ab medeb nay eritrewyan zkone ayegatemukan dyom, n Europe kedyom dyom ab Africa koynom tmrti ksab zleale dereja zbxhu wey tkalat zgebru alewu. But thats a very few percent thats why zyele koynu zsmaka.

  • @zeromgheresus7696
    @zeromgheresus7696 4 หลายเดือนก่อน +1

    I appreciate u awta and furtie

  • @tedrosisak2328
    @tedrosisak2328 4 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዘብል ትንታነ ቀጽሊዎ

  • @Haimanot2024
    @Haimanot2024 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks alot as usual it is great lesson,our world is world of change thought one of the things that makes it hard is when you change you and accept ur inside the outer world misses one which is you and fears others might loss as well so you go through lots of resistance and why it happens is that others feel left out or u make their whole life a lie any ways i feel this one and deep inside as well you fight because you have to unlearn and learn new thing everyday and since our body has conciousness it needs feeling like pain and other physical exercise with the change you bring and meditation journaling exercise or walking reading has their own pain that as you call it awet is always with physical body and bineam is with soul in order awet and bini to be aligned awet must go through discipline and the starting point needs alot of inertia any way i am so happy that some one can explain what i mean clearly i am always also learning alot every day and by the way the adwa video is down what happened i was sharing it to friends and now it is not there anymore

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  4 หลายเดือนก่อน

      Stay tuned it's coming back with more facts and more story to be told🙏

  • @robielmichael7141
    @robielmichael7141 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good job asmarinotat fulut asmarinotat ekum ele iye ❤

  • @user-gn9wx5tm6r
    @user-gn9wx5tm6r 4 หลายเดือนก่อน +1

    ረሲዕናዮ ዝነበርና ተዘኻኽሩና ስለ ዘሎኹም ምስጋና ይብጻሕኩም ጽቡቃት❤

  • @akberetyobel7383
    @akberetyobel7383 4 หลายเดือนก่อน +2

    good important 🌾🌱

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good job burukat yehwatna

  • @SaimonSaimona
    @SaimonSaimona 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኑፉዓት ኢኩም ብጣዕሚ አኩም ደስ ትብሉ ሓደ ነገር ዘስትውዓልኩዎ ግን ፉርቲ ሓፍተይ ኣብታ ንሰባኣይኪ ኣይትሕረቅ ኢልኪ ክትመልስዮ ከለኺ ብዙሕ ክብሎ ዝደሊ ኩሉፍ ተብልዮ ኣለኺ ሃሳይት አያ አታ ሙድ ንሱ ውን ከሙ አንተዘይኮነ ተመራጺ ዩ አዚ ግን ድሕሪ ካሜራ ብጹቅ ተረዳዱሉ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ኣድናቂኹም የ አንተተጋግየ ኣሩሙኒ የቀንየለይ

  • @kiflomfanus8216
    @kiflomfanus8216 4 หลายเดือนก่อน +1

    Nice Akerarba des zibl medeb Alokum.kexilwo❤
    Yordi kurub Edl habyo kisab ziwdie .buzuh Zibhal Alowo des zibl ❤

  • @yohananetsereab
    @yohananetsereab 4 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyy ብጣዕሚ ንፉዓት ኣብቲ ናቶም ጽውዓ ዝነብሩ ሰባት ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ከኣ ጸጋ ይበሃል ኣብቲ ዝተዋህበኩም ጸጋ ተገልግሉ ምበልኩኹም ኣነስ።
    + ኣገልግሎት ንእግዚኣብሄር መንፈሳዊ ጥራይ ኣይኮነን ከምዚ ናትኩም ጌርካ ሕብረተሰብ ምህናጽውን ኣገልግሎት እዩ።
    + ኣብታ ቢንያም ዝበላ ብጣዕሚየ ተሓጒሰ ጽቡቕ ኣሎ።ቢንያም መንድዩ መሲልኩም?
    ሓደ ሰብ ክጥመቕ ከሎ ክርስትናዩ ዝቕበል ዘሎ ምሽ።
    1.ብስጋ ካብ ወለዱ ተወሊዱ
    2.ብጥምቀት ካብ ኣምላኽ እዩ ዝውለድ።ውሉድ ኣምላኽ ይኸውን።ሽም ከኣ ይወሃቦ።በዚ ድማዩ እግዚኣብሄር ውሉደይ ዝብለና።ስለዚ ቢንያም ወዲ እግዚኣብሄር እዩ።ወራሲ መንግስቱ ውን ንሱዩ።
    ወንጌል ዮሃንስ 3፡1-6

  • @LazaTube-fk8wo
    @LazaTube-fk8wo 4 หลายเดือนก่อน +2

    Exactly kab adena wexina wen kensheger teserihlu eyu

  • @semeretekle4280
    @semeretekle4280 27 วันที่ผ่านมา

    ከብድኻ ጽቡቕ ምልኣዮ ዝባንካ ይርኣይዎ ወላ ይርኣይዎ 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @godschild9020
    @godschild9020 4 หลายเดือนก่อน +2

    Selam furtna and awet anes hitotat alewani.
    1. seb kemey geru mis hiluf gegue wey hilfu hiwetu selam yigebir.
    2. abe hiwet bedali do yihayish wela tebedali.
    so thank you hitotatey kitmilusley bithtna yihatit.

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  4 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላም ፡ ብጣዕሚ ኣገደስቲ ሕቶታት እየን። ኣብ ቀጻሊ መደብና ብዓቕምና ክንምልሰን ክንፍትን ኢና።

    • @godschild9020
      @godschild9020 4 หลายเดือนก่อน

      @@Hbri-vodcast thank you 🙏

  • @dgvh7060
    @dgvh7060 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ድስ ዝብል ምክራ የቀንየልና ❤

  • @sennaitghebrelasiv4206
    @sennaitghebrelasiv4206 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሳላሕ ኣበ በት ማእሰርቲ እዩ ዘሎ 😂😂

  • @habtomShimendi-zi6xt
    @habtomShimendi-zi6xt 3 หลายเดือนก่อน

    Btami ekum des tbulu continues keep up ❤❤❤

  • @Yemanetrhas
    @Yemanetrhas 2 หลายเดือนก่อน +1

    Btami xubuk aleka❤❤❤❤

  • @mekhsebalem5427
    @mekhsebalem5427 4 หลายเดือนก่อน +1

    Abza Alem zelo xegatat endless (infinity )iu , Kulu seb kehbtem yekheal iu ..malet hade kab nay hade xega zegodel yelen ezia . degimka hesebela 🤘🏾

  • @sennaitghebrelasiv4206
    @sennaitghebrelasiv4206 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንፎርቱና ሾሻል መዲያ መዘናግዒ እዩ ብዙሕ ሓቂ ኣይትግበርዮ😂 ዓወት simply brillant ❤

  • @youhansmekonen8880
    @youhansmekonen8880 4 หลายเดือนก่อน +6

    መኽርታትኩም ቅጽልዎ ናይ ወትሩ ተኽታታሊኹም ዮውሃንስ መኮነን።❤❤❤❤

  • @user-ev3lb6rc1t
    @user-ev3lb6rc1t 4 หลายเดือนก่อน +1

    Keep up the good work ❤❤❤

  • @samrawitzaid7268
    @samrawitzaid7268 4 หลายเดือนก่อน +1

    I like you Guys you are amazing, and your husband is funny too, he is good ❤😊

  • @amanfitwitekie4263
    @amanfitwitekie4263 4 หลายเดือนก่อน +1

    ይርኣይዎ ኣይርኣይዎ ናዓል ኣቡሆም😅😅😅😅 ዓዊታ

  • @hermonghebrat2810
    @hermonghebrat2810 4 หลายเดือนก่อน +1

    You have good brainstorming discussion. But you seem to slide past the realistic question's of... who's the one to decide on how to influence your children ( your progeny)? Which is right or wrong? How far should someone influence someone... or how far should collective consciousness be reasonably acceptable...? And how practical is it for the community to ignore the collective consciousness, which unarguably has played major part in the current humanity ...

    • @yayatore3962
      @yayatore3962 4 หลายเดือนก่อน

      Who should influence your children? Parents.
      How far should someone influence? By being a good example; not by being loud.

  • @steinarnilssen2887
    @steinarnilssen2887 4 หลายเดือนก่อน +1

    Shikorinatat ab spotify podcast eba gemeru❤

  • @redaebemnet6062
    @redaebemnet6062 4 หลายเดือนก่อน +1

    Temesite eye zkatatelekum azikum abnetawyan sdra❤❤

  • @hansgebre2712
    @hansgebre2712 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cc3hw4ci4z
    @user-cc3hw4ci4z 4 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ፥ ግን እቲ ቀንዲ ነገር ኣብ ወረቀት ኣስፊርኩም መጺኩም ብኡኡ ክትምርሑ ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ። የቐንየለይ።