Vodcast 11 | ዕድመ ኣብ ሓዳር የገድስ'ዶ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 591

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 5 หลายเดือนก่อน +77

    ዕድለኛ ኢኻ ዓወታ ምስ ሰበይትኻ ብ ዓበይቲ ነገራት ክትካታዕ ምኽኣልካ ብስልቲ ረኺብካ ከም ናትካ ይሃበና❤

    • @salon3641
      @salon3641 5 หลายเดือนก่อน

      Btaemi

    • @Semhartsegalem2427
      @Semhartsegalem2427 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@salon3641komiu tekonka nskas ane mwesedkuka niere😂abey emo

  • @teklebrhanhabtu4701
    @teklebrhanhabtu4701 5 หลายเดือนก่อน +80

    ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ። አነ ድማ ሓዳር ትገብር 3 ምክንያት አሎዎ
    1 ካብ ዝሙት ክትርሕቅ
    2 ክትፈሪ (ትካል)
    3 ሓጋዚ ደጋፋ፤ ብሓፈሻ ኽትደጋገፍ። ይመስለኒ

    • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
      @FtsumTeweldebrhan-un2kz 5 หลายเดือนก่อน +6

      ጽቡቅ ኣለኻ መጽሓፍ ቅዱስና ከምኡ ዩ ዝብል

    • @MerhawiKidane-y3g
      @MerhawiKidane-y3g 5 หลายเดือนก่อน

      Kitxedik kea

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@MerhawiKidane-y3g ግብርኻ ኢዩ ዘጽድቀካ ።

  • @kebromkiflay2083
    @kebromkiflay2083 5 หลายเดือนก่อน +9

    ናይ ብሓቒ ንቕሓትን ኣፍልጦን ጥራይ አንበር
    ዕድመስ ክሳብ ምዓስ ከምትነብር ውህበት ፈጣሪ ኡ

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 5 หลายเดือนก่อน +17

    ናይ ዕድመ ፍልልይ ኣብ ዝኮነ ጸገም ኣየምጽን ኢዩ ብፍላይ ክሳብ 10 ዓመት

  • @selamatekle226
    @selamatekle226 5 หลายเดือนก่อน +10

    Age is just a number important is how you acts and the experience you develop within the numbers you live on this planet is the most valuable

  • @tesfyegrande2467
    @tesfyegrande2467 5 หลายเดือนก่อน +5

    ንመጀርያ ግዜ እየ ሰሚዐኩም ምስግዜ ክትዓብዩ ከምትክእሉ ይትስፎ ኣብዛ መካትዒት ዕላልኩም ግን ሓሓሊፎ ዝጋጮ ሓረጋት ኣለዎ ኣብ ሓዳር ብኩሉ መለኪዒታት ሰብኣይ ርእሲ ገዛ ምካኑ ግን ዘይምዝንጋዕ ኣተሓሳስባ እምበር ዕድመ ሓደጋ ኮይኑ ኣይፈልጥን ሂወት ድማ ደርፊ ብምስማዕ ኮነ ፊልሚ ብምርኣይ ኣይዕቀን ምክንያቱ ሓዳር ካልእ ዓለምዩ ስለዚ ሓዳር ክሸነክ ወዲ ይኩን ብሸነክ ጓል ተማላሊእካ ብፍቅሪ ምንባር ኢዩ ሓዳርኩም ይባረክ ተስፋይገብር ንዝምድና ዝምልከት ካብዚ ዝሓሸ ሓሳብ ሒዝኩም ክትመጹ

  • @sol2053
    @sol2053 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምርቲ እዩ ቀጽልዎ ይብለኩም ጽቡቅን ምዉቅን ሓዳር ይግበረልኩም ደቂ አ ኤረይ

  • @MeriMeri-o6f
    @MeriMeri-o6f 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኦውውው ማራ ኬፍ ኣለኩም ግን ብሮ ኣይትትረራ ፍሩቲ ❤️ ሓዳርኩም ይባረክ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልኩም🙏🙏🙏

  • @ADHANAGEBREMEDHINBEZA
    @ADHANAGEBREMEDHINBEZA 26 วันที่ผ่านมา +1

    At the same age .the same idea ,by the same People ,GOD bless you.

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 5 หลายเดือนก่อน +13

    ሰላም ክቡራት መንእሰያት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ኢዩሞ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሓዳርኩም ይጣጥሕ:: እሞ ንሕቶኹም ብወገነይ ርኢቶይ ክህበላ ክፍትን::ኣብ ሕብረተሰብና ናይ ዕድመ ፍልልይ ብዙሕ ትርጉም ኣይህብን ኢዩ መክኒያቱ ከምቲ ዓወት ዝበሎ ብትፈጥሮ ቀልጢፈን ኢየን ማቹር(Mature) ትኸውን እሞ ጋል 20 ዓመት ክትምርዖ ንሓላፍነት ስድራቤታ ድልውቲ ኢያ : ብኣንጻሩ ወዲ ተባዕታይ ትረፍዶ ወዲ ዕስራ ወዲ 30 እውን ብዙሕ ግዜ ክዝውርን ክንእስን ስለዝደሊ ገና ሓላፍነት ተሰኪሙ ሓዳር ክኣሊ ድሉው ኣይኮነን: ምስዚ ናታትኩም ሓዳር ኣይተዋዳድርዎ :ብዝኾነ ግን ኣብ ባህልና ሰብኣይ ክዓቢ ካብታ መጻምዱ ዝድለየሉ መክንያት ሓላፍነት ስድራቤቱ ክስከም ካብ ዙረትን ዕብድብድን ነጻ ኮይኑ ደቁ ከዕቢን ሓዳሩ ክኣሊን ስለዝድለ ኢዩ ወዲሲ ቀልጢፉ Mature ስለዘይክውን ኢዩ በሃላይ ኢየ::

    • @Hbri-vodcast
      @Hbri-vodcast  5 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selambahta145
    @selambahta145 5 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ባሓቂ ደሰ ዘብል መደብ ዓዊታ ኣብታ ናይ ኣቦታትና ዝበልካያ ግርም ኣለኻ ወለድና አውን ምሰ ወለድካ ንውላድካ እንበር ንነሰኻ ኣይኮንካን ትነብር ኢዮም ዝብሉ ሰለዚ ጽቡቅ ኣለኻ።

  • @sabatesfu1653
    @sabatesfu1653 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ ለውጢ ስኢነሉ ዕድመ ወሳኒ ኣይኮነን ኣቦ ደቀይ ፍርቂ ዕድመይ ይዓብየኒ ግን ብሱል ኣይኮነን ተፈላሊና ብፍቅሪ ከኣ ብ2 ዓመት ኣነ ዝዓብዮ ሒዘ ግን ብሱል ዩ ትብሎ ሞ ኣብ መንጎ ከኣ ናብ ቁልዕነት ይመልሶ ዝውስኖ ጠፊኒ ግን ሓጋዚ ምኽሪ ዩ ብጣሚ የ ዝፈትወኩም💪💪💪❤❤❤❤

    • @sidonamaneul1897
      @sidonamaneul1897 5 หลายเดือนก่อน +3

      መጀመርያ ንብስኪ ፈትሽ

  • @egziabhereregnayenewtemesi7846
    @egziabhereregnayenewtemesi7846 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕም ደስ ትውሉ ንፉዓት እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤❤❤

  • @ሕልና-አ8የ
    @ሕልና-አ8የ 5 หลายเดือนก่อน +43

    ብመጀመርታ ጽቡቅ መደብ። ስነ መጎተኺ ብዙሕ ዛዕባታት ከለዓዕል ይኽእል ኢዩ ብዝኮነ ግና ኣፈጣጥራና ኣዳም 30 ሄዋን 15 ኢዩ። ንሶም ግና ጸጋ እግዚኣብሔር ዝመልኡ ኢዮም ኔሮም። ዕድመ ግና ኣዝዩ ፍልልይ ተራን ኣብ ሓዳር ኣለዎ። ንስኹም ሕጂ መሓዙት ምኻንኩም ብቀሊል ትምዘኑ። ኣብ ዝበዝሕ ነጥብታት ትረትዕዮ እዚ ግና ቅኑዕ ኣሎኺ ማለት ኣይኮነን እንታይ ደኣ ዝብደሃኪ ሰብ ኣቅርቢ። ሓደ ሓደ ግዜ ዕድመ ጸገም የብሉን ኣብ ኩሉ ግና ኣይኮነን።
    መጀመርታ መሰረት ሓዳር ኣፍልጦ የድልየኪ።
    * ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቱ ኢዩ። ምለት ጽቡቅ መሪሕነት ዘለዎ ኣቦን ሰብኣይን ክኸዉን ኣለዎ (ንስኪ ግን መራሕን ተመራሕን ክህሉ የብሉን ኢልኪ እዚ ሕጊ ኣልቦ ሓዳር ኢዩ። እዚ ከኣ ሰብኣይ ወሳኒ ኢዩ ንዝበልክዮ ኣፍሪስክዮ።
    * ሓዳር ሕጊ ኣለዎ ጋል እንታይ ተራ ኣለዋ ወዲ እንታይ ተራ ኣለዎ ምፍልላይ የድሊ። ንሱ ዘፍቅራ ዝሓልየላ ዝከናኸና ክከዉን ከሎ ንሳ ከኣ ትሕትና ዘለዋ ህድእቲ እዝዝቲ ክትከዉን ኣለዋ። ሓይማኖት ዉን ከምኡ ኢዩ ዝብል።
    * ሓዳር ከምዚ ትብልዮ ዘሎኺ ስምምዕ ዉዕል ኣይኮነን እንታይ ደኣ ናቱ ዕላማን መስርሕን ኣለዎ ትካል ኢልክዮ ኣብ ትካል ምሕደራ ኣሎ ላዕለዋይ ኣካል ዉን ኣለዎ።
    * ኩሉ ምስ ናትኩም ኣይተተሓሕዝዮ ከመይ ትነብሩ ንስኩም ትፈልጡ፥ ኣብ ምዕቡል ሃገራት ንሓዳር ዳርጋ ሕጊ የብሉን ትሰማማዕ ትፋቀር ትበኣስ ትፈላለ እዚ ድዩ ሓዳር ?
    ብዝኮነ ግና መሊስክዮ ኢኺ ብተፈጥራዊ ጋል ቀልጢፋ ካብ ወዲ ትበልሕ ኢልኪ። ስለዚ እቲ ወዲ መሓዝኡ ተኮይና ካብኡ ንላዕሊ ስለ ትበልሕ 3-6 ዓመት ክዓብያ ከሎ ዝመጣጠኑ ይኾኑ።
    ( እዚ ነዓኹም ከቢድ ኢዩ ምክንያቱ ንስኩም ሓደ ዕድመ ኢኹም፥ ንሱ ዕድመ ኣገዳስነት ኣለዎ ኣብዝበለሉ ናትኩም ኣቀልቅል ተብልያ ኔርኪ። ኣብ ሓቂ መጺኻ ወዲ ጋል ካብኡ ትንእስ ኢዩ ዝደሊ comfort ከኣ ይስምዖ። ስለዚ ዕድመ ትራ ኣለዎ ወዲ ዕዉት ምሕደራ ንኽህልዎ ጋል ንእስ ትብል ክትከውን ኣለዋ።
    ተምጽእዮም ኣብነታት ግና ኣይግድን ምስ ተፈጥሮ ወይ ባህሊ ወይ ሃይማኖት ወይ ሳይነስ ዝተረጋገጸ ኣምጽኢ። ተራ ኣብነታት ኣንቢበዮ ሰሚዐዮ ግና ኣይሃንጽን ኢዩ።
    ኣጆኩም በርትዑ ኣዝያ ትድነቅ በዓልቲ ቤት ኣላትካ ምህርትን ምቅልልትን ጋል ነዛ ምድርና ትምለኣያ። ፈነወኹም ናብ ትግርኛ ዝዛረቡ ክሳብ ዝኮነ ግና ቅሩብ ብባህልናን ሃይማኖትናን ከተደግፍዎ ንወለዶና ጽቡቅ ኢዩ። የቀንየለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። መናብርቲ ይበልኩም እግዝኣብሄር

    • @samuelsyum3345
      @samuelsyum3345 5 หลายเดือนก่อน +1

      Excellent

    • @temesgenhabtezghi5692
      @temesgenhabtezghi5692 5 หลายเดือนก่อน +2

      አንጌራ አዝጊ ብላዕ❤❤❤❤

    • @Msgnagebrhiwet-iy9yu
      @Msgnagebrhiwet-iy9yu 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@ሕልና-አ8የ ብራቮ ኣውሂድካዮ ከማን ሓሳባ ክትገልጽ ዘክብረላ ስለዝረከበት ትረታቶ ወይ ብፍቅሪ ተሰማማዑ ይመስል ግና ከምዚዝበልካዮ ሰለዝተረዳዳካ መልሲ ረኪብካማለት ኣይኮነን ስለዚ ደስዝብለኒ ሓሳብ ኢካ ኣምጺካ የከነልና።
      ንሰብመደብ ውን ጽቡክ የቀንየልና እናበልኩ ሕቶይ ግና ንሳ ምስካልእ ሰብ ብቁዕ ኢዩ ዝበለቶ እሞ ትግጠም ሽዑ እቲልክዕ መልሲ ክትረክብ ኢያ የቀነልና ምስናይ ይቅረታ።

    • @ኣሕፎሮማዊት
      @ኣሕፎሮማዊት 2 หลายเดือนก่อน

      ደስ ዝብልን ዝሰማመዐሉን ሓሳብ

    • @astertesfe5701
      @astertesfe5701 2 หลายเดือนก่อน

      Kibur hawey abza natka rieto aleni sebay riesi sebeyti eu kibil enkelo amilakh kulu nisu zigebro malet aykinen entay da halafinet nayti hadar wey nay fanily zeali serihu zediliyom zemaerir malet eu ni sebytu kemti amilakh zebelo kem nebsu zefeqrina entekoynu nisa gidin eya tihti ela kitezezo hade tino feger halafinet zaywesid entekoynu gin riesi geza silezikhone teregitsa kitkeyid malet aykonen ab hadar teredadiekan tefaqirkan ekha tineber azazin teazazin zibehal yelen entaY da tiredadae kilitekha neabinet zikhone kitgebir entehasibka tikal diu geza migzae du sebeay silezikhonka balikha wesinka kitgebir malet aykonen ni balti betka temakhira kemzi kingebir kemey yimesleki elka tezerariba enber sebay silezikhonka kulu balikha kitgebir malet aykonen nikilitekha ab wusane meare eu zibetshom so telazibkan tezeraribka mis balti betka kitgebro zehashen zibeletsen eu

  • @weldeabokbatsion9954
    @weldeabokbatsion9954 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሓዳር ንወዲ ሰብ ከም ቃል ኣምላክ መሰረት ንአሓድሕዶም ክዳጋገፉ፡ ካብ ዝሙት ክርሕቑ፡ውሉድ ክወልዱ ሓዳር የድልዮም
    እዞም ሰለስተ ነገራት እዚኦም ካብ ኣምላክ ዝተዋህቡና ኢዮም
    ዘፍጥረት ምዕራፍ 2
    18 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ኪኸውን ጽቡቕ ኣይኰነን፡ ንእኡ እትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ እየ፡ በለ።
    1ይ ቆሮንጦስ ምዕራፍ 7
    2 ስለ ኻብ ምንዝርና ምርሓቕ ግና ነፍሲ ወከፍ ሰብኣይ ገዛእ ሰበይቱ ትሃልዎ፡ ነፍሲ ወከፍ ሰበይቲውን ገዛእ ሰብኣያ ይሃልዋ።
    3 ሰብኣይ ንሰበይቱ ዚግባኣ ይግበረላ፡ ከምኡውን ሰበይቲ ንሰብኣያ ትግበረሉ
    ዘፍጥረት ምዕራፍ 1
    27 ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ 38። ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።
    28 ኣምላኽ ከኣ ባረኾም። ኣምላኽ ድማ፡ ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ኸኣ ምልእዋን

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 5 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ በሃልቲ መፃምዲ ሓዳርኩም የፅንዓልኩም❤❤❤ ሽኮራት ፍጥረት

  • @tesfalemandemeskel1184
    @tesfalemandemeskel1184 หลายเดือนก่อน +2

    I like your discussion, even though want give some comments but it is hard to write it down in short words

  • @zeraytsegay7511
    @zeraytsegay7511 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመ ፍልልይ ከም ዘለዎ ኣባኹም ይሪኦ እነሃለኹ! ሓሳባ እምበር ሓሳብካ ክትህብ ኣይጸናሕካን። am sure she’s managed you!

  • @elihabeshwit6129
    @elihabeshwit6129 5 หลายเดือนก่อน +35

    ብወገነይ ወዲ ዝዓበየ እንተዓበየ ወላ ሓንቲ ፈይዳ ዘይብሉ ኮይኑ እየ ረኪበዮ ዕድመ ቁፅሪ 'ዩንዓይ ዘጋጠመኒ ነገር ንሱ ወዲ 27 ኣነ ጓል 23 ኮለና ኢና ተላሊና ንሱ ግን ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ከም ዕድሚኡ ክሓስብ ኣይራኣኩዎን ን3ተ ዓመት ተፃዊረ ወላ ሓንቲ ለውጢ ኣይገበረን በሲሉ ሕጅስ እንተበልካ ከም ህፃን ክኣ ይገብሮ መወዳእትኡ ተፈላሊና ስለዚስ ወላ 50 ዓመት ተገበረ ሓደ ወዲ ኣተሓሳስብኡ ተዘይ በሲሉ ዕድመ ዋጋ ኣይብሉን ።ቀፅሉሉ ክኣ እዝነይ ከፊተ የ ዘዳምፀኩም ❤ፍሩቱና ክኣ ኣይተረዳኣክን እምበር ንስኪ ኢኺ ኢድኪ ሂብኺ ናብ ሓሳቡ😂❤❤

    • @yonatanmengistu4186
      @yonatanmengistu4186 5 หลายเดือนก่อน

      “Iron sharpens iron.”
      ሰብ ኬኣ ንሰብ ይስህሎ’ዩ 😂so

    • @elihabeshwit6129
      @elihabeshwit6129 5 หลายเดือนก่อน +4

      @@yonatanmengistu4186 ባዕሉ ተዘይ ሓሲቡ ሲሂሉዎ ወላ ከሎ ናብ ዝነበሮ ዩ ዝምለስ😪😂

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +5

      ​@@yonatanmengistu4186ምስ ሰሓልካዬ ምስ ኣገልገለ ክጎድም ዬ ።ስለዚ ኣተሓሳስባ ምሳኻ ዝፍጠር ኮይኑ ይስመዓኒ ምኽንያቱ ዋላ ምሁራት ዝበልካዬም ኣእምርኦም ግን ጥረ ኮይኑ ይጸንሓካ 😅ቆልዓ ዘይሓስቦ ሓሳብ ይህቡኻ😊

    • @yonatanmengistu4186
      @yonatanmengistu4186 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@semharkahsay1946 ጽቡቅ ኣለኪ፡ምሳካ‘ዩ ዝፍተር ግን ሕሰብላ

    • @yordaedom2988
      @yordaedom2988 5 หลายเดือนก่อน

      Ysemamae eye wedi seb baelu halafnetu kifelt alewo enber ezi kitgebr aleka wey aleki tbl ente koynka ay gdn eu nabra hxanat eu zkewun 🤷‍♀️

  • @awetmussa8347
    @awetmussa8347 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብዝኮነ ጹብቅ መደብ ብስለት ኡንበር ዕድመ ታራ የበልኡን ባሃላይ የ

  • @DawitYemane-j6q
    @DawitYemane-j6q 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ትምርቲ ናይ ብሓቂ ቁሩብ ኣብቲ ኣዛራርባ ኢንግሊሽ እንዳ ኣብዝሐት

  • @Temesgenamlakey22
    @Temesgenamlakey22 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ስድራቤት ዓወት ጽቡቅ መደብ ኣነ ምስ ዓወት ኣለኩ ዕድመ ኣብ ሓዳር ዓቢ ተራ ኣለዎ ኣይትጋገዪ ፋርቱ❤
    ምክንያቱ ኣብዚ እዋን ጸገም ሓዳር ኮይኑ ዘሎ ኣብ ዕድመ ዘይምዝማድ ኢዩ
    ኣንብነት ዚ ወዲ 40 ንጋል 20 ክምርዓዋ ኣይክእልን ኢዩ እቲ ምንታይ ንሳ ኣብ ውዑይ ሂወት ዘላ ክሰማምዑ ኣይክእልን ኢዮም ስለዚ ዕድመ ዓቢ ተራ ኣለዎ thanks awet❤

  • @selameyob4258
    @selameyob4258 5 หลายเดือนก่อน +2

    gdamawn wishtawn xibkti sebeyti alatka, hadarkum ybarek

  • @hayilehereity7883
    @hayilehereity7883 5 หลายเดือนก่อน +2

    እደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኹም ይባረኽ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawimera3704
    @merhawimera3704 5 หลายเดือนก่อน +5

    መደብኩም ብጣዓሚ መሳጥን ማሃርን እዩ የሕዋት ኣጆኹም ቀጽልዎ❤❤ ተከተልቲ ኦርቶዶክስ እንተኮኒኩም ካኣ ማዓተብ ተትገብሩ ጽብቕ ነይሩ

  • @samlul_p
    @samlul_p 5 หลายเดือนก่อน +2

    Etom zfetwom ❤❤❤ kexlwo n hadarkum ybarek🙏🙏🙏

    • @ውዕሎሓበሻ--media_habesha
      @ውዕሎሓበሻ--media_habesha 2 หลายเดือนก่อน

      እዛ ጋል ነዛ ምእዛዝ ፈሪሓታ ሞይታ ሓዳር ደሊክን ምእዛዝ ጸሊእክን ጌራቶ ኣላ ሰበይቲ ንሰብኣያ ትሕት ኢላ ተዘይተኣዚዛቶ ምስ ሰብኣይ ተመርዒካ ኣለካ ማለት ድዩ ኣስተውዕሊ

  • @TSGie
    @TSGie 5 หลายเดือนก่อน +10

    ፍርቱና ኢኪ ናብ ዓወት ከይድኪ 😁
    ስለዚ ዕድመ ተራ ኣለዎ
    ብዝተረፈ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ 🥰

  • @edenghide5174
    @edenghide5174 5 หลายเดือนก่อน +3

    Ezi tgebrwo mebhehal tera kmesl ykel eyu gen azyu agedasi eyu buzuh seb eyu ztkem nezi kea ane mesker eye Slezi kexluwo shekorinatatt ❤❤❤

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 5 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር ኢኹም ብፍላይ ፋርቱና ጎበዝ እትጥቀምሎም ቃላቱን ንብዓል ቤትኪ እብረ ምሃብኪ ኣብ ዘተኹም ይቕሬታ ኣቶ ዓወት ግን እብረ ኣይትህባን ዘሎኻ ይመስለኒ መዛረቢ ኣርእስቲኹም ኣዝዩ ዓቢን ዓሚቕዩ

  • @flower525af4
    @flower525af4 5 หลายเดือนก่อน +5

    Ewae bejaka nisikawun kabtom zeybeselu ika.
    Ente nisiki gin entayimo kibleki you're so matured and smart young lady ❤

  • @hagosteklesenbet9864
    @hagosteklesenbet9864 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi dea 200 edme ktatwa ika eza Gual wshtawn degawn xbaqe zelewa eya tmesl love you guys 🎉

  • @nahomwedieri7231
    @nahomwedieri7231 5 หลายเดือนก่อน +9

    Anes meszom seb hadar fqri hizeini azieom mesati temhrti bka gorbitkum koyne ❤❤🎉

  • @kahsayissac8403
    @kahsayissac8403 5 หลายเดือนก่อน +6

    ክክክክ ፍርቱ ሽኮር I'm not በጊዕ ብሰሓቕ እኳ ኣቁስልክና ብዝኾነ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ጽቡቃት ዓወታ ከኣ ኣይትሕረቕ ርግእ ደኣ በል ቀልጥፍካ ከይትኣርግ ክክክክክ

  • @NathanGoitom-z2r
    @NathanGoitom-z2r 4 หลายเดือนก่อน +1

    Guys peace be upon you this program is really amazing,wonderful and super ideas program❤

  • @yonasberhane5076
    @yonasberhane5076 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኺ ናብ ዓወት መጺኺ ኣለኺ ኣብቲ ናይ ዕድመ ጉዳይ ❤❤❤

  • @abrahamweldegerges6466
    @abrahamweldegerges6466 5 หลายเดือนก่อน +2

    Hei, Awet bitami nufuat ab medebkum bezia Jemire kigremeka ab Sawa wedi mesriey neirka enqae degime raakuka kubur haw kirekbeka kea tesfa yigebir b wishti selam kea ❤❤

  • @mekonenhaile4659
    @mekonenhaile4659 5 หลายเดือนก่อน +11

    Furtun your very smart woman I like what you say make sense thanks 🙏

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน

      መወከሲኣ ካብ ዘንበበቶም ጥራይ ተኾይኑ ኣብ ዛ ክትዕ እዚኣ ጽቡቅ ከኣ ኣይኮነን ናይ ባዕላ ከባቢኣን ተፈጥሮን መርሚራ ሓሳብ ክትህብ ኔርዋ ን ንኹሉ ፕሩቭ ውይ መረጋገጺ ጽሑፍ ትደሊ ተኾይናካ ነገራት ዓጸቅቲ ወይ ደረቃት ይኾኑ ሞ ስምዒት ኣይህቡኻን ወይ ክትኣምኖም ትሽገር።

    • @fortunaghirmay6645
      @fortunaghirmay6645 5 หลายเดือนก่อน

      ክብርቲ ሓፍቲ ካብ ተመክሮ ውን እዩ።Try to listean without judgment፡we always listean what we want to listean....and thats a big problem.Thank you🙏

  • @esayastesfayesus8575
    @esayastesfayesus8575 5 หลายเดือนก่อน +3

    ማክሮን መራሒ ፈረንሳ፡ በዓልቲ ቤቱ መምህሩ ዝነበረት'ያ።

  • @لمتب
    @لمتب 4 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል❤😍

  • @rut-g3v
    @rut-g3v 5 หลายเดือนก่อน +3

    አምላክ አብዝሕ አቢሉ ይባርኩም
    እዛሐፍትና ብስልቲኢኪ ናይብሐቂ ዕድመዘይኮነስ ብስለት እዩ ንዝኮነሐ መሪሕ ናይ ዓወት ዝብሎ ብዕድሜኦም ዓበይቲ ግን አታሐሳስብኦም ናይቆልዓ አለዉ እኮ
    ዝሐዌይ ጋል ዝመርሐ እያትደሊ ዝበለስ መንእዩ ዝሐሽ ይመርሕ ምባል ይሕሸካ ብወገነይ አነ ካባካ ሰትካ ትበስል ኮይኑ ይስማዓኒ
    ባህሊ ካልእዩ ተፈጥሮ ወድን ጋልን ካአ ካልእ እዩ አርእስትኩም ግና ዕድመ አብሐዳር ወሳኒ አይመስለን ብስለት እዩ ወሳኒ

    • @danielhabtegergsh2088
      @danielhabtegergsh2088 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ritoka mihab zihashe u sebain sebetin aye tewedadir buruk haw

    • @Terses-epiphanies1899
      @Terses-epiphanies1899 5 หลายเดือนก่อน

      Seb kidsn eyom : nay ayashu zereba aytteqem lebam hawey

  • @temesgenslekuluneger9203
    @temesgenslekuluneger9203 5 หลายเดือนก่อน +3

    Hi xbukat hadarkum ybarkelkum amlak xbuk aresti eyu ane win fliliy edme ab hadar tera alewo ele eyezamin we love you guys ❤❤❤

  • @yelenperfection5082
    @yelenperfection5082 5 หลายเดือนก่อน +3

    Xbkti topic. Thank you guys for bringing it up. excited to hear what ya'll take is going to be

  • @lssakigoytiom3872
    @lssakigoytiom3872 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዒላማ ናይ ሐዳር ቡመንፅር ክርስትና ንሰለስተ ነገራትዩ 1: ንምትሕግጋዝ 2: ዘርኢ ንምትካእ ወይም ንምውላድ 3: ካብ ዝሙት ንምዕቃብ እዮም ።

  • @MerhawiDestalem-jr3uw
    @MerhawiDestalem-jr3uw 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቅ መደብ ❤❤

  • @freasli
    @freasli 5 หลายเดือนก่อน +17

    ፉርቱና ትግርኛ ትውሕዳ ኣላ መስለኒ 😂😂። ዓወት ክኣ ዓዉዓው ኣይትበል ቀስ ኢልካ ኣረድኣያን ኣረድኣናን😂። ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ 👍

    • @LoveEri-z4u
      @LoveEri-z4u 5 หลายเดือนก่อน

      ፉርቱና ደኣ ከም ኣቦኣ ግርማይ ሳንዲያጎ እንግሊዝኛ ጹቡቕ ጌሮም'ዮም ዝመልኩዋ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@LoveEri-z4uይመስለካ እምበር ካብ ትግርኛ ንላዕሊ ንኢንግልሽ ኣይመልክዋን ኢዬም።ልዕሊ ቋንቋ ኣዴኻ ትመልኮ ቋንቋ የለን እዚ ኸኣ ሎጂክ ኢዩ።

  • @fiyoriliben6317
    @fiyoriliben6317 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነ ምሳኪ ኣለኩ ፍርቱ ዓይነይ❤

  • @Herey-r7e
    @Herey-r7e 5 หลายเดือนก่อน +2

    Awetey yeak msaka aleku gn kem bahri awedat aqebti ena awald msti zelewo bota yen kmesasela zdelya zen demamu ❤

  • @aizzabraham5279
    @aizzabraham5279 2 หลายเดือนก่อน +1

    Age is just a number, and everyone's journey is unique. Whether you are young or old, the most important thing is to find a partner who is compatible with you and with whom you can share your life.

  • @TheHabeshaGrowthGuide
    @TheHabeshaGrowthGuide 3 หลายเดือนก่อน +1

    መደብኩም ኣብ ስራሕ ኮይነ እየ ዝከታተሎ፡ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ። I love your vibe ❤

  • @seb_eyu_hager
    @seb_eyu_hager 5 หลายเดือนก่อน +3

    Next time እቲ ማይክ 2ቲኡ on record እንተሎ፡ ናይ ከባቢኡ ድምጺ ስሒቡ echo ስለዝገብር ናብ ኣፍኩም ኣቅርብ ኣብልዎ።
    ኣብዛ መደብ ዓወት ክዛረብ ከሎ ወላ ውን ብናይ ፉርቱና ተደሪቡ ይሓልፍ ስለዘሎ፡ sync ክትገብሮ ከለካ ዳብል ድምጺ"ዩ ዝከውን። ረባሺ ይከውን"ዩ። so ወይ ሓንቲ ማይክ ተጠቀሙ ወይ distance ሓሊኩም ኣቅርብ ኣብልዎ ናብ ኣፍኩም ሓባይብ።
    ጽቡቅ መደብ። ሓዳርኩም ይባረክ።
    ፉርቱና ክፈትወኪ መዓት"የ። ❤

  • @GodKeepingus
    @GodKeepingus 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nski jigna bravo bsilti eki lieliu

  • @tsigeredaMeron
    @tsigeredaMeron 2 หลายเดือนก่อน

    Ane abza hasab mis furti eye zisemama3 edme ay wisinin eu kab seb nab seb yifelale eu abeyti kelewu zey bisulat alewu neashitu zibelkayom kea bisulat eu I'm with you Furtiye 😘 💖 😄 ❤️

  • @Abrahamghebresilasie-yc1wb
    @Abrahamghebresilasie-yc1wb 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቕ መደብ መሳጢ ትምህርቲ

  • @samsoneyob5554
    @samsoneyob5554 2 หลายเดือนก่อน +1

    Marra bela medeb iya gin please izia ab mengo nay English words tibezihakum Ala imo amahayishiwa thanks and keep it up nezi weledo tsibuk araya kunuwom. 😊😊😊😊😊

  • @tsehayetadese429
    @tsehayetadese429 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓቢ ሰብ ዝበልካዮ :ዓቢ ባኮ ኾይኑ ይጸንሐኻ : ማለትኪ ዲኪ 👍

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፍርቱና ኢኺ ናብ ዓወት መጽኽ..
    ዓወት winner

  • @heranberhe8239
    @heranberhe8239 5 หลายเดือนก่อน +4

    ን መጀመርታ ግዜ ሐቀኛ እድሚዔ ትነግር ጋል ሪኣ ብጣእሚ አድኒቀኪ ፡ you are so confidential i appreciate you,bless your marriage ❤❤

    • @shewitsgem8495
      @shewitsgem8495 5 หลายเดือนก่อน

      @@heranberhe8239 ab tmqeta nerka dika

  • @redaiyohannes438
    @redaiyohannes438 5 หลายเดือนก่อน

    I am so glad and proud to give my vote on a referendum day, our generation is part of Eritrea 🇪🇷history. Furtuna and hibri media I like your show it’s educational for the most part.keep it up 👍

  • @MichaelKelati
    @MichaelKelati 5 หลายเดือนก่อน +1

    Afeson 5- 21- Anbbwo (kduss metshaf)

  • @trhasandom6040
    @trhasandom6040 5 หลายเดือนก่อน

    Hadarkum ybarek tsbuk tmhrti nkesm alena ajekum kexlwo❤❤❤

  • @BereketHaile-e1z
    @BereketHaile-e1z 4 หลายเดือนก่อน +1

    You are right edme tera yeblun wesani libona eyu

  • @berhanetewelde9844
    @berhanetewelde9844 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ መደብ እዛ ናይ በጊዕ ገዲፍካ፡ በጊዕ ኪንዮ ሳዕሪ ክበልዕን ክብላዕን ወላሓንቲ ስራሕ የብሉን፡ እዚ ክኸውን ክኣ ኣተሓሳስባኡን ኣሰራርሓኡ ማለት ቅርጺ ኣካላቱውን ማዕረ ሰብ ክነጥፍ ኣየፍቅደሉን ኢዩ፡ ከምታ ምኽንያት መፍጠሪኡ እነብር ኣሎ ንምንታይ ከም ሰብ ዘይሓሰበን ከምሰብ ክኣ ኲናት መሪሑ ሰብ ዘይቀተለ ኢልና ብልሑ ክንምንጥሎን ኣብ ዘይመስርዑ ክንምድቦንሲ ኣይግባእን፡ እቲ ናይ ሰብ ግን ባዕልኹም መልእዎ ስለምንታይ ከምኡ ኮይኑ፡ እንተዘይኮይኑ ሰብ ማዕረ በጊዕ ርእሱ ኣድኒኑ ወሪዱ ንነብሱ ግዳይ ዘምግባሩ ደንቆሮ ምባል ግንን ክክክክ ሕሰበላ

    • @tomasteklebrhan6623
      @tomasteklebrhan6623 5 หลายเดือนก่อน +1

      Yeah brihin may god bless you brother
      ወላ ንዓይ ከም ሕቶ ኮይናትኒ እታ ናትካ ጽሕሕፈት ግና ብስሓቅ ሞይተ ደገለ ቀጽሎ

  • @jossigere682
    @jossigere682 5 หลายเดือนก่อน +3

    Today is am agree with Awita 😂 but she is also Smart Girl 🥰 . always very important Topic, we are proud of you & God bless you 🥰🙏❤

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመ ኣገዳሲ ኣይኮነን እንተዳ ኣፍቂርካላ ኣፍቂሩካ ዕድመ መሪጽካ መሪጽኪ ከይትረዳዳእ ትኪል ኢኻ ካብ ጨሩርኻ ንላዕሊ ክትፈትወካ ወይ ክፈትወካ ኣሳሪስ ፍቅሪ ኢዩ ❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 5 หลายเดือนก่อน +1

    Await you are so sweet and so Machar he is amazing

  • @LuluLulu-s8v
    @LuluLulu-s8v 5 หลายเดือนก่อน

    Ewuy ktmqru abey niere key reakkum,ksae hji egziabiher hadarkum aemrokum,melisu ybark 🎉 ❤❤

  • @LiMing-jm3ej
    @LiMing-jm3ej 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you both for the amazing discussion. Here is my point of view on Marriage and age debate
    Although I agree that age differences in marriage can have a negative impact, the example of music preference is inappropriate. Music is an international language that transcends age; kids can love Elvis Presley’s music, and older people can enjoy Jay-Z's rap (Tewelde Reda vs Qorchach in our case).
    Age difference in marriage is often a topic of debate. Critics argue that significant age gaps can lead to misunderstandings, mismatched goals, and different life stages that may challenge the relationship. They cite examples like divergent tastes in music, assuming that younger partners prefer modern artists while older partners are stuck in the past. However, this analogy falls short because music, unlike some other aspects of life, is a universal language that connects people across generations.
    Consider the relationship between two people of different ages who share a deep appreciation for music. A 25-year-old might introduce their 50-year-old partner to the energetic beats of Jay-Z, while the older partner might share the timeless melodies of Elvis Presley. Here, music serves as a bridge, not a barrier. The shared enjoyment of music can foster deeper understanding and connection, demonstrating that age difference doesn't have to dictate discord in preferences or values.
    Music’s universal appeal lies in its ability to evoke emotions, tell stories, and create a sense of belonging, regardless of age. A child might find solace in the soulful tunes of Elvis, just as a senior might find excitement in the rhythmic beats of Jay-Z. This shared emotional experience can bring partners closer, allowing them to appreciate each other's perspectives and tastes.
    Furthermore, using music as an analogy to discuss age differences in marriage overlooks the complexities and depth of human relationships. Compatibility in a relationship extends far beyond shared tastes in entertainment. It encompasses mutual respect, shared values, and a commitment to understanding and supporting each other. While music can be a point of connection, it's just one facet of a much broader and more intricate relationship dynamic.
    In reality, the success of a marriage with an age difference depends on the individuals involved and their willingness to navigate their differences together. Communication, empathy, and a shared vision for the future are critical components that determine the health and longevity of any relationship, regardless of age.
    Thank you and keep coming.
    Hawukum Li

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነ ኣብ ፀግዒ ዓወት ኣለኹ
    እንተንስኺ ኣነ ዝሓልፋ ዘለኹ ሕላፎት ትርከብኪ!!

    • @Brhan-z4c
      @Brhan-z4c 5 หลายเดือนก่อน

      Kkkkkkkk

    • @samiasmie9949
      @samiasmie9949 5 หลายเดือนก่อน

      ኣይዞች ዘዓርከይ😄😀😀😀😀

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 5 หลายเดือนก่อน +1

    Beautiful couple ❤every time I watch your video guys it’s make me love Beautiful keep up. God bless you marriage.💙💙

  • @Nahomandu-g9v
    @Nahomandu-g9v 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰብ ጽጋ ኢኹም ንስኩም "ሓድርኩም ይባርኻ'ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ።❤❤❤❤❤❤❤ ኣብታ ኣርእስቲ ካኣቱ እንተ ኮይኑ ባዓይቡኦ ኣቦና ኣዳም"and ሂወን እንተ ሪኢና 15 ዓመት ያዓብያ ኒሪ ኣቦና ኣዳም።ሰልዚ ንጋል ከንዲ ሰብእያ
    ከንዲ ኣቦኣ
    ከንዲ ሓዋ።ያ ክትኮነላ ትድሊ ጋል ወን ኮሞኦ "❤❤❤❤

  • @Teakusurahwa
    @Teakusurahwa 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ambesa frti haftey ❤❤❤ Nay gal bota Xbuk gerki tgelxwo aleki
    Gn nay Eropa neger ayteredaekyon zeleki Awedatna nfuat aykonun Ms zkone neger aykayayerun aysemameun eyo kulu gize kem ab adi znebrwo eyom kgezeka zdelyu bzuh gize eyu agatimuni zele bzkone kxaref eile aykonkun dnzuzat eyom

  • @fiyoriliben6317
    @fiyoriliben6317 5 หลายเดือนก่อน +1

    Enqae bselam mexaekum ahwat ❤

  • @yordaedom2988
    @yordaedom2988 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hadarkum amlak ybark edmen tenan yhabekum fetari xbuk medeb eu bslti bealti bet alatka ane 100%abti nata eye zsemamae Edme wesani ente kone nay 5 amet flili xegem yebulun neay eti wesani sebay ykun sebeyti halafnetom felitom and tekababirom and misti enebrelu kebabi kea mikad agedasi eu kindey ala 30 edme gera deka hadara gedifa ab nay endera trebr sebat nmintay tegeru eti hadar zey rdeom sebat amlak tray xlalu yenbrelna 😢😢😢😢😢😢😢

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ደስ ዝብሉ እዮም❤❤

  • @senukurbanterke7791
    @senukurbanterke7791 5 หลายเดือนก่อน +1

    I am so proud of you guys, specialy frutuna ❤❤❤❤❤❤

  • @isaacwoldegebriel
    @isaacwoldegebriel 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ አገዳስን ማሃርን አብ ቀጻሊ ሕብረተሰብ ትገብርዎ ዘለኹም ድስካስ የደንቀኩም ቀጻሊ ትኸታታሊኹም ክኸውን ካኣ ስሒባትኒ ቀጽልዎ ብርትኡ💁🌹🌹🇪🇷

  • @meron6913
    @meron6913 5 หลายเดือนก่อน +1

    you've got a new subscriber because of the comment you've made on having a dog who's in to self development :)
    beautiful couple and brilliant talk 💛

  • @Tekea
    @Tekea 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤Thanks

  • @makueritrea2043
    @makueritrea2043 5 หลายเดือนก่อน +1

    mesetaki slezkone eki ab nebski ktkelakeli eki eber sebeyts kab sebaya ktnes eyu gbue nhna krstan nay abona Adamn adena Hewan ena knkewn zelena maebale aykonen ❤

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias686 5 หลายเดือนก่อน +1

    It is huge difference sister

  • @falfila5219
    @falfila5219 5 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuk mhroyu, thanks brukat

  • @michaelasefaw2927
    @michaelasefaw2927 3 หลายเดือนก่อน +1

    ግዜ ኩነትን ጥራይ'ዩ ዕድመ ዝምረጽን ዘይምረጽን።
    ስለ'ዚ ዕድመ ፍልልይ ኣገዳሲ'ዩ፡ኣገዳሲ ኣይኮነን ኢልና ንድምድመሉ ኣይኮነን።
    ብሃይማኖት እንተ ርኢናዮ ኣዳም ወዲ30 ክፍጠር ከሎ ሄዋን ጓል 15 ተፈጥራ።
    ብሳይንስ'ውን ብዙሕ ዕድመ ፍልልይ ክህልወካ ከም ዘይብሉ'ዩ ዝምህረካ።

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 5 หลายเดือนก่อน +6

    ጽቡቅ መደብ ግን ትከላለፉ ኣለኹም ይቅሬታ ክብርቲ ሓፍትና ንዕኡ ኣውድእዮ ሓሳቡ ስምዕዮ ኣብ ሓዳር ዕድመ ኣጋዳሲ እዩ ።ማለት ኣብ ሓዳር ብዙሕ ግርጭት ስለ ዘሎ እቲ ብዕድመ ድፍእ ዝበለ ወዲ ክጻዋራ ይኽእል እዩ እቲ ቀንዲ ግን ብስለት ክህሉ ኣለዎ ።ገለ ገለ ሰባት ከምዚ ከማኹም ብዕድመ ዳርጋ ሓደ ዝኾነ ብዝሒ ይጋራረጨዉ እሞ እቲ ሰበኣይ ይቅሬታ ኣይሓትት ንሳ ከኣ ከምኡ ሕጂ እንታይ ይኾኑ ኣብ ይቅሪታ ይጻባበዩ ወይ ንሳ ይቅረ ክትብሎ ወይ ከኣ ንሱ ፡እቲ ቀንዲ ኣብ መጻሓፍ ቅዱስ ናይ ዕድመ ፍልልይ 15 ዓመት እቱ ዘሎ ኣቦና ኣዳም ወዲ 30 ዓመት ተፈጢሩ ኣዴና ሄዋን ከኣ ጎል 15 ዓመት ተፈጢራ ። ኣብ ዳግማይ ምጸኣት ማለት ኩሉ ሰብ ምስ ሞተ ኣብ ዳግማት ትንሳኤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፍርዲ ንቀበለሉ ወዲ 30 ዓመት ጎል ከኣ ጎል 15 ዓመት ።ናይ ሕጂ ወሎዶ እዩ ከፊኡ ዘሎ እምበር ኣቀዲሞም ዝኾዱ ኣቦታትናስ ኣብ ሓዳሮም ኣኽብሮት ነይሩዎም፣ ፍርሃትእግዝኣብሔር'ውን ኔርዎም ብዙሕ ሰላም ኔርዎም ኣብዚ ሕጂ ዘመን ግን ምዕባለ እንዳተባህለ ወዲ ሰብ ካብ ባህላታቱን እምነቱን ርሒቑ።እንታይ ክንብል
    ኮይና ኣብዚ ግዜ እዚ ግን ገንዘብ ኮይኑ ፡ገለ ገለ ጎል ሄዋን ንገንዘብ ኢላ ውን ሕራይ ክትብል ትኽእል እያ ብዝኾነ ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ናቱ ሓሳብ ኢኺ ኣትኺ 😅

    • @Ftweynateyanewnnatu
      @Ftweynateyanewnnatu 5 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ኣሎ እባ እዞም ኣዳም ኣብ 30 ሄዋን ከኣ ኣብ 15 ተፈጢሮም ዝብል ማለት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ

    • @berhaneteklehaymanot7663
      @berhaneteklehaymanot7663 5 หลายเดือนก่อน

      @@Ftweynateyanewnnatu ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይኮነን ዘሎ መጽሓፍ ኩፋሌ ዝበሃል ኣሎ ነቦታት ወይ ከኣ ንድያቆናት ሓቲትኪ /ካ ክትረኽብዮ /ቦ ትኽእል/ሊ

  • @bahlnamhk9338
    @bahlnamhk9338 3 หลายเดือนก่อน +1

    Good Job ፍቱዋት💓
    እዛ ናይ በጊዕ ብፍላይ ፈትየያ😅

  • @amangirmay7027
    @amangirmay7027 5 หลายเดือนก่อน

    Furti u should to admit, u came to his opinion at the end. Age has a value. Gn kulu seb sle zabeye ybesl malet aykonen. Mara gn kef alekum shikorinatat keep going 👍

  • @SimretWeldegergish
    @SimretWeldegergish 2 หลายเดือนก่อน +1

    Aytgage mknyatu edme kuxri iyu

  • @furtunasolomon6628
    @furtunasolomon6628 5 หลายเดือนก่อน +1

    😂❤furti nab awet mexiki ab mewedaeta,ane gn ms awet aleku bzkone azyu mhari medeb yu thanks🙏🏽

  • @samueltekle5873
    @samueltekle5873 5 หลายเดือนก่อน +1

    Aweta mara fetyeka humble seb ika... btaemi xbuq hasab

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nice couples good job keep up god bless u🎉

  • @samrawitgebreamlak-un3hy
    @samrawitgebreamlak-un3hy 4 หลายเดือนก่อน +1

    Selam nakum burukat, Ane ms sebayey nay 18 amet flily alena gn 1 mealti tetaise ayfelten tebaisna aynfelten btami yefkreni yekbreni slezi edme flily yeblun busul mqun eyu agedasi.❤

  • @daero2008
    @daero2008 5 หลายเดือนก่อน +4

    I agree with Awet Begie (sheep) is smarter than us because sheep's never been killed by sheep.

  • @User.com143
    @User.com143 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wow like you so much.....keep going guys

  • @AbrahamAshebr
    @AbrahamAshebr 5 หลายเดือนก่อน

    ሓፈሻዊ ጽቡቕ መደብ'ዩ። እታ ዘንበብክያ ወይ ኣብ ፊልም ዝርኣኽያ ፉርቲ፥ ብኸምዚ ዘይነቕርባ....ሸያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ።

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏

  • @AbrahatsionWoldu-j1r
    @AbrahatsionWoldu-j1r 5 หลายเดือนก่อน +1

    Our dad Abraham is 10 years older than our mama Sara , this is very clear sample, you donot need more than this example and second sample adame and hiwane, donot expect like specific explanation but take very smart idea from our dada of our bible , our guidance is bible, but out of bible , you could do whatever you want like others. But it had better to follow our fathers and mothers from bible life.

  • @tedroskebrom958
    @tedroskebrom958 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዞም የሕዋተይ ካብ 2-7 ዓመት ፍልልይ ዝምረጽ ወዲ ቀልጢፉ አይበስል ሓላፍነት ክወስድ አይክእልን እዮ።ጽልዋ አለዎ ሓደ ዕድመ እንተኮይኖ እቲ ወዲ ገና ቅሩብ አይኮንኩ ይብል ናብቲ ቂሩብ ትኽይድ።

  • @itheblackwolfofmyfamily
    @itheblackwolfofmyfamily 5 หลายเดือนก่อน

    ዘረባ ኣይተብዝሕ ስነ ስርዓት ገርካ ወልዲድካ ጥራይ ኪድ። 🤣🤣🤣😂🤣. I can not stop laughing. Great vid and keep up the good work. We are learning!!!

  • @munatv3335
    @munatv3335 4 หลายเดือนก่อน

    Sebayki helen azhu alo yfetwa keykewun teyqyo ❤❤❤❤

  • @titibrhane7796
    @titibrhane7796 5 หลายเดือนก่อน

    Eawy furteys nay lbey dkonki gol uufff I love you. You are so intelligent and smart woman. You are my role model

  • @UCI-eritrea
    @UCI-eritrea 5 หลายเดือนก่อน +1

    Atum sebat Kolel ayutebluna ! Idme wasani iyu!! Imus imus new!!